🛑 ኣብ 5ተ ቦታ ተወቒዑ ሞት ዝፈንፅሐ - ተጋዳላይ ሓፍቶም መስፍን(ወዲ ሽላ)

  Рет қаралды 43,383

ገድሊ Plus

ገድሊ Plus

Жыл бұрын

ንተጋዳላይ ሓፍቶም እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ +251925179231 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልቲ ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም
" ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን አድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ወይ ድማ ብናውቲ ንምሕጋዝ 0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna
© Copyright: ገድሊ Plus Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
tiktok.com/@gedli.plus
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus
/ @gedli_plus
For More Videos / @lela_time

Пікірлер: 306
@Gedli_plus
@Gedli_plus Жыл бұрын
ንተጋዳላይ ሓፍቶም እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ +251925179231 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
@lulbahri
@lulbahri Жыл бұрын
Eshi kinhigiz ena
@user-op8dr9fy7t
@user-op8dr9fy7t Жыл бұрын
ናይ ፈስብክ ከ አሎው ዶ ይኩን
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Жыл бұрын
Thank you for posting Habtom phone number
@abrahamgebremariam2290
@abrahamgebremariam2290 Жыл бұрын
የቄኔልና ዝሐፍተይ
@ffggggg9238
@ffggggg9238 11 ай бұрын
እሹ የቀንየልና ❤❤❤
@user-vz8pf7vt9f
@user-vz8pf7vt9f Жыл бұрын
እንዃዕ ዳሓን መጻኻ ሃፍትሸይ ጅግና ዘይሕልፍ ሓሊፍኩም ኢኹም እሞ ክብርን ምስጋናን ናዓኹም ይኩን😍❤💛❤💛
@freykahsay8738
@freykahsay8738 Жыл бұрын
እንዃዕ ዳሓን መጻኻ ሃፍትሸይ ጅጋኑ ዘይሕልፍ ሓሊፍኩም ኢኹም እም ክብርን ምስጋናን ናዓኹም ይኩን ጅጋኑና ናተና❤❤❤❤🎉🎉🎉
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti Жыл бұрын
ተጋዳላይ ማዓረይ እንካዕ ብሰላም መጻእካ እንካዕ ካብ ሞት ወጻእካ ወዲ ዓደይ ማዓረይ♥️♥️
@user-fd6zs4lu7q
@user-fd6zs4lu7q Жыл бұрын
ጀግና ጀግና ይወልድ ያዕሰ ወዲ ሸላ ጀግና ብጣዕሚ ተሓቢናልካ ክብር ን TDF ይኹን ንበርሉና ጀጋኑና አነሰ በፍቅሩኹም ቸቃፅለትግራዋይ ምኳን ምዕዳል እዩ እሞ ካባኹም ምፍጣረይ ሕብንቲ እየ❤❤❤
@lemlem7065
@lemlem7065 Жыл бұрын
ኣብ ታሕታ እግዚአብሔር TDFይ መዳሓነይ ክብሪ ይግባኣኩም♥♥♥😘
@zebibaosman9282
@zebibaosman9282 11 ай бұрын
ጀግና በሩሕ ገጹ ንሻአላህ እድመን ጥእናን ያለብካ
@MG-su4nh
@MG-su4nh 10 ай бұрын
Thank you for serving zhawey
@Me-gq1jj
@Me-gq1jj 11 ай бұрын
ጅግና ወዲ ትግራይ
@GsfTech
@GsfTech 2 ай бұрын
ጅግና ወድ ጅግና❤❤❤
@dddd-dc7vi
@dddd-dc7vi 10 ай бұрын
ጅግና ተጋዳለይ ሃፍቱሸይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤
@titichannel8465
@titichannel8465 Жыл бұрын
ሃፍትሸይ ጀግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ ክብሪ ኣለና ክብረተይ ❤️🤴😘🙏🙏🙏😘😘😘😘
@HiwiGaltigray
@HiwiGaltigray Жыл бұрын
ሃፍቱሸይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ወድነይ ድሩን ገደልን ሓውን ጢሒስኩም እንኳዕ ብሰላም መፃእካና ሓዊተይ ጅግና ወድቶም ጀጋኑ ህዝቢ ትግራይ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ናይ ትማልን ሎሙን ጀጋኑና እግዚአብሔር ኣምላክ የክብረልና ብሩካተይ ብዘለክምዎ ሰላምኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ ጀጋኑና ❤❤❤❤❤❤❤
@aselin7015
@aselin7015 Жыл бұрын
ጅግና ወድ ጀጋኑ ❤️❤️❤❤😘😘😘😘
@user-jl8jl8mo1d
@user-jl8jl8mo1d Жыл бұрын
ጅግና ሓወይ ምእንተና ዝኸፈልካዮ ኩሉ ክብረት ይሃበልና እንካዕ ድማ ተረፍካልና ♥️✊️
@ffggggg9238
@ffggggg9238 11 ай бұрын
ጅግና ሓወይ እንኳዕ ብህወት ተረፊኻልና ❤❤❤
@AsSa-bd7nk
@AsSa-bd7nk 9 ай бұрын
ጀግና እንኳዕ ብሰላም መፃካ እና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር አምላክ ጅግኑና❤❤❤
@user-io8fh2cr8o
@user-io8fh2cr8o Жыл бұрын
ሃፍቱሸይ ጅግና❤
@Reem-iy8pz
@Reem-iy8pz Жыл бұрын
ሃፍትሽዋኒ መዓረይ ለካ ክንደይ ስቃይ እዩ እኒአካ ጎይታዋይ ❤❤❤
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ክቡር ጀግና ተጋዳለይ ሃፍቶም ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ኩም ንኹሉኹም ሰራዊትና ኣምላክ ያሓልይኹም_
@salamaa668
@salamaa668 11 ай бұрын
ኣብታ ፀላማት ግዜ ተስፋ ዝኾኒኻና ጀግና ኹሪዕና ባኣኻ TDFይ❤❤❤
@user-zg3xd6fp2h
@user-zg3xd6fp2h 10 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ጅግኑና ጎይታዋይ ❤❤
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y Жыл бұрын
መጀመርያ ናብዙይ ዘብፀሐኩም ፈጣሪ ኽብርን ምስጋና ይኹና ቀፂለ ንኹልኩም ጀጋኑ ተጋሩ የመስግነኩም ይፈቱ ሳላኩም ሰላ ፈጣርን ሳላኹምን ሰላም ረኺብና ተመስገን❤💛
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 Жыл бұрын
ኣጀካ ዝሓወይ እንካዕ ብሰላም ተመለሰካ የኔ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@KhanKhan-xw1hn
@KhanKhan-xw1hn Ай бұрын
ጅግና አጀኻ አብ ገድንኻ አለና❤❤❤❤
@user-ur1sh6kl8r
@user-ur1sh6kl8r Жыл бұрын
ጀግና ወዲ ጀጋኑ💪💪💪💪💪💪💪💪
@akezaweldehawaryat6833
@akezaweldehawaryat6833 11 ай бұрын
ብፃይ ተጋዳላይ ሃፍቶም ክድዉለልኻ አየ አጆኻ
@user-gf4kg9tt2t
@user-gf4kg9tt2t Жыл бұрын
ኣነስ ቃላት የብለይን ንዓኩም ዝኮን ጀጋኒየይ♥️ሻላኩም እና እንየና
@SeluKiros-lu9cv
@SeluKiros-lu9cv Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ጅግኑና ዝገርም ጅግንነት❤❤❤❤
@natsi617
@natsi617 Жыл бұрын
ሃፍትሸይ እንካዕ ብሰላም ተረፍካ ጅግና ወዲ ህዝቢ 😍🙏
@SalamSalam-du3pl
@SalamSalam-du3pl 11 ай бұрын
ጎይታዋይ ሙሉአ ምሕረት የውርደልካ😢😢❤🤲🤲
@user-oe3ry9lv8z
@user-oe3ry9lv8z 11 ай бұрын
ጅግና ኣዶ ትግራይ ወልደ ትበል ክብሪ ምሰጋናን ንዓኩም ❤❤❤❤
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray 11 ай бұрын
ኣጆኻ ሓወይ ኣለና ኢና ምሳኻ 💛❤️✊
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p Жыл бұрын
ኩርዓትና እንኳዕ ብሰላም መፃእካ 💪💪💪👏👏👏❤️💛🙏🙏🙏
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 Жыл бұрын
ክብሪ ንዓኹም ጀጋኑና 🙏❤️💛
@wrshkdyekj3456
@wrshkdyekj3456 Жыл бұрын
እንቃዕ ተረፍካ ጅግና❤💛😘
@avielavi990
@avielavi990 Жыл бұрын
TDF 🐅 💪you are the lions 🦁 🦁of the horn God bless the people of Tigray
@tsegagaltgray
@tsegagaltgray Жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ዝሓወይ ኣብ ትሕቲ እግዚአብሔር ብህይወት ክነብር ገርኩምና ኢኩም ጀጋኑና
@wxzlli
@wxzlli Жыл бұрын
ኽብርን ሞገስን ንጀጋኑና 🙏🙏🙏💪💪💪💪😍😍😍😍💛❤💛❤
@fregoitom6568
@fregoitom6568 Жыл бұрын
TDF Ambesa Bereka 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅
@abebagebru5823
@abebagebru5823 Жыл бұрын
Yene anbesa Tigereway jegena God bless you my Tigaru Respect with much love ❤️ 😍 💖 ❣️ 💕 ❤️ 😍
@user-hh5jo7eb4b
@user-hh5jo7eb4b Жыл бұрын
ወድዓደይ ማዓረይ እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ሳላካትኩም ኢና ክሳድና ኣቅኒዕና ንከይድ ዘለና ተጋሩዋይ ልጅግናና ኢደይ ኢድካ ኢልና ነድሕኖ
@user-fd6zs4lu7q
@user-fd6zs4lu7q Жыл бұрын
አይኮነን 42 ሸሕ ቅርሺ አየዓብዮን ነዚ ጀግና ካልእ ይግቦኦ ሻማ ሻማ ኢልና ነሐክሞ
@user-hh5jo7eb4b
@user-hh5jo7eb4b Жыл бұрын
@@user-fd6zs4lu7q ብልክዕ ኣሕዋተይ ማዓረይ
@jembermedhanye7333
@jembermedhanye7333 Жыл бұрын
ጀግና ወዲ ጀግና ክብሪ ይግብአካ የቕንየልና❤💛
@belaynshmchalay738
@belaynshmchalay738 Жыл бұрын
ጀጋኑ ኹራዓትና የኹም ብሰላ እስኹም የና ትግራዋይ ከም ትግራዋይ ክንነብር ገብርኹምና ❤❤❤
@KhanKhan-pg7rc
@KhanKhan-pg7rc Жыл бұрын
ጅግና ኢካ ሃፍቱሽ ሓወይ///ወድ ሽላ///ታሪኪ+ተሪክ ወድጅግና ኣዮካ
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti Жыл бұрын
*_ጅግናዋይ እንኳዕ ተረፋካልና መዓረይ👍👍👍_*
@samirha5358
@samirha5358 Жыл бұрын
ኣጀኳ ዝሓወይ እኳዕ ብሰላም ተመልስካ ምዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-gf4kg9tt2t
@user-gf4kg9tt2t Жыл бұрын
ጅግና♥️
@Rshanmebrahtom
@Rshanmebrahtom Жыл бұрын
ሓበን ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃካ ወዲ ቶም ጀጋኑ ምስ ብፆትካ 👍🏽👍🏽👍🏽💯💛💛💛❤️❤️❤️❤️
@tsionbaheran468
@tsionbaheran468 Жыл бұрын
Kebren Moges Nejeganu sematatena we love you my hero 💪❤️💛 brother 💕💕💕💕💕💕 Big respect 🙏❤️❤️❤️
@hakenateritegaru1957
@hakenateritegaru1957 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ::
@user-nq8ij6qw5b
@user-nq8ij6qw5b 11 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 we have to help him ..... they are our hero who are ready to die for us 🙏🙏🙏
@user-ui6ss9ee8p
@user-ui6ss9ee8p 11 ай бұрын
ጽቡቀይ❤😢
@user-el9ch2ew2i
@user-el9ch2ew2i Жыл бұрын
Tegaruway alekum do 💛❤💊🤝
@user-vk6cr9kp4j
@user-vk6cr9kp4j 11 ай бұрын
ክብርን ሞጎሰን ጀግኑና ዝገርም ጀግንነ❤❤❤❤❤
@FikirtGebiregZihabr
@FikirtGebiregZihabr 11 ай бұрын
❤❤❤እኳ ዳህን ኩንኩም ዘሎ ታሪክ ይዛርብ ዚሞተም እይሞተን ሕያው እዮ አህዋተይ ሳላ እሰካትኩም ትግራይ ቀሰና እኳ ካባካትኩም ተፈጠሩኩ መላ ተጋደልቲ የቀንየልና እግዚአብሔር ንሰውአት መንግሰተ ሰማያት የዋረሰ
@user-dw2pn8qf3i
@user-dw2pn8qf3i 11 ай бұрын
ታይ ዳኣ ትስሕቂ ጋለይ 😂👈ከምዚልኪ ማለተይ እየ
@FikirtGebiregZihabr
@FikirtGebiregZihabr 11 ай бұрын
@@user-dw2pn8qf3i ይቅርታ ዝሀወይ ክበኪ ኢለእየ
@sawsanaraya
@sawsanaraya Жыл бұрын
አጆኩም ጀጋኑና ክብርን ሞገስን ናአኩም
@Nuroinamerica
@Nuroinamerica Жыл бұрын
ዋይ ጎይታዋይ ሓመድ ትብለዐኒ 42 ሺሕ ብር ልሙኻን ኣንስእንይ ዙ ሓወይ ጀግና ሓቦኝ ኣጆኻ🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️❤️ኽብርን ሞገስን ንዓኹም ክቡራተይ
@jyy7434
@jyy7434 Жыл бұрын
ጀግና ተጋዳላይ ሃፍቶም ክብርን ሞጎስን ነዓኩም ይኩን ጀግና ናይ አቦ ንመን ንሃቦ አጆካ ሃፍትሸይ አንበሳ 💖💖💖💖💖💖💛💖💛💖
@rakirakilove821
@rakirakilove821 Жыл бұрын
ክብሪ ይግበአኩም ጀጋኑ TDFና ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ መድሕን ህዝቢ እኹም♥️
@aselin7015
@aselin7015 Жыл бұрын
ጅግና ❤ወድ ጀጋኑ ❤❤️
@helenberekt3774
@helenberekt3774 11 ай бұрын
Tegadalay Maery einqa bselam metska einqa kabzy kulu mat wetsaka Jignanu eikum nfetwkum nkibrkum❤❤❤❤❤
@tesfalemmezgeba1158
@tesfalemmezgeba1158 Жыл бұрын
ኣጆኻ ወዲ ትግራይ ጅግና ❤🙏💪
@abebafkri975
@abebafkri975 Жыл бұрын
ሃፍትሸይ ጀግና ሓወይ ኣጀክም ዘም ኣሕዋተይ✊🥰🥺
@rahwasyum-bu1sk
@rahwasyum-bu1sk Жыл бұрын
ክብረ ንዓካ ጀግና 🦁🦁🦁🦁💪💪💪💊💊💊🥰🥰🥰
@saddvzx9822
@saddvzx9822 10 ай бұрын
ሃፍቱሸ ፁሩይ ጀጋኑ ኢኩም አጀኩም እዙይ እውን ክሓልፍ እዩ ምሕረት የውርደልካ
@Naodmiss
@Naodmiss 29 күн бұрын
ኩላትና ኢደይ ኢድካ ኢልና ነሐክሞ ተጋሩ ኣሕዋተይ ❤ጅግና ኢካ ብፃይ ሃፍትሽ❤❤
@hansab1
@hansab1 22 күн бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ወዲ ብጻይ ኣቦይ ። ጀጋኑና ኢኩም ንኮርዓልኩም ካኣ።
@user-mo1uq2py7j
@user-mo1uq2py7j 11 ай бұрын
Haftsh enkae nabzi abkeaka jgna hawna nberelna ❤❤❤❤❤❤
@mibrakteka1848
@mibrakteka1848 Жыл бұрын
Ayni abaykum yidefen. Lenezi arawitoch atasachew yante family wendime, Tebareku ❤
@almazseyoum2393
@almazseyoum2393 9 ай бұрын
Asey zehawey enquae biselam metsaka.jeganu ahiwatna dekina ayatatna salakum koriena thankyou 🙏🙏🙏
@kahsayemaryamlij199
@kahsayemaryamlij199 11 ай бұрын
ጅግና ዝሓወይ ኣጆካ ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ንኡሰይ❤😊😊😊
@user-kp5nl8uj1j
@user-kp5nl8uj1j Жыл бұрын
ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑና❤❤
@user-xg4xc1ek2o
@user-xg4xc1ek2o Жыл бұрын
ዲጀጋኑና 🥰😍💪
@estermedhin7100
@estermedhin7100 Жыл бұрын
ክብር ነዓኩም ጀጋኑና🙏🙏😍😍
@galquihasamri850
@galquihasamri850 Жыл бұрын
ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑና እንካዕ ተረፈካ መዓረይ 🙏❤️
@iiooiop889
@iiooiop889 11 ай бұрын
ኣታ ጅግና ወድ ጅግና እንኳዕ ብሰላም ትመለስኻ ወድነይ ማዓረይ💛❤️💛❤️💛❤️💪💊💪💊💪💊💪💊💪💊💪💊💪💊💪💊💪💊💪💊💪💊💪💊💪💊💪💊💊💪💊💪💊💪💊💪💊
@yordiyordi1961
@yordiyordi1961 Жыл бұрын
ጅግና❤💛❤💊😢
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 Жыл бұрын
ክብሪ ልዓኩም My TDF ይ ግርማ ኣፍሪቃ ሳላኩም ደረትና ነፊሕና ንከድ ኣለና 💛❤️✊
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy Жыл бұрын
ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑ አሕዋትና ❤❤🥰🥰🥰
@alemdesta454
@alemdesta454 Жыл бұрын
ወዲ ዓደይ ወለላይ❤😊
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z Жыл бұрын
ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ሙሉእ ሰላም ይግበረለና ኣጆካ ዛሓወይ😊
@hxghdf-pj9vy
@hxghdf-pj9vy Жыл бұрын
ጅግና ወዲ ጅግና ሃፍቶም ፈጣሪ ይምሓርካ
@user-mc2jm1bl8i
@user-mc2jm1bl8i Жыл бұрын
ክብሪ ንዓኹም ጀጋኑና ሓሳብ ልብኻ የስሚረልኻ ጎይታዋ❤❤
@user-lu3vh6yz6k
@user-lu3vh6yz6k 11 ай бұрын
ክብሪ ይግበእኩም ጅጋኑ♥️♥️♥️♥️♥️
@YourLocalCamera1229
@YourLocalCamera1229 Жыл бұрын
Yknyelnaaaa zhawey mearey bselakum birhan reenaaa edmen teenannn yhabelna ❤❤❤💕💕♥️💖💪🙏🙏🙏💊💊💊🙏🏻🙏🏻✊️😘😘
@user-nq8ij6qw5b
@user-nq8ij6qw5b 11 ай бұрын
😢😢😢 we are paying price again and again 😢😢😢 i dont know when will it stop 😠😠😠 am proud to be TEGEREWITI ... thank you our beloved TDF for the price you pay for us❤❤❤
@KhanKhan-ry2vq
@KhanKhan-ry2vq Жыл бұрын
ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑና❤❤💊😍
@KhanKhan-xw1hn
@KhanKhan-xw1hn 9 ай бұрын
እካዕ ብሰላም መፄእካ ተጋዳላይ ክረዓትና❤❤❤❤❤
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 Жыл бұрын
ኣሕዋተይ ስለና ብዙሕ መስዋእቲ ኸፊልኩም።ንክንክሕሰኩም ኣምላክ ይሓግዘና
@hhshdhjdueiirh1923
@hhshdhjdueiirh1923 Ай бұрын
ኣብታ ፀላማት ግዜ ተስፋ ዝኾኒኻና ጀጋኑ TDF🥰🥰🥰😘
@ExRc-xx5xn
@ExRc-xx5xn Жыл бұрын
❤❤❤እንኮዕ ብሰላም ሃለካ ጅግና ወዲ ጅግና👊👊👊
@user-jk1jr8qp1x
@user-jk1jr8qp1x Жыл бұрын
ክብሪ ነዓኩም ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤
@user-nq8ij6qw5b
@user-nq8ij6qw5b 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ thanka for ur service my hero
@user-vz3eu9ov6q
@user-vz3eu9ov6q Жыл бұрын
ክብሪ ናዓኹም ጀጋኑ😘😘😘😘❤❤❤❤
@sawsanaraya
@sawsanaraya Жыл бұрын
አጆካ ሀፍቶምዋይ እንኳእ ብሰላም መጻእካ እም በር መህከምስ አይትስእንን አጆካ አለናልካ ደቂ አድካ አህዋትካ አጆካ
@hadasmeles7808
@hadasmeles7808 11 ай бұрын
አጆኻ ጂግና ወዲ ጀጋኑ ክሐልፍ ኢዩ አጆኹም አምላኽ ምሳኹም ይኹን
@selamselam894
@selamselam894 11 ай бұрын
ጀግና 💪💪💪💪❤❤❤❤
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Жыл бұрын
Thank you for your service dear Habtom. May the Lord God bless you and keep you safe you with your entire family, in Jesus precious name, l pray
@tigraweti6377
@tigraweti6377 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ ጀግና ሓወይ❤❤❤
Why Is He Unhappy…?
00:26
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 56 МЛН
UNO!
00:18
БРУНО
Рет қаралды 1,3 МЛН
Sigma girl and soap bubbles by Secret Vlog
00:37
Secret Vlog
Рет қаралды 14 МЛН
🛑 22 ስኒ እየ ስኢነ ። ተ/ጋ ገነት ሓድሽ
35:24
ገድሊ Plus
Рет қаралды 59 М.
Мировой Рекорд по Засыпанию (@DazByron )
0:30
Голову Сломал
Рет қаралды 9 МЛН
🤣🤣🤣
0:29
Dragon Нургелды 🐉
Рет қаралды 1,7 МЛН
小蚂蚁那么小气干嘛!#火影忍者 #佐助 #家庭
0:26
火影忍者一家
Рет қаралды 10 МЛН
KARMA AT SCHOOL 🏫 Stop time
0:32
dednahype
Рет қаралды 46 МЛН
Toothbrush Glove Hack !?
0:16
Dental Digest
Рет қаралды 10 МЛН