Gere emun part 14

  Рет қаралды 879,126

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን

5 жыл бұрын

new Ethiopian Tigrigna Comedy - gere emun-ገሬ እሙን Part 14 (FULL) 2019

Пікірлер: 807
@malhabib357
@malhabib357 5 жыл бұрын
ቢቱ ጋለበይ ሃይለ ናይ ሕማመይ ከፍ ዘለዋ ተዋሲኢት ኣድነቅቲ ቢቱ ሃይለ እስከ ላይክ ክክክክክክክክክክክ ቺክስ ክክክክክክክክክ ከፍ ኣለኪ
@gerami9435
@gerami9435 5 жыл бұрын
ገሬ እሙን እንካእ ብሰላም መፃእኩም ናፍቀኩም ቀንየ ኣብ ዘለክሞ ንስራሕኩም ኣሳልጦ ናብራኹም ቅሳነት ቅድስት ድንግል ማርያም ትሓልወና ደቂ ትግራይ ኣደይ ኣብ ሰዓታ ከዓ መtsiekum
@user-oy2su2zn6u
@user-oy2su2zn6u 5 жыл бұрын
ቦይ ፍሬንደይ ችክ ኢልኪ ዶ መፂኪ ለለ😆😆😆😆 ሰላምኩም የብዝሐዮ ኣቱም ፅሩያት ኣሕዋትናን ኣሓትናን ለምለም ዓይነይ ሓላል ፎታይት ደቃ ደሞ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣብፅሐና ንዕለተ ሰንበት ና ንወርሓዊ ብዓል ቅድስት ድንግል ማርያም ማርያም ትሓልኩም ትሓልየና ኣብ በብዘለናዮ
@user-do7gy1fu6z
@user-do7gy1fu6z 5 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ሰላም ፡ንኩላትኩም ደቂ ፡ተዋህዶ እንኳዕ ፡ንብዓለ ማርያም ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ካብ ኩፉእ ኩሉ ባዕላ ትሓልወና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-gb6zc1to6p
@user-gb6zc1to6p 5 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን፡ዚያዳይ!
@user-do7gy1fu6z
@user-do7gy1fu6z 5 жыл бұрын
ናይ ማርያም ባርያ እየ ናይ ኣምላከይ ኣደ! ኣሜን ኣሜን ኣሜን ምቅርተይይይይይ
@user-sv4rt7nh7u
@user-sv4rt7nh7u 5 жыл бұрын
አሜን
@user-do7gy1fu6z
@user-do7gy1fu6z 5 жыл бұрын
ሰላም የቅድስት ማርያም ሊጅ ኣሜን እሜን ኣሜን ዝያዳይይይይ
@slamslam3613
@slamslam3613 4 жыл бұрын
❤️
@semeregirmay1990
@semeregirmay1990 5 жыл бұрын
ዋው አታ ነዓይ እዛ ፊሊም ክተጸልለኒ እያ ገሪየ እሙን አጀኻ ቀጽሎ ንስኹሙስ እንቃዕ ጎሮባብትናን ይሕዋትናን ኮንኩም እሰከ ብስም ተጋሩ ንገርየ Like ሃብሎይ !!!
@teklitmicheal6989
@teklitmicheal6989 5 жыл бұрын
Like ሂበካ ኣለኹ ስሙር ዓርከይ
@semeregirmay1990
@semeregirmay1990 5 жыл бұрын
እወ አብኡ ርገጽ አነ ውን መልሰልካ አለኩ Like ተኽልተይ
@meleygereziher5429
@meleygereziher5429 4 жыл бұрын
ቀፅልሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ keep it up
@selamkiribzah
@selamkiribzah 4 жыл бұрын
Nay bihaki tegaru ahwatna gorebetna im agree with you too bto
@yowhanasolomon8969
@yowhanasolomon8969 3 жыл бұрын
ኣብ ናትና እዉን ደቂ ኣነስትዮ ታይ ኮይነን ድሕሪ ሓዳር ይረጉዳ ዝብል ሓጸርቲ ናይ ጎደና ሕቶታትsubscribe ይግበሩልና,$$ kzfaq.info/get/bejne/qd2UYNt5yt_Sp5c.html
@tesfaaleni6133
@tesfaaleni6133 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኮሜዳዊትን አዋናዊትን ፊልም ኣጆኩም ሓውኩም ኤርትራዊ
@tesfuteklu5018
@tesfuteklu5018 5 жыл бұрын
ዋው ገለኣይነት ኮመዲ ጽብክቲ
@user-ee3gj9hw3y
@user-ee3gj9hw3y 5 жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@slamhslamh2513
@slamhslamh2513 5 жыл бұрын
የቀንየልናሓውናሽኮር
@danielhadgu
@danielhadgu 5 жыл бұрын
ቆንዳፋት ዓጋመ ፡ ቆማላት ተጋሩ
@user-ee3gj9hw3y
@user-ee3gj9hw3y 5 жыл бұрын
@@danielhadgu kondaf nska tray aka amber nhnas hade ana
@Brave-Is_Mine1
@Brave-Is_Mine1 5 жыл бұрын
ሽሮ ፈሰስ ጎረቤት ከምዝርብሽ ጌርኪ ስርሒ ዓይነይ😂😂😂 ጽቡቕ ስራሕ ተጋሩ የሕዋትና!!!ቀጽሉ ኣጆኹም ንምዕቃብ ቃንቃኹምን ባህልኹምን!!!!
@muluabay2417
@muluabay2417 4 жыл бұрын
O M
@Lovt143
@Lovt143 5 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ማራ መሃሪትን ኣስሓቂትን ሓውኹም ፊልሞን ኻብ ኤርትራ
@f2fyfufxhfhd86
@f2fyfufxhfhd86 5 жыл бұрын
Filmon Eyob 😍😍😍
@Tomsingss188
@Tomsingss188 5 жыл бұрын
ሎሚ እያ ትግርኛ ተዋስእቲ ዝረኸበት በርትዑ you guys all are awesome
@lloveyou1210
@lloveyou1210 5 жыл бұрын
እንኮዕ እመቤታችን ድንግል ማርያም በስላም ኣብፀሐኩም ደቂ ዓደይ በብዘለናዮ ኣይትፈለየና ኣደና ማርያም👏👏👏👏💗
@Bereket-Tube
@Bereket-Tube 5 жыл бұрын
አቱም ሰባት............. ዛድራማ ብልፅቲ እያ እንያዋ ላይክይ ሼርይ አይትሕመቑ
@melodynebi7157
@melodynebi7157 5 жыл бұрын
ተገሩ ለዋሃት ፍቅርኹም ይብዛሕ።
@geseyfu589
@geseyfu589 5 жыл бұрын
ብመጀመርታ ዝተከበርኩም ናይ ዚ ድራማ ተዋሳአቲ ከመስግነኩም ይፈቱ። እዚ ጅማሮ እዚ ንምዕባለ ቋንቋ ትግርኛን ባህልና ንምልላይን ጥራሕ እንተይኮነስ ንሕና ትግረዎት ካብ ማንም ንላዕሊ ክእለትን ጥበብን ከም ዘለና ዝተምሃርኩሉ እዩ። ስለዚ ኣሓተይን ደቂ ዓደየን እዚ ጅማሮ ናብ ዝለዓለ ደረጃ ከም እተብፅሕዎ ኣይጠራጠርን። ብፍላይ ንገሬ እሙን ን ጀኮርን!!!
@zenebugebrekidan
@zenebugebrekidan 5 жыл бұрын
እንካዕ ብደሓን መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን💒💒💒💕💕💕ደስ ክብል ማርያምለ ሰምበትለ ልተባረከይ ልተቀደሰይ ሰምበት ትግበረልና ተውዕለና መዓራተይ አሜን፫🤲🤲🤲🤲💓💓💓💓
@birhangebru5460
@birhangebru5460 5 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@user-ff6gl2ix3b
@user-ff6gl2ix3b 5 жыл бұрын
እመቤታችን ወላዲት ኣምላክ ካብ ክፍእ ተድሕነና እንዳ ገሬ እሙን ማዓር ጥረብረብ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ገሬን ቤቲን ዝፎቶ ላይክ ❤❤❤❤
@emhahabtab6482
@emhahabtab6482 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@user-xj2jd2gn1g
@user-xj2jd2gn1g 5 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@user-do7gy1fu6z
@user-do7gy1fu6z 5 жыл бұрын
ንክብረትኪ ክስዋእ እየ ትግራይ ዓደይ ኣለናልኪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ምዓረይይይይይ
@user-ff6gl2ix3b
@user-ff6gl2ix3b 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናሓላለይ❤❤😘😘
@user-tl8ng8ep2j
@user-tl8ng8ep2j 5 жыл бұрын
ኣሜንንንንን
@MP-lu8mh
@MP-lu8mh 5 жыл бұрын
እንዳ ገሬዋ ክሳብ ዝርእዮ እንኳዕ ብዳሓን መፃእኹም ምቑራተይ። ብሩኽ ሰንበት ይኹነልና ድማ። 💓💐💓💐
@agiazitalula3331
@agiazitalula3331 5 жыл бұрын
ሰናይ ዕለት!🙏 ንኹሉኹም ቸዋሳእትን አድነቅትን!🌹 ገሬ እሙን ቤቲቲ ኻ አስጢምካ ሓዝ! ❤
@mengstabrezene5484
@mengstabrezene5484 5 жыл бұрын
ኣያ ዘረኣብሩኽ ሰሓቕ ቀቲሎምኒ ሎሚ ንዘደርሆ ሰሪሕካ መረቕ መረቑ ልንቅጥ ተብሎ 😍❤እወ ተብሎ😀😀😀ኣበይ እማ እኒሆ ቅቅቅቅቅ ተጋሩ ኣጆኹም ቀጽልዎ ኣቱም ዳያይ ዘብርኣብሩኽ ተመቺኹሙና
@Semaycinema
@Semaycinema 5 жыл бұрын
ፅቡቕ ስራሕ። ተባረኹ። ፅምኢ ድራማ ትግራይ ኔርና እዩ። ቀፅልዎ ኣብ ጎንኹም ኣለና።
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 5 жыл бұрын
Yebe yebel
@yowhanasolomon8969
@yowhanasolomon8969 3 жыл бұрын
ኣብ ናትና እዉን ደቂ ኣነስትዮ ታይ ኮይነን ድሕሪ ሓዳር ይረጉዳ ዝብል ሓጸርቲ ናይ ጎደና ሕቶታትsubscribe ይግበሩልና,$$ kzfaq.info/get/bejne/qd2UYNt5yt_Sp5c.html
@GoingUp-cg6wl
@GoingUp-cg6wl 5 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ንፍዓት ተዋሳእቲ ተጋቱ ዘረባኹም ማራ ኢየ ዝሕብዮ ብፍላይ ናይታ ንእሽተይ ሕርሞ and fatheran
@yowhanasolomon8969
@yowhanasolomon8969 3 жыл бұрын
ኣብ ናትና እዉን ደቂ ኣነስትዮ ታይ ኮይነን ድሕሪ ሓዳር ይረጉዳ ዝብል ሓጸርቲ ናይ ጎደና ሕቶታትsubscribe ይግበሩልና,$$ kzfaq.info/get/bejne/qd2UYNt5yt_Sp5c.html
@abrhalenee753
@abrhalenee753 5 жыл бұрын
ማእከለሽ ከፍ ኣለኪ ብዝኸነ ኣጀኩም ሓውኩም አራትራዊ❤️❤️❤️❤️💯
@wedibaba143
@wedibaba143 5 жыл бұрын
ዌል ካም ደቂ ትግራይ ብልጽቲ ፊሊም እያ ነተባባዓዮም ላይክ ሂብና ንውጻእ ፍትዋት
@rigeatweldearegaym4712
@rigeatweldearegaym4712 5 жыл бұрын
waw des tbl flmi
@arkanshalom7740
@arkanshalom7740 5 жыл бұрын
ተጋሩ ከምዚ ዘይትመስሉኒ ነይርኩም ኣብ ኮመዲ! ማራ ኬፍ ኣለኩም! ክካታተለኩሙ እየ ካብ ሎሚ። ካብ ዘፍቅረኩም ሓውኹም ኤረትራዊ❤️
@user-vv9pc4ld7j
@user-vv9pc4ld7j 5 жыл бұрын
አነ አብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ እየ ተኸታቲለዮ ትማሊ ጀሚረ ሕጂ ወዲአዮ ብዘይ ትፅቢት ሕጂ ግን ኡፉፉፉ መን ክፅበዮ ዮ ሰሙን ዛኣክል ብዝተረፈ ዋው.....ዋው.....👌👌😘😘
@user-do7gy1fu6z
@user-do7gy1fu6z 5 жыл бұрын
ሰላም ደቂ ትግራይይይይ ወርቂ ሰላም ኩም ይብዛሕ እንኳዕ ፡ብሰላም መጻእኹም ፡ኩቡራተይይይይ ወላዲት ኣምላኽ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ትሓልውኩም ኣሜን
@user-gb6zc1to6p
@user-gb6zc1to6p 5 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብርክተይ!
@user-do7gy1fu6z
@user-do7gy1fu6z 5 жыл бұрын
ናይ ማርያም ባርያ እየ ናይ ኣምላከይ ኣደ! ኣሜን ኣሜን ኣሜን ምዓረይ ከመይ ኣለኺ ከመይ ድየ ናፊቀኪ
@user-mc5ho4vs2e
@user-mc5ho4vs2e 5 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝያዳይ
@user-do7gy1fu6z
@user-do7gy1fu6z 5 жыл бұрын
ገነት ጋል ኣርቶዶክስ ተዋህዶ ገነት ጋል ኣርቶዶክስ ተዋህዶ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ምቅርተይይይይ
@yowhanasolomon8969
@yowhanasolomon8969 3 жыл бұрын
ኣብ ናትና እዉን ደቂ ኣነስትዮ ታይ ኮይነን ድሕሪ ሓዳር ይረጉዳ ዝብል ሓጸርቲ ናይ ጎደና ሕቶታትsubscribe ይግበሩልና,$$ kzfaq.info/get/bejne/qd2UYNt5yt_Sp5c.html
@EriCoralo
@EriCoralo 4 жыл бұрын
ሰብ ተስፋ አጆኹም ቀጽልዎ👍❤👍❤👍❤👍❤👍 ኤርትራዊት 🇪🇷
@etheriahmed7950
@etheriahmed7950 5 жыл бұрын
ገሬ ኡሙን ጇኬየር ብጠቅላላ ኩሎም ተዋንይንን ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ጎበዛት ምትብባዕ ዘድልዯም መንእሰይት
@user-mc5ho4vs2e
@user-mc5ho4vs2e 5 жыл бұрын
እንካዕ ኣብፅሕኩም ንውርሓዊ ብዓል ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣማላጅነታ ብረከታ ኣይፈልየና
@askalegebremichael783
@askalegebremichael783 2 жыл бұрын
እግዝብሄር ዕድመን ጥዕናን የበና ዓይኒ ለዓይኒ ክንረአ ሓሳልብና የስምረልና ብጣዕሚ እኹም ደስ ትብሉ ቀጽልሉ
@tekleababraham151
@tekleababraham151 4 жыл бұрын
Love tgray comedy from Eritrea 🇪🇷❤️
@iampruodmyselfsami8155
@iampruodmyselfsami8155 5 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ኢዩ ትሰርሑዋ ዘለኩ ቀጻልነት ንክህልዋ ተስፋ ይገብር ።ግና ቁርብ ኣብቲ ትግርኛናስ ጸግም ኣሎ ማለት ኣምሓፍኛ ቃላት እንዳ ተጠቀምኩም ብልምዲ 'ዩ ይመስለኒ እንበር ብፍላጥ ኣይብሎን ኢየ።ስልዚ ክተስተዎሉሉ ኣለኩ ንምዕባላ እቲ ቛንቛና እውን ትግርኛ ጥራይ ተዝኮውን የቐንየለይ።
@rshanrshan2161
@rshanrshan2161 5 жыл бұрын
ክክክ ንስካ እወን ፍትሒ ንቃላት አማሓፍኛ
@iampruodmyselfsami8155
@iampruodmyselfsami8155 5 жыл бұрын
rshan rshan ክክክክክ ማዓስ ዓሚጸዮ ?
@rshanrshan2161
@rshanrshan2161 5 жыл бұрын
@@iampruodmyselfsami8155 ካብዚ ዝበለ ኣማሓፍኛ ኣማርኛ እዩ ዝባሃል ወይ ድማ ብተለምዳ አማሕርኛ ይባሃል ትግርኛ ትግጥማ ዲካ ሳሚ ዓይነይ
@iampruodmyselfsami8155
@iampruodmyselfsami8155 5 жыл бұрын
@@rshanrshan2161 ኦኬይ ክክክክክ ሕጂ ተረዲኢኒ እቲ ጌጋይ ተመሊሰ ምስ ኣንበብኩዋ እታ ጽሕፍተይ የቐንየለይ ።
@yowhanasolomon8969
@yowhanasolomon8969 3 жыл бұрын
ኣብ ናትና እዉን ደቂ ኣነስትዮ ታይ ኮይነን ድሕሪ ሓዳር ይረጉዳ ዝብል ሓጸርቲ ናይ ጎደና ሕቶታትsubscribe ይግበሩልና,$$ kzfaq.info/get/bejne/qd2UYNt5yt_Sp5c.html
@nebyatmekelle1320
@nebyatmekelle1320 5 жыл бұрын
I never get tired watching this comedy . Thank you for make me happy. Keep going deki adey
@meazageremeazagere4342
@meazageremeazagere4342 5 жыл бұрын
ጥዕና ይሃበለይ ደቂ ትግራይ ዓደይ😍😍😍😍😝 ናይዚ ፕሮግራም ንመጀመርታ ግዜ እየ ዝከታተል እየ እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ በሉኒ
@zenebugebrekidan
@zenebugebrekidan 5 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኪ ፅብቅተይ
@user-im1qs4fj2m
@user-im1qs4fj2m 5 жыл бұрын
እንኳዕ ብስላም መፃእኺ ቆንጆ ምምፃእኺ ደስ ኢሉና
@gereemunentertainment
@gereemunentertainment 5 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃካ
@kidusgezahegn4185
@kidusgezahegn4185 5 жыл бұрын
Welcome sis
@yowhanasolomon8969
@yowhanasolomon8969 3 жыл бұрын
ኣብ ናትና እዉን ደቂ ኣነስትዮ ታይ ኮይነን ድሕሪ ሓዳር ይረጉዳ ዝብል ሓጸርቲ ናይ ጎደና ሕቶታትsubscribe ይግበሩልና,$$ kzfaq.info/get/bejne/qd2UYNt5yt_Sp5c.html
@user-il5zb6ts5o
@user-il5zb6ts5o 5 жыл бұрын
ዋውውውው ኣታ ዚኣ ካዓ ዝበለፀት ፍልሚ ቀፅልሉ ደቂ ዓደይ ብሃንቀውታ ክፅበያ ዝፀናሕኩ ፍልሚ ኣይትጥፍኡና ሽኮሪናታት
@qudusegziabher4338
@qudusegziabher4338 5 жыл бұрын
welcome ደቂ ሓላል መሬት ቀዳመይቲ እምበር ሎማዓንቲ ክኣ *ኣደይ ማርያም አበ ዘለናዮ ካብ ክፋእ ትሓልወና ሰናይ ዜና ተስምዓና ደቂ ዓደይ* ብስም ገሬ እሙን 👍 ኣይትረስዑ ዝተረፈ ሪአ ክምለስ ኣይረኣክዋን
@loveethiopiayoutube3924
@loveethiopiayoutube3924 5 жыл бұрын
Amen amen amen
@ilovemycountryethiopia3450
@ilovemycountryethiopia3450 5 жыл бұрын
Amen shikor
@user-il5zb6ts5o
@user-il5zb6ts5o 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝያዳይ
@zenebugebrekidan
@zenebugebrekidan 5 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN
@meklitehabshawit5955
@meklitehabshawit5955 5 жыл бұрын
Subscribe adrgugne beknente💕😍🙏
@hagoszeray6953
@hagoszeray6953 5 жыл бұрын
ኣታ እዚኦም ኣበይ ተከዊሎም ኔሮም በሓቂ ኣናበስ ማራ ተዛንቅጉዑ ኢኩም ቀጽልዎ ኣናብስ ።ካብ ኤርትራዊ ሓዉኩም!
@robelrobel5823
@robelrobel5823 4 жыл бұрын
ኣምበሳ hagos zeray
@teklutewelde803
@teklutewelde803 5 жыл бұрын
ዋውውውው ገለ ዓይነት ኣድኒቀኩም ካብ ሎሚ ንደሓር ቀዳማይ ተሰላፊ ኮይነ ኣለኩ ነሓግዞም ላይክ ሸር ኣይንሕመቅ የቀንየለይ ካብ ሓውኩም ኤርትራዊ
@robelrobel5823
@robelrobel5823 4 жыл бұрын
Teklu ኣምበሳ
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@genetgeryeiamproudoftigray3032 5 жыл бұрын
Welcome ደቅታ ሓላል መሬት ተጋሩ ቀፅልሉ
@user-vr7uu6yx8t
@user-vr7uu6yx8t 5 жыл бұрын
ዋው ናይ ሎማዓንቲ በጣዕሚ እያ ደስ ዝትብል ። ንኣያ ዘብራኣብሩክ ናይ በሓቂ ወስድዎ እሞ ኣብ ኣሜርካ ኮይኑ ይስረሐልና ድራማ🖐️🖐️💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳😍😍
@user-eu2pb9lw8f
@user-eu2pb9lw8f 5 жыл бұрын
ኳዕ ድሓን መፃኩም ዳገሬ እዛ ቤቲስ ቃሕ ክትብል💖
@user-mr8yy4qt8i
@user-mr8yy4qt8i 5 жыл бұрын
እንዳ ገሬ እሙን ሲ ምበይንኩም ኢኩም ማራ ኬፍ ዘለኩም Gbu kab asmera eritrea
@user-vt1qh7ym9t
@user-vt1qh7ym9t 5 жыл бұрын
እንካዕ ደሓን መፃእኩም ዝያዳታት🇻🇳🇻🇳🌷🌷🌱💔
@semere7388
@semere7388 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ኑፉዓት ተዋሳእቲ ካብ ሕድሕድ ዘይትበላለጹ እንዳ ኣዘነጋዕኩም ትምህሩ ዓይኒ ጸላኢኹም ይደፈን
@user-il5zb6ts5o
@user-il5zb6ts5o 5 жыл бұрын
ኣሜን
@waad4054
@waad4054 5 жыл бұрын
ንፈዓት ተጋሩ ዘይከም ኤርትራዉያን ምክሐ ዝይትፈልጡ ስቕ ኢልኩም ኣብ ምዕባለነን ንቕድሚትን ትሓሰቡን ትስርሑን ፡ ፡ ብጣዕሚ ትድነቑ ኣይትሕመቑ ። ኤርትራዎያን'ሲ ዓጋመ ኢልና ክንጻራፍ ድሕሬኹም ተሪፍና ዓዲ የብልና ዓዎዲ ፡፡
@user-zq7fh3vw2h
@user-zq7fh3vw2h 5 жыл бұрын
ኣታ ኣነ ገለ ክሰምዕ እየ ትግረዋይሲ ልዕሊ ኤርትራዊ እዝሞ ፈጺሙ ዘይከውን እዩ
@semiryesue3587
@semiryesue3587 4 жыл бұрын
@@user-zq7fh3vw2h ታዴካ ነፊህካ እወ ህጂ ድማ ልዕሌኩም ኢና
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 жыл бұрын
💜💜💜💜💜💜💜💜
@user-fd6zs4lu7q
@user-fd6zs4lu7q 4 жыл бұрын
Ajekua komeu aybahaln kulu selam kkonelna eyu ab kereba ewan keymesleka beynka mmebal mebale aykonen nakatkum tsegem tsegem a eyu selamkum selam a eyu bselam nktdks gorebetka ydeks zbehal msla alo emo zhawey kulu nkeri ( nkstekakel) habirna nsrahalu hagerna nknemaebl ajekum ab gonkum ena
@user-fd6zs4lu7q
@user-fd6zs4lu7q 4 жыл бұрын
@@user-zq7fh3vw2h eway dhret malets kemzi eyu yaes jgna
@filmonmenghis9011
@filmonmenghis9011 5 жыл бұрын
I am Eritrean but i can‘t stop laughing with those Comedies. We love you
@seyfutesfay
@seyfutesfay Жыл бұрын
Hasawi
@philmonzeray5637
@philmonzeray5637 5 жыл бұрын
Atum sebat eza tigray tmiebl eya zela Kef zelewa kolia from Eritrea.
@sebkulukubur918
@sebkulukubur918 5 жыл бұрын
Ata Ane aza film ketexeleni deliya abey eya thalfeni neyra bejakum like habuni nmejemertay eye zkatetela deleku
@user-xn8jp9tg8g
@user-xn8jp9tg8g 5 жыл бұрын
ብዕራይ ኣይማሓሸን ነይሩ ገለ ተረፍ እንተርከብኩ ።ሞራል ሃብለይ ነዞም ስድራ
@user-mw2cj7sj9l
@user-mw2cj7sj9l 5 жыл бұрын
ኣነስ ገሬ እሙን ምስ ቬቲ ብጣዕሚ ፍቱው ዘብሎም ቀጽልዎ ደቂ ትግራይ ኣሕዋተይ ሰላምኩም ይብዛሕ ካብ ሓፍትኩም ኤርትረሰዊት
@alemayehuyirgaalemayehuyir832
@alemayehuyirgaalemayehuyir832 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝትብል ዲራማ እያ አየኹም በርትዑ ብጣዕሚ ኢና ንፈትየኩም
@binibini1525
@binibini1525 5 жыл бұрын
ይበል ይበል ትኪድ ንቅድሚት ደቂ ትግራይ ኩሑሎ ከማኩምስ መን አሎ
@user-im1qs4fj2m
@user-im1qs4fj2m 5 жыл бұрын
ቤቲ ሽኮር ብዙሕ ኣይትቆዝሚ
@lloveyou1210
@lloveyou1210 5 жыл бұрын
ጆኮር ዝፈትው እስኪ💃like💗👈
@hgggfgg38
@hgggfgg38 5 жыл бұрын
ዋውውውው ዓይንይ አባይኩም ይዳፍን ምቁራት ዳቂ ትግራይ
@tesfalemmuruts3476
@tesfalemmuruts3476 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉ ቀጽልሉ !!!
@themaischannel7092
@themaischannel7092 5 жыл бұрын
Ane qedamay rieya like eske habuni errtrawi eye gene betami eye zefetwo nay tegray filim
@fil8482
@fil8482 5 жыл бұрын
I love this comedy So I hope like this Family in my life.
@bruketv7986
@bruketv7986 5 жыл бұрын
ንደረስትን ንተፃወትቲ ዓቢይ ሞራል LIKE
@danielhaile4665
@danielhaile4665 5 жыл бұрын
Love you😍 Tegaru I,am from Eritrea& Belgium
@eritreanafrican7765
@eritreanafrican7765 5 жыл бұрын
Hasawi, geledo agame tekatibka konka eka
@eriboy9694
@eriboy9694 5 жыл бұрын
@@eritreanafrican7765 😂😂🤣❤️wedi Eru🇪🇷❤️
@simretgebre9200
@simretgebre9200 4 жыл бұрын
We love you too shikor wedi Ere.
@eriboy9694
@eriboy9694 4 жыл бұрын
@@simretgebre9200 ♥️✌️
@danielhaile4665
@danielhaile4665 4 жыл бұрын
Eritrean African Smu habieu dzareb mo niks voor daniel😁 abey dea krdeaka mber brukey😉
@sabatadesse-lee618
@sabatadesse-lee618 5 жыл бұрын
I love this show and I really like actors and actresses very funny and talented.
@erilovehkm1422
@erilovehkm1422 5 жыл бұрын
እስከ በሉ ኣይትሳኣኑ ጥበብኩም ይዛሪ። ከምቲ ባህግኹምን ድሌትኩም ድማ ሰላም ዝበዝሖ ሽግር ዘይብሉ ምሉእ ምዕባለ ይፍጠረልኩም ደቂ ትግራይ ጻዓዲት።
@user-sk4dd4gq7s
@user-sk4dd4gq7s 5 жыл бұрын
amen amen amen
@user-xs7zi6ll6j
@user-xs7zi6ll6j 5 жыл бұрын
ኩሉኩም ኬፍ ኣለኩም ።ግን እዚ ኣቦኦም እዛ ንእሽተይ ጎሉን ኬፍ ዘለዎም ፡በሉ ምስ ኩሉኩም ኣምላክ ምሳኩም ኣይ ትጥፍእና ሓውኩም ካብ ኤርትራ።
@robelrobel5823
@robelrobel5823 4 жыл бұрын
Kesete habtom nንፋዕ
@ashaa1779
@ashaa1779 5 жыл бұрын
My favourite comedy series of all time😂😘 Ajokum kexliwo
@user-yn9ge4ed8n
@user-yn9ge4ed8n 5 жыл бұрын
እታ ናይ ምብላዕ ኣክተር ግን ነቲ ረጉድ ወዲ እያ ክትከውን ነይራ ከም ሪኢቶ እየ ተናጊረ
@filmonberhanetesfagabir5353
@filmonberhanetesfagabir5353 5 жыл бұрын
ኑፉዓት ኣጆኹም, ቀጽሉዎ ሓውኩም ካብ ኤረትራ ኢየ ዕብየት ንትግሪኛ44።
@robel6490
@robel6490 5 жыл бұрын
ብጣሚ ኢየ ዝፍትወኩም ሐውኽም ካብ ኣስመራ ቀጽልዎ
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 3 жыл бұрын
ኤርትራ ዘይትብል ድሁል
@user-lf4nh7uq4b
@user-lf4nh7uq4b 5 жыл бұрын
ያ ከም ገሬ እሙን የለን ብልቢ ማራ እይ ዝፈትዎ ኪፍ ኣለዎ ኣይ ትሕመቅ ቀጽሎ ገሬ እሙን ።
@zafuhabesha3678
@zafuhabesha3678 5 жыл бұрын
ካብ መቐለ ኣዲስ ኣበባ 5 ሰዓት ክክክክክክ ዋዛ ምስ ቁምነገር ዘና ኣቢልኩምና ቀፅልዎ።
@user-qn6lx1zb4e
@user-qn6lx1zb4e 5 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መጻኩም ደቂ ሓላለ መሬት ገለ ዓይነት ኮሚዲያ ን ገሬ ዝፈቱ ካዓ አጥዕምኒ እስኮ
@hanibalgebar9535
@hanibalgebar9535 5 жыл бұрын
ክክክክክክ ኣታ ኣነ ኢዞም ተጋሩ ፈትየዮም ክመውት ኢለ
@mashokahsay21
@mashokahsay21 5 жыл бұрын
this is amazing comedy ewe gena gitimieble eya
@hailzgihailway5248
@hailzgihailway5248 5 жыл бұрын
ላይክ ሃቡና ኣቱም ብሩካት ኣፍቂርናስ ምርዳእ ኣብየናና ኣፍቅራና እባ ኣዋልድ like ጽቀጡ ።
@user-co2xy1tz9l
@user-co2xy1tz9l 5 жыл бұрын
Wellcom ትግራይ የሕዋትና ለምለም ዓይነይ ናፊቅናዮ ወ እንጀራ ዓድና ስደት ኮርናፍ likeeee እስከ የሕዋት
@user-qy7dg8sb5z
@user-qy7dg8sb5z 5 жыл бұрын
ሽኾሪናታት እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ስላምኩም ብዝሕዝሕ ይበል ይበል ይበል ደቂ ትግራይ ዓደይ √√√√√√√√√
@galtigray4809
@galtigray4809 5 жыл бұрын
በጣዕሚ ደስ ዝበል ፊልም እዩ ገዛና ውውውው♥♥♥
@user-sl2tu8nd3z
@user-sl2tu8nd3z 5 жыл бұрын
Like ጎይታይ ዓይነይ ዳበለት ንሰብኣያ ትእዘዝ ኣደ ማራ'ያ ደስ ትብለኒ ኣክብሮት'ውን ኣለኒ።
@mytigraylove9621
@mytigraylove9621 5 жыл бұрын
ክክክክክክክክ ብስሓቅ ሞይተ! ክሳዕ ሎሚ ዘይፈለጥኩኩም ነይረ እዋይ አነ
@saadeyemadenlij2989
@saadeyemadenlij2989 5 жыл бұрын
እንካን ብዳሓን መፃእኹም ♥♥
@qudusegziabher4338
@qudusegziabher4338 5 жыл бұрын
ዋውው እሰይ ጽሩያተይ ቀጽልዎ
@habtomzaydom9575
@habtomzaydom9575 5 жыл бұрын
Eritrawi eye nay hahwatey tegaru film des endabeleni eye zreyo xbuk srah Gerye . Joker .zerabruk.lemlem ayney ....... bahafesh kulatkum nic srah
@danielkahsay5038
@danielkahsay5038 5 жыл бұрын
Habtom zaydom komal agame tegeraway eka hasawi
@habtomzaydom9575
@habtomzaydom9575 5 жыл бұрын
@@danielkahsay5038 hmak aymlselkan eye meknyatu ane hlna aleni slezi komal agame zeykonku btaemi yhark tezkewn naay mahasheni Abi seb meknyatu kab nhnan nsun sele zhaysh
@danielkahsay5038
@danielkahsay5038 5 жыл бұрын
@@habtomzaydom9575 atum komalat sel mentay gen b mannetkum tahaferu fooooooo nay tegaru mennet enda hader zhfer mennet blbi neska tegeraway eka qondaf egeri tegaru ketefu alekum kab mderi alem kentfakum ena ms amaharu yhewatna koyna deqi lementi alet
@habtomzaydom9575
@habtomzaydom9575 5 жыл бұрын
@@danielkahsay5038 hlna nay wushti hgi eyu hlna gberi naay tgraway elkni welhade aykewnn gn zsmaani keymesleki meknyatu kabaki sle zhaysh kabti diktatotor srat mdgaf 015213995699 dewlley metan nab lbki tetemeleski
@danielkahsay5038
@danielkahsay5038 5 жыл бұрын
@@habtomzaydom9575 kela sk bel komal tgeraway hasawi eka ms tegaru kedawawel geiza mafi wedi komal hasawi jelfaf
@user-ow4xg6mb8j
@user-ow4xg6mb8j 5 жыл бұрын
Wow wow mara bertiekum aytekealikumin team gere keep it up...
@brhanakahsay2513
@brhanakahsay2513 5 жыл бұрын
Awwwww des tbl filim ada zerabruk family btami ekum tshukuni i m eri I love you tgray
@johnkidane5066
@johnkidane5066 5 жыл бұрын
Ata entay shigar eu kbdey eko hamime bjakum 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@user-ie4hn4br4c
@user-ie4hn4br4c 5 жыл бұрын
እንካዕ ብደሓን መፃኩም ገዛና ። ጌሬ ሽኮር እቲ ሓቃዊ ሁወትካውን ከምቲ ካራክተር ተዝኮነልካ ።
@wediyayquatit9170
@wediyayquatit9170 5 жыл бұрын
Way nski si zeytikedemi ab KZfaq dike gezaki
@user-bk4dx1oi9z
@user-bk4dx1oi9z 5 жыл бұрын
ትግስት ፈታዊት ሞሞና ኤማተይ ዳኒአልከ ምሳና ድዩ ክበልዕ ክክክክክ
@user-ie4hn4br4c
@user-ie4hn4br4c 5 жыл бұрын
@@user-bk4dx1oi9z kkkkk
@simonluul7958
@simonluul7958 5 жыл бұрын
ንፍዕቲ ጛል ለባማት ከምቲ ንስኪ ነኣማኒኤል ተድንቅዮ ኣነውን ንሰሌ ወዲ ሃይለ ማራ ኢየ ዘድንቆ ብ ዝኮነ ሰላም ኣብ ዘለክዮ(ምስ ሞሞና ከኣ የራክብኪ)ፈታሪ
@yowhanasolomon8969
@yowhanasolomon8969 3 жыл бұрын
ኣብ ናትና እዉን ደቂ ኣነስትዮ ታይ ኮይነን ድሕሪ ሓዳር ይረጉዳ ዝብል ሓጸርቲ ናይ ጎደና ሕቶታትsubscribe ይግበሩልና,$$ kzfaq.info/get/bejne/qd2UYNt5yt_Sp5c.html
@AliAli-ov3yu
@AliAli-ov3yu 5 жыл бұрын
Aኣትምሰባት ትግራይ ክተለምዕ እያ ዳይንቅድሚት ዓበይሃገረ ትግራይ
@mgychannel
@mgychannel 5 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ የሕዋትና ቀጽልዎ እስከ
@akhbrtmama4237
@akhbrtmama4237 4 жыл бұрын
❤️❤️🇪🇹🇪🇷
@gizesarke891
@gizesarke891 5 жыл бұрын
ገሬ ኡሙን ኮሜዴ ተከታታሊ ፊልሚ ብጣዕሚ ደስ በሃልን ወቅታዊ ጉዳይ ንህዝቢ ትግራይ ዘመሓላልፍ በኪነ ጥበብ ብርዒ አቢላ ንተከታታልትአ ተብፅሕ እያ ፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡
@user-lc1uh6ph6e
@user-lc1uh6ph6e 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ፁቡቕ ስራሕ ደቂ ትግራይ ሽኩራት
@user-og4ok5fr9i
@user-og4ok5fr9i 5 жыл бұрын
ዋውውውው 3ነኝ🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳😘👉👉😘😘😘
@eyobteku3070
@eyobteku3070 5 жыл бұрын
ጽቡቅ ኮሚዲ ግን ክነቅፈኩም እየ እቶም ቆልዑ ኣርባዕቲኦም ማናቱ መሲሎም ኣብቲ ዕድመ ክፋላለዩ ነይርዎም ሓወኩም እዮብ አርትራዊ እየ
@meleygereziher5429
@meleygereziher5429 4 жыл бұрын
Eyob ሓወይ ዋላ ኣነ እውን ክሓምዬ ፀኒሐ
@robelrobel5823
@robelrobel5823 4 жыл бұрын
ንፋዕ
@almazgiday9935
@almazgiday9935 4 жыл бұрын
አሰይ ጥዑማት ወረ ኩሉ ናትኩም ሙቁር እቲ ቃላትኩም ልስልስ ዝበለ ከምዚ ናይ ካልእ ደረቅ አይኮነን ሙቁራት ትግራና ጀጋኑና
@imissmama3978
@imissmama3978 5 жыл бұрын
ኣታ እዛፊልሚን ተዋሰእታን ሽኮር,ያ ሞራል ንሃቦም እስከ ገሬ ዝፈቱ እስከ!
@mebrhittesfay4508
@mebrhittesfay4508 5 жыл бұрын
Wawwww
@onlyone3996
@onlyone3996 5 жыл бұрын
ዝፈልጦ ታኣምራት የብለይን like gberuley
@emmanuelaraya9399
@emmanuelaraya9399 5 жыл бұрын
እጀኹም ምዕባለ ሃገር ኣብ ልምዓት እዩ ። 100% from red sea camels
@user-ec9zx4ob9r
@user-ec9zx4ob9r 5 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ማዓረይ እንካዕ ዳሓን መፀእኹም ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ስራሕ እዩ ቆፅልዎ አነ ድማ አብ ስደት ዝነበር ሓፍትኹም እዮሞ ናብ ዓደይ ምስተመለስኩ ግን ከምቲ ናትኩም ስራሕ ክሰርሕ ሕልሚ ኣለኒ ሶ ሰሰናዩ ናዓኹም ሙጩዋተይ
@divoras
@divoras 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ነፊዕኩም ተጋሩ ኣሕዋት ብሉጻት ተዋሳእቲ - ሓውኹም ኤርትራዊ!
@selamyihun8102
@selamyihun8102 5 жыл бұрын
Good comedy,i feel I need to see Tigray next year.
@danielmekonen6031
@danielmekonen6031 4 жыл бұрын
Nay megemeriya gze eza film eta nay Tigray yra aleku. Bzeyka nay Selomun haile derfi kali nay Tigray re'a ayfelitn eye. So i am very proud of you Tegaru ahwatna and keep going on
@tigraweytieyatigraweytieya3307
@tigraweytieyatigraweytieya3307 5 жыл бұрын
Welcome deki halal by the way gera (miki) yefeliteka eya gal adigrat silezikoniku afitu 07 endiu gezaka neyru ab tika menahariya ...maletey siy adinaketika eya
@yowhanasolomon8969
@yowhanasolomon8969 3 жыл бұрын
ኣብ ናትና እዉን ደቂ ኣነስትዮ ታይ ኮይነን ድሕሪ ሓዳር ይረጉዳ ዝብል ሓጸርቲ ናይ ጎደና ሕቶታትsubscribe ይግበሩልና,$$ kzfaq.info/get/bejne/qd2UYNt5yt_Sp5c.html
@johnilittlefighter2053
@johnilittlefighter2053 5 жыл бұрын
ሃሃሃ ዳኒ ናይ መግቢ ሞደለይ ! ኣብ ገዛ መኣዲ ክንቅረብ (ኣቦይ ጆን ወደይ ናበይ ደሊካዮ አዚ መኣዲ ይብለኒ ኔይሩ 🤣🤣🤣) አዋይ ስደት
gere emun part 15
27:50
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 648 М.
gere emun part 186 | ገሬ እሙን ክፋል 186 ቻው ድኽነት ክፋል ክልተ
30:50
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 239 М.
One moment can change your life ✨🔄
00:32
A4
Рет қаралды 35 МЛН
How Many Balloons Does It Take To Fly?
00:18
MrBeast
Рет қаралды 179 МЛН
MISS CIRCLE STUDENTS BULLY ME!
00:12
Andreas Eskander
Рет қаралды 14 МЛН
Gere emun part 16
27:34
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 1,5 МЛН
gere emun Part 32 ገሬ እሙን ክፋል 32
22:46
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 412 М.
ሁለት ሴት - Ethiopian Movie Hulet Set 2024 Full Length Ethiopian Film Hulet Saet 2024
1:30:31
Netsebraq Media - ነፀብራቅ ሚዲያ
Рет қаралды 4,9 М.
gere emun Part 26
29:12
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 605 М.
Gere emun Part 17
32:12
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 1,2 МЛН
GERE EMUN PART 31
25:56
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 400 М.
gere emun Part 39
34:08
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 485 М.
Gere emun Part 37
37:31
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 554 М.
One moment can change your life ✨🔄
00:32
A4
Рет қаралды 35 МЛН