gere emun part 120 | ገሬ እሙን ክፋል 120

  Рет қаралды 296,692

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን

Жыл бұрын

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Gere emun Entertainment KZfaq Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!

Пікірлер: 581
@RaKi-ri2ks
@RaKi-ri2ks Жыл бұрын
ኣድነቅቲ ገሬ እሙን👍❤💛🙏ናብ ስዕዲ ዝሞፁ ዘለዉ ወገናትና ድምፂ ንኹኖም😥 አንዳ ገሬ አሙን አብ ቀፃሊ ድምፂ ይኩኑና ትብሉ 👍 ግበርለይ❤
@Selam7370
@Selam7370 Жыл бұрын
ናማንኪ ለባመይ በጃኩም ድሙፂ ኩኑና
@bri7094
@bri7094 Жыл бұрын
ሓቂ ስደት ካፊኡ እዩ ተበልና መንሰማዒ😢😢😢😢😢😢
@geni581
@geni581 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ💔 ተወዲኢና ኮ ብሽርምም ቁርምም😢ኣይትምፅኡ ተበልና ልከይትቅበሉ ናበለ ሰብ ምእማን ኣብዩ
@user-si7ek7qc7w
@user-si7ek7qc7w Жыл бұрын
በሓቂ በዛኩም ትግራይና በይና ትቀሪ ኣላ መእሰይ ፍቀዶ ስደት ይኸውን ኣሎ 🙏
@user-xt8tj3cj8f
@user-xt8tj3cj8f Жыл бұрын
ብሓቂ ኣይትምፅኡ ተበልካስ ልቀናእካሎም ይመስሎም😢መፂኦም ትርጉም ዘይብሉ ከም ቆፅሊ ረጊፍና😢😢
@thankgodforeverything6361
@thankgodforeverything6361 Жыл бұрын
ናብ ስዑድ ዝመፁ ዘለው የሐዋትና ድምፅ ኹንልና ገሬ እሙን😢
@natnaelsolomon254
@natnaelsolomon254 Жыл бұрын
Yes 💙 Dmtsi kunwom
@destusheyeref1260
@destusheyeref1260 Жыл бұрын
ብሓቂ ፈቀዶ በረካ ዝተርፍ ዘሎ መንእሰይ ድምፂንኩን ይሕዋተይ😢😢😢
@TV-vh2im
@TV-vh2im Жыл бұрын
ብሓቂ መናእሰይ ከም ቆፅሊ ይረገፍ ኣለዉ😢
@temsagneamleki5806
@temsagneamleki5806 Жыл бұрын
ብሓቂ ለባመይ ናተይ ሓሳብ ዉን እያ 😢 ድምፆም ይሰማዕ
@berekechtadese2084
@berekechtadese2084 Жыл бұрын
ብሓቂ ለባም።
@kidane7945
@kidane7945 Жыл бұрын
6ቲ ሰንበት ገብሪ ሔር ትርጉሙ እሙን ኣገልጋሊ ማለት እዩ ሰንበትና ይባረክ🎉❤
@mimitekulu7296
@mimitekulu7296 Жыл бұрын
🙏🥰💊
@user-jf3ri3nn8s
@user-jf3ri3nn8s Жыл бұрын
Amen amen amen
@user-kj6ne1fm5u
@user-kj6ne1fm5u Жыл бұрын
😢😢ስደት ዝሃልቅ ዘሎ ህዝቢ ድምጺ ንኩን በጃኩም ዓዲ ዘለኩም ስደት አይትምጽኡ ዓድኹም ዘይሞትኩም ስደት ትሞቱ አለኩም 😢 ዓድኹም ይሐሸኩም ይሕመቅ ይጸብቅ እሕዋተይ ዛትግራይማ መን ሒዛ እያ ክትተርፍ ኩሉ ይስደት አሎ ተሰዲቱ ተዝሓልፈሉ ለ ጽቡቅ ነይሩ ወጺኡ ይተርፍ አሎ 😢አዶ ትግራይ ክልተ ግዜ ትነብዕ አላ
@user-re5sj1kp6d
@user-re5sj1kp6d Жыл бұрын
😢😢😢
@akebrtgaletewhedogalesehul5135
@akebrtgaletewhedogalesehul5135 Жыл бұрын
😢😢😢😢😢ብሓቂ መዙቱና የሕዋትና አደዳ አመራ ኮዮን ዓሕሕ
@eframboss7505
@eframboss7505 Жыл бұрын
ቀፃሊ ድማ ብዛዕባ ስደት ብፍላይ ናብ ሱዑዲ ዝኣትው ኣብ ወሰን ይጭፍጨፉ ኣለው ድምፂ ኩንዎም ኣይትምፅኡ ኢልና ዝኣምነና ስኢንና 💔
@divoramedia
@divoramedia Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ገረልኩም ኣሎኩ ንተሓጋገዝ
@haregabraha2494
@haregabraha2494 Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኹም በጀኹም አብዚ ስዑዲ ዘለና ድምፂ ኹኑና ናብ ስደት ከመፅእ የብሉን ሰብ በቃ አድና ነዕቢ ባዕሎም ንባዕሎም ዉን ይቃተሉ በቃ ልብና ቆሲሉ😭💔😭😭😭
@user-uh7sy9uy6j
@user-uh7sy9uy6j Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ደቂ መረባይ❤ ቤዛኹም ናብ ሱዑዲ ላመጽኡ ልረግፉ ዘለው ኣሕዋትና ፍትሒ ይገበረለም 😢
@user-uw8tf5bw4r
@user-uw8tf5bw4r Жыл бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ🙏
@divoramedia
@divoramedia Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ገረልኩም ኣሎኩ ንተሓጋገዝ
@user-kj6ne1fm5u
@user-kj6ne1fm5u Жыл бұрын
ቅዱስ ምካኤል ይሓሊኩም ተጋሩዋይ❤❤ ህዝቢ ትግራይ ናብ ዝነበረ ዝምለሰሉ መራሕቲ ንህዝቦም ዘገልግልሉ መንእሰይ ሰሪሑ ዝሓልፈሉ ዘመን ይግበረልና❤❤
@user-uw8tf5bw4r
@user-uw8tf5bw4r Жыл бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ🙏😍
@divoramedia
@divoramedia Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ገረልኩም ኣሎኩ ንተሓጋገዝ
@divoramedia
@divoramedia Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ገረልኩም ኣሎኩ ንተሓጋገዝ
@daviddada548
@daviddada548 Жыл бұрын
1st love you from USA 🇺🇸🇪🇷 እመቤቴ ስላም ተውርደልኹም 😘🙏
@dadadavid5891
@dadadavid5891 Жыл бұрын
Amen 🙏 ❤❤❤❤
@abiytata9228
@abiytata9228 Жыл бұрын
Aman🙏
@divoramedia
@divoramedia Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ገረልኩም ኣሎኩ ንተሓጋገዝ
@Hiyab2323
@Hiyab2323 Жыл бұрын
ካብ 1 ክፋል ክሳብ 120 ከይቃረጸ ዝተከታተላ እዛ ዘይትምኖ ገረ ኡሙን ዓብይ እድና ሓፍ ንብል
@mussietn1966
@mussietn1966 Жыл бұрын
ብሩኽ ሠንበተቺዳን 🙏🏿 ብስም ጽድቕ ቆንጆ like ኣግርጭው #ንፅልንቕድሚት😁
@divoramedia
@divoramedia Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ገረልኩም ኣሎኩ ንተሓጋገዝ
@yordayordanos3986
@yordayordanos3986 Жыл бұрын
ክሳብ ሎሚ ኣብ መስመርካ ኣለካ 😅
@evt5aser51
@evt5aser51 Жыл бұрын
​@@yordayordanos3986 😂
@trasdxb7213
@trasdxb7213 Жыл бұрын
ክሳብ ሎሚ ንፅል ንቅድሚት ትብለለኻ😢😂
@evt5aser51
@evt5aser51 Жыл бұрын
@@trasdxb7213 ይገርም እዩ 😂😂
@user-rn4ze9yd3l
@user-rn4ze9yd3l Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ በጃኩም ንዞም ኣብ ደንበር የመንን ሱዑድን ዝረግፉ ዘለው መናእሰይ ተጋሩ ድምፂ ኩንዎም 😢
@merimiri-em6pw
@merimiri-em6pw Жыл бұрын
ናብ ስደት ስዕዲ ዝመፅእ ዘሎ ህዝብና ይሃልቅ ኣሎ ድምፂ ኩኒና በጃኩም😢😢😊
@fidleytube
@fidleytube Жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእኹም እንዳ ገሬ እሙን ሰላምትግራይና ሰላም ናዓለም ኩሉ ይግበረልና አምላክ 🙏👏
@ibrahimalemu2587
@ibrahimalemu2587 Жыл бұрын
9inuknj😊
@divoramedia
@divoramedia Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ገረልኩም ኣሎኩ ንተሓጋገዝ
@user-ql2nz7yt5o
@user-ql2nz7yt5o Жыл бұрын
ገሬ እሙን ብጣዒሚ እየ ዘድንቀኩም ኣብ ቀፃሊ ሰንበት ብዛዕባ ስዒድ ዓረብ ፈቀዱ ደንበራድ ምሳሕ ኣሞራ ዝኮኑ ዘለዉ ወገናትና ድምፂ ኩኑ በጃኩም በጃኩም❤
@Geni631
@Geni631 Жыл бұрын
አብ ቀፃሊ ናብ ስዑዲ ዝመፁ ዘለው ወገናትና ድምፂ ኹንወም በጃኹም 😢
@grmaneshalal4401
@grmaneshalal4401 Жыл бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃእኹም ብሩክ ሰንበት ይኹነልና♥️ ደቅ መዳም ከመይ ኣሎ ሽቁል🤭? 😢እግዛብሔር ኣምላክና ሒዝና ምንም ኣይከበደናን ኢልኽን እትኣምና👉 👍 ኣርእያኒ💋✝️
@user-or5sx2nu4d
@user-or5sx2nu4d Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏
@user-ms4kf5vu7h
@user-ms4kf5vu7h Жыл бұрын
እግዚአብሔር የመስገን ስራሕ ብጣዕሚ ፅብቅ ኣዩ መዓረይ🤗💝
@grmaneshalal4401
@grmaneshalal4401 Жыл бұрын
@@user-ms4kf5vu7h ምስጋናኺ ይብዛሕ💋♥️✝️
@ramausu7405
@ramausu7405 Жыл бұрын
ተመስገን ብቻ😢😢😢
@grmaneshalal4401
@grmaneshalal4401 Жыл бұрын
@@ramausu7405 ፍቅረይ♥️ናፊቀኪ ኣለኽዶ ኣብ ቃና🙂😥🤣 ተመስገን እወ ጓልነይ♥️
@user-lq2rs4sv7n
@user-lq2rs4sv7n Жыл бұрын
ኣግራብ ዘይኮነስ መንእሰይና እዩ ዝበርስ ዘሎ ድምጺ ንይሕዋትና ኣብ የመንን ሱዕድን ዝሞቱ ዘለዉ ስደት ይኣክል😭😭
@jermenwedienday7706
@jermenwedienday7706 Жыл бұрын
comment ብድንግላ well come deqi rimey Good job ብሉፃት ስነ - ጥበባውያን የፃድቃን ኣድናቂዎች like ርገፁ
@divoramedia
@divoramedia Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ገረልኩም ኣሎኩ ንተሓጋገዝ
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn Жыл бұрын
ሰናይ ቅድስት ሰንበተ ክርስትያን ይግበረልና ተጋሩዋይ ሙሉእ ሰላምና ይመለስ ንዓይውን አብ ፀሎትኩም ዘክሩና ናሐመኒ እየ ልሰርሕ ዘለኩ ቡሩካተይ😥✝️❤🦋 ዳገሬ እሙን ንፈትወኩም ድምፂ ኩኑና ሱዑዲ ልመፁ አሕዋትና ተናጊርና ምእማን አብዮምናዋ😢
@LiliLili-bw7um
@LiliLili-bw7um Жыл бұрын
አጆኺ ማዓረይ😢❤❤
@user-wo7zw5hk8l
@user-wo7zw5hk8l Жыл бұрын
ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና ተጋሩዋይ❤❤❤ ግን በይዛኩም ናብ ሱዑዲ ዓረብ ብዘይ ምፍላጥ ዝመፁ ዘለው ኣሕዋትና መንገዲ ተባላሽዩ ኣሕዋትና ይረግፉ ስለ ዘለው በይዛኩም ድምፂ ኩኑና😢😢😢😢
@user-ji9os1md9n
@user-ji9os1md9n Жыл бұрын
ማርያምን ከም ኣብርሃም ዝፈትዎ የብለይ❤❤❤
@yordanosmulue4442
@yordanosmulue4442 Жыл бұрын
😂😂😂
@eiyorsalemhaylemaryam5038
@eiyorsalemhaylemaryam5038 Жыл бұрын
ኣነለ❤😘
@herilove7188
@herilove7188 Жыл бұрын
እንኮዕ ደሓን መፃኩም እንዳ ገሬ ኡሙን ዝተባረከ ዝተቀደሰ ሰንበት ይግበረልና ሓላላተይ❤🙏
@titiiove5413
@titiiove5413 Жыл бұрын
ናብ ስዑዲ ዝመፁዘለው የሕዋትና ድምፂ ኩንልና 🥺
@kallqueen4591
@kallqueen4591 Жыл бұрын
እንኳዕ ብደሓን መፃእኩም በጃኩም እባ ስዑዲ ዓረብ ዝመፅእ ዘሎ መንእስይ ድምፂ ኩኑና ኣብ መንገዲ ይቅተልውም አለው ብጃኩም ተገዲስኩም ተዛረቡልና😢😢
@ssstt6186
@ssstt6186 Жыл бұрын
ዳኒዋይ ናፊቀዮ ኣምፅኡልና ባ❤❤❤❤❤
@tgrawayhale-rp4rz
@tgrawayhale-rp4rz Жыл бұрын
ምግዳል እዩ❤
@yordanosmulue4442
@yordanosmulue4442 Жыл бұрын
Me too Dan Miss you
@temutatoo6987
@temutatoo6987 Жыл бұрын
ናብ ቤተሰብኪ ዝደወልኪ ዶ መሲሉኪ
@biniamteklezgi7225
@biniamteklezgi7225 Жыл бұрын
@@tgrawayhale-rp4rz hjl
@user-kl4ts1ez1y
@user-kl4ts1ez1y Жыл бұрын
ዳገርየ እሙን ንፈትወኩምን ነክብረኩምን ኢና እሞ በጃካትኩም ስደት የብቅዕ ድምጺ ኩኑና ሰብ ዝመጽእ ዘሎ እልፊ እዩ እግዚአብሔር ፈቂድሎም ካብ ኢድ ጸላእቲ ተሪፎም አብ ስደት ሓመደ ድበ ዝየብሉ ድራር ኦሞራ ይኮንለዉ እሞ በጃካትኩም ድምጺ ኩኑና መልእክቲ አሕልፊ ድምጽና ይሰማዕ ሰለ ወላድ ትግራይ
@divoramedia
@divoramedia Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ገረልኩም ኣሎኩ ንተሓጋገዝ
@berietheone2386
@berietheone2386 Жыл бұрын
ኣፍቀርቲ ገሬ እሙን ርሑስ ቀዳመ ሰንበትን ርሑስ ጾምን ይግብረልኩኡም
@werkneshmelaw3746
@werkneshmelaw3746 Жыл бұрын
እንካዓ ብስላም መፃኩሙ እንዳ ገሬ እሞን ዝፍትወኩሙ ዘክብርኩሙን ንለምለም አዓይነይ ዘደንቅ 👍ፅቀጥለይ
@alexanderkibrom7510
@alexanderkibrom7510 Жыл бұрын
ክጽበያ እንድየ ጸንሐ ስርሐይ ኣወንዚፈ እንቋዕ ብሰላም መጻኩም እንዳ ገሬ
@user-jv9vj8sz9c
@user-jv9vj8sz9c Жыл бұрын
ብሩኽ ሰንበት ተጋሩ ዋይ ሰላምና ይመለስ ትግራይ ዓደይ🙏💛❤️🌅
@user-uw8tf5bw4r
@user-uw8tf5bw4r Жыл бұрын
ሳብክራይብ በለለይ ማዓረይ🙏
@divoramedia
@divoramedia Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ገረልኩም ኣሎኩ ንተሓጋገዝ
@zinbfjh7267
@zinbfjh7267 Жыл бұрын
❤❤Amen❤❤
@phili8384
@phili8384 Жыл бұрын
The most epic behavior of tegaru is keeping their culture & honest with their life style 💯❤
@NatnaelGergish-zy3vh
@NatnaelGergish-zy3vh Жыл бұрын
😂ቤቱ ዝፈቱ እስከ ጎጭ የብለኒ 😅😅😅😅😅😅🎉🎉🎉❤❤❤
@temsagneamleki5806
@temsagneamleki5806 Жыл бұрын
እንኻዕ ሰላም መፃኩም እዳ ገሬ እሙን ሓላላተይ ❤❤❤ ድምፂ ናብ ስዕዲ ዓረብ ዝመፁ ዘለዉ አሕዋትና ይሰማዕ ረጊፎም እኮ ካብኡ ክአ ዝጠፍኡ ዉሑዳት አይኮኑን😢😢
@TV-vh2im
@TV-vh2im Жыл бұрын
እንቋዕ ዳሓን መጻኩም እንዳ ግሬ እሙን❤ኣግራብ ዘይኮነ መናእሰይ ብሰድት ይበረስ ኣለዉ ሞ በጃኩም ገለ በሉ ትግራይና ብኩሉ ትውጻዕ ላ😥ሰዑዲ ዝበኃል ሰደት ክተረፍ ኣለዎ ዘይሞት ካልእ ትረፊ የቡሉን
@titigaltigray
@titigaltigray Жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእኹም ሰላም ትግራይና ሰላም ንኩሉ ዓለም ፍጥራት ትንፍስ ንዘለዋ ወድሰብ ካብ መከራን ስቃይን ኣምላኽ ይሓልውና
@user-uw8tf5bw4r
@user-uw8tf5bw4r Жыл бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ🙏
@divoramedia
@divoramedia Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ገረልኩም ኣሎኩ ንተሓጋገዝ
@Filiy9
@Filiy9 Жыл бұрын
ጥንስቲ ሰበይተይ SUBSCRIBE ቃሕ ኢሉኒ ኢላ ሞ ሃየ ድአ😂
@user-lt5oc6fs4h
@user-lt5oc6fs4h Жыл бұрын
welcome ናይ ሰንበት❤️🙏 ስሓቅና ምንጪ እንዳ ገሬ እሙን ❤💛💞💞
@divoramedia
@divoramedia Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ገረልኩም ኣሎኩ ንተሓጋገዝ
@Phrsfora_Media
@Phrsfora_Media Жыл бұрын
ተጋሩዋ ርሑስ ሰንበት❤❤❤❤❤
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g Жыл бұрын
እንቃዕ ሰላም መፃኩም ምንጪ ሓጎሰይ ❤️ ብሩኽ ሰንበት 🙏❤️
@tgg6888
@tgg6888 Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ዳገሬ እሙን ተናፈቅቲ ምንጪ ሓጎስና💛❤😘
@wedikashi4088
@wedikashi4088 Жыл бұрын
እንኳን ብድሓን መፃእኹም እንዳ ገሬ
@TEWAHDO_TEWAHDO
@TEWAHDO_TEWAHDO Жыл бұрын
ሰላም እግዚአብሔር አምላክ ምስ ኩላትና ይኹን ብሩኽ ሰንበት እናበልኩ ብምቅፃል ናይ ስደት እየ ክዛረብ መናእሰይ ይሃልቅ አሎ ብጭነቀት ካብ ገዛ ወፂኦም ይዉድኡ አለዉ ብፍላይ ክዓ ተጋደለቲ ዝነበሩ አብ ምግዳል እግሮም ዘይትቆረፁ አብዝይ መፂኦም ክልተ እግሮም ክስእኑ ከለዉ ብጣዕሚ የሕዝን አነ ባዕለይ ዝፈልጦ አብ ገድሊ እግሩ ዘይትቆረፀ አብ ራጎ ክልተ እግሩ ተወቂዑ ዘልዕሎ ስኢኑ አሎ በጃኹም እዞም ደለልቲ ሓዙልና ህይወት ሰብ የጥፍኡ አለዉ ቀደም መንገዲ ብሽኸት ፣ብአላመጣ እዩ ነይሩ ኸዚ ግን ከይትሓዙ ብቆላ ገጠራት ዘለዉ ዓዲ እዮም ብለይቲ ዝጉዓዙ ዘለዉ ልአብነት ብማንጨልፎ ዝብሃል ዓዲ ገይሮም ልዓዲ ዓፋር ይኸዱ አለዉ ድምፂ ህዝቢ ይሰማዕ💊🙌
@user-kg7se4qf5c
@user-kg7se4qf5c Жыл бұрын
እንዳ ገሬ እሙን በጃኩም ንስዑዲ ዝመፁ ድምፂ ክንልና በጃኩም 😢
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y Жыл бұрын
እንዃዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋ❤ ብሩኽ ሰንበት ክርስቲያን⛪🎚😘
@abduahmed5477
@abduahmed5477 Жыл бұрын
መልእኽታ ብጣእሚ ፅብቕቲ እያ ኼድና አቕምና ብዝፈቐዶ ሐገዝ ንገብረሎም
@user-xt8tj3cj8f
@user-xt8tj3cj8f Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም❤🎉❤🎉 ዝተባረከን ዝተቀደሰን ሰንበት ይኩነልና🤲እንካዕ ን6ይቲ ሰንበት ገብራሄር,ዉን ብሰላም አብፀሐና ደቂ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ✝️🤲✝️🤲✝️🤲
@user-zi8sf9sx3g
@user-zi8sf9sx3g Жыл бұрын
ብሩኽ ቁዱስ ሰንበተ ክብርቲ ምስ ዳገሬ እሙን ይግበረልና ኣሕዋተይ🙌🙏💝💝💝💝
@user-uw8tf5bw4r
@user-uw8tf5bw4r Жыл бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ🙏😍
@galqadi-qalaseraye6561
@galqadi-qalaseraye6561 Жыл бұрын
Enqua Beselam metsakum wegenatey ❤️🌻🤍🌿🙏 egziabiher Amlak mulue selam gieru fqrn snitn yewrdelna 🌻🙏 I love you Eritrea & Tegaru wegenatey 🌻💚🌿🙏
@salama9542
@salama9542 Жыл бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃኩም እንዳ ገርየ እሙን ናብ ስዑዲ ዓረብ ዝመፁ ዘለዉ ወገናትና ድምፂ ንኩኖም በጃኩም 😢😢
@selam801
@selam801 Жыл бұрын
እንኳን በደህና መጣችሁ ውዶቼ🥰🥺 መልካም እለተ ሰንበት ይሁንላችሁ
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 Жыл бұрын
ኣቲ ጓለይ ቅድመኺዋ ትግርኛንዶ ተናገሪ 😞
@bri7094
@bri7094 Жыл бұрын
​@@Tigraweyti231😂😂😂😂 በኡነት ንስኺ ኣስሒክኒ ኣይትስኣናታኸ❤
@user-oz5yq6oh8y
@user-oz5yq6oh8y Жыл бұрын
​@@Tigraweyti231😃😃😄
@divoramedia
@divoramedia Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ገረልኩም ኣሎኩ ንተሓጋገዝ
@selam801
@selam801 Жыл бұрын
@@Tigraweyti231 ተደሚርና ኢናኮ ሆ ሁሉም ሰው እኔ አይቶ አማ*ኛ እያጻፍ ነው ይቀጥሉበት🥺🙈😉
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 Жыл бұрын
ሃመያኢኹም ተጋሩዋይ ጻዕዳ ለቦም😍
@user-uw8tf5bw4r
@user-uw8tf5bw4r Жыл бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ😍🙏
@brged885
@brged885 Жыл бұрын
Welcome የሕዋትና from eritrean brother ❤❤
@kahsayhaftu1890
@kahsayhaftu1890 Жыл бұрын
Jm.m.vbnnvbbbb jjjgjghgfu ፀ ጰጨኸ
@johngoitomjohngoitom6123
@johngoitomjohngoitom6123 Жыл бұрын
😂😬guhaf
@raheltechane2605
@raheltechane2605 Жыл бұрын
ኮይኑኹም ኣይትፈልጡን
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y Жыл бұрын
ንምታይ ኢኹም ትፀርፍዎ?
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih Жыл бұрын
​@@user-sy8hs2zj9y ስለዝሕሞም ቃንዛ ህዝበም🙄😟
@kflomgereziher2072
@kflomgereziher2072 Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን ነዞም ናብ ስደት ስዑዲ ዓረብ ዝመፁ ዘለዉ የሕዋትና ድምፂ ኩንዎም 🥰💊🙏
@TsritigalAtsbiTIGRAY
@TsritigalAtsbiTIGRAY Жыл бұрын
Welcome እንዳ ገሬ እሙን ድምቀት ሰንበትና እንኻዕ ደሓን መፃኹም💊🙏💘💞💞💞
@newuaq1125
@newuaq1125 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጀጋኑና ትግራይና ብኹሉ ትበረስላ ልምዓታ በሪሱ ህዝባ ፀኒቱ ድልየት ፀለእቲ ይሳኻዕሎ💛💛❤❤💔💔💔
@betimodel6712
@betimodel6712 Жыл бұрын
ቡሩኽ ሰንበት #ፍትሒ ተጋደልቲ ና
@user-cr1yp9ow6f
@user-cr1yp9ow6f Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃክን ተጋሩዋኒ በጃክም እባ እዙ ናብ ሱዑዲ ዝመፅእ ዘሎ መንእሰይ ገለ በለ የሕዋትና ይጠፍእ ኣለዉ ኣብ ስደት እፍፍፍፍ😢😢😢😢
@NHEfamily
@NHEfamily Жыл бұрын
ብሩኩ ሰንበት ተጋርዋይ ❤
@hehhggd
@hehhggd Жыл бұрын
አንካአ ደሓን መፃኩም አንዴ ገሬ አሙን ❤ሰናይ ሰንበት ይግበረልና ተጋሩዋይ 🙏🙏🙏 በጃኹም ስደት ዝወፅአ ዘሎ ንሳዑዲ ምክርኩም ለግሱልና ካብ ወጽኻ ምትራፍ ይምሓረና 🙏🙏🙏
@user-uw8tf5bw4r
@user-uw8tf5bw4r Жыл бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ ሰደትና የሐፅረልና🙏😢
@user-uw8tf5bw4r
@user-uw8tf5bw4r Жыл бұрын
ኣደ ገሬየ እንኳዓ ብሰላም መፃኹም ኮሞንት ብድግላ ናይ ሰላም ፍቅሪ የግበረልና ሰንበት ቶፎተዉቲ ኣብዚ ዘለኹም ተጋሩ ኣሕዋተይ ሳብክራይብ ክትገብሩለይ ብፍቅሪ ያሓተኩም ሰናይ ሰንበት❤❤❤
@user-ze6xb9mg3t
@user-ze6xb9mg3t Жыл бұрын
እታ ሓንቲ ዝከታተላ ኮሜዲ❤👌🏽
@efsf9587
@efsf9587 Жыл бұрын
እንኾዕ ዳሓን መፃኩም ቡርክ ሰንበት ይግበረና❤❤❤
@user-uw8tf5bw4r
@user-uw8tf5bw4r Жыл бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ😍🙏
@gebruasefu75
@gebruasefu75 Жыл бұрын
ዘርአብሩክ ( ገሬ እሙን ድራማ ) የኑራችን ማጣፈጫ አንዱ ቅመም
@eritranhot203
@eritranhot203 Жыл бұрын
Sebay galkum ye 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Жыл бұрын
እንኮዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ሰላም አምላክ ምስ ኩልና ሕዝቢ ክርስቲያን ይኩን ደቂ ሪሞይ ሓላልት❤❤❤❤👏👏👏👏
@user-hx7ry4gj9k
@user-hx7ry4gj9k Жыл бұрын
😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ገሬ እሙን ናይ ሰሓቅ ምንጨና❤❤❤🎉🎉🎉
@beata.3
@beata.3 Жыл бұрын
perfect talent ketsiluwo
@ubbubyvububybybyb9754
@ubbubyvububybybyb9754 Жыл бұрын
ስራሕ ረመዳን ሀመይ ያጀመዓ እንኻዕ ብደሓን መፃኹም እዳ ገሬ 😍😍
@user-rj6zh1sx5d
@user-rj6zh1sx5d Жыл бұрын
ኮሞተ ብድንግላ 😂እንኳዕ ዳሕና መፃኢኩም ስድራ❤😊
@user-uw8tf5bw4r
@user-uw8tf5bw4r Жыл бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ🙏😍
@user-wi6er8cg3u
@user-wi6er8cg3u Жыл бұрын
እንካዕ ብስላም መፅእኩም ደቂ ሃገር ትግራይ❤❤❤🌹🥰
@jge7tye640
@jge7tye640 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም እንዳ ገሬ እሙን ምንጪ ሳሓቕና❤💞🙏
@MusieTV
@MusieTV Жыл бұрын
ኣድነቅቲ ገሬ እሙን 👍🏼💞❤️‍🔥
@akebrtgaletewhedogalesehul5135
@akebrtgaletewhedogalesehul5135 Жыл бұрын
ብሓቂይ ነቲ ዝኝናሉ ዝምህር እዩ ብፍላይ የሕዋትና መናእስይ እና ርአዮ ናብ ሓዊ ይአትዉ አለዉ ይይ አንቲይ እመቤታችን አደይ ሓደራክይ ሙልእ ስላም የዉርደልና😢😢😢
@sggs3381
@sggs3381 Жыл бұрын
እወ ያዉ ከምታ ሰብ ዝብሎ ዘሎ ኣብ ታሕቲ ንሱዑዲ ዝመፅእ ዘሎ ሰብ ኣምህርዎ ከማን ኣብዙይ ዘሎ ይጨንቀሎ ኣብዚኣ ንእሽተን ሓገዝ❤
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፁቡቅ ትምህርቲእዩ እና በጃኩም ተሓባበርና ህዝብና ይውዳእ ኣሎ ኣብስዕዲ ዓረብ ድምፂኩንልና ካቡካዓ ነቶም ሓንቲሂወቶም ከይሰሰዑ ምእናታና ኢሎም ኣካሎምዝገደሉ ኣሕዋት ዝግባእ ክንክን ንክግበሮም ሓንቲ ድራማ ብዛዕባ ምሕብሓብ ተጋደልቲ ስሩሑልና
@frefre8914
@frefre8914 Жыл бұрын
በጃኹም ነዞም ናብ ስዑዲ ዝመፁለው ብድምፅኹም ኣቃልሑልና በጃኹም ስደት ወዲኡና ህዝብኹም 😢😢😢😢3ተ ዓመት ተጋዲሎም ዘይሞቱ ናብ ስደት ሞሊቆም ናመፁ ታሪኽ ዘይብሉ ሞት እህህህህህ ንምግላፁ ዘፀግም
@mmn5167
@mmn5167 Жыл бұрын
አረ አረ ብማርያምክም ኣብ የመን ኣብረጎ ንዘለዎ ወገናትና ድምፂ ኹንልና 😢
@sameeer1228
@sameeer1228 Жыл бұрын
እንኳዕ ብስላም መፃኩም❤️❤️❤️💊💊💊
@user-ot6fx5kl6v
@user-ot6fx5kl6v Жыл бұрын
ዳ ገሬ እሙን ምንጪ ሰሓቀይ ኢኩም እኮ ደስ ዝብል ስራሕ ዩ ብጣዕሚ መልእክቲ ዘሎዎ ዩ ጀጋኑና ቀፅልዎ ኣብኣ ናሃለኩም ለ ኣብ ዚ ከዚ እዋን ናብ ስዑዲ ዓረብ ንዝመፁ ዘለው ህፃውንቲ ኣሕዋትና ዓገብ በሉልና መፂኦም ዓዲ ማቶም እዮም ዝቀርዩ ዘለው በጃኩም ኣሕዋትና ይሃልቁ ኣለው ድምፂ ክትኮኑ ንምሕፀነኩም ይኣክል ስደት 😭😭😭💔
@user-gq1is1eh2s
@user-gq1is1eh2s Жыл бұрын
አረ እዳ ገሬ እሙን ንስዕዲ እናመፁ ኣብ ደንበር ስዕዲ ዛሃልቅ ዘሎ መንእሰይ ድምፂ ኩንልና እቲ ዝተረፈ ንከይመፅእ ሎሚ ከም ቀደም የኮነይ ኩሉ ካሜራ ኮይኑ ሰብ ይሃልቅ ኣሎ መንእሰይና💔😭
@zahirgamer5932
@zahirgamer5932 Жыл бұрын
ብርክ ሰንበት ገሬ እሙኖ
@zaretes3056
@zaretes3056 Жыл бұрын
ሃናጺ መልእክቲ ዘሎዎ ኢዩ ላይክ እንዳ ገበርና ነተባብዓዮም
@erusaman3949
@erusaman3949 Жыл бұрын
Gere emun btam newi mwdachu btlay batiy hyele 👸💎 gonder ktgaru g newi ydkut tigrena esmlehu ❤egzabhir ydero fkrachn ymles 🙏🏿setup poletika 🙅‍♀️ 1 Africa 🖤🖤🖤🖤💎💎💎
@adibooo6460
@adibooo6460 Жыл бұрын
neza xhfti triwa zelkum aab zelkumo selam fqri tina ywrdlkum yehwatey
@user-fd3db4jv4m
@user-fd3db4jv4m Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ 🌹🌹❤️❤️💛💛🌹🌹
@jge7tye640
@jge7tye640 Жыл бұрын
ብሩኽ ሰንበተ ክርስትያን ይግበረልና💞❤🙏
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Жыл бұрын
ቡርክ ሰንበት ተጋሩዋኒ ❤❤❤❤
@divoramedia
@divoramedia Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ገረልኩም ኣሎኩ ንተሓጋገዝ
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Жыл бұрын
@@divoramedia ጨለ
@goiteomgezaei9066
@goiteomgezaei9066 Жыл бұрын
ጽቡቕ መልእኽቲ ዝሓዘ ምኳኑ ብሓቂ ጎበዛት ዞም ኧሕዋተይ ቀጽሉዎ!!
@mhreteabgebrezgi5341
@mhreteabgebrezgi5341 Жыл бұрын
Wazan kunegern gele aynet edmen tienan yhabkum Amlak ❤❤❤
@kirostesfahans
@kirostesfahans Жыл бұрын
ፍቁራት እንዳ ገሬ እሙን ዕድመን ጥዕናን የሓበኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን
@user-ny6ub3cs1l
@user-ny6ub3cs1l Жыл бұрын
አረ ጆኬር ኣምፅኡዎ😍
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላኽ
@Hetaw1619
@Hetaw1619 Жыл бұрын
በጃኩም ዳገሬ እሙን ብቱ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ኣምላክ ናብ ስዑዲ ዝወፅእ ዘሎ መንእሰይ ድምፂ ኩኑኑና ኡይይይይይይ ኣታ ኣምላክ ወገናትና ሃሊቁ 😥😥😥😥 ዝፈትወኩም ❤❤
@Samuel-vk6kl
@Samuel-vk6kl Жыл бұрын
ሽም እቲ ድራማ እንዳ ዘርኣብሩኽ እዩ ክኾን ነይርዎ።
@user-uw8tf5bw4r
@user-uw8tf5bw4r Жыл бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ😍🙏
@kahsaygidey5717
@kahsaygidey5717 Жыл бұрын
👍👍👍
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын
ትክክክል
@senyitabraha7539
@senyitabraha7539 Жыл бұрын
ቤቲ ዓይነይ ❤️❤️❤️🙏😁
@semereandebrehan1836
@semereandebrehan1836 Жыл бұрын
Welcome guys from eritrean I love u aytkaseta 😂😂😂
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v Жыл бұрын
እንዳ ገሬ እሙን ዝፈትወኩም❤❤✊💊
@vjr7453
@vjr7453 Жыл бұрын
አጀኹም በርትዑ ደቅ ትግራይይይ💊💊
@ssalama9370
@ssalama9370 Жыл бұрын
ብሩኩ ሰንበት ይግበርልና😘💛❤
gere emun part 121 | ገሬ እሙን ክፋል 121
31:46
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 316 М.
WORLD'S SHORTEST WOMAN
00:58
Stokes Twins
Рет қаралды 114 МЛН
Ouch.. 🤕
00:30
Celine & Michiel
Рет қаралды 21 МЛН
Эффект Карбонаро и нестандартная коробка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 10 МЛН
gere emun part 123 | ገሬ እሙን ክፋል 123
29:50
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 303 М.
Eritrean COMEDY ኣየብረሀ 2 BY DAWIT EYOB @ዛራ_ፍልጠት  2022
47:17
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 372 М.
gere emun part 132 ገሬ እሙን ክፋል 132
28:07
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 379 М.
gere emun part 124 | ገሬ እሙን ክፋል 124
28:44
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 274 М.
/በስንቱ/ Besintu EP 37 "መሆን የምፈልገው..."
28:26
ebstv worldwide
Рет қаралды 652 М.
gere emun part 122 | ገሬ እሙን ክፋል 122
33:45
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 281 М.
Angry Sigma mom 😡😡 #shorts  #ytshorts #youtubeshorts #comedy
0:15
Viraj kuku Nautiyal
Рет қаралды 6 МЛН