ኢትዮጵያ፣ ብዛዕባ ኤርትራውን እንታይ’ዩ ዝበሃል ዘሎ!

  Рет қаралды 86,825

Aklilu H.michael

Aklilu H.michael

11 күн бұрын

#eritreamovie2023 #eritreamovie2024 #aklilu #tigrignamusic #akliluhabtemichael

Пікірлер: 804
@user-js6mi7pk7u
@user-js6mi7pk7u 9 күн бұрын
ትክክል እዩ ቀትሪ ይድቅሱ ለይቲ ዝወፍሩ ኣለው ስለዚ ትዕግስቲ ተዘይ ጌርካ ኩሉ እዩ ዝጻወተልካ ኣነ ኣብኡ ነይረ እየ ጽጋብካ ዘይምጽዋር ኣሎ ኣባና ኣብ ኤርትራውያ
@edumt2039
@edumt2039 8 күн бұрын
Nay lomi ekum ember kedem ziwetsanas bikemu aynifiletin ina. Amlak mihret yewridelkum
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 8 күн бұрын
​@@Solomon-ok5td eta nab aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit ne aboka bi meakor himam ketilato niskum akele hamasen seraye jeberti rashaida saho elkum tefiekum agame isayas ewn lambadusa atfiekum gena eta ne aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit gud alewa gena gena solution coming soon Islamic Arabic republic Eritrea 🇪🇷 then Erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😊babene alora kalas sakit mara fnistra endiayamo 😊
@Luck961wty
@Luck961wty 6 күн бұрын
ሓሳብካ ኮ ቅቡል እንተ ኮነ ክንደይ ከኣ ኣሎ ሂወቱ ንክቅይር ላዕልን ትሕትን ዝብል ስለዚ generalize ምግባር ጽቡቅ ኣይመስለኒን።
@songohan7170
@songohan7170 5 күн бұрын
ውቤ የሚሉት እንከፈ ? ውቤ የሚለውን ቃል የማይገልጽ ነውረኛ ጽንፈኛ ደንቋሮ አሽባሪም ጭምር ነው :: ይሄ የሚናገረው እንደዚ አታድርጉ ታረሙ እያለ ምክር የሚስጠው ሁሉንም አንድ ሙቀጫ ውስጥ ወቅጧ ወቅጧ ካበቃ በሗላ ማጠቃለያው ላይ ሀቁኑ ተናግሮ ወሪውን ጨረስ :: ሀቁ ግን በቁጥር የሚቋጠሩ ኤርትራውያን እንደዚ አይነት ግርግር ውስጥ እንዳሉ ይታወቃል የ ሀገሩ ዜጋዎች ኢትዮጵያውያን እንዲሁ ግን ኤርትራውያን እንደዚ ናቸው እያልክ እንድተለፈልፍ ግን ማንም አይፈቅድልህም ስለዚ እርምት ማድረግ የግድ ይላል ::
@adiamTekle
@adiamTekle 9 күн бұрын
ጽቡቅ ምክሪ ኣክሊሉ ዝሰምዕ ዘላቶ ይስማዕ ዋላ ኣብ ኡጋንዳ ውን ከምኡ ኢዩ፡እቲ ጸገም ግን ናይቶም ዝሕውሉ ኢዩ ዝሓገዝዎም መሲሉዎም የልምስዎም ኣለዉ፡ቀጽሎ ኣክሊሉ ነመስግነካ
@samibeyene4398
@samibeyene4398 8 күн бұрын
Blux Hasab u hafteyy Gn zhwl ko hawey key tefani hawey key temieni ilu eyu zsedelu wey zsedela Eti tetekami gn genzebu akaydu hiwetu nay mmhdar teru eyu
@tesfayweldeabzghi5292
@tesfayweldeabzghi5292 9 күн бұрын
ነዚ ትብሎ ሕማቅ ባህሪ ዘምጶ ፀገማት ሐላፍነት ዘይምሽካም ፅጋብን ዘይደኽምሉ ገንዘብ ስለዝላአኽሎም እዩ🇪🇷🌹🌹❤️🌹👍🌿💐🌻☘️🌹🇪🇷🇪🇷
@ygttv1576
@ygttv1576 9 күн бұрын
Nay behaqi xigab eyu ezi.
@flower525af4
@flower525af4 9 күн бұрын
Bihaki men emo yifelito ezi
@Kdsti19
@Kdsti19 8 күн бұрын
Hqona ksab krtim zbl sedidna nezi diu weyley xunhu belu seb Adis Abeba knxare ena😂😂
@peacetotheworld1737
@peacetotheworld1737 8 күн бұрын
ህግደፍ ሲ ኢድኩም ኣይትስኣኑ:: ኩሎም ወነንቲ ትካላት ነዚ ዘሳስዪ ህግደፍ እዬም:: መንእሰይ ተማሂሩ ሰሪሑ ክኣቱ ኣይደልይዎን እዬም:: እንተነቂሖም ደኣ ህግደፍ ሓንቲ ለይቲ ኣይሓድርን እዬ::
@Eritreaforever737
@Eritreaforever737 7 күн бұрын
@@peacetotheworld1737peace ዝብል አርእስቲ ሕዝካ ሓሶት ሐቂ ዘይብሉ ዘረባ ትዛረብ. Game over junta
@God-db9vp
@God-db9vp 9 күн бұрын
ጉዳይ ሓዋላ እያ ዳግም ክትርአ ዘለዋ።
@adiamghebrehewot2181
@adiamghebrehewot2181 9 күн бұрын
ብሓቂ ኤርትራዊ ስነ ምግባር የሕፍር እዩ። ንልቦና ዘለዎ👌👌👌
@nahierdawit9721
@nahierdawit9721 8 күн бұрын
ብእፍል ፋራ ተዋሪድና
@waziemates4634
@waziemates4634 8 күн бұрын
Serahtena nay geza gieren zgefaeaenn tetrau etay mmbelkum yhwatey nhna seb aykonann aelietawyan tebitt beka amlak ykre ybelelna
@waziemates4634
@waziemates4634 7 күн бұрын
@@Solomon-ok5td Nmene eka txarefo zeleka Anes hmamm aleka seb reto u zhb zelo etay hmak qalat zezarb aleka mqan hmak kab hmak zweteee ybl nieru baba
@yonasafeworki5568
@yonasafeworki5568 9 күн бұрын
ኣኽሊሉ ጽቡቕ ኣለኻ ብሓፈሻ ።እንተኾነ እዚ ትብሎ ዘለኻ ሳዕቤን እምበር ጠንቂ ኣይኮነን።ንኣብነት ሓደ ኸልቢ ተኣሲሩ ውዒሉ ፍትሕ ምስ ኣበልካዮ ዘርእዮ ጠባይ ዓይነት ዝመሳሰል ባህርያት እዩ።እቲ ጠንቂ እቲ ዝበልኩዎ ኮይኑ ነቲ ሳዕቤን ናይ ዕብዳኖም እዞም ገንዘብ ንሕውሎሎም ሰባት ጸላዊ ተራ ከም ዘለና ክንዝንግዕ ኣለናሞ ነብስና ንሕተት ይብል።እቲ ዘርእይዎ ባህርያት ምስቲ ዝበልኩዎ ምኽንያትን ዘለዎም ጭንቀትን ተደማሚሩ ዘይሓላፍነታውያን ክኾኑ ኣገዲድዎም እዩ።
@mizlalisaac6369
@mizlalisaac6369 9 күн бұрын
ዓዶም ዘይጥርዝዎም::
@chuksokadigbo4750
@chuksokadigbo4750 9 күн бұрын
@@mizlalisaac6369 😂😂😂.🎉❤❤.❤❤❤🎉🎉🎉🎉😂❤❤❤🎉❤❤​ 🎉🎉🎉🎉🎉❤ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ኣብፀሓኹም ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ ሰቆቓ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ ዝረገፉ more than 1.5 million ዝተቀንዘፉ ደመ ኸልቢ ኾይኖም ዝረገፉ ምውታት REST IN HELL❤❤❤🤣🤣🤣😂😂😂ሓይልታት ምክልኻል ሞቶረ ሃገረ ዓባይ ትግራይ Republic( so called USELESS HOPLESS tdf) ብዘይካ መናእሰይ ካባ “ሰብኣዊ መሰል“ ተጎልቢቦም ዝንቅዉ ዘሎዉ ሓደሽቲ ኣዛብእ ናይ ቀትሪ ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንዉርደት ንሓዘን ንሞት ንስቃይ ንጥሜት ንቃንዛ ንቁዛመን ንከቢድ ሕማም ንከቢድ ሓደጋ ንመርድእ ንምልማን እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ሓቀኛ ባሕላዊ ተወጋሪ ዘርኢ ድያብሎሳት ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!
@azebtekle-gz7lu
@azebtekle-gz7lu 8 күн бұрын
Yes You Are Right Thankyou
@danieltekle6182
@danieltekle6182 7 күн бұрын
ab adi ttemelisim ke zmxe lewti alo temeharu srhu fletu eu zbehal zom yehwatey .
@user-ob4zl9pk9h
@user-ob4zl9pk9h 7 күн бұрын
⁠@@mizlalisaac6369nezi hmak amel hezom adi keatwu tsgem eu hbretesb klkmu eyom ab adu snesrat garu dneber menesey kbelssewu
@danielwater1321
@danielwater1321 9 күн бұрын
ኣክሊሉ ሓወይ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ምስ ስድራቤትካን ከባቢኻን ስራሕካን ወዘተ፡ ዝሃብካዮ መግለጺ ኣዝዩ ክብሪ ዘለዎ ቀጥታ ምስትውዓልን ልቦናን ዘድልዮን፡ብዓቢኡ ከምቲ ዝበልካዮ ደውል ኢዩ። እዚ ማለት ዓበይቲ ሰበስልጣን ኣብ ምድያ ወጺኦም ከምዚ ካብ በሉ፡ ብድሕሪዚ ዝፍጠር ክስተት ሳዕቤኑ ኣዝዩ ሓደገኛ ክኸውንዩን፡ ንህዝቢ ኤርትራ ዓቢ ዋጋ ከኽፍለናዩ፡ ንሃገርና ከኣ ጸሊም ስምብራት ዝገድፍ ዓቢ ክሳራዩ ክኸውን። ብዘይ ቡኡ እቲ ግዜ ኣብ ጥቓ ትኪ ዘሎ ቆልዓ ኮይኑ እናራኣናዮ ስለምንታይዮም እዚኦም መንእሰያት ተቐማጦ ኣዲስ ኣበባ ኣይኮነን ከምዚ ገሮም ተባሂሎም ክንቀፉስ ኣለዉዶ የለውን እናተባህሉ ድምጾም ሓቢኦም ኣዝዮም ቲሒቶምን ከባቢኦም እናተዓዘቡን ክኸዱንዩ ዝግባእ ነሩ፡ ሕጂ ውን ኣካይዳኹም ኣማሓይሹ፡ እዚ ተዋሂቡኩም ዘሎ ሓበሬታ ናይ መወዳእታ ደወል ናይ ዝመጽእ ሓደገኛ ኩነታት ኣብ ልዕሌኹምዩ። ኣስተውዕልሉ። *ናብቶም ናብ ኣዲስ ኣበባን ካልእን ከባቢታት ኣፍሪቃ ዝቕመጡ ኣሕዋትኩም ወይ ደቅኹም ወይ ኣዝማትኩም ገንዘብ እትሕውሉን ኤርትራውያን ዘጋታት ተቐማጦ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ተሰዲድኩም እትነብሩ ኤርትራውያን፡ በቲ ትሰድዎ ዘለኹም ገንዘብ ዝኸፍ'አ ክሳራ ናይ ሂወት ክመጽእ ይኽእልዩ ተባሂልኩም ይንገረኩም ኣሎሞ፡ በጃኹም መጀመርታ ገንዘብኩም ተቖጻጸሩ፡ነቶም ንጥውሮም ኣለና እትብልዎም መንእሰያት ተቐማጦ ኣዲስ ኣበባ ከኣ ክትቆጻጸርዎም ሓላፍነትኩም ስለዝኾነ ካብ ሕጂ ብዓቐን ክኸዱ፡ ብዓቐን ገንዘብኩም ክትሰዱ ከኣሉ፡ ካብ ሰኺሮም ኣብ ዘይዓዶም ረቢሾም ተባሂሎም ክሳራ ነብሶምን ክሳራኹምን ክሳራ ሃገሮምን ዝኾኑ፡ ኣተሓሕዛኹም ሕጂ ፍሬኖ ክትገብርሉ ኣትሪረ ይላቦ ኣለኹ፡ ደወል ይድዉሉሎም ኣለዉ፡ ደቂ ዓዲ፡ ዓዶም ከኣዩ፡ ንንእሽቶ ነገር ውን ትኹን ከዕብይዋ እንተደልዮም፡ ይኽእሉዮም፡ከሰስትን መስከርትን ክኾኑ ውን ኣብ ኢዶምዩ ዘሎ። ስለዚ ኤርትራውያን ኩሉዚ ክግበር ከም ዝከኣል ካብ ነፍሲ ወከፍ ተመክሮ ጉዕዞኹም ክትርድእዎ ዘጸግም ኣይኮነንሞ፡ሓደራኹም፡ እዚ ውድቀትዚ ተደሚሩ ናይ ሕብረተሰብና ውድቀትዩ ክኸውንሞ፡ ሎሚ ንቃለሶ፡እቲ ሕጂ ብቐዳምነት እንገብሮ ከኣ ነፍሲ ወከፍ ኣባል ስድራ ንሓው፡ንወዱ፡ንዘመዱ፡ ወዘተ ይምዓድን ይቆጻጸርን፡እቲ መቆጻጸሪ ከኣ ኣብ ኢድኩምዩ ዘሎ፡ እቶም ብሓገዝ እናነበሩ፡ ልዕሊ ዓቐን ሰትዮም ተባሂሎም ዝምረሩ ዘለው፡ ገንዘብኩም ቆጢብኩም እንተሒዝኩም ከም'ኡ ክኾኑ ኣይክእሉንዮም። ሓደራ ሓደራ ካብቲ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንርእዮ ዘለና ናይ ኤርትራውያን ቀውሲ ንከይመጽእ ንከላኸል ሕጂ።
@merhawiweldemichael3401
@merhawiweldemichael3401 9 күн бұрын
You are doing a good job ❤️❤️❤️❤️keep it up wedi ere 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@yebioheile8696
@yebioheile8696 9 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ኣገዳሲ መልእኽቲ ፡ቀጽሎ thank you √
@zerautewelde501
@zerautewelde501 9 күн бұрын
ERi 🇪🇷🇪🇷❤️❤️💪 ክቡር ብሓቂ በልሱሰ ኡካ ገሊጽካዩ '' ከም ብራሕ ድጸገበ ከልቢ ደቂሶም ይውዕሉ ለይቲ ድማ ክባአሱ ይሐድሩ አብልዕሊኩም ተዋዲዱ ዘሎ ግን አይፈለጥዎን ብሓፈሻ ሀዝቢ ኢትዮጵያ ብፈላይ ክአ ሀዝቢ '' አዲስአበባ '' ዓቢ ምሰጋና ነይግቦኦ ዩ ቀደም አብ ዝከደ ይክድ '' ኡርትራዊ ' ዝፈለጠሉ ብስራሕ ዪ ሎሚ ግን ብአንጻሩ ዩ ከቡራት አሕዋት። መጠቀቅታ ምሀብካ ክቡር ሀሓው thank you
@edumt2039
@edumt2039 8 күн бұрын
Kulom aykonun generalize aytigberu kindey nifuat kea alewu bussiness gierom ziabuwin alewu.
@menghis1481
@menghis1481 7 күн бұрын
​@@edumt2039 ንሱ ውን ብሰንኪ ሓንቲ ብልሽውቲ ኣራንስሺ እዩ ዝብል ዘሎ።
@mengegerami7124
@mengegerami7124 7 күн бұрын
ሰላም አክሊሉ🙏 ኣነ ትግረዋይ እየ አብ አዲስ አበባ ነዊሕ ዓመት ፀኒሐ እየ እቲ ኩሉ ዝበልካዮ ሓቂ እዩ። ኩሉ እቲ ነባሪ የማር እየ ዝሰምዖም ስለዚ ብዝተከአለ መጠን ትሕት ኢሎም ተዝኸድ ኣይጥመቱን ይብል።
@isaakalem1275
@isaakalem1275 3 күн бұрын
Tigrawaye entaye yeteweka wala merzi zeyseteyu
@EbrahimAhmed-wn8vz
@EbrahimAhmed-wn8vz 9 күн бұрын
Sad to hear. This is not our identity. . They don't have short and long term plan.
@Hmars2018
@Hmars2018 9 күн бұрын
ናይቶም ሓወልቲ እዩ ጸገም ።
@user-dy4bq2it8k
@user-dy4bq2it8k 9 күн бұрын
Tikikil,zeydekemulu, nay hawala
@samibeyene4398
@samibeyene4398 8 күн бұрын
Ya haftey zhwl tay zey gebere N hawu wey haftu yseti eye arki alatni zbl alo du Zhwl kea hawey haftey key temieni ilu eyu zhwl Mknyatu ab gziu merirr sdet sle zehlefe Hiwetom nay mmrh gn terom u
@mandelaman776
@mandelaman776 8 күн бұрын
Emo entay kegbro elikeyom eki yfelxo alew seib kem gela eyu zelo 😊
@selamhaile8324
@selamhaile8324 3 күн бұрын
Absolutely right well said Aklilu Hawey ዓይነ ልቦናኦም ይኽፈተሎሞ
@yohannessbhat4434
@yohannessbhat4434 9 күн бұрын
ብሓቂ ጹቡቅ ኣለካ ኣነ ኣብ 2013/8 ኣዲስ ኔረ ብሰንኪ ባሕርያትና ናይ ኤርትራውያን ስነስርዓት ዘይብሉ ኣካይዳ ነታ ዓዲ ገዲፈያ ወጺኤ፡ብዙሕ ብድዐ ዝኮነ ዘረባ ኢካ ትሰምዕ፡^^^^ ኣብ ዓድና ምስ ቁማልኩም ኪኢልናኩም ኔርናስ ምስ ዶላርና ምክኣል ክትስኡኑና,,^^ እንዳ በሉ ክዛረቡ ምስ ሰማዕኩ ሰምቢደ እየ።
@merhawi2290
@merhawi2290 9 күн бұрын
ቅድሚ 8 ዓመት ኣብ ኣዲስ ንዝተወሰነ ግዜ ተቐሚጠ ኔረ እዚ ኩሉ ዝበልካዮ ኩሉ ሓቂ ኢዩ።
@haylutesfu6471
@haylutesfu6471 8 күн бұрын
@@Solomon-ok5td sekt fara megesem , meas ke ethiopia bzey eritrawi nera . haqu alo bzuhat keman nerom . hji zwexaka ktkewn aleka .
@happyofblij6038
@happyofblij6038 6 күн бұрын
​@@Solomon-ok5td ንስኻ ሓደ ካብዞም ዝብሎም ዘሎ ኢኻ ቁሩብ ግን ከም ሰብ ዘይትመስል ኤርትራዊ ኣብ ኢትዪጵያ ከኣ መዋእሉ ኣሎ ካብዚ ዘለኻዮ ብድዐን ኣንነትን ምውጻእ ይሕሸካ
@semerino
@semerino 9 күн бұрын
ዓቢ ዘረባ ናይ ብሓቂ ይቀንየልና ኣኪለ
@Noemail457
@Noemail457 9 күн бұрын
ብጣዕሚ ነመስግን. ሓቂ ኢዩ ኤርትራዉያ አብ ንስደደሉ ዓዲ ልዕሊ እቶም ሀገራት ህዝቢ ንነብር ኢትዮጵያ ህዝቢ. ጥራሕ አይኮነን. ዝማረሩ ህዝቢ. ግብፂ ዉን ተማሪሩ አሎ ልዕሊ እታ ሀገር ክንከዉን. የብልናን.
@johndoe-by7qn
@johndoe-by7qn 9 күн бұрын
Thanks for advocating brother well done keep up the great job 🤲🏽🙏🤝👍👌👌
@amanuelh210
@amanuelh210 8 күн бұрын
ብሓወላ ዝነብር ሃፍታም ኣይኮነን ለማኒ ማለትዩ ክሓፍሩን ክስከፉን ከማን ነይርዎም
@user-kl3pp2bm1h
@user-kl3pp2bm1h 5 күн бұрын
Kab Lebam seb subuk mkri yrkeb. Everything you stated is excellent advice. Aklilu kemaka eza adna entezmerhwas Hzbna kab baesin shigrin dihinu abey Mahlewe nerue. Etom lebamat edil zeyrekbula hager alatna. Zehzin eu nay Adnan Hzbnan neger bhaki kulu niekna zirayna ezom ka ab mulue Alem tesedidom kounu simna. Saesietin fekeran tray hizom terifom. Great job Akilu werki diamond eka… Kubur wedi kubur.❤❤❤
@habenaraya1541
@habenaraya1541 8 күн бұрын
ናይ በሓቂ ኣክሊሉ ሓወይ እዞም ዓዲ ብጣዕሚ ተዓጊሶሙና ኣለው ንምሸቱ እንታይ ክወርደና እዩ እንድዒ ንፈርሕ😞 ግን በጃኩም ተዓገሱ ብፍላይ ከኣ ኣትን ኣዋልድ ዘይ ባህልና ኣብ ጭፈራ ምስ ኣወዳት ተማዓራሪኪን ትሓድራ ረለክን ኣዋልድ እየን ከፊአናና ዘለዋ ኢትዮጲያውያን ክምስሉ እንታይ ይብሉ ኤርትራውያን ጽቡቃት ነይርክን ግን ዋጋክን ሓሲሩ እዮም ዝብል በተን ውሑዳት ሃገር ምሉእ ተጽርፋ ኣለክ ተዓገሳ።
@user-zy7by8rv9v
@user-zy7by8rv9v 9 күн бұрын
ትፈል የኻ ኣቴዋ ብሓቂ ለባም ተጠንቀቁ ኤርትራዉያን ኣሕዋትን እዚን ምኽሪታት ዉሰድወን ኣዝየን ጠቐምቲ እየን ትግራዋይ ሓዉኹም እየ ካብ ስዑድ ዓረብያ
@CalmDolphin-gl3tx
@CalmDolphin-gl3tx 9 күн бұрын
ለክባጥ ሓሳዊ
@God-db9vp
@God-db9vp 9 күн бұрын
የቐንየልና
@user-vt6jw7jw3g
@user-vt6jw7jw3g 9 күн бұрын
​@CalmDolphinድሁል-gl3tx
@dejenweldemichael4289
@dejenweldemichael4289 9 күн бұрын
መን ይብሉካ ሓሳኽ ዋላ ገሃነብ ዘይኣቱ ጋልዛ ሓሳኽ ሸርሙጣ ናይ መሰንጀር ፎእእ 😡
@amanyemane4045
@amanyemane4045 9 күн бұрын
Thank u brother
@matiyasiyasu1578
@matiyasiyasu1578 8 күн бұрын
ብጣዕሚ ነመስግን ኣክሊሉ ሓወይ ስለ ብሱል ሓበሬታኻ፣ኩሉ ተቕርቦ ይከታተሎ እየ፣ ብዝኾነ ልቦና ይሃቦም፣ይሃበና።
@tesfagabergebreselasie6433
@tesfagabergebreselasie6433 9 күн бұрын
ብጣዓሚ ጽቡቅ መተሓሳሳቢ ኢዩ ብሓቂ ኢካ ትዛረብ ዘለካ ኣብ ዓዶም ኣንጪዋ ኮይኖም ይነብሩ ነሮም መረብ ስግር ምስ በሉ ፈራዕራዕ ይጂምሩ ብቀረባ ዝፈልጦም ሰባት ብከምዝታት ትገልጾ ዘለካ መይቶም ግን ኢንዲዒ ናይዚ ሕብረተሰ ኢዚ ዘገርም ኢዩ
@samiD220
@samiD220 8 күн бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕን ልቦናን ዘለዎ ማዕዳ...እቶም ን ሕውል ውን ሓላፍነት ኣለና እቲ ን ሕውሎ ገንዘብ ኣብ ማዓላ ክውዕል.
@HelengalJesus
@HelengalJesus 3 күн бұрын
Haki zerba you are telling the truth brother Thank you for speaking the truth please Deki Eri 🇪🇷
@user-dl1gk8ql7i
@user-dl1gk8ql7i 7 күн бұрын
Well and good... keep it up. I appreciate your program in general. Thank you so much.
@user-nl1hv7ni2l
@user-nl1hv7ni2l 9 күн бұрын
Excellent brother, thank you!!!!.
@KeepKibrom
@KeepKibrom 9 күн бұрын
Bravo Aklilu hawna. Hlnawi melekti amlak yhagzena.
@ahmedani6931
@ahmedani6931 9 күн бұрын
Thanks 🙏 for your golden advice Mr akile.
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 8 күн бұрын
This our character of 🇪🇷 why we behave this way is the product of 50years jebha shaebia sahil social engineering etc 😊😊
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 4 күн бұрын
Nop they are from Tigray , but they looking as like Eritrean
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 4 күн бұрын
@@senaittesfazgi9707 idiot the Tigrians they are in their country Ethiopia why they have to pretend like Eritrean don't u know the Eritrean are in Ethiopia as refugees this ur ignorance is the product of the slavery we go through by Arab turk Italian British etc then jebha shaebia of 60years social engineering 😙😙
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 4 күн бұрын
​@@senaittesfazgi9707 anchi denkoro nesh ende why Tigrians have to look as Eritrean did u know the Tigrai they live in their country Ethiopia do u forget Eritrean live as refugees in Ethiopia anyways this is the product of the slavery Eritrea go through Arab turk Italian British etc and 60years social engineering of jebha shaebia etc😊
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 3 күн бұрын
@@Lukas0313 😊babene I am not Eritrean I am Ethiopian eta nab aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit ne aboka bi meakor himam ketilato niskum akele hamasen seraye jeberti rashaida saho elkum tefiekum agame isayas ewn lambadusa atfiekum gena eta ne aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit gud alewa gena gena solution coming soon Islamic Arabic republic Eritrea 🇪🇷 then Erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😙 babene alora mara fnistra kalas sakit endiayamo 😚
@Lukas0313
@Lukas0313 3 күн бұрын
@@serenityshalom7387 entay dea shalom tibil kem teuy? Kulu commentey delete geyreyo aleku , I don’t want to waste my time with this nonsense comments, feel sorry for u!
@BereketAlemayehu-gv6eh
@BereketAlemayehu-gv6eh 9 күн бұрын
ፅቡቅ ምኽሪ እዩ አኽሊሉ ንኹላና ዝኸውን እዩ።አነ እኳ ኢትዮጵያዊ እየ አብ አዲስ አበባ ኸአ ይነብር ።ኮይኑ ግን ክንድዚ ዝአክል ዝማረሩ አይኮኑን ካብኡ ንላዕሊ አብዚ ሀገር ኢኮኖምያዊ አስተዋፅኦ እንዳገበሩ ዝርከቡን ብጥበብ ክዳን ብቴክኒክን ሙያን ብዙሕ ናይ ልምዲ ምክፋል ዝህቡ እዮም።በቲ ድኹም ጎኖም ጥራሕ ምንሻው በቲ ጋዜጠኛ ውቤ ዝበሎ ትኽክል አይኮነን ዋላ እቲ ፕሮፌሰር ዝበሎ ።ኩለና አብ ህይወት ዘመና ስሕተት ንሰርሕ ኢና መንእስይ ተኾይኑ ድማ ብተፈጥሮ ናብ ፀወታ ምዝንባል ይርአ። ብዝኾነ ፅቡቅ ጎኖም ይበልፅ።❤
@amanuelh210
@amanuelh210 8 күн бұрын
ስነስርዓት ኣልቦ ዘይራሃጽሉ ገንዘብ እንዳበልዑ ስዲ ዝኸዱ ማዓት ኢዮም ሓኒቖም ናብታ ድኻ ዓዲ ተዝጉሕፍዎም ሓቆም ኢዮም
@selamselam2754
@selamselam2754 8 күн бұрын
ንተጋሩ ከይተረፈ አባላሽዮሞምሲ እንታይ ትብል አለካ? ምናልባሽ ካብቶም ዝተባላሸው (ወዛላት ) ሓደ ትከውን
@amanuelh210
@amanuelh210 8 күн бұрын
@@selamselam2754 ኣይገርመካንዶ ኩሉ ዝፈንፈኖም ኣብ መስተን ሽጋራን ባእስን ዝውዕሉ ክዕረዩ ኣለዎም እንተበልናስ ከም ባዓል ዚ ድማ ጽቡቕ ኣለዉ ይብሉ😂😂
@YosiefTsadic
@YosiefTsadic 7 күн бұрын
አነ ዝገርመንስ ብሐዋላ ምንባር ናብ ናይ መንእሰይ ጥሮተኛ እንተትቅየር አይምሐሸን
@LemlemTesfahunei
@LemlemTesfahunei 7 күн бұрын
እዚ ምግናን ኮይኑ ይስምዓኒ: ብርግጽከ ናይ ብሓቂ ኤርትራውያን ድዮም?
@ghideyonkebrom1404
@ghideyonkebrom1404 8 күн бұрын
ናይ፣ብሐቂ፣ዘሕዝን፣እዩ፣ናትና፣ጉዳይ፣(ነገር)።
@GM-cu9qk
@GM-cu9qk 9 күн бұрын
Bimeste shigrka mefitihi Ayikonene Zigerim iyu izi kulu Betesebikum ab Diasbora Zelo Genzeb Zisedid Bihilfi Dekianstiyo Nimesite mezaweti Ayikonen Begakum Ab Libikum Temelesu God bless you All 🙏🙏🙏Thank you Aklilu Hawina for all informasjon.
@user-ku4xh8ln3b
@user-ku4xh8ln3b 7 күн бұрын
ጽቡቅ ኣለካ ኣክሊሉ ሓውና ከምዚ ዘልካዮ ምጥንቃቅ እዩ ምዕባድን ሃይሃይ ምባል እሞ ኣብዘይ ሃገርካ ዓቢ ጽገም ኣለዎ ስለዚ ንጠንቀቅ የሕዋት ኣብ ኩሉ ዘለኩም ❤❤❤🎉🎉🎉
@YacobTekle-ot9by
@YacobTekle-ot9by 2 күн бұрын
አነ አብ አዲስአባባ እየ ዝቅመጥ ነዚ ዝሀብካዮ ራእቶ ክብረት ይሀብካ ሐቅዪ ንታአረም አብስደት ምህላዉና አይንዘግዕ ደጊመ ክብረት ይሀበልና ስለእቲምክርካ
@negagetachew974
@negagetachew974 8 күн бұрын
Aklilu H. Micheal - thank you for your Advice,
@AndyiNuguse-mg1zx
@AndyiNuguse-mg1zx 9 күн бұрын
👌👌👍👍💯💯✅️✅️💙💙👌👌👍👍💯💯✅️✅️💙💙 it's very important message thank you dear brother Aklilu.
@HabeshaFamily4ever45
@HabeshaFamily4ever45 9 күн бұрын
💯✅ ኩሉ ገሊጽካዮ ኣኪለ ምዒድካዮም ተዛሪብካዮም ኣይስምዑን አዮም ተምሊሶም ምሳካ ይበኣሱ ብታዕሚ ዝስኩፉን ዘሕፍሩን 🤔
@senetMahmud
@senetMahmud 9 күн бұрын
the first commenter, bro Aklilu 10qu so much. i like u so much❣️❣️❣️❣️🥰🥰🥰🥰!!!
@meharennahabtemariam1637
@meharennahabtemariam1637 9 күн бұрын
Thank you Aklilu.
@berhaneberhe1303
@berhaneberhe1303 9 күн бұрын
We thanks for your wisdom advice and observation and keep up hopefully one day they will wakeup. Pls advice also for the diaspora spoiled to this young generation. God bless you Akile
@amanuelghebregziabher7082
@amanuelghebregziabher7082 9 күн бұрын
ኣብ ጀርመን እዉን ኣተሓሕዛ ጸጉሪ ደቂ ሃገርና ብዙሕ ይንቀፍ'ዩ።
@samze930
@samze930 9 күн бұрын
Kemay malet ?
@user-re5sy2hz2t
@user-re5sy2hz2t 8 күн бұрын
ፍንጭራዕ ይብል ይኮን 🤣🤣🤣🤔
@waziemates4634
@waziemates4634 8 күн бұрын
Kla Europe sdrabietom da aebeyti sedidom kelbi zhkufus nay chegurom gerimwom 😂😂😂😂😂😂
@user-ro8fb4bk6l
@user-ro8fb4bk6l 9 күн бұрын
Thanks Akliu👍🙏
@okubaygebre9434
@okubaygebre9434 8 күн бұрын
Thank you brother Akila for sharing everything you said is right.
@user-tx2jc6ds9o
@user-tx2jc6ds9o 9 күн бұрын
Aklilu you are great person and I hope the Rritrease people listen to your advice!!
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 9 күн бұрын
እቲ ገለኡ ጌጋ ኸኣ፡ ካብቶም ዝሰዱ ኣሕዋቶም እዩ። እቲ ናይ ውራይ ዝግበር ድንቁርና ዝመልኦ እዩ። ሓንቲ ቤተሰብሲ ክልተ ቬሎ፡ ቁጽሪ ዘብሉ ዙርያታት ጌራ ተመርዕያ ፡ እቲ ኹሉ ገንዘብ ከኣ ለይትን ቀትርን ብዝዋሓደ ዶሞዝ ዝሰርሕ ህዝብና ዝመጸ። የሕፍር እዩ። ጽንብላሊዕስ ማዓኮራ ዘይከደነት መሬት ትኸድን እዩ እቲ ነገር። እቲ ኣብደገ ዞሎ ውን እንዳኣምረረ እዩ ዝሰዶ፡
@user-wv8tr7ig7f
@user-wv8tr7ig7f 9 күн бұрын
Dahan nay mera si tsegem yeblun ni mesten shishan zetfie eyu zeghyeka
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 9 күн бұрын
​@user-wv8tr7ig7f kulu hade eu ab zkona hager nate hezbe ketmasel aleka ,etom hezbe besanke kuteba abu kaleuwu eyom ztakakebu at list neska 1 velo gerka tehet elka tewaxea ab znaberkulu kababe weray zgberla hotel bEritreawe habtemom eyom btame kea zaydle zerba yezrebana neran gn entay nbel besanke yhwatna sek ena nebel
@user-th3ls4mr9o
@user-th3ls4mr9o 6 күн бұрын
thanks a lot Akilelu haway
@user-cj4zv3gf3f
@user-cj4zv3gf3f 7 күн бұрын
Ya you are right Akile Thanks so much for your helpful information and advice 🙏🙏🙏
@Azmarino123
@Azmarino123 9 күн бұрын
ናይ ብሓቂ መምህር ኣኽሊሉ❤❤❤
@josicom
@josicom 8 күн бұрын
It's very important timely advises.thank keep going brother.
@aduniagebremedhin865
@aduniagebremedhin865 9 күн бұрын
ትክክል !!! አብ ኩሉ ዓለም ሐደ ዓይነት ፊልሚ እዬ።አብዚውን ብጣዕሚ ዘህፍሩ ትውልዲ እዮም ዘለዎ ። ብወገነይ ውን አብዝቅመጦ ከተማ ህዝበይ ኢለ ክህግዝ ፈቲኒ ግን ብጣዕሚ ሃይልካን ግዜካን እዮም ዝበልዕሉካ።ብጣዕሚ እዮም ዝንዕቁካን ዝዳፈሩካን።ነቲ ዓዲ ትጋብዞም ነገር አይጥቀሙሉን እዮም።እግዛብሔር ምህረትን ምስትውዓልን ይሃቦም።
@ahmedgemal1545
@ahmedgemal1545 8 күн бұрын
Thank you Brother very nice Advice to all our Eritrean people time is very valuable we don’t have to west it
@user-gf9eq2pk2b
@user-gf9eq2pk2b 9 күн бұрын
Thanks alot for your information... I have alot of respect for you...
@debishgirmay3268
@debishgirmay3268 8 күн бұрын
eway akila nay bhaki xubuk miedo nay sderana nemsgenka ezi sedt mstewale senomo kbri atababeyana resiemo erkbu hgerena eu dexerena akile thanks bero.❤❤
@birhanemelaku3931
@birhanemelaku3931 9 күн бұрын
We all Tigrinya speakers we drink to death , we all thinks the only entertainment way 's being alcoholic , we have to ashamed by this 💔
@user-kc5kv3ou2t
@user-kc5kv3ou2t 9 күн бұрын
ንሰኽራም መግለጺ ስብእነት ጌሩዝቖጽሮ ሕብረተሰብ ዝመጸ፡ትጽበዮ ዩ።ሰኽራም ፎእ ተባሂሉ ክእረም ዩ ዘለዎ።እምበር ነቕ ኣይብልን ዩ ጥርሙዝ ኣረቂ ሰትዩ ትብሎ እንተ ኮይኑ...
@birhanemelaku3931
@birhanemelaku3931 9 күн бұрын
@@user-kc5kv3ou2t I agree with you. I have no idea how to solve this, but we are going to lost one generation
@Samuel97-
@Samuel97- 8 күн бұрын
😂😅 well said ​@@user-kc5kv3ou2t
@berhaneg5776
@berhaneg5776 8 күн бұрын
Thank you very much for your advice.
@dians1273
@dians1273 6 күн бұрын
Thanks brother it's a great advices for our Eritrean teenagers who live in Ethiopia especially for family who live in USA or Europe spoiled them with$ i hope everyone understands your advice 🙏👍🇪🇷🇺🇸
@FarhaanFarhaan-co8qc
@FarhaanFarhaan-co8qc 9 күн бұрын
You are the best thanks more
@lasksegid8926
@lasksegid8926 9 күн бұрын
ዝድነቕ ኣቃራርባ፡ ዋላ ኣብዚ እንግላንዲ ሽሻይ ጋና ይኹኑ ! ስርሐ ኣምጽእዮ ገንዘበይ ብላርልዶን መስተን ናይ ኤርትራውያን መለለዪ እዩ እዚ ማለት ክንደይ ጀጋኑ ኤርትርትራውያን ብድስፕሊን ኣለዉ።
@mussiedebrezion554
@mussiedebrezion554 8 күн бұрын
Thank you for wise advice keep up good job
@Liduhaylemicalhaylemical-ug5cd
@Liduhaylemicalhaylemical-ug5cd 8 күн бұрын
ብጣዕሚ ነመስግነካ መምህረይ❤❤
@user-fw8sc4yk1t
@user-fw8sc4yk1t 8 күн бұрын
I am so glad this came to light. I have a best friend in Addis Ababa, and she always asks me to pray about this issue. Because most of them are smoking and drinking in every corner. They use our beautiful sisters to give them their hard earning money. They should use this time of transition to study at least a couple of languages that could help them communicate when opportunity presents itself to leave the country.
@hagerhager2703
@hagerhager2703 9 күн бұрын
Akeka eka akelilu hawna .thank you.
@dahabaraya4906
@dahabaraya4906 6 күн бұрын
ናይ በሐቂ ኩቡር ሐወይ ዝብላዕ ዘረባ ኢዩ ብጣዕሚ አብዚሔሞ አለው ሐቆም ኢዮም ተሰዲዶም አነዋሪ ስራሕ ኢዮም ዝግብሩ እሶምን ጨጉሮምን ስድነቶምን ብጣዕሚ ከም ኤርትራዊት የሐፍር ኢየ መርዓትት ሐፍ ዘይብል ፈጣሕጣሕ ኢዮም ዝብሉ ዘለው ብዙሕ ነገር አሎ በጃካ ዝገብሩወ ዘለው አበይ ከምዘለው አይፈልጡን ኢዮም ቀደም ኤርትራዊይን አብ ኢትዮፕይ ብስራሕ ብሀብቲ ብፍቅሪ ኢዮም ዝፍለጡ ናይ ሕጂ ግን አዋሪዶምና ኢዮም ብጣዕሚ የቀንየልና 🙏🇪🇷❤
@saeedsaad7481
@saeedsaad7481 9 күн бұрын
Thank you for your advice 🙏
@abelteklehaimanot1327
@abelteklehaimanot1327 9 күн бұрын
Nay behaqi xubuq zereba eyu. Etom nhwl ngage delena mesleni kserhu wey kmeharu enda kealu andasededka mblshaw konu 😢😢thanks bro
@user-dm2is6of7o
@user-dm2is6of7o 9 күн бұрын
God bless you always forever, 🙏
@MeriLion21
@MeriLion21 4 күн бұрын
ቀጽሎ ዝሓወይ ጽቡቅ ኣለካ ከይፈራሕካ ሓቂ ማዕዳ እትገብሮ ነመስግን
@yemanetesfay5417
@yemanetesfay5417 9 күн бұрын
Betmi gobez eika natey haseb eyo ezi tezerbo zelka 👏👏🙏
@Teki1926
@Teki1926 8 күн бұрын
God blessed you,mis Akile for have been gaven fantastic advaice, about eritrean young men and wamen who lived in ethiopia.To speak francely .......
@fessehaziomkidane3988
@fessehaziomkidane3988 9 күн бұрын
ኣክሊሉ ጽቡቕ ኣለኻ።ቅቡል እንተኾነ ነቶም እንሕዉል ዘለና ዉን ማዕዳ እንተዝህሉ።ማለት ንሕና ክይሉ ግዘ ክንሕዉል ኣይንኽእልን ኢና።ስለዚ ክሰርሑ ከነተባብዖም ድኣ ኣለናምበር ተጸበይቲ ኮይኖም ኣኢዶም ኣጣሚሮም ይጽበዩ፡ነልምሶም ኣልና።
@tsegayZeru-ig1tq
@tsegayZeru-ig1tq 9 күн бұрын
እንፈሊጥኩም ደአ ሓወልቲ ኢኹም ጸገም ዝኸውን ዘሎ. አብ ዬጋንዳ ከአ ከምኡ. ዝገርም እዬ ኤርትራዊ እየ ኸትብል ዘሕፍር ግዜ
@alemtesfamichael2121
@alemtesfamichael2121 9 күн бұрын
ተጸበይቲ ምኻኖምን ኣይምኸፍአ ስራሕ ከይረኽቡ ይኽእሉ በቲ ዝስደደሎም ግንብቕጥዒ ዘይነብሩ ክሰኽሩ ሽሻ ክወስዱ ኣብ ሕማቕ ክርከቡ እዩ እቲ ዝኸፍአ
@tsegahizkias4114
@tsegahizkias4114 9 күн бұрын
ከማካ የብዙሁልና ለባም መካሪ፡ አግዛቢሄር አድመን ተናን የሃብካ፡ 🙏🙏🙏
@awethayelom1762
@awethayelom1762 9 күн бұрын
Thanks Akile hawey ❤❤❤❤
@tekhlomokbay5814
@tekhlomokbay5814 8 күн бұрын
You are so smart continue akile ❤🎉
@WintaAbegaz
@WintaAbegaz 2 күн бұрын
❤❤ Akile thank you my bro
@user-ex8lr7wg7s
@user-ex8lr7wg7s 9 күн бұрын
Akile hawey kulu kemaka zekewn neyru xbuq mkone Gn nay hiji mexiyom zelewu sebat kea aletnet zelewum alew ane wedi kemzi adi iye ilom yzarebu kabziom yedhnena :: kale kea tegaru kea bishm eritrea ab kulu alem yishqutu alew: ❤❤❤❤❤❤❤❤
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 9 күн бұрын
ዋና ዘይብልካ ህዝቢ ኩሉ ክሽቅጠልካ ባህርያዊ ኢዩ።
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 9 күн бұрын
​@@semharkahsay1946halay eke kabekes faletke deke endeher Wana zayblom da ab Eritrea 🇪🇷 ka Wana yeblan dya eta hager ,zbazhu zayfeltwo zrau zsekaru eyom
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 7 күн бұрын
​@@semharkahsay1946ewe hakka Eritrea kem hager wedika eya.ezi menesey ab adu ente znebr, eritrea kndey mste lewetet.afrayi zega zbhal kabti hager wexiyu eyu b senki ezi resah wudub hgdef
@emberfire467
@emberfire467 6 күн бұрын
ስቅበል ሑሱር ስደተኛ ትግራዋይ ደኣ አብ ዓዱ ከመይሉ ብ ሽምካ ይሽቅጥ ዶኖቆሮ ማሃይም
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 6 күн бұрын
@@emberfire467 sorry, donkoro barya hgdef dika.nskum si dhan ruesukum kab tkber newih eya geyra.xebuk negeru hgdef gn b maere geyru eyu zkexeana.nska eko hji adeka wey aboka teasirom yhluwu eyom.wey kulom dege awxiekayom aleka.mai chelot tehaxebu hgdef.
@tesfalemtesfamariam2387
@tesfalemtesfamariam2387 7 күн бұрын
ጽቡቅ፡ ሓሳብ ዩ ቀጽሎ ጽቡቅ ምኽሪ ከሙ ወን ብወገን ብርገድ ንሓመዱ ውን ምኸረልና
@ramadansilemanmohammed8267
@ramadansilemanmohammed8267 2 күн бұрын
ዚሪባካ ከብ ዒደሚካ ያዓቢ ዪቅንይለና ሳማዒካ ሪኪበ ❤❤شكرا جزيلا كثيرا جدا استمر وشكرآ
@Zarameley
@Zarameley 9 күн бұрын
We are the worst,we have no respect even here in canada
@semeretesfaldet8915
@semeretesfaldet8915 5 күн бұрын
ሓቂ ኢዩ ንርእዮ ዘለና ኢዩ ኣኪለ ሓወይ ዝጠፍእ ዘሎ ግዜን ጉልበትን ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕመካን ዝስምዓካን ግና ኣንጻሩ ከኣ ክንደይ ብሉጻት ኣለዉ ኩሉ ሓደ ኣይኮነን 🎉❤❤❤
@DanBrukh
@DanBrukh 9 күн бұрын
Aklilu, thank you for this timely video, but kindly also advise all those living in Uganda. Especially, those who arrived from Sudan and Ethiopia. They're replicating the same behavior in UG and the ugandan society is getting tired of us.
@user-rw5yq4fi2b
@user-rw5yq4fi2b 8 күн бұрын
Kbur❤❤❤ Akile hawna metsi Eritrawi asekafi u zelo degagimka kemzi hasab hizka temeles btami agedasi hasab u thanks more
@samuelhaile7296
@samuelhaile7296 9 күн бұрын
You are so smart …. An you please make one video The effect of alcohol….please please
@sadasura9524
@sadasura9524 9 күн бұрын
ናይ ባቂ ልቦና ዝመልኦ ምኽሪ አብ ኢትዮጵያ ዘይኮነ አምሉእ ዓለም ዘለኻ ኤርትራው
@TemesgenBrhane-lh4fx
@TemesgenBrhane-lh4fx 9 күн бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ኣኪለ ሓውና ኣይትጥፋእ እዚ ጉዳይ ኣብ ኣፍ ሓፍገጽ ኮንካ ምስዕሳዕ ይበሃል እንከላይ ደድሕሪ ኪሮስ ኬድካ ምጽላል የሕዝንን
@fessehatekle1208
@fessehatekle1208 8 күн бұрын
Well said brother. Keep it up
@zebibabraham5380
@zebibabraham5380 9 күн бұрын
You do good job brother thank you ❤
@gym472
@gym472 9 күн бұрын
ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ኣብ ልቦም የሕድሮ ነቶም ኣብቲ ሃገር ዝነብሩ የሕዋት 🇪🇷🫶🏼
@tigrayadijeganu7208
@tigrayadijeganu7208 9 күн бұрын
Tanks Brother
@sameriboy4661
@sameriboy4661 5 күн бұрын
Good advice haklilu hawey 👍🙏
@user-eu1rz7ie1w
@user-eu1rz7ie1w 7 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ክብር ሓው የቀንልና
@mesimilionmesi9768
@mesimilionmesi9768 8 күн бұрын
ናይ ባሓቂ መምህር ዕድመ ይሃብካ ❤
@user-yu9zi6fy1b
@user-yu9zi6fy1b 5 күн бұрын
ከመኻ የብዛኻልና እድመን ጥእና ይኻብካ❤
@gezaeasgddet1767
@gezaeasgddet1767 9 күн бұрын
ኣክሊሉ ፡ኢቲ ጸገም ንስግረዶብ ኢሎም ኢትዮጲያ ይኣትው፡ምሽግናይ ስድሮኦም ገንዘብ ንናብርኦም ይሰድሎም ዘይጻዓሩሉ ገንዘብ ሒማቅ ልምዲ የጥየሎም። ሐ ዋ ላ❗
@user-zs2il4wd2x
@user-zs2il4wd2x 7 күн бұрын
Thank you, well said!
@mohammeddini5491
@mohammeddini5491 4 күн бұрын
❤❤❤very nice advice bro!!!
@SamuealGoytiom
@SamuealGoytiom 8 күн бұрын
ናይ ብሓቂ
@IssakBirihin-fb3xu
@IssakBirihin-fb3xu 9 күн бұрын
ብዝኾነ ጽቡቅ መደብ እኻ ትሕልፍ ኣለኻ እሞ ተባረኽ
@merhawiweldemichael3401
@merhawiweldemichael3401 9 күн бұрын
Welcome aki jigna❤❤❤❤
@alldaythesame9772
@alldaythesame9772 9 күн бұрын
❤❤❤❤ amlak Hazaribka bruk hawey🎉🎉🎉
10 ገንዘብ ከይተዋህልል ዝገብራኻ ልምድታት
14:38
ዳማ ብ ኣወል ስዒድ / DAMA BY AWEL SAID
1:10:12
Hidmona
Рет қаралды 143 М.
Khóa ly biệt
01:00
Đào Nguyễn Ánh - Hữu Hưng
Рет қаралды 12 МЛН
PINK STEERING STEERING CAR
00:31
Levsob
Рет қаралды 20 МЛН
7 ንደቀንስትዮ ኣዝየን ዘሕርቐአን ነገራት!
13:48
Канапе 🍢
0:43
Сан Тан
Рет қаралды 6 МЛН
9999 iq guy 😱 @fash
0:11
Tie
Рет қаралды 13 МЛН
🌊Насколько Глубокий Океан ? #shorts
0:42
King jr
Рет қаралды 3,6 МЛН
elim yara olduğunda benim haller #shorts
0:16
Mert Sarı
Рет қаралды 3,7 МЛН
СНЕЖКИ ЛЕТОМ?? #shorts
0:30
Паша Осадчий
Рет қаралды 7 МЛН