No video

ስታሊን ሂወት 20 ሚልዮን ሶቬታውያን ቀዚፉ ከብቅዕ ብክብ ዝበለ ሓዘን ዝተቀብረ መራሒ

  Рет қаралды 31,850

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Күн бұрын

fnan app infotech
ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል መደባት ዘተኮረ ኮይኑ መዓልታዊ ብዝቀርብ መደባት ስፖርት ውን ዝማሞቀዩ።ዝኾነ ሰበ ኣብመደባትና ከቅርቦ ዝኽእል መደባት ኣለኒ ዝብል እንተሎ ማዕጾና ርሑውዩ።
ኢመይልና fnangebretinsae@gmail.com
ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶ እቐዲምና ነመስግን
ናይ ፌስቡክ ኣድራሻና
/ finan.gebretinsae
ናይ ዩቲዩብ ኣድራሻና
• ገንዘብ ዘኻዕብቱን ሚልዮነር ዝገብሩ...

Пікірлер: 40
@jerosalem2022
@jerosalem2022 Жыл бұрын
ፋኒ ወዲ ትግርኛ ብጣዕሚ ጹቡቅ ኢኻ አቅሪብካልና ግን አስፍሕ አቢልካ ዳግማይ አቅርበልና ምኽንያቱ ምዚ ሰርዐት ዐዲ ሀሎ ዘማሳስል ሰለ ዘለዎ 💔💔💔💔
@yonimiki1020
@yonimiki1020 Жыл бұрын
Tanx ፍናን ንዓና መነሰያት ክንፈልጥ ትገብሮ ዘለካ ነመስግን ብርትዕ
@yonasteklayhabtegergish7144
@yonasteklayhabtegergish7144 Жыл бұрын
ብዛዕባ ዌንስቶን ቸርቸል፡ ደኣ ገለ ዘይትብለና
@w.1196
@w.1196 Жыл бұрын
እቲ ቤት ማዕሰርቲ ሰርቢያ ዘይኮነ ሳይቤሪያ እዩ። ጽቡቕ መደብ ቀጽሎ
@BETESEB1972
@BETESEB1972 9 күн бұрын
ኢሰያስ ናይ ስታሊን ስእሊ ኣብ ገዝኡ ዓዲ ሃሎ ኣሎ ምስ በለኒ ሓደ ዓርከይ ብጣዕሚ ሓዚነን ኣስደሚምንን😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@berbere4478
@berbere4478 Жыл бұрын
ካብ 19:22 ክሳብ 30:50 እታ ቆልዓ (ናታልያ) ጓል እቲ ካብ እስሩቤት ዝወጸ ኔራ ዳሓር ካኣ ጓል ስታሊን ኮይና , ከመይ
@nationalinterest6656
@nationalinterest6656 Жыл бұрын
Dmxi tekorixu alo fnan ab mewedaeta
@user-nt7ey7fd5e
@user-nt7ey7fd5e Жыл бұрын
ኢሰያስ ውን ከምኡ ገሮም ክቐብርዎ ኢዮም ህግደፋውያን ዘይ እቶም ጊላታት ጨፍጨፍቲ ህዝብና ብክብሪ ዝተቐብሩ ዓለም ፍትሓዊት ኣይኮነትን
@BETESEB1972
@BETESEB1972 9 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂
@libeymidrebeda2580
@libeymidrebeda2580 Жыл бұрын
Wow thx Fnan Hawey
@yorkk9902
@yorkk9902 Жыл бұрын
Briliant
@berhanehagos25
@berhanehagos25 Жыл бұрын
ተግባር ኢሱ ወዲ ኣፎም ተግባራቱ ኣብ ሰዉራን ድሕሪ 1991 ለውጥታት ዘርኣዮ ንህዝቢ ኤርትራ እንታይ ነሩ ስለምንታይከ መንእስያት ብብዝሒ ስደት ጀሚሩ
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 Жыл бұрын
Welcome Fnan app
@israelloveisraellove125
@israelloveisraellove125 Жыл бұрын
እዚ ወዲ ርግምቲ ወዲ መድሂን በራድ ከ ደኣ ማዓስ ኢዩ ብወቅዒ ልቢ ዕልው ዝብል ኤርትራ ዓደይ & ትግራይ የዕኒና እባ ሩኹስ
@magentcink2858
@magentcink2858 Жыл бұрын
Fnan sorry demxi betami tehuhut enda kona ezi Video ka
@shamtesfom
@shamtesfom Жыл бұрын
እንታይ ክላሲካል ዘይብሉ ገርካዮ
@mebrahtomhadgu3287
@mebrahtomhadgu3287 Жыл бұрын
Classes ebay gebrelu eki fana wedi
@mengsgubsa9973
@mengsgubsa9973 Жыл бұрын
ፍናን ፡ ከመይ ፡ ታርክ ፡ስታልን ፡ ካብ ፡ደገፍቱ ፡ከይትከውን ፡ መፅሓፍ ፡ረክብካዮ ። ስታልን ፡ ብታ ፡ናቱ ፡ሓኪም ፡ኢዩ ፡ሞዩቱ ። ኢቲ ዝከፍኤ ክአ ፡እሙናት ፡ተላኤክትይ ፡ናቱ ። ስታልን 3 ዝቅተሉ ፡እንተ ፡አዚዙ ።ንሶም ፡ግና ፡ምእንትይ ፡ክፍተዉ / ብተዓፃፃፍይ ፡ቀቲሎም ፡ይመፁኡ ፡ነሮም ፡ይባሃል ። ኢቲ ፡ዘገለፅካዮ ፡ዝሓለፍካ ፡ግን ። ስታልን ዝዘርኦ ኩሉ ዓፂዱ ኢዩ ። ድሕሪ ፡ስታልን [ ሙሉአት ስድራ ቤቱ ጥራይ ፡ዘይኮነ ፡ሙሉእ ፡ዐለቱ ፡ኢዮም ፡ተቀቲሎም ] ።አብ A R T , ብዐረብ ቀሪቡ ኔሩ ።
@Ertrawiye
@Ertrawiye Жыл бұрын
Clasical gberelu eba fnan bro
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 Жыл бұрын
Resa nay stalin dea zeyguhfuwo. Kem kbur merahi tewesidu malet eko eyu
@mengsgubsa9973
@mengsgubsa9973 Жыл бұрын
ናይ ሂትለር ከማን / ኩሉ ግዜ ብዓል ኩፉእ - ፁቡቅ ረኩቡ አይፈልጥን ኢዩ ። ሂትለር ክአ ፡ከም ስታልን ዘይኮነ ፡ህዝቢ ሶቭየት ሕብረት ፡ሒኑኡ ፈድዩ ።ሂትለር ግን / በታ ሓክም ፡ናይ ስድራ ቤቱ / ንኩሎም ናቱ ፡ፋሚሊ ዝነበሩ ቖልዕት ፡ፉሉይ ፡መድሃንይት ፡ተሰሪሕሎም ፡ክትበልዖ ፡ልክዕ ፡ከም ፡መደቀሲ ፡ከኒን ፡ተዳልዩ ፡ኢዩ ፡ነቶም ፡ህፃናት ፡ህባቶም ፡ኢታ ፡ነርስ ።ካብ ኩላቶም ጋል ፡12 ዓመት ፡ትከውን ፡ግን ፡ነብሳ ፡ነግሪዋ ፡አብያታ ፡ኔራ ።ኮዩኑ ግን ዘረባ ሂትለር። መን ይቃዎሞ / ብሓይሊ ፡አብልዓታ ፡ ።ኩሎም ኢቶም ቆልዑት ፡ንፅባሕቱ ፡ሞዩቶም ፡ሓዲሮም ። ( አብ ናይ ጀርመን * ዶኪመንታርይ * ኢየ ብዐይነይ ሪኤዮ ) ። አነ ብዝመስለኒ ፡ንኢሰያስ ምስ ዞም *ገባብል * ከተዋዳድሮ ከይትህሉ ። ኢሰያስ ቀሪኒ ዘለዎ* ተመን *
@goitom19
@goitom19 Жыл бұрын
ጥዕም ጥዕም ኢኻ ኣቢልካያ ናይ ሎምስ😁 ናይ ስታሊን ጉድ ብዙሕ እዩ ኣርእስቲ ጥራይ ክምዘንበብካ ሕሰባ:: ኣቀራርባኻን ተበጉሳን ጽቡቕ እዩ:: ኣዕምቆ እሞ በብኽፋል እንተትገብሮ ዝሓይሽ ይመስለኒ:: ኣብ ታሪኽ መልሲ ዘይረኸቡ ሕቶታት ምስትውዓል ኣገዳሲ እዩ:: ንኣብነት ኣማውትኡ መደምድምታ ኣይትዋሃቦን:: ብዝተረፈ ንፉዕ::
@gebrehiwettesfamariam4729
@gebrehiwettesfamariam4729 Жыл бұрын
ናብ ሳይቤርያ ይስደዱ
@tesfom4382
@tesfom4382 Жыл бұрын
ይቕረታ ንእሰያስ ብኽብሪ ክቕበር ኣብ ኤርትራ ትጉስጉሰሉ ዘለኻ ኮይኑ ተስሚኡኒ።
@abrahamwA
@abrahamwA Жыл бұрын
Mes mota da klawa tebsi gerna n azabe kanhabom ena
@robiye3496
@robiye3496 4 ай бұрын
Hero istalin
@BETESEB1972
@BETESEB1972 9 күн бұрын
ሮቤል ደንቆሮ እንስሳ ሓሸማ ኢሰያስ😂😂😂😂😂😂
@robiye3496
@robiye3496 9 күн бұрын
@@BETESEB1972 ኣይ ኣንታ እንታይ ጌሬ ኪኣ ፡ኣብ መንታይ ካ የ ዉዕለ ዲኣ ቅልጥ ተቡለኒ ዘለካ
@hegdefmendefxirehezbi7368
@hegdefmendefxirehezbi7368 Жыл бұрын
Menas esyias eyu eze xikan merhe
@wediere2238
@wediere2238 Жыл бұрын
ዓቕምኹም ኣይኮነን ንስታርሊን ክትገልጹ ታሪኽ ኣንቡቡ ብደናቑርኩም ኣይትንበሩ ወዲ ኣፎም ኣንበሳ ኣፍሪቃ ኢዩ በዓል ወኻርያ።💪💪💪
@BETESEB1972
@BETESEB1972 9 күн бұрын
ድንቁርናካ ዶብ ይህን የብሉን ኣንታ ሓሰማ ኢሰያስ ፣ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ😂😂😂😂😂
@mengsgubsa9973
@mengsgubsa9973 Жыл бұрын
ይቅፅል - ቀሪኒ ዘለዎ *ተመን* ኢዩ አይገበለን ።ምክንያቱ ፡ ኢሰያስ ብኢዱ ዝቀተሎ ኤርትራዊ የለን ። ከም ጵላጦስ ፡ኢዱ ሑፁብ ኢዩ ። ህዝቢ ዘፅንቱ ዘለዉ ።{ ጀረናላትን - ናይ ድሕኒነት ሓሰውትን ኢዮም } ብዓል ኩፉእ ክአ ፡ውዒሉ ሓዲሩ * ዝዘርኦ ክዐፅድ ፡ኢዩ ።
@user-ce2mc9xh3h
@user-ce2mc9xh3h Жыл бұрын
ኣታ ዓፍናቅ ሓሳዊ🦓
@BETESEB1972
@BETESEB1972 9 күн бұрын
ሓሰማ ኢሰያስ ደንቆሮ😂😂😂😂😂😂😂
@user-ce2mc9xh3h
@user-ce2mc9xh3h 9 күн бұрын
@@BETESEB1972 barya wefuy adgi
@samuelghebreghiorgis5603
@samuelghebreghiorgis5603 Жыл бұрын
ውፉይ! ክንደይ'ኳ ጽቡቕ! ሓንቲ ጌጋ ግና ኣላትካ። ሴርቢያ! ሴርቢያ ርእሳ ዝኸኣለት፡ ቅድሚ ዓመታት ግና፡ ኣካል ዩጎዝላቪያ ዝነበረት ግዝኣት ኢያ። ሳይቤሪያ ብምበራቓዊ ሸነኽ ሩሲያ እትርከብ ግዝኣት ኢያ።
@BETESEB1972
@BETESEB1972 9 күн бұрын
ኣታ ፍናን እዩ ዘንብብ ዘሎ ኣስተውዕል😂😂😂😂😂😂
@zerittekliya7016
@zerittekliya7016 Жыл бұрын
ኩላ ሓሶት እያ ከይቲታለሉ
@BETESEB1972
@BETESEB1972 9 күн бұрын
ዘርኢት ተክልያ ኣንታ ሃዳሚ ቦጅባጅ ኩድ ንበር ኣብ ኤርትራ ትሩፋ ፕሪፈሪ😂😂😂😂😂
娜美这是在浪费食物 #路飞#海贼王
00:20
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 4,8 МЛН
What will he say ? 😱 #smarthome #cleaning #homecleaning #gadgets
01:00
managed to catch #tiktok
00:16
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 48 МЛН
Люблю детей 💕💕💕🥰 #aminkavitaminka #aminokka #miminka #дети
00:24
Аминка Витаминка
Рет қаралды 499 М.
Stalin, The Red Terror | Full Documentary
1:23:53
Best Documentary
Рет қаралды 24 МЛН
娜美这是在浪费食物 #路飞#海贼王
00:20
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 4,8 МЛН