ህወሓት:ኣኼባ ኣቋሪፀዮ/ኣገደስቲ ነጥቢታት ዝወፀ ሰነድ/ኤርትራ ኣንፃር ኢትዮጵያ ተእድም ኣላ/ጉዳይ ቤተ መንግስቲ ኣስመራ/ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ዳግም ኣጠንቂቓ

  Рет қаралды 9,164

Tigray Horizon

Tigray Horizon

Күн бұрын

#Tigraynews #tigrayhorizon #raya #Humera #welkayt #tselemti #ወዲ ወረደ #ጀነራል ምግበይ #ጌታቸው #ሑመራ #ወልቃይት #ህወሓት #ደብረፅዮን #ረዳ #eritrea #russia #sudan #libanon #usa #Ethiopianews #Ethiopia #Tigray Horizon #usa #jawarmohamed
Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
#Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda /Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
Subscribe ይግበሩ!
-----------------------------
©Copyright: Tigray Horizon
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 27
@amharekidane245
@amharekidane245 19 күн бұрын
Hasawi
@user-ou4sx6oq7h
@user-ou4sx6oq7h 19 күн бұрын
Tigary...... Hroizon....... MedIa......Tg........ Citly....... Country
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 18 күн бұрын
እቲ ዝመያየጥሉ ዘለው ጉዳይ ብጣዕሚ ወሳኒ ነጥቢን ንትግራይ ወሳኒ ምዕራፍን እዩ ጌታቸውን መሓውሩን ግን ውሳነ ብሄራውነት ትግራይ ከይውሰን ዓንቂፉ ወጢሩ ን ትግራይ ይቃለሳሎ
@Hosaena806
@Hosaena806 19 күн бұрын
Entay eyom zizarebu zelewo hwhat nay hzbina shigr aygdeselun zelo. 💔
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d 19 күн бұрын
ተመዛበልቲ ብእዋኑ ዘይተመለስናሉ ምኽንያት ጌታቸው ረዳ ንብፆቱን ህዝቡን ብሓፈሻ ንትግራይ ኪሒዱ ምስ ኣብይ ኣሕመድ ዓሊ ጠጠው ስለ ዝበለ ጥራሕ እዩ።
@Ashenafi-bz9pj
@Ashenafi-bz9pj 19 күн бұрын
ሐዝስስስስ ስልችይይይ እሉና ናይ ህውሕት ኣኸባ ቅድም ለውጢ የምፅእ ነይሩ ሐዚ ግን ወጋየብሉን።።
@rahwag.6888
@rahwag.6888 19 күн бұрын
ሾሊኹ ወጺኡ ማለት? እቲ ጽሑፍ ባዕሉ ድዩ ዝወጽእ? ንምንታይ ንህዝቢ ግልጺ ዘይትገብሩዎ ካበይ ሓበሬታ ከምዝርከብ
@seidedris3325
@seidedris3325 19 күн бұрын
ኣገልገልቲ ሽዋ ኢኩም
@Hosaena806
@Hosaena806 19 күн бұрын
Hwhat antsar hizbi Tigray eyu. 💔
@rahwag.6888
@rahwag.6888 19 күн бұрын
ናይ ቆልኡ ጸዋታ ኾይኑ ሕዝስ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 18 күн бұрын
ጌታቸው እዩ ዝርብሽ ዘሎ ኢትዮጵያዊ እዩ ዝሓስብ ትግራይ ሃገር ክትከውን ኣይደልን
@seidedris3325
@seidedris3325 19 күн бұрын
ናይ ፃድቃን ግምት ክምስረት ዝገበሮ ኣብይ ኣውፂኡዎ ። ምክንያቱ መፈንቀለ መንግስት ክገብር ይሰርሕ ኣሎ ምስ ሽዋውያንኮይኑ።
@kakiko-fm5gu
@kakiko-fm5gu 19 күн бұрын
አገዳሲ መልክቲ ንይ ሊቀ ሊሕቕ ደብረ ጺዮን ገብረ ሚካኢል። ሃይሊ ትግራይ ምብታን ፍጹም ቡቱናት (diaspora ) ተጋሩ አይቅበሎን። ዝኮነ ይኩን ትግረዋይ አብ ምብታን ሃይሊ ትግራይ (TDF) ዝሳተፍ ትግረዋይ ትግረዋይ ክበሃል ፈጺሙ አይካአልን። ናይ አመሪካ መንግስቲ፤ ምዕራብውያን ንትግራይ አይዳሃንዋን። ስለ ዝኮነ ኩሉና ተጋሩ ፎ ፎ ንበሎም። ሃይሊ ትግራይ ባንዳታት ከይፍርስዎ ንከብዶም ኢሎም ኩልና ንላዓል። ሃርነት ትግራይ ተጀሚሩ እምበር ገና አይተሰርህን። ንይ ሃይሊ ትግራይ ዘፍርስ ትገረዋይ ተሕንቁ ሙማት ይምረጽ። ውርደት አይንቅብለን። ተዋሪድና ምንባር አይንቅበልን። ንይ ሃይሊ ትግራይ ዝፍርስ መርሂነት ናይ ቀዳማይ ጸላኢ ትግራይ ሙካኑ ይፍለጥ። እዝይ ኽጽህፍ ከለኩ ደመይ ይፈልህ አሎ። ተጋሩ ሃደ ንኩን ንይ ሙሱው መሪሕነት ጊታችው ረዳ እምቢ ንበሎ። ሕትኩትኩ አይንበል። ናይ ሰብ ሃይልናን ሰራዊትናን ወርቅናን አኪብና ንይ ዘላቂ ሀርነት ትግራይ ንላዐዓል። እዝይ ምፍራስ ሃይሊ ትግራይ ዝበሃል ሃሳብ ከም ካልይ ጽንተት ትግራይ ንውሶዶ። ናይ አመሪካ መንግስቲ ጽላኢነ መጥፊኢና ሙካኑ ንፍልጥ። ሊቅ ልሕቅ ደብረ ጽዮን ሙሉእ ሕዝቢ ትግራይ ምሳካ ኢዩ። አነ ብውገነይ ኩሉ ትግረዋይ ምስ ደብረ ጽዮን ይዕሰል። ሃደራ ኩሉና ተጋሩ ሃይሊ ትግራይ ንዓቅቦ።
@gabrlibanostaklu6313
@gabrlibanostaklu6313 19 күн бұрын
ካብ በለካ ለከዐካ ዘይትድሕኑ እንታይ ረብሓ ትረክብሉ?
@JonNati
@JonNati 19 күн бұрын
ኣይስረሖም እንድዩ
@MashoKidanu
@MashoKidanu 18 күн бұрын
ኣረ በዛኹም ዘይውዳእ ኣኼባ እናኣተው መፍትሒ ዘየምፅ ስብሰ ባ 11 ዓመት ጌሮም ኣለው። በስቢስና ኢና ይብሉ ዝበስበሰ ክሕተት ኣይተርኣየን ሐዚ እውን ያው ኢዩ። ፍስሃ ኢየ።
@semereberhe-cw2vc
@semereberhe-cw2vc 19 күн бұрын
ህወሓት ንጹህ ዝኾነ መሥመር ኩሉ ዘዓስለሉ ሂወት ዝፈጠር ንጹር ዕላማ ኔሩ ብንመለስ ስዩም እንተኾነ ግን በበይ ከምዝተቃለሱ ዘይፍለጡ ብኒ ዓለም ገብረዋህድ ትሕመስ ኣለ ሰብዶየለይ ደበለ ኪሮስ ኣለማህ ከምዚ ዝበለ ምስረኸበ እዩ ሕራሮት መርኣያ ኣፍሪካ ዝነበረት ውድብ ማንም ይጻወታሎ ዕላማታት ህወሓት መተካእታ የብሉን ብቲ ዕላማታት ህወሓት ጸኒዕና ተዘይከይድና ታትደልዩዋ ስልጣን ኣይትረኽብዋን ህዝብና እውን ዕላማታት ህወሓት ኣጽኒዕኻ ክትቃለሶም ይግበኣካ እበር ካብ ኣለም ገብረዋህድስ እንኳን ሎሚ እት ውድብ ብጥዑያት እንትት ምራሕ እውን ሕሙም እዩ ኔሩ ታይክዝረበሉ ዋ ሕጂ ታይ ንግበር ንዓሪ ንህልውናና ክንብል እዛ ሃገር ሕማቅ ኩነታት እያ ዘኒሃ ።
@kakiko-fm5gu
@kakiko-fm5gu 19 күн бұрын
ናይ አመሪካ መንግስት ናይ ህዋህት መራህቲ በ አይሮፕላን ሃደጋ ምክንያት ከጥፍኦም ኣይኽልን ማለት አሻ ምካን መለት ኢዩ ። ልክዕ ንጆን ጋራንግ ከምዝኮነ ። ናይ ሕዋህት መራህቲ እንተ ኮነ ደናቁር ኢዮም። አመሪካ ህዋህት ንምጥፍእ ኣይሥርህን ማለት ምዝንጋዕ ኢዩ። እዝይ ኩሉ ጽንተት አብ ልዕሊ ትግራይ ዝተካየድ እኮ ህዋህት ንምጥፍእ እዩ ነይሩ ብይ መንግስቲ አመሪካ ዝተተለመ። ሂዚውን አመሪካ ሃፍ ክፍ ይብል አሎ ? ንምንታይ? ናይ ህዋህት መራህቲ በሳላም ናብ አድስ አበባ በጽሆም ክምለሱ ድህንነንቶም ብንታይ ይህሎ? ናይ አመሪካ መንግስቲ አሚንካ ናፍትይ ናፍትይ ምባል ሃዳጋ አለዎ። እዝይ ፕርቶርያ ስምምዕ ዝበሃል ንትግራይ ዓቢይ ሃደጋ አለዎ። ንምንታይ ኢትይ ዋዕላ አብ መቀለ ዘይኮነ? ካብ አመሪካ ድሑን ዝኮነ ኢሳያስ አፈወርቂ ጥራይ ኢዩ። ናይ አመሪካ መንግስቲ ንመልስን ናክሎት ናይ አፊርቃ መራህትን በልዕዎም። እሞ ህዋህት ካብዚ ዶ ይምልጡ? ሃብሪና ንርአዮ ግን ሰብረ ዜና እንድህር ሰሚዕና ፈልጥና ንጽናህ?
@abebakebede1270
@abebakebede1270 19 күн бұрын
አታ ሓሳዊ ሎቆታ ጥሕኒ ብልሃትካ ይፈለጥ ናይመን ቁፁር ባንዳ ኢሃ ትግራይ በራይዘንካ ሒዝካ ጥፋእ መቀናደቢ።
@seidedris3325
@seidedris3325 19 күн бұрын
ጉጅለ ፃድቃን ህወሓት ንሽዋውያን ኣሕሊፎም ንምሃብ ይሰርሑ ስለ ዘለው እዩ።
@AgameTigray
@AgameTigray 19 күн бұрын
መሰረት ዘይብሉ ጽውጽዋይ። ንጀነራል ጻድቃን ምስ ዝነቀዘት ህውሓት አይህወሶ።
@kemal4775
@kemal4775 19 күн бұрын
ንምንታይ ሆራይዞን ነቲ ኣኸባ ንምቁሻሽ ትፍትን ዘላ። ገለልተኛነትኩም ሓልው
@bereketkiflu8825
@bereketkiflu8825 19 күн бұрын
4 Chanel ከፉትካ ትግራይ ተባልዕዋ ካብ ዘለዉ 2 ሰባት ንስካን ወዲ አባዲ ዘሙን ኢኩም አብ ዘየለ ሐሶት ተጸሚድኩም ዘለኩም
@amharekidane245
@amharekidane245 19 күн бұрын
Banda hgdef
@selfreliance8999
@selfreliance8999 19 күн бұрын
ህግደፍ ጎይቶት ዓጋመ ዓስታኻት 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
@user-ou4sx6oq7h
@user-ou4sx6oq7h 19 күн бұрын
Tigary........ Hroizon....... MedIa........tg......... Citly.......... Country
@MashoKidanu
@MashoKidanu 18 күн бұрын
ኣረ በዛኹም ዘይውዳእ ኣኼባ እናኣተው መፍትሒ ዘየምፅ ስብሰ ባ 11 ዓመት ጌሮም ኣለው። በስቢስና ኢና ይብሉ ዝበስበሰ ክሕተት ኣይተርኣየን ሐዚ እውን ያው ኢዩ። ፍስሃ ኢየ።
A little girl was shy at her first ballet lesson #shorts
00:35
Fabiosa Animated
Рет қаралды 9 МЛН
WHAT’S THAT?
00:27
Natan por Aí
Рет қаралды 13 МЛН
Now THIS is entertainment! 🤣
00:59
America's Got Talent
Рет қаралды 40 МЛН