ሓፍተይ ንሰብኣያን ንየሕዋታን ተጸልመና ኣላ

  Рет қаралды 128,162

JOSIAS DENDEN TUBE

JOSIAS DENDEN TUBE

3 ай бұрын

ሓፍተይ ንሰብኣያን ንየሕዋታን ተጸልመና ኣላ
VISIT AT JOSIAS DENDEN
- linktr.ee/josiasdenden
- FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
/ josiassdenden
- FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
- FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
/ josiassdendentechno
- INSTAGRAM Josias Denden
/ josiassdenden
- TWITTER Josias Denden
/ josiassdenden
- TIKTOK Josias Denden
/ josiasdenden
#eritrean#kalderitrean#fatmaeritrean

Пікірлер: 786
@eritreanchanell5568
@eritreanchanell5568 3 ай бұрын
ካቡ ስድራቤት ሽም ዑመር ... ደቀምሓረ...... ሰላማት ኩላትኩም ተኸታተልቲ እዚ መደብ ቤተሰብ መቅርብን መተዓቢቲ ደቀምሓረ. ከምኡ ድማ ኩሉኹም ኤርትራወያን. ነዚ ነገር ሰሚዕኩም ኣብ ልዕሊ ስድራቤት ሹም ዑመር ከምኡ ድማ ክብርቲ ወላዲት ንምክፉእ ኮነ ኢልካ ዝተፈጸመ ምትላል. ጸለመ.ገበን. መቅርብ ቤተሰብ ይሕዎታ ይኹን ደቃ ውን ከየተወከሱ. ገጻ ብምሽፋን (ማጂካዊ ድራማ ወሲኽካ) ኣብ ሚድያ ክትቀርብ ዝገበሩ ዘይሓላፍነታውያን ሰባት. ብሕጊ ክሕተቱ ሓሶት ሙዀኑ እዚ ነገር. ከም ኣብ ስድራኹም ዝወረደ ተሰሚዕኩም ደዊልኩም ብኣካል ረኺብኩም ዘተሓባበርኩምና ኩሉኹም ፈተወቲ መተዓቢትን ኤርትራወያን ይሕወት ከነመስግነኩም ንፈቱ. እዛ ሰብ ምስ ጥዕናኣ ኣይኮነትን ዘላ ካብዚ ንመሃሮ ተሎ ኩሉ ግዜ ሓቂ ንኹሉ ኣሳቲፈካ ኣመዛዚንካ ሙዃኑ . ብዓይኒ ድንጋጸ ትህቦ ፈርዲ ቁኑዑ ከምዘይ ኮነ እዮ. ከምኡ ድማ ዎናኒ እዚ ቻነል ሓውና ጆሲ ነቲ ኩሉ ሰድራቤት ረኺቡ ኣዛራሪብ እቲ ሓቂ ቡሩህ ክኸወን ዝገበረ ነመስግን. ሼር ደገፈ ክትህቡ ንላቦ. ካቡ ስድራቤት ሽም ዑመር ........ ደቀምሓረ .
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 3 ай бұрын
ወይለከይ ማይ ዘይጠዓመ ኣንታ ጥዕናኣ ድሓን ዲያ ምርግጋጽ የድልያ ኢዩ ።ነዚ ኩሉ ድራማ ክትሰርሕ እንታይ ንምርካብ ኢዩ ዕላምኣ ክፍለጥ ኣለዎ። ጆሲ ስለ እቲ ሓልዮትካ ክትምስገን ይግበኣካ ኢዩ ።ቀጽሎ ።❤️🌹👍🙏🏿🙏🏿👌👌
@eritreanchanell5568
@eritreanchanell5568 3 ай бұрын
@@azebogubamichael7082 azeb hade mealti beala mexya eti haki ketwxeo eye men eyu komu gebri eilwa texelila deya xegem eina rekibna etom family zelna
@HabenMedia
@HabenMedia 3 ай бұрын
Haqa dya hasya. Msqr haqneta zemed aboa eyom hawobotata tray eyom zmskurla
@HabenMedia
@HabenMedia 3 ай бұрын
Ente zey koynu hade Bedali zte bahle seb nbur eyu hasot eyu kbl Mnalbat yehwata deqa sebaya sle sle zmexu nsa hasya eya ktbl aytkailn eyaka
@asterghulbet8639
@asterghulbet8639 3 ай бұрын
Amlak nezi sedra selam yehabo tselot geberula deka kefterfe ember enda skum omer bekemzi kelealo ageb.
@Eruna1993
@Eruna1993 3 ай бұрын
ኣነስ ነዛ ሓፍትና ኣይፈርደላን እየ 🙄ምናልባት ስነ ኣእምሮ ጸገም ኣጋጢምዋ ከይከውን ጥርጣረ ኣለኒ 🙏🏼ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት የውርደላ 🙏🏼
@eliaslondon1585
@eliaslondon1585 3 ай бұрын
ብራቮ ናይ ኣአምሮ ጸገም ገራ ኣላ ፡
@aziebngse8197
@aziebngse8197 3 ай бұрын
Beka eber shgr kegatma ke aey keln dyu
@Natan0755
@Natan0755 3 ай бұрын
ኣይትሕሱኡ እስከ እዚ ወዲ ንዲኡ እዩ ዝከላከለላ ዘሎ ሓቃ እያ እታ ጓል
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 3 ай бұрын
​@@Natan0755ትፈልጦም ድኻ ወይ ምግምት እኻ
@yoditfkrieuhiwetey3333
@yoditfkrieuhiwetey3333 3 ай бұрын
​@@kesetehabte1955fult edu hawey nsa nedia ktekfe aytkelen
@user-yq3ip6rn4d
@user-yq3ip6rn4d 3 ай бұрын
ዘመድ አንዳ አቡአ። አምፃዮም አሶም አዮም ዚኡመኑ ናይኪልቲኡ ወገን ኪንሰሜ አለና
@Natan0755
@Natan0755 3 ай бұрын
Ya bravo ezi nediu keytxref eyu zkelakelela zelo
@HabenMedia
@HabenMedia 3 ай бұрын
Bravo. Ane wn komau eye zbl zeleku gn Hawobotata elom wn kali seb kemxau eyom
@benat737
@benat737 3 ай бұрын
@@HabenMedia በዓል ኮነረል ጀማል 525 አዮም ሓወበታታ. ተኣስሩ ኣሎ
@user-yq3ip6rn4d
@user-yq3ip6rn4d 3 ай бұрын
@@HabenMedia ላላ ፈለቲታ ምሳ ነበሩ አብ ማስከር ዳባት ማይ አይኒ ገለ
@sulemansule179
@sulemansule179 3 ай бұрын
ኣንቱም ካብ ዘመድ ኣቡኣ ኣምጽኣልና ትብሉስ ካብ ጋላ ንላዕሊ መን፡ዝቐርባ ኣሎ ዲዩ ሃለውለው ኣይትበሉ ናይ ጋላ ምስክር እኩል እዩ
@slasyohannes7682
@slasyohannes7682 3 ай бұрын
ሱሙዑ ኢዞም የሕዋተይ ምናልባት ናይ ኣ እምሮ ጸገም ጌራ ከይትኸው ተረድእዋ ሐገዝ የድልያ ኢዩ ሕክምና ምውሳድ የድሊዩ።
@lidiahabte3354
@lidiahabte3354 3 ай бұрын
I think so.....
@gebarkeyahtay9870
@gebarkeyahtay9870 3 ай бұрын
ኣንቱም ሰባት እዚ ሓዋ ዝዛረብ ዘሎ ነዲኡ ሓራ ከውጽእ እዩ ኮይኑ ዝሰመዓኒ ምኽንያቱ ናይ ቤት ፍርዲ ወረቓቕቲ ብግልጺ ርኢናዮ መስለኒ ካበይ መጺኡ ወረቓቕቲ ቤት ፍርዲ ይኹን ናይ ሃይማኖት መራሕቶምን ዝመጸ እዩ ነዚ ሓዋ ኣይኣመንክዎን ኣዲኡ ስለዝተጸርፈት ከይከውን። ** ምናልባት ኣብ ኣዲስ ምስወጸት እያ ዓርኪ ሒዛ ትኸውን።
@MedaEstifanos
@MedaEstifanos 3 ай бұрын
Smart man ane wn kemu eyu melsey
@Hibu4321
@Hibu4321 3 ай бұрын
Merixka iba like aytgber nata degefti nmntay ika like zeytgebir .fthawi kun nay kulom zereba simaa
@alem8607
@alem8607 3 ай бұрын
Yes komu eu
@HabenMedia
@HabenMedia 3 ай бұрын
@@Hibu4321 xegei hizu alo netom anxar nata tray eyu melsi zhb zelo.
@sebkedem9410
@sebkedem9410 3 ай бұрын
Waw good point haki
@hailebereket3659
@hailebereket3659 3 ай бұрын
ኣነ ሓደ ካብቶም ብዙሓት ተከታተልትካን ኣድነቅትካን ኢየ ጆሲ ሓወይ፡ ኣብዚ ሎሚ ኣቅሪብካዮ ዘሎካ መደባት ግን 100% ቅሬታ ኣሎኒ፡ ምክንያቱ ድማ ስእሊ ናይታ ግዳይ ዝኮነት ክብርቲ ሓፍትና ኣብዚ ሜድያ ክተምጽኦ ኣይግብባእን ነይሩ። ናይ ቀዳማይ ቀዳማይ ግዳይ ዝኮነት ሰብ ንሳ እምበር ሓዋ ኣይኮነን፡ እዛ ሰብ ኣብ ሂወታ ዝኮነ ኣሉታዊ ሳዕብየን ምስ ትፍጽም ብሕግን ብሕልናን ተሓታቲ ንስካ እምበር ሓዋ ኣይኮነን። ስለምታን ተስፉ ስእላ ቀሊዑ ዘይዘርግሓ ኢልካ ትሓስብ፡ ጸታዊ ዓመጽ ዘጋጥመን ደቀንስትዮ ኣብ ምሉእ ዓለም ገጸን ተሸፊነን ኢየ ናብ ሜድያ ዝቀርባ፡ ስለዚ ብጣዕሚ በዚ ሎሚ ኣቅሪብካዮ ዘሎካ መደብ ብልቢ ጉሂናን ሓዚናን፡ ኣብ ልዕሊ ኣደይ ዝተፈጸመ ጆኖሳይድ ኮይኑ ተሰሚዕኒ። ከምዚ ዓይነት ገይጋ ስራሕ ካባካ በፍጹም ቁዱስ ተጸብየ ኣይፈልጥን።
@tsegayabraham2424
@tsegayabraham2424 3 ай бұрын
እዛ ኣደ ቆልዑ ብጣዕሚ ኣደንጊጻትኒ። ነዞም ስዶራቤት ኣይኣመንክዎምን።
@ShelaM415
@ShelaM415 3 ай бұрын
እታ አዲአ ናይእቶም ናአሽቱ ደቃ አቦኦም አሎዶ
@user-fj4ne5qi7k
@user-fj4ne5qi7k 3 ай бұрын
ኖኖእ እዛ ሰበይቲ ሐሚማ አላ ምሕረት የውርደልኪኪ እቶም ፋሚሊ ከአ የርህወልኩም አምላክ🙏
@sham-vj4yp
@sham-vj4yp 3 ай бұрын
ንስካ ነታ ተበዲለ ትብል ደላ ረኪብካያ ዶ ብዘይ ፍቃዳ ስእላ ጠቂዕካዮ ኣለካ ዋላ ናይ ተስፉ ስለዚ ንርእስካ ደይገበርካዮ ወይ ደይትገብሮ ንሰብ ምውንጃል ጽቡቅ ኣይኮነን ንሶም ስላም የወረሎም ንስኩም ገን ሰባት ኣይተጣቁሱ
@eritreanchanell5568
@eritreanchanell5568 3 ай бұрын
Ane hawa eye neza seb gexa shefinom amxyoma nehna gen neti haki gexna kefitna abrihnayo alna ok
@salihahmad9050
@salihahmad9050 3 ай бұрын
birabo
@michaelhaile3116
@michaelhaile3116 3 ай бұрын
​@@eritreanchanell5568 ይቅሬታ ዝ ሓወይ ! ጊደ ሓቂ እታ ርኢቶ ንዓኹም ዘይኮነት : ንጆስያስ ብናይ ሕስድና ዝመስል ኣዘራርባ : ነቶም ኣቕረብቲ ክሃርም ምፍታኑን : ከምቲ ንሶም ዝተጋገዩዎ ጌጋ ምፍጻሙን እያ ትወቅስ : ብልክዕ ከኣ ኣብ ቦታኣ እያ ዘላ :: እንተ ንስኻ ግን ጕሂኻ ስለ ዘለኻ : ኣብዚ ቦታ ኮመንት ምስ ንረብሕን ዘይንረብሕን ሰባት ምምልላስ መሊሱ ሰላምካ ከየህድመልካ እንተዘይተገደስካሉ ይምረጽ :: ሰላም ንዓኻን ንኹሎም ቤተሰብካን ይኹን : Ramadan kerim!!
@dekirubanateare1906
@dekirubanateare1906 3 ай бұрын
ሓቂ
@alem8607
@alem8607 3 ай бұрын
Ezi wedi gen germ eu zebleni
@SleepyElephant-qs4lj
@SleepyElephant-qs4lj 3 ай бұрын
. ካብ ዜሮ ተበጊሳ እሞ ናኣዲኣ ከምዚ ጌራ ክተጸልማ ኣይትክእልን እያ እዚ ወዲ ድማ ኣዱኡ ስለዝኮነት ኣሕሊፉ ክህባ ኣይደለየን ክኾውን ወይ ካኣ ወላሓንቲ ኣፍልጦ ብዛዕባ ሓዳራ ክህልዎ ዘይክኸውን ይኽእል እዩ። ካብቲ ዝቦሎ ምርኩስ ንምግባር ንሳ መጥፍኢኣ ምኽንያት ውን እቲ ዝራኣየቶ ኣሰንቢድዋ ሞት ሑጹይ ኮዩንዋ ሃጽ ኢላ ጠፊኣ ክትከውን ትኽእል እያ። ምክንያቱ ወላ ንደቃ እያ ክትቀርቦም ዘይደለየት ስለዚ ሱስ ኣላታ። ንስኻ ጆሲ ድማ ወገን ናይዚወዲ ኮንካ ትቐርብ ኣሎኻ እንታይክብለካ ኢለ እየ ሓታታይ ዳኣ እንበር ኣማኒ ኣይትኹን ምክንያቱ ጋዘጤና ሓታታይ አንበር ጠበቃ ስለዘይኮነ።
@HabenMedia
@HabenMedia 3 ай бұрын
Thanks
@adindaadinda6590
@adindaadinda6590 3 ай бұрын
No no ane xebuk gera yefltom eia eza gal hadara ab Asmera eia adiom ka 58 60 tegeber eia edma selezi xelema eiu 100 kab 100
@kusu03.06
@kusu03.06 3 ай бұрын
Ja😢
@Natan0755
@Natan0755 3 ай бұрын
Yes
@danieltekle897
@danieltekle897 3 ай бұрын
Yes anewn yfeltom ye haki u ezi zbhal zelo
@Yosiefjose
@Yosiefjose 3 ай бұрын
ኣጋጢምዋውን ክኸውን ይኽእል ኢዩ። እቲኣ ንኣዲኣ እቲኣውን ንኣዲኣ ትነቅፍ ኣላ። እቲ ሓቂ ግን ሓደ ፈጣሪ እዩ ዝፈልጦ።
@eliaslondon1585
@eliaslondon1585 3 ай бұрын
ናይ ኣአምሮ ጸገም ገራ ኣላ ከም ዚመስለኒ
@azisn45
@azisn45 3 ай бұрын
Simple let them take Paternity test… no need for imaginary dude to come down and solve a simple issue
@yoditfkrieuhiwetey3333
@yoditfkrieuhiwetey3333 3 ай бұрын
Bzey zkone neger ktbl aytkeln eya kshefunwo delyom eber
@damn-pg9in
@damn-pg9in 3 ай бұрын
​@@azisn45 that's what i could say too only paternity test can solve it
@user-yg6zf9kx2o
@user-yg6zf9kx2o 3 ай бұрын
Kab bad tebegisa ka ember komu aytibilin aya
@jaharali1579
@jaharali1579 3 ай бұрын
❤josh god bless u Kaldyy jazakaalh keri U wright 100% ema abusher bla
@kudsanselemun1957
@kudsanselemun1957 3 ай бұрын
Aza haftna ztezarebto gen hki eyu kem nay zmeslni mknyatu hawan galan entay sle zegatema eya kemzi tgebr zela aybelun zelwu eti bedel kebid atekoyni kebid nay sne aamro xekti kgedfela ykal eyu hawan galan eti naa zegatma brgx kfeltu aykalun eyom nay adiu guday zshfn zolo keyni ysmani nay sebaya xegai ayu zelo hji walo zewasnawa zelwu ymesleni amlak yhagza❤❤
@MedaEstifanos
@MedaEstifanos 3 ай бұрын
Genzeb haguzni aybeletn n deqey areduley eya ela
@mehariemehazion9718
@mehariemehazion9718 3 ай бұрын
Egziabher kbri yhabka ❤❤❤
@Meley20
@Meley20 3 ай бұрын
Kemey gerka tamnom mkniyatu eza seb eza haqa eye entay ktrekbo ela emo nweladita ziakl ketexelm gn hawu keman nay seb yeblkan haftka kab tfatah aydewelkalan .... so nska nay gezakum shim keytefe eka tzareb zelka she is right. may God gives her strength.
@simonbeyene1498
@simonbeyene1498 3 ай бұрын
ሕማቅ ግዜ ኢዩ ኣብ ሞንጎ ኣሓት ዝፈረደሉ 😢😢😢ግዜ በጺሕና
@IbrahimMohammedbrhan
@IbrahimMohammedbrhan 2 ай бұрын
Thanks josi
@tommygebar1930
@tommygebar1930 3 ай бұрын
ናይ ጥዕና ኣይኮነን ምሕረት የዉርደላ
@tsegaizemichael8195
@tsegaizemichael8195 3 ай бұрын
Thank you Josi
@Natan0755
@Natan0755 3 ай бұрын
እዛ ሰብ ሓቂ ክትከውን ትክእል እያ ምክንያቱ እዚ ዝዛረብ ዘሎ ነዲኡ ክከላከል ውን ይዛረብ ይህሉ እዩ
@AbelMeliake
@AbelMeliake 3 ай бұрын
ጆሲ ዝትዓመጸት ጋል ከመይ ጌራ ገጻ ትከፍት ካልኣይ ከኣ ሓግዝኒ ኣይበለትን ሳልሳይ ከኣ ከመይ ጌርካ በዘይ ፍቃዳ ሰእሊ ተውጾኦ ጆሲ ሓወይ ንስካ ከማን ተሓታቲ ኢካ ናይታ ሰአሊ።አዚ ሓዋ ከኣ መሸፈኒ ናይ ኣዲኣ ኮይኑ ይሰምዓኒ
@ghenetghebremicael7226
@ghenetghebremicael7226 3 ай бұрын
እውይ ኣቱም ሰባት ኣስተዊኢልኩም ዶ ☝️እዚ ኤርትራውስ ካብታ ብርኽቲ ዓዱ 🇪🇷 ምስ ወጸ ዋላ የእምርኡን ሂወቱን እዩ ዝለቓወስ አብ ዓዱ ግን ዋላ ድኽነት ይሃልዎ መንፈሱ ግን ሁዱእ እዩ 🤔🇪🇷🙏
@Chamona1221
@Chamona1221 3 ай бұрын
ናይ ሐንጎል ሕማም ከይህልዋ,
@oziyahoo5258
@oziyahoo5258 3 ай бұрын
Kulu were 2 gets alewo emo yeqeniyelna thank You so much give the other side chance to clarify their truth
@solomonengdom1155
@solomonengdom1155 3 ай бұрын
አብ ክልተ ዝተፈልየ ዓዲ ዝቅመጡ ሰብአይ አዲአ ዉሽማአ ኽከዉን አይክእልን እዩ ዝብል ሐሳብ ጉጉይ ኮይኑ ተራእዩኒ
@yoditfkrieuhiwetey3333
@yoditfkrieuhiwetey3333 3 ай бұрын
Emo nedia kemu ktbl aytkeln bejakum eziom mstir nay adiom keywexe eu
@sabasabina5346
@sabasabina5346 3 ай бұрын
ወሽማ ክኸውን ኣይ ክእልን ኢዩ ዘይኮነስ ሰብ ንክፈልጦም ዓቢ ዕድል ኣለዎም።ስለ ዚ ብጀከኣ ምስክር ክርከብ ኣለዎ።
@yoditfkrieuhiwetey3333
@yoditfkrieuhiwetey3333 3 ай бұрын
@@sabasabina5346 ezi kebid edu kmey gerka ktmskr tkel wala haki flet tferh eka ane nbaeley kebid slezkone wala yfleto kmskr ykebdeni nhiwetey ewn yferh eye
@yoditfkrieuhiwetey3333
@yoditfkrieuhiwetey3333 3 ай бұрын
Hakk adigaedadn dekemharen kamo awu edu beta keyh bus 🚌 eka tkeyd 4gzie tmalals nmalti ngezeb aytbel eber bzey zkone neger adia takl kemu ktbl eya ele gmt yebleyn nsu gn nay adiu guday kwexo aydelyn bkemu ka gdn eu nhaftu kekfe
@yoditfkrieuhiwetey3333
@yoditfkrieuhiwetey3333 3 ай бұрын
@@sabasabina5346 sebay gala kemey geru seb kgmtom ykel eto family tray eyom kfeltu zkelu agatami tezey rekibema kale seb Gdn eka ka nay adika hmak neger ktshefuno ane nbaeley nay family gana ksemo aydeln
@user-gy7ub1js5k
@user-gy7ub1js5k 3 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመሃረና 😭 ወይ ዘመን ንወላዲካ ተህስረሉ ዘመን ብጣእሚ ዩ ዘህዝን ዩ ዋላ ሓቂ ይኩን ንስለ ክብሪ ደቃን ወለዳን ክትብል ስቅ ክትብል ምተገብእ ግን እዚ ዘለናዮ ዘመን ሰብ ካብ ስእብነቱ ዝወጸሉ ግዜ ነህዝን ፍጡራት ንከውን አሎና😭
@lillytes9857
@lillytes9857 3 ай бұрын
Nediya gin kemey gera titikina? Eizi hawa gin zihisu zelo koyinu yisimeaka.
@fikirunebari5947
@fikirunebari5947 3 ай бұрын
Wala eti bial medya wgen hizu alo fikad tehatitkum dikum eindabele neza haftina ke afkiduwa di u
@user-ft5cc8vt9q
@user-ft5cc8vt9q 3 ай бұрын
Wela ane
@zemkielokubey2492
@zemkielokubey2492 3 ай бұрын
Atum sebat keyetsarena be gahi tae ilena knmewet ina aygermekumen kemey gahi tesemiuni keneyu meslekum. Gen meskelawi heto heteto haw Josi.
@kulunxsebukeu2919
@kulunxsebukeu2919 3 ай бұрын
Sorry josi hawey ane bzhuh gzie eye zketateleka mizanawi eka abzi gn twegen zelka koynka tesemikani.mknyatu bzey zkone xsegem nweladita kemu ela ktexselem tel eya ayblen eya nbaela wm kbreta eu ab media wexsiu zelo slezi bhasot kbhiwetan hiwet dekan tetale eya ayblen eye slezi neaa wn ktezarba mdelena.bzterefe thebro medebat tekami eu kexslo.
@achrafiseha702
@achrafiseha702 3 ай бұрын
Kabey mexiu diu haftu wesidu, nediu mwusham dea eti zklele iyu. Nsu dea entay kbleka txbe adey ms Sebay haftey ktdkis kolo negiratni 😢😢
@zahramohamed9125
@zahramohamed9125 3 ай бұрын
Yes ezi eiu eti haki thanks ❤
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m 3 ай бұрын
አዋይ ሓፍተይ ሰብ ዎረኛ ኣጆኺ በርትዒ ሰብ ባሃላይ ተጸሊአዋሎ ረቢ ምሕረት የውርደላ ተጸሊአዋሎ መስኪነይቲ አዋይ ሓወይ ጉድ ረኺብኩም 💔❤🇪🇷💪አዋይ ደቀይ💪አዋይ ጉድ ረኺብኩም ሮምዳን ከሪም ረስዕዋ
@osmanadem7183
@osmanadem7183 3 ай бұрын
الله المستعان
@aronkesete3879
@aronkesete3879 3 ай бұрын
Selam josi.. nezi hawa htoto naytom nashti ahwatka knday eu admiom bolo ??????
@ashkebest5273
@ashkebest5273 2 ай бұрын
🤝 🙏🙏
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 3 ай бұрын
Egzabher mhret yewrdelna
@user-hh2pk1nn9n
@user-hh2pk1nn9n 3 ай бұрын
ንባዓልካ ጌጋ ኣለካ ዋላ ሓዋ ፈሪሙ ስእላ ይስደደልካ ብዘይ ፍቃዳ ስእላ ክትዝርግሕ ናይ በሓቂ ዓቡይ ጌጋ ኣለካ ካላይ ካኣ ቅድሚ ምዝርጋሓካ ክትሓታ ነርካ ብጣዓሚ ዓቡይ ጌጋ ኢካ ተጋጊካ ኢካ ዘለካ ሳላሳይ ካኣ ናይ ጎላ ቮይስ ኣምጺካስ ንምንታይ ዳኣ ናይታ ባዓልቲ ጉዳይ ቮይስ ዘይምጸካዮ ረባዓይ ካኣ ኣብ ኣዘራርባካ ንቲ ባዓል ጉዳይ ንክልቲኦም ሓቲተ ኢየ ዝዝርግሕ ኢልካ ካሳብ ዘራጋግጽ ወርሒ ኢዩ ዝወስደለይ ኢልካ ንምንታይ ዳኣ ናይዛ ጎል ዝኮነ ከይሓተትካ ከምዚ ገርካ ዶስ ጎል ኣንስተቲ ኢያ ኢልካ ዘይተገደስካላ ኣብ ኣዘራርባካ ውን ጸግዒ ነሃቶም ኢካ ዘለካ፡ተወሳኪ ካኣ ንሳ ውን ስድራኣ ስለ ትፈልጦም ኢያ ተዛሪባ ንስካ ካኣ ነሃታ ውን ኣቅርበልና ዘረባ ሓደ ሰብ ሰሚዕካ ዘይምፍራድ ኢዩ ንስካ ካኣ ኣይትፍረድ።
@kij435
@kij435 3 ай бұрын
ክብላ እንዳበልኩ ቀዲምካኒ ብርህቲ ርእቶ❤
@Amorawedigash
@Amorawedigash 3 ай бұрын
ሓሳብካ ጽቡቕ ኔሩ እዛ ጋል ብዛዕባ ስድርኣ ኣይሓሰበትን ንገንዘብ ኢላ ኢያ ነዲኣ ወላዲታ ኢሒ ፍጭሕ ኢላ ዘወለደታ ኢያ ዘይገበረቶ ኣጸሊማታ ጆሲ ከኣ ጌጋ የብሉን ንህዝቢ ክንጽረሉ ኢዪ ዘሪጋሒዎ ከምዚ ዓይነት ጸለመ ንገንዘብ ኢልካ ግን ክትርፍ ኣለዎ ::
@amanitye3608
@amanitye3608 3 ай бұрын
ኦይይይ ዘይከዉን እንታይ ንምርካብያ ኣዲኣ ከተጸልም ንፋጥማ ከኣ ጽቡቕ ጌርና ኢና ንፈልጣ ኣፋ እኩብ ግብራ እዱብ ሙኻና ኢና ንፈልጣ
@genetyemane5567
@genetyemane5567 3 ай бұрын
@adindaadinda6590
@adindaadinda6590 3 ай бұрын
Yegerem eiu
@fikirunebari5947
@fikirunebari5947 3 ай бұрын
Please eidhiri tifelta konka nihilinaka kitibil keribka kalka hab
@MedaEstifanos
@MedaEstifanos 3 ай бұрын
Bejakum aff knwa
@user-tc7st1kv2n
@user-tc7st1kv2n 3 ай бұрын
እታ ሓብቲ ምሕረት የውርደላ።
@betelmesfin1888
@betelmesfin1888 3 ай бұрын
Well, I’m sorry brother your sister is sick help her she need you
@zenawikebreab4799
@zenawikebreab4799 3 ай бұрын
ኣብ ማዓልቱ ዘይ ግለጽ ምስጢር የለን ። ንምታይ ድየን ገለ ኣዴታት ኣብ ኣጋ ምማተን እከለ ወደይ ወይ እከለ ጋላይ እቲ ትፈልጥዮ ኣቢኺ ኣይኮነ ኣቢኺ ዝብላ ። ስለዚ ኣነ ምስታ ጋል ኣለኹ እቲ ሕቀኛ ሰብ ብቡዙሓት ምደናገርቲ ሰባት ዩ ዝህደን ።
@selamtesfay4450
@selamtesfay4450 3 ай бұрын
ኣዲኡ ብሕማቅ ክትልዓል ዝደሊ ውሉድ ስለ ዘየለ ምበር ኩለን ኣዴታት ሓደ ኣይኮናን ጨካን ኣደ ኣላ ርህርህቲ ኣደ ከኣ ኣላ ስለዚ ነዲኡ ክሕለቀላ ግድን ዩ እዛ ጓል እዚኣ ከኣ ተዘይወርዳ ኔሩ ከምዚ ኢላ ክትዛረብ ትብዓት ኣይምረኸበትን 😢
@rubiabdelkadir
@rubiabdelkadir 3 ай бұрын
Ya Allah
@hagerniguse3717
@hagerniguse3717 3 ай бұрын
Ewae josi dhan dika hagez tetdeli dea quxri telefhon wey gofoundme zeytgebr
@fintra26
@fintra26 3 ай бұрын
Josias wegen aytihaz. netom kulom sida ka selam yfterlom
@ermile2091
@ermile2091 3 ай бұрын
xufuf agalalexa god be with u
@eliaslondon1585
@eliaslondon1585 3 ай бұрын
ኣሕዋት ናይ ኣእምሮ ጸገም ዚገብበረት ይመስለኒ ፡ሓደራ ረኣይዋ በኣል ሞያ ናይ ሳይኪትሪክ አየ ዓቢ ሞያ ኮይኑ ዘይኮነ ሚስ ኣዚ ስለዚተኣሳሰር እዩ
@MohamnedAdemNasser
@MohamnedAdemNasser 3 ай бұрын
Kemzia resah geull reye ayfeletn
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 3 ай бұрын
Bravo jossi ❤️🇪🇷
@kbrinmedhanealem8895
@kbrinmedhanealem8895 3 ай бұрын
Eway Kab haftka’s n sebay haftka tdgf aleka
@fyoribereket6130
@fyoribereket6130 3 ай бұрын
Ndiom keytxrefom entay kgebru dea mo
@user-yt9wi3dz1x
@user-yt9wi3dz1x 3 ай бұрын
ንስኩም ደቀምሓረ ስለ ትነብሩስ ዉሽማ ክትከዉን ኣይትክእልን ኣዲኩም ድዩ ዝንል ዘሎ እዚ ሓንጎሉ ትሕቲ ዜሮ ዝኮነ ሰብ ኣስመራን ደቀምሓረን ርሕቅ ገይርዎ ። ምስላ ምሕብኣ እስልምና ብሸሪዓ ሰለ ዝከዱ ክቀትልዎ ይክእሉ እዮም ስለዚ ሓሶት እዩ ክትብሉ ኣይክእልን እዚኦም ዉን ነታ እስልምና ንምክልካል እዩ።
@awelkernuru5077
@awelkernuru5077 3 ай бұрын
Entay islmna mklkal b hade klte n islmna zwkl aykonn zarkey
@sabasabina5346
@sabasabina5346 3 ай бұрын
ኢሂ ኣብ ካልእ ሃይማኖት ከ ጽያፍ ነገር ኣይ ግበርን ድዩ፧
@zahramohamed9125
@zahramohamed9125 3 ай бұрын
Gissss tefelto zeybelka hateftf aytebel
@Jossi-mw2cr
@Jossi-mw2cr 3 ай бұрын
ሓው ጆሲ ኩሉ እትሰርሖ መደባትካ ኣዝዩ ጽቡቅ ኢዩ ይከታተሎ ድማ ኢየ ኮይኑ ግን ከምዚ ዓይነት መደብ ኣብ ሞንጎ ስድራቤታትን ሰብ ሓዳርን ፍቁራትን ኣሕዋትን ፡ባእስን ካልእ ሽግራትን ዘጋጠመ ትገብሮ መደብ ኣዝየ ኢየ ዝጸልኦ ጽቡቅ ውን ኣይኮነን ብመሰርቱ ሕብረተሰብና ኸ ካብዚ እንታይ ኢዩ ክመሃር፡እዚ ከምዚ ዓይነት መደብ እንተዘይተምጽኦ ጽቡቅ ይመስለኒ፡ኣብ ዘለኻዮ ሰላም ይሃብካ እግዚኣቢሄር ሰላም።
@wediosman5487
@wediosman5487 3 ай бұрын
ኣብዛ ሓሳብካ 100% የሰማማዕ ኣነ። ኣብ ስድራ ቤት ድዩ ሰብ ሓዳር ወይ ካልእ ውልቃዊ ባኣሲ ምቅራብ ወላ ዝኾነ ትምህርቲ የብሉን፡ ብኣንጻሩ ሕማቅ ልምቲ ክከውን እዩ ንቶም ናይ ጥዕና ጸገም ዘለዎምን ብሕርቃን ዝዛርቡን እምበር፡ እንታይ ክማሃር ህዝቢ ካብ ከምዚ። ሓቂ ድዩ ሓሶት እዚ ከምዚ ዓይነት ዘይምቅራቡ ዝበለጸ ኢዩ።
@Jossi-mw2cr
@Jossi-mw2cr 3 ай бұрын
@@wediosman5487 ጽቡቅ ኣለኻ ኩቡር ሓው ሕብረተሰብና ካብዚ እንታይ ኢዩ ክመሃር ፡ እቲ ዘሕዝነኒ ግን ኣብ መብዛሕቲኦም ዩቲበራት የሕዋትና ከምዚ ዝበለ ቪደዮ ንሕብረተሰብና ኮነ ንበዓል ጉዳይ ዘምጽኦ ለውጢ ከምዘየለ እንዳፈለጡ ዘምጽእዎ ሙኻኖም ኢዩ ፡ ከም ካልኣይ እቲ ኮመንት ናይ ተኸታተልቲ ምስ ኣንበብዎ ነቲ ዝሰርሕዎ መደብ ዝድግፍ ሓሳብ እንተኾይኑ ናይ ኣዎንታዊ መልሲ ልቢ ይህብዎ ፡ ነቲ ብትሕትና ዝነቅፎም ተኸታታሊኦም ከኣ ግዲ ዘይገብርሉ ሸለል ኢሎሞ ይሓልፉ ዘገርም ኢዩ፡እዚ ከኣ እቲ ካብቲ ዝሰርሕዎ ቪድዮ ዝረኽብዎ ኣታዊ ከይጎድሎም ደኣ እምበር እቲ ጉድኣት ወይ ሳዕቤን ናይ ህዝቢ ከምዘይግድሶም ኢዩ ዘርእየካ። ጉዳይኩም ኣብ ሾሻል ሜድያ ኣይተውርድዎ ነዓኹም ጽቡቅ ኣይኮነን ኣብ ሾሻል መድያ ወሪዱ ውን ክፍታሕ ኣይክእልን ኢዩ ብዓቢኡ ውን ንሕብረተሰብና ጽቡቅ ኣይኮነን ኢልካ ዝከኣለካ እንተኾይኑ ውልቃዊ ምኽርኻ ወይ ንኸምዚ ዓይነት ሽግር ክፈትሑ ዝኽእሉ ትፈልጦም እንተ ኣለው ናቶም ቴለ ሂብካ ትሰዶም እምበር ተረኽበ ኢልካ ኣብ ሾሻል ሚድያ ምዝርጋሕ ግን ብፍጹም ቅኑዕ ኣይኮነን።ኩሉኻ ህዝበይ ከኣ ንቃሕ ኣብ ሓዳርካ ይኹን ምስ ስድራቤትካ ወላ ምስ የዕርኹትካ ኣፍቃሪትካ ዘጋጠመካ ሽግር ናብ ሾሻል ሜድያ ሒዝካዮ ኣይትምጻእ ጉዳይካ ብመጀመርታ ብውልቅኻ ክትፈትሖ ጸዓር ብውልቅኻ እንተከቢዱካ ምስ ቤተሰብመቅርብ ኮይንኩም ፍትሕዎ።እቲ ዝበለጸ ግን ባዕልኩም ክትፈትሕዎ ጸዓሩ፡ኣብ ሾሻል ሜድያ ጉዳይኩም ሒዝኩሞ ኣይትምጽኡ ተጠንቀቁ በጃኹም ንቅሑ ሾሻል ሚድያ መፍትሒ ኮይኑ ኣይፍለጥን መፍትሒ ውን ክኸውን ኣይክእልን ኢዩ።
@wediosman5487
@wediosman5487 3 ай бұрын
@@Jossi-mw2crየስ ኣብ ዩቱብ ትዛርብካ ዝመጽእ ዝክፍእ ሳዓበን እምበር ፍታሕ ከም ዘይመጽኢ ጽቡቅ ግሮም የፍልጡ እዮም። ነገር ግን ከም ዝበልካዮ ኢዩ ገለ ሰናትም ንምእካብ ገለ ከኣ ንቲ ምስኡ ትባእሱ ወይ ትክራርዩ ዘሎ ሰብ ንምሕራቅ ጥራይ እዩ።
@hagereyhagersemaatat4355
@hagereyhagersemaatat4355 3 ай бұрын
Yes
@ShelaM415
@ShelaM415 3 ай бұрын
ብሐቂ👍 እቶም ንሪኦ ውን አርእስቲ ምስራአና ዘይምኽፋት መታባብዒ ከይከውን
@user-xm6zh2nf9q
@user-xm6zh2nf9q 3 ай бұрын
ሰላም ጆሲ ሓወይ ኣነ ኣብዛ ናትካ እየ ሪኢቶ ክህብ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ናይ ክልቲኦም ኣመዛዚንካ ትገብሮ ዘለኻ ቀጽሎ።❤ ኣባና ልሙድ ስለ ዘይኮነ ዝኮነ ክብሉኻ ይክእሉ እዮም ሰባት ህን ጽቡቅ ስራሕ እዩ ዝተኣመጸ ረዲኤት ክረክብ ዝዓመጸ ውን ናብ ሕጊ ክቀርብ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ❤❤❤❤
@jesusmaryam8164
@jesusmaryam8164 3 ай бұрын
Bruder, bitte lass uns doch in Ruhe! Das geht uns doch gar nicht 😢 Ich bitte dich, das brauchen wir nicht. Ich bin hierher gekommen um dich schreiben nicht um zuhören 😢 ህዝብና ይባላሻ ኣሎ፡ ናይ ወረ ናይ በለካ ለኻዓካ ኮይኑ። ኣየድልን እዩ ከምዚኢታት
@user-rk5dd2jl5x
@user-rk5dd2jl5x 3 ай бұрын
🙏🙏🙏
@omerkalil3094
@omerkalil3094 3 ай бұрын
Subhanalah mis abzehet susa kemzelata gemite nere
@abdul-basitosman374
@abdul-basitosman374 3 ай бұрын
👌👍🙏 GOD job
@user-go2ju2wn2i
@user-go2ju2wn2i 3 ай бұрын
ሓሶት ኣይትዛረብ እዛ ጋል ውጽዕቲ ያ!!!😢
@MedaEstifanos
@MedaEstifanos 3 ай бұрын
Amlak msaka ykun ab goni haqi nkun
@jesusislord2367
@jesusislord2367 3 ай бұрын
Josias nay hade side aytkun. Nisa zegatema bebhade tezariba.
@Cr7andMessi250
@Cr7andMessi250 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤eza gal nay aemiro shigr agatimwa alo terediewa
@tsigabshalomtsigabshalom1543
@tsigabshalomtsigabshalom1543 3 ай бұрын
Nay aemro ke bekmey eyou zemxie elka hesb abzeytflto hateyat ayteto hsab wey fetha deambr hekmna nay yemro wesdkaya kemtflet aytkun westa hde amlak balan teflto nesgrata bnay yemro aytsfnewo lbie belu
@tibleztesfamariam1680
@tibleztesfamariam1680 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@mihretande6584
@mihretande6584 3 ай бұрын
Way tkal zemen antay en nkewn zelema
@sabahailemichael4043
@sabahailemichael4043 3 ай бұрын
Josi hawuna eza gal xegem gera keytkwun
@alem8607
@alem8607 3 ай бұрын
Ane mesa aleku Kk eza gual nehageza
@ermiasbeletse2144
@ermiasbeletse2144 3 ай бұрын
ዘይተገብረ እምበር ዘይተነግረ የለን ኣፍና ዝሃበና ኣይንዛረብ ዘረባ 2ምስማዕ እዬ መጀመርታ 🤷‍♂️
@afrahomer545
@afrahomer545 3 ай бұрын
الله يصلح حالكم
@simon1476
@simon1476 3 ай бұрын
በምንም ታእምር ነዲኣ ወላዲታ ብዘይ ዋኣለቶ ከተጸልማ ኣይትኽልን ኢያ። ንስካ ካእ በደሂ ዝኮነ ሕቶ ከተቕርበሉ ነርካ። ስለምንታይ ኣንጻራ ክከዉን ፈቲኑ፧ ስለምንታይ ከ ነዲኣ ተወንጅላ ኣላ፧ ኣይሓተትካዮን። ስለምንታይ ዘይሓተትካዮ፧
@eritreanchanell5568
@eritreanchanell5568 3 ай бұрын
Bemenem teamer kea Guala nea bezygebrto ketkalea aytemxen eya Neaka dema kehatka ane guala ke nea nemntay tekalea ala melselay. Ane dema hawa eye neza seb.
@azebzemuy2024
@azebzemuy2024 3 ай бұрын
Mexweti geromo nezi hzbi josi hawey 🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰
@tidrosekalo-wx9sq
@tidrosekalo-wx9sq 3 ай бұрын
አዚ ወዲ ወላ ሓንቲ ናይ ጭብጢ ዘለዎ ነገር ኣይዛረብን ኣሎ ከምዚ ኢልናያ ዘረባና ዘይሰማዓትና ሃበስ ቀደስ አዩ ንስኹም ከ ሰሚዕኹማ ዲኹም ወይስ ነዴኻ ኢኻ ክትካላኸል ደሊኻ ዝአመን ዘረባ ኣይኮነን
@Dfbbhbj
@Dfbbhbj 3 ай бұрын
ስቅ በል
@habtutekie9243
@habtutekie9243 3 ай бұрын
Hagez tdelyo zela deqa nkthaquf u dleita atum sebat
@smretteklit1104
@smretteklit1104 3 ай бұрын
Kalid jamay neru ab dc ❤
@esromokubay3722
@esromokubay3722 3 ай бұрын
Eway chkane ata amlak aboy
@awetkflom6428
@awetkflom6428 3 ай бұрын
Selam josi hawey mejemeria seili nata kiwexe ayneberon .kaleay kea ezi wedi shfan nay adiu keykewn mknyatu adiu ketwared zdeli seb yelen
@semharteklemariam9486
@semharteklemariam9486 3 ай бұрын
Josi hawey qelat yebleyn megletsi tebarek kemaka nfua entezbezhus medebagerti aymhalewun ❤❤❤❤❤❤❤
@JosiasDenden
@JosiasDenden 3 ай бұрын
🙏🙏🙏
@efremwoldegerima5894
@efremwoldegerima5894 3 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙
@furtunabrekti4059
@furtunabrekti4059 3 ай бұрын
Ewa Atum sebat neziom ke kemey gerna neamnom nediom zeward slezkonet gdn iyom anxara kzarbu. Ember hanti ertawit gual ansteyti hasiya bfexum kemzi ktebl aytkeln ya mnalbat zwexketlu yehlu Ember. N hagez genzeb tzkewn kale tarik memhazet enber n sdrea ab waga edaga aymetwetomn. Gn natna bahi ebeto ebeto slezkone kindey awald b kendey shigr yehalfa alewa.
@MedaEstifanos
@MedaEstifanos 3 ай бұрын
Enjera alem bli ketemezazni haftey natey wn kemnatki eyu ruytoy genzeb delye aybeletn deqey kihidomni ndeqey khaquf eya ela
@salehjemhle2951
@salehjemhle2951 3 ай бұрын
Guala ke ni adea ehlifa mahabet do?
@furtunabrekti4059
@furtunabrekti4059 3 ай бұрын
@@salehjemhle2951 guala nishtey ya tfelto guday yeblan dehar kea abom xbuk geru ndiom kemzselwa serihu iyu kemti zbleto so gdn yom ab goni abeom kekenu haki gn b resa tkebrkaya b egra ya twex.
@salehjemhle2951
@salehjemhle2951 3 ай бұрын
@@furtunabrekti4059 gula da 19 amet gera entay aqoliwa
@helugalerey9557
@helugalerey9557 3 ай бұрын
Amlak ybarki haftey haki tezaribki nedika entay elama aleka texelma mskineyti fatuma kea kolom wegen adiom yom koynom sema tesaeinu Amlak gn kulu gzie Ms haki u
@ariam5070
@ariam5070 3 ай бұрын
Josias nsika nbaelika ke neta tewexiei tbl zela rekibkaya dika,bzey fkada ente konka siela tekiekayo zeleka yehtiteka eu
@user-rt1kw9kt4k
@user-rt1kw9kt4k 3 ай бұрын
ናይ ጥዕና ጸገም ገይራ ከይትህሉ ንሳ እወን ምክብካብ የድልያ ኢዩ እቲ ሓቂ ካብ ሓዋን ጋላን ካልእ ሓቂ ዘሎ ኮይኑ ኣይስምዓንን
@habtomtesfai4240
@habtomtesfai4240 3 ай бұрын
ጆሲ ሰብ ኣይትፍረድ
@Semiraasmara
@Semiraasmara 3 ай бұрын
❤❤❤❤እዛ ሐፍትናሐሚማ አነ እዚ ሐዋ ሐቀኛ ፈራዲ እዬ ተባረክ: ስነ አእምራዊ ጸቅጢ ጌራ አላ።
@Sebelund
@Sebelund 3 ай бұрын
Atum sebat hamima keykewn neketfwes hagzuwa , ❤️‍🩹💊🙏🏽
@fikirunebari5947
@fikirunebari5947 3 ай бұрын
Haw josi selam dika eintay kitibil semiaeka fatuma haftina interview kitgebir kelas niakum yikun nisebaya afkidukum wey tehatitkum dikum ane kemzi medeb kekirib keleku kedime ye zihatom tibil aleka nihaftina fatuma nisika ke hatitkaya dika mikiniyatu bizaeba siltizareb zeleka walas lebamlebam eika tixawet zeleka mikiniyatu hawa nedieu ahlifu kihba aydeleyen yikowin gala keman voice melia ya sedida nisa diya aynisin bikemey nifelit ketemxiom eintekonka b video gexom keliom kisab zeytezarebu hakinet zibihal yebilomin nisa ka tihayisha biakal mexya gexa tiray tekewila nusu kia sikifta nayhibreteseb aytirdon aybilin eintekielka xegei nayzikone keyhazka einda aboa beteseb amxika azeraribom wey meteabita wedihanka
@MedaEstifanos
@MedaEstifanos 3 ай бұрын
Smart ab gonka aleku
@Debas97
@Debas97 3 ай бұрын
ይቱብ ቤት ፍርዲ ተቀይሩ ወይ ግዜ😢
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 3 ай бұрын
😅😅😅😅
@afrahsuleiman4880
@afrahsuleiman4880 3 ай бұрын
Yegrmaki eu way giza
@Sinksar605
@Sinksar605 3 ай бұрын
Genzeb haremrem koyna kula😮
@ShelaM415
@ShelaM415 3 ай бұрын
🤣 🤣🤣able zelenayo gaze endehre abo kulu zeteamamene መራጋገጺ ዲኤንኤ zygebre
@luwiluwi7247
@luwiluwi7247 3 ай бұрын
Gerimuna eko
@semhareyob7627
@semhareyob7627 3 ай бұрын
Eway haftey amlke yeraylki ember kemzi natki zegatemen bezuhat alwa
@maraseltan7010
@maraseltan7010 3 ай бұрын
ሓግዝዋ ሓገዝ ተደልያ
@user-rr4ic2pu2p
@user-rr4ic2pu2p 3 ай бұрын
Egzabiher mhretu yewrdelkum ny bihaki zehzn eyu tegieru😢😢😢
@Meley20
@Meley20 3 ай бұрын
Ente kielka haftika hagizzzz kindi bxuhhh seb aytmihal.... entay koine ela ni adia ketexelima elka tihasib niska ke
@akberetzenawi5733
@akberetzenawi5733 3 ай бұрын
Sorry Zhawey nskake hji hatikaya dika neza haftna?????
@Eriqueen1234
@Eriqueen1234 3 ай бұрын
Abry kehata izi anjal
@user-fk4ng7eb2r
@user-fk4ng7eb2r 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢
@russomhayelom8720
@russomhayelom8720 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@sirajosman5913
@sirajosman5913 3 ай бұрын
It better if you could interview the man who is being accused because in this social media times , it's always about narrative. She had her alternative truth also He might have his own.
@salmanabdalla217
@salmanabdalla217 3 ай бұрын
ጆስ ናይ ቢሓቅ ኑፉዕ ጸግዒ ከይ ሓዝካ ኣብ ማንጎኡም ዞሎ ሓቂታት ህዝቢ ንክፈልጡ ቲገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ ክቲመኣገን ዘገባካ ኢካ ኡሞ ቃጽሎ ዒድመን ጥዒናን ዪሃብካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Eriqueen1234
@Eriqueen1234 3 ай бұрын
Xegi Natom wesidu inber, photo nata keman bezay fikada post gerwo lol
@alimohamed-qr9lj
@alimohamed-qr9lj 3 ай бұрын
❤❤❤❤josi
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 3 ай бұрын
Eway mxeot xhuf yfxem alo hawi hafti wulud msweladi 😭😭😭🙏🙏🙏🙏
@azebweldu7852
@azebweldu7852 3 ай бұрын
ኣታ ጆሲ ትብሃል ሰበይታይ ከመይ ጌርካ ብዘይ ፍቓዳ ስእላ ትዝርግሖ ንባዕልኻ ኣብ መንጎ ስድራ ኣቲኻ መሊስካ ፋሕ ኢኻ ትብል ደለኻ ሰሪሕኻ ብላዕ ዳሓርካ ፍታሕ ዶ ኣሎ ኢዩ ኣብ ይቱብ ትብል ንስካ ከ ከመይ ጌርካ ነዞም ቆልዑ ኣብዚ ኣምጺኢኻ ዝሩብን ዘይዙሩብን ተዛርቦም ድርባይ ኢኻ ንቢኣዕልኻ
@danielpetro1997
@danielpetro1997 3 ай бұрын
ከም ጆሲ ለባም ክትከዉን ጻዓራም ከትከውን ጸርፊ ግደፍ
@azebweldu7852
@azebweldu7852 3 ай бұрын
@@danielpetro1997 እዛ ጌርዋ ደሎ ጽብቕቲ ማለት ድዩ እንተኺኢሉ ብውሽጢ ዘይዓርቆም የሕዋቱ እድዮም ወገንነት ስለምንታይ ይሕዝ ዓገብ ድሓር ካኣ ናት ስእሊ ንመን ኣፍቂዱ ይዝርግሖ የሕዋትና ኣብዚ ክወድቁ ኣይንደልን ኦኬ ወድሓንካ ለባም ካኣ ይብሎ
@dahabmisgina8594
@dahabmisgina8594 3 ай бұрын
Btaime xibuk zereba
@Dfbbhbj
@Dfbbhbj 3 ай бұрын
😂😂😂😂 ጉኑፍ ስቅ ኢልካ ኣይትጻረፍ
@lamlamrouasom3990
@lamlamrouasom3990 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢😢
@sham-vj4yp
@sham-vj4yp 3 ай бұрын
ንስካ ከማን ብሕጊ ክትህተት ኢካ ንርእስኻ ሃቲትካያ ዲኻ ነዛ ስብ ንርእስካ ዘይትገብሮ ንሰብ ሃቲትኩም ዶ ትብልሲ ጽቡቅ ኣይኮነን ሰብ ምባስ እንተ እቶም ስድራ ዕርቂ የውርደሎም ንስካ ግን ሰብ ሓዊ ኣይተትዉ
@genetyemane5567
@genetyemane5567 3 ай бұрын
I agreed
@rehaboth203
@rehaboth203 3 ай бұрын
Meskin seb abey kiterekakibelu elkaya. emo kaa ab Africa konka mesel seb zibahal yelen ember gega eyu nata picture militaf
@natn263
@natn263 3 ай бұрын
nus dea entay mhtat adlywo eti tezarebeto ab KZfaq semiewo endyu
@martatsegay9603
@martatsegay9603 3 ай бұрын
Nedieu hara kewtse eilu ykewun dhar ka nakum ke afkidomukum dyom tbla nskas naa afkidkaya dika sela zergihkayo, kneomnom nezieom wun aynkeln eina
@jakdani4551
@jakdani4551 3 ай бұрын
Josi b kedamnet selam hawa afkidley sela tbl aleka men fkad hibwo neu ke sela ksedelka b zkone nata zereba wn haki kkewn ykel eu
@hannastehaye8845
@hannastehaye8845 3 ай бұрын
The way Jossi talking about the sister event his questions sounds like his been told what to say
ምስ ኣዲኡ ወላዲቱ ዝድቅስ ሰብ የለን
22:26
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 115 М.
ኣደይ ንሓወይ ካብ ዓርኪ'ቦይ ያ ወሊዳቶ
18:16
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 82 М.
1❤️
00:17
Nonomen ノノメン
Рет қаралды 11 МЛН
ወላ ዜግነት ዘለዎም ክንጥርዞም ኢና  josiasdenden
10:41
ጉዳይና ኣብ መጽሄት ወጺኡ ኔሩዩ
31:54
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 113 М.
ናይ ቃልኪዳን ወረቐት ቀታሊና ይኸውን ኣሎ
21:56
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 84 М.
ብናይ ሓሶት ሕጸ ገንዘበይ ወሲደንኦ
25:35
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 81 М.
ዛይድ ጠኒሳ ዞርኦም ሰንቢዱ😱😱😱
54:43
ዜና tiktok ቲክቶክ breaking News
Рет қаралды 19 М.