KZ
faq
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZfaq
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
gere emun part 114 | ገሬ እሙን ክፋል 114
34:48
ብርጌድንሓመዱ ጀርመን ይበል ዉዳበ፡ሓድሽ ምስጢር ምጅማር ኩናት 1998፡ ጠንቂ ምቁራጽ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ እንታይዩ?#eritreanmusic #eritrea
18:57
Ouch.. 🤕
00:30
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
00:40
Disparos en la colectora de la General Paz: ladrón atropelló a los policías que lo quisieron detener
00:14
Summer shower by Secret Vlog
00:17
gere emun part 113 | ገሬ እሙን ክፋል 113
Рет қаралды 368,597
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 335 М.
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Жыл бұрын
Пікірлер: 1 100
@Simondebas
Жыл бұрын
ኣጆኩም ኣይትሕመቁ ቆጽልዎ ብፍላይ ኣያ ተኸስተ ተድንቁ Like ረጊጽኩም ሕለፉ
@mmm1402
Жыл бұрын
😂😂😂😂😂
@akezaberhe6216
Жыл бұрын
ግደፍ ክክክ
@britgraweyti
Жыл бұрын
አረ ናፉቆዮም ኣነስ😁
@Hereawnet
Жыл бұрын
ኣበይ ኣሎ ኣያ ተከስተ ሕጂ ይካታተላ ኣለኩ ክሳብ ሕጂ ግን ኣያ ተከስተ ብዘይምርኣየይ ኣይተሓጎስኩን ነያዘርኣብሩክ ግን ሃብቲ ከጸብቀሉ
@Maku2023
Жыл бұрын
ኣያ ተኸስተ እቲ ዝበለጸ ተዋሳኣይ ኢዩ ናይ በሓቂ
@user-ft1zc5di9s
Жыл бұрын
አድነቅቲ ናይ ዘብራብሩክ Lik ገጭ ግበሩ❤❤
@smirhss
Жыл бұрын
❤❤❤
@yosefweldegebriel1739
Жыл бұрын
selam tray iza wata fetyeya da gere emun big respect ንፎትየኩም
@MaryMary-wq9iy
Жыл бұрын
Amen Amen Amen Temsegen 🇻🇳😍💋🤝🇪🇹💘
@user-df6gl8ev7g
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@sidraysidray2623
Жыл бұрын
I love zerabruk
@suge2370
Жыл бұрын
እንዳ ጌሬ እሙን ምንጪ ሳሓቅና ቀፅልሉ 💊❤ን ኣብራሃም ትፈትው ግጨይኑ🥺🕊😘
@seblegebrehiwot6145
Жыл бұрын
ተመስገን ናብዛ ዕለት እዚኣ ዘብፃሕካና ፈጣሪ ትንሳኤ ትግራይ የቅርበልና ዘርኣብሩክ 😁😁😁
@danitekeste7277
Жыл бұрын
Amennnn amennn amennn
@rhlove9617
Жыл бұрын
😂😂😂😂 ሕልሚ ምኻና ገጢመያ ኔሬ መዐስ እዩ ዝበራበር እለ ክፅበ ፀኒሐ 😂😂😂😂😂 ብጣሚ ፅቡቅ ቀፅልዎ 😂😂😂❤✌️
@robelmajor5256
Жыл бұрын
👍👍
@wawa.h
Жыл бұрын
😀😀
@user-bv4tb3mq3z
Жыл бұрын
ትንሳኤ ህዝብና ይረእይና እግዚአብሔር አምላክ ምሉእ ሰላም ይግብርለና
@selamzemen1730
Жыл бұрын
Amen
@user-vj9ld4ni2v
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@lemlemyoutube
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን እፍፍፍ አነስ ሓዘነ ብዳ አያዘብራአብክብ
@sdssad1453
Жыл бұрын
እሜን🙏🙏🙏
@samerasamera1963
Жыл бұрын
ኣሜን 👏👏👏
@mikelebaraki5269
Жыл бұрын
ብሩኽ ሰምበት ይግበረልና ደቅ ዓበይቲ 🙏🙏🙏 ኣያ ዘብረኣብሩኽ ሃፍቲሞም😀
@selamtube5095
Жыл бұрын
Miele ሓወይ ናተይ ሳብስክራይብ ግበረለይ
@user-qu9cb3lr3l
Жыл бұрын
ብር ተበሉስ ሕልሚ
@brkti_tube
Жыл бұрын
ክክክክክክ
@bri7094
Жыл бұрын
ኣያ ዘብረኣሩኽ ኮ ብጣዕሚ እየዘፍቅሮም ኣቃጥብንባ ክክክክክክ
@user-im3pe8ps3c
Жыл бұрын
🙄😋
@azakmashoiiir3413
Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ ኡሙን ፍቱዋት ስድራ ዓደይ ሙሉእ ብርሃንኪ የሪኤና❤️❤️❤️❤️
@henislmahri1423
Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ 😍😍🥀🥀🥀🥀❤❤❤❤💖💖💖💘💘💘
@user-nv5vt5ct6f
Жыл бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ሓላል መሬት ፀላእትና ካብ መሬትና ፅርግርግ ኢሎም ወፂኦም ነፃን ላዕላዊትን ሃገረ ትግራይ ናፍቀ ብዝተረፈ ብሩክ ሰንበት❤💛🥰🥰🥰👏
@user-zt3yc9or9m
Жыл бұрын
_ዌል ካም እንዳ ገሬ እሙን ትንሳኤ __#ትግራይናን__ ህዝብናን የርእየና ፈጣሪ+_
@maerah45
Жыл бұрын
ዋይ ዝኩላ ሃፍቲ ሕልሚ ኮይኑ 😁😂😂😂😂😂😁😁😁😁😁😁😁 ተጋሩዋይ እቲ ብሕልሚ ሃፍቲ ግሁድ ይግበሮ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@khangul5036
Жыл бұрын
ሙቁራት ብጣዕሚ ኢኩም ጎቦዛት እና ካብሐዚ መምሀሪ ዝኮነ ናይ ህዝብና ዝወረደ ፀገም ዝተደፈራ ኣሕዋትና ተልትሰርሑ ደስ ይብል ❤❤
@user-yc4mf5ye4q
Жыл бұрын
ብሓቂ።
@sarahfahad2269
Жыл бұрын
ትንሳኤ ህዝብናን ሃገርና ትግራይን የሪአና ክቡራት አሕዋት ምንጪ ሓጎስናንኢኩም አምላክ ሙሉእ ስላም ይግበረልና ፈጣሪ
@user-xn7hj2fq3w
Жыл бұрын
ዋይ አዙኩሉስ ለካ ሕልሚ ዩ ነይሩ 🤣🤣 ሞትኩ አይትሰእኑ አንዳ ኣያ ዘብረኣብሩኽ ሰናይ ዕለት ሰንበት ይግበረልና ተጋሩዋይ🔥💙
@britgraweyti
Жыл бұрын
ሰሓቅ ምንጭና family ደስ ዝብል ሕልሚ እዩ 😁❤️
@newuaq1125
Жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ጀጋኑና ሙሉእ ሰላም ልሀገርና ትግራይ 🙏🙏🙏❤️❤️🕊🕊💛💛🕊🕊❤️❤️💪💪💪💊💊💊💋💋
@wskn9390
Жыл бұрын
ሕልሚ ምሰ ኮን ዝተናደድ ኣብ መጨረሻ ከማይ ላይክ 💊
@ifhtryg79
Жыл бұрын
ሕልሚ ድዩ ገና አብ ምርአይ አለኩ ክክክ
@user-qi7de1hp2h
Жыл бұрын
ኣነ ብጣዕም ተናድደ😒
@mawchagebreyohannes5987
Жыл бұрын
ናይ ሰምበት ሽውሃታትና💖 ግርማታት ትግራይና። ንበሩልና። ዕንቊታትና።
@selamtube5095
Жыл бұрын
mawcha gebreyohanns ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ
@lemlemyoutube
Жыл бұрын
ካብ ትዕቢት ዝመልኦ ትሕትና ዘለዎ ድክነት ይሐይሽ
@fggg199
Жыл бұрын
ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ትግገሩዎኒ ❤❤🙏🙏🙏
@user-mp4js3fd4k
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን አመላኪና መድሓንና እየሱስ ኪርስቶስ ሙሉእ ሰላም ይግበረልና
@vdbhenkd2422
Жыл бұрын
Amne amne amne marrr❤❤❤😍😍
@lmiss-youmom
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ጓል ወጀራት ዓደ
@kuflomangsom3880
Жыл бұрын
ኣማሓሩን አርትራዉያንን ጸላእቲናዮም ዝብል ኣብዝ ላይክ ያሃበኒ
@gamilahgamilah3329
Жыл бұрын
እወ ሓረድትና እምበይ
@Hagos1018
Жыл бұрын
ትግራይ ዓደይ ቅጭን ማዓር ፀባ ተፋሰስ ፃዕዳ ጣፍ ሕፍስ ክትኮነለይ እኺ አጆኺ አደይ ንባዓትኪ ክሕበስ እዩ አጆኺ ዋዓሮ ሓፍተይ አጆኻ ተባዕ ሓወይ ኩሉ ፀበባ ሓሊፉ ተሓባቢርና ብሓደ ልቢ ዓድና ንሕውይ እንዳዘራብሩኽ ዓይነይ ❤❤😘😍😍
@mlat9280
Жыл бұрын
ካብ እንጀራ ምቁጻርስ እዚኣ ተሓይሽ ጹቡቅ ፋል እዩ ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ፈጣሪ
@BerieTech
Жыл бұрын
😆😆😆😆 ኣታ ከም ሎሚ ኣይሰሓቕኩን እንዳ ገሬ እሙን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@akezaberhe6216
Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም እንዳ ገሬ እሙን ዝደመቀን ዝተፈሰሀን ቅዱሜ ሰንበት ይግበረልና አምላክ ትግራይና ሙሉኡ ድስታ ይግበረልና
@destangus5612
Жыл бұрын
እንኳዕ ድሐን መፃእኩም ደቂ ትግራይ ጀጋኑ አጆና እና ቀሪብና ኢና ትንሳኤ ትግራይ ክንርኢ
@axhc745
Жыл бұрын
አስይ ተጋሩዋይ ዕደመ ጥዕናን ይሃቡኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍
@axumtigray6342
Жыл бұрын
እንካዕ ደሓን መፃእኹም ዳጌሬ እሙን ሽኮራት ጎቦዛት በሓቂ
@zelasiekidani7021
Жыл бұрын
ብሩኸ ስንበተ ይግበረልና ምለእ ስላም ይኩን🙏🙏🙏🙏❤❤❤💛💛💛❤❤❤💛💛💛❤❤❤💛💛💛
@user-sz6gb3ht6q
Жыл бұрын
እፍፍፍ ሕልሚ ድዩ 😭😪 ብዝኮነ ኣጆና❤💫💛 ህዝበይ 🌍👈
@yashenfalgena6247
Жыл бұрын
Helemi ye gahade eko eu! Sebuke tezareb eilu weledena man haymnotnan yedegefo eu!
@mekdes8143
Жыл бұрын
ቡሩኳተይ እንቋዕ ዳሓን መፃእኩም 😍😍😍ፅቡቅያ መን ኣሎ ዝፀልእ ግን ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ሰላምና መልሰልናና 🤲🤲🤲
@user-yx5vw1xb6b
Жыл бұрын
ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ፈጣሪ ተጋሩዋይ ፅቡቕ ሰንበት
@sycgghehx6448
Жыл бұрын
እንዳ ግሬ እሙን ሽኮራት እንቆዕ ዳሓና መፃእክም ቡሩኩ ሰንበት ይግበረልና ንዓድና ሙሉእ ሰላም ይግበረልና❤💊💊💊💊💊💊💊🙏🙏🙏🙏❤❤❤
@eyutekiman
Жыл бұрын
HBD ለምለም ዓይነይ እንኻዕ ተወለድኽ😂😂😂😂😂 ቀፅሉሉ ሓርፍ እዩ ግን ቡሓቂ ማኣዘይ እዩ ክሓልፈሎም🤕🤕🤕ን ዘላለም ንበሩ🥰🥰🥰🥰
@tigreweyti
Жыл бұрын
ኣጀኩም በርቱዑ ሙሉእ ሰለም ይግበረልና👏👏👏👏👏
@AbebaGuwalMekelle
Жыл бұрын
ብሩኽ እለተ ሰንበት ይግበረልና ቤተሰበይ💛❤💛❤
@user-uy1tl1cq7m
Жыл бұрын
ፈጣር ምሉእ ስላም ይግወርልና ምስ ወለዲናለ ዓይኒ ዲዓይኒ ያራእየና ኣብ ስደት ዲነሀና♥️♥️♥️♥️
@jge7tye640
Жыл бұрын
ብሩኽ ሰንበተ ክርስትያን ይግበረልና💞❤👏
@hdhdhhdr6694
Жыл бұрын
አሜን ፫👏👏👏
@user-wo7zw5hk8l
Жыл бұрын
ወይ ሕልሚ ኣይዞኩም ጥዕና ጥራሕ💞💞💞
@user-nm9cr8kc4q
Жыл бұрын
ዝተባረኸን ዝተቀደስን ሰንበት ይግበረልና ንመላእ ህዝቢ ትግራይ❤❤❤
@Abc-bi3yj
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንመላእ ህዝቢ ዓለም ሓላለይ
@tsruytibrhanu8879
Жыл бұрын
ዋውውውው ለውጢ ኣሰይ ደስ ክብል ትግራይናውን ከምዚ ድኽነታን መንከራኣን ይፀራርግልና ፅቡቅ ሕልሚ ግሃድ ይግበረልኩም ኣያ ዘራኣብሩኽ
@makdatube8713
Жыл бұрын
ብሩኽ ሰንበት ደቂ ሓንቲ ልቢ ❤💛
@tirhasmichael614
Жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ👍👍👍 ሕልሚ ከ መን ይረክቦ ክክክክክ♥♥ ኣያ ዘራኣብሩኽ ከም ሕልምኻ ይግበረልኩም ተጋርዋ♥♥♥♥
@afarisafari9879
Жыл бұрын
ቡሩኽ ሰንበት ይግበረልና እንኳዓ ብሰላም መፀክም ኣያ ዘብረኣብሩኽ ሕልም ኾይኑ ሓልፍሎም እናብኹ🥺😂😂❤
@selamtube5095
Жыл бұрын
Afari safari ክብረተይ ናተይ ሳብስክራይብ ግበረለይ
@helulve1698
Жыл бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃኩም እንዳ ገሬዋኒ 💛❤️🙏 ቡሩክ ስንበት ይግበረልና ተጋርዋኒ 👍ወቅጡለይ 😜😘 ኣያ ዘርኣብሩክ ሓሊፉሎም ዕልልልልል እምበይ 😘😜
@selamtube5095
Жыл бұрын
ሂሉየይ ምቅርተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ
@helulve1698
Жыл бұрын
@@selamtube5095 ገረልኪ ኣለኩ ማዓረይ
@user-wi5ot6kt5d
Жыл бұрын
ገና ሕልሚ እኙ😌😁
@helulve1698
Жыл бұрын
@@user-wi5ot6kt5d ክክክክክ ከምዚ ዝበለ የለን 🤣🤣
@user-rj6zh1sx5d
Жыл бұрын
እንኳዕ ዳሕና መፃኢኩም ስድራ ስናይ ስንበት🥰😃
@hannahmihtsun9237
Жыл бұрын
ገሬ እሙን ብልጽቲ ኮሜዲ ቀጽልዎ ደስ ደብል 👍👍❤️
@bsratgalkesi2507
Жыл бұрын
ኣያ ዘብራኣቡሩክ ሎሚ ዶ ሓሊፉልኹም 😂 ሙሉእ ሰላም እስኺ ይግበረልና 💛❤
@abigaltigray-ur2ih
Жыл бұрын
መነሎ ከምዝከማይ ኣያ ዘብረኣብሩክ ሓሊፍሎም ሪኡ ዝተሓጎሰ ንዓኩም ዝለወጠ ጌታ ንዓናውን ይለውጠና ኣያ ዘብርኣብሩከይ ብሕልመይስ ኣነደኣ😁😁😁😁😁👌👌👌
@selam799
Жыл бұрын
ወይኔ ዛሬ በሳቅ ልሞት ነው🤣🤣🤣
@ህያብ
Жыл бұрын
ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ፈጣሪ🥰💜
@sooqusabya2047
Жыл бұрын
እልልልልልል ኣያ ዘብራኣዉክ ሓሊፍሎም ካብ እንጀራ ምቁፃር ናብ መኪና💞💞💞💞💞
@mebitigraweyti
Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መጻእኩም እንዳ ጌሬ እሙን ጽሩያት ፈጣሪ ትንሳኤ ትግራይና የሪአና♥️♥️
@amaluan5415
Жыл бұрын
ክክክክክክ ናይ ባሓቂ መሲሉኒ ነይሩ ለከስ ሕልሚ ዳ ያ ዘብራኣብሩኩ ይለፈልኩም❤
@samer-wh6rk
Жыл бұрын
አንካዕ ብሰላም መፅእክም እንዳ ምንጪ ሓጎሰይ ❤❤
@user-lt5oc6fs4h
Жыл бұрын
ብሩኽ ዓባይ ሰንበት ይኹነልና ኣሕዋተይ❤🙏🙏🙏 እንካዕ ደሓን መፃኹም እንዳ ገሬ እሙን ❤🙏
@mediwukro6662
Жыл бұрын
ስም
@salama9542
Жыл бұрын
ተመሰገን ዙሕልሞም ደሰ ክብል ኩሉ ጊዜ ከምዙይ ስሩሑ ካብ እንጀራ ምቁፃር ይማሓረና ዋ አይትቁፀሩ አያ ዘብራአብሮክ ሙሉእ ሰላም ይግበረልና
@user-wl3ox3cl4k
Жыл бұрын
ተከስተ ተፊኡ ናይዛ ድራማ መቀረት ተከስተ 100☑️☑️☑️ ዘራኣቡሩክ ካኣ ከምሕልምካ ይግበረልካ ንብል
@user-tl4kd3uq8w
Жыл бұрын
ሩጉም
@yohanesgebrekidan835
Жыл бұрын
ዋይ ሕልሚ ከይትኮንስ ከቓርፃ ዶ ምርኣይ ማለተይ ደሓረይ ክሓርቕ እየ😂😂😂😂😂😂
@safety6789
Жыл бұрын
ዋላ አነ ሕልሜ ከይኮን ፈሪሐ
@smerhsoso7490
Жыл бұрын
ክክክክ ዋላ ኣነ ፈሪሐ😂😁
@filimonhabtezghi972
Жыл бұрын
love from Eritrea and Germany. Normally I was stressed, but this comedy made me laugh. thank you so much🙏🏽 የቅንየለይ::
@akebrtgaletewhedogalesehul5135
Жыл бұрын
ጊታየ ስላምካን ምሕረትካን ንዘለአለም አለም መልእካ ምሕረት አዉርደልና ሓደራካ አይይ የዋህ ህዝብይ😘😘💝💝💝💕💖💗💗
@mkm4736
Жыл бұрын
ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና እንዳ ገሬ እሙን ምንጪ ሳሓቅና💛❤️🙏🙏
@user-mq1vi6rm6j
Жыл бұрын
ክክክክክ አዋይ ሞይተ ድየ ገለ ሎሚ 🤣🤣🤣😂ሰላምኩም ይብዛሕ አስከ ምቁራት 🥰♥️🙏ን ዳኒ ግን በጃኹም ኣምጽአዎ ናፊቅናዮ 🥰🥰🥰
@Brhantgraweyti
Жыл бұрын
ምሕላሙ ዘይቀርስ ከምዚ ክሕለም አለዎ ክክክ መድሐኔዓለም ምሉእ ሰላም ገይሩ ንተአኻኸበሉ ግዜ የምጽአልና!
@hailegebriel4285
Жыл бұрын
ተበዛሕካ ጭንቀት ተውሓድካ ጭንቀት እሞ ኸኣ ወረቐት:: እቲ ጠቢብ ንጉስ ሰለሞን ኣብቲ ቅዱስ መጽሓፍ ከምዚ ኢሉ ተዛሪቡ ኣሎ: ጸጊበስ ከይክሕደካ እሞ:እግዚአብሔር መን'ዩ ከይብል:ወይ ደኽየስ ከይሰርቕ እሞ ስም ኣምላኸይ ከየቃልልሲ: ድኽነትን ሃብትን ኣይትሃበኒ: ግናኸ በቲ ዘድልየኒ እንጌራ መግብን: ከንቱነትን ሓሶትን ኣርሕቐለይ:: መጽሓፈ ምሳሌ 30:8
@sjsughjdjd1130
Жыл бұрын
ብሩክ ስንበትን ይግበረልና 👏👏👏❤💛❤
@user-mk6wg1kc4z
Жыл бұрын
እንዳ ገሬ እሙን ኮመንት ብድንግላ ረኪበያ ❤❤
@oneday4863
Жыл бұрын
እዚ ኩሉስ ሕልሚ 😁ትጋሩዋይ ፉቁራት😘
@brhanunegese1626
Жыл бұрын
ኣየ ዘቡሩኣብርኽ ድኽነት እዩ ዘጥዕመሉ 💞💞💞💞💞
@user-ds1bt1of4g
Жыл бұрын
ብሩኽ ሰንበት ደቂ ሪመይ ሓላላተይ ❤️ እዋይ ዝኩሉስ ሕልሚ 😀❤️
@tdf9673
Жыл бұрын
ኩሉ ነገር ተቀያይሩ❤ዓደይ ሙሉእ ትንሳእየኪ የርኤና🥺❤😍ሕልሚ ድዩ ዋይይይይይይይ ወራር😭😂
@user-wi5ot6kt5d
Жыл бұрын
እወ ሕልሚ ሕራሮት😌
@hiwetkidane4266
Жыл бұрын
ዋይይ ዝኩሉስ ሕልሚ ኮይኑ ታይ ነይርዎ ጋህዲ ተዝኮን ብዝኮነ ደስ በሃልቲ ብሩክ ሰንበት ይግበረልና 🥰🥰
@user-xt8tj3cj8f
Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ዓባይ ትግራይ ርሑስ ሰንበት ይግበረልና👏👏👏👏ኣያ ዘብራአብሩክ ሃፍቲምሞ👌😂😂😂😂
@rahealraheal1881
Жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣 ናያ ዘብረኣብሩክ ሕልሚ ተመችያትኒ ቤቲ ስራሕተኛ ገሬ ዋርድያ ኣያ ጆኬር ኮስካሲ ተክሊ ገይሮም ሓሊመምዎም🤣🤣🤣
@user-wi5ot6kt5d
Жыл бұрын
ይገርም🤣
@user-qv2zr8jh4z
Жыл бұрын
ይገርም እዩ 😁🤣
@zenebugebrekidan2392
Жыл бұрын
#ሰላም_ንኹሉ እንካዕ ብደሓን መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን 🙏 ምሉእ ሰላምን ቅሳነትን ህዝብና ትግራይና ምሉእ ሰላምኪ ይመለስ ሰናይ ሰንበት ይግበረልና💛💖🙏🙏
@selam.h2429
Жыл бұрын
እዋይ ሕልሚ ድዩ እያዘርአብሩኩ አብ ቀፃሊ ጎህድቲ,ክትከውን ተሰፋ ንገብር ፅቡቅ ተመኒት አውን ፅቡቅ አዩ😥♥💛
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
እንኮዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ሰላምታኩም ይብዛሕ ምንጭ ሰሓቀይ እግዚአብሔር አምላክ ንዓዱና ፍፅም ሰላም ይግበረልና❤❤💘💘
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሄሪዋይ❤❤
@helenfanos7526
Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም 💖💖💖
@letaygabreklros4086
Жыл бұрын
ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ እንዃዕ ብደሓን መፃኩም ምንጪ ሓጉሰይ ምሉእ ሰላም የውርደልና ንሃገርና ትግራይ
@asayyeebyo182
Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላኽ
@yanetsolomon8299
Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ💝 ደስ💖 ዘብል ፊልሚ🎥 💞 ሓጎስኩም😍 ይብዛሕ🦋 ህዝቢ🫂 ትግራይ💛❤ ኣምላክ🙏 ምሳኩም ይኩን🥰
@edon7537
Жыл бұрын
ብሩኩ ሰንበት 🥺💔🌹💝💊✝️
@user-zp3ts9ji1v
Жыл бұрын
እንዳ ገሬ እሙን ሸኮሪናታት ኣነሰ ክፈትወኩም ናይ ሳሓቅ ምንጪ😂❤❤❤❤❤❤❤❤
@robiabrahale4000
Жыл бұрын
ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ይመችኩም🥰🥰🥰💘💘🙏
@mussietn1966
Жыл бұрын
ብሩኽ ሰንበተቺዳን #ንፅልንቕድሚት🤯
@medi7513
Жыл бұрын
ዝኩሉስ ሕልሚ 🤣 ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ♥️
@user-ev5hk1wl2h
Жыл бұрын
አንኳዕ ብሰላም መፀአኩም ፍትውትይ 💖💖💘💘
@user-qs1wf1bl3w
Жыл бұрын
ወይ ዛሬ ክክክክክክክ ባንዴ ወደር የሌለው ሀብት አያዘረአብሩክ ከስስት ወደ ቸርነት ለውጥ ካልቀረ እንዲህ ነው ህልም እንዳይሆን ግን ጭንቅ ብሎኝ ነበር ሆዴ እስኪቆርፀኝ ሀሀሀሀ ይመችህ አያዘረአብሩክ
@kewaniweditdf1757
Жыл бұрын
ዋውው ሐጂ ግርም ማርሺ ቀይርኩም ብታዕሚ ጎበዛት ✅👍👍
@slamall959
Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ቡዙሑ ተባዘሑ ✝️
@lemlemawit3637
Жыл бұрын
ናቀደም ገዛና ዶ በለ ኣብርሃም አረ ናቀደም ኣያ ዘብረኣብሩኽ ናፊቐዮም😁😂
@adamhanibal3935
Жыл бұрын
ርኹስ ኣምሓርኛ ምሃዝቱ ሓሰውትን ሰረቅትን ጠንቆልትን ኣቦሓጎታተይ ተጋሩ እዮም ፡! ተናሳሕ ትግራዋይ ህዝብታት ኣምሓርኛ ሚሂርካ ኣሳቒኻዮም ኢኻ ሕዚዉን ኣምሕርኛ ዝዛረቡ ሕረዶም ከይሓረዱኻ
@FIDEL0102
Жыл бұрын
እዋይ ኣያ ዝርኣ ብሩኽ ሃፍቲሞም ኢለ ክድነቅ ፀኒሐስ ብር ተበልኩስ ሕልሚ ክክክክክክ
@rsdssvzgdmsc8248
Жыл бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ዝፍትወኩም ተጋሩዋይ ብሩክ ሰንበት ይግበረልና🙏❤❤
@user-bp5ye2rh6f
Жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃኩም እንዳገሬ እሙን ዝፍትወኩም ተጋርዋይ በሩክ ሰንበት ይግበረልና ሰላምን ህዝብና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳😃
@salamasalama2453
Жыл бұрын
@@user-bp5ye2rh6f ض
@zaebakulu8553
Жыл бұрын
amennnn amennnnn amennnn
@fanafani2638
Жыл бұрын
ተመስገን ኣታ ጎይታይ🔰 ኣብረሃም ለቢሙ 😲😂🔰
@user-dq1xr6gn7k
Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋይ ቅሳነት ዝመልኦ ዕለተ ሰንበት ክርስትያን ይግበረልና ምሉእ ሰላም የውርደልና እግዚአብሔር ኣምላክ👏❤🕊
@ddsd2475
Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ ኡሙን♥♥♥💛💛💛💊💊
@zufanzufan4300
Жыл бұрын
ኣያዘብራኣብሩክ ለካ ሕልሚ እዩ😍😍😍
@user-wo7zw5hk8l
Жыл бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት 🥰🥰🥰🥰🥰 እንኳዕ ደስ በለኩም ኣያ ዘብራኣብሩክ ሃፍቲሞም እልልልልል🤣💞😘😘
@yehaofficialmedia3139
Жыл бұрын
Welcome our beloved ❤❤
34:48
gere emun part 114 | ገሬ እሙን ክፋል 114
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 306 М.
18:57
ብርጌድንሓመዱ ጀርመን ይበል ዉዳበ፡ሓድሽ ምስጢር ምጅማር ኩናት 1998፡ ጠንቂ ምቁራጽ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ እንታይዩ?#eritreanmusic #eritrea
YEMANE INFO MEDIA
Рет қаралды 1,3 М.
00:30
Ouch.. 🤕
Celine & Michiel
Рет қаралды 21 МЛН
00:40
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 29 МЛН
00:14
Disparos en la colectora de la General Paz: ladrón atropelló a los policías que lo quisieron detener
CLARÍN
Рет қаралды 59 МЛН
00:17
Summer shower by Secret Vlog
Secret Vlog
Рет қаралды 13 МЛН
55:08
New Eritrean Serie Movie 2024 - Welodoy part 47 //ወሎዶይ 47 ክፋል By Memhr Weldai Habteab
Star Entertainment
Рет қаралды 158 М.
55:56
Gere Emun Part 187 | ገሬ እሙን ክፋል 187
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 276 М.
28:26
🛑ዝተመረፁ ኮሜዲታት kalu nekifar -ቃሉ ኔኪፋር,Awche,Amonfake TIk Tok Tigray Captivating Moments from Tigray's
ISAAC SHOW
Рет қаралды 23 М.
34:11
gere emun part 115 | ገሬ እሙን ክፋል 115
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 289 М.
35:50
እንዳ ዝማም - ክፋል 257 - Enda Zmam (Part 257), July 28, 2024 - ERi-TV Comedy Series- #Eritrea, #ERi-TV
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 65 М.
28:13
gere emun part 127 ገሬ እሙን ክፋል 127
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 343 М.
29:50
gere emun part 123 | ገሬ እሙን ክፋል 123
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 303 М.
35:08
gere emun part 116 | ገሬ እሙን ክፋል 116
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 283 М.
10:02
Mestyat Betna | "ንምሻጥ ዘይኮነ: ንምድሓን ኤርትራ ኢና ንቃለስ!" ኢሳያስ ወዲ ሞባእ
Mestyat Betna
Рет қаралды 37 М.
21:36
Kemalatkum - ገሬ እሙን Part 4 -New Ethiopian Tigrigna Comedy- gere Emun - (FULL) 2019
Kemalatkum Entertainment
Рет қаралды 406 М.
1:00
Армения меняет людей 😋 #тнт #shorts #юмор #камедиклаб #камеди #кравец #карибидис #армения #рецепт
Comedy Club
Рет қаралды 3,2 МЛН
1:00
#рекомендации #батёк #смешныевидео
funny video-batek
Рет қаралды 3,1 МЛН
0:32
Бабайка #юмор #рекомендации #прикол
МэдПринц 👑
Рет қаралды 2,5 МЛН
1:00
Затупился за сестру против сына местного авторитета 😨 #фильмы #сериалы
DixyFilms - Фильмы и сериалы
Рет қаралды 3,4 МЛН
0:37
Him TOOK the SAUCE out of the CAN of CHIPS 😳🍟🤣 #shorts #martaandrustam #khamitovy
Marta and Rustam
Рет қаралды 53 МЛН
0:34
Это не жиза,это ЖИЗНЬ😂инст: sarkison7
SARKISONCHIK.OFFICIAL
Рет қаралды 5 МЛН
0:54
小蚂蚁被感动了!火影忍者 #佐助 #家庭
火影忍者一家
Рет қаралды 11 МЛН