#ገንዘብ_ሕፀ

  Рет қаралды 44,771

ኣውጫጭ ሚድያ Awchach media

ኣውጫጭ ሚድያ Awchach media

7 ай бұрын

ብልፅቲ ሃገረሰባ #best
#ገሬ እሙን #dw #አእንዳ ትሕሽ #ብረይyonas maynas comedy , dawit eyob comedy gangster , dawit eyob comedy 2022 ,maggy show, new, today, 2022, wez tube, Hanza Tube /ሃንዛ/, Awlo Media አውሎ ሚዲያ, ebstv worldwide,Eritrean Movie, Eritrean Comedy, New Eritrean Comedy 2022, New Eritrean Movie 2020, Wedi Shuq, Wedi Shuq 4, Wedi Shuk, Wedi Shuk 4, Wedi Shuk New, Wedi Shuq New, Yonas Mainas, Yonas Maynas, Yonas Minus,LTV World, ARARAT Entertainment, Neshnesh Tv, tigrigna, mekelle, Lele Entertainment, Minew Shewa Tube, Hope Music Ethiopia, ጦፎኛ ሚድያ, Asser Tegaru, Tigrai Mass Media Agency, Tigray Today, Dimtsi Weyane Television, Addis neger, Addis Mereja, Fana Television, EBC, Amel, Kemalatkum Entertainment, Wushatena Media, ገሬ እሙን Gere Emun, Star Entertainment, ቀዛሕታ Kezahta,Ethiopian wedding Dance, wedding, ethiopia, eritrean wedding, eritrea, eritrean music, eritrean music 2022, new ethiopian music, ethiopian news today, wedding dance, ephrem amare, admas music, new eritrean music 2022, ethiopian music 2022, new ethiopian music 2022, ethiopian movie, amharic film, new ethiopian movie, amharic movie, ethiopian comedy, ethiopian film, eritrean movie, eritrean comedy, eritrean film, seifu on ebs, seifu fantahun show, heny emu, ሳልስቲ መርዓ
heny emu,henyemu,ሄኒ እሙ,ONE LOVE channel,couples challenge,jofi lovers,prank,neshnesh tv,eritrean couples,dadi & mami,natu hubi,ሊግ ፍቑራት,Couples league,ethiopia,eritrea,eritrean music,eritrean music 2020,new ethiopian music,ethiopian news today,ephrem amare,admas music,new eritrean music 2022,ethiopian music 2022,new ethiopian music 2022,amharic movie,ethiopian comedy,eritrean movie,eritrean comedy,eritrean film,ፕራንክ,ውድድር,መዘንግዕ ካሜራ,Eri-TV,ኮሜዲ.New Eritrean movie 202 new eritrean movie 2022,new eritrean movie 2022 this week,tik tok habesha,new eritrean movie 2022 today,eritrean movie,eritrean movie 2022,eritrean movie 2022 new,eritrean movie 2022 new today,comedy eritrean,comedy eritrean 2022,comedy eritrean 2022 new,eritrean music 2022 new today,dawit eyob comedy,yonas maynas comedy,tigray movie,gere emun,awel seid 2022,zomay channel,tefetawi talkshow,dr. sharon wolduት ምልእቲ ድራማ ገንዘብ ሕፀ !!!

Пікірлер: 324
@awchachmedia
@awchachmedia 7 ай бұрын
ዝበለፀ ሰራሕ ሒዝና ምእንቲ ክንመፀኩም ሃናፃይ ሪኢቶኹም ኣይፈለየና ክቡራት ቤተሰብ!!
@user-vw4jt3de5w
@user-vw4jt3de5w 7 ай бұрын
ቀፅሉሉ ደቅነይ ደስ ዝብል ሰራሕ🎉❤❤❤❤❤😊
@user-cf6ez6iq4u
@user-cf6ez6iq4u 7 ай бұрын
ዋእ ኣጓላት ቀሊለን ደቂ ገጠር ኣይመስላን ሕጺትዉን ሕፍር ትሕት ኢየ ትብል ይቅርዶ ልሕጹያስ ልቤተሰብ ሕፁያዉን ቅንዕ ኢላ ኣይትርእን ኣስተኻኽሉ ክብራት ኣሕዋት
@medhin8187
@medhin8187 7 ай бұрын
በርትዑ❤😊
@LetayGebru
@LetayGebru 7 ай бұрын
Ketsilu
@user-vd1gg8yx4j
@user-vd1gg8yx4j 7 ай бұрын
መጀመርያ ደቂ ገጠር ሃመይ ይኦም አፅንዑ ኣነጋግረኦም እተን ኣጓላት ኣከዳድነአን ኣቆናንና አን ደቂ ገጠር ቁናኖና ኽዳንና ፀፈፍ ድበለ ለለስ ሑፁይቲ ነገጠር ኣይሓፋርይድኣ አረረረረረረ ግዜኹም ምጥፋኡ ደይቃሪ ድረአይ ስርሑ
@frefre8914
@frefre8914 7 ай бұрын
ብባህልና መሰረት ምምፃእኹምኳ ፅቡቅን ዝድገፍን እንተኾነ ኣመና ዕሽነት ኣይተብዝሕሉ ደቂ ገጠር ንዉርን ነውርን ንፈልጥ ኢና ገጠር ዓዲ ዓሻን ሃላይን ኣይኮነን ተተመሓይሹዋ ኣብ ጥራሕ ሜዳ ዝለሀ ኣይንፈልጥን🤗🤗🤗ሓቀይ ተኾይነ ላይክ ግጨውኒ ተጋሩዋይ
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 7 ай бұрын
ተጋጊኺ ወይተዳጊኻ ምክንያቱ ኣብገጠርጥራሕዘይኮነ ኣብከተማውን ዘጋጥም ነገርእዩእዙይ ሰብገበረ ኢሉ ናብዘይኮነ ክሳራ ዝኣቱ ሰብ ብዙሕ እዩ ስለዚ ካብዛ ድራማ ንኹሉእያ ትምህር።
@frefre8914
@frefre8914 7 ай бұрын
@@selamlekmu9726 እኮ ኣነ ናይ ሰብ ገበረ ኢሉ ዝኸስር ዘይኮነ ዘዛርበኒ ዘሎ ወዲ ገጠር ዓሻ ፋራ ደንቆሮ ጌርካ ምቅራብ እዩ ወዲ ገጠር ዓቃቢ ባህሉን መንነቱን ለባምን መስተዉዐልን ደኣ እምበር ኸምዚ ኣይኮነን🙄🙄
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 7 ай бұрын
​@@selamlekmu9726ብሓቂ ዘምጸአካ ገዲፍካ ዘይምጸአካ ዕላማ ክትገብር ክሲራ እምበር ክስቢ የብሉን ሰለዝ ካብዚ ቡዙሕ ኢና ንማሃር
@KusuKusu-xe3rb
@KusuKusu-xe3rb 6 ай бұрын
ትክክል ማዓረይ🥰
@fwwrffsrr9709
@fwwrffsrr9709 7 ай бұрын
ተጋሩ አሕዋተይ ናይ ባዕልና ጥበብ ነበራታትዕ🎉🎉🎉🎉
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 7 ай бұрын
ዓቢይ ትምህርቲ እዩ ኣብዙዘመን እዙይ ዘምፀአና ሓዲግና ዘይምፀአና ንሰርሕሞ ብዘይርድኢት ንኸስር ብዙሓትኢና እሞ የቐንየልና ቀፅልሉ
@abadihagos3846
@abadihagos3846 6 ай бұрын
እዚኦም ግን ብደቂ ገጠር እዮም ዝላገጹ ዘለው
@Hirt14
@Hirt14 7 ай бұрын
ኣታዮ ብማርያምኩም ኢዶ ማሓሩና ደቂ ገጠር ከምዙይ የኾናይ ዋይ
@user-vi1qu3qg5y
@user-vi1qu3qg5y 7 ай бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃክም ደቂ ትግራይ ሽኮራት❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-zq9td2lp8r
@user-zq9td2lp8r 7 ай бұрын
መንጥላ ሽኮር ብዝይ ካዓ መፅእክና ኩሉ ትክእልሉ መንፀገባ ካዓ ደበክ ዶ እልክና በዝይ ኩሉ ነገራ እያ ተስሕቀኒ😅
@user-hb1vb8qm4q
@user-hb1vb8qm4q 7 ай бұрын
መንፀግባ እውን እኮ ናይ ጓለ ሓየት ዓረብያ ውቸር ትደፍእ እኮእያ🥰
@user-cf6ez6iq4u
@user-cf6ez6iq4u 7 ай бұрын
ግደፉ ዋእ ኣነ ገጠር እየ ተወሊደ ዓብየ ግን ደቂ ገጠር ኣብ ዝኸድናዮ ሓፋራት ትሕተኛታት ኢና ይቅርዶ ምስ ሕጹይና ንሰትስ ቅንዕ ኢልናዉን ኣይንሪኦይ ኣቅረባ ቤተሰቡዉን ከምሕጹይካ እዩ ዝሕፈር ኣስተኻኺልኩም ስርሑ ኣሕዋት
@user-sx1sr1jk7c
@user-sx1sr1jk7c 7 ай бұрын
ትክክል ❤
@user-yr4hx2um5m
@user-yr4hx2um5m 6 ай бұрын
❤❤❤
@BirhanHisheHshe
@BirhanHisheHshe 5 ай бұрын
ሓቂ ይሃብኺ
@user-fm7uk8tw1c
@user-fm7uk8tw1c 7 ай бұрын
ኣቱም ግደፉ ብደቂ ገጠር ኣይትላገጹ ወሪዱና እዱባትን ሕፉራትን ኢና
@user-uc3kt7on8w
@user-uc3kt7on8w 7 ай бұрын
ክክክክ ሃምዝይ ዓይነት ፋርነት እባ ዘይለ ኣብ ሃገረ ሰብ😂😂😂😂
@user-sx1sr1jk7c
@user-sx1sr1jk7c 7 ай бұрын
እኮ😂😂😂
@hadasame5367
@hadasame5367 7 ай бұрын
መሰልና ይታሓሎ ደቂ ገጠር ከምዚ ኣይኮንናን 😅😅😅
@user-id6zw3vc5e
@user-id6zw3vc5e 7 ай бұрын
ግንሲ ናይ ገጠር ሕፀኮ ወለዲ ቦዕሎም እዮም ዝከድናኳ ኣብዚ ጌጋ ኣለኩም ብዝተረፈ ፅቡቕ እዩ❤❤❤❤❤
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 7 ай бұрын
ምስቲ ዘለናዮ ግዜ እዩ ዝመስል ሎሚኾ ከም ቀደም ኣይኮነን ከምዚኣ እያ ዘላ
@nigistilove6976
@nigistilove6976 7 ай бұрын
ተጋሩዋይ❤❤❤❤
@Kebi-kq2du3zu6d
@Kebi-kq2du3zu6d 7 ай бұрын
ኣንቱም ኮሞዲናውያን ከመይ ዝበለ ፅልኢ ድዩ ዘለኩም ምስ ሃገረ ሰብ😢😢😢😢
@user-sx1sr1jk7c
@user-sx1sr1jk7c 7 ай бұрын
😂😂😂😂
@memd7063
@memd7063 7 ай бұрын
😂😂😂😂😂😔😔😒😒
@user-rc8jt1pp3c
@user-rc8jt1pp3c 7 ай бұрын
ኣነስ ገርምኒ ክንዲ ገጠር ውቀት ዘለወ ግን የለይ
@nuguho
@nuguho 7 ай бұрын
ፍቅራያ እንታይ እንታይ ይጥዕም 😅😅😅😅 ፀብሒ ፀብሒ ኣይትሰኣኑ ከ!!!
@user-hg9ze4so4g
@user-hg9ze4so4g 7 ай бұрын
የቅንየልና ቀልጢፍኩም ዝለቀቅኩሙልና ዝገርም መምሃራይን ኮሜድን ድራማ ቀፅልሉ ቤተሰብ ።
@Brey8984
@Brey8984 7 ай бұрын
እንካዕ ብዳሓን መፃኩም ተጋሩዋይ ፍቅር ፅቡቅ ስራሕ በርቱዑ ንቀፃሊ ካብዚ ዝበለፀ ሕዝኩም ክትመፁ ንፅበ ❤
@user-jw2ss8dz9u
@user-jw2ss8dz9u 7 ай бұрын
ገጠር ምንም ከምዘይፈልጥ ጊን ገይርኩም ኢኩም ትወስድወሎኩም ጊን ኣነ ተቃዎሞ ኣለኒ ብዝኮነ ይሞችኩም ጋል ገጠር ሰለ ዝኮኑኩ እየ😂😂😂
@user-hg9ze4so4g
@user-hg9ze4so4g 7 ай бұрын
ዋላ ኣነ ገጠር እየ ግን ኮሜዲ ንምኳን እዩ እንበር በዚ ሎሚ ግዘ ገጠርን ከተማን ዘይፍለየሉ ግዘ እዩ ዘሎ።
@user-vm5fq7tt9w
@user-vm5fq7tt9w 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤😢
@thth1588
@thth1588 7 ай бұрын
ዋይ ዝና ገጠር ደስ ክብለካ ቃፅልሉ
@user-jx6wm7sh8x
@user-jx6wm7sh8x 7 ай бұрын
ናፍቆት ዓደይ😢❤
@shewitchannel9851
@shewitchannel9851 7 ай бұрын
ሕፍርፍር ኢና ኮ ሞ ንብል ደቂ ገጠር ደጎሙኒ አይድገምን አንበሃሀሊ ነታ ሓንቲ ካ ብግዲ ና ንሰቲ ሑፁና ምሳና ከሎ 😅😅
@user-yu6nd9of9e
@user-yu6nd9of9e 7 ай бұрын
አየ ባህል ትግራይ ብጣዒም እዩ ዘፋቕዐካ ሃመይ ናይ መግለፂ የዋህ አታ እዚኮ የዋህ አዩ ትብሃል ትረሳዒናዮ እዉን ንዚኪሪ ሲለ ዚ ብጣዒም እና ንፋቕ ዐኩሙ ንወትሮ ሙፂኡልና❤❤❤❤❤❤
@awchachmedia
@awchachmedia 7 ай бұрын
ኩሉ ግዜ ኣለና ቤተሰብ
@DesalegnGebremrdhn-tq7un
@DesalegnGebremrdhn-tq7un 7 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ ❤❤❤ ሰናይ ስራሕ ይግበረልኩም ቀፅልሉ
@Samsunga535G-we2pr
@Samsunga535G-we2pr 6 ай бұрын
ተንኣዋልድ ወጣማት እየን ደቂ ገጠር ኣይኮነን ምስሕፁይና ምስጎረቤትውን ቅንዕ ኢልና ኣይንርእይ
@samrigrezihr.3352
@samrigrezihr.3352 5 ай бұрын
ብፍላይ ኣታ ሕፂይቲ ንስካስ ሕፁየይ ኢላቶ ከምዙይ ኢላ ትደፍር ጋል ገጠር የላን
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 7 ай бұрын
እሰይይ እዙ ባህልናሰ ደሰ ክብል ገጠር ጥዑም ኣየ ስደት ሕሱም 😢❤❤❤❤❤❤
@herutigraweyti5269
@herutigraweyti5269 7 ай бұрын
ደቂ ገጠር ጥዑማት ላዛ ፋራታት ጌርካና ኢልኩም ቲ ኽዳን ክትኣብይዎ ኣስሒቕኩምኒ😅😅😂😂😂❤❤
@salmasalm8448
@salmasalm8448 7 ай бұрын
አሰይይ እዙ ባህልናስ ክጥዕም ብፍላይ ገጠር ፍሉይ ዝበለ እዩ❤❤❤❤
@user-ze6mb7rn3h
@user-ze6mb7rn3h 7 ай бұрын
Nageter filmi ktserHu kelekum ketema aytetewu ekum ❤
@user-mr5hp9wk3l
@user-mr5hp9wk3l 7 ай бұрын
መንጢላ ውቅብቲ ኩሉ ዘጥመላ🥰🥰🥰🥰
@awchachmedia
@awchachmedia 7 ай бұрын
በዞም ዝስዕቡ መራኸብታት ሙሉእ ስራሕትና ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም። #KZfaq www.youtube.com/@awchachmedia #Facebook facebook.com/selomon.gebrekidan.5?mibextid=9R9pXO #fb_page facebook.com//profile.php?id=100064074191313&mibextid=ZbWKwL #fb_group facebook.com/groups/2973793839378135/?ref=share_group_link #instagram instagram.com//awchach_media/?igshid=OGQ5ZDc2ODk2ZA%3D%3D# #tiktok www.tiktok.com/@.awchach.media.of?_t=8inofYmCZvC&_r=1 .
@hawltbayru3830
@hawltbayru3830 7 ай бұрын
ባህልና ጥዑም❤
@user-xu7gj9uo2u
@user-xu7gj9uo2u 7 ай бұрын
ዋውው ምቅርቲ ድራማ ኣይዞኹም በርትዑ።
@user-km3qr7ni4q
@user-km3qr7ni4q 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ❤❤❤❤❤
@user-nf3jp4fh7s
@user-nf3jp4fh7s 7 ай бұрын
ጋል ገጠር ኣብገጠር ናይ ሕፀ ክደን ኢልካ ዳመስተ ኣይክየድን ሕፅይቲ እውን ኣይዛረብን ሓፋር ያ ብዝኮነ ፅቡቅ ስራሕ
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj 7 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ቡሩዃት ዘርኢ❤🎉😊
@user-me4uq7oc6b
@user-me4uq7oc6b 7 ай бұрын
እንኮዕ ዳሓን መፃኩም ደቂ ዓደይይይ❤❤❤❤ በርቱዑ
@tigistgirmay939
@tigistgirmay939 7 ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉሉ❤❤❤💛💛💛
@mulurom3315
@mulurom3315 5 ай бұрын
ፅቡቅ ሰሪሕ ቀፅልሉ ኣሕዋተይ ባህልና ጥፁም ኣይ ግዜ😊😊😊❤❤❤❤
@BirhanHisheHshe
@BirhanHisheHshe 5 ай бұрын
ኣይ ኣተብዝሕዎ ኽዳን መርዓት ኣዕርኽቲ እዮም ልመርፅዎ❤❤❤
@abadihagos3846
@abadihagos3846 6 ай бұрын
እዚ ካዳድና ጽቡቅ ናይ ባህልና እኳ እንተኮነ እዚ ብናይ ገጠር ላግጺ ግን ይትረፍኩም ከምዚ ሃላይ ወዲ ገጠር የለን ኣብ ገጠር ዘሎ ሃፍትን ጸጋን ኣብ ከተማ የለን ብድርሆ ዝግዛእ ክደን ድማ የለን እዚያት ተቲማሓይሽዎ ጽቡቅ እዩ ሎሚ ገጠርን ከተማን ዝፈለ የብሉን እኳ ዳኣስ ገጠር ንኩሉ ንከተማ ክእልዎ ዝከይድ ዝነብሮ ኣብዚ 3 ዓመት ረእናዮ ኢና ንገጠር ከምዚ ኣቢልካ ድርማ ምስራሕ ግን ጌጋ እዩ
@user-mz6bf7hz2b
@user-mz6bf7hz2b 6 ай бұрын
ዋይ ደይግነይ ድየለ መሰክን😂😂😂
@user-xs5wi7sb2h
@user-xs5wi7sb2h 5 күн бұрын
ልገርም ስራሕ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@mdgkhc2645
@mdgkhc2645 7 ай бұрын
ደቂ ትግራይ ሽኮራት💊💊💊💊💊💊💊💊💊💕💕
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf 6 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃአኩም ተጋሩዋይ ፁሩያት❤❤🎉🎉
@fanafani2638
@fanafani2638 6 ай бұрын
ከማይዶ ብሳሓቅ ጀሚርኩም ብሳሓቅ ወዲእክምዎ😂😂😂😂
@user-hg9ze4so4g
@user-hg9ze4so4g 6 ай бұрын
ኣታ እወ😂😂😂
@seliseli3381
@seliseli3381 7 ай бұрын
ደስ ክትብሉ ተጋሩዋኒ❤❤❤
@FanaYBRah-hq8cw
@FanaYBRah-hq8cw 10 күн бұрын
ኡፍ ቃቲልኩምና ብሳሓቅ ኣይትሳኣኑ ሓተይ
@gerezgihertsegay
@gerezgihertsegay 15 күн бұрын
yeknyelna tegaru nab Mesmer tmetsu alekum Des behali Srah mesihakayn meharayn
@user-rz8lj1rh4s
@user-rz8lj1rh4s 7 ай бұрын
መንፀገባ ኩሉ ጊዘ ድያ ሃሳስ ኮይና ትዋሳእ ሓደ ማዓልቲ እባ አሐርፍዋ 😄😄
@user-mv1oh1ro1v
@user-mv1oh1ro1v 7 ай бұрын
ሰይይይ ደቂ ዓደይ ናይ ገጠር አዘኻኺርኩምና❤🎉።
@user-gn4pd4lf6z
@user-gn4pd4lf6z 7 ай бұрын
አይ ይመችይኩም እስኪ ደቂ ዓደይ ብርሸይ ካብ መጠን ንላዕሊ ተመቺኽኒ ፍቅሪ ዕትሮ የስብር ኢልክዮ ክክክክክክክክክ
@dswffeef9659
@dswffeef9659 6 ай бұрын
ለስለስያ😂🤪😁😁
@aadd8069
@aadd8069 7 ай бұрын
ኣታ ዘስማቶም ብሽወዲኦምዎ ክክክ
@user-rj6zh1sx5d
@user-rj6zh1sx5d 7 ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ😊❤
@tmsgnamlky6344
@tmsgnamlky6344 7 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ፅቡቅ ሰራሕ ቀፅልሉ ተጋሩዋይ ፅሩያት ፍጥረት❤❤❤❤
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x 6 ай бұрын
_ኣየ ዝዓድና ማዓረኻ😢ሞይተ እየ🤣❤_
@user-cj3qk2mb6j
@user-cj3qk2mb6j 7 ай бұрын
ናፍቆት ትዝታ ዓድና ኣይኸኣልናን ደስ ክብል ቀፅልሉ❤
@brktitekle801
@brktitekle801 7 ай бұрын
እንኳዕ በዳሓን መፃኹም❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@MahariWelu
@MahariWelu 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ይብል ወዲ ገጠር ምኹን❤❤
@awchachmedia
@awchachmedia 7 ай бұрын
የቐንየልና
@mdna1067
@mdna1067 7 ай бұрын
ዓዲኻ ጥዕሙ😢😢😢❤
@user-eg8ye6qb9z
@user-eg8ye6qb9z 7 ай бұрын
አረዚኦም አይድገሙይ❤❤❤❤❤❤
@user-hg9ze4so4g
@user-hg9ze4so4g 6 ай бұрын
ኣይዘኩም ክንደግም ኢና
@user-tp4vf9bg8v
@user-tp4vf9bg8v 7 ай бұрын
I say wow please continue the good job!
@ferwaynigermay794
@ferwaynigermay794 7 ай бұрын
እንዃዕ ብሰላም መፃእኹም ❤
@yani730
@yani730 7 ай бұрын
ፁቡቅ ስራሕ እዩ ግን ሕፂቲ ንስብኣያ የኾነይ ተናግሮ ቆላሕ ኢላ ኣይትሪኦይ ቁሩብ ኣስተኻኽሉ ኢኹም መፀገባ😂😂
@user-kl1rc5ep8v
@user-kl1rc5ep8v 7 ай бұрын
ሳሕ
@rdftf4344
@rdftf4344 6 ай бұрын
ደነኹም አህሲሲ ዲቅ ገጥረ በአዲና ደና ከንስት😅😅😅😅😅😅😅
@haregtewelemedhin-zr7ne
@haregtewelemedhin-zr7ne 7 ай бұрын
እንቋዕ ሰላም መፃእኹምምም ተጋሩዋኒ ግንሲ ሕፅስ ብዘይ ወለዲ ይክየድ ድዩ? ኣነ ዝፈልጦ ናይ ክልቲኡ ወለዲ ሒዝካ እዩ ዝክየድ💗❤ ብዝኮነ ከምዚ ገርኹም ናብ ቋንቋና ምለሱና❤🙏
@user-sx1sr1jk7c
@user-sx1sr1jk7c 7 ай бұрын
እወ ልክዕ ኣለኪ ናይ ክልተኦም ቤተሰብ እና በክሪ ዓርኪ እዮም ሕዘምካ ዝከዱ ❤❤❤
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 7 ай бұрын
​@@user-sx1sr1jk7c መጀመርያ ወለዲ ብገዛ ይውድኡ ሎሚ ከምኡ ኣይኮነን ኣሕዋተይ እታ መርዓት ሓንቲ ዓርካ ሒዛ እቲ መርሰዊ እውን ሓደ ዓሮኪ ሒዞም እዮም ክዳውንቲ ክመርጹ ዝከድ
@MeryMm-lk6iw
@MeryMm-lk6iw 7 ай бұрын
ዋይ ሞይተ ግን ኣጋንንክምዎ😂😂😂
@mebratitekle9606
@mebratitekle9606 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ፅሩያት❤❤❤ መንጢላዋይ ክፈትወኪ❤❤
@sdiu263
@sdiu263 7 ай бұрын
ዋይ ናፍቆት ዓደይ😢❤❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛
@user-vt2po1uq8p
@user-vt2po1uq8p 7 ай бұрын
ፅብቅ ስራሕ እዩ ግን ሕፅቲ ግን ኣመና ደፊራ ባህልና ኣይኳነን ክትሓፍር ነሪዋ
@user-bp5ye2rh6f
@user-bp5ye2rh6f 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፅኩም ❤❤❤❤❤❤
@user-lg6ek3ju2u
@user-lg6ek3ju2u 7 ай бұрын
ዕንካዕ ብሰላም መ ፃእኩም❤❤
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 2 ай бұрын
Mahlet and tirhas ❤❤❤❤shukorat
@user-kq3dk6mf5w
@user-kq3dk6mf5w 7 ай бұрын
ሕፂይቲ ኢካ ደፍራ ኣይትነገርኒ ሓፋር እያ ትኮውን ኣብ መጀመርያ 😊
@user-rx3fz7ty3l
@user-rx3fz7ty3l 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ❤
@dswffeef9659
@dswffeef9659 6 ай бұрын
ዋይ ሰሓቅ ሞትኹ😜🙄
@haregtewelemedhin-zr7ne
@haregtewelemedhin-zr7ne 7 ай бұрын
ምስራሕኹምም ፁቡቅ ኮይኑ ከምዚ ተጋንኖ በዚሑዎ ምስ ሕፁይካስ ክንድዚ ምስሓቅ ፀወታን ሓፍተይ ተማሓይሹ ተባሂሉ ቁልሕ ኣይአየቶን ብዘይ ወለዲ ኸ ኣበይ ኡ ዝክየድ ዘረደአኒ ከም ረኸብኩ?
@user-sx1sr1jk7c
@user-sx1sr1jk7c 7 ай бұрын
ትክክል❤
@FanaYBRah-hq8cw
@FanaYBRah-hq8cw 10 күн бұрын
ኣታ ብዚ ዘላናይ እንዶ ሕሰብዎን ሎሚ ኮ ኩሉ ነቂሑ ዩ ዘሎ
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ 7 ай бұрын
ዋይ ተጋሩዋይ ኢዚኣስ ናይ ደቂ መዳም ኣሚሲልኩ ምካ😂😂😂😂😂😂❤😂❤😂❤😂❤😂❤😂😂❤❤❤😂😂
@mom0450
@mom0450 6 ай бұрын
ባህላዊ ድራማ❤❤❤❤❤❤
@user-jk3dt7nf6d
@user-jk3dt7nf6d 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፀኩም ክብራተይ ቀፅሉሉ ተጋርወይ❤❤❤❤❤
@user-fu1tc1rz8j
@user-fu1tc1rz8j 7 ай бұрын
ተጋሩ አሕዋተይ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@gene6075
@gene6075 7 ай бұрын
😂😂😂ውይ ኻብደይ ቖሲለ ለላሳ ኣሰታትያ
@Mqnay
@Mqnay Ай бұрын
መንፀግባ❤❤❤
@user-bs5py2ws1z
@user-bs5py2ws1z 7 ай бұрын
እንክዓ ብሰላም መፃእኹም
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋኒ ሓላላት❤💛 መንጢላ ሸኮር🥰
@user-rn6mi7pm1t
@user-rn6mi7pm1t 7 ай бұрын
ተጋሩዋይ💛💛💛💋💋♥♥♥
@user-gv9sz9wp3w
@user-gv9sz9wp3w 7 ай бұрын
😂😂😂😂ዋይ ጥበቢ ምልክት ይሞችኹም እስክ❤❤❤
@mommommommom9907
@mommommommom9907 6 ай бұрын
ግርም ስራሕ ተጋሩዋኒ ❤❤
@HiwetBerhe-gg3lb
@HiwetBerhe-gg3lb 7 ай бұрын
ብሮ ንብለኪ የደሊይ ደሙ ገይርካኒስ😂😂😂
@chbcdbgd997
@chbcdbgd997 7 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሪመይ ❤️
@user-iq8rg8fo8k
@user-iq8rg8fo8k 7 ай бұрын
አይድገምን ፍራ ከይተዋርድና😂😂
@aabaditmumu2317
@aabaditmumu2317 6 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ❤❤
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 7 ай бұрын
በርትዑ ተጋሩዋይ❤
@atheeralfarsi344
@atheeralfarsi344 7 ай бұрын
መንጥላ ሽኮር ኣብ መልስ ዝፈልጣ ብጣዕም ዝፈትዋ🙏🙏🙏
@user-oe1vl4rh7c
@user-oe1vl4rh7c 7 ай бұрын
እንኻዕ ብሰላም መፀኩም ተጋርዋይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ggfhgggh3018
@ggfhgggh3018 7 ай бұрын
መጢላ ሽኮር❤❤❤❤
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 7 ай бұрын
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ክቡራተይ እሰይ ገጠር ዓዲና ገፍገፍ ትብላ ከም ሸያጥ አድግያ kkkkkkkk_
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 7 ай бұрын
ኣሰይይይ ተጋሩዋይ ጹሩያት ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሉሉ🙏❤️💛❤️💛❤️💛💖💖💖
@sas7080
@sas7080 7 ай бұрын
ይመቸኩም ❤❤😂😂😂
@gdhs-xi2rj2vr1
@gdhs-xi2rj2vr1 7 ай бұрын
3ኩኩናይ😂😂
Agu 6/2024  Eritrea
16:09
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 18 М.
Ouch.. 🤕
00:30
Celine & Michiel
Рет қаралды 25 МЛН
Викторина от МАМЫ 🆘 | WICSUR #shorts
00:58
Бискас
Рет қаралды 5 МЛН
Useful gadget for styling hair 🤩💖 #gadgets #hairstyle
00:20
FLIP FLOP Hacks
Рет қаралды 10 МЛН
ማዕተበይ - ሓድሽ ሃገረሰባዊ ትግርኛ ፊልም - New Tigrigna Movie
44:50
ላዛ ሪከርድስ Laza Records
Рет қаралды 214 М.
Tesfay Birhane Wedi-40 (ተስፋይ ብርሃነ ወዲ-40) New Tigrigna Caltural Song 2024
8:04
ኣርሆታይ ኢንተርተይመንት / arhotay entertainment
Рет қаралды 334 М.
Мировой Рекорд по Засыпанию (@DazByron )
0:30
Голову Сломал
Рет қаралды 11 МЛН