No video

ጀነራል ታደሰ ሕዚ ዝሃብዎ መግለፂ/ ኣብ ኣኼባ ተፈጢሩ ዝተብሃለ (እቲ ሓቂ እዚ እዩ)/ ዝብሃል ዘሎ ሓሶት እዩ ሓድሽ ዜና ሎማዓንቲ/ tigray

  Рет қаралды 18,535

Natna Forum ናትና ፎረም

Natna Forum ናትና ፎረም

Ай бұрын

#tigray #tigraynews #ethiopia #ethiopianews #tigrignamusic #ሰበር #ሰበርዜና

Пікірлер: 75
@NatnaForum
@NatnaForum Ай бұрын
ምስጢር ዓወት ፣ሓድነት ብሉፅ ቃልሲ ተጋሩ ዝዘርዘረ መፅሓፍ! መንግስቲ ዘይከኣሎ ከመይ እዞም ተጋሩ እዚኦም.....? ገዚእኩም ኣንብብዋ amzn.to/461rxaQ
@user-rl7pp6ij2i
@user-rl7pp6ij2i Ай бұрын
ግለሰባት ዘመጉሱን ብኻባቢውንትን ነቃዕ ዝፈጥሩ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ እዮም
@EdrisMahammed-y9p
@EdrisMahammed-y9p Ай бұрын
በትክክል ጥሩ ሀሠብ ነው በሀሠብ በሁለት ከተከፉለችሁ ጥሩ አይመጣም አንድሁኑ
@tester8090
@tester8090 Ай бұрын
ሃገር ሓወይ ብጣዕሚ ጅግናን ብዘይ ወገንተኝነት ሓቂ ሒዝካ ንስኻ ጥራይ ኢኻ ኣጆኻ ቀፅለሉ
@profit-zf7dg
@profit-zf7dg Ай бұрын
You are best Tigrian jornalist thank you very much?
@MereHa-r3t
@MereHa-r3t Ай бұрын
በርትዕ
@KibromShewarega
@KibromShewarega Ай бұрын
ቐፅለሉ!!!!
@Shire53912
@Shire53912 Ай бұрын
You are the very honest person
@danielkahsu3859
@danielkahsu3859 Ай бұрын
good idea
@tesfayguolay6562
@tesfayguolay6562 Ай бұрын
ናትና ፎሩማ ,,,,,ነቶም ዝፃሓፉ ሰባት ቃለ መጠየቕ ሕተ ቶም ፣እምቢ እንተሎም ኣጋልፆም። ምኽንያቱ ሓቂ ዝሓዘ እምቢ ኣይብልን።
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w Ай бұрын
ሃገር ሓወይ ክፈትወካ❤❤❤
@gayemadayu7128
@gayemadayu7128 Ай бұрын
በትኪክል ኢካ ሃገር ተክለብርሃን ❤
@Hareg675
@Hareg675 Ай бұрын
ኣየ ዛ ዓደይይ😢 ዙኩሉ ሓሊፉ ዶ ነኒኸብዳ ምኾነት😢😢ክንሓፍር ይግበአና
@dejenweldemichael4289
@dejenweldemichael4289 Ай бұрын
ኣጆኺ ሃረገይ እቲ ህዝቢ ውን ፀገም ኣለዎ‼️📌
@Hareg675
@Hareg675 Ай бұрын
@@dejenweldemichael4289 ብሓቂ😥ደጁየ ታማ ጠፊኻ ኸ ብሰላም
@MeriZelmaem
@MeriZelmaem Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@kiGG-p7f
@kiGG-p7f Ай бұрын
ወረደ ግዕዝ እዩ። 'ረ' ኣፍኲስካ/ከየጥበቅካ እዩ ዝንበብ።
@user-bj6nh7eq5x
@user-bj6nh7eq5x Ай бұрын
ናትና ፎሮም ንቅድሚት❤
@yirgahayelom6628
@yirgahayelom6628 Ай бұрын
ብዛዕባ መናእሰይ ንፉዕ ትንታነ!!!❤
@gebrehailezgiatsbeha5114
@gebrehailezgiatsbeha5114 Ай бұрын
እቲ ስርዓት ዘዕበዮም ሓሰውቲ እዮም። ምሰኦም ኣብ ኣኼባ ይውዕሉ ካብቲ መአከቢ ቦታ ከይወፁ ስልኪ ደዊሎም ኣጋኒኖም ይሕስው።
@Haylemaryam-br4yp
@Haylemaryam-br4yp Ай бұрын
፦ ክንደይ ድሑር ሰብ እዩ ዘለና አብ ክንዲ ነህዝብን ትግራይ እንውግን ነውልቀ ሰባት ብድሕረት ምድጋፍ የሕዝን። እሞ አብዚይ ናሐዚ ዎሎዶ ምዃኑ የተዓዛዝብ እዩ። ዎሎዶታት አታሓሳስብኦም እናሰፈሐ ክኸይድ እናተፀበና አብ ድሕረት ዝተፀመደ ሰብ ምህላው የሕስበካ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
Lomi gobez❤
@MashoKidanu
@MashoKidanu Ай бұрын
ሃገር እተቕርቦ ሓሳብ ተመቺኑ ኣሎ።
@MomedMomed-uc6zw
@MomedMomed-uc6zw Ай бұрын
ምሰ ምሰ ኣለም ገብረ ዋህድ ኾይኖም ዝድግፉ ካብ ሕመቅ ክላቀቁ ዘይደል እዮም ንጌታቸው ዝድግፉ ተመሳሲሎም ንምኻድ ዝደልዩ እዮም እዚኹሉ ድማ ተመዓራርዮም ነኸይኸዱ እትክሰራሕ ዝግባእ ከይሥራሕ ንምግባር እዩ
@BisiratHagos
@BisiratHagos Ай бұрын
ናካት ውን ሓቂ አይኮነን።
@user-df4gn7on1j
@user-df4gn7on1j Ай бұрын
ሰላም ናትና ፎረም በርትዕ ኣነ ኣዚየ እየ ዘድንቀካ ፣ ምኽንያቱ ኩሎም ብሚዲያኻ ናብ እዝኒ ሰማዕቲ እተቅርቦም ሓሳባት ኣብ ሓቂ ዝተሞርኮዙ ምዃኖምን ኣዚዮም ቅኑዓት ከምዝኾኑ ካብ ልቢ እየ ዝቅበሎም።
@NatnaForum
@NatnaForum Ай бұрын
ክብረት ይሃበልና!
@samsamsun367
@samsamsun367 Ай бұрын
ፌዴራል ጊዜ ንምግዛእ እዩ ዲሞግራፊ ክቅይሩ እዜኦም ናይ ትግራይ እሽ እናበሉ ህዝቦም ይውድኡ
@samsamsun367
@samsamsun367 Ай бұрын
​@@NatnaForumዘይተረዳአኒ ብገዛ አዶም አምሀራ ክፈቅድ ክክልክል መን ፈቂዱሎም
@rttr3992
@rttr3992 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾
@naix3768
@naix3768 Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉❤❤❤👏👏👏👏💪💪💪💪💪🙏🙏
@yirgahayelom6628
@yirgahayelom6628 Ай бұрын
ጉጅለ ኣለም፣ መንጀሪኖ..መንገዲ ጥፍኣት ትግራይ!
@weykefetek3020
@weykefetek3020 Ай бұрын
ጉሓፍ
@yirgahayelom6628
@yirgahayelom6628 Ай бұрын
@@weykefetek3020 ጥፉእ፥ ውዳቕ!
@weykefetek3020
@weykefetek3020 Ай бұрын
@@yirgahayelom6628 ጎይታኺ
@GideyBrhane-ed7ck
@GideyBrhane-ed7ck Ай бұрын
ፅቡቕ ኣርኣእያን ጠመተን ገይርካ ኢኻ ትገለፅ ዘለኻ ሃገር ብፍላይ ኣፍተን ሓድሓደ ውፅእ ዞበላ በላያ በሉ ወረታት ተወሰኽቲ ሓሳባትን መብርሂታትን እንተዝውሰኸለን ፅቡቕ እዩ ።
@tesfaygebru6712
@tesfaygebru6712 Ай бұрын
''ኢህአደግ የቁልቁለት ጉዞ'' እትብል መፅሓፍ አንብካያዶ ት ''የኢህአደግ የቁልቁለት ጉዞ'' እትብል መጽሓፍ አንብካያዶ ትኸውን ?
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
ናብህዝቢ ከይወርድ
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be Ай бұрын
አንቱም ሰባት በጃኹም ለኻኻእ ጸልአ ሀገር ንህዝብና ዝጠቕም ጥራሕ ሓቒ ዝሓዘ ጸብጻብ ከቸቕርብ ይጽበየካ
@alemybrah1225
@alemybrah1225 Ай бұрын
c
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus Ай бұрын
ፍፁም ሓስት እዩ።
@user-zo6cz4kr4t
@user-zo6cz4kr4t Ай бұрын
እወ አብ መኸተ ዘርአዮ ወነ አብ ልምአትዉን ክደግሞ አለዎ ::ህመቅውን እናተቃለሰ ልምአት የረጋግፅ : ነገራት ካብ ምችዉ ኹኔታ አይጅመርን
@weykefetek3020
@weykefetek3020 Ай бұрын
ጃህራ በጠጥ ይፅናሕ። ፀብፃብ ይቕረብ። ካብ ክንደይ ተመዛበልቲ ክንደይ ተመሊሶም? ካብ ሰረቕቲ ክንደይ ?መነመን ተኣሲሮም?
@eyersalemgebregergs3583
@eyersalemgebregergs3583 Ай бұрын
ሃገር ብቑዕ ጋዜጠዝዝኛ
@NatnaForum
@NatnaForum Ай бұрын
ክብረት ይሃበልና
@asgedomtekie1738
@asgedomtekie1738 Ай бұрын
እዞም ኣብ ሜድያታት እናቀረቡ ዝዛረቡ ተጋሩ ብዘሕፍር ኣገባብ ድክመታት ህዝቦምን ውድቦምን ኣብ ዕዳጋታት እናውረዱ ዝበክዩን ክብሪ ተጋሩ ዘዋርዱ ንፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ዘስንቁ ክጠፍኡ ኣለዎም።😅
@zefengorhawaria8526
@zefengorhawaria8526 Ай бұрын
🤔😭
@kunama1170
@kunama1170 Ай бұрын
ሃገር እዚ ዘይረብሑ ሰባት ዝተዛረብዎ ንስካ ትእርም ዘለካ መስልኳ እካ ትዛረብ ግን ተጋውሖ ኣለካ ስለዚህ ንምንታይ ዘይትሓልፍዎ እቲ ህዝቢ መከርኡ ዘይክእል ፀላእቲ ዘዋፈርዎም ዝብልዎ ትደግሙ ግደፎ ስገሮ ከምዙይ ክትረክብ።
@NatnaForum
@NatnaForum Ай бұрын
ኣያጋዋሕናን ኣብዚ ዘመን እዚ ዝተሓብአ ነገር የለን፣ስለዚ ድማ ናይ ምምካን ስራሕ ኢና ንሰርሕ ዘለና። ኣጆና!
@yirgahayelom6628
@yirgahayelom6628 Ай бұрын
ብወገን ትግራይ ጉድለት ምንባሩ ናይ ራያ ጉዳይ ጠ/ሚ/ር ዝተዛረቦ ንፁር'ዩ። # ካብ ውዕሊ ወፃኢ ራብሻ ናይ ምፍጣር ኩነታት ብወገን ህወሓት ነይሩ'ዩ።
@kibromyikun-yr6xi
@kibromyikun-yr6xi Ай бұрын
እታ ኣብ ሕድሕድ ወረዳታትን ገጠራትን ትግራይ ስለ ጌታቸው ረዳን ጊዚያዊ ምምሕዳርን ጠቐነ ዝስራሕ ዘሎ ርኡይ ዝኮነ ተግባር ዓገብ ክትብልዎ ይግባእ ።
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 Ай бұрын
እዚ በለካ ለኽዓካ ወረ ምንዛሕ ናይ አባላት ናይባዕሎም ጥፍአት እዩ: መን አብኣኼባ ተዘርበ አውፂእኹም ነስንሱ ኢልዋም? ግቡእውን ስለዘይኾነ ነዚ ኸምዝዓይነት ሚሐ አባል ካብ አባልነት ሕውሓት ክስጎጉ አለዋ:
@tsegatsega1930
@tsegatsega1930 Ай бұрын
Anta baned tekile berhn eshie ney alem geife ehiha
@DestaWubshet
@DestaWubshet Ай бұрын
4ኪሎ ዝፈሓስዎን ስፖንሰር ዝገበርዎ ውዲትን ከይኸውን ከ፣
@user-xq4iz5mt5w
@user-xq4iz5mt5w Ай бұрын
ቡጣዕሚ ፅቡቅ ጌርካ አብዝሕዚ እዋን ሕዝቢ ትግራይ ዝደልዮ ዝተወረረ መሬቱ ከምልስን ገና ህዝቢ ትግራይ ዘይጠፍአ አይንድቅስን ኢሎም ድቃስ ዝሰአኑ ምስዖም ግብግብ ክገጥም ኢዩ ናይ ውሽጥና ድሕሪ መቃብር ፀላእትና
@alemasgedom5391
@alemasgedom5391 Ай бұрын
ናይ ውልቀ ስባት በለኻ ለኽዓኻ ህዝቢ ኽፈልጦ ምግባርኹም ናእዳ ይግባኣኹም።
@user-mo3zw3lb3j
@user-mo3zw3lb3j Ай бұрын
ኪድ መሃይም
@haileseged1124
@haileseged1124 Ай бұрын
እሞስ ሀገር ተኸአኢሎም ይሕለፉ ድዩ ሐሳብካ ???
@NatnaForum
@NatnaForum Ай бұрын
ኣይኮነን ፣ፀገምን ስርቅን ካልኦት ጣጣታት ውድብ ህወሓት፣ብሰንኪ ኣክቲቭስት ኢና በሃልቲ ናብ ህዝቢ ይሰርፅ ኣሎሞ፣ ንሕና ድማ ከም ሚዲያ ሓድነትን ውዳበን ህዝቢ ክጠናከር ኢና ነዚ ሰሪሕናዮ።
@befairbalance7507
@befairbalance7507 Ай бұрын
Alem g/wahied need to leave, he the most corrupted insensitive, he belongs to jail
@sagaas6052
@sagaas6052 Ай бұрын
እቶም ደገፍቲ ትብልዎም ትቅብብል ቀኒኩም ሕዪ ካሊእ ዘረባ
@GebrekidanTeklemichael-kb5cg
@GebrekidanTeklemichael-kb5cg Ай бұрын
It is you, the people of media that are creating divisions within the TPLF, the only manhand of the people of Tigrai, and lead the people towards survival. You people, especially the media people, take very much care and be responsible.
@NatnaForum
@NatnaForum Ай бұрын
ንስካ ትብል ኣለኻ።
@tesfayguolay6562
@tesfayguolay6562 Ай бұрын
ምናልባ ከምዚ ኢሎም ዝፅሕፉ ናይ ሻብያ ኣኽላባት ይኾኑ።
@santiyago7635
@santiyago7635 Ай бұрын
አታ ወዲ ጀነራሉ ልክዕ እዩ። ናይ እንደስዋ ወር ንዳስዋ!አብ ሚድያ ?ተደለኻ አምፀእዮ።ተቀርየስ?ተመዘን ኢሉካ?መንግስቲ አምሐራ ዝበልካዮ ተጋጊኻ?ካምዝበልካዮ አይበለን።
@NatnaForum
@NatnaForum Ай бұрын
መሲሉካ እዩ ዝሓወይ።
@santiyago7635
@santiyago7635 Ай бұрын
ስማዕ እንዶ ውግንናኻ ንህዝቢ እምበር ?ጌተቸውየ!አለምየ?ናይ ትግራዋይ ዘይኮነስ?ናይ ሓሜን እዩ። ዜሮ ሚድያ ?ሕሩመይ ከይብል???? ዘገደደኒ እውን የለን ፈቲወ እምበይ ፀዊዒካኒ ከምዘይኮነ ከምዘሎ ሐው። ንትግራይ ህዝቢ ዘንቅሕ እምበር?ናይቱ ፖርቲ ጉዳይ ናይቱ ፖርቲ እዩ። ተደልዩ?መንገድ ጨርቂ ይግበርሉ። ዋእ አታ ናይ ትግራይ ህዝቢ አብዚ ፀገም ዚ????
@NatnaForum
@NatnaForum Ай бұрын
እቲ ትብሎን ኣብቲ ሚዲያ ዝተብሃለን ኣይራከብን ዝሓወይ። ቁጠዐ ኣገዳዲ ኣይነበረን፣ እቲ ሓሳብካ ግን ተረዲእና ኣሎ ብዛዕባ ከምዚ ዓይነት ሓሳብ እውን መደብ ክንሰርሕ ኢና።
@fritasolomon3835
@fritasolomon3835 Ай бұрын
ንበዕልኻእውን ናብሓደ ዘዘበለ አዩ።
@NatnaForum
@NatnaForum Ай бұрын
ንተጋሩ እዩ ዝምልከት እዚ ጉዳይ።
@kakiko-fm5gu
@kakiko-fm5gu Ай бұрын
ወዲ ወረዳ ስልቹውና ናታትኩ ህሶት። ከሃድቲ። ሰተይቲ ደም ተጋሩ። ሃሰውቲ። ውረዱ። ሃሶት ስልቹና ክለተ ዓመት ሙሉእ። ትግራይ መንግስት የለን። ጊዝያዊ መንግስቲ ህጋዊ አይኮነን። ንትግራይ ህዝቢ አይውክልን። ተጽዋዕነትኩም ንይ አመሪካ ንይ ዓቢይ ኢዩ። ስለ ዝኮነ ወረዱ ካብርእሲ ትግራይ ክዱ ንኣዲስ አበባ። ጊታችው መራሂ ትግራይ አይኮነን። ህጋዊ መንግስትና አብ ፕርቶርያ ሽይጡ ዘመጸ መራሂ አይኮነን። ከሃዲ መርሂ አይኮነን። ህጋዊ መንግስቲ አፍሪሱ ኢ ህጋዊ መንግስቲ ኢየ ዝበል መንግስቲ አይኮነን። ስለዚ፡ 1። አብ ትግራይ ህጋዊ መራሂ ህዝቢ ትግራይ ዝስምዕ ዝውክል የለን። 2። ህጋግዊ ጊዝያዊ መንግስቲ አብ ትግራይ የለን አይነረበረን 3። ህጋዊ መንግስቲ አብ ፕሮቶርያ ተይሽጡ ንይ አመሪካ 4። ህጋዊ መንግስቲ መራሂ እትይ ዝተመረጸ መንግስቲ ኢዩ። እቲ ህግዊ መርሃኢ ደብረጽዮን ኢዩ። 5። ሂዚ አብ ትግራይ ህጊ የለን 6። ህዚ አብ ትግራይ መራሂ የለን 7። ሂዝ አብ ትግራይ ስርዓት የለን ስለ ዝኮነ ጊታቸው ፣ንስካ ካብ ርእሲ ህዝቢ ትግራይ ውረዱ። ሃሶት አይንደልን። ዕቅ እሊና ሃሶት። እፈተውካ ነይረ ሂዚ ክርኢካ ጸሊአካ ወዲ ወረደ መህፈሪ። ንህና ናታትኩም እንሳሳታት አይኮናን። ብደም ህዝብና ቴጭወቱ አለኩም። ከማካትኩም ኩፋአት አብ ዓለም የለን። ክሃዲ ብናይ ህዝብና ደም እትጬውቱ። ዱህራት ደንቁር። ወረዱ እቲ ሕጋዊ መንግስቲ ናብ ዝነብሮ ይመለስ ደብሪጽዮን የመልስ። ኩሉኩም ሃሳዳት ድሁራት እንዲሁም ግና ደብረ ጽዮን ህይሻና። አቅሚ የብሉን እምበር ደብሪ የውሃ ኢዩ። ከማሃትኩም ሃሳዊ አይኮን። ሃሰትውቲ ደናቁር ሃጋዊ መንግስቲ ናበቶ የመልስ ህልውናና ምስ ሃይሊ ትግራይ ኮይኑ ህዝብና ምድርና የዓቕብልና። ለውጢ ቀስ ኢልና አጽዕና ነገብሮ። ቅድሚ ኩሉ ክነብር አለና። ህዝብና ህልውናኡ ክህሎ አለዎ። እንዳጋና ህጋዊ ጊዝያዊ መንግስቲ አብ ትግራይ የለን አይነብረን።ጊታችው ረዳ መራሂ ትግራይ አይኮነን። ከሃዲ ትግራይ ኢዩ። ን 27 ዓመት ህዋህትየ እናብለና ነይሩ ህዚ ህዋህት ስለ ዝወድቀት ኪሂዱ ንሱ ካብ ህዋህት ክምዝሽ ክነግርና ይሙኩር አሎ። ጊታችው ካብ ህውህት ትክፍእ ከሃዲ ስለ ዝኮንካ። አነ ናይ በሃቂ ገጽኩም እውን ክርእየኩም አይድለን። አልጉሱ ሃሶትኩም ዕቅ ኢሉና።
@user-bh1cq8ym2q
@user-bh1cq8ym2q Ай бұрын
ትግራዋይ ህልውና ትግራይ ንምውሓስን ሕይወት መራሕቱ ንከድሕንን ኢሉ ሕይወቱ፣ ደሙን ኣካላቱን ገቢሩ ንዓለም ምስድማሙ ዘይከሓድ እዩ። ይኹን'ምበር ብፍላይ ኣብዘን ዝሓለፋ 2 ዓመታት ንቅኑዕ ትግራዋይ ዘሕዝኖ ዘሎ ሕይወት ዕሽላት ደቁ ዝገበረ ወላዲ ትግራዋይ፣ ኣካላቱን ደሙን ወፊዩ ኣብ ጉስሙ ከይተረፈ ተሸኪሙ ዘድሓኖም መንእሰይ ትግራዋይ ተረሲዑ ብዐፀቦን ፀበባን እናተጨነቐን ብጥሜትን ብሕማምን እናረገፈን "ሥልጣን ርስቲ ጉጅለ ሥድራ/ቁሸት ናይ ተሓሕት/ሕወሓት እዩ" እናበልካ ኣብ መወዳእታ ዘይብሉ ኣኼባታት ተፀሚዶም ክባላዑን ክፀራረፉን ምርኣይ ናይ ብሓቂ ዘሕፍር እዩ። ካብኡ ንላዕሊ ዘሕዝን ድማ ትግራይ ብሥርቂ ቀለብ ቅሱላት ጀጋኑናን፣ ብዓመፅን ብቕትለትን ኣዋልድን መናእሰይን ተጋሩ ምሕማሳ ኣብዙ ኩሉ መሕፈሪ ተግባራት ከዓ መሓውር መንግሥታዊ ኣካላት ምንባሮም እዩ። ንኣብነት ኣብ መቐለ በዓላ እናብዓለት እናሃለወት ብኣረመናዊ ኣቀታትላ ዝተቐተለት ትግራወይቲ ቐታሊኣ ዘመድ ናይ በዓል ሥልጣን መንግሥቲ ብምዃኑ ብነፃ ተለቒቑ ተባሂሉ ይውረ ኣሎ። ቅድሚ ሐዚ ከዓ ብቅድሚ ውግእ ብከምኡ ደቂ ዓለቱ ኣብ ቢሮ ፍትሒ ትግራይን ኣብ ምምሕዳር መንግሥቲ ትግራይን ዘሎዎ ወዲ ኣብ መቐለ ንሓደ መንእሰይ ቀቲሉ ብኣፉ ለፍሊፉ እናሃለወ ሒዙዎ ዝኸደ በዓል ባጃጅ'ውን መስኪሩ እናሃለወ ብነፃ ተለቒቑ ኣሎ። ከምኡ እንዲሕሪ ኾይኑ ደኣ ትግራዋይ ኣበይ እዩ ክነብር? ስለዙይ መን ይኹን መን እንኳንያ ኣኼባ ፀዊዖም ክፀራረፉ ሎሚ ናይ "ሥልጣን መን ሓዘ" ኣኼባታት ብሱሩ'ውን ከህሉ ኣይነበሮን። እዙይ ንትግራይ ካብ 40 ዓመታት ንላዕሊ ዝገዝኡ መሳፍንቲ ከመይ ዝበሉ ድሑራትን ዘይምሑራትን ምዃኖም የርእየካ።
@abezgiasgedom5895
@abezgiasgedom5895 Ай бұрын
ወረኛታት
Pool Bed Prank By My Grandpa 😂 #funny
00:47
SKITS
Рет қаралды 18 МЛН
ПОМОГЛА НАЗЫВАЕТСЯ😂
00:20
Chapitosiki
Рет қаралды 25 МЛН
World’s Largest Jello Pool
01:00
Mark Rober
Рет қаралды 128 МЛН
Get 10 Mega Boxes OR 60 Starr Drops!!
01:39
Brawl Stars
Рет қаралды 13 МЛН
Gere emun part 185 | ገሬ እሙን ክፋል 185 ቻው ድኽነት ክፋል ሓደ
38:28
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 319 М.
ህግደፍን 1ይ ጉባኤን
13:50
AAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 1,8 М.
Pool Bed Prank By My Grandpa 😂 #funny
00:47
SKITS
Рет қаралды 18 МЛН