No video

🛑ሕማቅ ስማዕ ! ኣብ ትግራይ ኣዉያት ኣዲታትና | እንታይ ተፈጢሩ ? | ንብዙሕ ሰብ ዘቆጥዐት ጓል ስምዕዋ እስቲ

  Рет қаралды 71,464

Maggy Show

Maggy Show

Күн бұрын

#tigray #ethiopia #eritrea
🛑ሕማቅ ስማዕ ! ኣብ ትግራይ ኣዉያት ኣዲታትና | እንታይ ተፈጢሩ ? | ንብዙሕ ሰብ ዘቆጥዐት ጓል ስምዕዋ እስቲ
Follow Me on Instagram 👇
➪ / maggy_showw
is fair use under U.S. copyright law because it is non-commercial, transformative in nature, uses no more of the original work than necessary for the video's purpose, and does not compete with the original work and could have no negative affect on its market. Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976, allowance is made for 'Fair Use' for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research, Fair use is a permitted by copyright statute that might otherwise be infringing, Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use
💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔ Enjoy and Subscribe now
እንኳዕ ብሰላም ናብ maggy show ብደሓን መፁ ።እዚ ቻናልና ዓላምኡ ንምዝንጋዕን ንምምሃርን እዩ ። ኩሉ ግዜ በቢ 3 መዓልቲ ሃዱሽ video ናባኩናባኩ ክነብፅሕ ኢና subsribe ብምግባር ቤተሰብ ይኩኑ።
🔥ዓገብ ! ንብዙሓት ሰባት ዘቆጥዐ ናይ ፓስተር ዮናታን ጉድ ኣብ መድረኽ
👉👉 • Video
🛑ብቁልጡፍ ካብ Tik tok ክጠፍእ ዝግባእ ኣፀያፊ ምስልታትI
• 🛑ብቁልጡፍ ካብ Tik tok ክጠፍእ...
🛑ንአርቲስት ዊንታ መኮነን ደዊለ call prank ሸዊደይ
• Video
Social media 👇👇👇👇👇
Facebook ..
/ maggy.hntsa
Telegram t.me/maggyshow
THANK FOR WATCHING 🙏🙏🙏 DON'T
FORGET SUBSCRIBE AND CLICK ON BEEL 🔔🔔
yonas maynas comedy , dawit eyob comedy gangster , dawit eyob comedy 2023 ,maggy show, new, today, 2022, wez tube, Hanza Tube /ሃንዛ/, Awlo Media አውሎ ሚዲያ, ebstv worldwide,Eritrean Movie, Eritrean Comedy, New Eritrean Comedy 2023, New Eritrean Movie 2020, Wedi Shuq, Wedi Shuq 4, Wedi Shuk, Wedi Shuk 4, Wedi Shuk New, Wedi Shuq New, Yonas Mainas, Yonas Maynas, Yonas Minus,LTV World, ARARAT Entertainment, Neshnesh Tv, tigrigna, mekelle, Lele Entertainment, Minew Shewa Tube, Hope Music Ethiopia, ጦፎኛ ሚድያ, Asser Tegaru, Tigrai Mass Media Agency, Tigray Today, Dimtsi Weyane Television, Addis neger, Addis Mereja, Fana Television, EBC, Amel, Kemalatkum Entertainment, Wushatena Media, ገሬ እሙን Gere Emun, Star Entertainment, ቀዛሕታ Kezahta,Ethiopian wedding Dance, wedding, ethiopia, eritrean wedding, eritrea, eritrean music, eritrean music 2023, new ethiopian music, ethiopian news today, wedding dance, ephrem amare, admas music, new eritrean music 2023, ethiopian music 2023, new ethiopian music 2023, ethiopian movie, amharic film, new ethiopian movie, amharic movie, ethiopian comedy, ethiopian film, eritrean movie, eritrean comedy, eritrean film, seifu on ebs, seifu fantahun show, heny emu, ሳልስቲ መርዓ
heny emu,henyemu,ሄኒ እሙ,ONE LOVE channel,couples challenge,jofi lovers,prank,neshnesh tv,eritrean couples,dadi & mami,natu hubi,ሊግ ፍቑራት,Couples league,ethiopia,eritrea,eritrean music,eritrean music 2023,new ethiopian music,ethiopian news today,ephrem amare,admas music,new eritrean music 2022,ethiopian music 2022,new ethiopian music 2023,amharic movie,ethiopian comedy,eritrean movie,eritrean comedy,eritrean film,ፕራንክ,ውድድር,መዘንግዕ ካሜራ,Eri-TV,ኮሜዲ.New Eritrean movie 202 new eritrean movie 2022,new eritrean movie 2023 this week,tik tok habesha,new eritrean movie 2023 today,eritrean movie,eritrean movie 2023,eritrean movie 2023 new,eritrean movie 2023 new today,comedy eritrean,comedy eritrean 2023,comedy eritrean 2023 new,eritrean music 2023 new today,dawit eyob comedy,yonas maynas comedy,tigray movie,gere emun,awel seid 2023,zomay channel,tefetawi talkshow,dr. sharon woldu

Пікірлер: 421
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 9 ай бұрын
_ማግዋይ ዓሞይ ሰላም ትብለካላ ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ ትብለካላ_
@user-zy6bx3hi6q
@user-zy6bx3hi6q 9 ай бұрын
ሃየ😂
@grmaneshalal4401
@grmaneshalal4401 9 ай бұрын
ሞይተ😂
@user-sm6bx5hn5i
@user-sm6bx5hn5i 9 ай бұрын
ማጊ ባ ማዘርካ ባ❤ ኣምፀአልና ናፍቀየን ዋላ ብራክ ገርካ ኣምፀአልና😊 ትሕግዙኒ ዲኩም ሕብሽ👍ግበሩ
@MmMmm-on2wp
@MmMmm-on2wp 9 ай бұрын
አወ አነዉን ናፈቀያ አደዋይ አያትመሰል አንድሕር አ'አ ኩይንካ ብ ቴሌፈን ደዊልካ ኘራንክ ግበራ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Romary-cv8rq
@Romary-cv8rq 9 ай бұрын
​@kidentubeኢለኪ ንዓይ ለ በልኒ❤
@user-ko2hx6mg1m
@user-ko2hx6mg1m 9 ай бұрын
እዛ ሓፍትና ሰብ የድልያ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይነ ልቦናኣ ይክፈተላ ፈጣሪ ሆይ ካብ ክሕደት ሰውረና 😥😥
@user-ko2hx6mg1m
@user-ko2hx6mg1m 9 ай бұрын
@kidentube እሽ ዝሓፍተይ ገይረልኪ ኣለኹ❤ በርትዒ ዝያዳ ዮቱብኪ ፈትየዮ መንፈሳዊ ስለ ዝኾነ❤️
@salamsalam1464
@salamsalam1464 9 ай бұрын
ትግራይ ዓደይ ንህዝብኪ ዝከዉን መንግስቲ ይፍጠረልኪ ፈጣሪ😢😢😢
@selamtube5095
@selamtube5095 9 ай бұрын
ሰላመይ ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ❤
@BereketGidey-v4q
@BereketGidey-v4q 11 сағат бұрын
ስቅ ኢልካ ፅሩይ ዝኮንካ ቆልዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤
@mbrhetfitiwi8084
@mbrhetfitiwi8084 9 ай бұрын
ዓሻስ ብልቡ ኣምላክ የለን ይብል ቁዱስ መጽሓፍ ምሕረት የውርደልኪ ሓፍተይ ንገብሮ ኣይንፈልጥን ብሓቂ ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣከልና 😢😢 😢 ማግ ንፉዕ እካ ቀጽሎ❤
@selamntgrayadey2059
@selamntgrayadey2059 9 ай бұрын
ፈጣሪ ፍትሒ ንህዝቢ ትግራይ 💔💔
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 8 ай бұрын
ሰላምን ራህዋን ይፍጠረሉ ህዝቢ ትግራይ❤
@user-yd9jg3cm9d
@user-yd9jg3cm9d 9 ай бұрын
ዓሻ ብልቡ አምላኽ የለን ይብል አነግን ነአምላኸይ ይአምን የገልግል
@tsarkangebremeskel6947
@tsarkangebremeskel6947 9 ай бұрын
😢😢😢ብሓቂ ምስትውዓል ይዓድላ ናብ ልባ ይመልሳ 😢ፀጉኡ የብዘሐልካ ለባመይ ዝሓወይ❤
@mizandaibar1608
@mizandaibar1608 9 ай бұрын
ኣምላኬ ኣቦይ ከመ ብዝሒ ሓጥያትና ዘይኾነስ ብ ምሕረትካ ጠምትና ዓደና ሰላም ኣወረደና😢🤲
@yirgalemabraha9562
@yirgalemabraha9562 9 ай бұрын
Amen
@medhanietecle3603
@medhanietecle3603 9 ай бұрын
Amlak mihret yewerid ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷selam ne hizbi tigray
@user-lp4zd3jg1u
@user-lp4zd3jg1u 9 ай бұрын
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ ኣምላኽ ዓይነ ልቦናኺ የብረሃልኪ
@habtamughebremichael240
@habtamughebremichael240 9 ай бұрын
ምሕረት የውርደልኪ ኣምላኽ ብዕይኒ ምሕረይቱ ይጠምትኪ።
@sgzc8679
@sgzc8679 9 ай бұрын
እንዃዕ ብሰላም መፃአካ አነስ ናትካ ዝተምፅኦ ኩሉ ነገር ይፅበ❤❤❤
@meratyngos5330
@meratyngos5330 9 ай бұрын
ማግየ ስኔ ስራዓት ግብር ኣታ ገፅ ብሎክ ዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤ ሻሃይ ግን ጥዕም ድኡ
@user-jy5pl7fu6h
@user-jy5pl7fu6h 9 ай бұрын
ዓይኒ ልቦናኺ ይኽፈተልኪ ሓፍተይ ዓሻ ስ ብልቡ ኣምላክ የለይ ይብል አዩ😢
@AlHayaj-pp5mc
@AlHayaj-pp5mc 8 ай бұрын
እንኳዕ ብዳሓን መፀኣካ ክቡር ሓወይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤
@dddd-dc7vi
@dddd-dc7vi 9 ай бұрын
ቃል እግዛኣብሄር ከምኡ ናገበርካ ኣምፀእልና ማጊየይ❤
@user-bz4jj8wg2h
@user-bz4jj8wg2h 9 ай бұрын
ሰላም ሰላም ሓወይ/ሓፍተይ፡ ቃል አግዚኣቢሀር እንተደሊኩም ኣብ ብዙሕ ናይ ክርስትያን ቻነላት ኣብ ዩ ቱብ ተዘርጊሑ ኣሎ፡ ኣብነት ሓውና ስልጣን ከሰተ(ጎዶልያስ ቱብ) ፡ ድያቖን ኣስመላሽ...... አልኩም ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።
@hannasequar1767
@hannasequar1767 9 ай бұрын
ኣምላኽ ዝዓደለኻ ህያብ ኣለካ ናብ ዝለዓለ ክትበጽሕ ፍልይ ዝበለ ወስከሉ .
@khantaddgh2452
@khantaddgh2452 9 ай бұрын
መግየ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ናይ ብሓቂ ዛድራር ፆም ትብልሓቃ ኣላ ዊንታ ተገዲድና ንፀውም ዘለና ኢና ንመስል ብሃንቀውታ ክንፅበዮ እዩ ዝግባእ ❤
@user-md7lv1cm7w
@user-md7lv1cm7w 9 ай бұрын
ኣይ ሚጊ ኪሉ ግዜ ፃሓይ ገፁ❤ ግን ሓሪቅካ ኣይትውፃእ😢
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 9 ай бұрын
ማጊተይ ዝፈትየካ ❤️❤️❤️ ኣምላኽ ልቦናኪ ይክፈተልኪ ዝሓፍተይ 😥🙏 ኣምላኸይ ህዝብኻ ሓልየልና 🥺🙏
@user-xb9oy5bw2o
@user-xb9oy5bw2o 9 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኣካ ማጊተይ♥️🥰
@user-my9se6if8m
@user-my9se6if8m 9 ай бұрын
ማጊየይ ዝፎትወካ♥️ ሓፍተይ ሕማቅ መንገዲ ኣለኪ ኣምላክ ናብ ልቦናኪ ይምለስኪ🤲✝️እምበር ብመንገዲ ኣምላክ ኢኪ ትጓዓዚ ዘለኪ🙏በስማኣም ከምዚ ውን ዶ? ኣለካ ኢካ🙏🥰
@asukalaregawi2247
@asukalaregawi2247 9 ай бұрын
ዓሻ ብልቡ እግዚአብሔር የለን ይብል 😢ምሕረት የውርደልኪ😢
@user-vd2mh5jo9y
@user-vd2mh5jo9y 9 ай бұрын
ኣዶ ትግራይ ይኣኽላባ ክንደይ ጊዜ እዩ ንብዓት ዓኽኽኽ😢😢
@rustomhannes3744
@rustomhannes3744 9 ай бұрын
መልእኽቲ ናብ እዛ መገዲ ጥፍኣት ሂዛ ዘላ ሓብትና። እግዚኦ ማሃረና ክርስቶስ፡ እግዚኦ ማሃረና ክርስቶስ ንበል ኣሓዋተይ። ኩልና ንመለስ ካብ መገዲ ዓመጻ፡ እቲ ግዜ ኣኺሉ እዩ ንጠንቀቕ ኣሕዋተይ
@MizuTube-x1x
@MizuTube-x1x 9 ай бұрын
የፍቅረካ እየ 😍 ፅባቀ ውሽጥካ፣ልበይ ኣሸፊቱ ኮለል የብለኒ፣ ክወፅእ ክኣቱ ሕጊ እንዳባ ጥሒሰ፣ፍቅረይ ከይገልፀልካ ነገር ጓል ኮይኑኒ፣ፈሪሐዮ ኮኮብካ ግንሲ ኣዳመይ ተትፈልጥ ነይርካ ፣መጠን ናይ ፍቅርካ ዕፅፊ መፍቀርካኒ፣ልዕሊ ዘፍቅረካ የፍቅረካ እየ ኣንታ ሃናን ❤❤❤😂😂😂😂
@munatube2861
@munatube2861 9 ай бұрын
wawww❤❤❤❤👍👌😂
@andemariam1763
@andemariam1763 9 ай бұрын
😂😂😂😂
@munatube2861
@munatube2861 9 ай бұрын
@@andemariam1763 ሳብሰክራይብ በልኒ ማዓረይ
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d 9 ай бұрын
😂😂😂
@aligeytube786
@aligeytube786 9 ай бұрын
ተጋሩዋኒ❤❤💛
@hgf6568
@hgf6568 9 ай бұрын
አምላኸ ዓይኒ ልቦና የሃባ ንሓፍትና ማጊ ሓወይ
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 9 ай бұрын
ኣምላኽ ኣቦይ ሰላም እንዶ ኣውርደልና 🙏
@ibrahimahmed-kp6nh
@ibrahimahmed-kp6nh 9 ай бұрын
ምሕረት የውርደልኪ😢😢
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 9 ай бұрын
አምላክ ዓይነ ልቡናአ ይክፈተላ ማጊየ ለባም ስብ 🙏🙏🙏🧡❤❤❤
@ndgsr2892
@ndgsr2892 9 ай бұрын
*_ልቢ ልድያ ዝከፈት እግዚአብሔር አምላክ ልቦናኪ ይክፈተልኪ ዛሓፍተይ😢😢😢 ማግየይ ንስካማ መራሒ ኩነልና😢❤❤❤_*
@user-eh9pj1oj4u
@user-eh9pj1oj4u 9 ай бұрын
ማጊ ሓወይ ክንደይ ዕድመካ ታይ አዩ ጭሕሚ ዘይተውፅአ ዋይ ባይዘወይ ፋራኢካ ወድዛ ፅብቅቲይ🥰🥰🥰🥰🎉🎉🎉
@egsufshsjd6218
@egsufshsjd6218 9 ай бұрын
ክገጥመልካ እየ ሓንቲ ማጊየይ ማጊየይ ዶ ክብለካ ደላይ ሰላም ደላይ ፍቅሪ ኣብ ዘለካዮ ይሓልካ ፈጣሪ ኩሉ ግዜ ንሰላም ዘማሪ ከማካ ዝበለስ የብዘሐዮ ፈጣሪ ቀፀለሉ ኢካ ማጊየይ ፍቅሪ ብዝካኣልክዎ እየ ግን ማጊየይ😂❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤
@khaankhan-mg3zq
@khaankhan-mg3zq 8 ай бұрын
ማጊየይ ዶ ክብለካ ኩሉ ዘጥዕመሉ😍 ሳሓቅ ጭዋታ ፍሽክታ ኣመሉ😍 ኩሉ ግዜ ጥዑም ዝዕላሉ😍 ለባም መስተውዐሊ ልፍቅሪ ዘማሪ🌹 ካማካ ዝበለ የብዘሐዮ ፈጣሪ🌹 እተቅርቦ ሓሳብ ኩሉ መስተምሀሪ🌹 ከይተረደኣኒ ሒዛትኒ ፍቅሪ🌹 ማጊየይ ዝገልፅ ቃለት ስኢነልካ🥰 ኩሉ መርሚረዮ እቲ ልቦናካ🥰 ተሞቺውኒ ኩሉ ሓሳባትካ🥰 ኩሉ መሊኡ ፈጣሪ ዓዲሉካ🥰 ልኣካ ዝወለት ኣደ ከመይ ተዓዲላ❤ ልኩላ አዶ ከማካ ይዓድላ❤ 10000 ንበረልና ኩለና ክጥዕመና❤ ማጊየይ ለባም❤ ማጊየይ ፍቅሪ ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 1000ዓመት ንበረልና ተስፋ ትግራይና❤ May LoVe magi🎉🎉
@marya6427
@marya6427 9 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ማጊ ሓወይ
@letebrhan783
@letebrhan783 9 ай бұрын
ኣዶ ትግራይ ይኣኽላ ባ ክንደይ ጊዜ እዩ ንብዓት😢😢😢
@genetgenet4250
@genetgenet4250 9 ай бұрын
😭😭😭😭
@CffGgg-eu4if
@CffGgg-eu4if 9 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኣካ ክብር ሓውና❤
@hidatteklom2411
@hidatteklom2411 9 ай бұрын
በዚ ኩሊ ዝወረደና ውግእን ጭንቀትን መከራን ስቃይን ጥዑይ አእምሮ ክህልወና ዝከአል አይመስልን,ብዝኾነ እአክል እበለና.
@user-hq1dn6vj7p
@user-hq1dn6vj7p 9 ай бұрын
ኣምላክ ምሕረት ኣውርደላ
@teweledefifi5034
@teweledefifi5034 9 ай бұрын
Magiye shkor ftret teqemqimka kea shokirka❤❤❤❤🇪🇷
@zaid4763
@zaid4763 Ай бұрын
ምሕርት የውርድ ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏❤️❤️😥
@ZnabuZnabu
@ZnabuZnabu 9 ай бұрын
ኦ ኣምላከ ይቅር በለልና
@jhxjvzhudhhxj3490
@jhxjvzhudhhxj3490 9 ай бұрын
ኣኽ ሂዝቢ ትግራይ ጥዑይ ምሕደራ ሲኢኑ የሕዝን😢😢😢
@user-zx1rs6wb7j
@user-zx1rs6wb7j 8 ай бұрын
ምሕረት የዌርደልኪ
@tomjosi742
@tomjosi742 9 ай бұрын
ኣታ ማጊ ሽኮር፣ ማጊ ሽኮር አዚ ክምስታካ ሃለዋተይ ሰኸኽ ዘብል ንዓኻ እንዳርኣኹ ነፍሰይ ፍስህስህ ትብል ጥንቕቕ ኢልካ ስሓቕ ኢኻ፡ ክትነብር ዛሂወተይ ትፈትዋ ትኸውን ዛሓጻር ግጥመይ :)
@HillaMhary-cc8iz
@HillaMhary-cc8iz 9 ай бұрын
ፈጣሪ ዓነ ልቦና ይክፈተልኪ ዝሓፍትና
@user-mi6gm7mf4f
@user-mi6gm7mf4f 9 ай бұрын
ሰላም ንህዝቢ ትግራይን ንህዝቢ ኤርትራን ጽንዓት ንደትግራይን ንደኤርትራን
@TitiGualAbrha-hv3je
@TitiGualAbrha-hv3je 9 ай бұрын
ማጊ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ❤❤❤
@user-nc1hi6fx9r
@user-nc1hi6fx9r 9 ай бұрын
አረ ጌችዋ ተበራበር ካብ ድቃስካ ናይ ብፆትካ ደም ከይወስደካ ከም ዉህጁ 🙏ፍትሒ ነደታትና 🙏
@tsarkangebremeskel6947
@tsarkangebremeskel6947 9 ай бұрын
ፀላኢአን ይንባዕ ሰላሙ የውርደለና ህዝበይ😢😢
@yes6292
@yes6292 9 ай бұрын
ከሜታት ፈራታት እክም ባዘወይ 😂😂😂 ማጊተይ ሽኮር ይመችካ የኔ ቆንጆ ውዲ ሃገረይ🎉🎉🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳♥️♥️♥️♥️♥️
@netsinetsi2511
@netsinetsi2511 9 ай бұрын
እግዚአብሔር ይቅረ ይበለልኪ ይቅረ ይበለልና😢 ሓፍተይ
@fevenbeyene9449
@fevenbeyene9449 8 ай бұрын
Good job brother God bless all
@hayathayat6387
@hayathayat6387 9 ай бұрын
ማግዋይ ቆንጆ ብጣዕም እዩ ዚፈትወካ ዘድንቀካን ይመቺካ❤❤
@luluteynatey5110
@luluteynatey5110 9 ай бұрын
ዝኸበርካ ትግራዋይ ሓው; ኣዚኻ ንፋዕ ኢኻ። ከም ሓደ ኤርትራዊ ብዝኸኣልክዎ ይከታተለካ እየ። ኩሉ ሳዕ ዘዘናግዕ ጥራይ ኣቅርብ። ፓለቲካ ንፓለቲከኛታት ሕደገሎም። ናይ ሰላም ኣምባሳንደር ኩን። ብዘይ ኣፈላለይ ኤርትራውያንን ተጋሩን ክትብል ከለኻ ኣዝየ እየ ዝሕጎስ። ምዝናጋዕ ቀጸል፣ ሰላም ስበኽ፣ ውግእ ንኾንን፣ ንቀራረብ መጻኢና ክጽብቅ። ቀጽሎ ኢኻ። ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ❤❤❤
@user-hl8rg3vq5v
@user-hl8rg3vq5v 9 ай бұрын
እዚ ሰብኣይ ዘልቅስ ዘሎ 😢 ጽቡቅ ኣይኮነን ኣይተላግጸሉ መርገም ከይኮነካ , ብዝኾነ ግን ብተጣዕሚ ንፋዕ ሓደ ማዓልቲ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ ከምትበጽሕ ርግጸኛ ኢየ። ማጊ ብሮ from eri🇪🇷
@Slama-yv2ei
@Slama-yv2ei 9 ай бұрын
ማጊ ሓወይ ጀማሪትካ እየ ኮሜንት ግን ይከታተለካ እየ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካን ዝፈትወካን ❤❤ ዝሮ ይሞቺካ ማጊየ👍❤❤❤❤❤❤❤
@lulategaye2793
@lulategaye2793 9 ай бұрын
ምሕረት የውርደልኪ
@hiwotmharimhari
@hiwotmharimhari 9 ай бұрын
እንኳዕ ብዳሓን መፀኣካ ክቡር ሓወይ❤❤❤❤❤
@micheltekie886
@micheltekie886 9 ай бұрын
Fthi nadetat tigray mesel adetat tigray ytehalo🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪tigray for Tigray
@__-wj7zq
@__-wj7zq 9 ай бұрын
_ቡም ቡም ማጊተይ🙋‍♀️😌_ _ኣምላክ ናብ ልቦናኸመ ይምለስክ😭😭😭_
@elsakidane4003
@elsakidane4003 9 ай бұрын
I love it your show, maggi kexilelu
@najesthalu2883
@najesthalu2883 9 ай бұрын
ኣነ ክገጥመልካ ግደፍ እባ ፍቅረይ ኣይትርሓቀኒ ብዘይይ ዘኣካ እክሊ ምብላዕ ኣቢኑ ናዓ ዳኣ ቅረብ ኣይትርሓቀኒ ፍልይ እንተይልካኒ ኣይበልዕን እንትርፊ እንጀራ ብፀብሒ
@ghgrffdd519
@ghgrffdd519 9 ай бұрын
ማግየ በጣም ድስ ትላለህ ወድሜ ፈጣር ይጠብቅህ 🙏
@azebwalday7472
@azebwalday7472 9 ай бұрын
Welcome back maggy,💙💙🙏
@user-pn8iz1jb4d
@user-pn8iz1jb4d 9 ай бұрын
waza ms kmneger temhr lebam seb eka mo admen teanan yahabka fetari ❤❤❤❤❤🙏🙏
@rustomhannes3744
@rustomhannes3744 9 ай бұрын
Romans 1 ትግ - ሮሜ 18: ቊጥዓ ኣምላኽ ካብ ሰማይ ኣብ ረሲእነትን ዓመጻ ዘበለ ዂሉን ነቲ ሓቂ ብዓመጻ ኣብ ዚኸድንዎ ሰባት ይግለጽ እዩ። 19: ኣምላኽ ገሊጹሎም እዩ እሞ፡ እቲ ብዛዕባ ኣምላኽ ዚፍለጥ ዘበለ ኣባታቶም ግሉጽ እዩ፡ 20: ዜማኻንይዎ ምእንቲ ኺስእኑስ፡ እቲ ኻብ ፍጥረት ዓለም ጀሚሩ ብግብሩ ዚፍለጥ ዘይርኤ ባህርዩ፡ እዚ ኸኣ እቲ ናይ ዘለኣለም ሓይሉን መለኮቱን ኣጸቢቑ ይርኤ።
@dyfffdfghh5305
@dyfffdfghh5305 9 ай бұрын
እንኳዕ ብደሓን መፃካ ማጊ❤️❤️❤️❤️❤️
@user-ms8if3ud8e
@user-ms8if3ud8e 9 ай бұрын
ልዛ እየሱሲ ሰብ እዩ ሊበለት ከዚ ተቀቲለያስ ካሓጢ ድየ ዋይ አምላክ ኩሉ ፀዋር
@lichikiflom4740
@lichikiflom4740 9 ай бұрын
❤❤❤from Eritrea
@tigraytigray5893
@tigraytigray5893 9 ай бұрын
ማጊተይ ግን ክርቢት ወዲእካ ድዩ አድራሻ ልአክለይ ክስደልካ አንድዳም ሱቅ ኢልካ እዛም ዝነዱ😂🎉❤
@almazfitiwi
@almazfitiwi 9 ай бұрын
መን ፈጢሩኪ አቲ ሰብ ይቅረ ይበልኪ ንአለም ዝፈጠረ
@weinimengsteab6678
@weinimengsteab6678 8 ай бұрын
Waww GB xibuk meluskayo ewe tehatatit nsa neti zisemie GN key enkef. Nmalet xibuk melskayo🙏🙏🙏
@melataskal9201
@melataskal9201 9 ай бұрын
ኣሕ ዋይ ዓደይ ዋይ ህዝቀይ
@tv3381
@tv3381 9 ай бұрын
ማጂ ኣነ ዘስሕቀኒ እቲ ተምጽኦ ዘይ ኮነ ናትካ ሳሓቅ እዩ ዘስሕቀኒ😊😊😊😊
@user-zy6bx3hi6q
@user-zy6bx3hi6q 9 ай бұрын
መዳሃኒአለም አባቴ ይቅር ባሃሊ እዩም ይቅር ይበለልኪ
@TrhasTeklehaimanot
@TrhasTeklehaimanot 9 ай бұрын
Bzaeba broses 3 amet kolel😢 gn Egzabhar ymesgen Ena naga kidana mhret eye hasab lbna tfetsmelna 🙏🙏🙏
@user-hx9wj1ql9v
@user-hx9wj1ql9v 9 ай бұрын
እንተ ዛቆላዓ ናብ ልቦናኣ ይምለሳ ፈጣሪ 😥😥
@user-wx6cy3sv4s
@user-wx6cy3sv4s 9 ай бұрын
ምግተይ ❤❤❤❤❤ብዳሕን መፅክ
@user-eq7jh1dd4i
@user-eq7jh1dd4i 9 ай бұрын
ማጊ ብሮ ብጣዓሚ ኢኻ እኮ ትምችወኒ ይሞችኻ😷😷😷😷😷
@samiyow
@samiyow 9 ай бұрын
Kal hiwet yesmalna🙏 Maggy hawna, xbuk melsi hibkaya aleka
@hagerniguse3717
@hagerniguse3717 9 ай бұрын
Xnat yhabkn adetat tigray & Eritrean
@ermiasweldemichael193
@ermiasweldemichael193 9 ай бұрын
Ajoka kubur hawey n selam Eritran tigrayin wegeninet keyhazka abertieka sirah ab gonika alena kulina deleyti selam ❤❤❤
@merontgraweyti5916
@merontgraweyti5916 9 ай бұрын
ኦ ኣምላኸይ ፈሊካ ውቃእ 👏👏👏❤️❤️
@user-nn6dn7yj1i
@user-nn6dn7yj1i 9 ай бұрын
ጎይታ ምሕረት የውርድ
@user-fu7cz8zv4u
@user-fu7cz8zv4u 3 ай бұрын
Magi hawey nay aweli please ❤
@hgf6568
@hgf6568 9 ай бұрын
ፍትሒ ንህዝቢ ትግራይ😢
@rustomhannes3744
@rustomhannes3744 9 ай бұрын
Romans 1 ትግ - ሮሜ 26: ስለዚ ኣምላኽ ንዜነውር ፍትወት ኣሕሊፉ ሃቦም። ደቂ ኣንስትዮኦም ነቲ ናይ ባህርይ ተራኽቦኤን ናብ ናይ ዘይባህርየን ለወጣኦ። 27: እቶም ተባዕትዮውን ከምኡ ነቲ ናይ ባህርይ ምርኻብ ጓል ኣንስተይቲ ሐዲጎም፡ ኣብ ንሓድሕዶም ብትምኒቶም ረሰኑ፡ ሰብኡት ኣብ ሰብኡት ነውሪ ገበሩ፡ ግቡእ ዓስቢ ስሕተቶም ከኣ ኣብ ርእሶም ተቐበሉ። 28: ከምቲ ኣምላኽ ኣብ ፍልጠቶም ኪሕዝዎ ዘየቋጸርዎ፡ ኣምላኽ ከኣ ከምኡ ዘይንቡር ኪገብሩ ንሕሱር ኣእምሮ ኣሕሊፉ ሃቦም። 29: ዓመጻ ዘበለ፡ ሕሰም፡ ስስዔ፡ ክፍኣት ዝመልኦም፡ ምሉኣት ቅንኣት፡ ቅትለት፡ ባእሲ፡ ተንኰል፡ እከይ፡
@user-qh6ip5wm3m
@user-qh6ip5wm3m 9 ай бұрын
ማግየ ለባም ሰብ እና እንታይ ድየ ክብለካ ደልየ ኣብ ስዕዲ ዓረብ ዘለና ድምፂ ኩኑና በጃኩም ብጭንቀት ክንሞዉት ኢልና ገንዘብና ብከማና ትግራዋይ ተበሊዑ ንሕና ግን ኣብ ከቢድ ኣለና ብዝተካኣለትኩም ሓግዙና የሕዋተይ💔💔
@zengisbagds4223
@zengisbagds4223 9 ай бұрын
ጀግና እያ ዛጋል ኣብ ምውት ኣይኣምንን ዝበለት ጀግና እያ። ልዕሊሚልዮን ተጋሩ እንትጭፍጨፉ ታይድኣ ዘይድሓኖም ኣበይኣሎ እቶም ብከንቱ ዝመቱ ኣይግደስን ማለትድዩ?
@sdramedia
@sdramedia 9 ай бұрын
ኣታ ማጊ ሓወይ'ዶ ኽብለካ ሕብሩ ቸኮላታ እተቅርቦ መደብካ ተሃራፊ ከም ብርኩታ ኣነ ዝኽፍሎ ብላዕ ኢኻ ጣይታ ፍቅሪስ ኣብያትካያ ዩትዩብካ ጥራይ ዓትዕታ ንፍቅሪ ትዝምር ኣፈላላይ ወጊድ ኢልካ ብፍላይ ኤርትራውያን የሕዋተይ ክትብል ከለኻ ክንደይ የጥዕመልካ ፍትው ነብለካ ባይ ዘ ወይ ግን ፋራ ኢኻ። ንዓኻ ዝገጠምኩልካያ ተገዲስካ ኣንብበለይ ኢኻ፡ ርኢቶኻ ድማ ንገረኒ ኢኻ❤
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d 9 ай бұрын
❤❤❤
@asternuguse722
@asternuguse722 9 ай бұрын
maggy hawey zemenka yibarek
@ggggggfg9183
@ggggggfg9183 9 ай бұрын
ማጊ ጅግና❤❤❤
@rustomhannes3744
@rustomhannes3744 9 ай бұрын
Romans 1 ትግ - ሮሜ 21: ግናኸ ንኣምላኽ እናፈለጥዎስ፡ ከም ኣምላኽ ገይሮም ስለ ዘየኽበርዎን ዘየመስገንዎን ብሓሳቦም ከንቱ ዀኑ፡ እቲ ዘየስተውዕል ልቦምውን ጸልመተ። 22-23: ለባማት ኢና እናበሉ ዐሸዉ እሞ፡ ንኽብሪ እቲ ዘይሐልፍ ኣምላኽ ናብ ምስሊ ሓላፊ ሰብን ኣዕዋፍን ኣርባዕተ መሓውር ዘለዎም እንስሳን ለመም ዚብልን ንዚመስል ለወጥዎ። 24-25: ነቲ ሓቂ ኣምላኽ ናብ ሓሶት ስለ ዝለወጥዎ፡ ኣብ ክንዲ ፈጣሪ፡ ንሱ ንዘለኣለም እተባረኸ እዩ፡ ኣሜን፡ ንፍጡር ስለ ዘምለኹን ዘገልገሉን፡ ኣምላኽ ከኣ ስጋ ሓድሕዶም ኬሕስሩ ብትምኒት ልቦም ንርኽሰት ኣሕሊፉ ሃቦም።
@robfitness7401
@robfitness7401 9 ай бұрын
Maggy bro harif job
@solomonabraha327
@solomonabraha327 8 ай бұрын
I am with you sister
@user-qv5qo7jt4d
@user-qv5qo7jt4d 9 ай бұрын
እኻዕ ብሰላም መፃእካ❤❤
Кадр сыртындағы қызықтар | Келінжан
00:16
Little brothers couldn't stay calm when they noticed a bin lorry #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 20 МЛН
白天使选错惹黑天使生气。#天使 #小丑女
00:31
天使夫妇
Рет қаралды 14 МЛН
Kids' Guide to Fire Safety: Essential Lessons #shorts
00:34
Fabiosa Animated
Рет қаралды 17 МЛН
Кадр сыртындағы қызықтар | Келінжан
00:16