Gere emun part 176 | ገሬ እሙን ክፋል 176

  Рет қаралды 398,703

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን

22 күн бұрын

Пікірлер: 1 100
@muliesolo8175
@muliesolo8175 19 күн бұрын
ሩሑስ ብዓል ኣዉድኣመት ንመላእ ኣመንቲ ክርስትና ኣምላኽ ኣቦይ ነዚ ሓደ ዝኾነ ህዝቢ ትግርኛ ሰላምን ፍቅሪን ፍጠረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 20 күн бұрын
ክርስቶስ ተንሥአ እሙታን በዓቢይ ኃይል ወሥልጣን አሠሮ ለሰይጣን አግዓዞ ለአዳም ሰላም እምእዜሰ ኮነ ፍስሐ ወሰላም እንኳዕ ኣብፀሐና ንብርኃነ ትንሳኤ ናይ ዓመት ሰባት ይበለና ደቂ ተዋህዶ💓💓💒💓💓
@lilitylility4864
@lilitylility4864 20 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👑👑👑👑👏👏👏
@akiaksumawit4937
@akiaksumawit4937 20 күн бұрын
ኣሜን🙏🙏🙏
@user-xt1jk4dm6h
@user-xt1jk4dm6h 20 күн бұрын
በአማን ተንስአ እምውታን🙏
@user-tf5ko7nq8r
@user-tf5ko7nq8r 20 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@SelamKahsay-iv5vu
@SelamKahsay-iv5vu 20 күн бұрын
አሜን እንኳዕ አሕቢሩ አብፀሐና ዝሓፍተይ❤
@cbffhf1567
@cbffhf1567 20 күн бұрын
ወዲ ቀሺ ያክ ጎይታ ሳሓቅ😂😂😂ኣድነቅቲ ወዲ ቀሺ እሰከ 👍ጠውቅኒ ጀምዓይ❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@user-ld8px5xr1z
@user-ld8px5xr1z 20 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ❤
@wediweyinking
@wediweyinking 20 күн бұрын
ገሬን ቤቲን ማራ እዮም ዘስሕቁኒ መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ንቤቲን ንገሬን ዝፈቱ 😂😂😂🤣🤣🤣🤣🤣
@filmongoytom2938
@filmongoytom2938 20 күн бұрын
ሰላምኩም ይብዛሕ የብዝሓልና ኣኽበርቲ ባህሎም ሓዉኩም ካብ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-gk1yq7yv1o
@user-gk1yq7yv1o 20 күн бұрын
ናዓኹም እውን ሰላምኩም ይብዛሕ ❤🙏
@user-mb6cr9cb8z
@user-mb6cr9cb8z 20 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@filmongoytom2938
@filmongoytom2938 20 күн бұрын
@@user-gk1yq7yv1o ኣሜን ቡሩኽ ሓወይ ወላዲት ኣምላክ ጸጋኻ ተብዛሓልካ
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 19 күн бұрын
ክብረት ይሃበልና ክቡር ሓውና ሰላምካ ይብዛሕ🙏❤❤❤❤❤
@safsaf715
@safsaf715 19 күн бұрын
ክብሪ ይሃብካ ዝሓወይይይይ እንካዕ ኣብፀሐካ
@swswots6782
@swswots6782 20 күн бұрын
መዝጎቦ ተባዕታይ ብምምፅኡ ደስ ልበሎ ብlikeግለፁለይ🥀👍
@titisabawit3510
@titisabawit3510 20 күн бұрын
ኣነ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ግን ቃል ብብልሓት ኣይሰርሑን ትፅብይ ውዒለ😢
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@NatnaelGoytom
@NatnaelGoytom 20 күн бұрын
ቀዳማይ ባዕለይ ኣፍቃሪ ስነ ጥበብ ኣብ ማእከል ዓደይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@user-zh5lj4ex3k
@user-zh5lj4ex3k 20 күн бұрын
ደምርኒ ማዓረይ
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w 20 күн бұрын
❤❤❤❤
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray 20 күн бұрын
❌🇪🇷👎👿👹🐍
@user-cm6uq9et1g
@user-cm6uq9et1g 20 күн бұрын
💖💖💖💖
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray 20 күн бұрын
❌🇪🇷👎👿👹🐍
@user-wu4vy5xk1j
@user-wu4vy5xk1j 20 күн бұрын
ኣብ መላእ ዓለም ትርከቡ ህዝበ ክርስትያን እንኳዕ ልብርሃነ ትንሳኤ ኣብፀሐኩም🙏💖
@elsaleghesse1144
@elsaleghesse1144 20 күн бұрын
Amen
@hanamhameed
@hanamhameed 20 күн бұрын
amen❤❤❤
@user-it4ug7qh3q
@user-it4ug7qh3q 20 күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉​@@hanamhameed
@user-kk7kh3ew1b
@user-kk7kh3ew1b 20 күн бұрын
Amen👏❤️🙏
@asmelashhaile8750
@asmelashhaile8750 19 күн бұрын
p
@maratalosow1741
@maratalosow1741 20 күн бұрын
እድነቅቲ ነያ ሙቁረ ከረቢት ። 😂😂😂😂😂😂
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ሳብስኽራይብ ማዓረይ❤❤❤❤
@maratalosow1741
@maratalosow1741 20 күн бұрын
@@user-uy4ek2zj3s ጌረካ እልኩ ምዓረይ
@aasaas7284
@aasaas7284 20 күн бұрын
እንኻዕ ኣብፀሓኹም ደቂ ትግራይ ዓደይ🙏ዓደይ ኽኸድ ደልየ 13ዓመት ኣብ ስደት ብሰላም እተዊ በሉኒ😘❤❤
@dhdhdh-pi3wb
@dhdhdh-pi3wb 20 күн бұрын
ብሰላም እተዪ
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 20 күн бұрын
ብሰላም የእተኪ መዓረይ❤
@meargmehari
@meargmehari 20 күн бұрын
ብሰላም የእቲኪ መዓረይ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ምሳኪ ይኩን❤❤❤
@EtanbetL-veme
@EtanbetL-veme 20 күн бұрын
ሰላም እተዊ ወለላይ ናዓኺ የምስለና❤ ሳብስክራይብ ተሓባበራኒ ኣሕዋተይ ኣይክፈሎን❤
@aasaas7284
@aasaas7284 20 күн бұрын
​@@meargmehariኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኹልኽን የቐንየለይ ዘን ኣሕዋተይ እምበይተዋይ🙏🙏❤❤❤❤❤
@yonaswedihaile
@yonaswedihaile 20 күн бұрын
Kkk ymechekum tegaru wani hawkum kab Eritrea 🇪🇷🍾rhus awdamet nmelae krstyan
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 19 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኩላትና ክቡር ሓውና🙏❤❤❤
@adibooo6460
@adibooo6460 20 күн бұрын
ክጽበዮም ከምዚ ከማይ ዝወዓለ ጥራይ like 👍 ❤
@user-zh5lj4ex3k
@user-zh5lj4ex3k 20 күн бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@user-zh5lj4ex3k
@user-zh5lj4ex3k 20 күн бұрын
@@user-uy4ek2zj3s eshi maarey
@eri6748
@eri6748 19 күн бұрын
ተጸቢና ወ ነቲ ነጣዕሞ ዶ ገለ ዝብል ሰብኣይ ግን ጸሊኤዮ ብሰንኩ ፊልም ሙሉእ ጸሊኤያ😢
@user-qn2vq4rv3p
@user-qn2vq4rv3p 20 күн бұрын
ክርብት ኑፉዕ ተዋሳኣይ እዩ ዋው ፅቡቅ ገይርኹም ቀፅልዎ ኣድነቅት ክርብት ላይክ ግበሩ❤❤❤❤😂😂🎉🎉🎉
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@user-kd3vu7qt8f
@user-kd3vu7qt8f 16 күн бұрын
ሙቁር ክርቢት ኣብ ቃል ዝብል ድራማ ፅቡቅ እዩ ተዋፂኡዎ ኣብዚ ገሬ እሙን ዉን ጎበዝ እንድዩ ግን እቲ ሽም ምፅዋዕን እቲ ምኽራርን እናብዘሖ ታይ እዩ ኣብ ናይ ሓውኻ ሓዳር ኣቲኻ ንሰብኣይ ከም ቆልዓ ሓፍ ኮፍ ምባል ኖ ኣይ ናትናን እዩ።
@user-qn2vq4rv3p
@user-qn2vq4rv3p 16 күн бұрын
@@user-kd3vu7qt8f ትኽክል ኣለኻ ግንኮ ንኽቅፅዑ እዩ መስለን🥰
@MERHAWITHABESHAWIT
@MERHAWITHABESHAWIT 20 күн бұрын
° ክርስቶስ ተንሥአ እሙታን በዐቢይ ኃይል ወሥልጣን ° አሰሮ ለሰይጣን አግዐዞ ለአዳም ° ሰላም እምይእዜሰ ኮነ ፍስሐ ወሰላም። “አሁን ግን ክርስቶስ ላንቀላፉት በኩራት ሆኖ ከሙታን ተነሥቶአል።” - 1ኛ ቆሮንቶስ 15፥20 እንኳን ለብርሃነ ትንሣኤው በሰላም አደረሰን ❤❤❤❤❤❤
@abrahamtewelde1712
@abrahamtewelde1712 20 күн бұрын
ፅቡቕ ስራሕ ሰበይትና ኣዴና ገዛና ንሓግዝ እዩ መልእኽቱ ቀፅልሉ ርሑስ ኣውዳኣመት ንሙሉእ ህዝበ ክርስትያን❤
@eyerusalemtigray4164
@eyerusalemtigray4164 20 күн бұрын
ኣየ ኣያ ዘርኣብሩኽ ፀብሒ ብምስራሕ ናብ ፅሉል ዝተቐየረ ይመስል ልበይ ቖሲሉ ብስሓቕ😂😂😂😂😂😅😅 እረ ግደፉ ኣቦታት ፀብሒ ምስራሕ ልመዱ ሞያ ምፍላጥ ጥበብ እዩ ተለማመዱ👍👍👍👍❤❤❤❤
@aabaditmumu2317
@aabaditmumu2317 20 күн бұрын
. ክርስቶስ ትንሥአ እሙታን በአብይ ሃይል ወሰልጣን አስሮ ለስይጣን አግአዞ ለአዳም ሰላም እምእዜስ ኮነ ፍስሐ ወሰለም እንካዕ አብፀሐኩም ብርካተይ❤❤
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 20 күн бұрын
ንመላእ ኣመንቲ ክርስትና እንካዕ ንጌታና መድሓንቲናኢየሱስ ክርስቶስ ብዓል ትንሳኤ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ከምዚ ንዓመታ ይዕቆረና መድሓንቲና🥰🥰ንእግረ መንገድኩም ሳብስክራይብ ግብሩኑይ ኣይክፈሎን🫶🇱🇧
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s 16 күн бұрын
ኣሜን❤ ኣሜን❤ ኣሜን❤
@user-ii2kk9ne3z
@user-ii2kk9ne3z 20 күн бұрын
ክርስቶስ ተንሥአ እሙውታን በአብይ ኃይል ወ ሥልጣን❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@user-mk9wr6yp7k
@user-mk9wr6yp7k 20 күн бұрын
Asero le seytan agazo le Adam selam emezese kone fsha we selam❤❤❤❤❤
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s 17 күн бұрын
ኣሜን❤❤❤
@user-vj9uh1ji2i
@user-vj9uh1ji2i 20 күн бұрын
እንኳዕ ዳሕን መፃእኹም እንዳ ገሬ እሙን🥰🙏እሰኪ ኣውዳመት ኣጣዕዑሞዎ😂 ኣታሳሓቅ ሞይተ ዘብርኣብሩኽ ኣሳራራሓ ፀበሕ ኣይትሳኣኑ 🤣🤣🥰
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@MedhanieKidane-mu9du
@MedhanieKidane-mu9du 20 күн бұрын
ርሑስ ኣውድኣመት Like ርገጹ 🎉🎉🎉🥰🥰🥰💙💙💙💙
@user-zh5lj4ex3k
@user-zh5lj4ex3k 20 күн бұрын
ኣሜን ደምርኒ ማዓረይ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ደምራኒ❤❤❤❤
@user-zh5lj4ex3k
@user-zh5lj4ex3k 20 күн бұрын
@@user-uy4ek2zj3s eshi maarey gerelki eye
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w 20 күн бұрын
❤❤❤❤
@user-mb6cr9cb8z
@user-mb6cr9cb8z 20 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን
@hiwothaftay5843
@hiwothaftay5843 20 күн бұрын
ሙቁረ ከብሪት is doing good. Thank you for teaching our brothers 👌👌
@sratasrata5383
@sratasrata5383 20 күн бұрын
ክርስቶስ ተንሥኣ እሙታን👏🌿☘️ ብዓብይ ሓይል ወሥልጣን🌿 ኣሠሮ ለሰይጣን🥀 ኣግዓዞ ለኣዳም 🌾 ሠላም🎋 እምይእዜስ ኮነ ፍሥሓ ወሠላም🥀☘️ ናይ ሰላምን ፍቅርን ትንሳኤ ይግበረልና ንኩለኩም ማሓዙተይን መላእ ህዝበ ክርስትያንን🌿🥀🌾🎋🌹🥰👏👏
@user-xn5rr1tn3w
@user-xn5rr1tn3w 20 күн бұрын
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ስድራና❤ ናይ ኣውዳኣመት ላይክ ኣጥዑሙኒ ተጋሩዋየ 😅❤
@eyerusalemtigray4164
@eyerusalemtigray4164 20 күн бұрын
እተን ደርሆ ሸው ኣይተብልወን ናብ ባይታ እስትንፋስ ኣለወን ከም ሰብ ኽቡራት እየን ማይን እኽልን ድማ ሃብወን ማይ ከምዝፀምአን የፍልጣ ከብደይ ኩምትር ኢሉ😥 ንእስሳ እውን ኽብሪ ይሃልኹም በጃኹም እንተተኻኢሉ ኣይትእሰርወን ፍቕሪ ሃብወን ተንከባኽወን ክሻዕ ትሓርድወን ብዝተረፈ ርሑስ ፋሲካ ብሩኽ ኣውደዓመት ይኹነልኩም ይኹነልና ተጋሩዋኒ ፈጣሪ ይሓልወና ኣጆኹም love you❤❤❤❤❤❤❤✝️
@saliem88
@saliem88 20 күн бұрын
ኣፍና ከፊትና "ቃል" ክንፅበ ውዒልና ለካ መዝገቦ ተባዕታይ ናብዚ ኣምፂእኩም ኢኩም ሎምዓንቲ ዘየላ ዛድራማ።ግን ኣመቂርዋ ዛድራማ ፍሉይ እኮኢካ መዝገቦ ተባዕታይ❤❤❤❤❤ እንቛዕ ኣብፅሐኹም ኣይረሳዕኩን🙏💐💐💐
@user-xj3jv6iv6b
@user-xj3jv6iv6b 20 күн бұрын
ዓብይ መልእክቲ እያ ናይ ምቁር ዝተረድኦ🙏🙏❤❤❤❤❤❤
@user-gn9ox4xg3o
@user-gn9ox4xg3o 20 күн бұрын
ካክክክክ ኣታ መጣዓዓሚ ዝኮነ ሰባኣይ ኣምጽእኩም በሉ እስኪ ቡሩክ ኣውደኣመት ይግበረልና ሰላም ዘለዋ ኣመት ይምጻልና
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ሳብስኽራይብ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@Bahgi_
@Bahgi_ 20 күн бұрын
ኣይተ ምቁር (መዝገቦ ተባዕታይ) ብሉጽ ተዋስኣይ ❤
@sarassss5088
@sarassss5088 20 күн бұрын
እንካዕ ኣብፀሐና ልመላእ ህዝቢ ክርሰትያን ርሑሰ ብዓል ትንሰኣየ ይግበረልና ተጋርዋይ❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@nmlkklkk
@nmlkklkk 19 күн бұрын
አሜን ቆንጅዬ
@gebregziabherwoldu6739
@gebregziabherwoldu6739 20 күн бұрын
ርሑስ ፋሲካ ምሉእ ሰላም ኣብ ጸላኢ እድ ዘሎ ህዝብና ውን ነጻ ኮይኑ መላእ ትግራይ ነብዕሎ ይግበረና ስራሕ 50/50 እያ
@user-my2mq7vn5d
@user-my2mq7vn5d 20 күн бұрын
እንካዕ ናብ ጎይታናን መድሓኒናን እዮሱስ ክሩስቶስ ትንሳኤ በዓል እንካዕ ኣብፀሐና ተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩን በዓሉ ናይ ሰላም ናይ ጥዕናን ይግበረልና ኣመንቲ ክርስትና ብሙሉእኩም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-wz8xz7kn5n
@user-wz8xz7kn5n 20 күн бұрын
ኣያይ ለምለመይ ኣየ ኣብርሃም😂😂😂 ርሑስ በዓል ፋሲጋ ይግበረልና ደቂ ተዋህዶ❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ሳብስኽራይብ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@user-lz9ct2dh9x
@user-lz9ct2dh9x 20 күн бұрын
መበል 145 ኮሞንት እየ ከይትቅድሙኒ 😂😂 ንኩሉኩም ህዝበ ክርስትያን እንካዕ ኣብፀሐኩም❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@HagerAmbesahjer
@HagerAmbesahjer 20 күн бұрын
Dihre zerakwa ane baley kab makel Nederland's bey akadnakum betami des ketibelo❤❤ New Eritrea❤❤❤
@landaraya2095
@landaraya2095 20 күн бұрын
መበል 49 ባዕለይ❤ ንመላእ ተኸተልቲ ሃይማኖት ክርስትና ተጋሩ እንኳዕ አብፅሐኩም🙏❤❤❤ ደምሩኒ ተጋሩዋይ😍😍😍
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@frefre4670
@frefre4670 20 күн бұрын
መዝገዎ ተባዕታይ👌😍😘
@titisabawit3510
@titisabawit3510 20 күн бұрын
ቃል ብብልሓት ትፅብይይይ ውዒለ ስኢነያ😢
@merizetewahdotigray1758
@merizetewahdotigray1758 20 күн бұрын
ክርሰቶሰ ተንሠአ እሙታን ብዓቢይ ሓይል ወሠልጣን አሰሮ ለሰይጣን አግአዞ ለአዳም ሠላም እምእዜሰ ኮነ ፍሠሃ ወሠላም✝️💙❤እንኳዓ አብጸሐኩም ንብርሃነ ትንሳኤ ተጋሩዋይ ብሩኳት ዘርኢ✝️💙🌿
@BreFekr
@BreFekr 20 күн бұрын
አብ መላኣ ዓለም እትርከብ እምነት ክርስትና እንኳዕ ኣብፀሐኩም አብፀሐና ንባዓል ብርሃነ ትንሳኤ 👌👍አሜን//3//🌿❤🌿🌼🌿🌼🌿🌼❤🎉🎉🎉🎉
@Maryam-rv4di
@Maryam-rv4di 20 күн бұрын
ዋይ ዘብራእሮክ ሳሓቅ ቀቲልኒ😅😅😅
@kalaeleni6342
@kalaeleni6342 20 күн бұрын
😮መበል 460 እየ 🤣እስቲ ላይክ ሃብኒ እንኳዕ አብፀሐኩም/ና❤❤
@emmaq1588
@emmaq1588 20 күн бұрын
ንመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንበዓል ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና
@user-gg6ul8rp1q
@user-gg6ul8rp1q 20 күн бұрын
ኣጣዓዕምዎ ተጋሩዋይ ርሑስ ዓመት ባዓል ከኣ💛❤💛❤💛
@AaQq-zs1lr
@AaQq-zs1lr 20 күн бұрын
ትኽክለኛ ቅፅዓት እያ ኣያ ዘብረኣብሩኽ ኢድኩም ናብጅባኹም ስድድ ኣብሉ ካብዛቅፅዓት ክትወፅዋ ስ
@titisabawit3510
@titisabawit3510 20 күн бұрын
ኣያ ዘርኣቡሩኽ ከብደይ በሊዖምኒ ተዝሕግዞም ኢለ
@Dolar1219
@Dolar1219 20 күн бұрын
ለምለመይ ፅሪቲ😊
@somoksa2031
@somoksa2031 20 күн бұрын
እንኳዕ ንባዓል ፋሲካ ብሰላምኣብፀሐኩም ንመላእ ተኸተልቲ ህዝበ ክርስትያን ደቂ መዳመይ ኣብ ስደት ዘለና ኣጆና ክሓልፍ እዩ ናይ ዕረፍቲ እንጀራ ይሃበና አሜን (፫ )🙏🙏🙏🥰🍀🍀🍀🌻🌻🌻🌻🥰❤️❤️
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@user-te2yv8tu5y
@user-te2yv8tu5y 20 күн бұрын
ኣድቅቲ መዝገቦ ረዳ👍🏼😂🫶🏾🤍
@zufangaltewahado7247
@zufangaltewahado7247 20 күн бұрын
ክርስቶስ ተንስኣ እሙታን በዐቢይ ኃይል ወሥልጣን አሠሮ ለሰይጣን አግአዞ ለአዳም ሰላም እምይእዜሰ፤ ኮነ ፍስሐ ወሰላም #ኣብ መላእ ዓለም ዘለኩም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ክርስትያን እትኣምኑ እንኳዕ ናብ ብርሃነ ትንሳኤ ጎይታና መድሓኒ ዓለም ኢየሱስ ክርስቶስ ብስላም ኣብፀሐኩም/ና ❤️‍🩹❣️🥀🥰🌿 ተመስገን 🙏♥
@Brave-Is_Mine1
@Brave-Is_Mine1 20 күн бұрын
ኤህ ደኣ ኣያ ምቁር ክርቢትስ😁 ክተጠዓዕም እምበር ንለምለም ዓይነይ ብሻቕሎት ዘርኣብሩኽ ዓይነን ሻቕሎት ወዲእወን😂😂 ርሑስ በዓል ፋስጋ ይግበረልኩም ንመላእ ኣመንቲ ክርስትና!!! ምሉእ ሰላም:ጥዕና:ፍቕርን ምትሕልላይን ይምነየልኩም::
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ሳብስኽራይብ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@Brave-Is_Mine1
@Brave-Is_Mine1 20 күн бұрын
@@user-uy4ek2zj3s Done 👍🏽
@user-nc4cj6lz2x
@user-nc4cj6lz2x 19 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን
@livewithhope9586
@livewithhope9586 20 күн бұрын
Zemene selam Rahwa Kisanet rhus awdeamet ygberelna ❤ Enda gere emun Bir'ekum ysesin kemzi n'ameta keygudele yexnhana yxnihkum. 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@mikelebaraki5269
@mikelebaraki5269 20 күн бұрын
ኣይተ ሙቁር ክርቢት #ክርቢት ጌሮማ ነዛ ኮሜዲ😂😂
@liveyourdream2121
@liveyourdream2121 20 күн бұрын
ሰላምኩም ይብዛሕ ህዝቢ ትግርኛ ካብ ዓይን ቡዳታት ይሓልወኩም ርሑስ ኣወዳመት❤❤
@Aebte
@Aebte 20 күн бұрын
እንኳዕ ኣብፅሕኩም ኣባላት ዳገሬ እሙን ንባዓል ፋሲጋ🎉🎉❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ሳብስኽራይብ ማዓረይ❤❤❤❤
@user-bw2pl6lx5l
@user-bw2pl6lx5l 20 күн бұрын
Mqurat enda gere emun❤❤❤❤❤❤❤
@salamsalam1464
@salamsalam1464 20 күн бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ አብፀሓና❤❤❤❤
@user-kl1rc5ep8v
@user-kl1rc5ep8v 20 күн бұрын
ክርስቶስ ተንሥአ እሙታን በዐቢይ ሀይል ወሥልጣን አሠሮ ለስይጣን አግአዞ ለአዳም ሰላም እምእዜሰ ኮነ ፍስሐ ወሰላም 🌺🌺🌺 እንካዕ አብጽሓና ወለላይ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@user-vi9hf6ky8s
@user-vi9hf6ky8s 19 күн бұрын
ኣድነቅቲ ወዲ ቀሺ ያላ በዚ ተሰለፍ 😂😂😂
@sameraahmed1907
@sameraahmed1907 20 күн бұрын
ሞዝጎቦ ተባዕታይ ኣረ ይሞችካ❤😂😂
@user-wt5gh5ub2l
@user-wt5gh5ub2l 20 күн бұрын
ዋዛ ምስ ቁነገር ዛንቃቅሖ ዘን ሓንቲ ሓንቲ ደርሆ ንዓኩም ዛ እቆቅሖ ንዓይ ካብ በጊዒይ ደርሆይ ምሕራድ ዛበጊዕ ልባዓልካ ዛደርሆ ልዝተፀገመ ልምባል መስለኒ 👌👍❤
@khjh8891
@khjh8891 20 күн бұрын
ኣይ ኣብርሃም ሙቁርርርርር😘😂😂
@ErdiYosief
@ErdiYosief 20 күн бұрын
❤❤ርሑስ ኣውድኣመት ንኹሉ ኣማኒ ክርስቲያን ይግበረልና ❤️🙏 መዝገቦ ኣዝዩ ፍሉይ መቀረት ሂብዋ ኣዝያ መቂራ እንዳ ገርየ እሙን ቀጽልሉ
@ssolomongebre7706
@ssolomongebre7706 20 күн бұрын
Tefltu do eritreawyan kam neftwkum ahwatna eykum kulu hizbi eritrea yeftwkum eu mknyatu kadamay hawna hizbi tigray eu
@biniamweldegebriel4971
@biniamweldegebriel4971 19 күн бұрын
Hade hzbi endna tigrigna Tsibuk tsubuk nsbek kulena❤
@EvenAngsom
@EvenAngsom 19 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂 kemey geriena ​@@biniamweldegebriel4971
@user-pd3np7bw5y
@user-pd3np7bw5y 19 күн бұрын
yes
@user-mp2vj1vv4g
@user-mp2vj1vv4g 19 күн бұрын
ቦግ በል😏
@maryamey99
@maryamey99 18 күн бұрын
​@@user-mp2vj1vv4g first you bog bel 😅😅😅
@teagesyemane3389
@teagesyemane3389 20 күн бұрын
ኣያ ዘርኣብሩኽ ዝበልካ በል። ኣነ ብፍቕሪ ለምለም ዓቢደ።ግን ሓዳር ኣለዋ'ዶ ይኸውን❤❤❤❤
@nabetafarajfaraj5223
@nabetafarajfaraj5223 19 күн бұрын
የብላን
@frutenafrtuna3745
@frutenafrtuna3745 20 күн бұрын
ሙቁር ኬፍ አለወ 😂😂😂😂🎉🎉🎉
@alulaalula9344
@alulaalula9344 19 күн бұрын
እዚ ሓድሽ ወዲ ጎበዝ በርትዕ you are funny 😂😂😂👌
@user-uf4tc4lp8n
@user-uf4tc4lp8n 17 күн бұрын
I love you tgiray people🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-jb2fh5td9q
@user-jb2fh5td9q 20 күн бұрын
ድሕሪ ኩሉ ባዕለይ ላይክ ግጨዉ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 20 күн бұрын
😁😁
@user-lt5oc6fs4h
@user-lt5oc6fs4h 20 күн бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኹምምምም ❤❤🎉 እንኳዕ ኣብፀሐና አብ ሰደት ዘለና እውን ኣብ ዓድና ምስ ቤተሰብና ነሕልፈሉ ግዜ የምፀአልና💖 😢🙏ኣነስ ኣውዳኣሞት ክኸውን ከሎ ናፍቆት እየ ዝመውት 💔🥺
@user-ui3cl2lr6c
@user-ui3cl2lr6c 20 күн бұрын
አሜን(3)😥
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ኣሜን ኣሕዋተይ ደምራኒ እስኺ❤❤❤❤❤
@GshShh-mz5xi
@GshShh-mz5xi 15 күн бұрын
ናብራ ከይከብደና ነጣዓዕሞ ብጣዕሚ አየ ዝፈትየኩም ተጋሩዋይ አንቃዕ ንብርሃነ ትንሳኤ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@Aman-1998wedi
@Aman-1998wedi 20 күн бұрын
ብሩኽ ኣውዳእመት ኣጥዒሙ የጥዓዕመልኩም ጥዑማት ገዛ ❤
@EtanbetL-veme
@EtanbetL-veme 20 күн бұрын
ሳብስክራይብ ተሓባበረኒ ሓወኒ❤
@BrktiHabesha
@BrktiHabesha 20 күн бұрын
ንኹልኹም ኣመንቲ ክርስትና ርሑስ ብዓል ፋሽጋ ይግበረልኹም በዚ ኣጋጣሚ 1000 ኣምልኡኒ ደቂ ዓደይ ሓብርና ንዕበ❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@user-cn9zq7yn7w
@user-cn9zq7yn7w 20 күн бұрын
እንካዕ ኣብፅሐኩም ኣብፅሐና ተጋሩዋይ ሎምስ ክንደይ ምዓልቲ ኮሞንት ንቅደም ደቂ ሓላላል መሬት ብስም በዓል ፋሲካ ለምለም ዓይነይ ተድንቁ ባ ላይክ ግጨዉኒ ❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ሳብስኽራይብ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 19 күн бұрын
ድሕሪ ፀብሒ ምስራሕ ኸም ሰበይቲ ምልሃይ ኢሎምዋ😂😂😂ዘርኣብሩኸይ🥰
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx 20 күн бұрын
ኣብራሃም ድየ ዝርኢ ዘለኹስ በጊዕ ያ ጉድ ረኺቡ ኣብርሃ😂😂😂❤❤❤
@MengistuNigus
@MengistuNigus 20 күн бұрын
ኣባጊዕ ኸቢሮምና ኣያ ተኸስተ ሎሚ ገለ በሉ😅😅😅❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@Trhas-oc1js
@Trhas-oc1js 20 күн бұрын
ብሩክ ኣውዳኣመት ህዝበ ክርስትያን❤ እካዕ ዳሓን መፃኩም ገርየ ሙን❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@yabetseasgedom9365
@yabetseasgedom9365 20 күн бұрын
Happy Easter Gery umun artists 🎨 with all family! Good job.
@abeyhaileselassie3040
@abeyhaileselassie3040 5 күн бұрын
ክርቢት ናይ ብሓቂ ሰሪሕዋ ናይዛ part እዚኣ champion እዩ
@sanettsegay1699
@sanettsegay1699 20 күн бұрын
ሩሑስ ብዓል ይግበረልና ተጋርዋይ❤❤❤
@user-zh5lj4ex3k
@user-zh5lj4ex3k 20 күн бұрын
ኣሜን ማዓረይ ደምርኒ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@frutenafrtuna3745
@frutenafrtuna3745 20 күн бұрын
እንኳእ አብጸሓኩም ተጋሩ 💛❤💛
@brye.goldesae
@brye.goldesae 20 күн бұрын
😂😂😂😂😂አብራሃመይ❤እንኳዕ አብፀሐና🎉
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@user-vv9wz6mn6j
@user-vv9wz6mn6j 19 күн бұрын
Way eniaka tmheti dess zbll ajokum zelenayo hiwet❤
@Gebremedhin-nl8pk
@Gebremedhin-nl8pk 20 күн бұрын
እንካዕ ኣብፅሐ ንመላእ ህዝቢ ሰዓብቲ ኦርተደክስ በተለይ ኣብ ስደት ዘለና ምስ ቤተሰብና የራክበና ❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ደምረኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤
@bereketwediande9349
@bereketwediande9349 20 күн бұрын
ኣቱም እንዳ ግሬ እሙን ፈበን እባ እምጽኡልና ኣጥፊእኩማ እኮ
@user-rl8xx6sp1x
@user-rl8xx6sp1x 18 күн бұрын
እሰይ ጥዑማት ሰድራ ዳያ ዛብራኣብሩክ እንካዕ ኣብፀሐኩም❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰
@fatumayassin2495
@fatumayassin2495 18 күн бұрын
great job
@user-ft4ed5vk7o
@user-ft4ed5vk7o 20 күн бұрын
እንኳዕ ኣብፀሐኹም ዘርኣብሩኹ ዓይነይ ብጣዓሚ ኣሕዚኒኒ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@GgGg-hg7oo
@GgGg-hg7oo 20 күн бұрын
ለዛሬው ባዓል የሚመለከተው ብቻ እንዃን አደረሳቹሁ
@hailagebermeskel-sh4mw
@hailagebermeskel-sh4mw 20 күн бұрын
Amen 3
@user-nc4cj6lz2x
@user-nc4cj6lz2x 19 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን❤❤
@Me-lz9yw
@Me-lz9yw 20 күн бұрын
They are the Best. 👏🏾👏🏾👏🏾
@selammenbar34
@selammenbar34 20 күн бұрын
Well come
@user-be6zm5ik8h
@user-be6zm5ik8h 20 күн бұрын
ቀደመይቲ🤣🤣🤣❤👈
@Selugaltigray
@Selugaltigray 20 күн бұрын
ደምርኒ ዝሓፍተይ
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 20 күн бұрын
ሳዓት ክንደይባ ትስደድ😂😂😂
@fdg761
@fdg761 20 күн бұрын
ኣነ እየ ቓደመይቲ
@user-ld8px5xr1z
@user-ld8px5xr1z 20 күн бұрын
ሳብስክራይ ባ ግበርለይ​@@AaA-nq7il
@user-ld8px5xr1z
@user-ld8px5xr1z 20 күн бұрын
ሳብስክራይ ባ ግበርለይ​@@AaA-nq7il
@alemxaerieya77
@alemxaerieya77 20 күн бұрын
Krbit btami kief Alewo❤
@lataylatay2063
@lataylatay2063 17 күн бұрын
ናብራ ማራር እያ ኣይጥዑሙንየ ናጣዓዕም ብሓቂ 100% ከምገለ ዓይነት ተዋሳአይ ❤❤❤❤
@Mixtube551
@Mixtube551 18 күн бұрын
Tegaruwani zey ezi rgum poletica eyu felaluyna ember btaemi ena eko nfetwekum😢❤gere emun minchi sehakey eya 😂thanks qexilulu ❤haftikum kab 🇪🇷🇪🇷
@Melat-ps1ph
@Melat-ps1ph 20 күн бұрын
እንኳዕ አብፀሐኩም ንባዓል ፋሲካ ኩሉኩም አያዘብራአብሩክ ፈሪድዎም ሎሚ አብ ሰደት ዘለኩም ከምዚ ከማይ አለክን/ኩም ናዓድና የብቀዐና🙏
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@Melat-ps1ph
@Melat-ps1ph 20 күн бұрын
@@user-uy4ek2zj3s እሺ❤
@user-ot3rh6ki4k
@user-ot3rh6ki4k 20 күн бұрын
ዋዉ ቅድሚ ኩሉ ባዕለይ ሩሑስ ባዓል ፋሲካ❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ሳብስኽራይብ ማዓረይ❤❤❤❤
@HgLife888
@HgLife888 17 күн бұрын
ንኣያ ነጣዓዕሞ ናብ እንዳ ጌሬ እሙን ብምፅንባሩ ዘጣዓዕሞ መን ኣሎ 😂
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 18 күн бұрын
Rhus Awdamet. derfi ghin aytebzihu ab drama.thank u
@tsegahubi1792
@tsegahubi1792 20 күн бұрын
ሩሑስ ብዓል ትንሳኤ ንኣመንቲ ክርስትና❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 20 күн бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
Gere Emun Part 177 | ገሬ እሙን ክፋል 177
40:02
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 346 М.
Gere Emun Part 178 | ገሬ እሙን ክፋል 178
51:54
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 310 М.
ПЕЙ МОЛОКО КАК ФОКУСНИК
00:37
Masomka
Рет қаралды 10 МЛН
Can You Draw The PERFECT Circle?
00:57
Stokes Twins
Рет қаралды 84 МЛН
маленький брат прыгает в бассейн
00:15
GL Show Russian
Рет қаралды 4,5 МЛН
КАКОЙ ВАШ ЛЮБИМЫЙ ЦВЕТ?😍 #game #shorts
00:17
Poopigirl
Рет қаралды 4,2 МЛН
Gere Emun Part 175 | ገሬ እሙን ክፋል 175
46:54
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 354 М.
Gere emun part 161 | ገሬ እሙን ክፋል 161
42:58
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 403 М.
GERE EMUN PART 169 | ገሬ እሙን ክፋል 169
45:36
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 393 М.
Gere emun part 172 / ገሬ እሙን ክፋል 172
40:18
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 393 М.
Gere emun part 174 | ገሬ እሙን ክፋል 174
43:04
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 359 М.
¿Ella lo besó? #divertido #broma
0:18
SKITS Spanish
Рет қаралды 9 МЛН
😱ПИОНЕРКА ОТПРАВИЛА СЭНДИ В 1965 ГОД😱
0:38