ሓድሽ ዜና ተከዘን ራያን/ ምንቅስቃስ ኣሃዱታት ሰራዊት ትግራይ/ፖለቲካዊ ብልጫታት ትግራይ / ጀነራል ኢ|ያ ዝገበሮ ዘረባ ብስልክን ጣጥኡን/ tigray

  Рет қаралды 18,211

Natna Forum ናትና ፎረም

Natna Forum ናትና ፎረም

3 күн бұрын

#tigray #tigraynews #ethiopia #ethiopianews #tigrignamusic #ሰበር #ሰበርዜና

Пікірлер: 67
@Amangebereyesus
@Amangebereyesus 2 күн бұрын
ኣነ ንመራሕቲ ትግራይ ዝብሎም ኣይሰምዑን እምበር ንስልጣን ምጉያይ ኣብዛ ሐዚ ሰዓት ኣተድልን ተመዛበላይ ህዝቢ ኣብ ዓድን ዓዲጓና ርዱኡና እናበሉ እናሃለው ንሰልጣንን ናብሰርቂ ምጓያይን ዓለም ከታዘኽበረትኩም ክተሕሰረኩም እያ እሞ ልቢ ግበሩ ዋላ ስልጣን ይትረፈኩም ታሪኽ ስርሑ ካብኡ ንድሕሪት ዘሎ ከምቶም ህወቶም ንህዝቢ ኢሎም ስልጣን ኣንደልን ምእንተ ህዝብና ሽውዓተ ግዜ እው እንተዝህሉ ኢሎም ሰለስተ መስዋእቲ ዝኸፈሉ ከምኣቶም ኩኑ ጦርነት ግጠሙ ኣይበልኩ ህዝብኹም ስምዑ እምበይ
@hagosmokonnen9799
@hagosmokonnen9799 2 күн бұрын
ሃገር ኣይትሓብር ንፀላኢ ኣይተጋፍሐሉ
@user-qq6tx9xl9p
@user-qq6tx9xl9p 2 күн бұрын
አነ ብጣዕመ እየ ዝከታተለካ ግን ድምፂ ብጣዕሚ ዝተሐተ እዩ
@user-bd6jx5bt5q
@user-bd6jx5bt5q 2 күн бұрын
ትኽክለኛ ሓሳብ ዩ ቀጽለሉ
@user-ms5eb4yq1z
@user-ms5eb4yq1z 2 күн бұрын
ከናሕሲ ጠኒሰ አይሰርሕን።ንሰላም ኢልና ኢና አይሰርሕን ከምዚ ዝኸውን አይመሰለንን አይሰርሕን።
@alemtsehaysefani
@alemtsehaysefani 2 күн бұрын
እንኳዕ ድሐን መጻእኹም
@generalredwan
@generalredwan 2 күн бұрын
👍👍👍
@naix3768
@naix3768 2 күн бұрын
👏👏👏
@gebrugeredhane743
@gebrugeredhane743 2 күн бұрын
ላሕምና ....
@weykefetek3020
@weykefetek3020 2 күн бұрын
ሓፂር መልሲ፣ ማ.ኮ ህወሓት ብፀላእቲን ግዕዙያትን በዓል ጌታቸው፣ በየነ፧ ሓጎስ፣ ክንደያ…ስለተጨማለቐ
@friyatgmichael8891
@friyatgmichael8891 2 күн бұрын
አቱም ሰባት ናይ ሰራዊት ምንቅስቃስ ነቶም ሰብ ዋና እንዶ ግደፍሎም
@zewdudesalegn-pj1qt
@zewdudesalegn-pj1qt Күн бұрын
Thank you so much
@SurprisedChurros-df2pi
@SurprisedChurros-df2pi 2 күн бұрын
ዓብይ ጥንቃቀን ምሰትዉዓልን የሐትት
@rona7755
@rona7755 2 күн бұрын
ለመና በዚሑ።
@isurafelkif
@isurafelkif 2 күн бұрын
ህዉሓት አሰረቀን ገለሰባት አብቲ ውድብ ክህሊ ይህሉ ኢዩ ግን ዙዝሀለፈ ዘሀለፈ እተራተጂ ወድብ ህዉሓት ተሰሓሒቱ ኢዩ ከዝውን ከይግበር የመሰለኒ እንበር ህዉሓት መሰስ ከምዝብል ምሰ ሰራዊቱ ሓፍፍፍ ከመዝብል ብሐዱሽ ወደባ ሀኒዲዱ ከትሰእ ከምዝብል ብማርሺ አለም ዘደነቀ ሀዳዱሽ ሰርሒታት ከንርኢ ኢና ካብ ወድብና አይኒ ህዝቢ ትግራይ እዚይ ልሙድ ኢዩ አብ 15 አመታት ዘጋጥማ መሰስ ትብለሉ ሰራቅን ባንዳን ከመይ ከምዝእክቦም አብ ግንባር ህዝቡ ደውውው ከብሎም ኢዩ ባንዳን ጉዙእ ኦሆዴድን ከሰእ ዝእክብ መረጃታቱ ከዚ ወዲኡ የመሰለኒ ከመዚ አይነት አልዉ ውሕልላት ጌታቸው አሰፋን ብፆቱን ምሸ አብ ትግራይ ቀርኒ አፍሪካውን ቀጥ አቢሎምዋ ኢዩም አብ ቀረባ ምሰመረጃኡ ናተገበረ ናህዝቢ ተቅርቦም ኢያ ፉሉጥ ህዉሓት አብ ወርሒ አኬባ ምሰተወደእ
@AkliluTesfay-un2rx
@AkliluTesfay-un2rx 2 күн бұрын
ውልቀ ሪኢቶ ዜናን ፈላልዮ ከመዚ ደኣ መኣዝ ስኢና
@NatnaForum
@NatnaForum 2 күн бұрын
እዚ ዜና ኣይኮነን፣ኣብ መእተዊና ከምዝበልናዮ ዳህሳስ ሓበሬታ እዩ።
@AkliluTesfay-un2rx
@AkliluTesfay-un2rx 2 күн бұрын
@@NatnaForumi am TDF you are youtuber ok so you should care for our security keep some secrets please we are your brothers
@AsmamawKahsay
@AsmamawKahsay Күн бұрын
ኩሉ ግዜ ኣብ ጎንኹም ኢና ቀፀፅልሉ። ካብ ሰራዊት ትግራይ!!
@gebrugeredhane743
@gebrugeredhane743 2 күн бұрын
ላሕምና ትብል ግጥሚ ዓወት ወዳጅ ሰምዒኻያዶ?
@weykefetek3020
@weykefetek3020 2 күн бұрын
ጀኖሳይድ ጥፍኣትና እዩ ዝብሉ ሕሙማት Stockholm syndrome ጥራሕ እዩ። FYI, there was at least three genocide before the inception of TPLf
@essieKlkidan
@essieKlkidan 2 күн бұрын
Kedada
@user-kp9jy8ne9m
@user-kp9jy8ne9m 2 күн бұрын
ህወሓት ንህዝቢ ኣይዘረፈን ዘይተባሃለን ውልቀ ድሌትካን ንህዝቢ ኣይተጋውሕ ሃገረ ፀገመሎ ኩሉ ዝብሎ እዩ ዘራፉ እዩ ዝብል ግና ብልፅግና ንመሪሕነትን ህዝብን ትግራይ ንምሽምቃቅ ዝብሎ ናይ ፕሮፖጋንዳ እዩ ንስኻውን ትደግሞ ዘለኻ
@NatnaForum
@NatnaForum 2 күн бұрын
ፀገም ዝብሃል ፀገም እኮ የለን። እቶም ፀገማት: ስርቂ ፣ዘረፋ ፣ሙስና፣ስእነት ሰናይ ምሕደራን ካልኦትን እዮም። ንሕና ንብል ዘለና ኣብ ህውሓት ዘሎ ብሉፅ ልምዲ ኣመራርሓ ይጠቀመሉ ኢና ንብል ዘለና፣ ፀገሙ ጥራሕ ኣይገለፅናን፣ብልጫ ኣመራርሕኡ እውን ኢና ገሊፅና ዘለና። ብስሩ ህወሓት ኣይትንክእዎ ተኮይኑ ግን ፀገም እዩ፣እዚ ሚዲያ እዩ ፀብቅ ስራሕ ህወሓትን ጥፍኣትን ክንገልፅ ግዴታና እዩ።
@user-ot2ks1nn1z
@user-ot2ks1nn1z Күн бұрын
አነ. ዝገርመኒ ሕወሐት ንምንታይ በዚ ሀዚ. እዋን ንምንታይ እዚ ፀጋ እዚ. ዘይጥቀመሉ. ክብል. ዝሰማኹ መሲሊኒ ባንክ ታንክን ሒዙ. እናሐለወ ዘይገበሮ ሕዚ በየናይ አቅሚ እናፈለጥካዬ አተድክመና
@santiyago7635
@santiyago7635 2 күн бұрын
ንምንታይ?ንዝብል ሕቶ መልሱ እንተምንታይ እዩ። እንተምንታይስ ህወሃት አንይንፈልጣን ብሱሩ እውን አይንፈልጣን። ነዚ ኮኦዩ ንምንታ ጥራሕ ኮይኑ ዞሎ።
@santiyago7635
@santiyago7635 2 күн бұрын
ጦርነት ጥበብ እዩ። ኮሽ ብዝበለ ቁፅሪ ጦርነት አይላዓልን ! ኮይኑ ግን ዋጋ ክባሃቦ ዘይግቦኦን ሽለል እውን ዘይባሃል ነገራት ፈሊና ተንሰርሕ እንተበዚሑ ካብ ጥቅሙ ጉድአቱ የመዝንን አቅጣጫ እውን ክስሕት ኪሳራ እውን ከምፅእ ይክእል እዩ። ንዓና ዝጠቅም እናመስለናስ ንካሊእ ክይንስርሕ ህድእን ውሕልልን ምባል።
@user-qq9ym3rz8y
@user-qq9ym3rz8y 2 күн бұрын
ሙቁር መርሕነት ብልካዮ፦ ህዋሕት ድሕር መለስ ናይ ኣእምሮ ዘኽታም ንኻብዱ ጥራይ ዝእመን ፀብብ ናይ ፖለትካ ኣፈላላይ ዘለዎም ብህየራዊያን ቆራፃት ተጋሩ ካብፀላኢ ንላዕሊ ፀላኢ ገብሩ ዝቆፅር ፈፅሙ ብናይትማል ብዕራይ ተዘይሓረኩ ዝብል ናይ ለያቡ ኤክስ ፐርት እዩ።
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 2 күн бұрын
ህወሓት ፍፁም ህዝባዊን ወዲ ህዝቢን መዳርግቲ አልቦ ከም ወርቂ ተፈቲኑ ዝወፀን አብዛ ዘለናያ ኽፍለ ዘመን ብሕታዊ አብዛሓ ህዝቢ ዘዕሰለን ጥቅሞም ዝረስዑን መራሕቲ ዝወነነ ብዓል ራኢን አቦ ምሊዮናት ውፁዓትን ምሊዮናት ምሌኖራት ዝገበረ ወዲ ህዝቢ ትግራይ እዩ ። ግዳ ዘራይ ዘየብሉ ብቲ ዓምራራይን ጎባጣይን መኖፖል ካፒታሊዝምን ኒዮ ሊብራለን መጋባሪያታቱን ፀረ ልምዓታዊ መንግስቲ ተአኪቦም ነበረ ክገብርዎን አይፋሉ ዘይስኮንን ሓርበኛን ወያናይን ህዝቢ ሒዘ አይምብርኸክን ኢሉ ዝኳሻሕ ዘሎ ተኣምረኛ ውድብ ምኳኑ ወርቃዊን ሓቃዉን ታሪኩ ምስክር እዩሞ ሐይዚ ይኩን ንቅድሚት ሰዓራይን ተዓዋታይን እዩ !!!🤝💪✌️ ህዝቢ ዘአመነ ይዕወት !!🤝🤝🤝💪💪💪✌️✌️✌️👏
@kidanehaddish
@kidanehaddish 2 күн бұрын
ሃገር ግልፂ እንድዩ መልሱ ንምርካብኮ ቀሊልዩመንዩ . ዝመርሓ ዘሎ? ኣለምገብረዋህድ መንጆሪኖ ብስብሓት ነጋ ካልእ መን ኣሎ እንታይ ደንበርበር ንብል።
@user-tb1rh9do1l
@user-tb1rh9do1l 2 күн бұрын
ኣታ ሓወይ ዋላ ብግሊ ትግራዋይ ንትግራዋይ ፀላኢኡ እዩ ንምንታይ እንዲዒ
@habtomhabtom7831
@habtomhabtom7831 2 күн бұрын
ሃገር 🙏🙏🙏
@AmbachewFiseha-yv9mf
@AmbachewFiseha-yv9mf 2 күн бұрын
ብሽም ሕወሓት አብግምት ዘለው ጓሓሉን ካልኦትውን ብናይትውድብ መስርሕ አወጊዱ ካልኦት ንትግራይ ዝጠቕሙ ምስተከአ እናፀረየ ክኸድ እዪ ::
@user-wc3xm5us2x
@user-wc3xm5us2x 2 күн бұрын
viva tdf
@ZekariasZeke-yn9ul
@ZekariasZeke-yn9ul 2 күн бұрын
ህወሓት ፀረህዝብ
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus 2 күн бұрын
ሚስጢር ዝበሃል እይፍለጥን ናይ ሠራዊት ምንቅስቃስ ኣይትዳሕድህዎ። ለብሙ። ዝበሃልን ዘይበሃልን ንፍለ።
@kidanehaddish
@kidanehaddish 2 күн бұрын
ህወሓት ዋላ ደምናን ሂወት ህዝቢ ትግራይ ይገበሮምበር . ድሕሪ 1993 ዓ/ም ብመለስን ስብሓት ነጋን ተጨውዩ ንኣምሓረይቲ ኢትዮጵያ ንምምስራት ዝኸውን ኔትዎርክ ወኒንዎሎ።
@walcott_media
@walcott_media 2 күн бұрын
ሐዚ እቶም ካድረ ከኣ ገለ ክብሉኻ እዮም ፍሉጥ። ሐዚ እውን ትግራይ ከም ትግራይ ክትዕሪ እንተኮይና እቶም ዓሌታውያን ጉጅለ ክጠፍኡ ኣለዎም።
@Lisalove.-yz9xl
@Lisalove.-yz9xl 2 күн бұрын
አታ ወደይ ትግርኛ ዝሰምዕ ብዙሕ ፀላኢኮ አለና ዩ ምሽጥር tdf ተጠንቂቅካ ተዛረብ ። ካልእ ግን ሕዋሕት ትብሃል ቁርዲድ ፀረ ህዝቢ ውድብ ክትጠፍእ ህዝቢ ትግራይ ክልዓልዩ ዝግባእ
@user-iy8mx4gh6r
@user-iy8mx4gh6r 2 күн бұрын
ሃገር ተኽለብርሃን ፀርፊተብዝሐለኻ
@NatnaForum
@NatnaForum 2 күн бұрын
እቲ ፀርፊ ይንገሩና፣እንታይ ኢልና ኢና ተፃሪፍና?
@AftomAftom-yi8oo
@AftomAftom-yi8oo 2 күн бұрын
እዚ ፀርፊ ኣይኸነን ምውቃስ ንመራሕቲ ግድን እዩ
@bereketkiflu8825
@bereketkiflu8825 2 күн бұрын
አንቱም ተጋሩ ተጠንቀቁ ሕዉሐት ብብዙሕ ፈተና እዮ ዝሐልፍ ዘሎ ብደገን ብዉሽጢን ሕዉሐት ጸርዮ ክወጽእ ተጸበይዋ ሕዉሐት እንተ ወዲቁ ትግራይ 50 ዓመት ክረግጽዋ እዬም ሕዉሐት ሐይሉ ክወጽእ እታ እንኮ ምርጫ ትግራይ ክትከዉን አለዋ ።
@user-qt7gj6vi5e
@user-qt7gj6vi5e 2 күн бұрын
@@bereketkiflu8825 ብክክል ዝሓወይ መንሞ ይርዳእ
@EyerusalemTaddese
@EyerusalemTaddese 2 күн бұрын
ሻብያ የአሣ ኦራት ያረገህን ውቀሥ መጀመሪያ
@Yreyd
@Yreyd 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@negaseyoum7591
@negaseyoum7591 2 күн бұрын
ሃገር ድዩ ሽምካ ፖለቲካ ክትንትን ትፍትን ኢኻ ኮይኑ ግን ተፃሂፉ ዝተውሃበካ ተንብብ ይመስል
@samsamsun367
@samsamsun367 2 күн бұрын
ተጋሩ ጌታቸው ናወፀክ አብ ውሽጦም ውጥጥ አሎ ክብል የብሉን እንተኪኢሉ ይምራህ ተዘይ ካአለ ይውረድ ንፅላኢ ደስ ክብሎ ድዩ👉 ህዋሀት አርሳ ትፈትሽ ፀጉረ ልውጥ ከም ቡጀሌ በንቂሮ ከውፅኦም አለዎ
@rona7755
@rona7755 2 күн бұрын
ጌታቸው ረዳ ዋዒ ፖለቲካ ትግራይ እዩ ዘደስክል ዘሎ። ጉዕዘኻ ዲፕሎማስያዊ ምግባር ፅቡቕ እዩ፡ ግን ሽቲኻ ንፁርን ዘየኣላውልን ክኸውን ኣለዎ። እቲ ዲፕሎማሲ ትደልዮ እኮ ሽቶኻ ንምውቃዕ እምበር፡ ምእንተ ዲፕሎማሲ ተባሂሉ ኣብኡ ግዕትዕት ክትብል ኣይኮነን። መንገዲ ዝስራሕ ዕላማታትካ ንምስላጥ እዩ። ዲፕሎማሲ እውን ከምኡ መንገዲ እዩ። ፖለቲካ ዋዒ ኣዳኺምካ ፡ ፀላእትና ኣጀንዳ እናሃቡ ኣብኡ ነንባዕልና ክንባላዕ ዕድል ምፍጣር ንህዝቢ ትግራይ ዋጋ ከኽፍሎ እዩ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ እቲ ዝኽፈል ዋጋ እውን ንብላሽ ኮይኑ፡ ርስቱን ሪሙን ተመንጢሉ ኣብ ገዛእ መሬቱ ሕሱር ስደተኛ ክገብሮ እዩ።ህውሓት ዝደስከል ባዓል ጌታቸው ካብዝኣትው ናብዚ እዩ። ምሳኹምለ ኢና ምሳኹምል ኢና ዝብል መልክዕ ሒዞም ጉዕዞን ትረትን ህዋሓት ሎቕዛይ ጌረሞ ኣለው።
@JoyfulGramophone-gt7iv
@JoyfulGramophone-gt7iv 2 күн бұрын
በጃካ ደንበካ ፍለይ እቲ ሕቶ ናይ ህዝቢ ዘይኮነስ ናይ ባዕልካ ከማካ ፀምባዕ ኣረኣእያ እምነት እዩ።
@NatnaForum
@NatnaForum 2 күн бұрын
የቅንየልና
@hadasbrhane2238
@hadasbrhane2238 2 күн бұрын
የሃመካ ድዪ ምሽጥር ተውጸእ
@rona7755
@rona7755 2 күн бұрын
ባዕልጀነራል ጻድቃን እኮ ኣባላት ህወሓት ኣይኮኑን፡ ንዓኣቶም ሓዊሱ ዘይላዘብ ዝብል ሕቶ ወድዓዊ ኣይምውስለንን። ንሳቶም ፀረ ህወሓት እዮም።
@NatnaForum
@NatnaForum 2 күн бұрын
ፀረ ህወሓት ተዝኮኑ ዶ ህወሓት ብዘጥፈኣቶ ተዋጊኦም ።ፀረ ህወሓት እዮም እንተበልና ድማ ፀረ ህዝቢ ግን ኣይኮኑን።
@mekidana315
@mekidana315 2 күн бұрын
ህወሓት ከም ውድብ ኣይሰርቕን ኣደብ ግበሩ ከም ዘምፀአልኩም ኣትዛረቡ እቶም ዝዘርጉን ዝሰርሑን ዘይፈሊ በዓል ዋና ዘይብሉ ህዝቢ ዘጨንቕ ዘረባታት ቀንሱ በጃኹም።
@Lisalove.-yz9xl
@Lisalove.-yz9xl 2 күн бұрын
ሕዋሕት ሌባ ዒዋላ ግዕዙይ ፀረ ሓድነት ትግራይ ፀረ ዕብየት ህዝቢ ትግራይ ውድብዩ !!!
@kidanutadele921
@kidanutadele921 2 күн бұрын
ንመረበትካ ዶ ትልምን ኢኻ ከርሳማት መራሕቲ ህዝብና ዋጋ የኽፉሉዎ ኣለው
@genetmehari4836
@genetmehari4836 2 күн бұрын
እስኻ ግን ኣፍካ ኣይትእክብን
@merhawiethu6113
@merhawiethu6113 2 күн бұрын
ዓኽኽኽኽ TDF ታንኪን መድፍዕን ዘይፈርሕስ ብዞም ጨነውቲ መራሕቲ ታአሲሩ ክሳዱ ከድንን የሕዝን ኤህ ጌታቸው ፃድቃን ወዲ ወረደ ናይ ኢድኩም ርኸቡ ትማሊ ንዓኹም ዘድሓነ ህዝብን ሰራዊትን ክትክሕዱ የሕፍር ካሊእ ክእለት እካ ተዘይብልኩም እታ ሓቂ ክትንግርዎ ይግባእ ተመዛባላይ እንድሕር ዘይትመልስዎ አይካአልናን ኢልኩም አብ መላእ ትግራይ መሬት ሃብዎ ሰሪሑ ይንበር ካብ ማይን ንፋስን ግበርዎ :::::::: ግን ካሕዳማት ናይ አብይ ማዓኮር ሓፀብቲ
@hallofgames2735
@hallofgames2735 2 күн бұрын
ናይ ጌታቸው ናይ ስለጣን ህረፍ ዓንቃፋይ ኮይኑ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 2 күн бұрын
ትግራይ ልምንታይ እያ ከምዚ ትኾን ዘላ ዶ ከምንከማኹም ዝኣመሰሉ ሓሸውቲ ን ደናቑርን ሰብ ሚድያ ይቱበራትን ናይ ፌስቡክ ፀሓፍትን ተፈጢሮም TDF ወፀ በቲ ኸደ እዚ ተገብረ ናበልኩም ስራሕ ፀላእቲ ትሰርሑ ኣለኹም ፈሳፍስ ቡትሩፋት ሓሸውቲ ደናቑር ዝበሃልን ዘይበሃልን ዘይትፈጡ ልዕሊ ፀላእቲ ን ትግራይ ፀላኢ ኮይንኩማ ዘለኩም ንስኹም ኢኹም 😢
@merhawiethu6113
@merhawiethu6113 2 күн бұрын
ፃድቃን ሓደ ሓልካስ ቂመኛ ዩ
@user-qt7gj6vi5e
@user-qt7gj6vi5e 2 күн бұрын
ቡሱሩ ኸባ ለሚንካ መሬት ክምለስ ኢሉ ዝሓስብ ስብ አሎ ዕሽነት እዩ
@bibatigray4002
@bibatigray4002 2 күн бұрын
Fogur
@abrhamgoitom8525
@abrhamgoitom8525 2 күн бұрын
Eway kthdwu tegarus gexkum tkewel bzaba genzeb ember bzaba hzbkum aythasbun ekum
@Lisalove.-yz9xl
@Lisalove.-yz9xl 2 күн бұрын
ሞት ንሕዋሕት !!!!!!!
Children deceived dad #comedy
00:19
yuzvikii_family
Рет қаралды 8 МЛН
Неприятная Встреча На Мосту - Полярная звезда #shorts
00:59
Полярная звезда - Kuzey Yıldızı
Рет қаралды 7 МЛН
My little bro is funny😁  @artur-boy
00:18
Andrey Grechka
Рет қаралды 13 МЛН
Luck Decides My Future Again 🍀🍀🍀 #katebrush #shorts
00:19
Kate Brush
Рет қаралды 8 МЛН
#የምሽት ሰበር መረጃዎች #ጎንደር#ጉጃም #ወሎ#ሸዋ
ARITI TUBE01 አሪቲ ቲዮብ01
Рет қаралды 406
Children deceived dad #comedy
00:19
yuzvikii_family
Рет қаралды 8 МЛН