🛑 25 ዓመት ተኣሲሩ ታሪኽ ዝሰርሐ ጅግና ተጋዳላይ ሓድሽ ግርማይ - ብንብዓት ዝተዓጀበ ቃለ መሕትት

  Рет қаралды 100,297

ገድሊ Plus

ገድሊ Plus

4 ай бұрын

ንተጋዳላይ ሓድሽ ግርማይ ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0996297197 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus
© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
/ gedli.plu
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus

Пікірлер: 580
@Gedli_plus
@Gedli_plus 4 ай бұрын
ንተጋዳላይ ሓድሽ ግርማይ ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0996297197 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
@user-ju4bk9jr9q
@user-ju4bk9jr9q 4 ай бұрын
❤❤❤❤
@alexberhanu5159
@alexberhanu5159 4 ай бұрын
ስልኩ ለጢፍልና
@Tsrhadesta
@Tsrhadesta 4 ай бұрын
አቡኡ አለካ ተፃሕፍ ቁፅሪ አለካ(ኪ)​@@alexberhanu5159
@lemlemtigray8788
@lemlemtigray8788 4 ай бұрын
ዲንቂ 🙏🏽💕
@user-oz9wb7dg3n
@user-oz9wb7dg3n 3 ай бұрын
ናይ ባዕሎም ድዩ እቲ ስልኪ እስቲ መልሱልና❤
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w 4 ай бұрын
ጅግና ወዲ ህዝቢ ተጋዳላይ ሓዱሽ ግርማይ ነቢዕካ እምበር ኣንቢዕካኒ😢😢😢😢😢 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንበረልና ጅግናና❤❤❤❤
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 4 ай бұрын
ግንዝብ ሓግዝዎ ጅግና ጅግና ምባል ኣይብላዕ ኣይስተ
@rahelgebre2087
@rahelgebre2087 4 ай бұрын
ንሓግዝ በሊይ ወይ በል
@sadddhaxft9819
@sadddhaxft9819 4 ай бұрын
እሙ ምሕጋዝዮ እንበር ሐግዝወ ያ🤣
@user-po6hw9ws1k
@user-po6hw9ws1k 4 ай бұрын
ዝፍትው ወላዲ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኻ ጅግና ተጋዳላይ 😍🥰
@user-iv8ph1xq2u
@user-iv8ph1xq2u 4 ай бұрын
💪💪💪💪💪💪💪💪💯💯💯💯💯❤️‍🩹💖💝
@bolommahta1561
@bolommahta1561 4 ай бұрын
ከም ወርቂ ተፈትኑ ዝወጸ ጅግና ተጋዳላይ ሓድሽ🟥⭐✊👮🙋‍♂️
@user-ci5ro4fg4w
@user-ci5ro4fg4w 4 ай бұрын
19 ሺሕ ዝተዓዘቦ ቪድዮ ሐደ ሽሕ ላይክ ምስ ምንታይ ይቁጸር ንዓይ ድሕረት ኮይኑ ይስመዓኒ ሕሰብሉ
@michaelbahta2680
@michaelbahta2680 4 ай бұрын
I am an Eritrean proud of you.
@haftayhagos3397
@haftayhagos3397 4 ай бұрын
ብሰላም ምፃእ ጅግና ሓውና ብጣዕሚ ዘድንቖ ተጋዳለይ ከያኒ እዩ!ብፍላይ ጥንካሬኡ ልዕሊ ሓፂን ተስፈኡ ድማ ሙሉእ እዩ!!!❤❤❤❤❤
@SjhsdJrhrn-gj4bd
@SjhsdJrhrn-gj4bd 4 ай бұрын
ጀግና ወዲ ህዝቢ ክብሪ ንዓኻ ጀግና መሃንድስ ሓዱሽ ግርማይ ዕድመ ይሃብካ
@user-ms2pw2he5p
@user-ms2pw2he5p 4 ай бұрын
ሓዱሽ ግርማ 💪 ተሓበን ።እሙን ወዲ ህዝቢ ትግራይ።።።
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 4 ай бұрын
ጅግና ሓየት ተጋዳላይ ሓዱሽ ድሕሪ 25 ዓመታት ማእሰርቲ ዓድኻ ትግራይ ንምድሓን መንነት ትግራዋይ ንምዕቃብ ኣብ ዝግበር ዘሎ ቃልሲ ንምግዳል ንዘብቅዓካ ፈጣሪ ይኽበር ይመስገን!!! ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም!!!
@michaelbahta2680
@michaelbahta2680 4 ай бұрын
I was born and grew up in Asmara, and I am Eritrawi. But do you know what the way you are expressing. I am proud of Tigray people
@samsontesete5119
@samsontesete5119 4 ай бұрын
ሄሉ ሽኮር ልዕሊ ኩሉ ዝፈትወልኪ ተሎ ኣቀራርባኺ እዩ💙💙💙💙💙
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 4 ай бұрын
ብጣሚ ጀግና ተጋዳላይ ኢካ 25ዓመት ብምእሳርኻ የሕዝን እዮ እንኳዕ እውን ብሂወት ተረፍካ ስውኣት ሐገረ እግዛብሄር ትግራይ በሰላም ዕረፉ ❤❤❤
@filimongebrehiwot4465
@filimongebrehiwot4465 4 ай бұрын
ንዞም ጀጋኑና ክብርን ሞጎስን ፈጣሪ መሊኡ ይሃቦም 👏
@imissmama3978
@imissmama3978 4 ай бұрын
ብሉጽ ጅግና ኣቦና 🤴🎶❤ ኣጆኻ። በቃ ጽኑዕ መምህር ኣቦና ጅግና👌💊 ፍጹም ብሱል ኣዘራርባ ዕድመ ይሃብካ።
@asterberhane3562
@asterberhane3562 4 ай бұрын
ጀግና ተጋዳላይ አጀዃ ዘሓወይ
@AbabuAbabu-px3xq
@AbabuAbabu-px3xq 4 ай бұрын
ተጋዳላይ ሓድሽ ግርማይ ዓቅምኻ እንታይ ምኻኑ እናሓደረ እዩ ዝገርመኒ ህራስኳ ዘይትፈልጥ ብምንባብን ብስራሕን ፅሙድ ብፍላይ ጭወታ(ቀልዲ)፣መድረኽ ምምራሕ፣ስፖርታዊ ትምህርቲ(ብፍላይ ኩዕሶ መርበብ እንተሰልጥን)ብጥበብካ ስምዒት ሰብ ምቅይያር(ምስሓቅን ምንባዕን) ፍሉይ ውህብቶኻ እዮም!! ቋንቋ ክትፈልጥ ኢንግሊዝኛ፣ዓረብኛ ምፅሓፍ ምንባብ ወዘተ እናተለማመድካ ምስረኣኹ ተደኒቀ እየ!! እናሓደርካ ትደምቅ ካብ ሕልና ዘይትሃስስ ወድ ህዝቢ ኣጆኻ!!
@user-vw8ue6vb9i
@user-vw8ue6vb9i 4 ай бұрын
ብሓቒ ልኣይ ዋላ ዘግርመለይ ኣቦ እዩ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዒናን ይሃቦ
@yomreview
@yomreview 4 ай бұрын
አብ ሂወተይ ከምዚ ናይዞም ወላዲ ዛንታ ሰሚዐ አይፈልጥይ
@user-vw8ue6vb9i
@user-vw8ue6vb9i 4 ай бұрын
ኣነለ💕🦁
@user-hq9md4rk8c
@user-hq9md4rk8c 4 ай бұрын
ጅግና ተጋደላይ ሓዱሽ ግርማይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣዘኪርካኒ ጅግና😢
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 4 ай бұрын
ንዓኹምዶ እዝ ምተገበአኩም 😢ጀጋኑ ኣሓተይ ብቃል ዘይትግለፁ መንከማኹም ዕድመን ጥዕናን ንዓኹም
@danyhdanyh-lq7ne
@danyhdanyh-lq7ne 4 ай бұрын
ኣጆኻ ሓዱሽይ ማዓረይ ፅላኢኻ ይንባዕ ጎይታዋይ💔😭
@HaftomWedigrey
@HaftomWedigrey 4 ай бұрын
ኩቡሩ ጅግና ተጋደለይ ሓዱሸ ግርማይ ቃላት የበለይ ከቡር ወላዲ ነብዓካ አንበዓካነ ነውሕ ዕደመን ጥዕናን የሃበካ My king TDF🎉❤❤❤❤❤❤❤
@tsegaybaimot7084
@tsegaybaimot7084 4 ай бұрын
መርኣያ ፅንዓት ዕጉስ ሰብ ናይ በሓቂ ለባም
@patwarikhoty7382
@patwarikhoty7382 4 ай бұрын
ጅግና ናብዚ ታሪክ ምዝንታው እንቃዕ ኣብቀዓካ😢
@kibromhaile1798
@kibromhaile1798 4 ай бұрын
ጅግና አቦና ሐዉና ቅኑዕ ጅግና ናይ ፅንዐት አቦ መምህር ኢካ አሕዋተይ አስታዊስካኒ አጆካ በርትዕ።
@NigistiGebremeskel
@NigistiGebremeskel 4 ай бұрын
አጆኻ ምግዳል ማለትጅግንነት ሰሪሕኻ ምሕላፍ እዩ ቃላትካ ካብ ፀሓፊ ንላዕሊ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ሓወይ
@SalamSalam-et8bd
@SalamSalam-et8bd 4 ай бұрын
አዙኩሉ ከርተትኩም ትግራይ ደም ኩም ሰትያ ፍትሒይ ሲኢና ኣጆካስኪ ሓዱሽ ሓወይ ብሂወት ምትራፍ ዓርሱ ዝካኣለ ፀጋ እዩ 😢😢😢😢😢
@user-zs9lu8ic2p
@user-zs9lu8ic2p 4 ай бұрын
ዓለም ጉደሎ ኣሕዋተይ ኣዓርከተይ ናፈቀኩም😢😢😢
@BeliynSfiy
@BeliynSfiy 4 ай бұрын
ዋይ አነ ሓዊተይ በቃ ድየ በቢ ዝሰማዓክዎ ክነብዕ ጎብለል ሓወይ ዋይ ቁርፀት😭💔♠💔😭ተዘኻሪ 💔♠♥
@GherAreaya-mh4fc
@GherAreaya-mh4fc 4 ай бұрын
ኣዮካ ጅግና ኣየና ዕድመን ጥዕናን ፈጣሪ ይሃብካ ኣቦ ፅንዓት።
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 4 ай бұрын
😢ንዓኹም ዝገልፅ ቃል የብለይን እሞታይ ይዓብስ ፀላእ በዝሕኩም😢 ራስብራስ መንከማኹም ኣጆኹምኣሓተይ።❤❤❤
@essey7458
@essey7458 4 ай бұрын
ጅግና ዝፋራረቅ ስሚዒት ይፍጥረልካ❤❤😢
@user-gb9gw9up6p
@user-gb9gw9up6p 4 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ነቶም እንሕና ክንነብር እታ እንኮ ሂወቶም ዝሃቡና ጀጋኑ ሰማእታትና🙏😥 ኣጆኻ ጅግና ኣያና ክብሪ ንዓኻቱም ይግባእ🙏🥰♥️
@htfromethiopian4693
@htfromethiopian4693 4 ай бұрын
ጅግና ቂመኛ ኣይኮነን አብነት ጀጋኑ አያታትና ኢኻ 25ዓመት ንዝኣሰሩኻ ይቕረ ኢልካ ናብ ቃልሲ ምፅማርካ ፍሉይ ይገብረካ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ገድሊ ፕላስ ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ በርትዑ #ወዲ ዳዕረኻ እየ ሰላም!!
@nigistibayna2016
@nigistibayna2016 4 ай бұрын
ጅግና ሃውና 🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾✅
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 4 ай бұрын
ጀጋኑና ክንከባኸብ ይግባእ ጉዳኣትና እውን ነኽብሮም ንከባኸቦም መጓዓዓዚ ቅድሚያ ይወሃቦም!!!
@fryattsegay
@fryattsegay 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝፈትዎ ጅግና ተጋደላይ ትግራይ 💪🙏
@Kidu12-iz6fs
@Kidu12-iz6fs 4 ай бұрын
ልቦናካ ኣዝዩ ብሉፅ ክብር ሰብ
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 4 ай бұрын
Tigray will win.
@weldaytsegay5215
@weldaytsegay5215 4 ай бұрын
ካብዚ ዝዓቢ ጅግንነት የሎን የቐንየልና 💪💪❤❤
@selamhailemariam6893
@selamhailemariam6893 4 ай бұрын
አቦ ፅንዓት ኢካ ከብቶም ብጣዕሚ ዝፈትዋም አቦታትይ ጀጋኑና ንዓኩም ዝገልፅ ቃላት አይርከብን ትዲኤፈይ መላእክቲ ናይትግራይና
@tsegatsega238
@tsegatsega238 4 ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 4 ай бұрын
ጅግና ትግራዋይ 👑🤙✊💪💪👊👊💊💪💊👊💊💪💊💪💊👊💊💪💊👊💊💪💊👊💊💪💊💪💊
@SurprisedBadminton-eq4cu
@SurprisedBadminton-eq4cu 4 ай бұрын
ጅግና ወድ ህዝብ ትግራይ ❤❤❤❤ 😢😢😢
@mekerettube7242
@mekerettube7242 4 ай бұрын
ተጋዳላይ ጅግና ሓድሽ ዋ ኣነ ነቢዐ ኣምላክሽሕ ዓመት ንበረልና 😢🙏🙏🙏
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 4 ай бұрын
ጀግና 👍ካብ እርትራ እየ 💙💚💙
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d 4 ай бұрын
በክዩ ኣብኪኒይ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢ባባ ሓዱሽ ኣሕዋተይ ዘኪረ ምሳካ
@NegashAbraha
@NegashAbraha 4 ай бұрын
ሓድሽ ብሓቅ ጀግና እኻ ካባኻ ብዙሕ ነገር ተማህረ እየ ቆራፅ ሓቀኛ ጠርጣሪ ተፃወቲይ እቶም ደርፍታትኻ አዝዮም ምቁራት
@GideyWmhret
@GideyWmhret 4 ай бұрын
ተጋ ሓድሽ ብጥበብ ጥራሕ ዘይኮነ ተደራራቢ ልእኽቶ ዝነበሮን ናይ ጥበብ ስራሕቱ ድማ ሐዚ ኣብ ኮሜንት ተፃሒፉ ዝዉዳእ ዘይኮነስ ግን ብፃይ ሓድሽ ካብ ዝፈጥሮም ዜማታትን ዝመርፆም ቃላት ግጥሙን ሰርሲሮም ከርስኻ ልሒኾም ዝኽርታትካ ዘበራኽቱ ቅዲ ጥበብ እዮም ንዝተወሰነ ግዜ ድማ ናይ ክፍሊ ባህሊ ሓላፊየይ ስለ ዝነበረ ሰብ ሙያ ጥበብ ንምዕባይ ድማ ህርኩት እዩ እሞ ሓድሸይ እንጀራ ጥበብ ብላዕ እንኳዕ ድማ ካብ ኩሉ መከራታት ወፃኻ።
@alulaabanega9008
@alulaabanega9008 4 ай бұрын
ዝገርም ሓቦ ጅግና ኣቦና😥👏💚💚💚
@nugusekelali7972
@nugusekelali7972 4 ай бұрын
ተጋዳላይ ሐድሽ ህይወቱ ሙሉዕ ብፈተና ዘሕለፈ ፅንዓት ትግራዋይነት ዝለበሰ ግሁድ ጅግንነት❤ ዘርኣየና ሕቡን ትግራዋይ
@habtomdse4584
@habtomdse4584 4 ай бұрын
ጅግና ናይ ብሓቂ ተገሪመ ኣጆካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-zj5zu7bq2c
@user-zj5zu7bq2c 4 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጅግና ኣጆካ በርትዕ ክብሪን መጎስን ንሰማእታት
@selam801
@selam801 4 ай бұрын
ዝፎተው ጅግና አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም❤ ሰለ ተጋዳላይ ኸለዓል ከሎ ንብዓተይ ኽቆጻጸሮ አይኽእልን😢
@mekenetfilmproduction1744
@mekenetfilmproduction1744 4 ай бұрын
ጀግና ብቃላት ዘይግለፅ ተጋዳላይ❤
@kunama1170
@kunama1170 4 ай бұрын
ንዙይ ኩሉ ክበፅሓና ዝገበሩ ብወገን ፀላኢ ክይኖም መቸም ይቅር ዘይባሃል ባዓል ሳሞራ ዮኑስን ጆን መንጋግን መሰልቶምን እዮም በበይ ከምዝቁረፅ ሓበርቲ እምበር ዝማረክናዮም ምሕረት ጌርና ክመርሕና ዝገበርናዮም ደርጋውያን ኣይነበሩን እሞ ኣጀኩም ሕጅውን ንወደብ ካብ ምብታን ምውዳብ ንምረፅ ትግራይ ነድሕን ብካሓድቲ ከይንሽነፍ ኮቶ ንጠመር ንበርትዕ ሓንቲ መማረፂትና እያ ጅግናና ድማ ዕድመ ይሃብካ።
@SisaySisay-ut2qv
@SisaySisay-ut2qv 4 ай бұрын
ኣጆኻ ጅግና ኣቦና ኣቦ ፅንዓት💪💪💪💪
@thecash_4219
@thecash_4219 Ай бұрын
እጅግ በጣም ይልጅ በሳሊ ጋዜጠኛ ነሽ እሱ ጅግኖችን አባት ነው ይባን ክ አካውንት ፅሑፍ❤
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 4 ай бұрын
እኳዕ ብሰላም ተመለስካ ካብ እሰርቤት ካብ ኺናት ክብርን ምጎስን ንጀጋኑ ትግራይ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 4 ай бұрын
ድምፁ ክሰምዕ ንብዓት ዝቅድመኒ እዚ ጅግና ኣቦና😢👑✊✊
@feefderf5946
@feefderf5946 4 ай бұрын
ሓድሸ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣምላከ 💞💞💞🙏😍😘
@user-vw8ue6vb9i
@user-vw8ue6vb9i 4 ай бұрын
ክእለት ዘለኩም ተጋሩ ኣሕዋተይ ሓተይ ብኹሉ ነገር ክትሕግዝዎ ተስፋ ይገብር😍💕
@TesfayAbrha4905
@TesfayAbrha4905 4 ай бұрын
ጅግና ተጋደላይ ኣጆዃ❤💜💝💖🙏🙏
@user-cj7zt2jo3d
@user-cj7zt2jo3d 4 ай бұрын
ትግራዋይ ጅግና
@Tugyfhvnc
@Tugyfhvnc 2 ай бұрын
ካብዚ ንላዕሊ ታይ ኣሎ ገሊፅካዮም እካ ጅግና ወዲ ህዝቢ💪💪💪
@maaduharekiwa2093
@maaduharekiwa2093 4 ай бұрын
አጆዃ ህዝባዊነት አለካ አምላኽ ምሳኻ ይኩን ህዝብኻ'ውን ምሳኹን ሕሉፍ ሕማቅ ነይሩሞ ህዝቢ አይውክልን ንህዝቢ ደወ ምባልካ ናይ ወለዶ ቅርሲ ሓደራ ኢኻ አጆኻ❤❤❤
@user-pi2ye7sy6j
@user-pi2ye7sy6j 4 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጅግና ተጋዳላይ
@EtopiQwert
@EtopiQwert 4 ай бұрын
ጅግናናናናናና❤❤❤❤❤💪💪💪💪
@AyatMizen99
@AyatMizen99 4 ай бұрын
Mezena zeyblka jigna dhri 25 amet maeserti Tarik serahi we love ❤❤❤you dear jigna
@user-xf3vb4zu5v
@user-xf3vb4zu5v 4 ай бұрын
ኣጆካ ጀግና ሓውና መረአያ ፀንዓት😢
@BarakiGuesh
@BarakiGuesh 4 ай бұрын
አረ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ኣያና መርኣያ ፅንዓት
@kokih41
@kokih41 4 ай бұрын
ኣጆካ ብፃይ ተጋዳላይ ሓድሽ❤❤❤❤❤❤❤
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 4 ай бұрын
Thank you Haddushom ! For the greatest artistic work.
@sjhdjjiddhddj
@sjhdjjiddhddj 4 ай бұрын
አጆኩም አባቢየ😢😢😢😢❤
@zinabumarsie8321
@zinabumarsie8321 4 ай бұрын
ሐድሽ ❤መግለፂ የብለይን!
@hanit726
@hanit726 4 ай бұрын
ክቡር ጀግና አያና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
@creedsandle346
@creedsandle346 4 ай бұрын
ዋው ክብረት ይሃበልና ዝገርም ድምፂ💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝
@HiwetWedikeshe-cp6xj
@HiwetWedikeshe-cp6xj 4 ай бұрын
ጅግና ወዲ ህዝቢ❤❤❤😢
@user-fc9fh6ow4n
@user-fc9fh6ow4n 4 ай бұрын
ከደይ እኳ ከይኪእሎ ጅግና ተጋዳላ ሓዱሽኣጋላልፃካ ሳሓቢ እዪ ከማካስ ኣሻሓት
@user-if3eq9iq4s
@user-if3eq9iq4s 4 ай бұрын
ጀግና ኣቦና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🎉❤❤❤
@DestaAregawi-rl7ti
@DestaAregawi-rl7ti 4 ай бұрын
ቀፅልልሉ
@user-ek9th4le3k
@user-ek9th4le3k 4 ай бұрын
አይዞኻ ጅግና ና
@tewodrosalemayehu-hx8nk
@tewodrosalemayehu-hx8nk 4 ай бұрын
ብንዕብሀት ጀሚረ ብንብዕሀት ዝወዳኽዋ❤❤❤❤❤ ታይ ክብል ናትኩም ውለታ ናትኩም መስዋሀቲ ልዕል ቃላትዩ ትግራይና ሓራ ወፂኣ ኣድና ሀገር ኮይና ንምህራይ የብቐሐና
@fefefefe333
@fefefefe333 4 ай бұрын
የኔ አባት የtdf መስዋህትነትን መቼም አንረሳም ህናተ ጀግኖች ❤️❤️❤️ለምቱት ጀግኖች እግዚአብሔር ነፊስ ይማር 🙏🏽🙏🏽🙏🏽💔💔💔💔😍😍😍😍😍😍❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️
@shewhat438
@shewhat438 4 ай бұрын
Lemin be Tigrigna atixifim ehie jegna jegna akumu tewaweqn eko 😂😂😂
@baqr4383
@baqr4383 4 ай бұрын
Ezom shefatu
@mu-ue1gs
@mu-ue1gs 4 ай бұрын
Kid adgi
@TareAssefa
@TareAssefa 4 ай бұрын
መምህር ፅንዓት ዶክተር ከያኒ ጅግና ተባዕ ተጋዳላይ መሃንዲስ ኮታስ ንኩነታትካ ዝገልፆ ቃላት የለውን ጅግና ተጋዳላይ ❤❤❤❤❤ ኢንጅነር
@user-hh5jo7eb4b
@user-hh5jo7eb4b 3 ай бұрын
ሓዱሸይ ናትካ ነገርስ ግርም እዩ ዝብለኒ ዋ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክብር ጀግና ኣቦይ❤❤❤❤❤
@HdjHeu-yw8oy
@HdjHeu-yw8oy 17 сағат бұрын
ሓድሸይ ናትኮ ታራክ ምጦዕሚ ይገርም ቀፅለሉ ኣጀኮ ❤
@HdjHeu-yw8oy
@HdjHeu-yw8oy 17 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@abebakebede1270
@abebakebede1270 4 ай бұрын
ጀግና ኢኻ በሓቂ ተባእ ኩሉ ትግራዋይ ከማል ተባእ ይኹን !!!
@asefagerie8506
@asefagerie8506 4 ай бұрын
ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪❤️❤️💪💪💪💪
@SerajMohammad-rm8iv
@SerajMohammad-rm8iv 4 ай бұрын
@kingjo7100
@kingjo7100 4 ай бұрын
ኣቱም ኣሕዋት እቲ ዉግእ ኮ ኣይተወደአን ኩሉ ሚስጥርኩም እንዶ ኣይትዘርግፍዎ ላሕታ🤔
@DuU-il6iz
@DuU-il6iz 4 ай бұрын
ጅግና❤❤
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 4 ай бұрын
Egziabher Yihabelna jegna tigraway Hadish Girmay defending Tigray and its people. Thank you
@user-pw4le8ru5m
@user-pw4le8ru5m 4 ай бұрын
አጃዋይ ጅግናየ💗💝💚💛💜💐👍👍👍👍
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 4 ай бұрын
ምእሳርካ ክትካሓስ እዩ ዝግባእ ክንደይ ዝእሰሩ እንዳሃለው ንኣኻ ምእሳር ከም ክድዓት እየ ዝቆፅሮ እግዚኣብሄር ይሓግዝካ እቶም ዝኣሰሩኻ ናይ ኢዶም ይርከቡ ❤❤❤
@user-nr4ur6ko2z
@user-nr4ur6ko2z 4 ай бұрын
ማዕሮ 25 ዓመት መእሰርኡ እንታይ እዩ
@user-gp6jn2jp5u
@user-gp6jn2jp5u 4 ай бұрын
እሞከዓ ብጌጋ እዩ ተኣሲሩ​@@user-nr4ur6ko2z
@surafelmesfin2237
@surafelmesfin2237 4 ай бұрын
ጅግና ፈታዊ ህዝቡ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AllBaad-oh5cy
@AllBaad-oh5cy 4 ай бұрын
ጀጋኒና
@birhanraya9299
@birhanraya9299 4 ай бұрын
ጀግና ወድ ህዝብ 💔💔
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 4 ай бұрын
From Eritrea geganu lebamat hazbi Tigray 🙌💯💯💯💯🙏🏻
@mmn4535
@mmn4535 4 ай бұрын
የኔ አባት❤️🤴
@mengstabyemane2604
@mengstabyemane2604 4 ай бұрын
ዓብይ መፅሓፍ ታሪኽ ኢኻ ሞ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ
@user-zh4wx8kl9u
@user-zh4wx8kl9u 4 ай бұрын
ኣገናዕ ተጋደላይ ሓዱሽ ሓደ ከለኻ ግን ክንድሽሕ ❤❤❤
@MraMra-mr9fe
@MraMra-mr9fe 3 ай бұрын
ጅግና ኣቦና ኣጀኩም ነዊሕ ዕድመ ጥዕና ይሃበልና❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤
@user-ud6ew9xp7g
@user-ud6ew9xp7g 4 ай бұрын
ዓሕ እዛ ከዳዕ ውድብ ንደቃ ደብርያ ደቂ ፀላእትና እትሕብሕብ እንበዓል ንስኹምዶ ናብዚ ምወረድኩም ?
Inside Out 2: Who is the strongest? Joy vs Envy vs Anger #shorts #animation
00:22
Llegó al techo 😱
00:37
Juan De Dios Pantoja
Рет қаралды 60 МЛН
Best Toilet Gadgets and #Hacks you must try!!💩💩
00:49
Poly Holy Yow
Рет қаралды 22 МЛН
Tigray Media Network ቀንዲ ነጥብታት ጌታቸው ረዳ Jul 30, 2024
46:25
ሕላገት - ሙዚቃዊ ድራማ
16:47
ላዛ ሲነማ Laza Cinema
Рет қаралды 81 М.
"ሬሳታት እናሰገረ - ደቁ እናቐበረ ዝመፀ ጅግና!"
1:05:01
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 30 М.
❗️XOTINI HAMMASINI URMOQCHI 😱😱😱
0:14
HUSAN_SHORTS1
Рет қаралды 3 МЛН
КЕПКА КОМАРОВ
0:16
KINO KAIF
Рет қаралды 16 МЛН
как пройти скулбоя за 36 секунд?
0:22
Holy Baam
Рет қаралды 810 М.
il caldo fa brutti scherzi #dog #fight #punch
0:18
Cronache della Campania
Рет қаралды 24 МЛН