🛑 ካብ ጅግንነት ናብ ዘስካሕክሕ ህይወት ስደት - ኣካለይ ጎዲለ ተመሊሰ - ተዘካሪ ምስሊ ጅግና ተ/ጋ ሚዛን ገ/ሃንስ

  Рет қаралды 90,774

ገድሊ Plus

ገድሊ Plus

2 ай бұрын

ንተጋዳላይ ሚዛን ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0969518481 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus #mulugeta_gebre #ሙሉጌታ_ገብረ
© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
/ gedli.plu
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus

Пікірлер: 1 000
@Gedli_plus
@Gedli_plus 2 ай бұрын
ንተጋዳላይ ሚዛን ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0969518481 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
@tekezemedia6093
@tekezemedia6093 2 ай бұрын
ጥቆማ ክህበኪ ይደሊ ሓደ ብጣዕሚ ጎበዝ ተጋዳላይ ኣብቲ ናይ መጀመሪያ ጦርነት ቃለምሕተት ጌሩ ኔሩ ትግራይ ድሕሪ ሕጂ ጦርነት ክተብቅዕ ኣለዋ ኣነ ናይ መጨረሻ ስውእ ወይም ተጋዳላይ ክኾን ኣለኒ ህዝቢ ትግራይ ባንዳን ድኽነትን ክቃለስ ኣልህዎ ዝበለ ካብቶም ፍሉይ ሓይሊ እዩ ቃለ ምሕተት ክትገብርሉ ትደልዪ ተኾይንኪ ኣድራሻኺ ሃብኒ እቲ ወዲ ከራኽበኪ ሻሎም 🎉🎉🎉🥰🥰
@yeshem
@yeshem 2 ай бұрын
ጅግና
@user-pl4fx3zn9g
@user-pl4fx3zn9g 2 ай бұрын
​@@tekezemedia6093ብመሰንጀር ክተረኽቦም ትኽእል ኢኻ😊
@user-xx8iv1cy5e
@user-xx8iv1cy5e 2 ай бұрын
የቐንየልና ክንድውለሉ ኢና❤❤
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv 2 ай бұрын
ጀግና🤴🥰🥰🥰
@user-tl4ez9so7r
@user-tl4ez9so7r 2 ай бұрын
ተጋሩዋኒ ጅግና ተጋደላይ ሚዛን ሓውና ይቱብ ይኽፈት ንሕና ሳብስክራይብ ላይክ እንዳበልና ክነዕብዮ ኢና እትብሉ👍
@user-xx8iv1cy5e
@user-xx8iv1cy5e 2 ай бұрын
ፅቡቕ ሓሳብ❤❤
@user-yx5vw1xb6b
@user-yx5vw1xb6b 2 ай бұрын
ፅቡቅ ሓሳብ🎉
@user-bp3br6ou3k
@user-bp3br6ou3k 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ሓሳብ❤
@user-rt2zk7dv3k
@user-rt2zk7dv3k 2 ай бұрын
ፅቡቅ ሓሳብ💐💐💐💖💖
@letekidangirmay5518
@letekidangirmay5518 2 ай бұрын
Btekekel ❤❤
@salamsere6403
@salamsere6403 2 ай бұрын
ጋዜጠኛ ትሕትናኪ ልተጋደልቲ ለለኪ ክብሪ ብጣዕሚ ደስ ትብሊ ቀፅልሉ❤❤❤❤💛💛💛
@LeatishLeatish
@LeatishLeatish 2 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤
@albadralbadr3948
@albadralbadr3948 2 ай бұрын
እሳትም ዘይ ካበሪ ከመን ይካብር❤❤❤
@Ggpp-fi6cs
@Ggpp-fi6cs 2 ай бұрын
ማርያምን TDF ክዝክር ተለኩ ቅድሚት ናብ ርእሰይ ዝመፀለይ ጅግና ወላድኣ ከርተት ይብዛሕካ እምበር ስለ ዝረኣኩካ ታሕጓሰይ ወሰን የብሉን ዝሓወይ መዓረይ ማርያምን ከማይ ዝተሓጎስኩም እስኪ ላይክ ❤❤❤❤❤
@JcGx-yo8fl
@JcGx-yo8fl 2 ай бұрын
ወድ ሓፍትነይ ማዓረይ እንካዕ ተረፍካለይ ሚዛነይ❤❤❤
@buudla8284
@buudla8284 2 ай бұрын
ደምርኒ እስኪ🌹
@samerasamer3870
@samerasamer3870 2 ай бұрын
​@@buudla8284❤🎉
@user-qb3zc5ex6o
@user-qb3zc5ex6o Ай бұрын
❤❤❤
@user-bu7ev7he9o
@user-bu7ev7he9o 2 ай бұрын
ንሓግዞ ተጋሩዋይ 😢
@TigrayAdey-vy8ij
@TigrayAdey-vy8ij 2 ай бұрын
ሚዛነይ ወዲነይ አንዃዓ ብሂወት ተረፍካ ጀግና my king bro🤴♥️👑
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 2 ай бұрын
ንሓግዞ እሰከ አሕዋት ነዚ ብዕድሚኡ ንኡስ አደበቱ ዓብይይ ጀግናና ❤️
@user-yx5vw1xb6b
@user-yx5vw1xb6b 2 ай бұрын
ዩቱብ ይክፈት ትብሉ ላይክ ንቁሕ ቆልዓ እዩ ብዙሕ ክሰርሕ ይክኤል እዩ ገና ደማ ንእሽተይ እዩ 🎉🎉
@user-rc8jt1pp3c
@user-rc8jt1pp3c 2 ай бұрын
ኩሉ ጊዘ ካብ ሕልናይ ዘይፍለ ጅግና ተመስገን ኣለካ ብሂወት😢❤❤❤❤
@buudla8284
@buudla8284 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ እስኪ
@user-rc8jt1pp3c
@user-rc8jt1pp3c 2 ай бұрын
@@buudla8284 እምብለይ
@user-mi2jk9yz7l
@user-mi2jk9yz7l 2 ай бұрын
​@@buudla8284ለማንት😂😂
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 2 ай бұрын
ጋዘጠኛ ሀለን የማነ ኩሉ ግዜ እንድየ ዝከታተል ከያድነቅኹክ ክሓልፍ ኣይደልን ትዕግስተኛ ንዞም ጀጋኑ ዘለክ ክብርን ቀፅልሉ ወለላይ Tdfy ክብሪ ንዓኹም😍♥️
@alemdesta454
@alemdesta454 2 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተመለስካልና💊💝ሚዛነይ ረዚን መልአክቲ እዩ ሼር ንበሎ ደቂ መዳም☝😊
@ruthhaile7030
@ruthhaile7030 2 ай бұрын
ነዚ ሓውና ምስራኣኖዮ ደገ ዘለና ፍናን ተሰሚዑና እቲ ታሕጓሱን ደስትኡን ንዓና ተስፋ ሂቡና❤
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d 2 ай бұрын
እህምም እህምም ተመስገን በል ዝሓወይ ከማካ ዝነበሩ ተጋደልቲ ራጎን ሕዱዱን ቀርዮም እዮም 😢😢😢😢😢😢
@Titi-dr3em
@Titi-dr3em 2 ай бұрын
ሚዛነይ መቃልስተይ ስዑዲ መፅዩ ሰሙዐ በወይ እየ ዝረክቦ ናበልኩ ነይረስ ደር ዓድካ ኣቲካ እና እንኮዕ ብሰላም ኣተካ ብፃየይ ወድነይ🙏
@buudla8284
@buudla8284 2 ай бұрын
ጀማሪት እዩ ዋ ደምርኒ
@kbromgebremikael6754
@kbromgebremikael6754 2 ай бұрын
Titiእንቋዕ ብሂወት ተረፍኪ
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 2 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ. ሕጂ ኣበይ ኣለኪ
@user-nb3fx7zj2l
@user-nb3fx7zj2l 2 ай бұрын
❤️💘💞💞💞💯💯💯💪💪💪❤️❤️❤️💘💘💘💘💝💝💝💝💔💔💔💔💔🥰🥰🥰🥰
@tgggfyhhg9844
@tgggfyhhg9844 2 ай бұрын
​@@buudla8284💘🙏
@user-sm6bx5hn5i
@user-sm6bx5hn5i 2 ай бұрын
እወ ወደይ ንፀለኢካ እካ ኣትምነየሉይ ሰደት ሱዑዲ ዓረፍ 😢ታሞ እንጀራ ካኑና ተመሰገን ብጥዕና ብሂወት ኣለና ❤❤
@MUChotMUChot
@MUChotMUChot 2 ай бұрын
ጋዜጠኛ ዘለዋ ትሕትና ግን ዋውውው ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ እስኪ ብሹም TDF🤙💚💚💚💚💚💚🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 2 ай бұрын
*_ስደት ከርተት😢 እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓውና ዝንኛ ዝኮነ ተጋዳላይ✊💊_*
@tgggfyhhg9844
@tgggfyhhg9844 2 ай бұрын
ወዲ ሓፍቲ ጅግና እንካዓ ብሰላም መሬት ዓድኻ አርገፀካ ሚዛነይ ማዓረይ😢💘🙏
@destagood1479
@destagood1479 2 ай бұрын
ከብ ምግድል መፂኦሞ ዝመቱ ረጎ ብዝሓት አለዉ💔😭
@thekanfamily-qr4bj
@thekanfamily-qr4bj 2 ай бұрын
Ezgabihier amlak enkae bselam awxaka hawey natey . Zterefe hiwetka ybarek ❤❤❤haftka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d 2 ай бұрын
❤️💛❤️🙏
@user-sr5xe3mq7v
@user-sr5xe3mq7v 2 ай бұрын
❤️🙏
@DyanaDiyana
@DyanaDiyana 2 ай бұрын
ለባመይ ❤
@alemdesta454
@alemdesta454 2 ай бұрын
😘💙
@selamselam8386
@selamselam8386 2 ай бұрын
Amen ❤😢🙏
@SaaSaa-ys6en
@SaaSaa-ys6en 2 ай бұрын
ክንደይ ከ ይፅብቅ ጅግና ኩሉ ዝዓደሎ ጅግንነት ለባም መስተዋዓሊ ካብዙ መከራ ኣምላክ እንኳዕ ኣውፀአካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c 2 ай бұрын
ጅግና ክብሪ ይግባኣኩም እዩ ኩላትና ንሓግዙ ንዚ ሓውና ጀግና ተጋዳለይ ሚዝን ሳላኹም ኢና ብሂወት ዘለና
@user-gx6ct6sl5x
@user-gx6ct6sl5x 2 ай бұрын
ተመስገን ኣምላክ ኩሉ ግዜ ይዝክር ነይረ እንኳዓ ስላም ተመለካ ጅግና ናትና🎉🎉🎉❤❤
@buudla8284
@buudla8284 2 ай бұрын
ደምርኒ እስኪ
@samsontesete5119
@samsontesete5119 2 ай бұрын
ተጋሪ ኣሕዋተይ በጃኹም ስደት ንዮ በልዎ ናዓና ንኤርትራዉያን ኣይጠቀመናን ስደት ኣጥፊኡና እንበር ከቢድ ዩ
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 2 ай бұрын
እሺ ክብረተይ
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 2 ай бұрын
❤🙏😢
@user-rt2zk7dv3k
@user-rt2zk7dv3k 2 ай бұрын
ሚዛን ሓወይ እካዕ ብሂወት ተረፍካና TDF ጅግና❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ህያበይ❤
@user-yx5vw1xb6b
@user-yx5vw1xb6b 2 ай бұрын
ካብ ምግዳል ብሂወት ተሪፍካሲ እንካዕ ኣብ ስደት ኣይሜተረፍካ ክኔደይ ተጋደሌቲ ኣብ ስደት ተሪፎም እዮም እሞ ተመስገን እንካዕ ካብ ዚ ኹሉ ወፂእኻ ዝሓውና❤❤🎉🎉🙏🙏🙏
@user-fr7py9tf5w
@user-fr7py9tf5w 2 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍካልና ጅግናና ኩሉ ጊዜ ብሚድያ ክንሪኤካ ንደሊ ኢና❤❤
@user-ni2ck4gn3f
@user-ni2ck4gn3f 2 ай бұрын
ሚዛነይ ጅግና ኩሉ ናስደት ብደምቢ ገይርካ ገሊፅካዮ♥️ኣሕ ስደት😢😢😢 ♥️♥️ማራ ተሓጊሰ💋💋💋💋💋💋
@ggggggfg9183
@ggggggfg9183 2 ай бұрын
ኣሰይ ወዲ ዓደይ እንኳዕ ካብዚ ኩሉ መከራ ወፂኻ ናብዚ ኣብቀዐካ❤ደቂ እንደርታ ኣበይ ኣለና ንዚ ጅግና ሓውና ሳብስክራይብ ንግበረሉ❤
@bemnetmedia
@bemnetmedia 2 ай бұрын
መጀርታ ሰላም ክብለኪ ። ብምቅፃል እተቅርብዮም መደባት ብጣዕሚ ደስ በሃልቲ እዮ ጠኪርኪ ቀፅልሉ ልብለኪ ይደሊ። ሓንቲ ሓደራ ክብለኪ ዝክእል ደቂ ሰባት ንእሽተይ ስራሕ ወይ ገንዘብ ተረኪብና ንሰብ ከማናን ፈጣሪናን ስለ ንንዕቅን ንርስዕን ሓደራ ድሕሪ እዞም ተቅርብዮም ዘለኪ መደባትክን ባህርያትክን ትሕትናክን ክይትቅይርዮም ክብለኪ ይፈቱ ። ወታዊ ሓቂ እየ ካብ በረካታት ትግራይ
@hufhhdh38
@hufhhdh38 2 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ካብ ስደት እውን እንኳዕ ብሰላም መሬት ዓድካ አርገፀካ ክብር ሓው ናይ ስደት ነገር ዝፈተና ጥራይ እዩ ዝፈልጦ
@UxYv-mn6fh
@UxYv-mn6fh 2 ай бұрын
ሚዛነይ ጎቢዝካ እካ እምበር ንእሽተይ እዩ ወዲ ዓደይ ጎረበተይ ካብ 20 ኣይሓልፍን እንካዕ ብህይወት ተረፍካ ክብሪ ንእግዚአብሔር ይኩን👏
@user-ce2jq4eb5i
@user-ce2jq4eb5i 2 ай бұрын
እወ 20እዩ 👌96 ዓመተምህረት. ተወሊዱ
@user-cy4ex7yn6e
@user-cy4ex7yn6e 2 ай бұрын
ጎይታዋይ የኔ ዱንቡሽቡሽ እንካዕ ተረፍካ ተመስገን 🥰🌹 ካብ ኩናት ካብ ባሕርን ሕዱድን ብሰላም ገፅ ወለድካ ረኢካ ተመስገን ❤
@kingjo7100
@kingjo7100 2 ай бұрын
ጀጋኑና ተስፋ ሲኢኖም ጠመተ ሲኢኖም ናብ ሞት ናብ ሱዑዲ ይከዱ ለዉ ብዘሕዝን መልክዑ ዉን ኣብ በረኻታት የመንን ሱዕድን ይጠፍኡ ይረግፉ ለዉ ኣሕሕ ህዝበይ😭
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ሓላለይ
@YardansGAL70
@YardansGAL70 2 ай бұрын
ሚዛነይ ሓወይ ወዲ ዓደይ ጀግና እንኳዕ በስላም ተመልስካ king of king💊💊💊💪💪💪💪❤❤❤❤
@user-hx9hu3qp2t
@user-hx9hu3qp2t 2 ай бұрын
ሚዛን ብጣዕሚ ጎቢዝኻ እንኳዕ ተረፍኻ ሓወኒ
@buudla8284
@buudla8284 2 ай бұрын
ደምርኒ እስኪ ክብረተይ
@user-gd6eq2yh4y
@user-gd6eq2yh4y 2 ай бұрын
ምሳና መፅኡ ሱዑድ ማርያምን ማዓዝ ተመሊሱ ♥️♥️♥️♥️👌
@azimerakahasi7286
@azimerakahasi7286 2 ай бұрын
🥺🥺🥺😢
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x 2 ай бұрын
_ሚዛነይ ከም ሽምኻ ሚዛን ለይርከቦ ወርቂ ተጋዳላይ ሓወይ እንኳዕ ተረፍኻልና ጎይታዋይ💐💜_
@AlemqDesu
@AlemqDesu 2 ай бұрын
ሚዛን ሓወይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካና ኩርዓት ኢና ብኣኹም ዕድመን ጥዕናን ንዓኹም TDFY❤❤❤❤🎉🎉
@user-so4sn4zb3i
@user-so4sn4zb3i 2 ай бұрын
ሚዛነይ ናተይ ጅግና😢 ብሓደ ተሰዲትና ናበይ እዩ ኬዱ ናበልኩስ ለካ ተተሒዝካ ኔረካ የኔ ማር❤❤❤እንኳዕ ብሰላም ኣተኻ ጎይታዋይ❤
@user-ui6ss9ee8p
@user-ui6ss9ee8p 2 ай бұрын
መዓር ኣዲኡ ኽንደይ ይፅብቕዩ❤
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 2 ай бұрын
እንቋዕ ሰላም ተረፍካ ጅግና ተጋዳላይ ኣብቲ ዕጻዋን ክባን ንኣብ ደገ ዘለና ተስፋ ዘስነቀና ጅግና ተጋዳለይ እዩ ። ገድሊ ፕላስ ብተልቨይን ይማሓላለፍዶ ዓዲ ዘለዉ ካብዞም ተጋድልቲ ሰሚዖም ተኣመኑ ብዛዕባ ስደት
@Samriye10-10
@Samriye10-10 2 ай бұрын
ሚዛነይ ኩሉ ብፍሽክታ ኣዳሚፀዮ እናሰሓቅኩ ብጅግንነትኩም ተደሲተ ካብ 56 ደቂቃ ንድሓር ዘሎ ግን እናበከኩ ኣዳሚፀዮ ብሰንኪ ስራሕ ሳእኖ ሽግር ወለድካ ከይትርኢ ሃፅ ኢልካ ወፂእካ ስደት እንኳዕ እስቲ ብሂወት ተመለስካ😢😢😢
@greattigray5290
@greattigray5290 2 ай бұрын
ሓወይ መዓረይ ጀግና እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ስለ ዝረኣኩካ ደስ ኢሉኒ🎉🎉🎉🎉🎉
@user-hx9hu3qp2t
@user-hx9hu3qp2t 2 ай бұрын
ሚዛነይ ወዲ ዓደይ መማህርተይ እንኳዕ ብሰላም ተመለስኻ
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 2 ай бұрын
አንኳዓ ብሂወት ተረፍካ ጀግና ሓወይ 💖💖💖💖💪💪💪💖💖
@dasddawe3256
@dasddawe3256 2 ай бұрын
ለባም መስተዋዓሊ ለይ ከምዕድሙኡ እግዚኣብሔር ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ
@GeydFegx
@GeydFegx 2 ай бұрын
ኩሉ ጊዘ ካብ ሕልናይ ዘይፍለ ጅግና ተመስገን ኣሎካ ብሂወት❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@AXUM13
@AXUM13 2 ай бұрын
ሚዛነይ እንኳዕ በሰላም መሬት ዓድካ አረገፀካ ኣጆካ በናይ ባዕልካ You tube ከፊትካ ክትመፀና ተስፋ ንግበር 🙏
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 2 ай бұрын
ጀግና እንኳዕ ብሒወት ተረፍኻ ስውኣት ሐገረ እግዛብሔር ትግራይ ብስላም ዕረፍ ❤❤❤
@duy6703
@duy6703 2 ай бұрын
እንካዐ ቢሂወት ተረፍካ ጅግና ሓዉና ስደት ስዕዲ ዓስብ ደም ኣንቢዓትኒ እያ ናዓይለ😭
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 2 ай бұрын
TDFy ንክትገልፆ ለ ዶ ቃላት ሲኢንካ😥 ዝረሳሕ ስደት ኣሕ ክንደይ መላምል ኣስኢኑና እዩ ስደት እና እንካዕ ተረፍካልና ጎብለለይ👑♥️💛
@SurprisedBadminton-eq4cu
@SurprisedBadminton-eq4cu 2 ай бұрын
አንኳዓ ብሂወት ተረፍካ ጀግና ሓወይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@RrRr-ku5sk
@RrRr-ku5sk Ай бұрын
እንኳዕብሂወት ተረፍካልና ጅግና በዓል በሕ ኣእምሮ❤❤ ዕድሚኡ ንእሽተይ ኣተሓሳስብኡ ላዕሊ ስለ ስደት ብጣዕሚ ገይርካ ገሊፅካዮ ለባመይ ናይ ስደት ነገር ዘርዚርካ ዘይውዳእ መከራ እዩ 💔💔
@FfTf-tf2xn
@FfTf-tf2xn Ай бұрын
ትግራወይት ምኻነይ ሕጉስት እየ ተጋሩዋይ ዓድ ጀጋኑ 💊💪💪💪💪
@kidan5256
@kidan5256 2 ай бұрын
ተመስገን እንኮዕ ብሰላም ተረፍካ ጅግና እዚ ኩሉ ሽግር ሓልፍካ 🙏❤💛😍
@SeluKiros-lu9cv
@SeluKiros-lu9cv 2 ай бұрын
ሳጋረይ ጅግና ተጋዳላይ❤🎉🎉🎉
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm Ай бұрын
ዛጋዘጠኛ ቲሕተና ክብርት ትዕግሰቲ ዋውውው ዛሓፍተይ ይምቸኪ🥰🥰
@user-sy7kj3ul8d
@user-sy7kj3ul8d 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናይ ይሃብካ ጁግና ተጋዳላይ ❤️💛
@muleredagahmus1518
@muleredagahmus1518 2 ай бұрын
ብትክክል ሱዑዲ ብፋላይ ሕዚ ሰዓት ሂዉት ሰብ ክም ቆፅሊ እዮ ዝርገፋ ዘሎ ትግራዎይ ንትግራዎይ ሸፋቱ በዚሖም😢😢😢
@galtsadikjgna7787
@galtsadikjgna7787 Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጋዜጠኛ እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤🙏
@user-lr7lh1nj3j
@user-lr7lh1nj3j 2 ай бұрын
ሚዛን ሓወይ እካዕ ብሂወት ተረፍካና TDFጅግና👏👏👏🧡🌺💖💖🙏🙏🙏💖💖💖💖🌺🌺🧡🧡👏👏
@Hareg675
@Hareg675 2 ай бұрын
እንቋዕ ቢሂወት ተረፈካ 😢ጅግናና ክንደይ ጀጋኑ ተሪፎም እዮም ራጎ ን የመን ሑዱዱ 😢 ንኡሳተይ እንድዒ የሕዝነካ መንእሰይ ጥራሕ ዘጠፍአሉ ጊዜ ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበሎም😢🙏
@bitigaltigray
@bitigaltigray 2 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ ሰደት ረሳሕ መግሊፂ ዘይብሉ❤❤😢😢
@user-fh9lb3wx9w
@user-fh9lb3wx9w Ай бұрын
ጀግና ሓውና እንኳዕ በሰላም መፃእኻ ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@AsAs-xw1zw
@AsAs-xw1zw 2 ай бұрын
ተመስገን እንኮዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ኩሉ ጊዘ ይዝክሮ ነይረ ተመስገን ፈጣሪ👏💚
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d 2 ай бұрын
እንኳዕ ብህይወት ተረፍኻ ካብ ብሱል ጥራይ ዝሓወይ❤️💛❤️
@HiwetMekonen-qb2lh
@HiwetMekonen-qb2lh 2 ай бұрын
ሚዙዋይ ጎይታ ፀባይ እንካዕ ቅዱሙን ዱሑርን ከርተት ሓሊፊካ ብሰላም መሬት ዓድካ ኣርገፀካ ❤❤❤❤ ብፃይ ኩርዓትሰጋር ሞርታር
@user-zh8bk4xc9f
@user-zh8bk4xc9f 2 ай бұрын
ወድነይ ጅግና ወዲ ጀጋኑ🧡💛✊
@user-gc5xs6vc2e
@user-gc5xs6vc2e 2 ай бұрын
ናይ ሱዑዲ ተዛሪብካ አይውዳኢ 😢😢😢እንካዕ ብሰላም ተረፍካ ጀግናና
@user-lp4zd3jg1u
@user-lp4zd3jg1u 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@taspikonjo2742
@taspikonjo2742 2 ай бұрын
እስይይይ እኳዕ ብህወት ተረፊኻ ጅግና💖💖💖💖💖💖🙏🙏🙏🙏🙏
@AsSa-bd7nk
@AsSa-bd7nk 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሚዛነይ ጀግና እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ❤❤❤
@rona7755
@rona7755 2 ай бұрын
ዋውውውው ጅግና ኢኻ። ኣብ ማሕበራዊ ሂወት ኣቲኻ ታዓዊትካ ወፂኻ ደጊምና ኣብ ዕውታት ኣብነታውያን መንእሰያት ትግራይ ኮንካ ፡ኣብ ገዲሊ ፕላስ ከምንሪ ኤካ ኣይጠራጠርን።
@user-mb6cr9cb8z
@user-mb6cr9cb8z 2 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓዎይ❤❤❤❤❤❤🧡❤️🧡❤️
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 2 ай бұрын
Jegna, Tebae, Tegedalay Tegraway hawna enqae kab exu kulu chinki , sikay fetari atrefeka ze hawey edme mis tiena temeniyelka niberelna 🙏❤
@MerryHaogos
@MerryHaogos 2 ай бұрын
ስደት ልረአዮ እዩ ልፎልጦ እንሰካዕ ብሰላም ወፃእኻ🙏
@hiwothiwot2113
@hiwothiwot2113 2 ай бұрын
ስደት ከርተት እንዃዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ወዲ ህዝቢ
@user-hy5yq9ql7h
@user-hy5yq9ql7h 2 ай бұрын
ፈጣሪ እንኳዕ መሬት ዓድካ ኣርገፀካ ሓወይ እምበር ናይ ስዑዲ ደኣ ገሊፅካ ኣይውደእን😢😢
@selamselam894
@selamselam894 2 ай бұрын
ዋይ ሓውይ ማዓረይ 1 ዓመት ተእሳር እንኳዕ ብሰላም ዋፅካ
@StarKsa-np4yf
@StarKsa-np4yf 2 ай бұрын
ጎይታዋይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@herilove7610
@herilove7610 2 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ማዓረይ ብዙ ዕድመ እዙይ ክንደይ ሪኢካ ጎይታዋይ😢❤
@user-tl4ez9so7r
@user-tl4ez9so7r 2 ай бұрын
ኡፉፉፉፉ TDFይ ንስኹም ዶ ከርተት ምበልኩም ፀላኢኹም ድኣ ከርተት ይበል ዞም ጀጋኑ ኣሕዋተይ😢😢እንኳዕ ወጻእኻልና ሚዛን ጅግና ሓውና❤❤
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 2 ай бұрын
መዓረይ ነዚ ኩሉ ሓልፍካ ትዝኩረል ግዜ ረከብካ ጅግና ወዲ ህዝቢ 🙏🥰💪💪
@GjGj-vd2bh
@GjGj-vd2bh 2 ай бұрын
ሚዛን ዓርከይ እንካዕ ተረፍካ መማህርተይ❤❤❤❤❤❤
@mijjtgg6776
@mijjtgg6776 2 ай бұрын
ስዕዲ እኮ ብምንታይ እያሙ ከልዕላ ስዕዲ አትካ ናብ ዓዲ ዘይትሰድድ አብ ዓዲ ከዓ ከለካ ናብ ስደት ትብል ታስዕድስ እሙ ነፃነት ዘይብላ እህ እቲ ዝተረፈ ህዝብና ከይስደት ምከርዎ አረ ብስሩ ስዕዲ ስኦል እያ እግዚአብሔር አበይ ሰደትና አሕፅረልና ሃገርና ድማ ሰላም ይላአከልና ፈጣሪ🙏
@GenetTsegay-md7ip
@GenetTsegay-md7ip Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ሓወይ🥰🥰
@user-uh8tv7ve8r
@user-uh8tv7ve8r Ай бұрын
ኣይይ ስደት ሕሱም ነብርለና ታሓስምና😢😢
@HMA354
@HMA354 2 ай бұрын
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን❤❤❤
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 2 ай бұрын
ሚዛነይ ጅግን ሓወይ ክሉ ግዜ እየ ዳሃይካ ዝሓትት ተመስገን እንካዕ ከምዚይ ኢልካ ረአኩካ ካብ ስደትን ገድልን እንካዕ ብሂወት ተረፍካ❤❤❤❤
@user-ri6dw4hu7j
@user-ri6dw4hu7j Ай бұрын
ምጭዉ. ፊጥረትእንካዕ ቢሰላም ተረፊካ❤
@hadishbeyene6183
@hadishbeyene6183 2 ай бұрын
ብጣሚ ጅግና ተጋዳላይ ኢካ ❤
@user-go1qv6ng5r
@user-go1qv6ng5r 2 ай бұрын
ጅግናየይ ዛሓታት ከየድነቅኩዋ ክሓልፍ ኣይደልን ❤❤ ኩሉ ጊዜ
@buudla8284
@buudla8284 2 ай бұрын
ደምርኒ እስኪ ወለለይ
@MmmNnn-h8w
@MmmNnn-h8w Ай бұрын
ጅግና ዚሓወይ ❤❤❤❤
@ZafuTesfay-tm6op
@ZafuTesfay-tm6op Ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተመለስካ መዓረይ
@Kebi-kq2du3zu6d
@Kebi-kq2du3zu6d 2 ай бұрын
ኣሕሕሕሕ እዋይ ኣገላልፃ😢😢💔😭😭 ነዚ ሪኡ ሰሚዑ ዘይርዳእ ወሎዶ😢😢
@maratalosow1741
@maratalosow1741 2 ай бұрын
❤❤❤❤ ዋዉ እንኳዕ ቢሂውት ተረፍካ ምዓርይ
@MohammadMohammad-ix4uy
@MohammadMohammad-ix4uy 2 ай бұрын
ሓወይማዓረይ ዕድምኡ ህፃን ኣተሓሳስብ ግንውውው ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እንኳዕ ክዓ ብህወት ተረፍካ 💕💕🙏🙏🙏
@KsaKsa-mw2pe
@KsaKsa-mw2pe 2 ай бұрын
ጎይታዋይ እንኳዓ ካብዚ ኩሉ ከርተት ወፃኣካ🥰🥰🙏🙏
Survive 100 Days In Nuclear Bunker, Win $500,000
32:21
MrBeast
Рет қаралды 104 МЛН
Inside Out 2: Who is the strongest? Joy vs Envy vs Anger #shorts #animation
00:22
What it feels like cleaning up after a toddler.
00:40
Daniel LaBelle
Рет қаралды 91 МЛН
"ንልያ ካሳ ካብ ሓዊ ወርቀዲኖ ሓዚልና ኣውፂናያ!"
48:02
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 23 М.
Мировой Рекорд по Засыпанию (@DazByron )
0:30
Голову Сломал
Рет қаралды 11 МЛН
Арбузорезка 🍉
0:42
Сан Тан
Рет қаралды 4,4 МЛН
❗️XOTINI HAMMASINI URMOQCHI 😱😱😱
0:14
HUSAN_SHORTS1
Рет қаралды 3 МЛН