"ፀገም ህዝብና ክንፈትሕ ፀገም ደቂ ኣነስትዮ እንትፍታሕ እዩ!" ወ/ሮ ቅድሳን ነጋ ኣብ ዋዕላ ሕውየት ንኣዶታት ትግራይ

  Рет қаралды 3,658

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Ай бұрын

Well Come To Berakhe Show KZfaq Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZfaq Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Seltene_Girmay
#Tefetawi_Tolk_Show
Eritrean Interviews
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ሙዑዝ_ግደይ
#Eritrean_Poletics
#Interview_Muluwerq_Kidanemariam
#ሙሉወርቅ_ኪዳነማሪያም
#ቃለ_መሕትት_ምስ_መምህር_ሙሉወርቅ_ኪዳነማርያም

Пікірлер: 37
@alemwelela5777
@alemwelela5777 Ай бұрын
ወዘሮ ቅድሳን ናይ ዛርቲን ሰይጣንን መንፈስ ተሸኪማ ህዝቢ ትግራይ ንውርደትን ስደትን ስቓይን ከምእውን ሞትን ህልቂትን, ቑስለት ስነልቦና ዋና ተጠያቒት እያ ምስ ስብኣያን ሓዋን ኾይና ሂወት ሚሊዮናት ተጋሩ ሞትን ውርደትን ዋና ተጠያቒትን እያ እዛ ወንጀለኛን ዛርቲ ዋዓግ ስብኣውነት ካብ ህልናኣ ዝደምሰሰት በላዒት ነብሲ ሚልዮናት ተጋሩ, ሂወት ደቂ ኣንእስትዮ ፍታሕን ፅቡቕ ነገር ትሓስብ እያ ኢልኪ ናብመድረኽ ምዕዳምኪ ጌጋ እዩ እሞ ብራኸ ሸው ካብ ሰይጣን ፍታሕ ኣይርከብን ጌጋ ዕድመ...
@user-td2dm1xf3k
@user-td2dm1xf3k Ай бұрын
በትክክል ገሊፅኽያ ፡፡
@Hiwot-gu8nm
@Hiwot-gu8nm Ай бұрын
ኣቱም ናይ TPLF ዝኸሓነ ፅሊኢት ዘለኩም ውልቀ ሰባት ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ እኹም ? ኣነ ኣብ ሕወሓት ፀገም የለን ኣይበልኩን ግና ኣብዚ ሀዚ እዋን ቅድምያ ዝወሃቦ ዓብይ ፀገም ኣለና ሀዚውን ፀላእትና ከምዚ ተፈላሊና ናተመናጨትና ክንጥፍእ እዮም ዝደልዩ እና ነስተውዕል ዘለው
@asefagerie8506
@asefagerie8506 Ай бұрын
❤️❤️❤️❤️
@awetawet1
@awetawet1 Ай бұрын
It is very sad...we all we have to support these ladies.
@HT-hg8fl
@HT-hg8fl Ай бұрын
እቲ መደብን ዕላምኡን ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ : እቲ ዘሕዝን ገጽ ናይቶም ምሁራት በሃልቲ ኣቅረብቲ ጽሑፍ ግን ብእንግሊዝኛ ኮይኑ : ናብ ትግርኛ ምትርጋም ዝተጸገሙ መንእሰያት ምርኣይ ብጣዕሚ የሕዝን ብቃንቆኦም ንህዝቦም ንምርዳእ ዝተሸገሩን ቃንቃ ትግርኛ ዝትጸየፉን : ብጣዕሚ ብጣዕሚ የሕዝን : እዚ መንእሰይ ኣብ ናይ ወጻኢ ወርክ ሾፕ ድዩ ተዓዲሙ : ካብ ጉጉል ኮፒ ጌሩ እንግሊዝኛ ካብ ምንባብ : ብትግርኛ ዘይቅርቦ ጽሑፉ :: መሕዘን እዩ ዝከይድ ዘሎ ዋዕላታት መንገዱ ስሒቱ ::
@mulugetaayenew136
@mulugetaayenew136 Ай бұрын
አንቱም ሰባት እዛ ሰበይቲ ጸጋይ በርሀን፣ሓፍቲ ስብሓትን ምዃና እሞ ድማ ባዕላ ሓላፊት ቤት ምኽሪ ትግራይ፣መማሓደዳሪት ኸተማ መቀለ ኮይና ዝፈጠረቶ ጸገምስ ሎሚ በፂሑ ተሰቌሩዋ ወይ ጉድ
@Bocaca49
@Bocaca49 Ай бұрын
ዋይ ኢንግሊሽ ሓፍተይ 😢 ነቢዔልኪ ፣ ኸምዚ ትሕመሲ ኣይበልኩን
@hfdhdr7675
@hfdhdr7675 Ай бұрын
🙏❤❤❤
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb Ай бұрын
ብጣዕሚ ተሕዝኑን ተሕፍሩን ነቲ ብጅግንነት ብዲሲፒሊን ብሓልዮት ዝልለ መሰታ ኣልቦሰራዊት ኤርትራ ትከስዎን ሽሙ ከተብልልዎ እዩ ሓሳብኩም እዚ ግን ክንደየናይ ሰማዒ ከይትረክቡ እትምንታይሲ ሽም ምስ ወጸን እግሪ ምስ ቀጠነን መላሲ የብሉን ሰራዊት ኤርትራ መምህርኩምን ባዕሎም መራሕትኩም ጅግንነቱ ብዝይሕብእብእ ይገልጽዎ ነይሮምንም እዮም እዚ ሕጂ ትገብርዎ ዘለኩም ተዋስኦ ግን ስለ ዝተደጋገመ ሰልቹዩና እዩ መልሲ ካብ ምሃብ ግን ዓዲ ኣይንውዕልን ንዝኮነ የገበያ ግርግር ለሌባ ይመቻል እንድዩ መስረቂ ይጥዕመኩም
@KbromMokenen-df7ls
@KbromMokenen-df7ls Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i Ай бұрын
አረ ኣሕዊት ትግረኛኩ ተዚረቡ ዋ ታይ ማዓቱ 😢ኣዶ ትግራይ ፍታሓ ክታረክብ ኣለዋ እዚ ደማ ዲያስፖራ እዩ ክሰረሐሉ ዝግባኢ። እዚ ግበነኛ ናይ ቤተስብ ጉጀለ ህውሓት መንእሰይ እና ኣጣፈአ ሰልጣን ዝለመደ ኣብ ሕጊ ዓለም ክቀሪብ ኣለዎ
@MehariGebre-mm3hu
@MehariGebre-mm3hu Ай бұрын
TPLF 1.5 m ህዝቢ ዘፅነተ ናይ ዓለምና ገበነኛ ውድብ እዩ እዙ ጉዑዙይ ውድብ ናብ ፍርዲ ተዘይቀሪቡ ትግራዋይ ዝብሃል ህዝቢ ነበረያ ነበረ ከይኾን ይፈርሕ😢
@tsgabugebremaria3829
@tsgabugebremaria3829 Ай бұрын
ኣጆና
@5generation581
@5generation581 Ай бұрын
ሙሩከኛታት
@alem2627
@alem2627 Ай бұрын
ብናይ ሓሶት ድራማ ሽም ጎረባብትኹም ኣጸሊምኩም ሽግርኩም ይገድድ እምበር ኣይፍታሕን እዮ::
@salmali7470
@salmali7470 Ай бұрын
ዝህዝቢ እዚ ግን አንታይ እዩ በዲሉ ዝኩል ሓሰረ መከራ😭😭😭☝️☝️☝️
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 Ай бұрын
hzbey 😭😭
@melathaile1561
@melathaile1561 Ай бұрын
እዚ ሑሶት ድርማ ዶ ግደፍዎ። ሰብዑትክን ፈቀዶ ኤትዮጵያ ውሽማ ክሕዙ ዘምጽልኩን ሕማም በኻልእ ኣይተመኽንያ። እቲ ሓቂ እኮ ይወጽእ ኣሎ። ስርቂ ሰብ ምቕታል ሰብ ምኽታር ኣብ ኩሉ ትግራይ ብናታቱኩም ዜጋታት እዩ ዝፍጽም ዘሎ። ንኻልእ ጥፋኣት ህዝብኹም ኣይትዓድሙ።
@user-lx6vg7rz6w
@user-lx6vg7rz6w Ай бұрын
ሓለቃ ፀጋይ መልሲ ሓባ
@salmali7470
@salmali7470 Ай бұрын
ኣሕ 😢😢😢
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 Ай бұрын
ኣታ ሕወሓት ላሃለየ ዶ ሕውየት ኣይትበሉይ ሕወሓት ተጠፊኡ ሕውየት ልመፅእ ።ሕወሓት ናህዝቢ ትግራይ ጥምየት ስደት ሞት ስንክልና ሃንጊ ስእነት ደስ እዩ ልብሎ ዳርጋ ደቁ ለመርዐየ 😢😢😢😢😢😢😢
@kinfekaleab49
@kinfekaleab49 Ай бұрын
It is a good comedy. ንሎሚ መዓልቲ ግን ኣይተሰኻዓልኩምን. Try another one next time.
@zerayandom2958
@zerayandom2958 Ай бұрын
ስለምንታይ ደኣ ትብኺ ንዕላማ ዶ ኣይኮንክን የሕዋትኪ ኣኽቲትኪ ፥ብኽያት ሰብ እንዳ ኣጸለምካ ልቢ ናይ ዘይፈልተካ ሓላፊ መንግዲ ጥራኡ እዩ ዘደናግር
@gemeleyemedia1325
@gemeleyemedia1325 Ай бұрын
Radio Rwanda
@selfreliance8999
@selfreliance8999 Ай бұрын
ዓጋመ ሐሰውቲ ሐቁ እዩ እግዚኣብሔር መዓት ከውርደልኩም ከምዚ እንዳሐሰኹም...ሽግርኩም ክቕጽልዩ ለመንቲ
@shipe6489
@shipe6489 Ай бұрын
ድራማ ደቂ ማለሊት ኣይውዳእን እዩ።ሓሰውቲ ታይድኣሞ ናብ ወዲ በሻሻ ትጉምብሑ ለመንቲ።
@mass-media6445
@mass-media6445 Ай бұрын
ህወሓት ዝመርሖ ሃገር ናይ ምድላውን ህውየትን ብቕዓት የብሉን፣ ስለ ዝኾነ ድማ ብዙሕ ህዝቢ አጥፊና አሰዊእና አሎና። ሕጂውን እዚ ውድብ እንተዘየልገሰ ለውጢ አብ ትግራይ ክመጽእ ማለት እምብዛ ልውህነት ማለት እዩ።
@user-td2dm1xf3k
@user-td2dm1xf3k Ай бұрын
ሰማእታት ንዘክር 😂 ቀጠፍቲ
@alem2627
@alem2627 Ай бұрын
ሓሰውቲ! እፍሊ HIV ዝተበከልክን ኤርትራውያን ብዕንጨቲ ከማን ኣይተንከፍኩን:: ጉሓፋት!! ሕውሃት ባዕላ በተጋሩ ኣድፊሩክን::
@gemeleyemedia1325
@gemeleyemedia1325 Ай бұрын
ሓሶት'ዩ ሃይማኖቶም ። ቡዙሕ እንተ በኸዩ ነጻ ወደብ ዝረኽቡ ይመስሎም ኣሎ ። ንሕና 'ኸ ኣምሓራ'ሎ በሎ : ኦሮሞ'ሎ በሎ : ሶማል ኣሎ በሎ : እንዳበሉ ዘህለቕዎም የሕዋትናን ኣሓትናን ንርስዕ ዶ ?
@yonatanakalu-tk2xl
@yonatanakalu-tk2xl Ай бұрын
Gohaf
@redbag3453
@redbag3453 Ай бұрын
ዘሕፍር እዩ!! ኣብ ማእከል ትግርኛ ኾይኑስ ብኢንግልሽን ኣምርኛ ዱድ ይብል! ኣታዮ ሕደግ 😂😂😂
ህልው ፖለቲካ ትግራይ ቃለ መሕትት ምስ ኣሉላ ሰሎሞን
2:19:39
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 23 М.
[柴犬ASMR]曼玉Manyu&小白Bai 毛发护理Spa asmr
01:00
是曼玉不是鳗鱼
Рет қаралды 49 МЛН
How many pencils can hold me up?
00:40
A4
Рет қаралды 18 МЛН
Eccentric clown jack #short #angel #clown
00:33
Super Beauty team
Рет қаралды 24 МЛН
ጠቅላይ ሚኒስትሩ ለምን በአሁን ሰዓት የሪፈረንደም አጀንዳ ይዞ ብቅ አለ?
56:35
Addis Compass Media / ACM / አዲስ ኮምፓስ ሚዲያ
Рет қаралды 3,6 М.
Teddy Press ህሉዉ ፖለቲካ ኤርትራን ትግራይን
1:22:24
[柴犬ASMR]曼玉Manyu&小白Bai 毛发护理Spa asmr
01:00
是曼玉不是鳗鱼
Рет қаралды 49 МЛН