Рет қаралды 5,359
1. ክርፕቶ ካረንሲ እንታይ እዩ?
2. እንታይ ሽግር`ከ ይፈትሕ?
3. እተን ዝተፈላለያ ዓይነት ክርፕቶ እንታይ እየን?
4. ስለምንታይ እዩ ብዙሕ ዓይነት ክርይፕቶ ዘሎ?
5. ብሎክ ቸይን እንታይ እዩ? ምዕዳን እንታይ ማለት እዩ? .
6. ንክርይፕቶ ኣበይ ኢና እነቐምጦ?
7. ጥቕሚ ናይ ክርፕቶ እንታይ እዩ?
8. ጉዱኣት ናይ ክርይፕቶ እንታይ እዩ?
9. ስለምንታይ ገንዘብና ኣብ ክርይፕቶ ነዋፍር?
10. ቅድሚ ገንዘብና ኣብ ክርይፕቶ ምውፋርን ክንፈልጦ ዘለና?
11. ክርይፕቶ ካበይ ክንገዝኦ ንኽእል?
12. ክንዝክሮ ዘለና።
.....................//.....................
ብሉጽ ትምህርቲ
ሰላም ንዓኹም
ብዙሕ ጸዓት ዝሓተተን ካብ ውህሉል ተሞኩሮን ፍልጠትን ተበጊሰ ዘዳለኽዎ ትምህርቲ ኣብ ህይወትኩም ኣዝዩ ጠቓምን ኣገዳስን ኮይኑ ክትረኽብዎ ምሉእ እምነት ብምውናን፡ ኣብ ዝጥዕመኩም ግዜን ኣብ ዝኾነ ቦታን ኮይንኩም ክትምሃርዎ እትኽእሉ ትምህርቲ ተዳልዩ ከም ዘሎ ከበስረኩም እፈቱ።
እዚ ትምህርቲ ብዛዕባ፥
* ምሉእን መባእታንውን ኣፍልጦ ወፍሪ ገንዘብ ኣስተምህሮ / All levels financial skills
* ኣዋፍራ ማል ኣብ ዓለም-ለከ ዕዳጋ ኣክስዮን / Investing in the global stock market
* ኣስተምህሮ ስነ-ምውህላል ገንዘብ / Saving money
* ጥበብ ኣሰፋፍና ፊናንሲያዊ ጥዕናን (Financial Wellness)
ካልኦትን ዝሓዘለ ፣ ብዓይነቱ ፍልይ ዝበለ ኣስተምህሮ ተዳልዩ ከም ዘሎ ደጊመ ከበስረኩም እፈቱ።
1.ዋጋ $150 (please use PROMO VOUCHER: hiyab25 እሞ ካብ $200 ናብ $150 ክጎድል እዩ).
2.እቶም ኣብ እዚ እዋን ክንከፍል ዘይንኽል ርኸቡኒ ነዚ ትምህቲ ብናጻ ክትምሃርዎ ትኽእሉ ኢኹም።
ንዝያዳ ሓበሬታ ነዛ ኣብ ታሕቲ ዘላ ቪድዮ ክትውከሱ እምሕጸን።
• INVESTING IN THE STOCK...
ኣብ እዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ WEBSITE ከይድና ክንምዝገብ ንኽእል ኢና።
courses.kburhasab.com/courses...
ወልድሽ ሰለሙን
- ክቡር ሓሳብ-
Disclaimer: This video is for educational purposes only. Investing of any kind involves risk and your investment is solely your responsibility. Please thoroughly do your own research. I am Merely sharing my opinions with no guarantee of gains or losses on investments.