ህወሓት ስጉምቲ ክወስድ ወሲኑ/ ምስ ኣዲስ ኣበባ ዘየቃድው ነጥቢታት/ዶባት ኢትዮጵያ ኲናት ተኸፊቱ/ሰልፈኛታት ፓርላማ ኣጥቂዖም/ክልቲኦም ተዋጋእቲ ክራኸቡ

  Рет қаралды 13,121

Tigray Horizon

Tigray Horizon

Ай бұрын

#Tigray #raya #Humera #eritrea #russia #sudan #libanon #usa #Ethiopianews #Ethiopia #Tigray Horizon
Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
#Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda / Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
Subscribe ይግበሩ!
-----------------------------
©Copyright: Tigray Horizon
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 27
@Zkassa
@Zkassa Ай бұрын
ፈታዊ ለውጢ ጸረ ሓድነት ተጋሩ እዩ
@kalayuasefa1517
@kalayuasefa1517 Ай бұрын
ነባር መሪሕነት ህወሃት ሙሉእ ቤሙሉእ ንግምት ክቆፃፀር ይግባእ ። ጠንቂ ንትግራይ ሓኒቁ ሒዝዋ ዘሎ ግምት ዩ ።ግምት ሉኡኽ ናይ ብልፅግና ዩ ።
@KidaneMeressa
@KidaneMeressa Ай бұрын
Please be impartial! What do you mean by "Nebar Merihnet hwehat" while they are still in "Merihnet"? Anyway, I got your intention.
@gebreyesus8431
@gebreyesus8431 Ай бұрын
መን'ዩ ፈታዊ ለዉጢ? እንታይ ዓይነት'ዩ እቲ ለዉጢ?
@user-ou4sx6oq7h
@user-ou4sx6oq7h Ай бұрын
Tigary......... Horizon..........Tg.......... Citly......... Country
@user-ig9kd6gr1l
@user-ig9kd6gr1l Ай бұрын
ዕለት ዘይት ጠቕሱ
@naodasmerom4900
@naodasmerom4900 Ай бұрын
Akimi yebilkumin
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 Ай бұрын
እሞ እዚ ናይጊዝያዊ ምምሕዳር ጥፍአት እዩ ሕውሓት ህጋዊ ኾነ አይኾነ ከም ወኪል ሕውሓት ኾይኑ ተዘይሰሪሑ ብዘይ ናይህዝቢ ትግራይ ድጋፍ አብላዕሊ በይኑ ተንጠልጢሉ ውድቀት ትግራይ እዩ ከስዕብ:
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 Ай бұрын
Zebel
@bereketkiflu8825
@bereketkiflu8825 Ай бұрын
ጌታቸዉ ብተስፋ አሚሪካ ሰኪሩ እዮ ዘሎ
@isurafelkif
@isurafelkif Ай бұрын
እወ ሰኺሩ አሎ ሰካራምን ዲዩ ቀደሙ ግን አዲ ኦሮሞ ዝኸዱ ኩሎም ካብኔ ፈንድ ገይርሎም ኢሊት ኦሆዴድ ትግራይን TDF TPLF ትግራይ አብ ሰለሰተ ክልል ክብቱኑ ዝገብርዋ ኢዩ
@AgameTigray
@AgameTigray Күн бұрын
@@isurafelkif ምናሻው ናይ አዲኩም ህውሓት መሳረሂት እንዲያ፡ ንስካትኩም ከዓ መም አዲኩም ኢኩም።
@user-rl7pp6ij2i
@user-rl7pp6ij2i Ай бұрын
ፈታዊ ፀይቂ
@Zkassa
@Zkassa Ай бұрын
ህወሓት ኣካል ህዝቢ እዩ ስለዝኾነውን ግድን ዝሓመቁ ናብ ህግ ብምቅራብ ጠንኪሩ ክወጽእ ኢና ንደል
@gabrielashebr9725
@gabrielashebr9725 Ай бұрын
1 million tigray goncide nab hig kiyikireb ni wayian kiwinigjl mebit yibulun bi nay wexie edi zela kingne gizait eya
@AgameTigray
@AgameTigray Күн бұрын
ህውሓት ሐንቲ ዓብላሊት ውድብ ኢያ ። ህዝቢ ትግራይ ዘልአለማዊ ኢዩ። ህውሓት ግን ቁርዲድ ደም ህዝቢ ትግራይ ሰትያ ዘይትዓግብ ኢያ።
@debretsionmaryam4835
@debretsionmaryam4835 Ай бұрын
እዚአ ናይ ሻዕብያ ሕልሚ እያ
@sabacuddus7319
@sabacuddus7319 Ай бұрын
The Delay Fithi is the half Eritrean and half Tigray born and grew in Asmara Memhre Temesghen Kahsay very dangerous person
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
ስርዓት ጌታቸው ን ትግራይ ንሓንሳብን ንሓዋሩን ከምዘይትምለስ ገይሩ ክድምስ ሳ እዩ 24 /7 ዝሰርሕ ዘሎ ።
@AgameTigray
@AgameTigray Күн бұрын
መርትዖ የብልክን። ካብ መሬት ዓልኢልኪ አይትጽሀፊ። ደብረ ዕንኪሊል ህውሓት ባዕላ ንባዕላ ትፈረስ አላ። ህውሓት ህንዝቢ ትግራይ አይትረብህን ኢያ።
@WendenehGirmayMengesha
@WendenehGirmayMengesha Ай бұрын
እሞ ናትካ እምነት ህወሓት ውዕል ፕሪቶርያ ገዲፋ ኣብ እግሪ ኣብይ ወዲቒ በቲ ሓዱሽ ኣዋጅ መሰረት ኢዳ ትሃብ ድዩ ትብል ዘለኻ፣ውዕል ፕሪቶርያ እኮ ንኣብይ ነታ ፈጣሪት ራዕዲ ዝበላ ህወሓት እንተይኣልዓለ ተፈራሪሙ፣ድሒሩ ድማ ኣልዒልዎ እሞ ኣዋጅ ኣብ ኣብይ ማዓዝ እዩ ሰሪሑ ዝፈልጥ።
@barakbintigray1379
@barakbintigray1379 Ай бұрын
ብእ/ሄር: እብለኩም: በይዛኹም: "" ይይ: ህወሓት: አኼባ ፤ መግፂ: ...."" እናበልኩም: ኣይተ ደንቁሩና**!! We are totally Fade Up of their Nonesense Fruetless ,Endless & ,Routten አኼባን: መግለፅታትን**!! ፎ**!!
@Dcx-xv1qy
@Dcx-xv1qy Ай бұрын
በቃ ደንዚዞም ኣደንዚዞም ና ኮ ዞም ሓንጀ መንጂ
@user-ez2ls9ub2v
@user-ez2ls9ub2v Ай бұрын
ፈታዊ ሐሰት
@marcelllyewsang5485
@marcelllyewsang5485 Ай бұрын
እናተበላዕና ንብላዕ አሎና ንትግራይ ዝውኒን ህዝቢ ትግራይ ክኸውን ይግባእ : አመሐድራ ተአዘዝቲ ህዝቢ እምበር አዘዝቲ ኽኾኑ አይግባኢን
@isurafelkif
@isurafelkif Ай бұрын
ህዉሓት ዝብሎ ትክክል ኢዩ ህዉሓት ሎሚ አይኮነይ ክንደይ ጊዜ ጣሓሒሱ ወፂኢ ኢዩ መራህቲ ካብኔ ትግራይ ዝተወሰነ ካብኔ ጌታቸውን ጉጁሉኡን ምሰ ኢሊት ኦሮሞ ተማኺሮም አዲ ኦሮሞ ዝኸዱ ምሰ አብይ ክሰርሁ ክብልፅጉ ሰምምእ ገይሮም ኢዮም ህዉሓት ከጥፍኡ TDF ክብቱኑ ጀነራላት ብምቅታል ህዝቢ ብምሽባር ከሰግእ ብምግባር አብይ ምሰ ጉጀለ ጌታቸው ይሰርህ አለዉ ጌታቸው ዶር ሓጎሰ ቸችሒን ፕ\ር ክንደያን ጠቅላላ ኦሮሚያ ዝኸዱ ኩሎም ኢለት ኦሮሞ ብሚኢትታት ሚሊዮን ፈንድ ክገብሮሉ አለው ማሻላ የኾኑይ ሒዞም አትዮም ሸርሒን ተንኾልን ኢዩ አትንኩት መዝገበ አይኮውንይ ኢሉ ብባእሉ ከምዝለቀቀ ተገይሩ ሐደጉ አባልነቱ እዚ ምፍርራህን ቅትለት ከምዝበፅሖ በጉጅለ ጌታቸውን ኢሊት ኦሮሞ በፀሒዋ ኢዩ ሰለዚህ አሰተብህልሉ tplf አዚ ሸርሒ እዝይ አበኹም ኢዩ ተሰፉኡ ህዝቢ ትግራይ እዚ ጉጅለ ጌታቸውን ኢለት ኦሆዴድ ትግራይ ክብቱኑ ይሰርህ አለው አወት ልህዉሓት
@AgameTigray
@AgameTigray Күн бұрын
ህውሓት ሽንካንያ ንህዝቢ ትግራይ ሐራ ክተውጽእ ንባዕላ እንተ አድሂና ሀደ ቁምነገር ኢያ። ክሻብ ከዚ አብ ናይ ህውሓት ታሪክ ፣ ህውሓት ንህዝቢ ትግራይ ዘበርከተቶ ነገር እንተሐለወ ሞትን ፡ ብክያንትን ፣ ጥምየትን ፡ ብርሰንትን ፣ ወዘተ ኢዩ።
ВОДА В СОЛО
00:20
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 28 МЛН
Пранк пошел не по плану…🥲
00:59
Саша Квашеная
Рет қаралды 6 МЛН
How Many Balloons Does It Take To Fly?
00:18
MrBeast
Рет қаралды 181 МЛН
HDMONA - Full Movie - ቆጸራ  - New Eritrean Video 2022
42:16
HDMONA NEBARIT
Рет қаралды 253 М.
ሰበር  ዜና እሁድ  ሀምሌ//21//2016
@አልማዝ ይቱብ
Рет қаралды 65
ВОДА В СОЛО
00:20
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 28 МЛН