No video

#መደባይ_ወለል

  Рет қаралды 9,487

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Күн бұрын

SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp....
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና

Пікірлер: 90
@gedamtube
@gedamtube 4 ай бұрын
#share_like_comment_subscribe please ግበርዎ
@user-ko6tf2xh6y
@user-ko6tf2xh6y 4 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ሃወይ ወላዲተ ኣምላክ ድንግል ሃጥያትካ ትህፀበካ ክፉእ ኣይትራይ
@hareguzewdu6530
@hareguzewdu6530 4 ай бұрын
This is real humanity God bless you
@MssMedina
@MssMedina 4 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ክቡር ርህሩህ ሰብ ብሓቂ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@Samsunga535G-we2pr
@Samsunga535G-we2pr 4 ай бұрын
መምህር ብሩኽ ተዓዲልካ ክንደይ ትፀድቅ❤
@hadastekle2644
@hadastekle2644 4 ай бұрын
Egziabiher Edmen tienan yhabku nemetsae bi Geberti senay tehagizkum abiy nay tewari zeyblom aregawian mehbhebi tezququm tsibuk neyru Egziabiher yhagzkum
@user-ce2jq4eb5i
@user-ce2jq4eb5i 4 ай бұрын
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ❤❤❤❤መምህር ፀጋይ እግዚአብሔር ሙሉእ ጥዕና ነዊሕ ዕድሜ ይሃብካ.... ነዘን ትህባ አሕዋተይ ሙሉእ ይሃብክን ❤❤
@user-hg9yp5ud3p
@user-hg9yp5ud3p 4 ай бұрын
ተመስገገን ፈጣሪ ኣምላክኣቦይ መዓረይ ምስቶም ልመሳክን ልሰርሕለው ኣሕዋተይ ሕወሰኒ ሓጥያተይ ሓድግካ ቁዱስፈቃድካይኩነለይ ኣሜን ኣደዋይማርያመይ መዓረይ ኣምዞም ብሩካት ኣሕዋተይ ንምስራሕ ኣብቅዕኒ ኣሜን ሓደራኪዘክርኒ ኣሜን መምህረይ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ምስደራካን ምስመሳርሕትካን ኣሜን ዓይነይ ካምዚ ቁዱስስራሕ ልሰርሕ ሰብ ክርኪ ከለኩ ይሕጎስ ኣሕዋተይ መዓረይ ኣብፀሎትኩም ዘክርኒ ኣነለ ናይመሳክን እግሪ ክሓፅብ የብቀዐኒ ፈጣሪ ኣሜንኣሜንኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@gedamtube
@gedamtube 4 ай бұрын
ሰላም አምላክ ምስ ኩልና ዝሓፍተይ
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h 4 ай бұрын
አሜን ጋልነይ ኣምላክ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩነልና
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h 4 ай бұрын
መምህረይ ዕድመ ያሃብካ ፅጋበይ
@malataregawe8730
@malataregawe8730 4 ай бұрын
ኣምላክ ፅቡቅ ዝገብር ፅቡቅ ይሃቦ ቡርካት🙏❤❤❤
@barybary8681
@barybary8681 4 ай бұрын
ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ ዝሓወይ❤
@trustingod2549
@trustingod2549 4 ай бұрын
God bless you brothers! Thank you for helping our old ppl
@binyam1578
@binyam1578 4 ай бұрын
ጸጋዝአብ ሐወይ ብሰማይ ርከቦ 🔔🕊☔️💒😇👏🥰
@destakonjo2505
@destakonjo2505 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ቃኒኣልኻ ቅድስ ቅንኢ ዕንቅፋት ኣይዉቃዕኻ ሓወይ❤
@LemlemKahsay-ki7sd
@LemlemKahsay-ki7sd 4 ай бұрын
Kbret yehabka Zehawey
@FunnyCookingApron-dj3it
@FunnyCookingApron-dj3it 4 ай бұрын
ብሓቂ ትዕድልቲ እዩ ከምዚ ንድኹም ምርዳእ እሞ ካኣ ኣብ ጾም 40 ❤ ክቡር ሓውና ኣሕዋትና እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ❤❤
@raheelrahee9494
@raheelrahee9494 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ክቡር ሓውና መምህር ፀጋይ እግዚኣብሔር ኣብ ሰማይ ይፅሓፈልኹም
@user-gf4ze4ez1s
@user-gf4ze4ez1s 4 ай бұрын
ብሓቂ ትዕድልቲ መምህረይ ንወላዲኡ ኣብ ዝረሰዐሉ ወሎዶ ከምዚይ ምግባርኩም ኣምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም
@user-if2oz2wt9e
@user-if2oz2wt9e 4 ай бұрын
ምሕረት የውርድ ጽቡቅ ጽገብር ዓስቢ ያሃቦ ❤❤❤
@user-pu2pz5lr2n
@user-pu2pz5lr2n 2 ай бұрын
ብሑልሉና እሰኪ ከማካቱም ዘበለ ዞም ሓተይ💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 4 ай бұрын
Tebareku zewxaekmo ytekialkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 4 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ዕድመን ጥዕናን ያህብኻ ንኣቦና እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃቦሞ🙏
@user-if2oz2wt9e
@user-if2oz2wt9e 4 ай бұрын
ግርማ ተኸደን❤❤❤
@mebrhitbeyene
@mebrhitbeyene 4 ай бұрын
Behaki brukat edmen tenan yhabkum fetari
@ababdhd6486
@ababdhd6486 4 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤🤲🤲🤲
@fithawitberhe7030
@fithawitberhe7030 Ай бұрын
Tebarek
@Shewit898
@Shewit898 4 ай бұрын
😢😢ኣብዛ ምድርስ ክንደይ ሕማቅ ዝሰርሕ ሰብ ኣሎ ክንደይ ከዓ ፅቡቅ ዝሰርሕ ሰብ አሉ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩልኹም ኣብዚ ፅቡቅ ተግባር ዝተሳትፍኩም 🤍🤍🤍
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 4 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክና ጽኑዕ የርግጽኩም ገበርቲ ጽድቂ
@user-ku5to4si3g
@user-ku5to4si3g 4 ай бұрын
Betami dese zeble hawey edmen tinan yehabka fetari kulu etgbro Egzabehar ab zuraka yekun haftka Eritreawet eya ajoka kulu ab gonka eu
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 4 ай бұрын
Edmen tienan yhabki haftna kea
@user-ro6oc1sv4e
@user-ro6oc1sv4e 4 ай бұрын
Amlak xamakum yihabkum edmekum yinwah 🙏🙏🙏
@AftabAlam-em2jg
@AftabAlam-em2jg 4 ай бұрын
ይመስገን ብሓቂ ብሰማን ብምድርን በረኸት ይሃብኩም ገበርቲ ሰናይ
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 4 ай бұрын
ተባረኽ ዘሐወይ ኩሉ ነገር ትገብሮ ዘለኻ እግዛብሔር ዋጋኻ ክኸፍለካ እዮ❤❤❤
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 4 ай бұрын
Egziabher. mesakum. yekun. Ahwatey. Uaye. ✝️🙏🙏🙏❤️🕊️🌿❤️
@user-ot2vb9im1h
@user-ot2vb9im1h Ай бұрын
ጎይታይ ማዓረይ ካብ ስደት ምስ ተመለሱ ናብዚ ስራሕ ኣብቀዐኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-fm1nd5zx2q
@user-fm1nd5zx2q 4 ай бұрын
ዕዶመን ጥዕናን ይብኩም አሕዋተይ አምላክ ምሳኩም ይኩን
@user-qr7df5xd8e
@user-qr7df5xd8e 4 ай бұрын
ዕድመንጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ ፀጉኡ ያብሐልኩም
@user-mq7dx1oz5b
@user-mq7dx1oz5b 29 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HiHi-gx6bi
@HiHi-gx6bi 4 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😢😢😢😢
@letshgeremariam9258
@letshgeremariam9258 4 ай бұрын
ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዞሞ አሕዋተይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-ss5ml4zo6o
@user-ss5ml4zo6o 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዞም ሓተይ 😢😢😢
@user-kx9xo6ok8u
@user-kx9xo6ok8u 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መ/ፅጋይ ❤❤❤❤
@ghidaydesta5870
@ghidaydesta5870 4 ай бұрын
💔🙏🙏🙏
@brllabay3842
@brllabay3842 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢
@user-pe1qr1bp8c
@user-pe1qr1bp8c 4 ай бұрын
🙏❤️❤️😪
@user-cf9sr9vj8h
@user-cf9sr9vj8h 18 күн бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@sabayohanes7309
@sabayohanes7309 4 ай бұрын
ወፊርኩም ዳሓን እቶው ፀጋይ ናተይ
@nebiatandemicael1210
@nebiatandemicael1210 Ай бұрын
👏👏👏👏👏👏👏❤❤❤❤😢
@JjJj-qh2wd
@JjJj-qh2wd 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢
@ChfhhfJcfjfhhf
@ChfhhfJcfjfhhf Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@FbIh-ri2et
@FbIh-ri2et 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-st1hf3xt7q
@user-st1hf3xt7q 4 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏❤❤😥😥😥😥😥
@user-lj6yg8xb2s
@user-lj6yg8xb2s Ай бұрын
❤❤❤❤
@genetkebede3379
@genetkebede3379 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@musiesheqa453
@musiesheqa453 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-iv3ou9ug1o
@user-iv3ou9ug1o 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@wxKGebrehiwet
@wxKGebrehiwet 4 ай бұрын
ዝሃብክን ኣምላክ ብዝወፀ ፈጣሪ ይተክኣልክን። ፅግሸይ ከኣ ፈጣሪ ይባርካ። ክቡራት ኣደታትና እታ መደቂሰቶም እንተለመፅክናሎምስ እንታይ ይከደክን? ንወላድና ዕድመን ጥዕናን ይሃባቶም።
@wudasemiarym9589
@wudasemiarym9589 4 ай бұрын
ካብ ኩፉእ ኩሉ ይሓልካአ መምህር
@luwamnega6042
@luwamnega6042 4 ай бұрын
🎉
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 4 ай бұрын
Ablkina edmen tenan yhbkum atum menisey kemziy gerkum nemsom hzbkum tegluwom zelkum bdekukum kebru hebk atrkbu senay deble nakum yekun🕊🤝🤲
@Koki-mx3ky
@Koki-mx3ky 29 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mylove1520
@mylove1520 4 ай бұрын
🙏🙏❤
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 4 ай бұрын
ድምፂ ብዙሕ አይስማእን
@user-cf9sr9vj8h
@user-cf9sr9vj8h 18 күн бұрын
👏😥🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-kd2hf8rr9q
@user-kd2hf8rr9q 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢🙏❤🙏❤🙏
@user-gf4ze4ez1s
@user-gf4ze4ez1s 4 ай бұрын
ጥዑይ ጎረቤት እኮ ጥዑይ ወላዲ ማለት እዩ እዛ ኣዴና በዓልቲ ህሊና
@user-dv4ug3if4y
@user-dv4ug3if4y 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤😢😢😢
@ftsumbrhanalemngus9052
@ftsumbrhanalemngus9052 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ edemn tinan haybkum amlak ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@negestyandebekure1817
@negestyandebekure1817 4 ай бұрын
Egzabiher nitgebro baby ido ykebelkom😂😂😂
@user-yk2xs3vn4v
@user-yk2xs3vn4v 4 ай бұрын
ፈታሪ ብዝገበርክምዎ ፃዕሪ ዋጋኹም ይኽፈልኩም ዝተዓደለ ድኽም ይሕግዝ ፅኑዕ ርገፁ
@HamunayStudio
@HamunayStudio Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤😂
@user-ko6tf2xh6y
@user-ko6tf2xh6y 4 ай бұрын
እዛ ጃኬት እዚኣ ቃል ይኩነኒ ባእለይ ክግዛኣልካ እየ
@hayha4307
@hayha4307 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂
@lauradavidson3630
@lauradavidson3630 4 ай бұрын
ጎይታይ እግዚአብሔር እድመን ጢዒናን ይሃብካ bro ግን ግልፎ እና ማስክ ግበር ንባዐልካ ጢዒናካ ሓልዉ ምስ ይቅርታ
@gedamtube
@gedamtube 4 ай бұрын
እሺኒ
@user-kx9xo6ok8u
@user-kx9xo6ok8u 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩ ተጋሩዋይ አብይ አሎኩሙ ❤
@MhretTades
@MhretTades 4 ай бұрын
ገረልኪ ኣተኹ ንስኽውን ኣብ ናተይ ኣቲኺ ሳብስክራይብ በልኒ
@user-kx9xo6ok8u
@user-kx9xo6ok8u 4 ай бұрын
@@MhretTades እሺ ማዓረይ
@genetkebede3379
@genetkebede3379 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@deradubai1754
@deradubai1754 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@your1773
@your1773 4 ай бұрын
😢😢😢😢😢❤❤❤
@user-yh1bp5io7w
@user-yh1bp5io7w 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-fh1nb6ym7e
@user-fh1nb6ym7e 4 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-bp3dt7do6e
@user-bp3dt7do6e 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@marbayname
@marbayname 4 ай бұрын
❤❤❤❤
መዓር በጺሕዎን ወላዲትና  መዓር ይኩን ናብራኩም
24:20
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 26 М.
Pool Bed Prank By My Grandpa 😂 #funny
00:47
SKITS
Рет қаралды 19 МЛН
Zombie Boy Saved My Life 💚
00:29
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 9 МЛН
ሰኣን ሕክምና ኣብ መንገዲ ደም ወዲኣ😭😭
23:55
Wintana Entertainment
Рет қаралды 6 М.
5ተ ወሊደ 4ተ ዓቢዶም ኣነ ኻዓ ዓዊረ መን ይሓልወለይ
13:56
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 11 М.
ዓድዋ ምስ ወላዲት ንቡዙሕ ዓመት እይ ተጽጊም ነይረ
12:30
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 16 М.
Pool Bed Prank By My Grandpa 😂 #funny
00:47
SKITS
Рет қаралды 19 МЛН