"ኢሳያስ ትግራይ ትበሃል ዓዲ ክትህልው ኣይደልን" ቃለ መሕትት ምስ ተጋዳላይ ገብሩ __Interview_With_ Gebru Asrat

  Рет қаралды 94,125

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Ай бұрын

Well Come To Berakhe Show KZfaq Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZfaq Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Yoseph_Gebrehiwot
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
#Eritrean_Poletics
#Gebru_Asrat
#ገብሩ_ኣስራት
#ተጋዳላይ_ገብሩ_ኣስራት
#Tigray_Poletics
#Eritrean_poletics

Пікірлер: 1 300
@biniasli4331
@biniasli4331 Ай бұрын
ገብሩ ኣስራት ብጣዕሚ ዕድለኛ እዩ ክልተ ጌዜ ህልቂትን ሞትን ህዝብን መንእሰይ ትግራይን ምርኣዩ ህጂ ውን ምፍካር አየአእረፈን ዘሎ ናይ መወደኣታ ፁቡቅ ጌርና ክንቀብሮ ኢና we are Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@GoboWeriez-nn8zo
@GoboWeriez-nn8zo Ай бұрын
ንህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ናብዚ ናይ ሞትን ምጽልላእን ዘብጽሕዎ ፣ቑ 1 እዚ ጠንባር ገብሩ አስራት ኢዩ ።
@duliti7133
@duliti7133 Ай бұрын
ሓሻዊ
@wediaradom5324
@wediaradom5324 Ай бұрын
​@@duliti7133 ካን ብጥሪኣ ሓሻዊ ኢልካዮ 😅 ደፊርካያ እታ ሓሻዊ? ኣብ ግዜ ኲናት ኢርትራ-ኢትዮጲያ ክንዲዝጠፈአ ይጥፋእ ኲናት ክቕጽል'ዩ ኣይበለን እንድዩ? ወይስ ድሕሪኡ ኢኻ ተወሊድካ?
@alu1961
@alu1961 Ай бұрын
Ezi Tembar Ewe, haba Meshayf fgur seb, Nezi kemza nay Syum hawu ab gnbaru tedlyo ala
@user-leew
@user-leew Ай бұрын
እዚ ጠንባር ሓሳዊ ብሰንኩ ኣህዛብ ከምዘይ ጠፍአስ ከይሓፈረ ክኣ ናብ ሜዳ መጺኡ ኢሰያስ ይትሓተት ይብል😂
@zeritebaye8292
@zeritebaye8292 Ай бұрын
ሕቂ እዩ ያግዳ tplf wn ab ztewesene ግዕዝንኡ ገር እዩ
@mannyseretse
@mannyseretse Ай бұрын
Mr. Gebru, you bear responsibility for the tragic Ethio-Eritrea conflict, leading to the loss of countless lives and the displacement of thousands. History will judge, and your actions to maintain power through border disputes will face scrutiny. Justice will prevail, and accountability awaits, as I trust in the divine justice to address these injustices, as it has for others.
@asmaeromma
@asmaeromma Ай бұрын
ገብሩ ዕደ፡ ብመጀመርያ ውዕል ኣልጀርስ ብመሰረት ክልቲኤን ሃገራት ዝከተምኦ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሕጋዊ ሰነድ ኮይኑ ክልቲኤን ሃገራት ክተግብርኦ ይግደዳ። ሓንቲ ሃገር ከተፍርሶ አይትክእልን እያ። ልክዕ ከም ኩሉ ሃገራት ኣፍሪቃ ዘሎ ዶብ እዩ። እዚ ውዕል ምጥሓስ ማለት ዶብ ከም ምጥሓስ እዩ ዝቆጸር አብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት። ብዝተፈላለየ ምክንያት ዶብ ጥሒስካ ናብቲ ካልእ ሃገር አቲካ ማለት ዶብ ኣፍሪስካ ማለት አይኮነን። ኤርትራ አብዚ እዋን ዶብ ሰጊራ አላ ዝበሃል እንተኮይኑ እቲ ቦታታት ምግላጽ የድልየካ። ኤርትራ አብ ዶባተይ አሉእኩ ትብል አላ። ትግራይ ክአ ቦታታት ብምግላጽ ዶባት ትግራይ ከምዝተሰግረ መብርሂ ክትህብ አለዋ። ርእሲ ትግራይ ግን ንበይና አያ። 2ይ ድማ እዚ ዘበን እዚ ብሽኻል ዝጥረር መሬት አይኮነን ዘሎ። ብቴክኖሎጂ ናይ ጂፒኤስ መሐበርታት ገርካ ዶብካ ትፈልጠሉ ዘመን እዩ። ዝኮነ ሰብ ብስማርት ፎን ገሩ ብዘይ ሽኻል ዶብ ዝፍለጠሉ እዋን እንበር ከም ቀደም ብሽኻላት እንዳገበርካ ዝሕንጸጽ መስመር የለን።
@SmilingChowChow-tj3tg
@SmilingChowChow-tj3tg Ай бұрын
እቲ ካብ eritrea ናብ ትግራይ ዝመጸ ቦታታት ከ መን ድዩ ሒዝዎ ዘሎ እዚኣ እስከ ንገረኒ ካልእ ሓደ ስድራ ናብ ክልተ እንተ ተመቂሉ ከ ንሓውሩ ከ ሰላም የምጽእ ዶ ድሕሪ 20 ዓመት ተመሊሱ ኣይምጽን ዶ ትብል እቲ ንብዙሕ ጊዜ ኤርትራዊ ኮይኑ ዝጸንሐ ናዓ ናብ ትግራዋይ ኩን እንተ ኢልካዮ ይቅበሎ ዶ እቲ ሕብረተሰብ ውላ ተዛራሪብካ ንሓንሳብን ንሓዋሩን ምፍታሕ ይሓይሽ ትብል
@amdomGebregziabhear-kk4oc
@amdomGebregziabhear-kk4oc Ай бұрын
ውዕሊ ኣልጀርስ ከይትግበር ናይ ድንበር ኮምሽን ሻዕብያ ኣባሪርዎም እዩ ስለዚ ስለ ኣየናይ ድንበር ኢኻ ተዋግዕ ለለኻ
@user-om5vt2xn5e
@user-om5vt2xn5e Ай бұрын
Kilte sidra ykonan tgray Ethiopia eya​@@SmilingChowChow-tj3tg
@hailuwelay4633
@hailuwelay4633 Ай бұрын
ዝተኸፍለ ይከፍል እቲ ኹናት ክቕጽል እዩ ህዝቢ ትግራይ ብኹይናት ተረባሒ ሙዃኑ ናብዛ ሕጂ ዘለዋ ሕሰም መከራ ኻብ ዘእተውዎ ሓደ ደላይ ሕሰም ህዝቢ ትግራብቐዳምነት ተጠያቒ ኢኻ ሕጂ ብመልሓስካ ጋሕተንተን እናበልካ ንጹህ ምኻን ይክኣልዶ ሕልናኻ ንዓኻ ዘይኮነስ መቕርብ ቤተሱብኬውን ህራስ ዩብሎምን ህዝቢ ትግራይን ኸባቢኡን ዝኣክል ትዕዝብቲ ጌርልኩም እዩ ጥብዓት ጌርካ ናዓርስኻ ይቕረታ ሕተት ኣነ ሓደ ጥፍኣተኛ እየ በል ምኽንያቱ ጥፍኣትካውን ተዘርዛሩ ኣይውዳእን ውጺኢት ጥፍኣትካ ብዘስኻሕክሕ በደል ኣብህቢ ትግራይን ኸባቢኡን ተፈጻሙ እዩ ኹሉኺ ም ናማለሊት ልኡኻት ሳጥናኤል ኢኹም።
@DESETFQRI
@DESETFQRI Ай бұрын
​@@amdomGebregziabhear-kk4octay tbl meas dea abarirwom nskum mber mwxae abikum antum tereti meretna hizna alena hji tm belu knbl ena telkum kea haye
@user-xh4dp6ij4r
@user-xh4dp6ij4r Ай бұрын
እዚ ናይ " እቲኣቶም ከይጠፍኡ - እቲኣቶም ከይጠፍኡ " ዕቡድ ስነሓሳብ'ዚ ኢዩ ፡ እቲ ዋና ሰላም ከሊኡ ዘሎ ። 😢
@No-pain-No-gain1991
@No-pain-No-gain1991 Ай бұрын
ማለሊት ን ኤርትራ ዝጸመቕክዮ ዐረ ወሓጥዮ እምበር ኣበይ ድሕር ድሕር የ። 🇪🇷🦅🇪🇷 ,
@tsigemariummekbeb4930
@tsigemariummekbeb4930 Ай бұрын
Do your home work and save your people's life dont comment about other countries problem becouse you have long ways to do so.
@KirosGebreselase
@KirosGebreselase Ай бұрын
ጽቡቕ!
@hybirdgenetic7096
@hybirdgenetic7096 Ай бұрын
ፈትያ ጸሊኣ ዝጸሞቆቶ ዕረ ተደቢራ ትስተዮ እወ ናበይ ድሕር ድሕርየ
@emitiemiti1419
@emitiemiti1419 Ай бұрын
@@tsigemariummekbeb4930😂😂😂 bezaba men deyu dezareb delo tegrinia tesemi aytmselen Mo tergumley belena
@kbromafe-ht4yv
@kbromafe-ht4yv Ай бұрын
ኣበይ ኣለኻ ዘይበልዎስ ኣብዚ ኣለኹ ይብል። ናይ ዉሽጥኹም ጉዳይ ግበሩ።
@Eskra2000
@Eskra2000 Ай бұрын
ጎብሩ ዕደ ንስኻን ወዲከማኻን ዝሰረትኩሞ ጽልኢ እዩ ንምስትኽኻሉ ግዜን ሂወትን ዝበልዕ ዘሎ። ኣብ ትግራይ ድማ ልዕሌኻ ዝሕተት, ዝዉቀስ, ዝቖፈድ ሰብ የለን።
@kbromafe-ht4yv
@kbromafe-ht4yv Ай бұрын
ናይ ኣበይ ጽልኢ ትዛረብ ኣለኺ?
@afcmicah1572
@afcmicah1572 Ай бұрын
@@kbromafe-ht4yv read my comment above. If you are not old enough to know Ato Gebru consult people's around and they will be able to tell you what happened.
@user-oc4tf1bo3o
@user-oc4tf1bo3o Ай бұрын
መድህን ድዮም ዝብሉኺ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ትግራይ ዝሕረስ መሬት ኣሎ ድዩ ክልተ ኣብዑር ኪሮስን ገብሩን ዝበሃሉ ኣምጺእክልና ?
@hagosfessehaye31
@hagosfessehaye31 Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂
@erilove2053
@erilove2053 Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@berheteklehaimanot9489
@berheteklehaimanot9489 Ай бұрын
ብዕራይ ይሕረስን ስግኡ ዝብላዕን ሓበንዩ። ከማኻ ዓይነት ሓሰማ ግን ኣይተርኣየን😮
@misghinatiluq2054
@misghinatiluq2054 Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂
@tyttyt1271
@tyttyt1271 Ай бұрын
😂😂😂😂😂 kilte anjalat ab hade semun amtsiatom😂😂😂
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 Ай бұрын
ተጋሩ እቲ ዝከፈኤ ንባዓል እዚ ከም እሊት ዝወድስዎም ምኳኖም እዩ ። ኣነ ወዲ ባድመ ብያራ እየ እዚ ሰብኣይ ብመደብ ብህልክ ዝተፈጥረ እዩ ነቲ ኩናት ድማ ባዕሎ እዩ ኣብቲ ዶብ ዝነብርና ካብ 1995 ክሳብ እታ ኩናት ሓረስቶት እዳዓመጸ ጥሪቱ እዳዘመተ ግራውቱ እዳግደፈ ገዛውቲ ሓረስቶት እዳፈረ ዘይተኣደነ ግፍዒ ዘውረደ እየ ። ንኣብነት ኣብ ገዛ ሽሪፍ ን 18 ገዛውቲ ኣፍሪሱ ግራውቲ ኣብ ግዜ መስከረም ምድሪ ዓጺዱ ፡ኣብ ጊድቢ ወን ከሙ ገሮም ኣነ ብዓይነይ ዝረኣክዎ እየ እዚ ክሳብ ሕጂ ዘሎ ድማ ብሰንኪ ናይዚኣቶም ሳዕቤን እዮም ።
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 Ай бұрын
ጽቡቕ ምስክር እዩ ወጺኻ ተዛረብሉ ስቕ ምባል እዩ ሃሲና
@Habera143
@Habera143 Ай бұрын
@serekeyosief3233, መጀመርታ ወይ ወዲ ባድመ ወይ ወዲ ብያራ ኮይንካ ተዛረብ እሞ መን ምኻንካ ክንፈልጥ እንድሕር ብሓቂ ወዲ እቲ ከባቢ ኮይንካ ካብኡ ግን መን እዩ ናይ መን ሓረስቶት ኣፈናቂሉ ? እንድሕር ናይ ትግራይ /ኢትዮጽያ ሰራዊት ናይ ኢሪትሪያ ሓረስቶት ኣፈናቂሉ ትብል እንተ ሃሊኻ ግን ብናይ ሓሶት ወረ ጽልኢ ኢኻ ትነዝሕ ዘልኻ እሞ ዓገብ ክብለካ ይደሊ ምኽንያቱ ኣብቲ ግዘ እቲ ዋላ ሓደ ሰራዊት ትግራይ/ኢትዮጽያ ዝበሃል ኣብቲ ከባቢ ኣይነበረን ስለዚ እቲ ኣብ ዶብ ዝነብር ህዝቢ ን ከባቢ 30 ዓመት ኣብ ውግእ እዩ ዘሎ ሓስዩ ሓዊ ዘሳውር ኣየድልዮን ኣይኮነን ካብቲ ከባቢ ዝኮነ ሰብ ኣብቲ ከባቢ ዘመድ ወይ ዝፈልጦ ሰብ ዘለዎ ሰብ ከምዚ ንስኻ ዝበልካዮ ኣይብልን እዮ ጭብጢ ኣልኒ ትብል እንተኮይንካ ግን ሃየ ናብ ሚድያ ክንቀርብ ንኽእል ኢና።
@kbromafe-ht4yv
@kbromafe-ht4yv Ай бұрын
ንባዓል እዚ ገለ ኢልካ ኢሳያስ ከ እንታይ እዩ። ኢሳያስ ከይነቐካ ገብሩ ዶ ገለ ምባል ፈትሓዉነት የብሉን።
@asmaraeritrea29
@asmaraeritrea29 Ай бұрын
ትግራዋይሲ ከም ፍጡ ሰብ ኣይኮነን ኣይትብሎን ግን ትግራዋይ ርእሲ የላን ትግራዋይ ተዛረብ በሎ ኣግብሪ ግን ባዶ።
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 Ай бұрын
@@Habera143 ሓውና ንስካ ብስሚዕት ጥራይ ትዛረብ ኣለካ ኣብ ባድመ ፈጥኖ ዝብሃሉ ናይ ትግራይ ፍሉይ ሓትሊ ነይሮም ኣብ ሜዳ ድማ ኣብ ሰቲት ሜዳ ኣለካ ክሳብ ሕጂ ተዓጊስናኩም እና ነቲ ዝበዝሓ ህዝቢ ክንብል ሕጂ ግን እቲ ሓቂ ናይ ቃንዛና ክንዛረበሉ እና ። ንስካ ኣበይ ዝነብር ዘመድ እየ ዘልካ መን ይበሃል ኣበይ ዓዲ ዝቅመጥ እዩ ?
@wegih9725
@wegih9725 Ай бұрын
ላየን ጽጋብ ክትረኽበካ ኔሩዋ እታ እንኮ ጅግና ጋዜጠኛ ብዝኾነ ክንዲ ዝተኸፍለ ይከፈል ዂናት ክቕጽል ዩ ኣታ ለካሚ ሕዝቢ ትግራይ። ሻዕብያ ማይ ዓሚኹ ክጸንሓካ ኣይትጸበ።
@wedisawaeritrea3895
@wedisawaeritrea3895 Ай бұрын
Yesss, we are shabya 🇪🇷🇪🇷✊✊🇪🇷🇪🇷
@yonatanakalu-tk2xl
@yonatanakalu-tk2xl Ай бұрын
Gohaf, lemani
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 22 күн бұрын
ንስኻ ውላድ ሳዋ እንዳበልካ ቦሮቕሮቕ ካብትብል ዘይትምለስ ንሳዋኻ ኣታ ወዲ ሕስርቲ ዓጣሪት።
@r.mwedieyob2090
@r.mwedieyob2090 Ай бұрын
እዚ እቲ(ሓንቲ ፍሊት ንሽሕ ሃመማ፡ ሓንቲ ድሙ ንሓሙሳ ኣናጹ፡ክንዲ ዝወሰደ ግዜ ይውሰድ ክንዲ ዝተኸፍለ ሂወት ይሕተት ኩናት ክቕጽል'ዩ)ዝብል ዝነበረ ቆልዑ ከለና ዲዩ? ንስኹም ዝዘራእኩሞ ረሳሕ ፖሎቲካ'ዩ ክሳብ ሕጂ ሂወት ሰብ ዝቐዝፍ ዘሎ።(ፈትለ መድህን)
@yonas5644
@yonas5644 Ай бұрын
Yes😢😢😢
@user-wl7mi6xo7i
@user-wl7mi6xo7i Ай бұрын
Ewe😢
@1eriterahagery242
@1eriterahagery242 Ай бұрын
ሕዋሓት በዳሊት ህዝቢ ኤርትራ እንዳ ግን ግን ናትካ ኢድ ናትካ ጽልኢ ይገድድ ዕቡድ ዝኮንካ ሰብ ሓሳዊ ብደም ህዝቢ ትቅልድ ኣለካ ኣብ ዝጥዕመካ ደቅካን ሰበይትካን ሒዝካ ከድካ ትግምግም ከኣ ኣብ ሕማቃ ናይ ትግራይ ንስካን ስድራካን እጃምካ ክትከፍል ኣይ መጻካን ንትግራይ ለመጭ ለመጭ ክትረክባ ኢካ ናይ ኢድካ💪🏿🇪🇷
@DivanTravelagency-mt3wu
@DivanTravelagency-mt3wu Ай бұрын
Long live Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Leave to mention Eritrea
@berheteklehaimanot9489
@berheteklehaimanot9489 Ай бұрын
There is no Eriteria in history, instead long live TIGRAY 👍
@heavent883
@heavent883 Ай бұрын
@@berheteklehaimanot9489 Tigary is ethopia
@muezgidey4909
@muezgidey4909 Ай бұрын
@DivanTravelagency You already left Eritrea. Who needs a country which is not convenient for its own citizens? If I were you I would have zipped up my mouth with shame not to talk about Eritrea.
@heavent883
@heavent883 Ай бұрын
@@muezgidey4909 he is not you though the audacity you people to tell as your shame, we don't care if your cry about it.
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 Ай бұрын
​@@berheteklehaimanot9489 n kushet ziteqeyeret tigray
@tbtmidia7397
@tbtmidia7397 Ай бұрын
ገብሩ አስራት ናይ ትግራይ ፕሬዝደንት ከሎ አብ ትግራይ ናይ ውልቂ ጋዜጣ ዘንበበ ሒዙ ዝተረኸበ ተአሲሩ ወፌ ላላ ይግረፍ ከምዝነበረ ክንደይና ኢና እንፈልጥ?ኤረ አብ ሹቕ ሽኮር መጠቕለሊውን አይፍቀድን ነይሩ‼️እሞሲ አይተ ገብሩ ፀፍ ጭልጥ ኢልኩም ዴሞክራት ዴሞክራት ምፅዋት አይጥዕመልኩምን።
@jontesfa9971
@jontesfa9971 Ай бұрын
ጎቡር ጠንባር ዑውር። መዓልትካ ጥራይ ተጸበ ከም ሱዩም መስፍን ግንባርካ ክትብተን ኢካ ጠንባር።
@fghdf7198
@fghdf7198 Ай бұрын
ኣታ ረሳዕ ተረዋኢ ንስካትኩም እኩም ማዓልትኩም እትፅበዩ ባራዩ
@erilove2053
@erilove2053 Ай бұрын
@@fghdf7198 sekit lemani rediet
@tesfeomtafere3679
@tesfeomtafere3679 Ай бұрын
DKALA RESAH ZERAI
@motherland1510
@motherland1510 Ай бұрын
ብጣዕሚ.... መስሓቅ ዝኾነ ቃለማሕተት! ገብሩ... አስራት ኣብ ስልጣን ዝነበርካሉ ግዜ ዝረሳዕካዮ ትመስል. ትግራይ ኣብዘይ ትወጾ መዋጥር ኩናትን ጥሜትን ንኽትነብር ዝገበርካ ንስኻ ኢኻ. ኣብ ክንዲ ንህዝብኻ ናብ ሰላምን ሰናይ ጉርብትናን ምስግጋር, ( ክንዲ ዝወሰደ ግዜን መስዋእትን ይውሰድ! ኩናት ክቅጽል እዩ! ) ኢልካ ብዓውታ ክትምድር ( ክትፍክር ) ዘክሮ! ኩሉ ረሲዕካ ሕጂ ለባም... ለባም ክትጻወት ምፍታንካ ኣዝዩ እዩ መስሓቅ ነገር! ብሕጽር ዝበለ ንስኻን መሳርሕትኻን ዝዘራእኩሞ ተንኮላት ውጽኢቱ, እዚ ሕጂ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ወሪዱ ዘሎ ሽግራት እዩ. 🤸‍♀️🤸‍♀️🤸‍♀️🤸‍♀️🤸‍♀️🤸‍♀️🤸‍♀️🤸‍♀️🤸‍♀️
@rutasamuel470
@rutasamuel470 Ай бұрын
Ane zegermenis eti misils ni Eritrea zesededewo cinbaba deyu zemeslom midre kuenti
@eritrealovely3638
@eritrealovely3638 Ай бұрын
ገብሩ እስራት ማለት የማነ ኢድ ኢሳይያስ ኢዩ ጸረ ህዝቢ ኤርትራ ኢሳይያስ፣ገብሩ እስራት፣ ሰየ ኣብርሃ፣ ጽድቕን።. እንተ ኤርትራ ኣምላኽ አለዎ ሓንቲ መዓልቲ ብርሃን ክወጽ’ል ደቃ ካብ ስደት ክንመለስ ኢና።
@yosberaki340
@yosberaki340 Ай бұрын
መጀመርያ ናይ ዚ ዕንወት ተሓቲቲ ናብ ሕጊ ዝቀርብ ንባዕልኻን ከምዚ ኸመኻን እዮም። ረሲዕ ድዩ ሑዙካ ኩናት ዝወሰደ ጊዜ ይውሰድ ክቅጽል ኣለዎ ከም ዘይበልካ ንነብስኻ ውን ኣብቲ ገበን ጸንብራ። ሻዕብያ ንኹናት ዝዓደመ ሕውሓት ኢዩ ሮኬት ናብ ኤርትራ ዝወንጨፈ መን እዩ? ሻዕብያ ግብረ-መልሲ ጽቡቕ ጌሩ ኢዩ መልሲ ኢዩ ዝህብ። ንሻዕብያ ምትንካፍ ቆፎ ንህቢ ምትንካይ ኢዩ። ኣደብ ግበሩ
@Hiwot-gu8nm
@Hiwot-gu8nm Ай бұрын
ስቕ በል ከዳዕ ባንዳ እዚ ኩሉ ንስኻ ዝፈጠርካዮ ፀገም እዩ
@teddyabrah4608
@teddyabrah4608 Ай бұрын
Gebru is from Gojam. He is crazy old woyane leba
@dav551
@dav551 Ай бұрын
"Kindi zewesede yewsed, kunat kiqtsel eyu" ghebru bilash
@hagosfessehaye31
@hagosfessehaye31 Ай бұрын
Ezi qedamay kreshen nrwo
@neverforget7472
@neverforget7472 Ай бұрын
​@@hagosfessehaye31 One day just wait
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 Ай бұрын
ልክዕ'ዩ ኔሩ ገብሩ ኣስራት እቲ ኲናት ክቕጽል ኔሩዎ፡ መሪሕነት ህግደፍ ድማ ፍጹም ካብ ገጽ ምድሪ ክትድምሰስ ኔሩዋ፡ ንኹላትና ዝሓሸ ኩነታት ድማ ምተፈጥረ ኔሩ እዩ።
@meharitedros4196
@meharitedros4196 Ай бұрын
ትግራይ ምሁር ዝበሃል የብላን። እቶም ተማሂሮም ተባሂሎም ንገዛእ ርእሶም ዝሰምዩዋ'ውን ትርጉም ምህሮ ባይታ እዮም ዘዝብጥዋ ። ኣጋንኖ ኣይኮነን።ምሁር መሪሕ ናይ ሕብረተሰብን ሃገርንዩ እዩ። እዞም ናይ ትግራይ ኤሊት ግን በቃ ካብቲ ተራ ሰብ ንታሕቲ እዮም ። ከምዚኦም ዝዓይነቶም ሰባት ከመይ ኣቢሎም እዮም ሃገር ዝጋልቡ ነይሮም ይበርሀልካ ። ኣብዛ ቃለ መጠይቕ ( ቃለ መጠይቕ እንተተባሂሉ'ዩ !?!?) ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘለዎ ጽልኣት እምበር ካልእ ምንም ቁም ነገር ኣይወጾን ። ሻዕብያ ሻዕብያ ጆኖሳይድ: ኣልጀርስ :ባሕሪ :ምጥራር:...ወዘተ እንተገጣጢምናዮ ቅኒተ ኣእምርኡ ናይ ሓደ ብወጠምጠሙ ዝተሳዕረሞ ግን ዓቕሚ ስኢኑ ብውሽጡ ዶኽ ዝበለ መስተማሰሊ ሓሳውን ግን ምንም ኣብ ምጽላም ዝተኣልከ ብዓል ሓባ መሻይፍ !! ተሰተሩ። Game over.
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 Ай бұрын
ገብሩ ኣስራት ጎጃሜ ካብ ኩሎም መራሕቲ ማፍያ ህወሐት ብዝለዓለ ደረጃ ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ እዩ። ኤርትራ ንክባን ዕጽዋን ሲዒራ ወጺኣ እያ እሞ ሕርር ኢልካ ትረፍ። 🇪🇷✌️🇪🇷💪🇪🇷🌹
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 Ай бұрын
😂😂😂😂...ከምኡ ኢሉ እንድዩ ኣባሪርዋ ስብሓት ነጋ !!!!
@tesfeomtafere3679
@tesfeomtafere3679 Ай бұрын
AYMSLKA RESAH KEFILKA ZEYTWDAO EDA ALEKA MEALTKA TSEBE
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 Ай бұрын
@@tesfeomtafere3679 ኣንታ መሕፈር!! ሐሳዊ!! ምስ ጆኖሳይድ ፈጺሙ ዝበልካዮ ኮሎኔል ዓብይ ጎንባሕባሕ እንዳበልካ ? ኣበይ ኣሎ እቲ ጽንተት? ነውራማት ጎረቤት👿👿👹👹🐒🐒🐍🐍🏃🏃
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 Ай бұрын
ኣምላኽ ጥዑም እዩ መዋእልናኣምቢዕኩምና ኣዘኽቲምኩምና ሕጂ ኩላ በጺሓትኩም ኢድኩም እያ
@berhanesolomon5308
@berhanesolomon5308 Ай бұрын
ዝተኸፈለ ዋጋ ይከፈል ኩናት ክቕጽልዩ ኢልካ ዝወላዕካዮ ሓዊ ገና ይቕጽል ኣሎ ንስኻ ግና መንእሰያት ጠጢቕካ ሃዲምካ፣ ሃየንታ።
@wedisawaeritrea3895
@wedisawaeritrea3895 Ай бұрын
Game over Gebruuu hadami
@rufaelweldemariam5880
@rufaelweldemariam5880 Ай бұрын
Congratulations Gebrat, hanti flit n shih hamema zeykones n millions of hamema koyna titeareyelna kondaf agame, 1.5 millions hzbi tigray hamema eyom hakey eti sebiawi meselom bkemzi do kidbesu kinue eyu, Tigrawot ezi sebiay xelaikum ember sebkum aykonen nayzom 1.5 millions of nxuhat zegatat Tigray tehatati eyu.
@DivanTravelagency-mt3wu
@DivanTravelagency-mt3wu Ай бұрын
Algeres agreement is decided by the Heague international court .once decided
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb Ай бұрын
ኣይተ ገብሩ ኣስራት ንስካ ሓደ ካብቶም ዝተከፈለ ይከፈል ዝወሰደ ጊዜ ይውስድ ኩናት ክቅጽል እዩ ዝበልካ ቀዳማይ ተሓትቲ ኢካ ሕጂ ውን ኤርትራውነት ዝበሃል መንነት ወይ ሃገር ክሳብ ዘላ ውግእ ቀጻሊ ምኳኑ ኢካ ትገልጽ ዘለካ ካብቶም ብቀዳምነት ዝሕተቱ ሓደ ምኳንካ ረሲዕካ ዓጀው እንተበልካ እንታይ ፋይዳ ኣለዎ
@abhabesh
@abhabesh Ай бұрын
Azi Hasad
@Iyassu-oo2hn
@Iyassu-oo2hn Ай бұрын
Everything goes back to one point: When Tigrayans were in power, they betrayed Eritreans.
@sabafekadu911
@sabafekadu911 Ай бұрын
ቂሞም ክዋፅኡ ህዝቢ ይብድሉ አለው
@zemackzemack6612
@zemackzemack6612 Ай бұрын
ብትግራዋይ ተስፍ ቆሪፀ.......ከምዚኦም ዝበሉ ከዳአት ሰረቅቲ ሐሰውቲ ....ቀናአት ሀሶት ባህሎም ዝኮኑ ህዝቢ ሪኤ አይፈልጥን
@Iyassu-oo2hn
@Iyassu-oo2hn Ай бұрын
@AdisAlem-qu8xeEwe Ertrawian bikiltsimom eyom hager amtsiom. Men dea ligisulom kitibil delka sahsah. Baelom dima yihiliwuwa alewu. Men dea haliyulom? Hasas suk bel.
@asmetek5419
@asmetek5419 Ай бұрын
ህምምምም ገብሩ ማለት እታ ዘርኢ(seed) ናይ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ሽግር እዩ...ድሕሪ እዚ ኩሉ ጥፍኣት ድሕሪ 24 ዓመትን ገና ንኲናት ይጽሕትር ኣሎ....There for we as Eritreans we will never seat down with any Tigrean political group !!!
@solomontadele9166
@solomontadele9166 Ай бұрын
ፅቡቅ ገምጋም ኽቡር ኣቶ ገብሩ። መድህን'ውን ፅቡቅ ዝተፈላለዩ ሓሳባት ለለዎም ተጋሩን ፖለቲከኛታትን ብምቅራብኺ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም።❤❤❤❤
@habenhintsa3213
@habenhintsa3213 Ай бұрын
አንታ እዛ ሓያም እዚኣ ምስ ሕወሓት ገለ ቅርሕቲዘለዎም እናምፀአት ዓድና ሓዊ ክእጉልና እያ ። ዓገብ በልዋ ወይ ጠርጣራው ክልእኸላ እየ ዋእ
@Asmara1991
@Asmara1991 Ай бұрын
እዚን ከምዚ ተመሳሳሊ ነገራትን ክዕዘብ ከሎኹ ሓደ ኤርትራዊ ምስላ የዘኻኽረኒ። ንሱ ከኣ፤ "ዓሚ ዝሞተ ምራኽ ጸውዕ"፡ዝብል እዩ።እመኑ ኣይትእመኑ ብዘየገድስ ነብሰሄር ወያነ ንዝመጽእ ዕስራ ዓመታት ሞይታ እያ።ክሳብ ግዜኡ ዝበጽሕ ብዛዕባ ወያነ ዘይምዝራብ ይምረጽ ይብል። ኤርትራ፡ሱዳን፡ከንያ፡ጁቡቲ ምስ ኢትዮጰያ ፍሉጥ ዶብ ኣለወን። ኢትዮጵያ ግነ ንሳ እትፈልጦ ዶብ የብላን። ሓንቲ ምርጫ ጥራይ እዩ ዘለዋ፡ንሱ ከኣ ነቲ ብኮሎኒስት ዝተገብረ ዶባት ምኽባር ጥራይ እዩ።
@user-eo1bj1pp6l
@user-eo1bj1pp6l Ай бұрын
መጀመሪያ ንመለስ ኤርትራውያን ክሱጎጉ አለዎም ኢለዮ አብዩኒ ደሐር ግን ቅድሚ ዝኮነ ክልል አብ ትግራይ ንዘነበሩ ኤርትራውያን ንብረቶም የኸዲገ ሶጉገዮም ብድሕሪኡ ካብ ጀመርካዮ ኢሉ ካብ ሙሉእ ኢትዮጵያ ምስጓግ ተጀሚሩ ገብሩ አስራት መኣልትካ ተጸበ
@hayletkle2197
@hayletkle2197 Ай бұрын
ገብሩ ኣስራት ፡ ወደባት አርትራ ይግባ ኣናዩ ትብል ኣለኻ ፡ ፖርት ሱዳን ፡ጂቡቲ፡ ሶማሊ ላንድ ፡ ድ ኣ ብናጻ ክንጥቀመሉ ይግብ ኣናዩ ዘይትብል ? ከም ኩለን landlocked ዝኾና ሃገራት ናይ ወደብ ኣገልግሎት ከፊለን ክረኽባ መሰል ኣለውን ። መኽኒያቱ አርትራ ኢትዮጵያ ኣይኮነትን ።
@habtom1980
@habtom1980 Ай бұрын
እዚ ሰብ እዚ ልዕሊ ዝኾነ ፍጡር ንህዝቢ ትግራይ ኣብዚ ኹሉ ዘውደቐ ቀዳማይ ተሓታቲ ክነሱ ሕፍረት ዝበሃል የለን . . . ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ወያነን ውግእ ዝጀመረ ከምኡውን ንወያነ ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝድፈርን ከምዝከፋፈልን ዝገበረ ልዕሊ ኩሉ ኸኣ ልኡላውነት ኤርትራ ዘይቅበል ወንጀለኛ እዩ ነዚ ሰብዚ ዕድል ምሃብ ናይ ሰላም መንገዲ ኣይኮነን እሞ መድህን ተምጽእዮም ዘለኺ ሰባት ኣይግድን ንህዝብኺ
@danielhadgu
@danielhadgu Ай бұрын
​​ዓጋመ ፡ ንኤርትራ ዝጾሞቅኩሞ ዕረ ፡ ስተይዎ 'ምበር ኣበይ ድሕር ድሕረ ።
@danielabera5108
@danielabera5108 Ай бұрын
What a shameful , all the ERN here commented hatred and irrational ideas .Wowwwww
@Asmelash_
@Asmelash_ Ай бұрын
ደንቆሮ
@danielabera5108
@danielabera5108 Ай бұрын
@@Asmelash_ ወይጉድ ዘይፀርፊ ካልእ አይትፈልጡን ??? መርገም እዩ ናይጥዕና አይኮነን ። ተጋሩ ፀርፊ አይባህልናን ።
@user-rq3qq9mn5p
@user-rq3qq9mn5p Ай бұрын
ሓወይ ንሕዋሓት ማእከል ጌርና ኢና ንጽሕፍ፡ተንኮለኛ ውዱብ​@@danielabera5108
@wediofla3230
@wediofla3230 Ай бұрын
​@@danielabera5108All Tigrayan channels are watched by Sawa graduates. All they know is ins.ults. The sad reality is most of them were given refuge by Tegaru and made it to Europe and North America.
@rahael0
@rahael0 Ай бұрын
ትግራይ ነኣኺ ዝኸውን ሰብ ይፍጠረልኪ አዲ ፀበል አዲ ፈውሲ ኮላ ሰብ 50 አመት ሓሶት ይሰምእ ምህረት የውርደልካ ምስ ብዖትካ ህዝብ ትግራይ ምፅላልኩም አይተረዳኣልኩምን
@tesfaalemramification2133
@tesfaalemramification2133 Ай бұрын
ክንዲ ዝሃለቐ ይህለቕ ክንዲ ዝወሰደ ጊዜ ይውሰድ ኲናት ክቕጽል እዩ እናበልካ ዝህለቕካዮ መንእሰይ ትግራይ ሕጂ ንሕውሓት ተገልቢጥካ ትኸሶም ኣለኻ ወዲ ማይ ጠላሚት
@arayaabreha950
@arayaabreha950 Ай бұрын
Great discussions and analysis of the current Political and other situations. Great Man ,great analysis Great media(Brake) Thanks
@michaelmarikos8813
@michaelmarikos8813 Ай бұрын
ሰራቂ መጅላግ ንስኻ ክትሕነቅ ጥራይ እዩ ዘለካ። ኣብ ሜድያ ወጺኻ ክትዛረብ ሕፍረት እዩ። ሕጂ ክኣ ናብ ዘይተደልየ ሽበራ ትፍክር ኣለኻ። እቶም ተሪፍኩም ዘለኹም ሕዝቢ ትግራይ ሰላም ክረክብ እንተኾይኑ ክሓንቀኩምን ክቅጽለኩም ጥራይ እዩ ዘለዎ። ሰራቂ መዳናገሪ ማእለያ ዘይብሉ ሂወት ኣጥፊኢኻ ሕጂ ክኣ ትዓፍር ኣለኻ። ጉዳይ ውዕል ኣልጀርስ ብ ቨርጅዋል ኣብ ካርታ 100% ተመልኪቱ እዩ። ካብዚ ወጻኢ ሃለውለው ጥራይ እዩ። ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ሕጋዊ መሬቱ እዩ ዘሎ። ካብ ሕጂ ፈንጠርጠር ትብል እንተኾንካ ግን እታ በትሪ ኣብ ቦትኣ እያ።
@berheteklehaimanot9489
@berheteklehaimanot9489 Ай бұрын
ዓንጫቕ ብጀካ ጸርፊን ማሕነቕትን ትፈልጦ ዘይብልካ
@solomontadele9166
@solomontadele9166 Ай бұрын
ኸልቢ ጎረቤት።
@hagosgebrmariam3807
@hagosgebrmariam3807 Ай бұрын
መድህን ሓብትና ኣብዚእዋንዚ ብቀዳምነት ንሕዝብትግራይ ዘድልዮ ፖሌትኳዊውድቤ ዘኾነስ ቑባጠዊ ሕውየትን ርግኣትን ጽጥታን ብቐዳምነት ኽመጽእ ኣለዎ። ሕዝቢ ውሕስነት ህላዌኡ ከውሕስኣለዎ ብካልኣይ ደረጃ ኻብጢመትን ዓጸቦን ኽናገፍኣለዎ በቢዓዱ ኸባቢኡን ዓዱንተውዲቡ ኻብጨወይትን ዓመጽትንሕልዌኡ ብቕልጡፍ ኸውሕስ ኣለዎእንተዘይኮነ ትግራይ ኸምሕዝቢ ውትህሉ አይኮነትን።
@alematgebretatyes1023
@alematgebretatyes1023 Ай бұрын
አንታይ ይምልከተካ
@weldaytsegay5215
@weldaytsegay5215 Ай бұрын
ዓንጃል ብኣኽስ ኣፈራሪሕካ እኮ ኢኻ ! ትግራዋይስ ብናትካ ጃህራን ፉከራን ክርዕድ ወይ ጉድ ኣታ እንታይ ዓይነት ዕሽነት እዩ ! እቲ ቀንዲ ዓሻ ምዃንካ ዘርኢ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ መሬቱ እዩ ዘሎ እሞ እሱ ተቐቢልኩም ሰላም ግበሩ ምባልካ እዩ ይገርም ክንደየናይ ለዋህ ምኳንካ ! ስማዕ እስከ * ካብ ባድመ ወፂና ማለት ፀሓይ በሪቓ ኣይትዓርብን እያ ዝብላ ቃላት እኮ ብወዲ መድህን በራድ ዓጋመ ደጋጊምና ሰሚዕናየን ኢና * እሞ ክቡር ሰብ ኣይትታሃወኽ !!!!!
@user-tt1sn4su2s
@user-tt1sn4su2s Ай бұрын
I don’t understand why you bring those old guards like Gebru Seye Aregash they’re responsible for the disaster in Tigrai
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 Ай бұрын
ገብሩ ኣስራት ኣምሊጥካ ክምቶም ዓረር ዘለክመቶም መራሕቲ ወየነ ሓመድ ድበ ሓልፍካ!!ሕጅ ዝይተርፈካ ምኮኑ ኣይትረስዕ
@ephremgebrehiwot485
@ephremgebrehiwot485 Ай бұрын
በዓል ደምና ኣብ በቱኡ ኢዩ ዘሎ! ኤርትራዊ ኣስተውዕል ጸረ ሰላም ዝበሃል ከምዚ ኢዩ!
@MaikoWeldu
@MaikoWeldu Ай бұрын
ንስኻን ስዩምን ዝዘራእኩሞ እሾኽ ዩ እንሆ ክሳብ ሎም ባልባል ይብል ሰላም ከሊእዎ ነዚ ከባቢ ቄናን
@tesfeomtafere3679
@tesfeomtafere3679 Ай бұрын
MENDA KDKSELKA LAHZAW
@tesfeomtafere3679
@tesfeomtafere3679 Ай бұрын
MENDA KDKSELKA LAHZAW
@biniamghebreselassie92
@biniamghebreselassie92 Ай бұрын
Ati qodar agame ezay youtibki enjrraki blela. To be closed soon
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 Ай бұрын
ዝወድኤ ይወድእ ኪናት ክንቅጽል ኢና ኢልካ 80,000+1,000,000 ህዝቢ ኣጽኒትካ ኣብ ኩዕንቲ ሃንግ ስርቂ ዓመጽ ኣውዲቕኩሞ ንሰብ ሕማቕ ክትትምነዩ ኣብዛ ርእስኹም ወሪዳ ኣምላኽ ጥዑም እዩ
@user-xc5fr8pp5l
@user-xc5fr8pp5l Ай бұрын
Ksab hije argeit hasab hzeka aleka ayte gebru men dyu 20 amet ab zaymwrtu kof eluuu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@debesaisolomon7880
@debesaisolomon7880 Ай бұрын
ዕድመኻ ምሉእ ኣብ ህልኽ ስለ እትነብር ዉድዓውነት ተገንዚብካ ጽቡቕ ራእይ ከተጥሪ ኣይትኽእልን
@GoboWeriez-nn8zo
@GoboWeriez-nn8zo Ай бұрын
አቶ ገብረ አስራት ፣ እቲ " ሓንቲ ድሙ ንሓምሳ አናጹ ፣ ሓንቲ ፍሊት ንሽሕ ሀመማ " ዝበለ በዓል ስልጣን ኤርትራስ ምነገርካናዶ ? አብ ትግራይ ዝሕነጽ ኢንድስቱሪታት ብስሩ ናብ ኤርትራ ዝቐንዓ ሚሳይል ኢዩ ዝበለኸ መን ኢዩ ??? እዚ ጭብጢ ዘይብሉ ዕሸላዊ ዘረባኻኸ ንህዝቢታት ኤርትራን ኢትዮጵያን /ብዓቢኡ ኻኣ ንህዝቢ ትግራይ ከቢድ ዋጋ ከምዘኽፈሎኸ ይስወጠካ ዶ ይኸውን ?? ወዮ ድኣ ሓንቲ ብጽልኢ ኤርትራ ዝዓወረት ጋዜጠኛ ኾይና'በሮ ፣ በዳህቲ ሕቶ ክትሓተካ ምተገበኤ ነይሩ ።ግን ሓንኳል ንሓንኳል እዩ እቲ ልቢ ።😢
@tesfeomtafere3679
@tesfeomtafere3679 Ай бұрын
NSKA ARSKA ENTAY DYU MEWTSAI AFKA
@tesfeomtafere3679
@tesfeomtafere3679 Ай бұрын
NSKA ARSKA ENTAY DYU MEWTSAI AFKA
@ZakWood367
@ZakWood367 Ай бұрын
He he he. . . behilmi eyu reyiwo
@zecliffleaf2257
@zecliffleaf2257 Ай бұрын
እቲ ቦርደር ኣብ ካርታ ዝሰፈረ ንጹርዩ ሻዕብያ ከንብቦ ስለ ዝኽእል ኣየናዩ ናቱ ይፈልጥዩ ንስኻትኩም ግን ካርታ ከተንብቡ ዘይትኽእሉ ስለዝኾንኩም ባድመ ተዋሂቡና እውን ኢልካ ኔርካ ስለዚ ሽግርኩም ካርታ ናይ ምንባብ ስለዝኾነ ከምቲ ኣመልኩም ጽዓዱ ስለተምልኹ ንዐኦም ሓጉዙና በልዎም ኢትዮጵያ 27 ዓመት ብኣኻትኩም መሃይማን ክትምራሕ ተዋሪዳ እያ
@user-ov8iw1oh1e
@user-ov8iw1oh1e 25 күн бұрын
Thank you medhin for inviting Gebru, an old friend and a brother. I am confident organic individuals like Gebru who have wide experience and wisdom can bring organic change.
@user-qz5ve1lh5q
@user-qz5ve1lh5q Ай бұрын
Xnah yray haleng sewra hanti aynka degimu ezi guday teamitka kem tkatatelo kgebraka eu ztekfle ykefel ed shenahit xenahit eya🇪🇷✊🏽
@jontesfa9971
@jontesfa9971 Ай бұрын
ጎብሩ ሓሳዊ ። ኣብ ሕልሚ ዝነብሩ ሕዝብ ። ዶሮን መጽያ ትወድእኩም
@user-hy8bc5ce1z
@user-hy8bc5ce1z Ай бұрын
هذا الرجل كان يعلن حرب علي اريتريا اليوم مهزوم الحمدالله نحن منتصرون النصر للجماهير
@hagos4601
@hagos4601 Ай бұрын
There is a misunderstanding by Tigrians about the Algers Agreement. A virtual demarcation is completed which that leads to land physical demarcation if both parties agree if not the virtual demarcation is in place. The UN already virtual marked the border there is no unfinished border b/n Tigray & Eritrea it just politics both side is using the border as an issue to mentain their power. The focus now is Semyen & Debub....Thanks!
@tesfueyob9211
@tesfueyob9211 Ай бұрын
The best comment of the day. Thank you!!
@atakltikassa7296
@atakltikassa7296 Ай бұрын
Jegen we missed you, your legacies Mesobo, Ayeder, mesfen,.....all over Tigray development...
@eriblood803
@eriblood803 Ай бұрын
😂 😂 😂 😂 1 filit n 1000 🪰 ....1 🐈 n 50 🐀.....ghebru mienjilu tizikiro do ? 😅😅😅😅
@meharitadesse5415
@meharitadesse5415 Ай бұрын
ንህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ዘቃተለን ዘጻለኤን እዚ ጠባር ሰባይ እዩ ።
@robelz2699
@robelz2699 Ай бұрын
Gebru asrat zedereke aemro and bexelin kerhinetn zawerka xelat Eritrea zelka keman xelat ny hezbe Eritrea zelka eka.
@user-ks4lm3pn1d
@user-ks4lm3pn1d Ай бұрын
ገብሩ ኣስራት ኣብ 1998 ፈረንጂ ናብ ኤርትራ ብምስምስ ባድመ ንሕልሚ ዓባይ ትግራይ ሓዲሽ ካርታ ክልል ትግራይ ብምስኣል መሬት ኤርትራን ኣምሓራን ራያን ብምግባት ብምጥራር ፥ ኩናት ወሊዕኩም ወራር ጀመርኩም ። ኣብቲ እዋን ዝበልካዮ " እቲ ግጥም ምስ ጠዝቅላላ ናይ ኤርትራ ዓቕሚ ስለዝኮነ ብቐጻሊ ክካየድ ዘሎዎ እዩ ፥ ክንዲ ዘወሰደ ግዜ ይዉሰድ ክንዲዝሓተተ መስዋእቲ ይሕተት ኩናት ክቕጽል እዩ " ዝበልካዮ ዘክር ፥ ብሰንክኹም ወየንቲ ጃንዳ ድማ ልዕሊ ምእቲ ሽሕ መንእሰያት ኢትዮጵያ ኣጽኒትኩም ኢኹም ። ሕጂ ኩናት ኣየድልየናን ብሰላም ኣብ ጠረቤዛ ክንፈትሖ እዩ ዘሎና ክትብል ሲ ፥ እቲ ቅድም ዝበልካዮ ዘጽነትካዮ ህዝቢ ኸ ተናሲሕካሉ ዶ ? እቲ ምስ ኤርትራ ንኽትግብቱ ክትብሉ ዝወላዕኩሞ ኩናት ከ ጌጋ ከምዝገበርኩም ከ ይርዳኣኩም ዶ ? ሕጂ ኸ እዚ ትዕቢት ፈኸራን ናብ ኤርትራ ዝዓለመ ዘይናትኩም ባሕርን መሬትን ክትግብቱ ምሕላም ከ ናበይ እዩ ኣንፈትኩም ? እዚ ኢሊት ክልል ትግራይ ሙሁራት ኢና ዝብሉ ለሂቃን ትርፍራፍ ጃንዳ ወያነን ትዓፍርዎ ዓፍራ ኩሉ ዝበልኩም ተበልኩም ካብ ሕግን ሕጋውነትን ወጻኢ ኣብ ትበጽሕዎ ስለዘየለ ፥ ትርጉም የብልኩምን ፥ እንተ ሰላም ኣይንደልን ክንግብት ኢና ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ክንትግብር ኢና " ብስም የሕዋት ኢና ሓደ ኢና ፥ ትግሪኛ ኢና ንዛረብ ወዘተ ዝብል መዳህለሊን ምስሉይነትን ምስ ህዝቢ ኤርትራ ን መንግስቱን ኣይሰርሕን እዩ ፥ ንክብረቱን ንሉእላውነቱን ንምኽባር ድማ ኣብ ትሕቲ ዝኮነ ይኹን ኩነታት ድሉው እዩ 4 ።
@warsai9429
@warsai9429 Ай бұрын
ኣንበሳ! ጽቡቕ ጌርካ ገሊጽካዮ ስራሕ እዚ ምንቀኛ ገብሩ ጠንባር
@tesfeomtafere3679
@tesfeomtafere3679 Ай бұрын
HJWN MENDILN MANKAN SERIKKA TNEBR KEYMESLKA TSBA ATOMIK BONB ZEZNBELKA WELODO KEMZELO BEYNAY HANGOLKAN RESKAN KTHASBO CHKA
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 Ай бұрын
አየ ተጋሩዋኒ እዚ ሰብአይ እዚዩ ቀንዲ ጸላኢኹም ብሚሊዮናት መናእሰይ ትግራይ ክትጸንቱ ዝገበረ ንሱን ቤተሰቡን ሐምበርገር እንዳተቀለበ ። ሕጂዉን ነቶም ዝተረፍኩም ከጥፍዕ ዝሩብን ዘይዝሩብን ሐለዉለዉ ይብል አሎ ።መቼም ንማዕተብኩም ዘይትምስክሩደዓ ኮንኩም እንበር ኢሳያስ ግደፉ ንጦርነት አይትዳለዉ መጥፊእኹምዩ ኢሉ ከም ቆልዓ ንደብረጽዮን ብኢዱ ሒዙ መኺርዎዩ እዚ ናይ ትማሊ ሐጺር ታሪኽዩ ። መስጣ ነቲ ጀግና ወዲ አፌ ድማ ወሪድኩም አሎ ።አቱም ሕደጉ ሐቂ መስክሩ ሐሶት መለለይኹም ኮይኑ መዋዕልካዶ ኢሳያስ ክትብል ክትሕሱ ትነብር ኢኻ ንፍቅሪ ስበኽ ሐቂ ፈሪድካ ሕልናኻ ዝዓግበሉ ህዝቢ ትግራይ ዝቀስነሉ መገዲ ዘይትመርጽ ዘዝፈኻርኩማ ጉድጓድ ክትጥሕሉ እንበር ካልዕ ዝረብህ የብልኩምን ኢሱ አሰልጢኑ አስኒቁ አራት ኪሎ አብጺሑ ክንሱ ጠሊምኩሞ ኢሱ ግና ከምታ ዝፈጠረኩም ከጥፋአኩም አይጨከነን ግደፉባ አብሐሶት አይትንበሩ መስጣ ኢሱ በል እስኪ አታ ሐሳዊ ባንዳ ሐዳሚ ብደዉካ ዝሞትካ
@efremgoitom2693
@efremgoitom2693 Ай бұрын
ገቡሩ ኩፍእ ሰብ ዝተሐትካዬ ዝትምልስ ብዝዕባ ኤርትራ ዘይሐትካ ሀለፍ ትብል ሕጂወን ሰለም ሕሰብ
@ftsumbokre576
@ftsumbokre576 Ай бұрын
ኣነ ዝገርመኒ እንተሎ እዚ እቲ ን ኢትዮጵያ ኣኪብና ንኤርትራ ከነጥፋኣ ኢና ዝብል ዝነበረ ሕጂ ካኣ ነቲ ሮኬት ተኩሶም ዝዓደምዎ ሰራዊተይ ጅግና ጆነሳይድ ፈጺሙ ክብል ይዛረብ ኣሎ ንስኻ ከምቲ ዝበልካዮ ሃመማን ኣንጭዋን ኢካ
@Wedi_Lijam
@Wedi_Lijam Ай бұрын
ሓቂ፥ ዘይ እቲ ሓደ ንዓሰርተ ንብሎ እዩ
@biniamhabte7720
@biniamhabte7720 Ай бұрын
ረሳሕ ገብሩ ንኩናት ኩዉላዕ ዓቢ ግደ ዝነበረካ ዓጋመ ኢካ ዘክር ክንዲ ዝተኸፈለ መስዋእቲ ክንዲ ዝወሰደ ጊዜ ኢልካ ክትፍክር ኣብ ዓዲ ማይ ጠላሚት ከለኻ እቲ ኩናት ክቅጽል ኣለዎ ። ዓጋመ ድማ ድሕሪ እቲ ጽንኩር ጊዜ መንደላይ ዋርሳይ ጆንቱራ በበሃህላ ዉዒጊን ይከኣሎ ኣትዩ ንወያነ ኣጽኒትዋ ንስካ ግን ንስላ ዲሒንካ እምበር እታ ትፈርሃ ፍሊት ኔራ ኣን ቆንዳፍ ዐጋመ ቪቫ ኤርትራና ሕጂ ዉን ኩሉ ኤርትራዊ ሻዕብያ እዩ🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@user-cm6ur9bc9e
@user-cm6ur9bc9e Ай бұрын
ዝኸሓነ ፅልኢት ተጋሩ ዘለዎ ጎጃሜ።
@sultandaynom5692
@sultandaynom5692 Ай бұрын
ከላእ !!እታ መድህን ሕምምቲ፡ተምጽኦም ሕሙማት ዮም፡፡ግን ኣነስ ለባም ፖለትከኛ ንህዝቡ ዝሓሊ ኣብ ትግራይ ርእየ ኣይፈልጥን።
@grmaykahsai3857
@grmaykahsai3857 Ай бұрын
20 ዓመት ኣብ ስልጣን ኣብ ዝነበርክምሉ ደኣ ኣበይ ነይርኩም፡ ባሕሪ ክትጥቀሙ ናብ ኤርትራ ዘይትከዱ፡ በዓል አሾክ ዓጋም.
@wxKGebrehiwet
@wxKGebrehiwet Ай бұрын
ኣንቱም ሃመማታት ሰተይቲ ደም ህዝቢ ትግራይ ዝኮንኩም ኤርትራዉያን ኣብዚ መፂኩም እትፃረፉ ዘለኩም ኣንቱም ዘርኢ ኣትማን ችዱ ዉፁ ናብ እታ ሲኦል መሬትኩም። ገብሩ ኣስራት ኣንታ ሃርበኛ ኣጆካ ኣብ ጎድንካ ኣለኩ።
@MichaelHanal
@MichaelHanal Ай бұрын
Congratulations Geberu...kafa .1 million tigrawaye zewodea Wpyane Berekalomee...hademeka ...kebe...kesade Mekurasee...shaebiya terefeka.... Ayetemeletenee...eika...100%
@user-zx4gx1vr8i
@user-zx4gx1vr8i Ай бұрын
ኣየ አባክ ሓንጎል, Elit ተጋሩ., ጥልመት, ስርቂ, ሓሶት, ፈኸራ, ዓመጽ, ክድምና, ልመና. ዝህላገትኩም, ንህዝቢ, ትግራይ, ለክምኩም, ከምትተፉኦ, ርግጽ አዩ,
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 Ай бұрын
❤❤❤እታ ገሊኦም ""ህውሓት ማዕረ ናይ አክሱም ሓወልቲ ዕድመ ክህልዎ'ዩ"" ይብሉ ዝበልካያ ብጣዕሚ እያ አስሒቃትኒ!!! I wish too!! እዘን ውድባት ግን ኩሉ ግዜ ልክዕ ከም ጨቅጫቃ ሰበይቲ ንሰብአያ ❤እንዳስዋ አይትኺድ❤ እትብሎ ግን ድማ ጥዑም ስዋ ክትገብር ዘይትኽእል ወዛል ሰበይቲ እዮም!! ሰብአያ ገዝኡ ንኽፈቱ ካብተን እንዳስዋ ዝሓሸ ስዋ ከተዳሉ አለዋ!!!❤❤❤
@hagosmokonnen9799
@hagosmokonnen9799 Ай бұрын
ተባረኽ ክቡር ሓውና እወ እዙይን ከምዙይን ዝነለ ተወዳዳሪ ብስነሓሳባዊ ዝወዳደርን ንምምሕዳር መሰረት ዝገበረ ኢዩ ዘድሊ ዝኸበርኪ ሓፍትና ተነሓናሕቲ ዝብል ብጣዕሚ ነውርን ግዕዘን ኢዩ ዘነሓንሕ ማለት ብንሕንሕ ዘዋዳእ ማለት ምዃኑ ተረድእዮ
@amachidanu540
@amachidanu540 Ай бұрын
ድወሰደ ይሰድ ኹይናት ክቕጽል አዩ አንዶ ትብል ኣይነበርካን ካብ ንህዝብኻ ከተገልግል ናመሪካ ከተገልግል ድመረጽካ ኣብ መወዳታ ህዝቢ ወዴኻ ነብስኻ ኣድሒንካ
@aronke2801
@aronke2801 Ай бұрын
ገብሩ ካርታኻ ተቐቢልካ ኢኻ ክተንብብ ዘይትኽእል እንተኾንካ ንካርታ ዘንብቡ ሕተት ኣብ UN እውን ኣሎካ ። ኲናት ናይ 1997 /1998 ዝወላዕካዮ ዝተጣዓስካሉ ኣይመስለኒን ብጣዕሚ ጨካን ኣረሜን ኢኻ ።
@Jacki166
@Jacki166 Ай бұрын
በየን ተሪፉ እዚ ሰባይ.እዚ እንድዩ ክቃበፅ ዝነበሮ
@sultandaynom5692
@sultandaynom5692 Ай бұрын
ትም በል ናይ ግምባር ጾሮና ሃመማኻ ጥራይ እንዳዘከርካ ባህርር፡ሙሽሙሽ!!
@tigrayfirst3162
@tigrayfirst3162 Ай бұрын
መድሂን ኩልሻብ እተምፅእዩም ስባት ቂም ዘለዎም ስባት ስለዝኾኑ መፍትሒ ወይ ሓዱሽ ሓሳብ ክቐርቡ ኣይኽእሉን::ኣይተ ገብሩ ናይ ህወሐት ኣመራርሓ ክምኡ እውን ናይ ብዙሕ ህዝቢ ዕድል ዝውስን ዝነበረ ክሕተተሉ ዝግባእ እንዳሃለወ ንካሎኦት ተሓተቲ ዝገብር ክዳዕ እዩ::
@zeraisemere924
@zeraisemere924 Ай бұрын
All this people need to be prisoned forever
@user-zb7un6yx4n
@user-zb7un6yx4n Ай бұрын
ቃለመሕትት ብቀጥታ ተትገብርዮ ጽቡቅ ኔሩ።
@keseteghebremicael9270
@keseteghebremicael9270 Ай бұрын
Gebru Asrat, you have to know you are the number one criminal for the problems in our region. Because of you and others like you, Tigray faces the problems we see today's.
@hailetecleselasie5983
@hailetecleselasie5983 Ай бұрын
Ezi denkoro America yikimet allo kisser nairuwo selam aideline iyu
@user-qz2xh1zm4b
@user-qz2xh1zm4b Ай бұрын
ሰርቅይ ዝተገበረ አብ ግዘየ ኩናት ናብ ካልእ ምልጋብ ባሀርያት እዋሀት አሸባርይ ከም ዝኮን መሰኪን ህዝብይ ትግራይ የፈሊጥ ዲዮ ድምበር የረተራ ምእትን ኣርባዓነነ ከምዝገበረ የፈልጡ ደኦም ህዝብይ ኢሮብ ሳሆ ሰመጃና የረትራ ጥራይ ከም ዘለው ከም አፈር ሶማል ኩናማ ኢኦም 😮😮😮😮😮
@shabay24
@shabay24 Ай бұрын
Medhin denkoro! you still keep enticing chaos instead of peace.
@Abebe45
@Abebe45 Ай бұрын
አሉ ከሚባሉ ሰዎች መካከል ዋናው ክፉ ሰው ይኸ ነው ።
@ghideonortho4957
@ghideonortho4957 Ай бұрын
ገብሩ ተካል መጋብሩ መን'ዩ መጀመርያ ኩናት ክቕጽል'ዩ ዝበለ ብሕጊ ተረቲዕኩም ብኩናት ተሳዒርኩም ብሰንክኹም ህዝቢ ትግራይ ዋጋ ይኸፍል ኣሎ
@tesfeomtafere3679
@tesfeomtafere3679 Ай бұрын
ANE ANTA RESA ZERAI
@TigrayTigray-xb3gk
@TigrayTigray-xb3gk Ай бұрын
ኣንታ ድኹም ሻዕብያ ማዓልትኹም ቀሪባ ኣላ
@grsveskindergedu-ek6hc
@grsveskindergedu-ek6hc Ай бұрын
Fano after arat kilo will be heading to mekele
@user-mc9bl6zt3g
@user-mc9bl6zt3g Ай бұрын
I like your show but I don't like this guy everyday he talk about war but we need peace. He lives in America but he don't think about young people in Africa. We don't need war need peace. If u want war send ur kids to war
@teddyabrah4608
@teddyabrah4608 Ай бұрын
HARMFUL AND DANGEROUS ACT
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938 Ай бұрын
Medin, I appreciate your articulation of presenting pressing issues of great significance to Tigay, Ethiopia and even Eritrea. Nonetheless, Gebru Asrat is not the right person for such national issues. For from day one, Gebru was one of the enemies of the peoples of Tigray and Eritrea. No doubt about that. He bubbles hate and dissipates every now and then. He lives on stirring feuds.Tigray deserves more than Gebru Asrat.
@danielg.162
@danielg.162 Ай бұрын
ኣታ ገፅ ሓጥያት ግናይ ኣለካ ድኻ?? ሓንቲ ክነግረካ ዝደሊ ነዚ ሕጂ ትግራይን ህዝባን ወድቃቶ ደላ ቀንድ ተሓታታይ ወያኔ ከምዘለዎ ከሎ እስኻ ባዕልኻውን ዓቢ ተሓታታይ ምኻንካ ፍለጥ ናይዝሕጂ ውድቀት ትግራይ ናትካ ትዕቢት ዝተመልኦ ዘረባ 1998 አትዮ-ኤርትራ ጦርነት እስኻ ዝበልካዮ ""ዝወደእ ይወድ ዝወሰደ ግዜ ይውሰድ ኤርትራ/ሻዕብያ ክጠፍኡ ኣለዎም"" እዩ ናቱ እኩብ ድምር ድማ ናይ ሕጂ ትግራይ ውፅኢትዩ 4ነጥቢ 2ይ ነገር ድማ ኣብዚ ዕላልካ ኢሰያስ ትግራይ ክትህሉ ኣይደልንዩ ኢልካ እወ...ኢሰያስ ምስ ትግራይን ህዝባን ከይኮነ ፀገሙ ምስ ወያነን ምሳኻንዩ ኣንታ ነፋጥ ተተረድእካ ብከሙብካ ድማ ኣብዝኾነ ዕላልካ ኢሰያስ ሽም ተጥፍእ ሕጂውን ኣደብ ኣይገብርን ተልካ ሻዕብያ ብኢዱ ከምዘጥፍአካ እመን ፍለጥ
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 Ай бұрын
ድሕሪ መረጻ ብዛላንበሳ ሓዲኣኣላ ክትብሉ 1,000,000 ኣጽኒትኩም ኣብዛ ኩዕንትኹም ወዲቕኩም ሕጅውን ሰላም ኣውጁ ተዘይኮይኑ ብጥሜት ክትሃልቁ ኢኹም
@tesfeomtafere3679
@tesfeomtafere3679 Ай бұрын
TSBAH KNGUHFEKA ENA NAB KEYH BAHRKA
@Apollo-vq3no
@Apollo-vq3no Ай бұрын
ወያነ ዘልአለማ ባርያ ኸዳሚት ናይ ምዕራባውያን ኾይና ኽትነብር ጥራይ ኢያ ትደሊ
@johnt1154
@johnt1154 Ай бұрын
በዓል ገብሩ ኣስራት ካብ ገጽ መሬት ከይተቃበጹ፡ ህዝብታት ኤርትራን ትግራይን ሰላም ክረኽቡ ኢዮም ኢልካ ምሕሳብ ፍጹም ድንቁርና ኢዩ። ስለዚ ተጋሩ፡ ንበዓል ገብሩ ካብ ፖሎቲካ ክውግድዎም ኣሎዎም። ኣይኮነን፡ ለኪሞሙኹም ክጠፍኡ ኢዮም። ገብሩ ኣስራት፡ መኻን ውላድ ጥራይ ዘይኮነ፡ መኻን ኣእምሮ ኢዩ።
@aryanagasi4754
@aryanagasi4754 Ай бұрын
Eway neber mkan khasm haf kof tbl dhar gn krtim
@teddyabrah4608
@teddyabrah4608 Ай бұрын
Gebru asrat leba kahadi leba.
@DaniMeharina-iw2ds
@DaniMeharina-iw2ds 24 күн бұрын
That’s good to know. Eritrea 🇪🇷 will have supporters.
@weldaytsegay5215
@weldaytsegay5215 Ай бұрын
መድህን ብጣዕሚ ጎበዝ ጋዘጠኛ ከም ትግራዋይ ሓበን ይስምዓኒ !! ኣቶ ገብሩ ኣስራት ኩሉ ጊዜ ነኽብረካን ንፈትወካን ! እንተን ሓደ ሓደ ትካላት ኣብ ትግራይ ዝተፈጥራ ብናትካ መሪሕነት ጊዜ እዩ'ሞ የቕንየልና !!
@AlemAbraham-wq5et
@AlemAbraham-wq5et Ай бұрын
I don't know why he wants to say.His stand is not known. What does he mean every thing possible to solve. He is one of the prominent figure who leads tigray to downfall Who creates the problem of Ethiopia. You are one.
@light8742
@light8742 Ай бұрын
U were implementing the same policy as your leaders when you were part of TPLF. Gebru, you are a coward, and now you come out from your hide knowing TPLF is weak. You were hitting the drum in 1998 but pushed out of TPLF after you failed. Now, you present yourself as if you were neutral and having different ideologies. You will be responsible for the Algeris agreement and do not blame the Pritoria agreement. As to Eritrea, nobody can invite for war unless it has an interest, besides TPLF launched missile to target Eritrra. When you win, you sang " Ember Tegadaly," but when you lose genocide. If you have the guts come on work, not for power but the people of Tigray. As to Eritrea, enough is enough. If at all, you should be in the front, but not only hitting the drum.
@Harnet23
@Harnet23 Ай бұрын
Zeyhafir Dmu Gebremariam shmu.Tegaru abthti Amharu tmehaderu.
@NoneQuitter
@NoneQuitter Ай бұрын
I wish you called him respectfully Medhin. Even if he said it is fine to call him with his name, you should have called him at least “Ato Gebru”. Always brilliant work though. Keep up the good work.
@yosefahferom6893
@yosefahferom6893 Ай бұрын
አይተ ገብሩ ላይ ሻእዉያ ሕዚ እነዉ ላይ ቀይባሕር ላይ አፄ ዮሐንሰ ፈረሰ ማይ ልሰቲ ሰለነበረ አሰብ ላይ ትግራይ እዮ ቀቀቀቀቀ አገመ ዉዱቃት😂😂😂🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷❤️💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷💪
where is the ball to play this?😳⚽
00:13
LOL
Рет қаралды 14 МЛН