No video

Geat program Artist Furtuna Andebrhan /Amt Entertainment/ናይ ጋዓት መደብ ናይ ስነ ጥበባዊት ፍርቱና ዕንደ ብርሃን

  Рет қаралды 97,758

Amt Entertainment

Amt Entertainment

7 ай бұрын

Geat program Artist Furtuna Andebrhan /Amt Entertainment/ናይ ጋዓት መደብ ናይ ስነ ጥበባዊት ፍርቱና ዕንደ ብርሃን
#Amt_Entertainment #Eritreannewmovies #BestEritreandrama #Tigrinaderfi #Tigrinaawdametderfi #Fasicashow #Eritreanshow #WataMusic #Derfikedem #OldMusic #Ethiopianmusic #NewEthiopianmusic #Amharicmusic #NewEthiopiammusic2024 #eritreanmuzic #Eritreanmovie #eritreanmovie #Eritreanguayla #eritreantiktok #edenkeste#kelab #semhar #sabaandemaryam#timnit #selam #efremamare #milonhaylu #abrahamalem #Eritreaninterviews #etiopanmusic #salieim #saliem # Akram # Michaelteklesanta #santa # abielkiflom #berket #sikay # yemanezerabruk #abereberket #santa #meronfsahie #qarya #nhommeste #kelab

Пікірлер: 174
@vhkkkk257
@vhkkkk257 7 ай бұрын
አይት ናይ ለምዘበን ዘለክን ጠናሳት አደብ ነውረነን ባእ ብዝኮነ እመብርሃን ብሰላም ትጋላግልኪ ዝሕቆፍ ቆልዓ ይሃብኪ ፈጣሪ
@user-qx4tt2fd6v
@user-qx4tt2fd6v 7 ай бұрын
ዎ ጥሕሎስ ኣይካኣላኣንዎ ብዝኮነግን እነይ ማርያም ብሰላም ተጋላግለኪ ፅሪተይ
@user-bm6kc6xv8z
@user-bm6kc6xv8z 7 ай бұрын
ወይ ጉድ ሒጂ ግዚኡ ድዮ ብዝኮነ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻኪ 🙏🙏🙏
@segenatobrhan1406
@segenatobrhan1406 7 ай бұрын
ካብዘን ኩለን ናይ ሲልቫና ኣካዳድና ደስ ኢልኒ አንበር አተን ካልኦትሲ ተከፋፊተን ክሞታ ቁሩብ ናይ ሲልቫና ይሓይሽ ብዝኮነ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻኪ
@kisanet3473
@kisanet3473 7 ай бұрын
Yeap
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 7 ай бұрын
ሓደ ዓርከይ ኣብ አሜሪካ ዘሎ ናብ ኡጋንዳ ከይዱ ነታ ክምርዓዋ ዝመደበ ሰብ ክረኽባን ከጽናዓን ከይዱ ( ብመሰረት ምኽሪ እቲ ዘላለዮም ሰብ):: መገሽኡ ብስራሕ ኣመኽንዩ ኾይኑ ነታ ዝተላለያ ሰብ ክረኽባን ምስኣ ክቕንይን ጽቡቕ ገይሮም ንኽላለዩን ሙኻኑን እዩ ገሊጹላ:: ንሳ ሕጉስቲ ኾይና ብሕቶ ኣጨነቀቶ: እም ገስት ሃውስ ዶ ተኻርየ ክጸንሕ: ተቆኒነ ተሓኒነ ዶ ክጸንሓካ: እንታይዶስ ከመይዶስ ዶ ኾይነ ክጸንሓካ ብዝብሉ ሕቶታት ርእሱ ምስ ኣዞረትሉ ከምዚ በላ: ኣነ ኣብ ኬንያ ስራሕ ኣሎኒ ስርሐይ ወዲኤ ናባኺ ክመጽእን ኽርእየክን ኢለ እየ እምበር ካልእ ዝመደብኩዎ የለን በላ::.......,..... ኡጋንዳ ምስ ኣተወ ሰሙን ምስ ገበረ እታ ጽብቕትን ዝመረጻ ሰብን ንሓዳር ትኸውን ከዘይኾነት ደምደመ:: ካብ ትምህርትን ምህሮን ነጻ ዝኾነት: ሽፎና ተተኸዲና ስእሊ ናብ ዘለዎ እንዳ ውራይ ትኸይድ ዓይነት ሰብ ሙኻናን ጌና መዓልቲ ሕጸ ከም ኣርእስቲ ከይተላዕለ እቲ ሕጸ ብኸመይ ከምንገብሮ ዝብል መደብ ድሮ ሓንጺጻ: እቲ ፕሮግራም ከምዚ ንርእዮ ዘሎና ናይ መሓዙት ኢሉ ዝጅምር ኩለን ሓደ ዓይነት ሽፎን ክኽደና :dj ክመጽእ :ክልተ ካሜራ ማን: መግቢ ቡፌ ክእዘዝ ወዘተ ብዝብሉ ካብ መርዓ ዘይንእስ ውራይ ክትገብር ከምትደሊ,,,,,,,,,,,,,,, ደሚርና ደማሚርና ኸባቢ $12.000 ዶላር አሜሪካ ዝውድእ ሕጸ ክኸውን ከምዝኾነ ምስፈለጥኩ ልበይ ጠጠው ክትብል ደለየት ይብል: ብዘይብኡ ንሱ ከይሓተታ ኣብ ሆቴሉ ብፍቃዳ ን 4 መዓልቲ ቀንያ እያ:............ ን ኹሉ ነገራታ ርእዩ እዛ ሰብ ንሓዳር ዘይትኸውንን ወጻኢታታ ብዙሕን ፌክ ባህርያት ዘለዋ ካብ ትምህርቲ ነጻ ስራሕ ዘይትፈቱን ላዕሊ ላዕሊ ትጥምት ኣብ ውድድር ዓለም ትነብር ሰብ ሙኻናን ከምዘይትኾኖን ደምዲሙ: ብፍላይ ብፍቃዳ ናብ ሆቴሉ ብምምጻእ ምቕናያ ልክዕ ነብሳ ክትሸይጥ ድሉውቲ ዝኾነት ሰብ ኾይና ስለዝጸንሓቶ ብዝከኣሎ መጠን ንኹሉ እንተታት ተጻዊሩ ከይተንከያ ምውጽኡ ሕልናዊ ዕጋበት ከምዝሃቦ ገሊጹለይ:: ኣብ መወዳእታ ነዚኣ fund ዝገብር ዓቕምን budget ከምዘይብሉ ነቲ ፌክ ሂወታን ናይ ገበታ ሜክ አፕ ምልፋጥ ባህርያታ ክጻወሮ ከምዘይክእልን ወሲኑ ሕማቕ ከይተዛረበ ንዓዱ ተመሊሱ ብኽብሪ ደዊሉ ብግቡእን ቅንዕናን ንምንታይ ንሓዳር ከምዘይመረጻ ሓቢሩ ንዝገበረትሉ ኣቀባብላ ኣመስጊኑ ልባ ከይትስበር እንዳፈርሐ ክሰናበታ እንከሎ : ከምዘይሓዘነትን ብዙሕ ግዲ ከምዘይገበረትን ምስ ፈለጠ ኣዝዩ ከምዝሓዘነ ሐቢሩኒ:: እቲ ዘሕዘኖ ከኣ ኽንደይ ኣሕዋትና እየን ኣብ ስደት ነዛ ህይወተን ኣብ ዕዳጋ ኣውሪደን ዓዳጊ ወይ ወሳዲ ዝጽበያ ዘለዋ: ዓዳጊ ትብል ቃሉ መራር ሙኻና ግን እቲ ዝረኣዮ ንሱ ሙኻኑ ብምግላጽ ናይ መርዓ መደቡ ደው ብምባል ንዕኡ ትኾኖ መዘንኡ ኣብቲ ዘለዎ ሃገር ክደልይ ሙኻኑ ሓቢሩ ተሳናቢቱኒ:: እዚ ዘካፍሎ ዘለኹ ነዚ ቪድዮ ብምርኣይን ነተን ነዚ ቪድዮ ዝርእያን ከምዚ ዓይነት ናይ ጥንስቲ ውራይ ክገብራ ዝሓስባን ዝምድባን ዘለዋ ንዓና ን ሰብኡት ነዚ ንምግባር ትሐትኦ ገንዘብ ክሳብ ኽንደይ ከቢድ ሙኻኑን ንሓዳር ዘነቓንቕ ሙኻኑ ንምሕባርን እዩ:: ናይዚ በዓል ታሪኽ ናብራ እውን ከም ዝበዛሕና ኣብ ስደት ንነብር ኣሕዋትክንን ደቂ ሃገርክንን ንመዓልቲ ካብ 2-3 ስራሕ ን 16 ሰዓት እናሰራሕና ድቃስና ሰዊእና ጥዑም ህይወት ቀኒስና ሓላፍነት ኣብ ዓዲ ዘለዉ ስድራ ኣብ ዝባንና ተሰኪምና ንነብር ኣሕዋትክን ኢና::
@BanuFsha-hm7bm
@BanuFsha-hm7bm 7 ай бұрын
Atsmka tkber❤️
@berihatekluabrha1592
@berihatekluabrha1592 7 ай бұрын
Absolutely ❤brotherey ❤❤❤
@lulrbahri
@lulrbahri 7 ай бұрын
ብሓቂ በሊሕ ሰብ ። ኣድኒቀዮ ነዚ ዓርክካ፡ ናብራና ምስሉይነት ዝመልኦ ኮይኑ የሕዝነካ እዩ
@robeltekle775
@robeltekle775 7 ай бұрын
ዝገርምኢ😂😂😂😂
@eri97
@eri97 6 ай бұрын
እታ በዓልቲ ውራይ ኡካ ነቲ ክዳን ኣድቨርታይዝ እውን ይሕግዛ ዝኸውን ኣይምተጸለአን. ቲዘሕዝን ግን ብዙሕ ሰብ ከምኡ ወይ ልዕሊኡ ከገብር ክፍትን ሙኻኑ እዩ 😢. ቅድም 4ዓመት ይኸውን ዘንበብክዋ ኮመንት ተዘኪራትኒ:- ደርሆን ሓበሻን ዘመሰስሎም ናህሪስ ክልቲኦም ናብ ሓደ ዝኸዶ እዮም ዝኸዱ ዝብል ኮመንት ኣንቢበ ኔረ 😊.
@meselseb3398
@meselseb3398 7 ай бұрын
ዎ ኣምላኽ ካብዚ ሕማቕ ልምዲ ይድሕነና። ሓድ ተጸደፈ ኩሉ ዝጸድፍ ህዝቢ ኮይና ኣለና።
@ghenetftwi510
@ghenetftwi510 7 ай бұрын
ሐቅኪ ናይ መን ባህሊ እዩ ከ
@rahwasmon6150
@rahwasmon6150 7 ай бұрын
ንአምላክ ሲ አብ ክንዲ ብመዝሙር ብደርፊ መሊስናሉ ውሬታና ብዝኮነ እመ ብርሃን ብሰላም ትምጻአኪ
@BrhanKidanu
@BrhanKidanu 2 ай бұрын
ቆንጆ እነይ ማርያም ብሰላም ይገላግልኪ መውደቂት ግን ቀይራ ኣይትክእልን❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@rahwaderdar6304
@rahwaderdar6304 7 ай бұрын
ጸየቅቲ ባህሊ! 😢😢
@hiwetkahsay9909
@hiwetkahsay9909 7 ай бұрын
አረ ጥሕሉን ስፍት ሹፍንን ተጋናዝየንኦ😂
@kibram6805
@kibram6805 7 ай бұрын
Mjemerta adey maryam bselam tmxaeki dhriu neti geatn gaylan terkblu,entay ikin tkona zelekin zeytfelta entekonkin hteta zeygbur aytgbera.😢😢😢
@user-yx4rc1nj2m
@user-yx4rc1nj2m 7 ай бұрын
Mejmrta Adey maryam beslme tegalgleki bemkixle abey mebxhi eyu ezi kelo geya zey nebsa zahzti xolti ketgbri ena neflti kabu zahlfi see kabey zemxu eyu ezi bejkni bejkni netifi ena zelna soory akirbu euy ka
@aastersamuel4175
@aastersamuel4175 7 ай бұрын
Atit donkoro smlak eyu zedhin devils 😈
@user-yx4rc1nj2m
@user-yx4rc1nj2m 7 ай бұрын
​@@aastersamuel4175 mehrti yazuzi
@ssss-uz4ys
@ssss-uz4ys 7 ай бұрын
Even artist si nabey nabey eyu ezi kulu shendahdah
@FocusOnyourblessing
@FocusOnyourblessing 7 ай бұрын
​@@aastersamuel4175እንታይ ስለ ዝብለት እዩ እዚ ጸርፊ?
@sinaemby9475
@sinaemby9475 7 ай бұрын
Akbiru eyu aytihazilu 😂
@miraftesfasion8859
@miraftesfasion8859 7 ай бұрын
ኩብራት የሕዋት ብመጀመታ ጥዕ ና ዘልዎ ዉላድ ይሃብኪ አንትኮነ አዘን ይሕዋትና ትገብሬኦ ዘለኽን ሸብዳዕዳአ አንጀራ ዘብልዓ ኣይኮነን አሞ ቁርብ ሕሰባሉ. ድኻ ህዝቢ ኣለና ኣቦን ኣደን ዝሰኣኑ ቆለዑ ኣልዉና ዉላድ ዝሰኣኑ ኣቦታት ኣዴታት ኣለዋና ናይ አግዛብሄር ፍርሃት ኣሕድራ. አታ ኣደ ዉን ዓገብ ክትብል ኔሩዋ አዚ ኩሉ ካብ ባህልና ዝረሓቐ አዩ. ነቲ ዝዉለድ ቆሉዓ አንጀራ መታን ክበልዖ
@galbeyene3328
@galbeyene3328 7 ай бұрын
መጀመርይ መርያም ምስ ወዳ ትምፀእኪ❤🙏 ካብኡ ቅፅል ኣቢለ ጡሑሎ ኣብኡ ኣይቅመጥን 🙄ከምኡ ገይርካ እውን ኣይውደቅን ስጋ ማዘር ማዘረይ ኣይትርኣዮ 😮ዋላ ሓንቲ ከሙኡ ኣይኮነን ትብል የላን ወይም ትክእል የላን ካብዘን ኩለን ኣዋልድ በጃክን ባህልና ኣይተባላሽዎኦ🥺ወይ ካዓ ናብ ናይ ተጋሩ መርዓ ወይም ዝግጅት ኣትክን ተካታተላ 🙄From Tigraweyti ጋል ዓጋመ ❤🙏
@mesi-ug5di
@mesi-ug5di 6 ай бұрын
😂❤❤❤❤
@mesi-ug5di
@mesi-ug5di 6 ай бұрын
ሎሽን እያ ትወልወል ዘላ😂😂😂😂
@merhawitteame7666
@merhawitteame7666 7 ай бұрын
በቲ ባህሊ ትግራይ መንነትና ኣይኮነን ትብላ በቲ ከኣ ንሰን ዝገበረኦ ትገብራ፡ ትሕሎ ከምኡ ገይርካ ኣይትሕሎውን ኢዩ ክትፈልጠኦ ዘለክን ደሓር ከኣ ዘይትበልዖኦ ክጋሓፍ ንምንታይ ትገብራኦ። ባህልካ ክብረትካን መንነትካን ዩ! እንታይ ዓይነት ክዳን ዩ ከ መግብኽንን ክዳንኪንን ብሓደ ዘይከይድ ዉርደተኛታት
@hannateklu9072
@hannateklu9072 7 ай бұрын
" ስምዖንም ባረካቸው እናቱን ማርያምንም። እነሆ፥ የብዙዎች ልብ አሳብ ይገለጥ ዘንድ፥ ይህ በእስራኤል ላሉት ለብዙዎቹ ለመውደቃቸውና ለመነሣታቸው ለሚቃወሙትም ምልክት ተሾሞአል፥ በአንቺም ደግሞ በነፍስሽ ሰይፍ ያልፋል አላት።" (የሉቃስ ወንጌል 2:34-35)
@samit8378
@samit8378 7 ай бұрын
Ezien deyen senie tebebawryan zekona zelewa tebet tergimu zeyfelta frehat egzabher zeybelen kendi xelot kedan kekeyayerka sesite nay adi men bahlin senemgbaren eu ezi Tehzena 😢😢😢
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 7 ай бұрын
ሓደ ዓርከይ ኣብ አሜሪካ ዘሎ ናብ ኡጋንዳ ከይዱ ነታ ክምርዓዋ ዝመደበ ሰብ ክረኽባን ከጽናዓን ከይዱ ( ብመሰረት ምኽሪ እቲ ዘላለዮም ሰብ):: መገሽኡ ብስራሕ ኣመኽንዩ ኾይኑ ነታ ዝተላለያ ሰብ ክረኽባን ምስኣ ክቕንይን ጽቡቕ ገይሮም ንኽላለዩን ሙኻኑን እዩ ገሊጹላ:: ንሳ ሕጉስቲ ኾይና ብሕቶ ኣጨነቀቶ: እም ገስት ሃውስ ዶ ተኻርየ ክጸንሕ: ተቆኒነ ተሓኒነ ዶ ክጸንሓካ: እንታይዶስ ከመይዶስ ዶ ኾይነ ክጸንሓካ ብዝብሉ ሕቶታት ርእሱ ምስ ኣዞረትሉ ከምዚ በላ: ኣነ ኣብ ኬንያ ስራሕ ኣሎኒ ስርሐይ ወዲኤ ናባኺ ክመጽእን ኽርእየክን ኢለ እየ እምበር ካልእ ዝመደብኩዎ የለን በላ::.......,..... ኡጋንዳ ምስ ኣተወ ሰሙን ምስ ገበረ እታ ጽብቕትን ዝመረጻ ሰብን ንሓዳር ትኸውን ከዘይኾነት ደምደመ:: ካብ ትምህርትን ምህሮን ነጻ ዝኾነት: ሽፎና ተተኸዲና ስእሊ ናብ ዘለዎ እንዳ ውራይ ትኸይድ ዓይነት ሰብ ሙኻናን ጌና መዓልቲ ሕጸ ከም ኣርእስቲ ከይተላዕለ እቲ ሕጸ ብኸመይ ከምንገብሮ ዝብል መደብ ድሮ ሓንጺጻ: እቲ ፕሮግራም ከምዚ ንርእዮ ዘሎና ናይ መሓዙት ኢሉ ዝጅምር ኩለን ሓደ ዓይነት ሽፎን ክኽደና :dj ክመጽእ :ክልተ ካሜራ ማን: መግቢ ቡፌ ክእዘዝ ወዘተ ብዝብሉ ካብ መርዓ ዘይንእስ ውራይ ክትገብር ከምትደሊ,,,,,,,,,,,,,,, ደሚርና ደማሚርና ኸባቢ $12.000 ዶላር አሜሪካ ዝውድእ ሕጸ ክኸውን ከምዝኾነ ምስፈለጥኩ ልበይ ጠጠው ክትብል ደለየት ይብል: ብዘይብኡ ንሱ ከይሓተታ ኣብ ሆቴሉ ብፍቃዳ ን 4 መዓልቲ ቀንያ እያ:............ ን ኹሉ ነገራታ ርእዩ እዛ ሰብ ንሓዳር ዘይትኸውንን ወጻኢታታ ብዙሕን ፌክ ባህርያት ዘለዋ ካብ ትምህርቲ ነጻ ስራሕ ዘይትፈቱን ላዕሊ ላዕሊ ትጥምት ኣብ ውድድር ዓለም ትነብር ሰብ ሙኻናን ከምዘይትኾኖን ደምዲሙ: ብፍላይ ብፍቃዳ ናብ ሆቴሉ ብምምጻእ ምቕናያ ልክዕ ነብሳ ክትሸይጥ ድሉውቲ ዝኾነት ሰብ ኾይና ስለዝጸንሓቶ ብዝከኣሎ መጠን ንኹሉ እንተታት ተጻዊሩ ከይተንከያ ምውጽኡ ሕልናዊ ዕጋበት ከምዝሃቦ ገሊጹለይ:: ኣብ መወዳእታ ነዚኣ fund ዝገብር ዓቕምን budget ከምዘይብሉ ነቲ ፌክ ሂወታን ናይ ገበታ ሜክ አፕ ምልፋጥ ባህርያታ ክጻወሮ ከምዘይክእልን ወሲኑ ሕማቕ ከይተዛረበ ንዓዱ ተመሊሱ ብኽብሪ ደዊሉ ብግቡእን ቅንዕናን ንምንታይ ንሓዳር ከምዘይመረጻ ሓቢሩ ንዝገበረትሉ ኣቀባብላ ኣመስጊኑ ልባ ከይትስበር እንዳፈርሐ ክሰናበታ እንከሎ : ከምዘይሓዘነትን ብዙሕ ግዲ ከምዘይገበረትን ምስ ፈለጠ ኣዝዩ ከምዝሓዘነ ሐቢሩኒ:: እቲ ዘሕዘኖ ከኣ ኽንደይ ኣሕዋትና እየን ኣብ ስደት ነዛ ህይወተን ኣብ ዕዳጋ ኣውሪደን ዓዳጊ ወይ ወሳዲ ዝጽበያ ዘለዋ: ዓዳጊ ትብል ቃሉ መራር ሙኻና ግን እቲ ዝረኣዮ ንሱ ሙኻኑ ብምግላጽ ናይ መርዓ መደቡ ደው ብምባል ንዕኡ ትኾን መዘንኡ ኣብቲ ዘለዎ ሃገር ክደልይ ሙኻኑ ሓቢሩ ተሳናቢቱኒ:: እዚ ዘካፍሎ ዘለኹ ነዚ ቪድዮ ብምርኣይን ነተን ነዚ ቪድዮ ዝርእያን ከምዚ ዓይነት ናይ ጥንስቲ ውራይ ክገብራ ዝሓስባን ዝምድባን ዘለዋ ንዓና ን ሰብኡት ነዚ ንምግባር ትሐትኦ ገንዘብ ክሳብ ኽንደይ ከቢድ ሙኻኑን ንሓዳር ዘነቓንቕ ሙኻኑ ንምሕባርን
@sisaysolomon1293
@sisaysolomon1293 4 ай бұрын
ርሁስ ጋማ ኢሌ አለኩ 🎉
@wayneyowhanes8077
@wayneyowhanes8077 7 ай бұрын
Emebrhan msaken tkon. Tmali msakatken zserhozneber eyom teacrom zelewu
@user-gx8gb4ss9c
@user-gx8gb4ss9c 7 ай бұрын
አንታይ ትኮና ኣለክን? መጀመርታ ነብሰጾር 2 ትንፋስ ዝሓዘት አያ ናታን ናይቲ ህጻንን ፥ ትሕትን ድንን ኢላ ንብሳ ሓልያን አያ አትከይድ። ካልኣይ ካኣ አዚ አትገብሮኦ መክኣባት ኣይመድለየን ። ምክንያቱ አዚናይ ምአራባውን ኢዩ ። ክብራት ኣሕዋተይ ባህሊ ናይ ኣደታትክን ኣበይቲ ኣሕዋትክንን ምውራስ ይሕሽክን ኣቅሪበ ኢየ።
@meleymekonen9798
@meleymekonen9798 7 ай бұрын
Aygermekan abey adi eyu ke tereyu geat ntnstiy elka gayla 😂
@tinates7354
@tinates7354 7 ай бұрын
Atin bejakin adeb gibera. Ezi Bahlina aykonen . Entay amtsoo ezi kulu fenteza. Zehfir eyu 😢
@lulrbahri
@lulrbahri 7 ай бұрын
ኣቱም ሰባት ኣይስልችወኩምን ድዩ፡ ሕጂ ከኣ ካብ ቤቢ ሻወር ናብ ገዓት ተሰጋጊርኩም ንምንታይ ዕላማ እዩ እዚ ኩሉ ርኣዩለይ ስምዑለይ።? ኣንሕና ንፈልጥ ነብሰጾር ምስ ሓረሰት ገዓት ሳልስቲ ትበልዕ። የሕዝነካ ኩነታትና ብፍላይ ኤርትራውያን
@kisanetmehari5833
@kisanetmehari5833 7 ай бұрын
Deki Erey kulu zexebkelen edmen tenane yehabken habayeb❤❤❤❤❤
@wayneyowhanes8077
@wayneyowhanes8077 7 ай бұрын
Hemak zemen Aedyam , Kbret, wezete yehwaten tefom zbhal zelo
@alganeshteclai1797
@alganeshteclai1797 7 ай бұрын
Esk ab hji ewan kndzi guayla zey bahlna emo ka zey nebsa hiza ezn wed kemzn mskone eyu egzabher zkutana zelo gat wedi gat ila hlewlew ms hareski kem adetatki nubur zelewo mgeberki zey bahlna tgebra egzabher abey ykre belelna 🙏🏼😢
@sabaequbayhaileselasie8354
@sabaequbayhaileselasie8354 7 ай бұрын
Adey Marjam bselam Tmxaki Mkirty Xbkity kakadadina kem adettata.❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏
@user-gx6ex7wz6c
@user-gx6ex7wz6c 7 ай бұрын
ፍሪቲየይ ሽኮር እመብርሃን ብሰላም ትምፃእኺ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yorsalem6352
@yorsalem6352 7 ай бұрын
Ézien kea arkiben 😢😢😢😢😢😢
@sidetkertet6545
@sidetkertet6545 7 ай бұрын
Haftey mariam bselam timixaeki, gin ezi kemzi kebdika qelieka ab gexat media mizrgah zeytigedfio, nisikin mestyat hibreteseb ekin, Ane zigermeni etom sebuetkin hamed yibiliau genzeb diyom sesiom, bejakin kem adetatkin kun. Nay xeadu eti ziteqim zeywesedna , hibreteseb zebelashue werisna❤❤❤❤❤❤❤
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 7 ай бұрын
አሰይ ጽቡቃት ደቂ ኤረይ ሙቁራት ይበል ይበል አደይ ማሪያም ብሰላም ክልተ ትግበርኪ ሽኮሪና ጓል ኤረይ።❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹
@habenfissehaye3808
@habenfissehaye3808 7 ай бұрын
ቅንይ ኢሎም ህጻን እንዳ ሰርሑ ፖስት ክብሉ ኢዮም ክክክክክክክ
@PmAsh2693
@PmAsh2693 7 ай бұрын
Yaklki keytharsi bzymaltu adymariam bselam tmsaki sebuq ka nedetatken mesilken kemu yelmedken❤❤❤
@mebrihitshishay5462
@mebrihitshishay5462 7 ай бұрын
ገሳርጥ መባላሸውቲ ባህሊ ዋይ ጥሕሎ ዝረኸቦ🥹 ብዘን ጸለምቲ ጣላይን እዚአን ዶ ኣታ ክንዋረድ
@hanatsegay6359
@hanatsegay6359 7 ай бұрын
Mariam besalam tekrabaka tsebaktay ❤
@lunadaniel221
@lunadaniel221 7 ай бұрын
Teseteri kifiti Giziu Aikonen
@ritaaabell9246
@ritaaabell9246 7 ай бұрын
Congratulations 🍾🎉🎊🎈. Please let’s keep our culture how supposed to be not as you want it. I like the dress but you supposed celebrate it after you have your child. If I’m not mistaken I think that’s the way we do our culture. We never see any pregnant woman calling to celebrate for Geat.
@mussiegebreab3183
@mussiegebreab3183 7 ай бұрын
Exactly
@nanunanusa
@nanunanusa 7 ай бұрын
You are right. They’ve ruined the culture by doing a lot of nonsense
@ssss-uz4ys
@ssss-uz4ys 7 ай бұрын
Ezen artist hizenana nab gedel ykeda always please keep our culture
@sisaysolomon1293
@sisaysolomon1293 4 ай бұрын
Aguri 🎉 rehuse yegebero
@solianamebrhatu7754
@solianamebrhatu7754 7 ай бұрын
Ewayyy ezen adetatenas kewrezya nay loms hafirna reayuni reayuni koynu zebenu mehret yewred 🙏
@naxahadish-ed6je
@naxahadish-ed6je 7 ай бұрын
🎉❤🎉 mjmereaya mryam enqa bslam aglageletki mltey hji ko hrski eki bjakn 🙏🙏🙏🙏yhwatna kmzi aydln eyu mjmereya ጡዑይ wlad hbeni eyu zbhal adetatna ksab zharsa kdan aygzan eyen jerqi tray euen zdalwa mknyatu nhwet trays wxa eyen zbla aydln eyu
@merimehari2577
@merimehari2577 7 ай бұрын
መጀመርታ ኣደይ ማርያም ብሰላም ተገላግልኪ 2 አዚ ባህልና ኣይኮነን ኣብዚ ሎሚ ግዜ ሰብ ሰላምን ጥምየትን ተሸጉሩ አንከሎ ከም ስነ ጥበባውያን ናይ ሃገረይ ከምዚ ዓይነት ምርኢት ተቀባልነት የብሉን 🩵🩵
@ZemenawitHabtu
@ZemenawitHabtu 7 ай бұрын
Enty ezi kulu enty amxeo..weys nay tnsti eyu des ilki azizki...adey maryam bselam tmxaeki mejemerta
@yergalmworede4287
@yergalmworede4287 7 ай бұрын
Congratulations 🎈
@user-cx8us7tu9f
@user-cx8us7tu9f 7 ай бұрын
Zfetwa tewasaet frti shkor congra
@dahlakghirmay2844
@dahlakghirmay2844 7 ай бұрын
ኣብዚሕክኖኦ
@Yersalem858
@Yersalem858 7 ай бұрын
መዋረድቲ ሃገረን ህዝበን ናይ መን ባህሊ እዩ እዚ ዘይከም ኣዴታተን
@user-bm6kc6xv8z
@user-bm6kc6xv8z 7 ай бұрын
ብሓቂ ድዮ ኣብዛ እዋን ከምዚ ተራኢወን ?
@senait4255
@senait4255 7 ай бұрын
It is not Eritrean Cultural overall.
@akberetkidane6542
@akberetkidane6542 7 ай бұрын
Ata nayti kidawnten ke zeytblu traykn, abnet kkona zgben artists si nay ebdan abnet ykona zehzn eu.
@awethailemariam6917
@awethailemariam6917 7 ай бұрын
Behlna ay tebeleshwelna thlo wen alew
@saralevy-hs9ws
@saralevy-hs9ws 7 ай бұрын
ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ እዛ ሓፍተይ ቤቢ ሻወር ኢልካ ግን ?
@berhanehabte4291
@berhanehabte4291 7 ай бұрын
ezgio bayni mhretu yrayena
@kisanet4715
@kisanet4715 7 ай бұрын
ኣብ አዲስ ሰብ ይሻቀል ኣሎ ንስኽን ከኣ ዓበድበድ ኣይትፈርሃን ቁሩብ
@selamhayle3380
@selamhayle3380 7 ай бұрын
Wey fentahhtahhh. Geat si. Dihri. Hrsi eyu ab Adnas.
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 7 ай бұрын
ሓደ ዓርከይ ኣብ አሜሪካ ዘሎ ናብ ኡጋንዳ ከይዱ ነታ ክምርዓዋ ዝመደበ ሰብ ክረኽባን ከጽናዓን ከይዱ ( ብመሰረት ምኽሪ እቲ ዘላለዮም ሰብ):: መገሽኡ ብስራሕ ኣመኽንዩ ኾይኑ ነታ ዝተላለያ ሰብ ክረኽባን ምስኣ ክቕንይን ጽቡቕ ገይሮም ንኽላለዩን ሙኻኑን እዩ ገሊጹላ:: ንሳ ሕጉስቲ ኾይና ብሕቶ ኣጨነቀቶ: እም ገስት ሃውስ ዶ ተኻርየ ክጸንሕ: ተቆኒነ ተሓኒነ ዶ ክጸንሓካ: እንታይዶስ ከመይዶስ ዶ ኾይነ ክጸንሓካ ብዝብሉ ሕቶታት ርእሱ ምስ ኣዞረትሉ ከምዚ በላ: ኣነ ኣብ ኬንያ ስራሕ ኣሎኒ ስርሐይ ወዲኤ ናባኺ ክመጽእን ኽርእየክን ኢለ እየ እምበር ካልእ ዝመደብኩዎ የለን በላ::.......,..... ኡጋንዳ ምስ ኣተወ ሰሙን ምስ ገበረ እታ ጽብቕትን ዝመረጻ ሰብን ንሓዳር ትኸውን ከዘይኾነት ደምደመ:: ካብ ትምህርትን ምህሮን ነጻ ዝኾነት: ሽፎና ተተኸዲና ስእሊ ናብ ዘለዎ እንዳ ውራይ ትኸይድ ዓይነት ሰብ ሙኻናን ጌና መዓልቲ ሕጸ ከም ኣርእስቲ ከይተላዕለ እቲ ሕጸ ብኸመይ ከምንገብሮ ዝብል መደብ ድሮ ሓንጺጻ: እቲ ፕሮግራም ከምዚ ንርእዮ ዘሎና ናይ መሓዙት ኢሉ ዝጅምር ኩለን ሓደ ዓይነት ሽፎን ክኽደና :dj ክመጽእ :ክልተ ካሜራ ማን: መግቢ ቡፌ ክእዘዝ ወዘተ ብዝብሉ ካብ መርዓ ዘይንእስ ውራይ ክትገብር ከምትደሊ,,,,,,,,,,,,,,, ደሚርና ደማሚርና ኸባቢ $12.000 ዶላር አሜሪካ ዝውድእ ሕጸ ክኸውን ከምዝኾነ ምስፈለጥኩ ልበይ ጠጠው ክትብል ደለየት ይብል: ብዘይብኡ ንሱ ከይሓተታ ኣብ ሆቴሉ ብፍቃዳ ን 4 መዓልቲ ቀንያ እያ:............ ን ኹሉ ነገራታ ርእዩ እዛ ሰብ ንሓዳር ዘይትኸውንን ወጻኢታታ ብዙሕን ፌክ ባህርያት ዘለዋ ካብ ትምህርቲ ነጻ ስራሕ ዘይትፈቱን ላዕሊ ላዕሊ ትጥምት ኣብ ውድድር ዓለም ትነብር ሰብ ሙኻናን ከምዘይትኾኖን ደምዲሙ: ብፍላይ ብፍቃዳ ናብ ሆቴሉ ብምምጻእ ምቕናያ ልክዕ ነብሳ ክትሸይጥ ድሉውቲ ዝኾነት ሰብ ኾይና ስለዝጸንሓቶ ብዝከኣሎ መጠን ንኹሉ እንተታት ተጻዊሩ ከይተንከያ ምውጽኡ ሕልናዊ ዕጋበት ከምዝሃቦ ገሊጹለይ:: ኣብ መወዳእታ ነዚኣ fund ዝገብር ዓቕምን budget ከምዘይብሉ ነቲ ፌክ ሂወታን ናይ ገበታ ሜክ አፕ ምልፋጥ ባህርያታ ክጻወሮ ከምዘይክእልን ወሲኑ ሕማቕ ከይተዛረበ ንዓዱ ተመሊሱ ብኽብሪ ደዊሉ ብግቡእን ቅንዕናን ንምንታይ ንሓዳር ከምዘይመረጻ ሓቢሩ ንዝገበረትሉ ኣቀባብላ ኣመስጊኑ ልባ ከይትስበር እንዳፈርሐ ክሰናበታ እንከሎ : ከምዘይሓዘነትን ብዙሕ ግዲ ከምዘይገበረትን ምስ ፈለጠ ኣዝዩ ከምዝሓዘነ ሐቢሩኒ:: እቲ ዘሕዘኖ ከኣ ኽንደይ ኣሕዋትና እየን ኣብ ስደት ነዛ ህይወተን ኣብ ዕዳጋ ኣውሪደን ዓዳጊ ወይ ወሳዲ ዝጽበያ ዘለዋ: ዓዳጊ ትብል ቃሉ መራር ሙኻና ግን እቲ ዝረኣዮ ንሱ ሙኻኑ ብምግላጽ ናይ መርዓ መደቡ ደው ብምባል ንዕኡ ትኾን መዘንኡ ኣብቲ ዘለዎ ሃገር ክደልይ ሙኻኑ ሓቢሩ ተሳናቢቱኒ:: እዚ ዘካፍሎ ዘለኹ ነዚ ቪድዮ ብምርኣይን ነተን ነዚ ቪድዮ ዝርእያን ከምዚ ዓይነት ናይ ጥንስቲ ውራይ ክገብራ ዝሓስባን ዝምድባን ዘለዋ ንዓና ን ሰብኡት ነዚ ንምግባር ትሐትኦ ገንዘብ ክሳብ ኽንደይ ከቢድ ሙኻኑን ንሓዳር ዘነቓንቕ ሙኻኑ ንምሕባርን
@adiamabraha9933
@adiamabraha9933 7 ай бұрын
Mara bezihu
@shewitgoitom4790
@shewitgoitom4790 7 ай бұрын
ማኣዚ ስዛን ድዩ ትባሃል ሓንቲ ካኣ ኣይፈልጣን እየ ስማ ሲ እንታይ ይብሃል እቲ ጥቦን ሲ እዋይይይ
@maharitemebrahtom7930
@maharitemebrahtom7930 7 ай бұрын
Jubuatey ketsebqelkn ftwtwwwww ye zeblekn edmen tenan yhabkn ፉርቲ haftey dma adey maryam bselam tgeleglki 🙏🙏🙏💞💞💞💞💞💞💞💞
@hakote4544
@hakote4544 7 ай бұрын
Mhrte yewrdelki rayun rayuna xgem kymxalki tnsi yhab anber ab media
@alganeshbahre8598
@alganeshbahre8598 7 ай бұрын
What is this? Wedding ?
@theroyalcook6365
@theroyalcook6365 7 ай бұрын
Kab bahlkn wtsikn alekn
@sidetkertet6545
@sidetkertet6545 7 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂 eti sebay kea wexaetat bezihwo tehabiau alo, wey lomi gze gerimuna eko
@maereg7308
@maereg7308 5 ай бұрын
Bezay bahlekum
@kisanetmehari5833
@kisanetmehari5833 7 ай бұрын
Aseyyy furtey melemeli❤❤❤❤❤❤❤
@Jerry-g1q
@Jerry-g1q 7 ай бұрын
Enjoy Enjoy life is short deki eriy mearey. you all look beautiful fabulous🌹🌸🌼🌻💐🪻🤩❤🎉🇪🇷💕 much love 😘❤️
@user-rf2vb7ys7j
@user-rf2vb7ys7j 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@selam177
@selam177 7 ай бұрын
ዋይ ጥሕሎዋይ😢😳
@helendebesay1331
@helendebesay1331 7 ай бұрын
😂😂😂😂😂
@aastersamuel4175
@aastersamuel4175 7 ай бұрын
Ezieen entay xelot kifelta ewalatat bixoten endateaseru ashashu
@gerryeyehdego4493
@gerryeyehdego4493 7 ай бұрын
i love the way all your dress this is how ERITREA women beautiful and the cultures bless you ya'all🥰🥰🤩
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 7 ай бұрын
ገሬ ይሕደጎ ነዚ ኹሉ ትርእዮ ዘሎኻ ብገንዘብ ዝሽፍን እቲ ሰብኣይ እቲ ኣብ ስደት ንመዓልቲ ኣብ 3 ቦታ ን 16 ሰዓት ዝሰርሕ ናብራ ዝኸበዶ ሓውኻ እዩ ዝኸፍሎ
@gerryeyehdego4493
@gerryeyehdego4493 7 ай бұрын
what do you want to say can you explain detail that dude here tip are you jealous on him get your life go work hard pay your bill dud
@aklasyakeleta9557
@aklasyakeleta9557 7 ай бұрын
Mariyam biselam timsaki firtuna shkorr
@user-ix8kn6gv3b
@user-ix8kn6gv3b 7 ай бұрын
መርዓዊ ዘይብሉ መርዓ😅😅
@merytigraweyti
@merytigraweyti 7 ай бұрын
Are whlnet kemey aynet bahli eyu abet geat zrekebo eti thlo keani aybahlknn eyu nagame gdefalna bejakatkn bahlna aytebalashyalna fetari hoy ember ke awald dyen😢
@samdan8545
@samdan8545 7 ай бұрын
Ewayyyyyyy kexlakaaaaaaa
@betielsimon8045
@betielsimon8045 7 ай бұрын
እዋይ ደሓን ስከ በላ 😂😂😂😂😂
@senaite7519
@senaite7519 7 ай бұрын
ወይ ሀሮምሮም እዚ ኹሉስ ንገንዘብ እዩ ዝግበር ዘሎ ዘይባህልና ጥንስቲ ትስተር ክሳብ ትሓርስ እምበር ከም ዚንስኻትክን ኣይትገብርን እያ ወዳኢትክን ትምጻእ ንስኻትክን ግን ገንዘብ ተቀድማ ካብ እቲ ክቡር ባህልና
@princess4698
@princess4698 7 ай бұрын
ጥሕሎስ ዓጋመ ይስርሑ አምበይ ዘን ስዑማት አግሪ 💛❤ ይግበርያሎ ኢላስ ሓባል ተካሒላ ኣየ ኤርጥሪን 😂🙆‍♀️
@user-bo6ex2ir6q
@user-bo6ex2ir6q 7 ай бұрын
🤣🤣🤣
@sabateklay1373
@sabateklay1373 7 ай бұрын
Artist nay Adina si shendahdah abzihkinoo foooo, tseyekti hibreteseb tibehala nisikin
@rahelalula551
@rahelalula551 7 ай бұрын
❤❤🎉🎉 bemjemrta enka hagoseki gen mes hareseki abe 12 atemgashen meniyatu nesu eiyu bahelna kedemi hersei geny merabawitan eiyu bejaken baheli tehmesao alken
@dragonfriott
@dragonfriott 7 ай бұрын
26:45 shem nayza derfi?
@habtualem3562
@habtualem3562 7 ай бұрын
Dey bahlikin ketesasiya tewarikin.
@fhfgtyyyurt8958
@fhfgtyyyurt8958 7 ай бұрын
ዋይ ጥሕሎይ ዝረኮቦ ዘይ ባህልክን ኣይተባልሽያ😏
@kokirezene9933
@kokirezene9933 7 ай бұрын
Nay bhki zeyklos ni sili ilni agbi atfnalu gusrti
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@asterghebrai517
@asterghebrai517 7 ай бұрын
ጊዜ አይመረጽክን😘
@kisanetmehari5833
@kisanetmehari5833 7 ай бұрын
Yene konjo adiye mariyam be selam tebexaeki mekeseb hafteyyy❤❤❤❤❤❤
@asmitosman209
@asmitosman209 7 ай бұрын
ATA ENTAY OEYNET DONQORO
@aastersamuel4175
@aastersamuel4175 7 ай бұрын
Furtuna fokas amenzira sisi
@hosiplayz9230
@hosiplayz9230 7 ай бұрын
Mis hereset do aykonen gaet zblae
@almazderess8971
@almazderess8971 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@kidantekle2443
@kidantekle2443 7 ай бұрын
It was not new it was on october 2023 see the date before you speak please
@user-zx3xn8if4v
@user-zx3xn8if4v 7 ай бұрын
Congratulations ❤❤❤❤
@haregeweinihabte2483
@haregeweinihabte2483 7 ай бұрын
Hadiwkin eske kida......ewae
@geneamha7584
@geneamha7584 7 ай бұрын
Tehakunu byzey mealtu kywyled yu! Aye borkrok!
@user-tz9dl6or2y
@user-tz9dl6or2y 7 ай бұрын
Tsefir Kufeti aza
@hiyabey
@hiyabey 7 ай бұрын
wintan silvanan si nay nesnet mhazut ekin tbla nerkin lomi gn ayden zeytfalta sebat mesilkin weilkin wey sdet regum nkulu seb akayymwo
@atsedeyakob3864
@atsedeyakob3864 7 ай бұрын
Adey Mariam bselam tglaglki❤❤❤❤❤
@hebronalem8215
@hebronalem8215 7 ай бұрын
Congratulations ❤️ ❤❤❤
@beyenehabtegaber
@beyenehabtegaber 7 ай бұрын
Mjmeriya adey mariyam bselam tewxki kabu zterfe gn nxgumat mhgaz mhasheki
@fithikiflay1431
@fithikiflay1431 7 ай бұрын
Abet kemey elu eyu ke kindzi tnsti zfoksa beli matiam msaki tkun
@yors362
@yors362 7 ай бұрын
Congratulations rufti haftey ❤❤❤
@YoditTesfu-gm3ix
@YoditTesfu-gm3ix 7 ай бұрын
Anes nxgumat tethgza xbuk nieru nxdki mkrnekn bunet kala ka adekn aygebereto abaykn aygeberetu kawu tegedede ka ab tmket ewa atum hxbi xhl belu kayttefu
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 7 ай бұрын
ሓደ ዓርከይ ኣብ አሜሪካ ዘሎ ናብ ኡጋንዳ ከይዱ ነታ ክምርዓዋ ዝመደበ ሰብ ክረኽባን ከጽናዓን ከይዱ ( ብመሰረት ምኽሪ እቲ ዘላለዮም ሰብ):: መገሽኡ ብስራሕ ኣመኽንዩ ኾይኑ ነታ ዝተላለያ ሰብ ክረኽባን ምስኣ ክቕንይን ጽቡቕ ገይሮም ንኽላለዩን ሙኻኑን እዩ ገሊጹላ:: ንሳ ሕጉስቲ ኾይና ብሕቶ ኣጨነቀቶ: እም ገስት ሃውስ ዶ ተኻርየ ክጸንሕ: ተቆኒነ ተሓኒነ ዶ ክጸንሓካ: እንታይዶስ ከመይዶስ ዶ ኾይነ ክጸንሓካ ብዝብሉ ሕቶታት ርእሱ ምስ ኣዞረትሉ ከምዚ በላ: ኣነ ኣብ ኬንያ ስራሕ ኣሎኒ ስርሐይ ወዲኤ ናባኺ ክመጽእን ኽርእየክን ኢለ እየ እምበር ካልእ ዝመደብኩዎ የለን በላ::.......,..... ኡጋንዳ ምስ ኣተወ ሰሙን ምስ ገበረ እታ ጽብቕትን ዝመረጻ ሰብን ንሓዳር ትኸውን ከዘይኾነት ደምደመ:: ካብ ትምህርትን ምህሮን ነጻ ዝኾነት: ሽፎና ተተኸዲና ስእሊ ናብ ዘለዎ እንዳ ውራይ ትኸይድ ዓይነት ሰብ ሙኻናን ጌና መዓልቲ ሕጸ ከም ኣርእስቲ ከይተላዕለ እቲ ሕጸ ብኸመይ ከምንገብሮ ዝብል መደብ ድሮ ሓንጺጻ: እቲ ፕሮግራም ከምዚ ንርእዮ ዘሎና ናይ መሓዙት ኢሉ ዝጅምር ኩለን ሓደ ዓይነት ሽፎን ክኽደና :dj ክመጽእ :ክልተ ካሜራ ማን: መግቢ ቡፌ ክእዘዝ ወዘተ ብዝብሉ ካብ መርዓ ዘይንእስ ውራይ ክትገብር ከምትደሊ,,,,,,,,,,,,,,, ደሚርና ደማሚርና ኸባቢ $12.000 ዶላር አሜሪካ ዝውድእ ሕጸ ክኸውን ከምዝኾነ ምስፈለጥኩ ልበይ ጠጠው ክትብል ደለየት ይብል: ብዘይብኡ ንሱ ከይሓተታ ኣብ ሆቴሉ ብፍቃዳ ን 4 መዓልቲ ቀንያ እያ:............ ን ኹሉ ነገራታ ርእዩ እዛ ሰብ ንሓዳር ዘይትኸውንን ወጻኢታታ ብዙሕን ፌክ ባህርያት ዘለዋ ካብ ትምህርቲ ነጻ ስራሕ ዘይትፈቱን ላዕሊ ላዕሊ ትጥምት ኣብ ውድድር ዓለም ትነብር ሰብ ሙኻናን ከምዘይትኾኖን ደምዲሙ: ብፍላይ ብፍቃዳ ናብ ሆቴሉ ብምምጻእ ምቕናያ ልክዕ ነብሳ ክትሸይጥ ድሉውቲ ዝኾነት ሰብ ኾይና ስለዝጸንሓቶ ብዝከኣሎ መጠን ንኹሉ እንተታት ተጻዊሩ ከይተንከያ ምውጽኡ ሕልናዊ ዕጋበት ከምዝሃቦ ገሊጹለይ:: ኣብ መወዳእታ ነዚኣ fund ዝገብር ዓቕምን budget ከምዘይብሉ ነቲ ፌክ ሂወታን ናይ ገበታ ሜክ አፕ ምልፋጥ ባህርያታ ክጻወሮ ከምዘይክእልን ወሲኑ ሕማቕ ከይተዛረበ ንዓዱ ተመሊሱ ብኽብሪ ደዊሉ ብግቡእን ቅንዕናን ንምንታይ ንሓዳር ከምዘይመረጻ ሓቢሩ ንዝገበረትሉ ኣቀባብላ ኣመስጊኑ ልባ ከይትስበር እንዳፈርሐ ክሰናበታ እንከሎ : ከምዘይሓዘነትን ብዙሕ ግዲ ከምዘይገበረትን ምስ ፈለጠ ኣዝዩ ከምዝሓዘነ ሐቢሩኒ:: እቲ ዘሕዘኖ ከኣ ኽንደይ ኣሕዋትና እየን ኣብ ስደት ነዛ ህይወተን ኣብ ዕዳጋ ኣውሪደን ዓዳጊ ወይ ወሳዲ ዝጽበያ ዘለዋ: ዓዳጊ ትብል ቃሉ መራር ሙኻና ግን እቲ ዝረኣዮ ንሱ ሙኻኑ ብምግላጽ ናይ መርዓ መደቡ ደው ብምባል ንዕኡ ትኾን መዘንኡ ኣብቲ ዘለዎ ሃገር ክደልይ ሙኻኑ ሓቢሩ ተሳናቢቱኒ:: እዚ ዘካፍሎ ዘለኹ ነዚ ቪድዮ ብምርኣይን ነተን ነዚ ቪድዮ ዝርእያን ከምዚ ዓይነት ናይ ጥንስቲ ውራይ ክገብራ ዝሓስባን ዝምድባን ዘለዋ ንዓና ን ሰብኡት ነዚ ንምግባር ትሐትኦ ገንዘብ ክሳብ ኽንደይ ከቢድ ሙኻኑን ንሓዳር ዘነቓንቕ ሙኻኑ ንምሕባርን
@selammahar3378
@selammahar3378 7 ай бұрын
Way gud Deqey😂
@fithikiflay1431
@fithikiflay1431 7 ай бұрын
Seb ferihu alo ab Ethiopia nsikin kea kemzi arkibkin
@ZemuyMsgna-xz6ty
@ZemuyMsgna-xz6ty 7 ай бұрын
Congregations ❤🎉
@vhkkkk257
@vhkkkk257 7 ай бұрын
ክክክክክ ጥሕሎ ተደፍሩ ብጉኒ ቦግቦግ አይተብላን እዝግዮ አድአያ ክገብራ ዘይ ረእየትስ ሓማታ ክገብራ ርእያ ትሓነቀት ይብሉ ወለዲ አነ ሓፊረልኪ እየ ግን 😂😂
@akberetkidane7358
@akberetkidane7358 7 ай бұрын
Hmam saesit alewa mesleni eza gal Kndey tmuy endu delo nxdki kkoneki zeythbyom nxgumat
Bony Just Wants To Take A Shower #animation
00:10
GREEN MAX
Рет қаралды 6 МЛН
OMG what happened??😳 filaretiki family✨ #social
01:00
Filaretiki
Рет қаралды 8 МЛН
Stay on your way 🛤️✨
00:34
A4
Рет қаралды 31 МЛН
👨‍🔧📐
00:43
Kan Andrey
Рет қаралды 9 МЛН
Amazing Birthday Of Promise Issac, Artist Silvana Mehari
23:53
Demena Film Production
Рет қаралды 64 М.
Beautiful Geat program (ገዓት ኘሮግራም)
18:15
Afro Art Modeling Academy
Рет қаралды 36 М.
Best Ethiopian ገዓት ( Ga’at ) Ceremony Dallas, TX
13:42
Bony Just Wants To Take A Shower #animation
00:10
GREEN MAX
Рет қаралды 6 МЛН