No video

Hayelom Bereke Show { ምርካብ ምድላይ መጻምድ } # 2 - Eritrean Show 2021-\\Midilay Mesamidi \\AG ENTERTAINMEN

  Рет қаралды 165,688

AG ENTERTAINMENT

AG ENTERTAINMENT

Күн бұрын

AG Entertainment. Hayelom Bereke Show { ምርካብ ምድላይ መጻምድ } # 2 - Eritrean Show 2021-\\Midilay Mesamidi \\AG ENTERTAINMEN
Dont Forget to like and Share the content & you will Always find "New Eritrean Game shows", "New Eritrean Drama", "New Eritrean movie", "New Eritrean film" and "New Eritrean comedy" at Ag Entertainment
#AgEntertainment​​​​#{ ምርካብ ምድላይ መጻምድ }
Viber , Telegram : 0046728410784 email : gebramaskelaman@gmail.com
Unauthorized use, distribution, and reupload of this content is strictly • Hayelom Bereke Show { ...
© AG ENTERTAINMENT 2021 . All Rights Reserved.

Пікірлер: 1 700
@beriye7916
@beriye7916 3 жыл бұрын
ኣነ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ጺሒፈ ነረ ገለ ሰባት ከኣ ሓቂ ኣይኮነን ክመዝነን እዩ ትብሉ ነርኩ ግን ረኣይዎ በሉ ብልቢ ነደታትናን ነሕዋትናን ክብሪ ዝትንክፍ እዩ ። ኣነ ሲንግል እየ ንብርክቲ ከኣ ምመረጽኩ ነረ። ብሩክ ቐዳመ ሰንበት ይግበረልና ።
@simje7020
@simje7020 3 жыл бұрын
Tikikil kem natey hasab zelewo seb mrkabey tehaguse, enqae kemaka zbelu ahwat halewuna.
@user-fe6wh6cw7g
@user-fe6wh6cw7g 3 жыл бұрын
Aselet kea
@beriye7916
@beriye7916 3 жыл бұрын
@@simje7020 ክብረት ይሃበለይ
@kibretfishatsion701
@kibretfishatsion701 3 жыл бұрын
Bkemey malet u nedetatnan yehwatnan Kbri ztnkf koynu dea?
@beriye7916
@beriye7916 3 жыл бұрын
@@kibretfishatsion701 ኩሉ እቲ ሕቶ እንተ ሰሚዕካዖ ኩቡር ሓው ንዐአን ዝትንክፍ እዩ ። ብፍላይ እታ ሓንቲ ሕቶ ንሱ ኣብ ዓራት ደቂሱ ንሳ ከኣ ቁርሲ ሰሪሓ ፡ኢዱ የሕጺባ፡ ንሱ ክበልዕ ፡ ንሳ ክትደርፈሉ ። እዚ ትረፍ ክተተግብሮ ክትዛረበሉ ከመን ከቢድ እዩ ።
@saminice2324
@saminice2324 3 жыл бұрын
ብርክቲ ናይ ብሓቂ ንጽሕቲ ወርቃዊት ጋልሄዋን ኢያ
@MT-rx9rq
@MT-rx9rq 3 жыл бұрын
እተን ኣሕዋትና ብጣዕሚ ብሱላት, እቲ ሓውና ሕማቅ ብድዐ ጌጋ ኣብ ልዕሊ የሕዋቱ
@itsellie5755
@itsellie5755 3 жыл бұрын
እዚ ወዲሰ ክንደይ ክጽልኣካ ኢዩ ቁሩብ ክብረት ዘይብሉ, ጥምዙሕ..
@iamorthodox6724
@iamorthodox6724 2 жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂😂 aygermn yehrikni beunet entay ymesl koynu eiyu reybab sk eilu axab kkkk entay serahtena diyu kmro weys sebeyti kkkkk
@osmanhussein4145
@osmanhussein4145 2 жыл бұрын
Nay behaki atababeya haseywo nazi wedi entay drafelay elka zaraba enda koreska
@hhuu6934
@hhuu6934 2 жыл бұрын
Gerami ayu wedu ata zbetseha teregima way methezi zeyblu
@user-vb1gg1pg6f
@user-vb1gg1pg6f 2 жыл бұрын
😜😜😜
@danielhayle9687
@danielhayle9687 2 жыл бұрын
😂😂😂😂wayyy wayyy ay sehaq bkat koyne
@user-im7lp7fm8t
@user-im7lp7fm8t 3 жыл бұрын
እዚ ወዲ መጻምድቲ ዘይኮነ ደልዩ ሰርሓተኛ እዩ ደልዩ ከም ርዲኢተይ
@namomatakff5447
@namomatakff5447 3 жыл бұрын
Ya
@kebrom
@kebrom 3 жыл бұрын
yes
@desawitokubay8904
@desawitokubay8904 3 жыл бұрын
Serahtena keman shelchiwa mgedefeto senef zkone wedi
@lijfifi8603
@lijfifi8603 3 жыл бұрын
@@desawitokubay8904 ezi dea mexamedi dey kones delu kab mexamedi kehadem eyu delu
@DaywithHabu5258
@DaywithHabu5258 3 жыл бұрын
Gremuni eko hahahhahaha
@wedigashbarka3215
@wedigashbarka3215 3 жыл бұрын
ነዚ ወዲይ በተሰብ ኣብ ትለፊዝእን ክሪይዎ ከለዎ ይሓፊሩ ይኮኑ ከምዚ ዓይነት ሰብ ኣጋጥምንይ ኣይፈልጥን ኣይሰልጦን ትብሉ ምሳይ ድሳማማዓ (𝙇𝙞𝙠𝙚 𝙚𝙨𝙞𝙠𝙚
@samitekia8631
@samitekia8631 3 жыл бұрын
Ata kemey eu ezi wedi anes yehrikuni tiebit alewo kab teazebkuwo hmum
@Yosiefjose
@Yosiefjose 3 жыл бұрын
ናቱ ርኡቶ እዩ ሓቲቱ፡ ጛል ምእንቲ ክሕዝ ከምዚ ናትከ ሓንቲ ዘይብሉ መንኪናን፡ ገዛን ኣለኒ ኢሉ ክሕሱ ደሊኻዮ፣
@samitekia8631
@samitekia8631 3 жыл бұрын
Zemedu eka tmesil habibi drbush
@wedigashbarka3215
@wedigashbarka3215 3 жыл бұрын
@@Yosiefjose Hade Kabe Familie natka iyu mishe meado delika plz
@wedigashbarka3215
@wedigashbarka3215 3 жыл бұрын
@@samitekia8631 Yegerimeka iyu
@freweynimehari7833
@freweynimehari7833 3 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ድየን ዝሳማማዓ ዘለዋ ምስ ሓሳቡ ፈጺሙ ቅጭ ዘምጽእ ሕቶታት ዩ አዝስ
@user-ii8dn1ef5i
@user-ii8dn1ef5i 3 жыл бұрын
ኣሰለት ብጣዕሚ ደስ ብሃሊት ሽኾር ለባም ዳኒኤል ክቕድመኒ እዩ እምበር ምሓዝኽዋ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@peteronlyeritreaforever6078
@peteronlyeritreaforever6078 3 жыл бұрын
ሃይሎም እዚ መደብ ብዙሕ ሰብ እዩ ድከታተሎ ስለዚ ብስል ድበለ ሕቶ ቀርበሎም ፡ ናይዚ ወዲ ቁሩብ ክብረት የብሉን ሰሓቅ ከኣ ኣወግድ ብተረፈ ጽብቅ መደብ
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 3 жыл бұрын
Nay behaki asmirela aleku.
@issakberhane4908
@issakberhane4908 3 жыл бұрын
Yes
@daniefrem5054
@daniefrem5054 3 жыл бұрын
True
@khalilousall8433
@khalilousall8433 3 жыл бұрын
ክበኪ ደሊኻዮ፡ ሂወት= ስሓቅ
@robelhaile5145
@robelhaile5145 3 жыл бұрын
Zey esu wn kemu eyu eti htuu a arat zsheyn tekoynu zfesuw tekoynu eyu neru abti kedamay htuu
@user-jx8pi4uo9p
@user-jx8pi4uo9p 3 жыл бұрын
ዓሰርተ በጣሕ ዝውንን ሰብ ከማነይ ከምዚ ኣይሓትትን እዩ።🤔ኣሕ ኣዋልድ ኣስመራ ግን ተናፈቅቲ ኩሉ ግዜ ሽኮሪናታት💞💕!!!!!
@adiamgebrhewit8931
@adiamgebrhewit8931 3 жыл бұрын
Yegrmka eu eti zegrmka ke ete natu heto kekblo kem zelwni tezrbu eta berkit zhateto heto se aytkblan nesu zhateta keman zeykbuli kelo se nata geda nexuri heto zegrmi eu zerhtja delye mebli neru
@kinglion4970
@kinglion4970 3 жыл бұрын
@@adiamgebrhewit8931 haftey eti xegem ab eritrea besenki sedet awedat yelewun zkone ykun eyan zemrawa zelewa eti wedi ab sedet ka gal mexamdti senu sedet nekulna aytamenan
@fedayn1838
@fedayn1838 3 жыл бұрын
ንኩለን ሃገርና ኤርትራ ወኪሎም ኢዮም ዝዛረቡ ዘለዉ ስለዚ ብኩለን ደቂ ሃገርና ወኪልካ ተዛረብ ደቂ ዓደይ ደቂ ሃገረይ ገለታት
@bombarleyrastafara5943
@bombarleyrastafara5943 3 жыл бұрын
Wedi hawobey awald Eritrea aytbln awald mendefera, dekemhare ke
@Marti73286
@Marti73286 3 жыл бұрын
Btaemi hade lhluh ftret
@samrysamm8836
@samrysamm8836 3 жыл бұрын
እምበር ከ ፍርሓት እግዚአብሔር ኣሎኩም ዶ ሓዳር እኮ ካብ እግዚአብሔር እምበር ካብ ሰብ ኣይኮነን ካልኣይ ካኣ ጓል ኣንስተይቲ ክብርቲ ምኳና ክርዳኣኩም ኣለው ኣዲኩም ካኣ ዘኩሩ ታይ ዓይነት ትምህርቲ እዩ እዚይ ከ እግዚአብሔር ይቅር ይበልኩም
@yordiisaac1235
@yordiisaac1235 3 жыл бұрын
በጃኩም ነዚ ጓል ደልዮ መጺኡ ዘሎ ማይ ገጪብኩም ስጎጉለይ ናይ መን አጎዛ ኢዮ ወደይ ንሱ ንባዕሉ ናይ ወዲ መስፈርት ዝብሃል ዘይብሉ ንባዕሉ ስ ሰበይቲ ድማ ደልዮ ሳላጣ
@ghebersemere6856
@ghebersemere6856 3 жыл бұрын
Hahaha 🤣 🥗 salad
@Samri3344
@Samri3344 3 жыл бұрын
Eway enjer ezgi beli gualey. Abey zelo hamli eu gualy. Kab kemzeom awedat be singlka minbar entay yeblka gualey.
@yorkabielkusmu5861
@yorkabielkusmu5861 3 жыл бұрын
Kkkkkkkk ewyy dehan etewi shim rekibklu salata tray elki hamli keman bezihwo
@yordiisaac1235
@yordiisaac1235 3 жыл бұрын
@@ghebersemere6856 አሃሃሃ ብሃቂኮ
@yordiisaac1235
@yordiisaac1235 3 жыл бұрын
@@Samri3344 ብርግጽ ይሓይሽ ካብ ከምዚ ሲንግል
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 3 жыл бұрын
እዚ መንእሰይ ሲ ኣብ ቡርኩ ጠኒሱ ኣብ ዓራት ኮይነ ክቆርስ ክትድርፍለይ ሃየ 12 ቆልዑ ክወልድ ስሞም ካኣ ባዕለይ ክውጻሎም ሃየ ስራሕ ኣይፍቱን ሃየ እሞ ሓደር ዘይኮንካ ደሊካ ነገር ኢካ ደሊካ ቁሩብ ናይ መንእሰይ ሕልና ዘይትገብር
@hanahhaile1337
@hanahhaile1337 3 жыл бұрын
😅🤣😅🤣🤣😂😂
@Samri3344
@Samri3344 3 жыл бұрын
Hakeka zehawey
@abdelamusa8159
@abdelamusa8159 3 жыл бұрын
Kkkkk
@semeretsegezab840
@semeretsegezab840 3 жыл бұрын
Zegerm u
@sarazeray3586
@sarazeray3586 3 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkk haye
@user-qp9rl8du5k
@user-qp9rl8du5k 3 жыл бұрын
ኣነስ የሕዋት ከም ኣሰለት ገረ ዘድነቅኩዋ የላን ሰለዚ ን ኣሰለት ፈተያ ኣለኩ ማለተይ ኣነ ኣፍቂረያ ኣለኩ
@melatyibrah7032
@melatyibrah7032 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን'ዩ እንታይ ዝገበራ ደቂ ኣንስትዮ እየን! ክንድዚ ምውጣር ክብርታትና ኣበይ ኣቢሎም። 😭😭😭
@amanamnm6622
@amanamnm6622 3 жыл бұрын
ከምዚ ዓይነት ክብረት ዘይብሉ ሰብ ኣብ ሂወተይ ኣይረኣኹን ናይ ሰብ ዘይብሉ 🤔
@rozakidane5546
@rozakidane5546 3 жыл бұрын
ይገርም ኢዩ
@user-oz1wt7xv9k
@user-oz1wt7xv9k 3 жыл бұрын
ኣታ ሓየሎም ኣብ ሰዓታት ናይ ስራሕ ትሰዶ ግደፈና በጃኻ ኢለካ ብሰንክኻ በቃ ስራሕ መጠንቀቕታ ሂቦሙኒ። ዳሓር ተመሊሰ ኽርእዮ እየ እዚ ቪድዮ ምስ ተፈደሱኩ እቶም ዝረኣኹማ ግን like ግበሩሉ ። ወላ ኣነ ቪድዮ ከይረኣኹ like ጌረ ኣለኹ ቻው በሉ ብሩኽ መዓልቲ ሰሰናዩ ደቂ ኤረይ መዓረይ ።
@user-im7lp7fm8t
@user-im7lp7fm8t 3 жыл бұрын
ኣባይካ ስርሓካ ግበር እሞ ድሓር ከራእየካ እየ
@user-oz1wt7xv9k
@user-oz1wt7xv9k 3 жыл бұрын
@@user-im7lp7fm8t እዞም ገሌኹም እኮ ክጥዕም እዚ መልሓስኩም ። የቐንየለይ እስከ በል ምሸት የራኽበና
@bebizelenayoabraham1014
@bebizelenayoabraham1014 3 жыл бұрын
Kkk
@jiromtesfahiwet1988
@jiromtesfahiwet1988 3 жыл бұрын
Abmahnung do hibomuka nezi lihxi zikone wedi kitrie kitsugog ageb
@yohabarustu4137
@yohabarustu4137 3 жыл бұрын
@@user-oz1wt7xv9k kkkkkkkkkkk ብነብስኻ ንስኻ mexixn mukurn eika 😜😜😜😜😜😜
@teklezghigoytom8590
@teklezghigoytom8590 3 жыл бұрын
ብመጀመርያ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ሓየሎም፡ ብምቅጻል ጽቡቅ እካ እንተኮነ፡ ግን ላግጺ ዝበዝሖ ኮይኑ ንሓዳር ክሳብ ዝኮነ ንቃል ኪዳን ዝግባእ ሕቶታት ክሓትት ይግባእ።
@user-pv8pl1ml3g
@user-pv8pl1ml3g 3 жыл бұрын
ኣታ እንታይ ዓይነት ድራማ እዩ ዚ ስድራ ኣይርኣዩ 😁😁😁😁 ኣሰለት ግን ፈትየኪ ኣነ, ነዚ ጡልቁይ ኣይትኾንን ኢኺ ❤❤❤
@mussieasterayo7179
@mussieasterayo7179 3 жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ ኢዩ ቀጻሊ እንተ ኮይኑ ብዙሕ ሰብ ክምህር ኢዩ እተን ኣዋልድ ድማ ሽኮራት ደስ ክትብላ።
@user-ns5nd6uy8m
@user-ns5nd6uy8m 3 жыл бұрын
ሓየሎም ን ምንታይ ኢካ ነቴን ኣዋልድ ነጻ ኮይነን ከይሓታ ነጻ ዘይትገድፈን ሓንሳብ ትስሕቅ ኣሽካዕላል ግደፍ። ኣነ ዝገርመንስ ከይሰራሕካስ ካበይ ኣምጺካ ካ ኣብ ዓራት ቶኮይትካ ክትበልዕ ከም ንጉስ ሁክይይ
@wellcomen7293
@wellcomen7293 3 жыл бұрын
Kkkkkk tekoytika 👌gidefo ba zisi gudamena merawi u luhluh kkkkk
@hadishtesfay1226
@hadishtesfay1226 3 жыл бұрын
Anta Jobsenter jemiru keykewn Ab Adna
@user-ns5nd6uy8m
@user-ns5nd6uy8m 3 жыл бұрын
@@wellcomen7293 ስራሕ ኣይፈቱ ጽግእተና ኣዱ ቀራን እንታይ ዩ ዚ ሰራህተና ከማን ኣይትጻወሮን ነዚ ኣብ ዊዓ ካ ተውርዶ መዓኮሩ ጸላዕላዕ ክሳብ ዝብሎ
@user-ns5nd6uy8m
@user-ns5nd6uy8m 3 жыл бұрын
@@hadishtesfay1226 ካብ ወዲ ኣፌስ ጆብሰንተር ክክክ ኣይሰማካያን ዲካ 75%ናብራ ንሳ ክትሽፍኖ ኮ ዩ ኢልካ ከይሓፈረ ባእላ ጆብሰንተር ኮና ክትመጾ ዩ ደሊዩ
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 3 жыл бұрын
ኣነስ ን ኣሰለት ሰይቲ ሓወይ ክገብራ ኢየ ተፍቁዱለይ ዶ ሽኮሪናታት👍👍👍
@emnetbiemghide4262
@emnetbiemghide4262 3 жыл бұрын
Ane ka msaka aleku nkadadem do
@simona1681
@simona1681 3 жыл бұрын
ምሳኻ ኣለኹ ወረ ኣነስ ከይንእሳ እምበር ንሓውኻ ምተቃጸጽኩዎ
@redae9536
@redae9536 3 жыл бұрын
ናይ መጀመርታኹም ኢዩ፡ ቁምነገር ዘለዎ ኣይመስልን፡ ብዛዕባ ስም፡ ብዛዕባ ብዙሓት ውላድ፡ ቀንጠመንጢ ሕቶ በዚሕዎ። ናይ ብሓቂ ንፍቅሪ ድዮም ዝራኸቡ ዘለዉ ዋላ ንዋዛን ምዝንጋዕን ኢዩ አዚ ሾው።
@efremberaki1464
@efremberaki1464 3 жыл бұрын
በዚ ዝወሰድክዎ ትዕዝብቲ ኣዋልድ ሃገርና (ኣሕዋትና) ክሳብ ክንደይ ሓዳር ንምግባር ኣብ ልዕልአን ዝወርድ ተጽዕኖ ጸይረን ሰብ ከም ዝገብራና ትርዳእ! ሰለስቲኤን መልሰን ክትዕዘብ ከለኻ: ክጻወራ ከም ዘለወን እምበር ክጽወራ ዉን ከም ዝኽእላ: እቲ ባይታ ዉን ከም ዘይሕግዘን ትርዳእ! ናይዚ ሓዉና ሕቶታት እተን ክልተ ቀዳሞት ደሓን እንተ ነበራ ድሕሪኡ ዝቀጸለ ግን ብስለት ዝጎደሎ: ንቁምነገር ዉን ኣይመስልን! ስለዚ ፐርሰናሊ ዝትንክፍ ሕቶ ምጥቃም ጎዳኢ መስለኒ! ከም ርድኢት ናተይ ብኸምዚ ዓይነት ኣካይዳ መጻምድቲ ክትመርጽ ብቁዕ ኮይኑ ኣይስመዓንን:: ኣብ ዝመጽእ ዝሓሸ ክተቅርቡልና ንላቦ! ሰሰናዩ ንዓኹም::
@hiyabboy3004
@hiyabboy3004 3 жыл бұрын
Ane Nibrikti Memerexku Nere She is really smart and wise!
@niyatnit5961
@niyatnit5961 3 жыл бұрын
Esu keman bieki bieki eu zebzh nieru
@hiyabboy3004
@hiyabboy3004 3 жыл бұрын
@@niyatnit5961 Naybhaqi!! Entay u gin xeweta u mish Haqey?
@excessreferredfurtherbutaz3984
@excessreferredfurtherbutaz3984 3 жыл бұрын
Tikikil
@user-ml6tx7lt5k
@user-ml6tx7lt5k 3 жыл бұрын
ወለተብርሃን ማለት ናይ ግእዝ ቃል ኮይኑ ትርጉሙ ድማ ውልድ ብርሃን ማለት እዩ። ስለዚ ጥንታውያን ኣስማትና ንተሓበነሉ።
@lidyanatesfay1193
@lidyanatesfay1193 3 жыл бұрын
True
@amanmogos4548
@amanmogos4548 3 жыл бұрын
Bhaki xbuk hasab
@samsomselemun1087
@samsomselemun1087 3 жыл бұрын
እስከ ነዓይ ዝሓዘለይ እግዚአብሔር ኣለዎ ወዲ 26 ዓመት እየ ኣብ ኣዲ እንግሊዝ እየ ዝነብር ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዘላ ጋል እየ ክምርዖ ዝምነ ተመነዩ ክትረክቡ 🙏🙏🙏
@yorusentertainment7172
@yorusentertainment7172 3 жыл бұрын
Kkkk amen ktrekb eka
@semharghebremeskel3741
@semharghebremeskel3741 2 жыл бұрын
@@yorusentertainment7172 😂😂🤣🤣🤣
@arayadanieleritrean8950
@arayadanieleritrean8950 3 жыл бұрын
ናይተይ ርኢቶ አዘን ኣዋልድ ናይብሓቂ መጻምቲ ደልየን አየን መጺየን ንዓይ ዝተራአየኒ ማለት አዩ አዚ ወዲ ግን መጻምድቲ ደልዪ ዘይኮነ ንክግምግመን ዝመጸ ኮይኑ አዩ ዝስመዓኒ ምክንያቱ ንሳተን ብጣዕሚ አየን ቀሪበንኦ ንሱ ዝብሎ ዘሎ ግን ምስአን ብጠቅላላ አዩ ዘይራከብ ።
@jonnyl9119
@jonnyl9119 3 жыл бұрын
Ya ylagex alo
@habteabtewelde7367
@habteabtewelde7367 3 жыл бұрын
እዋይ እዛ ወዲ ስራሕ ዘይትፈቱስ ቆልዑ ክጨጭሖም ደልዩ
@ablelabraham8066
@ablelabraham8066 3 жыл бұрын
Kkkkk
@user-ns5nd6uy8m
@user-ns5nd6uy8m 3 жыл бұрын
ናይ ደርሆኦም ሪኡ ዩ መስለኒ እንቃቅሖ ወሊዶም ኣብ ዓራቱ ኮይኑ ቆሉ ክበልኦም
@ablelabraham8066
@ablelabraham8066 3 жыл бұрын
@@user-ns5nd6uy8m kkķkkk
@user-dw5rw3gl7v
@user-dw5rw3gl7v 3 жыл бұрын
@@user-ns5nd6uy8m 🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@teklitzaid9222
@teklitzaid9222 3 жыл бұрын
Ata euuuuuuyyyyyyy kbl
@MT-ss5fs
@MT-ss5fs 3 жыл бұрын
ከምዚ ዓይነት መደብ ክንደይ ሪኢና ኢሞ ከሚዚ ናይዚ ወዲ ዝሓመቐ ሕቶ ኣይራኣኹን
@beyenebeyene6279
@beyenebeyene6279 3 жыл бұрын
Deki Eri shekakurrrr idemen tinaneee yahabkummmmmm.. hagerna Eritrean Gota yebarka💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
@kebesaentertainment7757
@kebesaentertainment7757 3 жыл бұрын
I love this channel, it's so funny guys specific the questioner guy and the first ladies are Honest. I appreciated all of you guys keep it up growth.
@loveumom8428
@loveumom8428 3 жыл бұрын
እዚ ወዲ ብጣዓሚ ስዲ እዩ፡ ምስ ኣድጊ ጥራሕ እዩ ክምርዖ ዘለዎ። ይዋሳእ ክህሉ ተስፋ ይገብር!!
@Lemlemeey
@Lemlemeey 3 жыл бұрын
ja Mezeng kamera kekewen alewo
@mamukweldegabr6556
@mamukweldegabr6556 3 жыл бұрын
Ewe ywasae eu zelo aselet nay behaqi sebeytu eya qola wun alewom drama eu mezenagia
@tekluwelday2270
@tekluwelday2270 3 жыл бұрын
Kkkkkkkkk Hayolom mhgol fkri nklteka eyu zmlket nmtay nieau tray mrcha tewhabwo?
@Liverpoolawi-i8e
@Liverpoolawi-i8e 3 жыл бұрын
Hade sdi u
@freweynihedgu2782
@freweynihedgu2782 3 жыл бұрын
ኣዲኡ ኣታዓባብያ ዝበደለቶ አዩ ዝመስል
@micheal5913
@micheal5913 3 жыл бұрын
መብዛሕትኡ እቲ ሕቶ ካብ ሐቂ ዝርሓቀ እዩ ምስ ዘሎ ክውንነት ዝጋጮ ኣመሓይሽዎ
@luelnguse8366
@luelnguse8366 3 жыл бұрын
እዚኤን ዝመስላ ቆናጁ ዶ ኣብ ከመዚ ምስ ወደቃ ስደት እባ ጉዱ ኣምጻእልና
@sabrnatey9080
@sabrnatey9080 3 жыл бұрын
Behaki mukurat
@danielhayle9687
@danielhayle9687 2 жыл бұрын
Ya naybehaki😭😭😭😭ewayyy deku erey marey ajokn❤❤❤❤
@fars7463
@fars7463 3 жыл бұрын
I like the openness of birikiti about egbet... It's open minded.... We need to talk openly love the idea
@mmm-dw6md
@mmm-dw6md 3 жыл бұрын
ኢዚ ወዲ ሕጂ ን ብሙኡና አወዳት ኢዊክለና ማለት ዲዩ፧ ብሕፂሪ ዚቤለ ሰራሕቴኛ ዴልየ ምባል አይምሓሾን ግን ። 21 ክፍሌ ግዜ ኢና ዘለና ዕሪኩ ብዚኮኔ ሰበይቲ ማሌት ህያብ ፈጣሪ ኢያ ። ብሓሳቤይ ምሳይ ዲሰማማዕ like ክሳብ አብ ካልአይ ግዜ ዘራክበና
@awetgebrehiwet4010
@awetgebrehiwet4010 3 жыл бұрын
Nay bhaki 👍👍👍👍
@eri-binit6226
@eri-binit6226 3 жыл бұрын
ዓጢነ ዝኹነ ወዲ ነዓይስ ማራ ዩ ኣጽሊኡኒ ኣ
@asmeraasmera5358
@asmeraasmera5358 3 жыл бұрын
እሞ ካብ ስራሕ ምስወጺካ ዘይትሪኦ
@matyas9926
@matyas9926 3 жыл бұрын
እዚ ወዲ ኣይኮነን ድርባይ በሎ ሑልኩስ ክክክክክ
@tesfayokubamaryam4422
@tesfayokubamaryam4422 3 жыл бұрын
ካብ ናይ ዚ ወዲ ትእዛዝ ሓዳር ሲ ግዝኣት ጥልያን ይሓይሽ
@user-zx9jo9bo3k
@user-zx9jo9bo3k 3 жыл бұрын
ሃሃሃሃሃ
@user-dw5rw3gl7v
@user-dw5rw3gl7v 3 жыл бұрын
😄😄😄😄
@teklalegese4981
@teklalegese4981 3 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@mihrettewelde4975
@mihrettewelde4975 3 жыл бұрын
Gzat turki eels hadar
@selamnkulu3644
@selamnkulu3644 3 жыл бұрын
Kkkk gzat tilyan dea xbuk neru.gzat hgdef ember?
@awetsegid1152
@awetsegid1152 3 жыл бұрын
ወልሓንቲ ጣቋ የብሉን ይትረፈን ናይ እንዳመን ሱጡይ እዩ ወደይ እንተ እተን ኣዋልድ ግን 100%✔️
@semeretekie1223
@semeretekie1223 3 жыл бұрын
Kkkkkk nic jop ደቂ ኤራይ መኽሰባት ዓለም ኣይትስኣኑ ወስኩና አስኪ 🙏🇪🇷👍👏👏👏👏👏👏🙏🙏👏👏👏👏
@teklehuruy7029
@teklehuruy7029 3 жыл бұрын
ሓይሎም በረቀ ፎክስ ምስ ክብርካ ዚከይድ ዘረባን ስራሕን ስራሕ
@redsea1122
@redsea1122 3 жыл бұрын
ስንግል ሞረሮ ጥር ኢሉስ ገነት ይእዝዝ ምስ ሓመዱ😂😂😂 Good job 👏 legend ሓይሎም keep it up 👍
@henokkibrom5685
@henokkibrom5685 3 жыл бұрын
እዋ ከመይ ዝበልዎ ሪፋፍ ዝኮነ ወዲ ዩ ልሕቲት
@semirawiakryawi6161
@semirawiakryawi6161 3 жыл бұрын
Kkkkkkkkk ya adey marey gele kinsemia ina ya jema seb yelen du uyyyy
@Seysey770
@Seysey770 3 жыл бұрын
መጹ እዚ ድምሱስ። ሓይሎም በረቀን እዘን ሽኮሪናታት የሕዋተይን ግን ዕድመን ጥዕናን ይሓብኩም ኣምላክ።
@momwithfourkids7989
@momwithfourkids7989 3 жыл бұрын
በጃኹም እዚ መደብ ሲ ኣቃርጽዎ ምስ ባህልና ኣይከይድን ብኸምዚ ዝመጽእ ሓዳር ይትረፈና ክብሪ ጋል ኣንስተይቲ ምትንካፍ አዩ ወይ ክኸውን አንተኮይኑ ዕድሚኡ ዝሓለፈ ወይ ዕድሚኣ ዝሓለፈት አምበር እዚ ማንቲስ ሲ ኣይግድን መጸወቲ ጌርወን 😢😢😢
@M-R-G501
@M-R-G501 3 жыл бұрын
Kkkkkkkk ሞሕጎላት ኢለኩም ኣለኩ ኣሰለት ከፍ ኣለዋ ምሽ ሃሃሃ
@medhanietekle924
@medhanietekle924 3 жыл бұрын
betesebka diyu weys nbaelka eka tdeli zeleka haylom.enber nsus negs eyu.neten yehwatna gin tebakswen ekum zelekum.
@user-be4wp2ly8z
@user-be4wp2ly8z 3 жыл бұрын
ኢዘን ኣዋሊድ፡ብጣዕም ለባማት
@mtesfay161
@mtesfay161 3 жыл бұрын
እዚ ወዲ ብጣዕሚ ከጽለኣካ ። ብድዐ ኣብ ደቀንስትዮ ክቱር ኣለዎ። እንተ እተን ግሩሃትን ለባማትን የሕዋትና ግን ዝሓይሽ ሰብኣይ ይፍጠረልን።
@qorchachi767
@qorchachi767 3 жыл бұрын
ብመሻኪን ደቀንስትዮ ይጻወት ኣሎ እዚ ድማ ረሳሕ
@yonaskeshi1863
@yonaskeshi1863 3 жыл бұрын
ሓይሎም ግን ሰማዒ ጥራይ ክኸውን ኔርዎ ባዕሉ ነቲ ሕቶ የካብዶ ኣሎ
@kibretfishatsion701
@kibretfishatsion701 3 жыл бұрын
Anes esu khwes kelo xbuk zeragudo koynu ba tesemieuni
@zem1988
@zem1988 3 жыл бұрын
ይገርመካ እዩ ፣ እቲ ወዲ ደኣ እንታይ ይሓትት ኣሎ እዩ።ባዕሉ ሓዮሎም እዩ ፣ እዩ ዝሓተን ዘሎ መሳኽን ፎል ትረኽቦ።
@teklitzaid9222
@teklitzaid9222 3 жыл бұрын
Right I also like you brother
@gezaemiki684
@gezaemiki684 3 жыл бұрын
ezen yehewate naye hadar delet alewen wedi gen ayrekbane beteami lehetite zekone sbe
@UserFromTheUk-14
@UserFromTheUk-14 3 жыл бұрын
እዚ መደብ ግን ናብ ኮሚድያን ገጹ ዝኣንፈተ ይመስል ኩሉንትንኡ፡ ምኽንያቱ ኩሉ እዚ ወዲ ዘቕርቦም ዘሎ ክመዝን ኢሉ ዝገብሮ ዘሎ ይመስል ኣመና ተጋኒኑ። *ካልእ ከም ሪኢቶይ ክዛረብ ይቕሬታ* ቁ. 3 ብጣዕሚ ኣዳቒቓ እትሓስብ ብስልትን መስተውዓሊትን ኮይና ረኺበያ" ከም ኣነ ማለት እዩ ምረጸሉ ዝብል ዕድል እንተ ዝዋሃበኒ 3 ምበልኩ። ቁ. 2 ከኣ ድሌት ናይ መርዓ ጥራሕ እዩ ዘለዋ እምበር እንታይ ይእዝዝ ኣሎ ብዙሕ ዘስተብሃለት'ሲ ኣይትመስልን ኣብ ኩሉ ሓሳባቱ ትሳማማዕ ኣላ ሓውሲ ዝሕል ኢላ እያ ትመስል። ቁ.1 ድሌት ኣብ ቦቱኡ ኮይኑ ትእዛዝ ናይዚ ሓውና ግን ብጣዕሚ ይኸብዳ'ሎ፡ መሊሳ ከኣ ዝኾነ ይኹን ኢላ ናብ ሓሳብ ክትሳማማዕ እትደሊ እያ ተማታኢት ዓይነት ሰብ'ያ። ብሩኽ ቀዳመ-ሰንበት ይግበረልና ብሩኻተይ!
@erimedia8029
@erimedia8029 3 жыл бұрын
ብጣዕም ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ርኢቶ ከኣ ኣለና=- ➡️ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ተትገብርዎ ጽቡቅ ኔሩ ➡️ኮፍ ኣበሃህልኦም ከኣ ካብቲ ናይ ቅድሚ ሕጂ ሕቆ ንሕቆ ተወሃሂቦም ኮፍ ኢለሞ ዝነበሩ ሕጂ ጽቡቅ ጌርክሞም ➡️ኣብ ምሕታት ከማን ሕጂ ኣማሓይሽኩሞ ኣለኹም ምኽንያቱ እቲ መራጺ ባዕሉ ክሓትት ኣለዎ ➡️ሓየሎም ኣብ መንጎ እንዳኣተኻ ብዙሕ ዘረባ ኣይትዛረብ እቲ ዕድል ንዐኦም ግደፈሎም ባዕሎም ይተሓታተቱ
@yonasandbosslove8325
@yonasandbosslove8325 3 жыл бұрын
ኣብዚ ካልኦት ንሪኦስ ሓንቲ ጓል ትመጽእ ፡ ኣወዳት ክኣ ካብ ሰለስተ ዝበዝሑ። ኣብዚ ግን ብግልባጡ። ተጋላበጥ ዝኮነ ዘመን! ክብሪ ደቂ ኣንስትዮ እሞ ክኣ ኣብ ውሽጢ ሃገር ንዕዳጋ ክወርድ። ድራማ'ዩ ባ በሉኒ፧
@merhawitesfamriam3340
@merhawitesfamriam3340 3 жыл бұрын
መድብ ጽብቅ ኑሩ ግን ሕቶታት ኣይመርጻን ዲጊታኣቶኦር ዝክነ ውዲ
@genethalelid4486
@genethalelid4486 3 жыл бұрын
kkkkkkk
@merhawitesfamriam3340
@merhawitesfamriam3340 3 жыл бұрын
@@genethalelid4486 kemay tedgfiya diki
@genethalelid4486
@genethalelid4486 3 жыл бұрын
@@merhawitesfamriam3340 መርሃዊ አዘራርቡኡ እንበር የሕርቀካ
@girmayfissehagf4491
@girmayfissehagf4491 3 жыл бұрын
ክብርታት ደቂ ኣንስትዮ ምግሃስ ዬ እዚ ። ክቡር ባህሊ ውን ኣለና ካብወለድና ዝወረስናዮ ?!
@kokobxibah9070
@kokobxibah9070 3 жыл бұрын
Haylom zblukas haylka titfae nezen kuburat ahiwatna awardkayen yewardka awaridwen tiblu like giberuley
@user-xq7rn5np1i
@user-xq7rn5np1i 3 жыл бұрын
ሓደራ ብሜሬት ሓደራ ብሰማይ ፈለጥቲ ናይ ኣሰለት እንተሊኩም ሕሹኽ በሉኒ🙏🙏
@tbtb7101
@tbtb7101 3 жыл бұрын
Ane yfelta entay delikaya
@user-pd9nx8hs5h
@user-pd9nx8hs5h 3 жыл бұрын
ኣታ በጃኻም ሓቂ ኣይኮነን በሉኒ ከመይ ዓይነት ወዲ አዩ 12 ቆልዑ ክትወልድ ትደሊ ክን ክኣ ስራሕ ባዶ ሕቶታትካ ክን ማራ ኪፍ ኣለዎ ✅️
@galporadizoeritrea136
@galporadizoeritrea136 3 жыл бұрын
Kkkk ab arat dekixu 12 kolut kibyou pow alem xewer gina yxwet dea keyhlu enber awald deki arey xi wearu eyen
@niyatnit5961
@niyatnit5961 3 жыл бұрын
Ygermeka eu tmzuh kab arat zeywerd dea entay emo knxbe eina,kabeyenay zemen kemzmexe ekua tefiena
@johntekle4441
@johntekle4441 3 жыл бұрын
ሰላም ብመጀመርያ ንክሉኩም ብምቅጻል ናተይ ነቀፈታ ን ሓየሎምን ነዚ ሓዉናን እዩ በጃኩም ክብሪ ደቂ ኣንስትዮ ይሃሉኩ ። ክብሪ ሰብ እንዳ ግሃስካ ግልጹነት ኣይብሃልን እዩ። ብሊስ ጋል ኣንስተይቲ ኣደ ምካና ዝረሳዕኩም ትመስሉ ? በዚ ዘቅረብኩሞ ሕቶታት ብጣዕሚ ሕማቅ ተሰሚዕኒ !!!
@michaelkidane4041
@michaelkidane4041 3 жыл бұрын
ja bro
@weldegabrielalem7708
@weldegabrielalem7708 3 жыл бұрын
እዘን ኣዋልድ ኣዝየን ጽቡቅ ሓሳብን ናይ ብሓቂ ካኣ መጽምዲ ዝደልያ ኢየን ዝመስላ እዚ ወዲ ግን ሰራሕተና ዩ ዝደሊ ዘሎ
@saymonshow6708
@saymonshow6708 3 жыл бұрын
ልዕሊ ኩሉ እተን ኣዋልድ ጽፈት ኣዛርበአንን ብጣዕሚ ለባማት እየንንን
@Tobar757
@Tobar757 3 жыл бұрын
በኪ ንዓይ ጥራይ ኢያ ተፈጢራ ኣድራሻኣ ስደደለይ ሓየሎም ሓወይ ሓደራኻ ተለፎና
@wintasultan667
@wintasultan667 3 жыл бұрын
gaul godayif eye halay temahira
@Tobar757
@Tobar757 3 жыл бұрын
@@wintasultan667 ተለ ብገለ ርኸብለይ
@wintasultan667
@wintasultan667 3 жыл бұрын
@@Tobar757 xegem yelen
@Tobar757
@Tobar757 3 жыл бұрын
@@wintasultan667 ክጽበየኪ ኢየ
@eritreanmusic605
@eritreanmusic605 3 жыл бұрын
@@wintasultan667 tegagiki gual edaga arbi eya
@user-ik1yb5vm2j
@user-ik1yb5vm2j 3 жыл бұрын
እዚ ሓውና ደስ ስለ ዘይበልኦ ከይከውን ሹዑ ትእዛዝ ምስ በዝሐን መታን ክገድፎኦ እሉ እዩ ሓየሎም ሓውና ካኣ ተሪርካ ናይ ባሓቂ ንቁምነገር ድኻ ደሊኻ እልካ ትዛረቦ ኣብ ገዛኻ ዝኾነ ሰብ ክሳብ ዝመጸካ ብትሕትና ዝመጸ ተኽብሩ ተዘይ ኮነ ብቲዕቢት ዝዛረብ ግደፎ ክንድ ትብሎ ቁምነገር ዘየብሉ ዘረባ እዩ ዘረቡኡ ምስናይ ይቅረታ
@tirhaskeshi2502
@tirhaskeshi2502 3 жыл бұрын
Ane win kemu Ymesleni
@user-rt2xi6vf6k
@user-rt2xi6vf6k 3 жыл бұрын
tekekel
@momwithfourkids7989
@momwithfourkids7989 3 жыл бұрын
ዘይራኣየን ግን ሳክት ስድነት አምበር
@tiegstiteklay6250
@tiegstiteklay6250 3 жыл бұрын
@@momwithfourkids7989 ስድነት ጥራይ ኢልኪ ኩለን ዝወጸን የብለንን።ከምዚ መሻጥ ዝኣበየ ኮሚደረ እኮ ጌሮመን
@fanusbereke5648
@fanusbereke5648 3 жыл бұрын
hakay sdi u zmesl
@nebiataraya9998
@nebiataraya9998 3 жыл бұрын
Nay bhaki ezi resah baelege u 💯💯 ylagex u zelo ente ndeki hwan gn edmen tienan yhabkin fetari God bless u 🌹🌹😍😍🌹🌹
@fortosawa6274
@fortosawa6274 3 жыл бұрын
አነ ምስ ብርኽቲ አለኹ፡ሰብአይ ማለት መናብርቲ ደኣ እንበር ጎይታ ወይ ኣዛዚ ከምደይኮነ እያ ትገልጽ፡ አበኣ ርገጺ።
@user-ii6kx4ko1g
@user-ii6kx4ko1g 3 жыл бұрын
ኣነ ሲጊል ኢየ በኪ ግን ምመረጽኩ ብጣዕሚ ቡቁዕ መልሲ ትምልስ ኣላ ወላ ኣሰለት ከማን ንፍዕቲ እዚ ወዲ ግን ካብ ኣጋባብ ዝወጸ ሕቶ ኢዩ ዛሓትት ዘሎ ብፍላይ ኣብቲ ናይ ዓራት ክልቲኡ ኣብ ምብላዕን ሰክስን
@tesfayokubamaryam4422
@tesfayokubamaryam4422 3 жыл бұрын
ክላ ግደፍኦ እዚ ኣብ ዓራት ኮይኑ ዝበልዕ ዳኣ እንታይ ሓዳር ክገብር ክክክክክክ
@positivethoughts720
@positivethoughts720 3 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣
@eritreawi4791
@eritreawi4791 3 жыл бұрын
Great and funny show - lovely people. Thanks for the great entertainment
@debishasli7724
@debishasli7724 3 жыл бұрын
ኣሕ መጻወትቲ ኮይነን የሕዋትና ኩቡር ጋዜጠኛ ሓየሎም በረቀ ካብዚ ንላዕሊ ስፍሕ ዝበለ ትርጉም ዘለዎ ስራሓት ኣምጻልና እምበር እዚ ወዲ ጌጋ ይኽላኣለይ እምበር ይላገጽ ኢዩ ዘሎ።
@hadishsgalet5714
@hadishsgalet5714 3 жыл бұрын
ኣነ ብወገነይ ሓየሎም በቲ ትገብሮ ዘለኻ ናይ መጻመዲ ምርኻብ ደስ ዝብል መደብ ዩ ቀጽሎ ብዝያዳ ግን እዘን የሕዋትና ብልበን ደለይቲ ሓዳር ኢየን ኣምላኽ ሓሳበን ይፍጠረለን ደስ ዘብል ናብራ ጌረን ክርእየን ደስ ይብለኒ ከም ተወሳኺ ናይዚ ሓውና ግን ካብ መጀመርያ ክሳብ እዚኣ ሰሚዐዮ ዋላ ሓንቲ ሓሳብ ኣይረኸብኩሉን ምኽንያቱ ንሓዳር ተደጋጊፍካ ደኣ እንበር ብናትካ ድልየትን ሓሳብን ዝኽየድ ሓዳር የለን ነዚ ሓወይ ውን ሓሳቡ ክሰምረሉ ድልየተይ ዩ ካብቲ ናቱ ሓሳብ ጥራይ ናይ በዓልቲ ቤቱ ሓሳብ ውን ክቕበልን ዕድል ክህባን ናይ ሓባር ሓሳብ ሒዙ ከምዝጎዓዝ ክሓስበሉ ኣለዎ ይብል
@starthegunners7089
@starthegunners7089 3 жыл бұрын
👉ሓይሎም በረቐ ካብቶም ዝሓሙቑ ኣብ መደብ ምምጻእ ኢለካ ኣለኹ:: ምኽንያቱ ካብ ዝኾነ መደብ ወላ እታ ዝደቐቐት ትምህርቲ ወይ መልእኽቲ ስለ ዝሰምዕ እንተ ናትካ ግን ናይ ሰንዓፈ እንዳጸልእኩስ እዚ ክኣ ዝገደደ ስለዚ ምስትውዓል የድልየካ'ሎ::
@adiampawlos6448
@adiampawlos6448 3 жыл бұрын
Ane wen mexneti yedelyo lo nezi medeb
@teklitzaid9222
@teklitzaid9222 3 жыл бұрын
You are right
@eritreanfan2773
@eritreanfan2773 3 жыл бұрын
ብርክቲ ውሕድ ውላድ ምድላይኪ ብጽቡቅ ክተምህርዮም ክተዕብዮም ጽቡቅ ሕሳብ ኢዩ
@feveng6758
@feveng6758 3 жыл бұрын
I love Brkiti she is honest, kulen des zbla eyen eti wedi and eti Hayelom gn aygdin lagsi gerkumo
@tesfitamine4009
@tesfitamine4009 3 жыл бұрын
ኣሰለት ልክዕ ከም ስማ ኣሰለት እያ።ከምዚ ዓይነት በሊሕ ኣእምሮ እና ወነነት ከላ ክሳብ ሕጂ ደስ ዝብላ ወዲ ከይረኸበት ብምጽንሓ ክብድ ይብል ፡ኣነ ወዲ 36 ዓመት እየ ኣብ ስዊዝ ድማ ይቕመጥ ክረኽበኪ ይደሊ ኣለኹ ኣሰለት ።
@yorsalembereketab3534
@yorsalembereketab3534 3 жыл бұрын
Hawey bwshti kotrekbom fetn wey nay haylom number,btaemi bslti koyna treayeka nay bhaqi
@lovebm1313
@lovebm1313 3 жыл бұрын
@Tesfit Amine ehi ktmntlo delika😂😂😂😂☺️
@tesfitamine4009
@tesfitamine4009 3 жыл бұрын
@@lovebm1313 ብድዐ ዘለዎ ዘረባ ይዛረብ ነዚ እሞ ደሓን ሕማቕ ከይዛረብ🇪🇷
@user-qy8fx6lp5h
@user-qy8fx6lp5h 3 жыл бұрын
ኣስለት ጠለብ ርኪብኪ ኢለ ክድውለላ እየ ክክክክ
@tesfitamine4009
@tesfitamine4009 3 жыл бұрын
@@user-qy8fx6lp5h ቴለ ናታ እንተለካ ባ ተሓባበረና ኤረትርይን ጋል ተኻፊልካ ምብላዕ ኣይትፈትውን ኢኹም እንበር ፡ጅሆ ኢኹም ክትሕዝወን ትደልዩ😁😁😁😁🇪🇷👈
@Robel-Fitsom
@Robel-Fitsom 3 жыл бұрын
Aselet mestewaelit gal mkana rekibeya aleku Msay tsamamue eske like 👍🏽 habuni
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 3 жыл бұрын
ጹቡቅ መደብ ኣይኮነን ንክብረት የሕዋትና ዘጉድል ኢዩ ክብረተን ዝሓልወን ንዕአን ዘነኣእስን ከውን የብሉን እንታይ ኢዩ,ዚ? ዋእ!
@lifeishard7018
@lifeishard7018 3 жыл бұрын
Hhhh way Respekt sibehal nay deqi hewan zeyblu wedi aby mexamdi krekb dea si mara adniqeyn zen awald gn ilove you so much All our my contury peaple
@Asmir965
@Asmir965 3 жыл бұрын
ዋ ኣንታ እዚ ሰብ ዲዩ ወይሲ ሬሳ ምርዳእ እኮ ኣቢኒ በጃኩም ኣብሩህለይ ኣነ ኮ ሰብ ኣይኮነን ተንቀሳቃሲ ሬሳ ኢዩ ኢለዮ ኣለኩ
@teklemariamnegash798
@teklemariamnegash798 3 жыл бұрын
ኣንታ እሞ 12ቆልዑት ደኣ መን ክሰርሓልካ ጥዕና ዘለዎ ወዲ ኣይኮነን
@maharikifleyesus1668
@maharikifleyesus1668 3 жыл бұрын
ብሓቂ ምድላይ መጻምዲ እንተኮይኑ ቁምነገር ሓዘል ሕቶታት እንተዝከውን ተመራጺን ሰሓብን ምኮነ ነይሩ እዚ ግን ? ? ?
@mazafesaha3309
@mazafesaha3309 3 жыл бұрын
እዎይ ደቀንሰትዬ ሐሲረን ጬፈሎቅ ካብትርኢቱ ጀሚርካ ሰጋዕ አዘራርብኡ እዚ ሰበይቲ ዘይኮነ ደልዬ ባርያ እዬ ዘደሎ በጃኩ ደቀንሰትዬና አይተሕሰርወን አቋርፀዎ እዚመደብ
@yordanosbeyene4538
@yordanosbeyene4538 3 жыл бұрын
እዚመደብ ብጣዕሚ ጹቡቅ መዘናጋዒ መደብ ኢዩ ።እንተኮነ ግን ዳኒ ዝሐተተን ሕቶ ንክግምተን ማዕረ ክንደይ ቡቁዐት ምካነን ክግንዘብ ስለ ዝደለየ ኮይኑ ይመስለኒ።እዘን አሕዋተይ ግን እንታይ ኮንክን confidence አጥፍእክን ንምንታይ ንምጽቃጥን ጩቆናን አሜን ኢልክን ትቅበልኦ።ምርጫክን ቡሱልን ተሪርን ጻዕራምንወዲ ተባዕታይ ዘይትምነያን ዘይትመርጻን ማዕረ ዕድል ኢዩዘለክን ክትመርጻን ክትምረጻን ተባዐት ኩና
@tsehayyitbarek3253
@tsehayyitbarek3253 3 жыл бұрын
እዚ ወዲ ሃይማኖት የብሉን ድዩ አብ መኣዲ ክትደርፍለይ ዚብል
@jiromdebesay2547
@jiromdebesay2547 3 жыл бұрын
ሰላም ሓውና ሓየሎም ከመይ ትከውን? ብዝኮነ ኣብዚ ሓድሽ መደብ ናይ መጻምቲ ምርካብ ጽቡቅ ሓሳብ ኢዩ። እድመን ሃይማኖትን ዘይ ፈሊ ክኸውን ኣለዎ። ካልእ ከም ዝመስለኒ እተን ደቂእንስትዮ ብልቢ ሓዳር ደልየን ኢየን ዝመጻ ዘለዋ።ስለዚ እቲ ብወገን ደቂ ተባእትዮ ዝዝረብ ሓሳብ ንኣብነት ናይ ዳኒኤል ኣብ ዝዛረቦ ዝነበረ ብዙሕ ደስ ኣይብልን። አቲ ሓዳር ሓድር ወለድና እሞ ምስ ኤርትራውነትባህልን ስነሓሳብን ስነ ምግባርን ዘማልአ ክኸውን ኣለዎ። ምክንያቱ ነቶም ኣብ ከባቢ 20_28 እድመ ዘለዎ እንታይ ይማሃሩ ዝኣለመ ውን ክኸውን ኣለዎ። ንኣብነት ዳኒኤል ከም ዝበሎ፡ ባህጊ ስራሕ የለን ሓደ ዳካማ ሰብ ምካኑ ገሉጹ፡ ኣብ ግዜ ቀዳመ ሰንበት ክኣ ብደርፊ እሞ ክኣ ኣብ ኣራት ኮይንካ ክብላእ። ከመቲ ዝበለቶ ኣብ ግዜ ቁርሲ ምሳሕ ድራር ድሕሪ ቆሎት ምብላእ ኢዩ እምበር ሰለስተ ስላሰ ደው ኢሎም አንዳእብልኡካሲ ደርፊ ዘይ ባህልና ኢዩ። ስለዚ እንዳ እማእበልካዮ ከም ትከይድ ርድእ ኢዩ ግን ኣብቲ ሕቶታት ብክልተ ወገን ኣቀዲምካ ንስካ ፈትሾ ወይ ሳንሱር ግበሮ ቅድሚ ምፍናውካ። የቐነለይ ጅሮም ካብ ካናዳ።
@teklitzaid9222
@teklitzaid9222 3 жыл бұрын
Thanks memhr jrom
@jonilove6576
@jonilove6576 3 жыл бұрын
ኣንቱም ሰባት ቅሩብ ነስተውዕል እዘን ኣሕዋትና ኣወዳት ይስእና ኣለዋ ማለት መንእሰይ የለን ኣብቲ ሃገር እንበር ጋል ኮ ክብርቲ ያ እዋይ ኣሕያትርይ 3 ኣዋልድ ሲ ን ሓደ ወዲ ዘይ ትራእየ ኣብ ሓጺር እዋን ሃገርና ንመለሰሉ እዋን ይምጻእ
@wolduwoldu8241
@wolduwoldu8241 3 жыл бұрын
You guy make my Sunday thank you all
@enkomediatigrigna
@enkomediatigrigna 3 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት እዚ ወዲ ሕሙም እዩ ብመሰረቱ እዛ ቻነል ዘምጽኣቶ መደብ ጽቡቕ እካ እንተኮነ እዚ ወዲ ዝዛረቦ ዘሎ ግና ዋላ ጸወታ ይኹን ብጣዕሚ መሕዘኒ እዩ ንመደብ'ዛ ቻነል'ውን ኣይምጥናን ሓየሎም ሰብ ይፈትወካ እዩ ግና እዚ ቀሪብካዮ ዘለኻ ወዲ ግና ነውራም እዩ ዋላ ጸወታ ይኹን እየ ዝብል ዘለኹ።ኣብይ ቁምነገር ክገብር ዝኽእል ቻነል ብኸምዚ ኣይተራኽስዎ ሓደራ!
@gobonatv9672
@gobonatv9672 3 жыл бұрын
ሓይሎም በረቐ፡ ጨርቅኻ ደርቢኻ ኣብ ጎደና እምኒ እንተ ትኣሪ ምሓሸካ፡ እንታይ ዓይነት መደብ እዩ እዚ፡ ወላ ናብራ እንተ ከበደካ ለሚንካ ዘይትበልዕ፡ ናብራ ዝኸበዶም ዕድመኦም ዝማሰነ ሽግሮም መዝሚዝካ ከም ንብረት ዕዳጋ ፡መእረዪ ሰናቲም ዩቱብ ክተዋርዶም፡ መውስቦ ኣብ መንነትና ማዕረ ክንደይ ክቡር ምዃኑ ብኸመይ ትስሕቶ፡ ክብሪ ደቅ ኣንስትዮና ናብ ክብሪ እንስሳ ኣውሪድካዮ ፡ ኣነ ጸወታ ድራማ እዩ ዝመስለኒ ኔሩ፡ ወላ ከም ድራማ ውን ኣይተቐበልክዎን፡ ጸኒሐ ከም ዝተረዳእክዎ ግን፡ ናይ ብሓቂ እዩ እቲ ጽላለኻ፡ ህግደፍ ን ስልጣኑ ዝተናኽፍ መደብ እንተ ዝኸውን ቀደም ምሓነቐካ፡ እዚ ግን መንነትናን ህዝብናን ዘዋርድ ስለ ዝኾነ ኣጽቂጡ ይርእየካ ኣሎ፡ ህዝቢ ግን ቀዳምነት ቤተ ሰቡ መዓድዎ ፡ ህዝቢ ብሓፈሻ ካኣ ኣብ መንነቱን ውላዱን ዝካየድ ዘሎ ስዲ ድፍረትን ሞራላዊ ዕንወትን ደው ክብል ይጸውዕ፡ ጤል እያ ኣብ ዕዳጋ ትሽየጥ፡ ልክዕ ብሰንኪ ቆጠባዊ ድኽነትን ዘይውዳእ ባርነትን ብስደትን ፡ብፍላይ ኣዋልድና መኺነን እየን፡ ነዚ ንምልዋጥ ግን ኣንጻር እቲ ስርዓት ካኣ ትቃለስ እንበር፡ ጭፍራ ሽጉራት ኣሕዋትና ኣምጺእካ ኣእምሮ ዝትንክፍ ሞራለን ዘውድቕ ሕቶ እንዳ ሓተትካ ናብ ናይ መውስቦ ጨረታ ክተውርደን፡ ፍጹም ተራእዩ ዘይፈልጥ ነውራም መደብ እዩ፡ ሽግር ናብራ ክህልወካ ይኽእል እዩ ፡ ግና ሚኒዋለ እንተ ረኺብካ ክቡር ስራሕ እዩ፡ እንተ ሲኢንካ ካኣ ምልማን ውን ይሕሸካ ካብዚ ትገብሮ ዘለኻ፡ ናይ ብሓቂ ሕሱር ሰብ፡ እቶም ኣብኡ መጺእኩም ከም ኣረጊት ጣውላ ናብ ናይ መውስቦ ጨረታ ትወርዱ ካኣ ፡ብፍላይ እተን ደቅ ኣንስትዮ፡ እንታይ ወሪድክን ! ካብ ሰብ ዶ ኣይኮንክንን ተፈጢርክን ፡ሓዳር እኮ ግድን ዳስን ሽሻይን ቀርብ ኣይብልን እዩ፡ ኣብ ሂወትክን ምሉእ ንዓኽን ዝመስል ከይረኸብክን ዓለም ትፍጸም ማለት ኣይኮነን፡ ቅድሚ ዝኾነ ነገር ዝቕድም፡ክብረት እዩ፡ ክብረትክን ትሸጣ ኣለኽን እሞ፡ ካብዚ ነውራም መደብ ርሓቓ፡ ንስኻ ካኣ ብስም መንነትናን ክብሪ ኣዋልድናን ደው ክተብሎ ይምሕጸነካ፡ ይትረፍ ሓቀኛ ጨረታ መውስቦ ኢልካዮስ፡ ወላ ንድራማ ውን እንተ ዝኸውን ፍጹም ንጹግ ተግባር እዩ ትገብሮ ዘለኻ፡
@teklitzaid9222
@teklitzaid9222 3 жыл бұрын
Nezi hayelom zblwo seb xeweta bdeqi sebat kgedfo nzarebo kemey dea fokisu anta
@nuneyentertainment3720
@nuneyentertainment3720 3 жыл бұрын
Waww top btaemi xbuk rieto..
@khalilousall8433
@khalilousall8433 3 жыл бұрын
ሰብን ገረብን ክትፈሊ የጸግመካዩ
@netseriabtesfalem8560
@netseriabtesfalem8560 3 жыл бұрын
ሓየል በርቀ እዚ ስራሕ እዚ እተገፍካዮ ጽቡቕ ነይሩ እዝን የሕዋትና ትጻወትለን ኣለኹን ሕማቕ ቃላት ኣዳተዛረብኩም ንስኻትኩም ስድታት እኹን እኹን ክብረት ዘይብሉኹም ሰባት ኢኹም ጸይፍ ዘረባ ኣነዋሪ እዚኣብሄር ኣምላኽ ዘይፈትዎ ብስክብርባና ባህልናን ዘይከይድ እዩ. ንስኻ ወን ሓየሎም ካብቲ ወዲ ኣይትሓይስ እካ. ክብረት ሰብ ዘይብልካ እካ ክብርኻ የይትከይድ እግዚኣብሄር ኣምላ ይቕረ ይበለኩም ከም ገርካስ መርዓ ቀልክዳን ክመጽዕ. እዚ ደኣ ሂወት ዘየውህብ ንገደል ዘስድፍ ስኢል እዩ ከመይ ኢሉ. የሕዋተይ ቅድሚ ሕጂ ናብኡ ትኸዳውን ከተቃርጽ ኦ ይፍቱ ወይ ይምሕጸን ሓዳር ደልኽን በቲ ክብሪ ሕጊ ናይ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምጻ እዞም yutub ይትበር ከኣ ሓቀዳተት እተልኩም ንሓሎም በረቀ ዓገብ በልዩ ስም ባህልና ዘይድ ክብሩ ይኸይድ ኣሎ ኣጽትኩም ስቕ ካይትብሉ 🙏
@utb5066
@utb5066 3 жыл бұрын
ኣይወፍር ኣይነፍር ከመይ ገይሩ ኢዩ"ባ ከዕብዮም ነዞም ደርዘን ቆልዑ። ዳሓር ክብረት ደቀንስትዮ ንምግሃስ ድዩ ዕላማ ናይዚ መደብ፤፤
@user-oj3wy5om3c
@user-oj3wy5om3c 3 жыл бұрын
ካብ Tik tok ዝመጻካ ላይክ ርገጽ
@selass3651
@selass3651 3 жыл бұрын
Hi ሐየሎም ከመይ ብጣዕሚ ኑፍዕ ሓድሽ Modern ዝኾነ ሕብረተሰብ ትምስርት ኣለካ ብዘይ ሕፍረት መጻምድቲ ክደልያ ምምጸእን ብጣዕሚ ኣድኒ ቀየን ሓየሎም ድማ ቀጽሎ ተተኻኢሉ ቀዳም ቀዳም ግበሮ መሳቲ programm አዩ አቲ ወዲ ግን ኣታሓሳስቡኡ ዘበነ እኒ ኢን ብጣዕሚ ድሑር ሰብ ኣብናይ ኣቦሓጎካ ግዚ ተመለስ በሎ
@eridem7289
@eridem7289 3 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ሓዚነ ሓይሎም ናይ ጋዜጠኛ ህቡብነትካ ተጠቂምካ ነዘን የሕዋትና ተላጊጽካለን በዓለገ ኢካ።
@zaidsyum9706
@zaidsyum9706 3 жыл бұрын
Nay bhaqi be,,,,,,,,,,eti meraxay nbaelu ay srah ay tmhrti ezs ytrefen twuy che,,,,,,,🤣🤣🤣
@Jon20243
@Jon20243 3 жыл бұрын
እዚ ዘምጻክሞ ሑቶታት ሰብኣዊ ክብሪ ደቂ ኣንስትዮ ዘጉድል እዩ። ኣብ ኤውረጳ ተትህልዉ ክትክሰሱ ይግበኣኩም እዩ እቲ ኣቅራቢ ነዚ መደብን እቲ ሓታትን። ኣብዚ ትሰማምዑ ላይክ ጠውቁ ዕዳጋ ኣባጊ ገርኩሞ😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@user-jx8pi4uo9p
@user-jx8pi4uo9p 3 жыл бұрын
ኣብ 23፥00 ዝጀመረ ሕቶ ንኽብረን ጽቡቅ ስለ ዘይኮነ አንተ ተቃርጽዎ ዝበለጸ ኔሩ
@yohanes6158
@yohanes6158 3 жыл бұрын
ረሳ ዝኮነ ወዲ
@user-ik1yb5vm2j
@user-ik1yb5vm2j 3 жыл бұрын
ግደፍ የውሃንስ
@wt7061
@wt7061 3 жыл бұрын
ጥራሕኢልካ
@yohanes6158
@yohanes6158 3 жыл бұрын
@@user-ik1yb5vm2j ኢሂድኣ ብራዘርካ ድዩ
@user-ik1yb5vm2j
@user-ik1yb5vm2j 3 жыл бұрын
@@yohanes6158 nska eka brazerey wedi hdnay
@solomanmogos4968
@solomanmogos4968 3 жыл бұрын
መደብ ብጣዕሚ ጽቡቕ ተበግሶ ኔሩ ግን ዋና ኣይረኸበትን እዛ መድረኽ ማለት ንሓንቲ ምሳኻ ክትነብር እትሓቶ ሕቶ ኮይኑ ኣይረኸብክዎን ነዘን ለባማት የሕዋትና ግን ንቑምነገር ዝደልይወን ክህልዉ ስለ ዝኽእሉ ነዘን የሕዋትና ትደልይወን በዚኣ ርኸቡና ኢልኩም ግዳ ጸሓፍሉ እንበር ገዛ ገዛ ጸወታኹም ሲ ሪናዮ
@ghilazghiamanuel8396
@ghilazghiamanuel8396 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ሓሳብ!
@user-ue3kb6lt2t
@user-ue3kb6lt2t 3 жыл бұрын
ደቓሲ, ስራሕ ዘይፈቱ, ከመይ ጌሩ 12 ቆልዑ ከዕብዮም ይሓስብ ሓዋላ ዝለመደ ይመስል ዳንኤል
@samitekia8631
@samitekia8631 3 жыл бұрын
Jana eu ezi hayelom bereke 😂😂
@DaywithHabu5258
@DaywithHabu5258 3 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkk
@DaywithHabu5258
@DaywithHabu5258 3 жыл бұрын
Wela hayelom jana endiu hahahahhahah
@yonasfrezghi3418
@yonasfrezghi3418 3 жыл бұрын
ክብደተን ጥራሕ ምሕታት ኣካሊ ነይሩ ብዙኮነ ግን ኣብ ቀጻሊ ጽቡቅ ዝኮነ መደብ ከተሪኡና ተስፋ ንገብር እቲ ሕቶታት ውን ሚዛናዊ ዝኮነ ክከውን ኣለዎ ባሓላይ እየ
@fanihawinebu9699
@fanihawinebu9699 3 жыл бұрын
ጹቡቅ መደብ ሬሩ ግን ሪኢቶ ኔሩ ቅሓየሎም ልዕሊ እቶም መጻምዲ ክረክቡ ዝመጹ ዝመስሎምን ዝረዳድኦምን ሰብ ረኪቦም ናብራ ንምግባር ክሳብ ዝኮነ ከራኽቦምን ዕድል ክህቦምን ኣይከኣለን ልዕሊ እቶም ሰብ ጉዳይ ባዕሉ ይሓትት ኣሎ ነቶም ሰብ ጉዳይ ዝያዳ ዕድል ክህብ ይግባእ ይብል ክተማሓይሾ ተስፋ ይገብር ልዕሊኦም ነቲ ሕቶ ንስካ ትዕብልሎ ኣለካ🙏🏾 tnx u
@saeko8424
@saeko8424 3 жыл бұрын
I can’t with this guy 😂😂😂
managed to catch #tiktok
00:16
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 38 МЛН
Zombie Boy Saved My Life 💚
00:29
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 7 МЛН
Fast and Furious: New Zealand 🚗
00:29
How Ridiculous
Рет қаралды 49 МЛН
Eritrean Comedy Wardya - ዋርድያ
13:59
Selam Multimedia
Рет қаралды 421 М.
managed to catch #tiktok
00:16
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 38 МЛН