ህጹጽ ሓቤረታ ብርገር ንኽብዱ ብ ፖሊስ ይህደኑ ሓበረታ ይደልዩ መልእክቲ ኤደን ከሰተ ካብ ኣስመራ Dilet Media (Official Video) 2024

  Рет қаралды 14,753

Dilet Media

Dilet Media

Ай бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @diletmedia
እንቃእ ናብዛ ይትዩብ ቻነል Dilet Media ብድሓን መጽኣኹም። መሃርቲን ኣዛናጋዕትን ኮሜዲታትን መደባት እትረኽቡላ ቻነል እያ። ቻነል ሓደሽቲ ዝኾንኩም subscribe ንኽትገብሩ ብኽብሪ ንሓተኩም። ትገብሩልና ምትብባዕኹም ከየመስገናኩም ኣይንሓልፍን።
#diletmedia #alenawaltahager #solomedia #eritreancomedy #eritrea #eritv #eritreanmusic#eritreanmove #asmera

Пікірлер: 178
@DiletMedia
@DiletMedia Ай бұрын
gofund.me/d19d4de6 ደቂ ኤረይ ሓላላት share like subscribe ኣይትሕመቑ ንቻነልና ሓጋዝን ጠቓምን ስለ ዝኾነ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷☪️✝️❤️❤️❤️🫡
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 29 күн бұрын
ኣይትዓሹ ዋርሳይ ቅድሚ ምዝራብካ ምስትውዓል ምስ ጸላእትና ምኻኖም ከማን እኹል እዩ
@tsigetesfaye2690
@tsigetesfaye2690 29 күн бұрын
Ertrawinet kubur manenet awet nehafash shaebia forever ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@merharik767
@merharik767 28 күн бұрын
መርሓባ ወዲ ኤረይ ጅግና ብዓል ጥዑም 🇪🇷ድምጺ🇪🇷 እንቃዕ🇪🇷 ብሰላም🇪🇷 መጻእካ🇪🇷🇪🇷ኤርትራዉነት 🇪🇷ኩቡር🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 መንነት🇪🇷ኤርትራዉነት 🇪🇷ዘይጽዓድ🇪🇷🇪🇷 መንነት🇪🇷ወትሩ 🇪🇷ዓወት 🇪🇷ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@DiletMedia
@DiletMedia 28 күн бұрын
🇪🇷❤️🫡
@user-fj4ne5qi7k
@user-fj4ne5qi7k Ай бұрын
አውራጃውነት አይንፈልጥን አይትድከሙ ኤርትራ ናይ 9 ብሄር 🇪🇷✝️☪️ብሰላም ንነብር ዝተባህለ እንተተባህለ አይንፋላለን ደቃ ሐደ ❤ልቢ ኢና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@berhanealmedom5901
@berhanealmedom5901 Ай бұрын
ንሳ ብግረህነት ትግበሮ ድኣ እምበር : ጌጋ ጌራ ሰለዚ ክትጥንቀ ኣለዋ : ተጋሩ ተጻ ዊ ቶሙላ እዮም
@azaziyohannes8873
@azaziyohannes8873 Ай бұрын
ንምንታይ ኢኹም ነቲ ጌጋ ናይ ኤደን ከሰተ ትከላኸለሉ ኣለኻ? እቲ በዓል ዋጣ ዝደርፎ ዝነበረ እሞ ንሳ ከኣ ባህ ኢልዋ ትስዕስዓሉ ዝነበረት ደርፊ ኣስተውዒልካሉዶ? "" ስልጣኔ ኣኹሱምን ኣዱሊስን"" ዶ ኣይኮነን ዝደርፍ ዝነበረ።ኤይ ሳሕል ፕረስ Wake Up!!!
@netserbabkidane4443
@netserbabkidane4443 29 күн бұрын
Bravo zarkey sek ilom mshkenken yeblula entay amxeo mes tegaru mezlal nemen kehelu du serawit eritrea selem keyeble zehader zelo anes gerumuni dlet kea zey kewen yezareb
@azaziyohannes8873
@azaziyohannes8873 29 күн бұрын
ኣነስ ዋላ እዞም ኤርትውያን ሃገራውያን ኢና ዝብሉ ሰባት ከማን ክጠራጠረሎም ክጅምር እየ። ምስቶም ""ሰራዊት ኤርትራ ጀኖሳይድ ፈጺሙ እዩ""" እንዳበሉ ብሓሶት ዝኸሱ ሰባት ትስዕስዕ እንተኾንካ ንስኻ/ኺ ውን Automatically ሃገርካ/ኪ ክሒድካ/ኪ ኣለኻ/ኺ።
@d.w.2833
@d.w.2833 Ай бұрын
ናምንታይ ናይ ተጋሩ ትነግሩና ኣለኹም? ክሳብ ተጋሩ ን ስርዓቶም ዝገንሑ፣ ብዓል ኣዲኦም ይፈልጡ። ዓድና፣ ሰራዊትና፣ መራሕትናን፣ ሻዕብያናን ክይትትንኩፍሉና 🙏❤️🇪🇷❤️🙏
@elsanerayo2213
@elsanerayo2213 Ай бұрын
በጃ ሐማሴን ጋሕ በል ጋሐፍ። ንህዝቢ ትግራይ ንስኻን ወያኒን ኢኹም አጥፋእኩሞም ።
@user-fj4ne5qi7k
@user-fj4ne5qi7k Ай бұрын
ድሌት መዲያ ርሑስ አውዳአመት ርሑስ ቅኒያት በዐል ናጽነት ይግበረልና። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@Ffff-pr7dg
@Ffff-pr7dg Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@gideyaraia4023
@gideyaraia4023 Ай бұрын
Tegaru diletom yibelu ajendeom iyu itom hagerawuyan eritreawuyan tigsti giberu ❤❤❤❤
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 Ай бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ወዲ ኤረይ🇪🇷❤💪💐 ኣብ መሬት ዘይወድቕ ዘረባ ናይ ክቡር ጅግና ጀነራል ስብሓት ኤፍረም🇪🇷💐
@tesfayhayle1584
@tesfayhayle1584 Ай бұрын
Welcome brother
@abessamaria4155
@abessamaria4155 Ай бұрын
Wel come Wede eri xada sefaht efrem zey muno kalka neberelna🎉🎉🇪🇷🇪🇷🌹
@semhareritreanvlogzzz9844
@semhareritreanvlogzzz9844 Ай бұрын
Eritrewanet kibur menenet Eritrea nezelalem tenber ketnber eya dema zelalemawi zekeri nesmatatna ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@DiletMedia
@DiletMedia Ай бұрын
🇪🇷❤️🫡
@aziebtewelde1738
@aziebtewelde1738 29 күн бұрын
Eritreawinet kbur meninet 🙏🇪🇷🙏❤️🇪🇷❤️🌹🇪🇷🌹👍👏💪
@gezafereja8687
@gezafereja8687 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sabak738
@sabak738 Ай бұрын
ድልየት ሚድያ ብዙሕ ምጥንቃቕ አለዋ ምኽንያቱ ኸኣ ብደርፊ ፓለቲካ መልእክቲ መተሓላለፊ ስለዝኾነ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ክትጥንቀቕ አለዋ she have to feel responsiblity ዋላ እቲ አደራርፋኣ ናይ ተጋሩ ኢዩ ዝመስል ፣ እሞ ባዕላ አብ ጽልዒ ኣትያ አላ እቲ እቲ ደርፊ ካብ መን ኢዩ መጺኡ⁉️
@DiletMedia
@DiletMedia Ай бұрын
🇪🇷❤️🫡
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 29 күн бұрын
የቀኒየልና ዲለት ሐዉና አምላክ ይባርካ 🙏🏽💕🙏🏽💕🙏🏽💕🙏🏽👍🏽🙏🏽👍🏽
@ghilom1
@ghilom1 Ай бұрын
እቲ ሕብሪ ኽዳን አይኮነን እቲ ሽግር ግዜን ሰዓትን እዩ አቲ ሽግር
@abebateklay2409
@abebateklay2409 Ай бұрын
ብራቮ 👍👍👍
@abrahamtesfay3097
@abrahamtesfay3097 Ай бұрын
ሰላምታኻ ይጥዓም ዲሌት ሜድያ።እዞም ግብረሸበራውያን በርገር ንኸብዶም።ሓደ ከይተረፈ ኣብ ቀየዲ ክኣትዉ ኣለዎም።እግዝኣብሄር ኣምላኽና ኤርትራ ሃገርናን ህዝባን ይባርኽ።
@elsat792
@elsat792 Ай бұрын
Eritrea 🇪🇷 for Eritreans! Proud to be Eritrean 🇪🇷🌹💕! Eritrea 🇪🇷 First and 9 Tribes Forever! God, blessed, protect, our country Eritrea 🇪🇷 and our people! Amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@hermelaestifanos6602
@hermelaestifanos6602 Ай бұрын
ኤርትራውነት ኩቡር መንነት❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ghenetasmerom631
@ghenetasmerom631 29 күн бұрын
Eritrea for enemies Eritrean kubur Meninet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💎💎💎🕊🕊🕊💐💐💐✝️☪️
@messelusolomon9907
@messelusolomon9907 29 күн бұрын
ትኽክል አለኻ ሐውና ብዛዕባ ኤደን
@user-tc6hv9ui2s
@user-tc6hv9ui2s Ай бұрын
ተራ ስነ ጥበባውያን ቀሊል ስለዘይኮነ፣ ኣብ ኩሉ ስርሓቶም ክጥንቀቁን ኩነታት ከጽንዑን ኣለዎም። ሰላም ምስ ጎረባብትኻ ጽቡቕኳ እንተኾነ፣ ግዜን ቦታን ምምራጽ ግን ኣድላዪ እዩ። ኣብዚ እዋንዚ ዓጋመ ካ ታሪኽ ክንሓከኩም ኢና፣ ኤርትራውነት ክጠፍእ ኣለዎ ዝብልሉ ዘለዉ ግዜ ኤደን/ወይ ካልእ ኤርትራዊ ስነጥበባዊ/ ልባ ክሳብ ዝጠፍኣ ምስ ዓጋመ ሹሽ ክትብል ክትሪኣስ ከም ኤርትራዊ የናቕጸካዩ
@fsahayefish526
@fsahayefish526 29 күн бұрын
Xibuq hasab eyu,ms ezom ntifeatna zhalmu rkusat,emo hzbkan mengstkan ndhnetna selam keyebele enkolo,wenika kisab ztefeaka mzlal si ms mntay yquxer
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 Ай бұрын
Welcome deqi Eriyyyyyyy ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@bereketsiyoum1275
@bereketsiyoum1275 Ай бұрын
እዛ ዓርከይ እዚ ንርኦ ዘለና ኮነ ኢሎም ዝገበርዎ እዩ ብጥራዩ ርኺባቶ ክትከውን ኣለዋ እቶም ዝሃብዋ ቅድም ክትፈልጥ ኣለካ ኣይተጸብቁላ ንሳ ብዘይ ፍላጥ ተኸዲናቶ ክትከውን ትኽእል እያ ግን እቶም ዝሃብዋ ኮነኢሎም እዮም ኢና ንብል ዘለና
@DiletMedia
@DiletMedia Ай бұрын
ብዘይ ፍላጥ ተኸዲናቶ ክትከዉን ትኽእል እያ ።
@kidantekle2443
@kidantekle2443 Ай бұрын
Beja hamasen tefha, hamasen jegna eyu💯💯💯💯💯💯💯
@carmelarosati3702
@carmelarosati3702 29 күн бұрын
Selam wedi Rimey 🇪🇷 🫶 Higis dehan ,bailom gudgadom fhirom ,ab kulu Alem sili natom tezergihu alo n mrkabom kinthababer ina ,idmen tinanan neti halawi Wesen MENDELAY ❤❤❤
@righatestifanos5470
@righatestifanos5470 29 күн бұрын
Thank you wedi EREY 🇪🇷beti tegebero zeleka 🗣👈🏿(GHEN)ABZI SEHAT ⏰️GEZEN NEWELEKI ERITERAWEYAN TETEW ABILENAYO ENA ZELENA (WALA NEWELEKA YEKUN ETI DEREFI)ASETEWEHELIKI SEREHI ENA NEBEL ZELENA ZEKONE ORGINAL ERITERAWI (SELAETI ABEZIHENA SELEZELENA (NEKULU TEDALO 🙏🕌⛪️🙏🇪🇷👉🔎🇪🇷🔎👁👈🏿✌️AWET NEHAFASH
@AB-bh9tg
@AB-bh9tg Ай бұрын
Do wey gud
@user-le7qt7yk4g
@user-le7qt7yk4g Ай бұрын
Eritrawnet kubur mennet 🙏🇪🇷🙏
@sabak738
@sabak738 Ай бұрын
መላዓዓሊ ነዚ ረብሻ ሓኽሊ ድሙ ስለዝኾነ ፣። እሱ ኢዩ ተሓታቲ ‼️
@yonasfishaye8530
@yonasfishaye8530 Ай бұрын
Dilet nebsi ❤❤❤❤❤❤
@user-bf3rq9cl2d
@user-bf3rq9cl2d 29 күн бұрын
ይቅሬታ ድልየት እዞም ሰነጠባብያን ተጋሩ ጽቡቕ ጌሮም ተጻዊተሙሎም እዮም.ኤርትራዊ ማዓስ እዩ ዝልብም.ኣብዚ ንብዓላትናን ንኤርትራውነት ንምጥፋእ ጎስጋስ እናተኻየደስ, ኣዲስ ኣበባ ኸይደ ምስ ትግራዋይ ክስዕስዕ ዘገርም እዩ.እሞ እነሄለ እንተሒሽዎም ክልተ ተጋሩ ብዓል የሕሊፎም ተባሂሎም. ኣብርሃ ገብረ ጽቡቕ ትንተና ሂቡ ኣሎ ብዛዕባ እዚ ስምዓዮ. 🙏🙏🙏
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 Ай бұрын
Wedi Afom jigna Arha Afrika king Edman tienan yhabo fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 Ай бұрын
Zilalmawi zkrin kbrin Nisemaetatna wetru Awet Nihafsh❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@danielzerom4780
@danielzerom4780 Ай бұрын
Negative......dress colour was negative....no matter what you say...she has to be careful
@eriboy9139
@eriboy9139 Ай бұрын
Hji grm
@ermiastesf7298
@ermiastesf7298 Ай бұрын
አነ ትግርኛ ኢየ ዝዛረብ፡ አደይ ውን ግልብጭ ወይ ጋመ ትቑነን። ምስ ተጋሩ ግና አደይ ሓደ ኮይና አትፈልጥን ምክንያቱ ድማ 1ይ ተጋሩ ኣብ 1998 ከውታ ለይቲ ማዕጾና ሴሮም አትዮም አዴና ክዳን ለይቲ ንኽትቅይር ዕድል ከይሃብዋ ህጻናት የሕዋተይ እንዳወጨጩ ንኩላትና ናብ ቤት ማእሰርቲ ወሲዶምና፡ ንብረትና ሹዑን ሹዑን ከምዝዘመትዎ ጎረባብትና ነጊሮምና ። ብዘይ ማይን ምግብን ድማ ብወገን ግንባር ቡሬ ለይቲ ከምንስጎግ ጌሮምና። አደይ ዋላ ትግርኛ ትዛረብ አልባሶ ትቆነን ምስ ተጋሩ ግና ሕውነት የብላን!!!!!! ኤርትራዊ ሓወይ፡ ንወላዲት አዴኻ ከምዚ ዘስካሕክሕ ኢሰብአዊ ተግባራት ትግራዋይ እነተዘየጋጠመ ወላዲት አደይ አዴኻ እያሞ ሕማምን መግዳእቲ አደይ ትርዳእ ኢኻ ፡ !!!!!! ታሪካ ጸላኢኻ አይትረስዕ አይትተሃመል
@berhanezegeyetv9977
@berhanezegeyetv9977 29 күн бұрын
💯🇪🇷💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@furtunaghirmy8829
@furtunaghirmy8829 29 күн бұрын
Yesss Naybheqi Eziom Keytefue Selam Yelen
@Germay602
@Germay602 29 күн бұрын
Wedi Dabre jigna 🎉❤ Bahaki
@DiletMedia
@DiletMedia 29 күн бұрын
Merhaba 🇪🇷 ❤️ 🫡
@osmanadem7183
@osmanadem7183 Ай бұрын
Ertrawi ente qhiru fxim teamr agati yeblun
@tesfayweldeabzghi5292
@tesfayweldeabzghi5292 Ай бұрын
ካይጰገቡ ነይዘሉ ካይዘለሉ ነይስበሩ ሕጊን እዝግአብሄርን ዘይምፍራሕ ንገደልምጵዳፍ እዩ🇪🇷👍🙏🌷🍀🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍🙏🙏🌷🌺🌳❤️🌲🌱❤️✅🌴
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 Ай бұрын
Kbrin mogosn Nihayltat mklkal Eritrea Awet Nihafsh ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@MrKeleta
@MrKeleta Ай бұрын
Never give up you keep going 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫
@alemsegedhabtesion4996
@alemsegedhabtesion4996 29 күн бұрын
ብዛዕባ ናጽነት ግንቦት 24 ኣመሓላልፍ
@freweiniashmelash4871
@freweiniashmelash4871 Ай бұрын
ኩለን ተጋሩ እዛ ዙርያ እየን ዝለብሳ አብ ናይ ተጋሩ ሾብ ኩሉ ዝጠልብ ስለዘሎ ኮነ ኢሎም ዝገብርዎ ዘለዉ አብ ስነጥበብ ምስትዉዓል የድሊ ዜማ ካብ መቀለ ናብ አስመራ ክአቱ እይርደአኩምን አየሕምመኩም ካብ ስግአት ዝተበገሰ እዩ
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e Ай бұрын
Dilet Media good job💪🇪🇷👏👍👏👏👏 ደቂ ኤረይ ን ድሌት ሜድያ ን ሓጉዞ ፎርሳ ፎርሳ ሆላንዲ ብፍላይ ዘለኹም እዞም ኣብ ስእሊ ንርእዮም ዘለና ግብረ ሽበራ ወላ ብኣካል ኣይ ንፍሎጦም ነበርቲ ሆላንዲ ኢዮም ዝኾኑ ወላ ካብ ፌስ ቡክ ናትኣቶም ተወሳኺ ስእልታት ንፖሊስ ዓቢ ሓገዝ ስለ ዝኾነ ሓበሬታ ንሃቦም በጃኹም በጃኹም ሕጂ ኢያ እታ ዕድል።👍👍ፎርሳሳሳ!! ስእልታቶም ካብ ዘርጉሑዎ ዝቐለለ ዝቐለለ ስራሕ ኢዩ ተሪፉና ዘሎ ክክክ
@DiletMedia
@DiletMedia Ай бұрын
🇪🇷❤️🫡
@bokrezionaraia2076
@bokrezionaraia2076 29 күн бұрын
ስላም ሰላም 🎉🎉🎉🎉❤
@yonasfishaye8530
@yonasfishaye8530 Ай бұрын
Dilet nebsi comment anbibo eka entay ybluka alewu.Darga kulu seb riaska yelan ente elu riaska hases bela ybhal.mis milua akbrot.
@DiletMedia
@DiletMedia Ай бұрын
Ok
@yonasfishaye8530
@yonasfishaye8530 Ай бұрын
Gin tekeyfeni kia ezi hawey
@DiletMedia
@DiletMedia 29 күн бұрын
@@yonasfishaye8530 🇪🇷❤️🫡
@user-rm1fi3py5x
@user-rm1fi3py5x Ай бұрын
ሰላም ድሌት መድያ ጥዑም ድምጹ ወትሩ ሃገረይ ፍቅርን ሰላምን ንሃገርናን ህዝብናን ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ደቃይቅ ግን ካብ 15 ክሳብ 20/25 ተትገብሮ ጽቡቅ ነሩ ምስ ናይ ይቅረታ ግን ምስ ኣኽብሮተይ so Thanks❤❤❤
@hiriahagos1571
@hiriahagos1571 29 күн бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@senaitbereket9301
@senaitbereket9301 29 күн бұрын
Dilet jigina keep it going
@user-ng2gs6zv3b
@user-ng2gs6zv3b Ай бұрын
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@cosmic2.0132
@cosmic2.0132 29 күн бұрын
Abzi zelekuwo entekoynom ane sipto n police kihbr eye nezomi resehat sheleli zymbal
@elsat792
@elsat792 Ай бұрын
Dilet media is the best media! Thanks 🙏 brother for you do! Keep up the amazing job! 👋👏✅💯🌹💕🇪🇷✊
@araia5277
@araia5277 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
@yobel-lh2rj
@yobel-lh2rj Ай бұрын
Ata Nesom Eyom Tonkolenatat Nesom Kemzi Geyrom Hiboma Mexaweti Polotica Geyromo Ezom Tegaru
@user-hy9nz5rh1b
@user-hy9nz5rh1b Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤good
@user-uk7uv3oo7v
@user-uk7uv3oo7v 28 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@samuelweldemariam5737
@samuelweldemariam5737 29 күн бұрын
❤❤❤❤✌✌✌👍👍👍
@selamawittsefamicael3122
@selamawittsefamicael3122 Ай бұрын
Welcome ❤❤❤❤
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 Ай бұрын
Eritrawinet kubur mennet ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsigewynitesfay7855
@tsigewynitesfay7855 29 күн бұрын
❤❤❤
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 29 күн бұрын
ለኽባጥ በላ ሓሳዊት ዝደለየቶ ጌራ ከምዚኤን ምጉሓፈን
@eritrawiye
@eritrawiye Ай бұрын
You are right brother, Maybe she's honest, who said Red & Yellow Color's for Tigray Colors, I know her idea about Eritrea, She believes Eritrea for Eritrean's okay.
@helenwoldu8293
@helenwoldu8293 29 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉
@user-ux7wz2pf7x
@user-ux7wz2pf7x Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 Ай бұрын
Ayeni Hasad ydfenelna deki Erey ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰
@astermartinazzo4309
@astermartinazzo4309 Ай бұрын
Weld one your explanation it say everything ❤❤some people they are just like pik up and go
@sabak738
@sabak738 Ай бұрын
ንምንታይ ንሓኽሊ ድሙ ሒዞም ዘይሓትዎ፣ እሱ እንዲዩ አብዚ ከምዚ ዓይነይ ተግባር ኽኣትውን መምሪሂ ዝሃበምቨ፣ እሱ ኢዩ ኀላፊ ነቶም ዝድለዩ ሰባትን ነቲ ተገብረ ወንጀል‼️
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 Ай бұрын
Eritra hagerey tebarekley 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰
@majornamen7150
@majornamen7150 Ай бұрын
ሎሚ ዓይነይ በርሀ ዘገርምየ ደስዝብል ዩ ንሕጊዘይሰምዕ. ኣብዘይዓድኻ
@user-ib7en2tf9d
@user-ib7en2tf9d Ай бұрын
አነ ዝገርመኒ ሲ ንምንታይ ኢኩም ነቲ ጌጋ ጌጋ ነቲ ቅኑዕ ቅኑዕ ዘይትብሉ 😢 ኤርትራዊያን ሲ ካብ ማዓስ ኢኩም ከም ቆማላት ዓጋመ ገጽ ሰብ አንዳራአኩም ክትዛረቡ ዝጀመርኩም ዘየዕበየና ጉድ ሪኤ 😢 ኤደን ብደንቢ ትፍልጥ አያ ቀይሕን ቢጫን ንወያነ ከምዝውክል 😢 + ኤሳው ሕቡሸይ ኢሉ ዝደረፈ ንዓናን ንትግራይን ከይፈላልይ ደሊዩ አዩ 😢 ወይ ኤርትራዊ ወይ ተጋሩ ኢሉ ክደርፍ ትብዓት ስለ ዝሳአነ አዩ 😢 ስለ ዚ ሲ ደም ሓወይ ብዞም ማዳ ሃገር ክላገጹሉ አየፍቅድን አየ 😢 ንሰራዊት ኤርትራ ዘጸለመ ጸላኢየይ ኢዩ አርባዕተ ነጥቢ። 😢 ዳ ዝተሰወአ ስለ ዘይ ብልኻ ሲ አይ ሕመመካን ማለት ዲዩ ?
@DiletMedia
@DiletMedia Ай бұрын
ብዘይ ፍላጥ ትኸዲናቶ ክትከዉን ትኽእል እያ ።
@user-ib7en2tf9d
@user-ib7en2tf9d Ай бұрын
@@DiletMedia አይትሽፋኑሎም ብደም የሕዋትና አይትጻወቱ በዚን ወዲ ከምዚን አኩም ቁስልና አዳጎዳአኩም ተድሚዩና አንዳ ሸፋፈንካ ዝመጸት ሃገር የብልናን ፍቅሪ አንተ ኮይኑ ሻሽ ይምስል ጽልኢ አንተ ኾይኑ ካአ ኻክ ይምሰል ሓቅካትኩም መሳኪን አሕዋትና ተጸጢሖምላ ክንሶም አሳቶም ምስ ቀተልቲ አሕዋትና ወዘንዘን ክብሉ ብዓይኑኩም አንዳራአኩም ወይ ዓገብ በሉ አንተ ፈሪሒኩም ድማ ስቅ በሉ በዘየአምን ቃላት አይተጽሙሙና ሕፈሩ አነ ሲ አክንዲ ኩልኻትኩም ሓፊረ ከሙኡ ውን ሓዚነ ። ኤሳው ከ አንታይ ማለት አዩ ዝደረፎ አስከ መልሰለይ ? ሕብሽይ አብ ቅድሚ ተጋሩ ኤርትራ ክብል ብቅዓት ስለ ዝሳአነ አሕዋትና ግን ዓው ኢልና ኤርትራ ክንብል ኢሎም አዩ ደሞም አፍሲሶም ኤደን ትኩን ኤሳው ከሙኡ ውን ሸሮ ዝብሓል ሚዲያ ብሓጺሩ ካብ ተጋሩ ተከፊልዋም አሳቶም ካአ ሰሪሖሞ አዚ አዩ አቲ ሓቂ ። አሳቶም ብሒወት ንሕልው ዝፈሰ ደም ከ ዳአ መን አዩ ክከፍሎ አዚ ሸርሞጥሞጥ ትብለሉ ዘላ ግዜ ብደም አሕዋተይ ዝመጸ አዩ ሞ ወጺኦም ይቅሬታ ክሓቱና አለዋም አርባዕተ ነጥቢ። ብከምዚን ወዲ ከምዚን ምስ ቆሰለ አባ አዩ ሰብ አንጻርነት ክሰርሕ ዝግደድ።
@gideyaraia4023
@gideyaraia4023 Ай бұрын
Nihay wun alatni kemia zurya zeykewin iyom dizareb zelewu ❤❤❤❤❤❤❤
@DiletMedia
@DiletMedia Ай бұрын
Yes
@tsigeredahaile6785
@tsigeredahaile6785 Ай бұрын
WEDI HALAL MERET LONG LIVE. U ARE THE HEART BEAT OF ERITREA ❤
@user-zw8cx1mq2g
@user-zw8cx1mq2g Ай бұрын
Beja hamasen tedefae guhafa
@DiletMedia
@DiletMedia Ай бұрын
Yes 🇪🇷❤️🫡
@yonasfishaye8530
@yonasfishaye8530 Ай бұрын
Ziakla gera bialemariam tibil ala. Grim eba bandera Tigray gerka hibnti Eritrawit mibal. Bandera Eritrea abey keydwa eyu ke . Ykreta eya kitbl nerwa.
@marssemay69
@marssemay69 Ай бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@genetteklit9792
@genetteklit9792 26 күн бұрын
❤🇪🇷👊🇪🇷👊🇪🇷👊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐⚘❤💐⚘⚘Wedi Eriy Jegana Aboka Kexel
@freweynimossazghi4059
@freweynimossazghi4059 Ай бұрын
እንታ ክንገብር እልካና ዝወደይ በዛ ሃገር እኳ ሓሚምና
@DiletMedia
@DiletMedia Ай бұрын
🇪🇷❤️🫡
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 Ай бұрын
Merhba uedi ereye 🇪🇷🇪🇷❣️❣️🌹🦁👍👍
@user-td4ju6ge8z
@user-td4ju6ge8z Ай бұрын
Gohafat ni eritrea ziwekila aykonun ezien reshat
@brhanalem5387
@brhanalem5387 Ай бұрын
እንታይ ድዩ እቶም ተጋሩ እኮእዮም ኣራሲኖም ወረ ኣብገለ ኮመንትሲ ባዕሎም ተጋሩ ኢየን መስለን እዘን 2 ደቅንስትዮ ኣሰይ ገለ ገለ ኢለን ብተወሳኺ ካ ኣ
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 Ай бұрын
Dlet media jigna ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 Ай бұрын
Wedi Afom jigna nebi king ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@shida2004
@shida2004 Ай бұрын
ናይ ኢደን መከሰተ መስሓቕ ኢዩ, ተጋሩ ክኾኑ አለዎም 😂😂😂😂
@ambesagirkidane7633
@ambesagirkidane7633 29 күн бұрын
እቶም ኤርትራውያን ሃገራውያን ደረፍቲ ምስ መን ይሰርሑ ክፈልጡ ኣለዎም, ስለምታይ, ግዚኡ ኣይኮነን ኣብዚ ዘለናዮ እዋን ብዙሕ ተንኮላት እዩ ዝስራሕ ዘሎ.
@betheltedros3892
@betheltedros3892 Ай бұрын
Polic hamiqom Nezi hakli dumu amtsayom zeyblwo
@kidantekle2443
@kidantekle2443 Ай бұрын
Dilet what about the band? We do not have Eritrean bands?
@MeMe-or5de
@MeMe-or5de 29 күн бұрын
The first people who said about Eden’s clothes are Hewihat they said that on purpose to make division between her and with her fans!
@kuludhrihager7270
@kuludhrihager7270 29 күн бұрын
Neti gega gega neti Xubuq kea Xubuq knbl meselna gubueuna eyu.
@melodinamagdalinastrahl2532
@melodinamagdalinastrahl2532 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@user-tc6hv9ui2s
@user-tc6hv9ui2s Ай бұрын
ምሳኻ ኣለኹ ድሌት ነብሲ፣ ንኹሉ ነገር ናብ ዘዝደለናዮ ክንጥምዝዞን ከነተዓባብዮ የብልናን። እንተኾነ ግን ኣብዛ ናይ ኤደን፣ ዞም ጠላማት ተጋሩ ''ዛ ትግራወይቲ ኤሪትራዊት ሓፍትና ኤደን ብትብዓት ካብ ማእከል ኤርትራ ባንዴራ ናይ ትግራይ ጌራ ትስዕስዕ ኣላ ኣቤት ድፍረት፣ተዓወቲ' እናበሉ እዮም ንኣጀንዳኦም ዝጥቀምሉ ዘለዉ። ዚ ቀሊል ነገር ኣይኮነን፣ ሚድያታትና ድማ ሸለል ከይበልኩም ተሪር መልሲ ክትህቡ ኣለኩም
@DiletMedia
@DiletMedia Ай бұрын
🇪🇷❤️🫡
@titirezene7445
@titirezene7445 Ай бұрын
Tonkol agame kelil ayekonen ayetgage mes men koyna deya serihoto hbri teray ayekonen nes zezarbo
@kidantekle2443
@kidantekle2443 Ай бұрын
Dilet she is running after money, if you see all the musicians are tigrigen👎👎👎👎👎👎👎👎👎
UFC 302 : Махачев VS Порье
02:54
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 1,3 МЛН
КАРМАНЧИК 2 СЕЗОН 5 СЕРИЯ
27:21
Inter Production
Рет қаралды 605 М.
Китайка и Пчелка 4 серия😂😆
00:19
KITAYKA
Рет қаралды 2,3 МЛН
ディップアートで黄色いバラを作る!
1:09:27
隊長のDip Art創作室
Рет қаралды 52
Eritrean tiktok est vs adgi ni hamedu#eritreantiktok#eritrea
25:05
Eritrean Tiktok live
Рет қаралды 3,3 М.
UFC 302 : Махачев VS Порье
02:54
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 1,3 МЛН