#Jstudio

  Рет қаралды 384,996

Jstudio

Jstudio

5 жыл бұрын

#Jstudio #jstudioyosief #Eritrea #Eritrean #tigrgna #tigray #tigrina #haile #woldetnsaie #G15
“ ወደይ ምእንቲ ሃገሩን ህዝቡን ብዙሕ ግዜ ይእሰር ኔሩ’ዩ፡ እንተኾነ ግና ነዛ ስልጣንያን ኮቦርታን ቀጻሊ የመላልሰሉን ዓይኑ ክርአን ዝተዓደልኩ ወላዲት ኔረ ። እዛ ሕጂ ኣትዩዋ ዘሎ እስሪቤት ግን ስልጣንያ ኮቦርታን ወላድቱ ዘይትቅበል ሕስምቲ ኮይናትኒ፣ አሞ ድማ እታ ባዕሉ ዘምጽኣ ናጽነት ኮይናስ መሪሩኒ፣ ጉህየ። እህ ህ ህ ህ ህ” ፣ ወይዘሮ ጽጌሬዳ

Пікірлер: 1 100
@jstudio1
@jstudio1 5 жыл бұрын
ኣብዚ መደብ ክቀርብ ትደልይዎ ሓቀኛ ፍጻመን ኣብ ልዕሊ ህዝብናን ደቁን ዝተፈጸመ ግፍዒ ተልዩ ብ dhnethager@gmail.com ክትሰዱልና ትክአሉ ኢኩም። ምስ ቡዙሕ ምስጋና። ኣዳላውቲ J-studio
@Sami_2929
@Sami_2929 5 жыл бұрын
Josi nmentay gen abti thti aresti hashtag # gerka tigray texhfo ezi eko nay eritrewyan u bejaka wala agazian kun eti tarik nenatu habo
@user-vz1le1hp1t
@user-vz1le1hp1t 5 жыл бұрын
@@Sami_2929 Hager entay malet diu
@easymachineasyfactery4661
@easymachineasyfactery4661 5 жыл бұрын
Jstudio We know all the history no need to load & Change history go use your time earn money lazy ass our hero they are no’t agazan
@user-op2hw2md4x
@user-op2hw2md4x 5 жыл бұрын
@@easymachineasyfactery4661 He is great.you just go to earn money
@leotransportllc8521
@leotransportllc8521 5 жыл бұрын
josi nay wedi selomun petros nixbeyeka alona
@user-hn2xb8gn2w
@user-hn2xb8gn2w 5 жыл бұрын
ኣሕሕሕሕሕ ዱሩዕ ጅግና ኣምላኽ ኣብ የማናይ ኢዱ የንብርካ ወትሩ ኣብ ልብና thanks bro ኣታ ኣነስ ከምዚ ክሰምዕ ከለኩስ ውሽጠይ ይርበሽ በቃ አዋይ ክንሓምቅ ብሓቂ
@letinak4559
@letinak4559 5 жыл бұрын
በይንኻ ኣይኮንካን :ነቢዕና ጀጋኑ ኣቦታትና ሲኢና እሞ ከኣ ብዘስካሕክሕ ኣገባብ
@natialmeysari9699
@natialmeysari9699 5 жыл бұрын
Ahhhh eway eritreawyan ezi koynu echana 😭😭😭😭
@user-or1hg4mu1z
@user-or1hg4mu1z 5 жыл бұрын
@@temesgenfetari9739 ንምኻኑ መን ኢኻ እንታዋይ ኢኻ ከምዚ ትብል ትምጽሓፍ ክንጽሕፍ ኢና ትዝግበር ውን ክንገብር ኢና ምዓልትካ ጥራይ ተጸበ
@helensemere3026
@helensemere3026 5 жыл бұрын
ሓዞ hazo ዝእሰር እምበሪ ጅግና ኤርትራዊ ዝሽየም ሪኢና ኣይንፈልጥን ኤርትራዊት ኣደ ሰብኣይ ኣይወለደትን ሓርኢ እያ ወሊዳ ። ትግራወይቲ ኣደ ግና ጅግና ንኢሳያስን መለስን ወሊዳ ናጽነት ድማ መጽያ ካልእ እንታይ ታሪክ ኣሎ እሞ
@frankfurt8957
@frankfurt8957 4 жыл бұрын
@@helensemere3026 ghba azi n eritrawe zawerdo zelo nabkum kagmtel eyu tegaru qendi xelatina b tenkol teray akilkum epe gan dhan kulu gegziu alwo nabta ney 80 tat zanberkuma katimleslu ekum seb anda tebdele aynberan eyu n kulu gegziu alwo qesinkum aythderu
@berihutesfa9895
@berihutesfa9895 5 жыл бұрын
ኣንታ ኣነ ነዚ ወዲ ዝኸውን መግለጺ ምበር ሲኢነሉ♥
@azmeramerhatsion7166
@azmeramerhatsion7166 5 жыл бұрын
Josi haweyy Tarick Abotatena ayatatena mglaxeka btaemi eye zednkeka kemu gerka qlayom mstirom hzbi kfelto ajoka kexelo
@usmanarain8337
@usmanarain8337 5 жыл бұрын
josi nay bhaqi jigna
@samuelmajor4088
@samuelmajor4088 4 жыл бұрын
Ewe nay behaki edmen tenan ne jesi hawena ajona kulatena ❤🙏
@adamkidane
@adamkidane 5 жыл бұрын
ጅሲ ሓወይ እግዚአብሔር ይባርኽካ ታሪኽ እዞም ጀጋኑ ከምዚ ጌርካ ዘዘንተኻ እምበር ካብዚ ህዝቢዚስ ተሪፎም
@fretasmirnova8908
@fretasmirnova8908 5 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏amlakey bejaka eba ..
@tamzgitesfa6300
@tamzgitesfa6300 5 жыл бұрын
ከምኡ ኣይትበል ኩብር ሓው ንስካውን ካብ አስይስ ፈልየ ኣይክርአካን አየ ዘይ አስይስ ነዝ ህዝቢ ድህክዎ አዮ ስለዝ ህዝብ ኣብ ኣፍ ገብል አዮም ዘለው ንሕና ከመይ ገርና ካብ ኣፍ ገብል ነድሕኖ ዳ ንፍጠር አቲ ህዝቢ ሰለ ዝተፍጥረስ ካብ ህዝቢ አዩ ተፍጥሩ
@godismylove8246
@godismylove8246 5 жыл бұрын
Akal hezbi dika nska wrlas aykonkan
@yassim9143
@yassim9143 5 жыл бұрын
@@tamzgitesfa6300 eska nhiwetka ktmerh zeytkielsi bzaeba hzbi ktzareb kkkkk bshm awraja ktbetatnwo twielu zelekum dea shinti weledo
@eritrea.n.t9218
@eritrea.n.t9218 5 жыл бұрын
werede kidane 😅😂tarke jeganuna zeterke zlo keymsilka wedi Eritrea yelagixe u zlo ezi esube lemani helme abay tigeray u zesase zlo dollar 💵 eda tekfle b weyane naytom jeganuna mis nay gorobabtna eda hawawse zemxo zlo ka melimemad n ezbi Eritrea u xenhu kemta nay kedmu tigerna tigrchu do ajewujwe kemxie u so wdi erye b lewuhat da aytitemto ezi guday asitebihelelu da
@saymstudiosenafe2158
@saymstudiosenafe2158 5 жыл бұрын
ንበዓል ድሩዕን ቢተወደድን ካሊአን ጀጋኒ ዘጋታትናን ኣቦታትናን ኣደታትናን ሓወልቲ ክንሰርሐሎም ኣለና ።
@sadtes9496
@sadtes9496 5 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክክ ኮሙኡ ትሓልም።
@saymstudiosenafe2158
@saymstudiosenafe2158 5 жыл бұрын
@@sadtes9496 ሕማቅ ሕልሚ ድየ ሓሊመ?
@esakhailemehtsun1604
@esakhailemehtsun1604 5 жыл бұрын
fera iga nesega nehade telam si hawelti keserh tebel ne bitewedet keman aytebelen
@saymstudiosenafe2158
@saymstudiosenafe2158 5 жыл бұрын
@@esakhailemehtsun1604 ሓሪፍ አንዶ ነሃለካ ንስካ፡ ከመይ ድዮ ምጥላም፡ አንታይ ስለ ዝገበረዩ ጠሊሙ፡ክተብረሀለይ ዶ ምከኣልካ ሓቢቢ?
@user-gm6kl5fd3z
@user-gm6kl5fd3z 5 жыл бұрын
@@esakhailemehtsun1604 እንታይ እዩ ጠሊሙ ድሩዕ ኣብርሃሉባ ንመብራህቱ
@TMRRA1
@TMRRA1 5 жыл бұрын
ጆሲ ጅግና ናይ ክፈለዘመና ፅዕንቶ ፈጣሪ ኣቦ ሓቂ
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ጆሲ ኣዚና ኢና ነመስግነካ ነዚ መጽሓፍ ታሪክ ሃገር ' ዝኮነ ድሩዕ ዘምጻካልና ሰላም ዕረፍ ድሩዕ ጅግና '
@shdenmengstab6056
@shdenmengstab6056 5 жыл бұрын
ኣሕ እዋይ መሳኪን ኣቦታትና ሓቅነቶም ዝርድኦ ተሳኢኑስ ተጠሊሞም፡እዝስ ዋላ ክትሰምዖ ዘርዕድ ኢዩ።ኣምላኽ ንሃገርና ይብጻሕ ኣሜን።
@haileotz6270
@haileotz6270 5 жыл бұрын
This is so emotional,Thank you for remembering our hero!
@jesuslovesme7440
@jesuslovesme7440 5 жыл бұрын
I know I'm crying listening to this 💔😭😭😭😭
@meraafye3086
@meraafye3086 5 жыл бұрын
ጆሲ ሃውና ናይ ብሃኪ ጅግና ኢካ ምክንያቱ ታሪክ ጀጋኑና ከምዚ ገርካ ምክራብካ ክብሪ ይሃብካ ኣጆካ ከጽሎ
@binam5814
@binam5814 5 жыл бұрын
Thanks ክጽበያ ዝጸንሓኩ መደብ
@user-kd9pe8sn6f
@user-kd9pe8sn6f 5 жыл бұрын
Like eba gberelu
@letinak4559
@letinak4559 5 жыл бұрын
ነዚ ዘስጃሕክሕ ፍጻሜ ትሰምዑ ዘለኩም ደቁን ስድራ ቤት ሃይለ ወልደትንሳኤን : ዳግማይ ልብኹም ብስቃይ ይደሚ ስለዘሎ ኣምላኽ ክእለት : ጽንዓት: ትዕግስቲ ሂቡ አዱ ይንብረልኩም 🙏🙏🙏
@gebrugedru9235
@gebrugedru9235 5 жыл бұрын
ኣብዛ ንነብሬላ ዓለም ከም ኢሳይስ ርጉም ካሕዳይ ጠላም ሰብ የለን ።
@helentewelde3891
@helentewelde3891 4 жыл бұрын
Alo anber azom degefti kabu ygedu
@user-jv1pf6fb5l
@user-jv1pf6fb5l 5 жыл бұрын
ኣብዛ ዓለም ከም ኢሳያስ ደንቆሮ ጠላም የለን
@BarkaChanel6191
@BarkaChanel6191 5 жыл бұрын
ዙር ፈንቅል hakka aleka entekone gn hade Gana nzey natu wey wn nzey nbretu halyot aygebrn eyu hawey Eseyas wn hzbi Eritrea natu slezeykone u
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 5 жыл бұрын
Isays aykonnnn dekoro Huzbi Eritrea eyou dakro Fetwonn tsealilon zay felttt
@selamnikulu-ol1ul
@selamnikulu-ol1ul 5 жыл бұрын
እወ ኢሰያስ ጠላም GiUDA
@user-gt7bi7hs7u
@user-gt7bi7hs7u 5 жыл бұрын
true
@fadubrhane3441
@fadubrhane3441 5 жыл бұрын
menesey eritrea eyu donkoro,zahazka zizka nebsey aetsieni adabelka nebska mhbae
@Amanuel.Kidane12345
@Amanuel.Kidane12345 5 жыл бұрын
ኢሰያስ ታሪክ ኤርትራዊ ናቱ ታሪክ ጥራይ ክንገረሉ ዝደሊ ሓንቲ ታሪክ ዘይብሉ ክንሱ።ሓንቲ ብረት ቶኪሱ ዘይፈልጥ ድሩዕ ጅግና ወቱሩ ኣብ ልብና ኣለካ
@shabaymender9126
@shabaymender9126 5 жыл бұрын
ፈሊጥካዮ ብሓቂ
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
እሰያስ ታሪክ የብሉን እዚ ብስብስ ጉሓፍ ታሪክ ተሰኪሙ ናብ ዓዲ እዝጊሀሩ ።
@MayMay-qk1mp
@MayMay-qk1mp 5 жыл бұрын
በል እቶም ታሪኽ ዝፈልጡ ሞስኦም ዝነበሩ ከይሰምዑኻ እሞ ከይንዕቁኻ ኢሳያስ ታሪኽ ዘይብሉ ድሩዕ ሰራሕ ታራኽ ተኾይኑሞ እንድዒ መልሲኴ ሰኢነ በጃኹም ዘይተሰርሐ ታሪኽ ኮሓሒልካ ታሪኽ አይከዉንን እዩ.ድሩዕ ባዕሉ አይምተቐበላን ነዚአስ.
@robi-gu3gu
@robi-gu3gu 5 жыл бұрын
ኣበዲኡ ዲኣ ታርክ ኪህልዎ እዚ ጋሓፍ ባጎኒ ፎእ ጌረ ጸሊኤዮ ዘለኩስ ኣይትርኣዩ።
@nazritkidane4809
@nazritkidane4809 5 жыл бұрын
Nay bhqeiy
@shishayasmelash2976
@shishayasmelash2976 5 жыл бұрын
መስደመም ታሪክ ፡ ደርሆ በምዑት ደቃ ትጻወት ዩ ነገሩ ። ደም ዘንብዕ ጸሊም ታሪክ
@Kidane13
@Kidane13 4 жыл бұрын
ዕድለኛታት ኣይኮናን ኣብዚ ጉዕዙይ ምሕደራን ሕማቕ ታሪኽን ምፍጣርና
@tesfaletesfamichael8472
@tesfaletesfamichael8472 4 жыл бұрын
ጆሲ ብጣዕሚ ኑፉዕ ሙሉእ ተውህቦ ዘለካ ኢካ place keep it up!!!
@EmmaHaile413
@EmmaHaile413 5 жыл бұрын
ይበል ይበል መሳጢ ትረኻ ከማኻ ይብዝሑ!
@temesgenfetari9739
@temesgenfetari9739 5 жыл бұрын
🤦‍♂️🤦‍♂️🤦‍♂️🤦‍♂️🥵
@asmaitkefle7643
@asmaitkefle7643 4 жыл бұрын
Esyas xkan
@habtilawelday2223
@habtilawelday2223 5 жыл бұрын
ሰብ ደኣ መዋቲ እኮ ዩ ! ኩሉ ሰብ መዋቲ ነባሪ ሰብ የለን !! እንታይ ደኣ ታሪኽ ዩ ዝዉረስ ! ታሪኽካ ንዘለኣለም እንዳ ተዘከረ ክነብር ዩ !!
@danaytgual4739
@danaytgual4739 5 жыл бұрын
ጅግና ታሪኽ ይሰርሕ እምበይ ኣይነብርይ!!! ታሪኹግን ነባሪ እዩ!! መንግስተ ሰማያት ያዋርስኻ ጅግና ወዲ ህዝቢ🙏
@user-bb8fu3zu5j
@user-bb8fu3zu5j 5 жыл бұрын
ኢሳይያስ አፍወርቂ ብውላድካ ኽትረኽቦ ኢኻ ናይ ሰብ ጅግና የለን ናይ ግዜ ጉዳይ እዩ
@tesfabrhan6240
@tesfabrhan6240 5 жыл бұрын
ኩቡር ጂግና ኣቦና ተጋዳላይ ሀይለ ዱሩዕ ኣምላኽ ኣብ ቤቱ የንብርካ ኩሉ ጊዜ ኣብ ልብና ኣለኻ። ኩቡር ሓው ካኣ ምስጋና ይብጻሕካ። ናይ ኩቡር ጂግና ገዲም ተጋዳላይ ማሕሙድ ሸሪፎ ኣስፍሕ ኣቢልካ ትትቅርበልና ጹቡቅ ነይሩ ብቀዳማይ አኮ ምስ ናዓልቲ ቤቱ ተንክፍካዮ ነርካ ኢኻ ግን ስፍሕ ዝበለ ከተቅርበልና ደሊና ኣለና መኺኒያቱ ታሪኺ ጀጋኑ ኣቦታትና ክንፈልጥ ንደሊ ኣለና።
@user-uf7js5bs2p
@user-uf7js5bs2p 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ክብር ሓው ኣንተ ኪልካ ናይዞም G15 ኣስማቶም ምስ ስእሎም ተተቕርበልና ድስ ምበለና ምስ ሰናይ ትሕትና
@freedompeace3359
@freedompeace3359 5 жыл бұрын
ኤርትራዉያን ብሐደ ንኩን
@ludav4785
@ludav4785 5 жыл бұрын
ኣይይይ ኤርትራ ሃገረይ 😭😭 ምሁር በሊሕ ቅኑዕን ሰብ ዘይትደሊ ተካል ግዜ ምእንትኣ ዝሓልፈላ ዘይትፈቱ ጨካን ሃገር ምእንቲ ኣያታቱ ክሓልፍ ዘይደሊ ጨካን ወለዶ መርገም እዞም ጀጋኑ ኣብ ልዕሌና ኮይኑ እንሆ ፈቀዶ ሃገር ገረድ እንዳማትና ካብ ንኸውን ዘመናት ኣቁጺሩ ኤህ ህዝቢ ኤርትራ መስጣ እዞም ሓላላት ተቀበል ጥራይ
@Mashn_2G
@Mashn_2G 5 жыл бұрын
Please ታይ ክንገብር ንኽእል ሓቡሩና እባ ገለ ንግበር ብ ጹሑፍ ስለ ዝጽሕፎ ዘለኹ ከምዚ ኖርማል ኮይኑ ከይስማዓኩም ኣዝየ ሓዚነ እየ ዝጽሕፎ ዘለኹ ዳርጋ እንዳ ነባዕኹ ገለ ንግበር ክሳብ መዓስ እና ብ ታሪኽና ክንነብር ብ ህላዉነትና እባ ንንበር ጠሊምናዮም እና እምበር ህዝቢ ኤርትራ ኣይክሕደናን ኢሎም እዮም እኮ ከምዚ ገሮም ታይ ደኣ ኼና ሕልናና ጠፊኡ
@robi-gu3gu
@robi-gu3gu 5 жыл бұрын
ያኣከ ኣነ ከማን በቃ ኣኪሉ ተሪፉኒ ሕጂ ግን ሓንቲ ናይ ቅንጸላ ጉጅለ 100 ሰባት ዘለዋ ኣቁመ ታርክ ኣቦታተይ ክመልስ ይብገስ ኣለኩ ንስርዓት ህግደፍ ኣብ ገዘኦም ወይ ድማ ኣብ ሓደ ሃገራዊ ባዓል ዝእከቡሉ ክንቅንጽሎም እና ባጀትን ኣጻዋርን እዪ ዝድለየና ንሱ ድማ ክንጽዕር እና ።
@Mashn_2G
@Mashn_2G 5 жыл бұрын
@@robi-gu3gu msta gurub aleku
@aronhidray69
@aronhidray69 5 жыл бұрын
#M,G #Beraf ሓቅካ ኢካ ካብዚ ዘሕዝን ንላዕሊ የለን
@habtombereke3646
@habtombereke3646 5 жыл бұрын
Kigermekum nayzom jeganu tarik kisemi keleku keydekesku 3 malti yigebir abzi misay zikmetu hezbi gin tezaribkayom yishkuka koynom hejis nisum abey tikmetu ane ab German aleku in Deutschland bitte nitehagagez
@user-xl1bj1lb1b
@user-xl1bj1lb1b 5 жыл бұрын
@@habtombereke3646 ሰባት ከነረድእ ኣለና ብፍላይ ን ድያስፖራ ኣብ ስደደት ንዝዓበዩ
@amentube4610
@amentube4610 5 жыл бұрын
ኣሕ እግዚኣቢሄር ቀልጢፉ ፈዳይ ዘይሙኻኑ ኣይጠቐመናን
@birhantesfe4281
@birhantesfe4281 5 жыл бұрын
ናይ በሓቂ መርቶዖ ዘለዎ ታሪኽ። ይቀንየልና ጆሲ።ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን።
@robi-gu3gu
@robi-gu3gu 5 жыл бұрын
ታርክ ኣቦና ዲሩዕ ማሌት ታርክ ኩሉ ኤርትራዊ ማሌት እዩ ተጋዳላት ዱሩዕ ካብ ግዜ ምምስራት ሰዉራ ጀምሩ ክሳብ ናጽነት ኤርትራ ዝራጋገጽ ጎስጉሱን ተቃልሱን ኣቃልሱን እዩ ስቃይ ህዝቢ ካብ ልቡ ዝስሞዖ ጅግና ባዓል ዓቢ ልቦና እዩ መርገጹኡ ድማ ንጹሩና ዘይጻዓድን እዩ ኣብ ግዜ ወራራ ወያነ እንተኮነ ዉን ንመለስን ንእሰያስን ከሳማሞዖምን ኩናት ከምዘይድልን ደጋግሙ ለሚንዎም እዮ ሰማዕ ግን ኣይረከበን . ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታት ኤርትራ ወትሩ ዓወት ንሓፍሽ።
@holbrook-ul9cf
@holbrook-ul9cf 4 жыл бұрын
ኣነ ግን፡ዝገርመኒ ናይ ብዓል ድሩዕ ሸሪፍ ጰጥሮስ ካሎኦትን ን ኢሰያስ እዚ ኩሉ ካብ ሜዳ ቀታሊ ሰታይ ደም ሰብ ሙካኑ እንዳፈለጡ ከመይ ጌሮም፡ሱቅ ኢሎም ርእዮሞ ኣብ መወዳእታ ናብ፡ነብሶም ከምዝመዞም ይጠፎም ጣዕ ከብልዎ ንርዎም ነዚ ወድ ርግምቲ ሰታይ ደም ሰብ
@kalilrizkayebraheim4511
@kalilrizkayebraheim4511 5 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ እንታይ ክብለካ ቃላት ይሓጽረኒ ከማኻ ይብዝሑ ክንድሽ ኩን ዓይኒ ኣባይካ ይደፈን ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@semharhassen6061
@semharhassen6061 5 жыл бұрын
So sad! Heart breaking! That we couldn’t realize soon enough to defend, support and safe our heroes from the unjustified cruel detention they were in. O God, please forgive our shortcomings and reveal the truth for us. Thank you brother, this is a noble mission to accomplish. We learning a lot. The presentation and the content is great. Excellent job! Keep it up!! 💐👍✌🏻 Your mission should reach to our people inside Eritrea. They should listen to it. I hope you air it via Asena TV or Erisat
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
እዚ ታሪክ እዝስ ታይ ተባሂሉ እዪ ክትረክ ኣቤት ጭካነ ደቂ ሰባት ነበርቲ መሲልዎም ኩላ ክትሓልፍ እያ ታሪክ ግን ነባሪ እዪ ።
@thaile100
@thaile100 5 жыл бұрын
He is one of the Anabes Eritewaian. Unlike the totalitarian Dictator Isayas whom we want to forget, Haile is a real Eritrean Hero.
@maekelefanuel6186
@maekelefanuel6186 5 жыл бұрын
ኣሕ ሃይለ ዱሩዕ ጅግና ኤረትራዉይ ,እንታይ እሞ እዝይ ጠለም ህእዝቢይ ዝሓልእዮሉ ዘይፈቱ ብምካኑ በዙይ እካ ትርዳእ , ኣበ ምድርስ ተጠልምካ እካ እሞ ኣምላክ ኣብታ ገነቱ የንብርካኣ ,ኤረትራዉያኣን ካ ልቢ ይሃበና።
@bitewededjgnaertrawiye5348
@bitewededjgnaertrawiye5348 5 жыл бұрын
Welcome josi we love you our hero's forever 🇪🇷🤩
@eritrea.n.t9218
@eritrea.n.t9218 5 жыл бұрын
Biteweded jgna ertrawi ye 😅😂🤦‍♂️🤦‍♂️eway shgre our hero?😅🤭what?😅tedelika my hero blo ziarkey natna sle zeyikone ezi senf agazeyan do gle eda ble menenetna b dollar nay weyane keshto halwulwu kemzeyble zlo si hero ka ember ketiblo 😅
@bemifnn9770
@bemifnn9770 5 жыл бұрын
ጆሲ ብጣዕሚ ጅግና ወዲ ጅጋኑ ክምዚ ገርካ ናይ ጅጋኑ ኣቦታትና ነዚ ነኡስ ወሎዶ ብምስናቅካ ክመስግንካ አፈቱ አዝሃቢሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ
@denbegezana1577
@denbegezana1577 4 жыл бұрын
እዝግዮ ኣብዛ ሃገር ነቢዕካ ዘይዉዳእ ረሳሕ ስራሕ ብጣዕሚ ዘሕዝንዩ
@tesfaldetbocure4254
@tesfaldetbocure4254 5 жыл бұрын
Your muster of Tigrigna is beyond words to express and congratulations. Dure is an intelligent and selfish and he will be remembered.
@Firstlikes
@Firstlikes 5 жыл бұрын
The father of constitution great father Hiale weldetnsaie!! I like your spirit 😍❤️
@user-qc2hm2qs6d
@user-qc2hm2qs6d 5 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ኣሕ እዋይ
@davidb5480
@davidb5480 5 жыл бұрын
😢😢
@abela2352
@abela2352 5 жыл бұрын
Ohh!!!!!!!!!!! Haile you are in my heart forever I never forget you!!!!!! 😂😂😂🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@michaelsibhat7871
@michaelsibhat7871 4 жыл бұрын
Derue we’ll NEVER forget you
@zakz1724
@zakz1724 5 жыл бұрын
You make me cry when i heard the heart breaking missery of our Hero inocent Hiele..God bless you Jstudio keep on good job.
@aaronfcb4798
@aaronfcb4798 5 жыл бұрын
Ahh deru jegna zey edka rekibka bel seke mengsti semay yewarska ,Josi bro thanks ka
@yohanaefrem9238
@yohanaefrem9238 5 жыл бұрын
ኦ ጎይታ ርድኣና ዘመነ ጸልማት የብቅዕ ብርሃን ግበረልና ኣብ ሃገርና ኤርትራ
@delaytselam6909
@delaytselam6909 5 жыл бұрын
እቦና ሃይለ ድሩዕ፡ ገነት ዩ ሰፈርካ። አሰያስ ረሳሕ ታሪክ ንስካ አንታይ ጌርካ ደይ ዕድልና ዩ።
@delaytselam6909
@delaytselam6909 5 жыл бұрын
@Azieb Fesehaye ዕድል ህዝቢ አርትራ ዩ ነዚ ጉሓፍ ዓዱ ኣይፍለጥ ዓውዱ መረብ ኣስጊሩ ዘምጾኦ ምበር አንታይ ደኣ?ወዲ ኣምሓራይ ኣይ ደምና ኣይ ማይና ወዲ ጎንደር ይጻወተልና ኣሎ።
@fthidelina4791
@fthidelina4791 5 жыл бұрын
Aytestemasl begie
@helen99084
@helen99084 5 жыл бұрын
Well done keep teaching and telling our history to the world....You’re excellent!!!
@hasenamanful
@hasenamanful 5 жыл бұрын
33 ደቂቅ ከም 3 ደቂቅ ሓሊፋ:: ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ::
@rachel1542
@rachel1542 5 жыл бұрын
OMG, I don't have a word 😭😭😭😭😭😭😭😭 💔💔💔💔💔💔💔💔
@lelehailu881
@lelehailu881 5 жыл бұрын
ኣንታ ኩሉ ዝከኣለካ አምላክ ገጽካ ምለሰልና ኣዒንትካ ናባና ይርኣያ ቃንዛ ህዝብና ይኣክል በሎ ፍትሕካ ንናፍቅ ኣለና ብሳህልካን ምሕረትካን ተራድኣና
@samuelhaile3103
@samuelhaile3103 5 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዉኣትና 20/60/2019 ወትሩ ኣብ ልብና ሰብ ዓቅሙዩ ዝሓስብን ዝገብርንሞ ሕማቅ ብዝገብሩን ዝዛረቡን ኣይንጸሎ የሕዋተይ
@susugidey8571
@susugidey8571 5 жыл бұрын
He is a hero in the history of Eritrea. may his soul rest in peace 🇪🇷🇪🇷🙏🙏
@shabaymender9126
@shabaymender9126 5 жыл бұрын
ኣብ መሰረታዊ ፖለቲካዊ ንድፊ ህዝባዊ ግንባር ፡ ትምህርቲ ካድርን ቁጽሪ ሓደ ዛጽዋዕ በሊሕ ግን ክኣ ተሪር መርገጺ ዝነበሮ ተጋዳላይ እንተኔሩ "ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ ) እዩ ። ኢሳያስ ግን ነዚ ነይ ነዊሕ ዓመታት ናይ ቃልሲ ብጻዪ ኣሕቂቕዎ እንሀ ። ህዝቢ ክኣ ሰሪ ሕመቑ ን ዑኡ ይኹን ንኻልኦት ሓቲትሎም ኣይፈልጥን ።
@lonewolf6853
@lonewolf6853 5 жыл бұрын
Kana
@selamnikulu-ol1ul
@selamnikulu-ol1ul 5 жыл бұрын
ይዋእ ሕማቅ ዝረክቦ ኣብ ኤርትራ ! ሕጊ ኣልቦ ዝኮነት ዓዲ፡ ህዝቢክ'ኣ ኣብማይዝ'ኣተወት ኣንጭዋ ኮይኑ
@selambahta2215
@selambahta2215 5 жыл бұрын
Eziom jeganu eyo ayatatey zekure tarik serihom zhalefu nzelaelem neberti eyom ab ❤️❤️❤️ hzbi deki eriiiii hawlti seriho zihalefu 🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹
@welduJrwoldu
@welduJrwoldu 5 жыл бұрын
i could not control my tears watching this, what a betrayal . Long Live Haile durue
@welduJrwoldu
@welduJrwoldu 5 жыл бұрын
very touching!! we lost a great leader, visionary patriot!!
@fevenaregay680
@fevenaregay680 5 жыл бұрын
Ewayyyyyy btaemi zehmmm hzbi eritrea wn motna ena yelenan
@tabihabtemicael1940
@tabihabtemicael1940 5 жыл бұрын
እዋይ ዘገርምን ዘሕዝንን ታሪክ ጀጋኑና: : ጽቡቅ ትንተና: አምላክ ይባርክካ::
@pastorfred2048
@pastorfred2048 5 жыл бұрын
ኣነስ ብሰብኣየይ በኽየ 😭😭😭😭😭😭
@nosignal320
@nosignal320 5 жыл бұрын
Heartbreaking story we will never forget you our hero
@degentesfahans5832
@degentesfahans5832 5 жыл бұрын
Josi ናይ እቲ ካብ ዒራዒሮ ዝወጸ intevoew እባ ተገዲስካ linke ስደደልና
@degentesfahans5832
@degentesfahans5832 5 жыл бұрын
ዓኽ እዋይ ኣሕዋተይ ሕጂ ውን መዋጽኦ ይፍጠረልኩም ኣምላኽ
@suzigena4333
@suzigena4333 4 жыл бұрын
Way ane abotatey seb temerten seb moyan atfiu bynu kmlka dlyu neritrea men yu eseyas bzebletse lomi ye feliteyo thank u jossy
@letinagrmasion4437
@letinagrmasion4437 5 жыл бұрын
Haile/drue/Eritrea entezimerhas abzi hiji zelato bebel 100 zeykones Singapore mikonet neyra Aaaaaaheeeeee
@saronberhane885
@saronberhane885 5 жыл бұрын
Durue is our hero! He will never be forgotten and will remain in our ❤️❤️❤️ forever.
@abrhamnetsereab7800
@abrhamnetsereab7800 2 жыл бұрын
Thank you for sharing the history of our hero's God bless our country 🙏 Glory to our Legends .
@temenow
@temenow 5 жыл бұрын
Josi, thank you for sharing this story. I have heard this story from a colleague of welde-dawit in 1993. Keep your good work bro! We need to remember our heros and share their heroism! God bless Eritrea and its people! 🙏🏽
@user-bd8hl8cw5z
@user-bd8hl8cw5z 5 жыл бұрын
🔴Thank u j fr the education, young eritreans need this type of media, as ALWAYS marvelous job. 🔴Thank u again fr the education
@milizewde5644
@milizewde5644 4 жыл бұрын
RIP, እሕ እዋይ ጅግና ጀጋኑ ሃይለ ድሩዕ
@habtewe8914
@habtewe8914 4 жыл бұрын
እዋይ ድኻም ልቢ ክሕዘኒ ደልዩ ኣነስ እዋይ ስቃይ ከየዕረፉ ኤህ ኢሰያስ መቃብርካ ትትፋእኻ
@mixedworld869
@mixedworld869 5 жыл бұрын
Haile Drue , werqawi zkone kubur ertrawi, jigna, bal isias hatela tarik eyom
@semretasgada8486
@semretasgada8486 5 жыл бұрын
ጅግና ኩቡር ሐወይ ሃይለ {ዱሩዕ } ስዉእ ከይብለካ ስነ ስርዓት ቀብሪ እሞ ናትካ ሐርበኛ ስለዘይራአኹ 50 ካብ ሚኢቲ ይጠራጠር ዝኮነ ኮይኑ አብ ዝሃለኻ ሃልዉ ኩቡረይ ሳላ ኢሳያስ ሕማቕ ተግባር እንታይ ኡሞ ክሳአን። ዝኾነ ኮይኑ ታሪካ ይዝንቶ አሉ ንወቱሩ ክስነድ ኢዩ አጆኻ። ተሰዊእካ እንተኮንካ መንግስተ ሰማይ የዎርስካ አቦ ውጹዓት ተባሂልካ ተሸሊምካ ከምዘለኻ ከበስረካ ይፈቱ ቅሰን ቅሰን እቶም ገበርቲ ሕማቕ ታሪኾም አብ ታሪኽ ጓሐፍ ሐተላ ኩጓሐፎ ኢዩ። ንስኻ ግን ኩራዕ ተሐበን።
@susugidey8571
@susugidey8571 5 жыл бұрын
@Azieb Fesehaye hilew tarik ezom terifom zelewo gohafat Tarik albo eyom Tarik zkebru n men kinwkis tdelye?
@regataraya8227
@regataraya8227 5 жыл бұрын
Thank you for your work Haile' story is very touching and 😥
@zelalemberhane9051
@zelalemberhane9051 5 жыл бұрын
Haile you are always in our heart your story we will record in history for next generation. We lost our heroes .
@kingofkings9569
@kingofkings9569 5 жыл бұрын
Jossi...we are proud of u.....I am proud of you mate! U r hope of this generation.....!!!!
@Efrem289
@Efrem289 5 жыл бұрын
nay behaki mesati zanta qexlo josi hawey nay kale kea nxbe
@likeliketray6553
@likeliketray6553 5 жыл бұрын
Thanks Jossi Asli as always ma dear bro.
@danialves3825
@danialves3825 5 жыл бұрын
wwwwww drue jegna
@Eriboy839
@Eriboy839 5 жыл бұрын
ወይ እዝኒ ጸዋር😭😭😭ኣሕ በቃ ኣቱም ሰባት ዋእ በቃ ዲዩ ኣኺሉና ከም ጠበቅ ርእስና ክንቅንቅ ክንነብር ካብዚ ዝኸፍእ መዓንጣኻ ዝበትኽ ታሪኽ ኣሎ
@Drar18
@Drar18 5 жыл бұрын
ጅግና ኩሉ ግዜ ጅግና ዩ ንሓቅን ፍቕርን ከኣ ይሓልፍ!ሕጂ ውን ሃገርና ከምቲ ለበዋኩም ክንሃንፃ ኢና ጀጋኑና😥😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷::!
@semere8059
@semere8059 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዘጸልልዩ ጆሲ በጃካ እንተ ኪእልካ ናብ assena tv 📺 ወይ ካኣ erisat 📺 ለኣኮ እሞ ህዝቢ ይስማዓዮ በጃካ ናይ ብሓቂ ካኣ የቀንየልና።
@alexberhane1684
@alexberhane1684 5 жыл бұрын
The best way of telling the history
@tesfaygebrekidan9767
@tesfaygebrekidan9767 5 жыл бұрын
ታሪክ ኤርትራውያን ታሪክ ኤርትራ አዩ ታሪክ ጀጋኑና ምስናድካ ጅግና ክሰምየካ ብታዕኣሚ ጽቡቕ ስራሕ
@almazmehari4160
@almazmehari4160 5 жыл бұрын
Egzabher ybarka izi kulu zesmaikana
@Joe-pm8bj
@Joe-pm8bj 5 жыл бұрын
Wow such charismatic and visionary leaders vanish By this evil dictator ...
@loveleake3475
@loveleake3475 5 жыл бұрын
Josi medebat msrae abaka eiya zela rekibkaya aleka tashitara Er TV medeb sieinom haki sle zguexuxu Ajoka tra
@helensemere3026
@helensemere3026 5 жыл бұрын
ኣነ ግና ካብ ድሩዕ ሓንቲ ነገር ተማሂረ ።ህዝቢ ኤርትራ ጠላም ከምዝኮነ ።ሕጂውን ካልኦት ካብዚ ቦጅባጅን ሓሳዊን ጠላምን ህዝቢ ተስፋ ክረክብ ኢልኩም ነብስኩም ከይትገድዑ ተጠንቀቁ ዕጫ ድሩዕ ከይትገጥመኩም ሕሰቡላ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ዋላ ሓደ ጅግና ወይክኣ ንህዝቡ ሂወቱ የሔሊፉ ዝህብ ስለዘየለ
@teklebitew2082
@teklebitew2082 4 жыл бұрын
Hzbi entay zeygebre beta zbhtwa ha saw it radiom axmmomo
@successproduction38
@successproduction38 5 жыл бұрын
*እስከ ንዓይ ከኣ ስብስክራይብ ግበሩለይ ኣይክፎሎን እዩ ፍቁራተይ love you ንኩላትኩም ።*
@Elilta694
@Elilta694 5 жыл бұрын
Hahahay enbi
@successproduction38
@successproduction38 5 жыл бұрын
@@Elilta694 ክክክክ
@asuila4532
@asuila4532 5 жыл бұрын
very emotional very sad when a few people support Iseyas "GAWNA". My teardrop. Ewaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaai Ewaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaai
@samgemari
@samgemari 5 жыл бұрын
What is difference between derg and hgdf?i think we need it again colonization .Still we couldnt learn from our past history.
@raiawet3677
@raiawet3677 5 жыл бұрын
ይበል ኣቀራርባ ፣ ክትሰምዖ ዘደንጹ በቲሓደ ኸኣ ዘሐረን ዛንታ ጅግና ወልደትንሳኤ ንብዓተይይ እናተቓጸረ የ ሰሚዐዮ ፣ የቐነልና
@zereitokbaslase8243
@zereitokbaslase8243 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቅ ጆስ ሓወይ ብርዕካ ይሰስኒ ክኣ
@hagosteklemariam6477
@hagosteklemariam6477 5 жыл бұрын
Josi thanks
@tarekeweldemichael2897
@tarekeweldemichael2897 5 жыл бұрын
ኣይምሰልኩም ህግደፍ ነብሲ ድሩዕ ይተኣሰር አምበር ሓሳብ ድሩዕ ክትኣስሩ ኣይትኻኡሉን ኢኹም
@user-pj3hl6dz1h
@user-pj3hl6dz1h 5 жыл бұрын
ኣየ ጅግንነት ማሌት ዘይ ውዳእ ከም ፈልፋሊ ማይ ድሩዑ ጅግና ጆኦሲ ሓውና ብጣዕሚ የቀነልየልና
@Elilta694
@Elilta694 5 жыл бұрын
Seb ente chekinilika hluf edika u zfedeka :: hawi haile sengal entay elu tezaribu petros selomun & haile hawey ayfatewn eyØm neyrom bzuh zey tegahde mstir alØ nay kem Jerusalem eti zehzneni biteweded abrha..... &..... (Fishaye yohannes jushwa) Joushwayeyyyyy ahhhhh I love you 😭
@elohemtivarekhotanu9006
@elohemtivarekhotanu9006 5 жыл бұрын
Jossi library😍 Mukur merzi zikone tarik 😍😍😍Ahhhh auy nihna telimnayom bes!
@wedihagos5774
@wedihagos5774 5 жыл бұрын
Josi anbesa abza nerwey men do aloni u bezeykaka💪
@kibromtesfu8181
@kibromtesfu8181 3 жыл бұрын
Tanxs jossi hawey nay jogina Drui abuna traik zekirebkalina. Wetru ab libina alo.naka dima amilak Edimen tinan yihabika.
HAPPY BIRTHDAY @mozabrick 🎉 #cat #funny
00:36
SOFIADELMONSTRO
Рет қаралды 17 МЛН
WHO LAUGHS LAST LAUGHS BEST 😎 #comedy
00:18
HaHaWhat
Рет қаралды 23 МЛН
Cool Items! New Gadgets, Smart Appliances 🌟 By 123 GO! House
00:18
123 GO! HOUSE
Рет қаралды 17 МЛН
EMN - ካብ ኣገረምቲ ዕላላት ገድሊ  ( Eritrean Media Network )
21:56
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 163 М.
HAPPY BIRTHDAY @mozabrick 🎉 #cat #funny
00:36
SOFIADELMONSTRO
Рет қаралды 17 МЛН