ልጓም - ተኸታታሊ ድራማ ክፋል 12 - Liguam Part 12

  Рет қаралды 26,151

ላዛ ሲነማ Laza Cinema

ላዛ ሲነማ Laza Cinema

Жыл бұрын

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited

Пікірлер: 200
@user-en6ro8nz9f
@user-en6ro8nz9f Жыл бұрын
ሂወት ገጠርኮ ፍሉይ እዩ ኩሉ ግዜ ዝናፍቐኒ ነገር ባርኾት ወለዲ ዘለዎ መኣዲ😢❤❤
@__-wj7zq
@__-wj7zq Жыл бұрын
*_እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ፅሩያት🥰 ግን ኣይተሕፅርዋ 🥰🥰_* *_ደቂ ገጠር ኣለና ዶ👍👍_*
@evt5aser51
@evt5aser51 Жыл бұрын
ኣለና😊
@filimongebrelibanos7349
@filimongebrelibanos7349 Жыл бұрын
ትግራይና ናብ ዝነበረቶ ፍሰስ ተፋሰስ ኣምላኽ ይምለሳ። ክብርን መጎስን ናይ ቀደምን ናይ ሕጅን ሰማእታትና።
@8ez5no7g
@8ez5no7g Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@8ez5no7g
@8ez5no7g Жыл бұрын
ጓል ሃገረሰብ ዕባይ ገጠር ግዲ ከይነስ ዝፈትዎን ዝናፍቆን ባህለይ ኣስታዊሰ ደስ ትብል ተዋስኦ ብሃንቀውታ ንፅበ ንፉዓት ዞምሓተይ ኣብ ስደት ዘለና ተጋሩ ከምዚ ዝናፈቅናዮ ባህልና ብተዋስኦ መልክዕ ክዕቀበልና ብምርኣይና ደስታና መግለፂ ኣይብሉን ትግራይ ዓደይ እግዚአብሄር ኣምላክ ንቡር ሰላምኪ ይመልሶ
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y Жыл бұрын
አቤት ናይ ኤርጥራ ተዝኮን እማ ምጎየኽን ነይርኽን በተለይ ተጋሩ አጋላት🙄
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Жыл бұрын
ሳህ ከላም😄
@aishan4539
@aishan4539 Жыл бұрын
ካብ ባዕልኪ ጁሚሩ
@brhaneye9521
@brhaneye9521 Жыл бұрын
2013 ዝገደፍኩዎየ ኣነስ 😮ናኤሪጥልያን 😏
@user-cc3gy3um8g
@user-cc3gy3um8g Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ሚድያና ነዕቢ ነተባብዓዮም❤
@aadddaddrg2016
@aadddaddrg2016 Жыл бұрын
ተጋሩዋኒ እመ ብርሃን ትሓልወለይ አሜን ኣነ እዉን ጋል ገጠር እየ ኣሰይ ስደትና የሕፅረልና እግዚኣብሔር ኣምላክ 😥⛱
@brhaneye9521
@brhaneye9521 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@Tigraweyti_Queen
@Tigraweyti_Queen Жыл бұрын
ማዓረኻ ገጠር ዘዕበየኒ🥺❤ ፅብቅቲ ስራሕ ተጋሩዋይ
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын
ተጋሩ ተጋሩ ተጋሩ ኣበይ ኣለና ላኣተና ናይ ባዕልና ሚዲያታት ነዕብየይ
@user-yv2eg5yh3d
@user-yv2eg5yh3d Жыл бұрын
ተጋሩ ላይክ ሳክበራብ ሽር ናሕግዝም አሕዋትና 🙏
@user-yv2eg5yh3d
@user-yv2eg5yh3d Жыл бұрын
ፅብቅ ደራማ ደስ ክበል ጓል ገጥር እያ አነ ወን እም ስበሃንቆታ እያ ዘፅበየኩም ❤🙏😘😘😘
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ድቅ ሓላል መሬት ዝተቀደሴ ስንበት ይግበረልና ይግበረልኩም አለናዶ ድቅ ገጠር እሰይ
@user-ug8bo4dx5d
@user-ug8bo4dx5d Жыл бұрын
ብሉፃት ጀጋኑ ብረትዑ አብ ዘላዓለ ደረጃ ንክትበፅሑ ተስፋ አለኒ። ተጋሩ አሕዋተይ አሕዋትና ነበራታትዕ መዳና ነዕቢ❤
@saliem88
@saliem88 Жыл бұрын
ተጋሩ እዛ ድራማ ብኣሓርኛ ተትከው ንምታይ ክብሉ ክፃረፉ ምዓሰሉ ኔሮም።ኣይ ትግራዋይ ንናትካ ምትብባዕ ምንቃፍ ዝቀለና ኮይና ኣለና።
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 Жыл бұрын
ኣብ አሪጥራን እዮም ዘውዕሉ ብፍላይ ኣጓላት
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Жыл бұрын
እንኳዕ ደሓን መጸእኹም ኣባላት ላዛ ሲንማ ጽቡቕ መደብ እዩ ቀጽልዎ ደቅ ሃገረ ትግራይ❤️💛
@mediymediy4807
@mediymediy4807 Жыл бұрын
ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ሙለኡ ሰላም ይሃበና ፈጣሪ ❤❤❤❤
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Жыл бұрын
መን ከም ገጠር😍እንኳዕ ዕባይ ገጠር ኾንኩ❤️💛
@salemaselama7859
@salemaselama7859 Жыл бұрын
ኣሰይ ዙባህልና ክጥዑም ሙሉእ ሰላም ይግበረና❤💛ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏💓💓💓💓💓
@user-nk2hg2hn5m
@user-nk2hg2hn5m Жыл бұрын
ገና ከይራኣኹ እየ ኮሜንት ዝፅሕፍ❤❤
@mnjhtyuh5902
@mnjhtyuh5902 Жыл бұрын
ፅብቅ ደስ በሃሊት ፍልሚ ሂወት ገጠር ተናፍቂ😢 እግዚኣብሔር ኣምላክ ሰደት የሕፅረልና
@yerdugerye8656
@yerdugerye8656 Жыл бұрын
መን ከም ገጠር ኣጆና ኢስከ ተጋሩዋይ ሙቁራት👏💋💗💗♥️♥️🔥🔥🔥🎉🎉🎉💊💊💊💊
@alhamredae2472
@alhamredae2472 Жыл бұрын
እታ ሙዚቃ መእተዊ ትምችወኒ ❤❤❤
@user-ex2uu9wf3m
@user-ex2uu9wf3m Жыл бұрын
ልመጀመርያ ግዜ እየ ዝርኣዘለኩ ብጣዕሚ ደክ ዝብል ቀፅልሉ ደቂ ሪመይ🥰🥰🥰🥰
@user-gl4mt9ci5l
@user-gl4mt9ci5l Жыл бұрын
እሰይ ደስ ክብል ናይ ገጠር ህወት ❤❤❤
@Haftom8449
@Haftom8449 Жыл бұрын
አረ ብጣዕሚ እዩ ልድብር ኣቃራርባኹም ፅብቕ እናሃለወስ ካስካል እላብዛሕኽሙሉ ብዝተካለኩም ፅብቕ መልእክቲ ኣሕልፉሉ
@LoveyouFamiliy
@LoveyouFamiliy Жыл бұрын
ምፃሓፍ ስለ ዝካኣልኪ ብዘይትፈልጦ ነገር ጦብለቅ ኢልካ ሞራል ሰብ ኣይንካእን
@user-yh3yd7wo8u
@user-yh3yd7wo8u Жыл бұрын
ዓደይ ናፊቐ😢
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጽኣኩምልና ክቡራን ዘርኢ ተጋሩዋይ ቀፅልሉ ደስ ኽብል ዓድና ❤💛ግን ፆም የኾነይ ድዩ ዘሎ ወይስ ተሰሪሑ ዝጸነሐ እዩ ብዝኾነ ቀፅሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉሉ❤
@slamh1298
@slamh1298 Жыл бұрын
ፁበቅ ሰራሕ እዩ ተጋሩዋይ እቲ ቦታ ደሰ ክብል❤❤❤❤❤
@Abrhet_tube19
@Abrhet_tube19 Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ፅሩያት❤❤❤❤አሰይይይ ክንደይ ደስ ዝብል ድራማ እዩ እግዚአብሔር አምላክ ምሉእ ሰላም የውርደልኪ ዓደይ😢
@seliseli3381
@seliseli3381 Жыл бұрын
እሰይ ተጋሩዋኒ ሸር ላይክ ግበርለም የሕዋትና ናታባብዐም ካብ ናማትና ክንገብር💊💊💊💊💞💞💞💞💞💝💝💝💝💝💝💖💖💖💖💊💊💊💊💊💊💊💊💊💖💖💖💖💖💖
@ngsti8856
@ngsti8856 Жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ተጋሩዋኒ ቀፂሊ ክፍል ብሃንቀውታ ንፅበ
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z Жыл бұрын
ዓዲካ ጥዕም እግዚአብሔር አምላክ ሰደትና ይሓፅረለና ደቂ ዓደይይይ❤
@fhjfhffhfu9369
@fhjfhffhfu9369 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@edon7537
@edon7537 Жыл бұрын
ናይ ገጠሪ ክጥዒም msis you ገጠሪ😂❤❤❤
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын
እንካዕ ብስላም መፃእኩም ደቂ ሓላል መሬት ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ
@user-yv2eg5yh3d
@user-yv2eg5yh3d Жыл бұрын
ዝፍትውኹም ደቂ ዓደይ ተጋሩዎኒ ❤💛🙏
@senigaltgray2321
@senigaltgray2321 Жыл бұрын
ሰሊየ ሓወይ ዝፈትወካ ምንኣሰይ❤❤❤ ቀፅልሉ ተገሩዋይ ፅሩያት
@lylaarishi9028
@lylaarishi9028 Жыл бұрын
ተጋሩዋኒ ዓይኒ ፀላኢኩም ይደፈን ❤❤❤
@yerdugerye8656
@yerdugerye8656 Жыл бұрын
ኣሰይይይ ደቂ ዓደይ ፁሩያት እንቋዕ ዳሓን መፃእኹም👏👏👏💋💋💗💗💗💗💗♥️♥️🔥🔥🔥🔥🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@abadytesfa3717
@abadytesfa3717 Жыл бұрын
ባህልና ኢኮ ናፍቅናዮ ደስ ባሃሊ
@hidattesfamichel6073
@hidattesfamichel6073 Жыл бұрын
I miss my tigray adey and my ppl ❤️❤️❤️❤️
@betimodel6712
@betimodel6712 Жыл бұрын
ዓድካ ጥዑም🥰
@salmasalm8448
@salmasalm8448 Жыл бұрын
ሙቁራት ደቅ ሓላል ትግራይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም❤❤❤
@newuaq1125
@newuaq1125 Жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ጀጋኑ ደቂ ሀገረይ ትግራይ🙏🙏🙏💛💛💛❤❤❤💪💪💪💊💊💊💊💔💔💔ሙሉእ ሰላም ትግራይና የርእየና🤲🤲🤲🕊🕊🕊
@user-fd3db4jv4m
@user-fd3db4jv4m Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ሽኳራት❤❤❤ 💛💛💛
@user-mp5kc3ux4j
@user-mp5kc3ux4j Жыл бұрын
እንቋዕባ ሃገረሰብ ተወለድኩ ክንደይ ድዩ ደስ ክብል ❤❤❤❤
@user-cz2vy1yn2p
@user-cz2vy1yn2p Жыл бұрын
እሰይ እንኳዕኳ ጓል ገጠር ኾንኹ ክንደይ ደስ ይብል ዝባህልና ትግራይ ዓደይ ሰላምኺ ይብዘሓለይ🙏❤🌹
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 Жыл бұрын
ኣይተሕጽርዎ ወለላተይ እቲ መካበብያ እማ ሃመይ ዘበለ ቓሕ ምባሉ
@TV-vh2im
@TV-vh2im Жыл бұрын
ዓድና ጡዑም🥰
@user-yv2eg5yh3d
@user-yv2eg5yh3d Жыл бұрын
ልጓም ጥፍእኩም በስላም ደዬ አሕዋተይ
@galtigray6523
@galtigray6523 Жыл бұрын
ታይ እዩ ባ ዙሓፂር ድጄ ኣሹ ልመስል ሓው ድዩ ብልተረፈ ቀፅልሉ ነተባበዐዮም ለ❤❤😘
@edon7537
@edon7537 Жыл бұрын
😮😂😂😂😊
@user-fg8xc4xx7r
@user-fg8xc4xx7r Жыл бұрын
ናኖ ሓወ አይኩንነ❤
@nestanetgselasy1147
@nestanetgselasy1147 Жыл бұрын
ቀጽሉሉ ኣዝያ ብልጽቲ ስራሕ እያ
@hemoo_sl9005
@hemoo_sl9005 Жыл бұрын
ተጋሩዋኒ💊💊💊💊💪💪💪💪♥️♥️♥️♥️💋💋💋
@user-xk1we6gz3f
@user-xk1we6gz3f Жыл бұрын
መን ከም ገጠር ዓድና ኣብ ገጠር ዘሎ ፍቅር ኮ 🥺🥺🥺❤❤❤❤
@user-yv2eg5yh3d
@user-yv2eg5yh3d Жыл бұрын
ደስ ክበል ናይ ገጥር ፊልም ❤😘😘😘😘
@faswelsfr1974
@faswelsfr1974 Жыл бұрын
እስይ ደስ ክብሉካ❤❤
@zufanfromtgray812
@zufanfromtgray812 Жыл бұрын
እዊይ ደስ ክብል ቀፁሉሉ ተጋሩዋይ ❤❤❤
@rhohrhoh1855
@rhohrhoh1855 Жыл бұрын
እንዃዕ ብሰላም መፃአኩም ተጋሩዋይ❤❤❤
@eduedu332
@eduedu332 Жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ እዪ ግን ሰዓት ተሕፅርዎ ኣለኹም
@galtigray5257
@galtigray5257 Жыл бұрын
weL cem ❤❤❤❤
@kokobeasfaw1504
@kokobeasfaw1504 Жыл бұрын
እንቋዕ ብስላም መፃኩሙ ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ 💞💞💞💞💞
@tigraylove7744
@tigraylove7744 Жыл бұрын
ኣሰይ ባህልና ጥዑም❤💛
@zewdihadera2132
@zewdihadera2132 Жыл бұрын
ብጣዕሚ እያ ደሰስ ትብል ቀፅለሉ
@fewakonjo3453
@fewakonjo3453 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-nn9gh7nr4i
@user-nn9gh7nr4i Жыл бұрын
ዝዓበናሉ ዘይመለስ ሂወት ❤
@user-qv2zr8jh4z
@user-qv2zr8jh4z Жыл бұрын
ኣጆኩም ቀፅሉሉ ተጋሩዋኒ ሙቅራት አብጎንኩም አለና❤❤❤❤
@tmsgnamlky6344
@tmsgnamlky6344 Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ💖😍😍
@user-zg1ew2mc3s
@user-zg1ew2mc3s Жыл бұрын
❤️❤️
@alsa8424
@alsa8424 Жыл бұрын
ተጋሩዋኒ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም❤❤❤❤
@akazehaftu7898
@akazehaftu7898 Жыл бұрын
ኣሰይ ድስክብ እትናይ ዓድና ማዕረግ እት ለምለም ቆፅል❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hshshsh5196
@hshshsh5196 Жыл бұрын
ማሰሠመሐ❤❤❤❤❤❤❤
@ZahraHPH-eg3tj
@ZahraHPH-eg3tj Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g Жыл бұрын
ደቂ ሪመይ ፅሩያት ❤️ ባህልና ምጥዓሙ ❤️
@user-ep7pk2uq9d
@user-ep7pk2uq9d Жыл бұрын
ቀፅልዋባ ተንጠልጢና ቀሪና
@liliihntsa830
@liliihntsa830 Жыл бұрын
ደቂ ገጠር 👍😢
@saraha9159
@saraha9159 Жыл бұрын
እንካዕ ሰላም መፃኣኩ ተናፈቅቲ❤❤❤
@user-wl7ki5gr3d
@user-wl7ki5gr3d Жыл бұрын
ኣሰይ ፅብቅ ስራሕ ቀፅልዎ❤🥰🥰
@1755tigray
@1755tigray Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ደቂ ዓደይ♥️❤😘😘😘😘
@zufanabraha2824
@zufanabraha2824 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ እዩ በርትዑ ደቂ ትግራይ ዓደይ ❤💛🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@herutigraweyti5269
@herutigraweyti5269 Жыл бұрын
እስይ እዚ ገጠር ዓድና ደስ ክብል😊❤❤😊
@elsahailemariam1221
@elsahailemariam1221 Жыл бұрын
💕😍😘
@user-fz6jo4ei4o
@user-fz6jo4ei4o Жыл бұрын
ዋሓላሉ❤❤❤❤
@user-bz9df9ld2g
@user-bz9df9ld2g Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ፁሩያተይ❤❤❤
@embeyteni1665
@embeyteni1665 Жыл бұрын
ኩሉ ትክእልሉ ተጋሩዋኒ
@tdf8017
@tdf8017 Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ፅሩያተይ🙏💊❤
@user-hm6fs1gv8r
@user-hm6fs1gv8r Жыл бұрын
ተጋሩዋኒ ዝፈትወኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤ ሳብስክራይብ ግበሩኒ ኣሕዋተይ ለ❤❤❤
@user-gd3zl6ne5j
@user-gd3zl6ne5j Жыл бұрын
ገይረልኪ /ካ ንዓኹም ዘይኾን የለን ተጋሩዋይ ፅሩያት
@merizetewahdotigray1758
@merizetewahdotigray1758 Жыл бұрын
🥰
@hidattesfamichel6073
@hidattesfamichel6073 Жыл бұрын
I love you my ppl ❤️❤️❤️❤️⭐️❤️❤️❤️
@slamhbshi7984
@slamhbshi7984 Жыл бұрын
❤❤❤❤
@negestinina-dg6pi
@negestinina-dg6pi Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣይይይይ ናፍቆት😢😢😢😢😢ኣጆኹም ተጋሩዋኒ ቀፅልዎ
@user-jr4jt6pn1l
@user-jr4jt6pn1l Жыл бұрын
ባህልና ደስ ክብል ሙቁራተይ 💞💞💞💞
@user-hk9mo4vm7j
@user-hk9mo4vm7j Жыл бұрын
ግን እንታይ እዩ እቲ መልእክቲ መሪዳእ ኣብየኒ በጀኩም ነገሩኒ ተጋሩዋይ❤❤
@sameramsfer
@sameramsfer Жыл бұрын
❤❤❤❤😍😍😍😘
@Kithan-no5bc
@Kithan-no5bc Жыл бұрын
😍😍😍😍
@user-ch7iu3rd1w
@user-ch7iu3rd1w 9 ай бұрын
ብሃንቀውታ ንፅበየኩም ኣለና🙏♥️♥️
@znawuabadi7105
@znawuabadi7105 Жыл бұрын
አበ ፆም ስጋ አይሕረድ ጉዳይ ክተሐልፍ ብናይ ፆም ኢካ ተሕልፍ ክትሓርዱ አይነበረኩም ብናይ ፆም ክትገብርዎ ኔርኩም ካሊእ ግን ዘጎደለ የለይ ኩሉ ሙሉእ እዩ ቀፅልሉ ተካታታሊኩም እየ
@senigaltgray2321
@senigaltgray2321 Жыл бұрын
ኣቀዲሙ ዝተሰርሐ እዩ ሀዚ ስለዝተለቀቀ እዩ እምበር
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 Жыл бұрын
@@senigaltgray2321 ኣበይ ከባቢ እዩ ቃሕ ምባሉ ትቦታ ፍቕዕ ንሞትልና😢
@zenebugebrekidan
@zenebugebrekidan Жыл бұрын
አቐዲሙ ዝተቐረፀ እዩ ኹሎም መኽበርቲ ሃይማኖቶም ብእምነቶም ፅኑዓት እዮም ሓፍተይ 🙏🙏🙏
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y Жыл бұрын
Well ፅሩያት ተጋሩዋይ❤❤🎉
@user-cr1yp9ow6f
@user-cr1yp9ow6f Жыл бұрын
ኣጆክም በርትዑ ተጋሩዋ🙏💘💊💊
@TG_TG
@TG_TG Жыл бұрын
ዝፈትዋ ድራማ ኣጆኹም ዞም ኣሓተይ❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Жыл бұрын
አጀኩም ተጋሩዋ ቀፅልሎ
@mebrihithuluf2305
@mebrihithuluf2305 Жыл бұрын
ዓድና ❤❤❤❤❤
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 Жыл бұрын
እዛ ደርፊ ምሉእ ትህልዶ ተጋሩዋይ
@edon7537
@edon7537 Жыл бұрын
እንድዒ ብ ዛሕለፈ ጠይቀ ነይረ አነ ወን😮😢
@rahealraheal1881
@rahealraheal1881 Жыл бұрын
ድሕሪ ምሉእ ድራማ ምስተወድአ ክሰድዋ እዮም ዝኮኑ
ልጓም - ተኸታታሊ ድራማ - 1ይ ክፋል - Lguam - Tigrigna Drama - Part 1
24:37
Son ❤️ #shorts by Leisi Show
00:41
Leisi Show
Рет қаралды 8 МЛН
Пранк пошел не по плану…🥲
00:59
Саша Квашеная
Рет қаралды 7 МЛН
ሕላገት - ሙዚቃዊ ድራማ
16:47
ላዛ ሲነማ Laza Cinema
Рет қаралды 81 М.
Agu 7/2024 ህዝቢ ገዛ ኣይኣተወን ቢኒ ብ ሰላም ኣትዩ ሓደስቲ ሓቤረታ
12:31
Gedyon & Lewam Melse PART 2
1:14:17
Gedion Demewoz
Рет қаралды 1,9 М.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 701 М.
Son ❤️ #shorts by Leisi Show
00:41
Leisi Show
Рет қаралды 8 МЛН