No video

ገድሊ ቅዱሳን 12 ሓዋርያት 1ይ ክፋል ብመርጌታ መሓሪ

  Рет қаралды 10,026

Mergieta Mehari Feshatsion

Mergieta Mehari Feshatsion

Күн бұрын

ስብከት ገድሊ ቅዱሳን 12 ሓውርያት ብመሪጌታ መሓሪ 1ይ ክፋል

Пікірлер: 92
@user-of1gy2iz9w
@user-of1gy2iz9w 4 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmalna
@samsomwelderfiel4273
@samsomwelderfiel4273 4 жыл бұрын
Kal hiwet yesmalna egzabher amlak nay agelglet zemenkum ybark Amen Amen Amen
@user-px3mg5vy2w
@user-px3mg5vy2w 13 күн бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና መምህረይ፡ዘበን ኣገልግለትኩም ይባርክ እግዚኣቢሄር ❤❤❤
@tirhastewolde3695
@tirhastewolde3695 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna God bless you and give long healthy happy life To continue with your precious teaching thank you very much mergieta🌿💕🌿🌹🌿🥀🌿🌺🌿🥀🌿🥀
@eyobdesale4830
@eyobdesale4830 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna xegiu yebzhalkum fetariiii
@user-ug5rb8zp2n
@user-ug5rb8zp2n 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ዘበን ኣገልግሎትካ እግዚኣቢሄር ይባርክ ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና ፈጣሪ እመብርሃን ኩሎም ቁዱሳን ምሳካ ይኩኑ
@efremzerabruk3188
@efremzerabruk3188 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ ሃዉናን መምህርናን መርጌታ ምሓሪ ። ናይ ሊቀ ሃዋርያይ ስምኦን ጵጥሮስ፡ ከምኡ ዉን ናይ ኩሎም ሃዋርያት በረከቶሙን ረደአቶሙን ምስ ኩሉና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን ።
@elshaday5026
@elshaday5026 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መም፣ መርጌታ መሓሪ ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ። ደስ ዘበለኒ ኸኣ፣ ናይ ምእመናን ኦርቶዶክሳውያን ሪኢቶ ሰሚዕኻ ብምትግባርካ፣ ኣምላክ የክብረልና፣ እግዚኣብሔር ጸጋ ዲበ ጸጋ ይሃብ።
@helensolomon402
@helensolomon402 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna Abona.
@KefalihadguKefalihadgu
@KefalihadguKefalihadgu 15 күн бұрын
Amen amen amen Kal hiwet yesmana
@tsigeweynibetrom2934
@tsigeweynibetrom2934 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@mogesbeloved913
@mogesbeloved913 4 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalna memhery ezgbihar amlak xega belali xega axfn drbn garu nawih adme yhabekum ♥️♥️♥️🙏🙏🙏💯💯💯
@yorusalemfisaha7231
@yorusalemfisaha7231 4 жыл бұрын
Amen kal hiwet yesimialina egziabiher xegau yebzhalkum memhrinan abonann🙏♥️🙏♥️🙏
@user-ne6py7zo3n
@user-ne6py7zo3n 4 жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻኩም መምህረይ ድጽኩም ናፊቀ ቀኔ ሞ እስከ ኣይትጥፉኡና ኢኩም ቃል ሂወት የስማዓልና ተባዕ ሃዋርያ ናይ ዕስራን ሓደን ክፍለ ዘመና ካልኣይ ድያቆን ኣስመላሽ ንበሩልና መምሃራነይ ብዙሕ ኢየ ካባኩም ዝመሃር ዘለኩ
@user-sc4zn1fs2g
@user-sc4zn1fs2g 4 жыл бұрын
Amen amen amen qalehiwet yesmalna memhir mergata mehari dagmay pawulos.xega yebzih.
@user-wg6ee1io7v
@user-wg6ee1io7v 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መምህርና መርጌታ መሓሪ ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ!!!
@habtomyemane1344
@habtomyemane1344 4 жыл бұрын
መምህርና እንቃዕ ብደሓን መጻኹም እሙን ሓቀኛ መተሃደር ናይ ክርስቶስ ሃዋርያ ናይ ዘበና መምህረይ ብሓቂ ኣምላኽ ይመስገን ንዓኹም ኣዳሊዩ ዝመሓረናን ናዓኹም ሊቃዉንቲ ዘዳለወናን ክብርን ምስጋናን ይኩኖ። ንዓኩም ከኣ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ዘበን ኣጎልጉሎትኩም ይባርል እመ ኣምላኽ ቅዱስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ትኹን ምሳኹም መምህረይ ትምህርትኹም ብጣዕሚ ጽቡቅን ጽፉፉን ኢዩ,ሞ ወትሩ ኣይፈለየና።
@manuellkesete6346
@manuellkesete6346 4 жыл бұрын
ኣሜን (3)ቃለ ሂወት የሰመዓልና መም/መሓሪ ጸግኡ የብዘሃልኩም በረከቶም ናይ ቅዱሳን ሃዋርያት የካፍለን ።
@bereketgere8833
@bereketgere8833 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና መርጌታ መሓሪ ናይ ብሓቂ ዓቢዪ ዝኮነ ምስጢርን ጽፉፍ ዝኮነ ትምህርቲን ኢኩም ትህቡናን ትምግቡናን ዘለኩም ኩሉ ግዜ ድማ ከይሰልቸኹም ዝተፈላለየ ከምኡ ዝኣመሰለ ብፍላይ ታሪክ ናይ ኣቦታት ሊቃውንት ከተስተምህሩና ክትምግቡናን ቀንዲ ክሕደት ንዝምህሩ ድማ መልስኩም ክትህቡልና ብትሕትና እንዳተላቦና ሓደራ ንብለኩም ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩ ዓስብኩም ዕጽፍን ድርብን ጌሩ ይክፈልኩም ድንግል ማርያም ድማ ጽላላ ተንብረልኩም ታሪክ ኣቦታት ሊቃውንት ከም ብዓል ቅዱስ ኣትናቴዎስ ኣግናጥዮስ ጅሮም .........ወዘተ ኩሎም ከምኦም ዝኣመሰሉ ናይ ሓዋርያት ምስ ወዳኩም ወይ ከኣ ከም ታሪክ ኣብ መንጎ እንዳ ኣእተኩም ማለት ኢዩ
@danielkbrom8735
@danielkbrom8735 4 жыл бұрын
ሓቂ ነዘም ዘይከውን ክሕደት ዝዘርኡ ዘለዉ ኣብ ግዝዪኡን ሳዓትን መልሲ ክዋሃብ ኣለዎ
@teweldeberhe3110
@teweldeberhe3110 4 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ብጣዕሚ ናይ ኣቦታትና ሃዋርያን ምሳኹም ይኹን ጥዑመ ልሳን መርጌታ ሓወይ ዘመን ኣገልግሎት ይባረኽ እግዚኣብሔር።
@simonamine5055
@simonamine5055 3 жыл бұрын
Amen yeneta
@mezgebeamine2672
@mezgebeamine2672 4 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ፡ንስኩም፡እውን ከውሒ ናይ ቤትክርስትያና ኢኩም ።ከምቲ ጎይታ ዝበሎ ንጴጥሮስ ንስኩም፡እውን ገፋፊ ሰብ ኢኩም ፡ኣምላክ ኣብ ፍጻሜ ኣክሊል ዓወት የብጽሕኩም ፡ቤተክርስትያን ንከይትናወጽ ዓንዲ ዝኮንኩም፡ኖላዊ ትጉህ ኢኩም።ትምህርትኩም፡ንጽህ ከም፡ማይ ንግሆ ጥዑም፡ከም፡መዓር ኢዩ ፡ናይ ዘመና ሃዋርያ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን፡ይሃብኩም ኣብ ጸሎትኩም፡ዘኩሩና ።
@simonessak4459
@simonessak4459 Жыл бұрын
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen
@solomon4626
@solomon4626 4 жыл бұрын
ቃል ህወት የስማዓልና ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ የብዝሓልኩም። በረኸት ሃዋርያት ምስ ኩላትና ይኹን።
@tesfitbereketeab3041
@tesfitbereketeab3041 4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና መር መርጌታ መሓሪ ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንጉም ይባርክ ዳግማዊ ኣፈ በረከት
@onelove7249
@onelove7249 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና ናይ ኣጎልጉለት ዕድመኩም ይባርክ እግዚኣብሄር መርጌታ መሓሪ ሓውና
@filmonkahsayc7975
@filmonkahsayc7975 2 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalna
@mussietesfasion2249
@mussietesfasion2249 3 жыл бұрын
Amen amen amen.
@michaelmehari1053
@michaelmehari1053 4 жыл бұрын
ቃል ህወት የስመዓልና ኣሜን! እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ መርጌታ ሓወይ
@user-lw9oh3cw3k
@user-lw9oh3cw3k 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@Ereytsda
@Ereytsda 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና መርጌታ መሓሪ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኽ እግዚኣብሔር ኣብ ልብና የሕድረልና።
@user-wt8me4eu2o
@user-wt8me4eu2o 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መምህረይ መርጌታ መሓሪ ቃል ሂወት
@kisanetmarikos55
@kisanetmarikos55 4 жыл бұрын
Amen amen amen🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲
@petrosmichael8242
@petrosmichael8242 4 жыл бұрын
Amen qale hiwet yesmalna mergeta Hawna.
@awetwulud1483
@awetwulud1483 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna meregeta hawey edmen teanan yehabekum fetari
@merhawigirmai7830
@merhawigirmai7830 4 жыл бұрын
*ቃለ ሂወት የስመዓልና ።* *"መንእሰይ እዩ" ኢሉ ሓደ እኳ ኣይንዓቕካ ። ግና ተቶም ኣመንቲ ብቓል ፡ በኻይዳ ፡ ብፍቕሪ ፡ ብእምነት ፡ ብንጽሕናውን ኣርኣያ ኹኖም ።* * ፩ይ ጢሞቴዎስ ፬፥፲፪*
@henokyemanetesfay3764
@henokyemanetesfay3764 4 жыл бұрын
Kal hiwet yesmaley bruk hawna
@user-bv8lv9dm4g
@user-bv8lv9dm4g 4 жыл бұрын
ኣሜን /3/ ቃል ሰናይ የስምኣልና መ.መ.መሓሪ ሓወይ ክብረት ይሓበለይ
@awethagos5080
@awethagos5080 4 жыл бұрын
ኣሜን ቓለ ሂወት የስመዓልና መምህር መ መሓሪ በረኸት ናይ ቅዱስ ጵጥሮድ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተወሃዶ ይኹን።
@filmonelfu1624
@filmonelfu1624 4 жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna memherna mergeta mehare 🙏🙏🙏
@bahtateame7535
@bahtateame7535 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜናምን ኣሜን ቃለሂወት የስማዓልና ሓውናን መምህርናን መሪጌታ ማሓሪ፡
@Adiam-4818
@Adiam-4818 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna memhrna Egziabher xega ab lieli xega yweskelkum
@GoitomAlem-ez2ms
@GoitomAlem-ez2ms Ай бұрын
Kale hewet yasemalena
@kahsaihaile6285
@kahsaihaile6285 4 жыл бұрын
ቃል ሕይወት የስመዓልና።በረኸት ቅዱሳን ሓዋርያት ይኽፈልኩም መርጌታ መሓሪ ።
@user-br8lw5no4q
@user-br8lw5no4q 4 жыл бұрын
አሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና መምህር
@frtunagebreyohanns8750
@frtunagebreyohanns8750 4 жыл бұрын
Amen amen amen qalehiwet yesmalna
@EriEntertainment-cb5fo
@EriEntertainment-cb5fo 4 жыл бұрын
ኣሜን (3) ቃለ ሂወት የስማዓልና ።
@user-dy3zo4ur7e
@user-dy3zo4ur7e 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ
@zemerongebrengus5943
@zemerongebrengus5943 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መምህር መሪጌታ ምሓሪ ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባርኽ
@tewelde9778
@tewelde9778 4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና መምህር ሓወይ ናይ ኣቦታትና ሃዋርያት፡ በረከት የሳትፈና
@samisimon8141
@samisimon8141 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መምህርና ዘበን ኣገልግሎትካ ይባርኽ
@taodoks7749
@taodoks7749 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna
@tsigereda2299
@tsigereda2299 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@hanaeysu7841
@hanaeysu7841 5 ай бұрын
Kali hewat yesimalna 🙏
@temesgenamlakey2695
@temesgenamlakey2695 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna mergata mehari Amlak bereketu yebzhalkum
@yonasmajor6690
@yonasmajor6690 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዕልና መርጉታ መምህር ናይ ኦርቶዶክስ ዘበን ሂወትካ ይባርክ።
@hffhdhdhd9235
@hffhdhdhd9235 4 жыл бұрын
ዘበነ ኣገልግሎትካ ይባርኸልካ መርጌታ ሓወይ ቃለ ሂወት የስምዓልና።።።።
@zemikialhabtom7042
@zemikialhabtom7042 4 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna memhrnan hawnan meregieta mehari amlak zemen edmeka ybark
@asmeromteklit3985
@asmeromteklit3985 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal Hiwat Yesmalna
@nevegiveupghebrehiwet3485
@nevegiveupghebrehiwet3485 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen Mergieta hawna Qul hiwet yesmela
@hayletesfit7770
@hayletesfit7770 4 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መርጅታ መሃሪ
@helendesta6226
@helendesta6226 4 жыл бұрын
Welcome 🙏memhrna mergeta
@ssssss3794
@ssssss3794 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣምውን
@aranshisolomon2927
@aranshisolomon2927 4 жыл бұрын
Kal Hiwet yesmalna Egzabhier amlak nay agelgulot zebenkum ybark memhrey
@merhawizereslasie8862
@merhawizereslasie8862 4 жыл бұрын
Amen amen amen aqle hiwet yesmalna egziabhier xega yebzhalka mergieta mehari hawna
@helenzemlckael992
@helenzemlckael992 4 жыл бұрын
kale hiwate yesmalena nayi agolegelot zemenkom yebarklkom fetari temrtekom nayibhaki xefofe yuo.
@matiwesgerekidan8456
@matiwesgerekidan8456 4 жыл бұрын
Amen
@awethaile2307
@awethaile2307 4 жыл бұрын
amen qale hiwet yesmealna abona Egziabher nay agelglot zemenkum ybarkh
@amanaman4070
@amanaman4070 4 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmallna hawnan memhrnan mergita mehari
@madeadibo9393
@madeadibo9393 4 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmealna egzabher xega ab resi xega yebzahalkum mergeta hawna bereketn redietn nay kdusan hawaryat ms kulatna ykun amen
@helendesta6226
@helendesta6226 4 жыл бұрын
Amen qal hiwet yesmaalna memhrana mergeta egzaabiher nay agelglot zemenkum ybark
@selammehari543
@selammehari543 4 жыл бұрын
Amennn kal hiwet yesmana memhir abona
@nahomtesfit1752
@nahomtesfit1752 4 жыл бұрын
Egziabiher asbi kudusan haweryat kem zhabe asbikum yhabkum mergeta hawna
@alsakidane9568
@alsakidane9568 4 жыл бұрын
Abona kalehewet yesmalna edmen tenan yhabelna
@henokyemanetesfay3764
@henokyemanetesfay3764 4 жыл бұрын
Amennn mergieta mehari kal hiwet yesmaley
@freweinimebrahtom3750
@freweinimebrahtom3750 4 жыл бұрын
ከውሒ ቤተክርስትያን ኣምላክ ይባርካ
@nebyatberih225
@nebyatberih225 4 жыл бұрын
⛪🙏⛪🙏⛪🙏⛪
@hwjshu3727
@hwjshu3727 5 ай бұрын
❤❤❤
@japiwedigolij2503
@japiwedigolij2503 4 жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻኹም ኣብዛ ናተይ ቻነል ሳብስክራይብ ላይክ ታሓባበርና ክብራት የሕዋት ።
@user-oi3co2fx4j
@user-oi3co2fx4j 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስማዓልና እግዚኣብሄር ጸጋ የብዛሓልኩም መምህርና መምህር መርጌታ ። ሕቶ ኣላትኒ ከም ፍቃድ ኣምላኽ ክትምሉሱለይ ብትሕትና የሓትት እሺ ኣቦና ሙሴ ጸሊም ስ ኣብ ዓለም እና ነበረ ሰብይቀትልን ይዝሙን ኔሩ ደሓር ግን ብፍጹም ንሳሓ ኣትዩ ከሙኡ ውን ብሰናይ ተጋድሎ ሊቀ ጳጳስ ኮይኑ ? ኣባና ኸ ከመይ ዓይነት ሰብ ዩ ንድያቆን ዝኸውን ወይ እንታይ እንታይ እንተ ኣማሊኡ እዩ ድያቆን ክኸውን ዝግቦኦ ብትሕትና ይሓትት ክትምሉሱለይ ተስፋ ይገብር,።
@merhawigirmai7830
@merhawigirmai7830 4 жыл бұрын
ሰላም ክሳብ መርጌታ መሓሪ ዝምሉስልና ቁሩብ ክምልስ ፍቀዱለይ ብ ትሕትና ። ናይ ኣቦና ሙሴ ጸሊም መጀመርታ ዝገበሮ ሓጢኣት ኩሉ ብ ጥምቀት ተደምሲሱሉ እዩ ። ድሕሪ ጥምቀት ግና ጸጋ መንፈስ ቁዱስ ተወሂቡዎ ። ስለዚ ኣቀዲሙ ዝገበሮ ሓጢኣት ጸጋ መንፈስ ቁዱስ ስለ ዘይነበሮ ፡ ዘጥፍኦ ጸጋ ድንግልና የለን ። ምስ ኣመነ ን ምስተጠምቀን ድማ ሂወቱ ብ ቅድስና ዛዚሙዎ ከምቲ ዝበልካዮ ። ኣብ ሕጂ እዋን ድማ ከም ሙሴ ኣቦና ተኮይኑ ታሪኩ ገሊጸዮ ጸኒሐ ። ዝተጠመቀ እንተ ደኣ ኮይኑ ጸጋ ምንፈስ ቁዱስ ስለ ዝወሃብ ፡ ብ ድንግልንኡ ክነብር ኣሎዎ ዱቁና ክቅበል ። ዝተጋገኩዎ ተሎ ክትእርሙኒ ድሉው እየ ።
@user-oq9qd4hv2y
@user-oq9qd4hv2y 4 жыл бұрын
ኣብ ናይ ግብጺ ዘገልግሉ ከመይ ይጥቀሙላ ከመይ ኢላም ዳቆናት ይኮኑ ፡ ኣብ ዝሙው ኣብ ጸኒሖም ከመይ ገሮም ድቁና ይውስዱ ዘለው እስከ ቃል ኣዋዲ ወይ ፍትሓ ነገስት ግንጽል ኣብሉልና፡ ንስሓ ይኣልዮ ድዩ ንዝሙው ናብ ዲቁና ክህነት የብጸሓካ ድዩ ተጠሚቃ እንተ ነርካ፡ ናይ ኣቦና ሙሴ ጸሊም ኣይተጠመቀን እዩ ነሩ ምስ ተጠመቀ ግን ክሳብ ሊቀ ፓፓስ በጺሑ ብትምህርቲ ሰምበት ምስ ተመልሱ ብንስሓ ድቁና ይወስዱ ኣለው እቶም ኣይተረደአትንን ኣላ ናይ ጉዳይ,,,
@whsti_adarash
@whsti_adarash 4 жыл бұрын
በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፍስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን እሺ እሕዋት ኣሓት ኣቀዲመ ይቅሬታ ይሓትት ደፊረ ብምምላሰይ እሺ ቅድሚ 318 ሩቱዓነ ሃይማልልኖት ሕጊ ቤተ ክርስትያን ምሕጋጎም ክምቲ ኹላትና እንፈልጦ ብድንግል ዝነበረ ይኹን ዝይነበረ ድያቆን ካህን ይከውን ነይሩ። ንኣብነት ሊቀ ነብያት ሙሴ ወሊዱ እንከሎ ክም ጳጳስ ኮይኑ ንካህን ኣሮን ክም ቀሺ ንደቂ ኣሮን ድማ ክም ድያቆናት ክም ዝሸሞም ክንርኢ ንክእል ማለት እዮ። ሃዋርያት ንብዕሎ ገሊኦም ደናግል ነይሮም ገሊኦም ድማ ኣይነበሩን እንተ ኾነ ግና ክህነት ተቀቢሎ ካብ እታ ዝሰበኩላ ሃገር እንዳ ኣጠመቁ ቤተ ክርስትያ እንዳ ሰርሑ ካህናት እንዳ ሸሙ ስርሖም ፈጺሞም ማለት እዮ። ኣብ'ዚ ዘለናዮ ዘመን ግና ከምቲ ናይ ቅደም ኣይኮነን ዘሎ ክመይ እንተ ኢልና ብኣቦታትና 318 ሩቱዓን ሃይማኖት እቲ ሕጊ ጸዲቑ ድንግል ዝይኮነ ስብ ድማ ዲቁና ይኹን ክህነት ውይ'ውን ካልእ ማዕርጋት ክህልዎ ኣይክእለን እዮ። ዝተጋገክዎ ዘበለ ብኣፈ ትጉሃን መላእክቱ ይኣርመለይ ወስብሓት ለእግዚኣብሔር ወለ ወላዲቱ ድንግል ወለ መስቀሉ ክቡር ኣሜን
@user-oq9qd4hv2y
@user-oq9qd4hv2y 4 жыл бұрын
Qale hiwet yesmaley yehiwat. Ezi teredeni alo.gen hadera kemzi zehatekum zeleku sele zegatim zelo zetetemku zemom benesha dkuna kehenet zekebelu bezhom alewu .ete hdgi betekersteyan negoruna 318 zenebere kedmun Benetbi...?
@nebyatberih225
@nebyatberih225 4 жыл бұрын
😍😍😍😍😍⛪😍😍😍🙏😍😍😍
@fil_Po
@fil_Po 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@anjerufael1075
@anjerufael1075 4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና መምህረይ በረኸት ቅዱሳን ሐዋርያት ምስ ኩልና ይኹን
@merhawisereke907
@merhawisereke907 4 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN QALE Hiwet yesemalena
ገድሊ ቅዱሳን 12 ሓዋርያት 5ይ ክፋል ብመርጌታ መሓሪ
18:27
Mergieta Mehari Feshatsion
Рет қаралды 3,1 М.
How I Did The SELF BENDING Spoon 😱🥄 #shorts
00:19
Wian
Рет қаралды 35 МЛН
Советы на всё лето 4 @postworkllc
00:23
История одного вокалиста
Рет қаралды 5 МЛН
No empty
00:35
Mamasoboliha
Рет қаралды 12 МЛН
小蚂蚁被感动了!火影忍者 #佐助 #家庭
00:54
火影忍者一家
Рет қаралды 53 МЛН
ናይ ሕዙናት መዕቆቢ ከተማታት ብመም ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
1:28:50
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 11 М.
ጉዞ ወደ ሚስጥራዊው ገዳም ክፍል አራት
40:17
Amhara Media Corporation
Рет қаралды 42 М.
መጽሓፍ ተስፋ 1ይ ክፋል (Tesfa Part 1)
33:37
Mosaic Bahli
Рет қаралды 10 М.
ታሪኽ ቅዱሳን ፡ ገድሊ ሊቀ ሓዋርያት ቅዱስ ጴጥሮስ
24:02
ቃለ ጽድቅ ዘተዋሕዶ Eritrean Orthodox Tewahdo Diocese
Рет қаралды 14 М.
ነገደ ቅዱሳን 12 ሓዋርያት 6ይ ክፋል
15:55
Mergieta Mehari Feshatsion
Рет қаралды 2,1 М.
Eritean orthodox tewahdo ብዛዕባ ቅዱስ እንጦንዮስ ሕቶን መልስን 1ይ ክፋል
2:46:24
ኣስተምህሮ ሰማንያን ሓደን መጻሕፍቲ 1ይ ክፋል
17:05
Mergieta Mehari Feshatsion
Рет қаралды 7 М.
How I Did The SELF BENDING Spoon 😱🥄 #shorts
00:19
Wian
Рет қаралды 35 МЛН