july 6 Breaking ማይል ሃመር ናብ ኢትዮጵያ ይገይሽ ኣሎ፣ ባይደን ኣዘራራቢ መግለጺ ሂቡ

  Рет қаралды 31,314

ZENA TIGRIGNA

ZENA TIGRIGNA

16 күн бұрын

#eritreanews# #ethiopianews# #tigrignanews# #zenatigrigna
እንቃእ ናብዛ ይትዩብ ቻነልኩም ብድሓን መጽኣኹም። እዛ ቻነል መዓልታዊ ሓድሽቲ ዜናታት ብቓንቃ ትግርኛ ዝፍነወላን ብትወሳኺ ውን ዝተፈላለዩ መሃርቲን ኣዛናጋዕትን መደባት እትረኽቡላ ቻነል እያ።
ነዛ ቻነል ሓደሽቲ ዝኾንኩም ብቓንቃኹም ብቓንቃ ትግርኛ መዓልታዊ ሓደሽቲ ዜናታት ብቐዳምነት ንኽበጽሐኩም
subscribe ንኽትገብሩ ብኽብሪ ንሓተኩም።
ስለቲ ትገብሩልና ምትብባዕኹም ከየመስገናኩም ኣይንሓልፍን።
I am glad that you have joined your KZfaq channel. This channel will provide you with daily and current news in tigrigna language. In addition, this channel will also creating educating and entertaining videos. If you want receive the latest tigrigna news, I kindly ask to subscribe for more videos.
Thank you for your continuous support.

Пікірлер: 44
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 15 күн бұрын
ኣየ ማይክ ማሪተሎ ውዕል ፕሪቴራ ተንኮል ኽፍሕስ እምበር
@zecariasokubay7217
@zecariasokubay7217 15 күн бұрын
ፕርዝደንትድ ማይክል ሃመር ኢትዮፕያ ድህሪ ነዉህ ናይ መንገሽ ዕደቱ ናብ ሃገሩ ኣትዩ ኣሎ ኢልካ አርሞ።
@user-kr6nw7fv8i
@user-kr6nw7fv8i 15 күн бұрын
welcome kb
@htk5173
@htk5173 15 күн бұрын
ምቸል ማርተሎ ደኣ ኣበይ ዲዩ ዝነቢር ኢትዮጵያ ዶ ኣይኮነን እዩ
@Habrom
@Habrom 15 күн бұрын
ማይክል ሃመር ፕረዚደንት ኢስጦፕያ
@user-kr6nw7fv8i
@user-kr6nw7fv8i 15 күн бұрын
ሰላም ንህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን
@superjonastic9344
@superjonastic9344 15 күн бұрын
Welcome kb enka beselam mexaka 🎉❤🎉🎉❤🎉❤🎉🎉❤🎉😊❤😊😊❤😊❤😊😊🎉❤🎉🎉❤🎉🎉❤🎉❤😊❤😊😊❤😊🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤😊❤😊😊❤😊❤😊❤
@OmerOsman-xe2gv
@OmerOsman-xe2gv 15 күн бұрын
🎉❤
@TekesteFutwi
@TekesteFutwi 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Jerry-ly6gs
@Jerry-ly6gs 15 күн бұрын
Bini won because he is better than them.
@bereketaraya2075
@bereketaraya2075 15 күн бұрын
@ftsumfachie-jf6iq
@ftsumfachie-jf6iq 15 күн бұрын
❤❤
@jesusislord9222
@jesusislord9222 15 күн бұрын
Bsenkiom zeykone b dangu eu Bini
@abdulwahabfaid7140
@abdulwahabfaid7140 15 күн бұрын
Thanks for the news about Bini , wow wow just I was waiting 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 15 күн бұрын
Welcome KB
@Jerry-ly6gs
@Jerry-ly6gs 15 күн бұрын
Excuse me!! Why don’t you just admire him and be happy as an African for goodness sake!!!!
@MuhammaddawoodMuhammadda-yn6jz
@MuhammaddawoodMuhammadda-yn6jz 15 күн бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@user-rx6pt8ps3z
@user-rx6pt8ps3z 15 күн бұрын
well come
@johannesafeworki2433
@johannesafeworki2433 15 күн бұрын
yemane charlie hade gohafsi intay eyu kiquawom ngoytetu
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 15 күн бұрын
Welcome KB Bini Hero Eritrean❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@diniabunesib4553
@diniabunesib4553 15 күн бұрын
ማይክ ሃመር ትብልዎ ድኣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ገዛ ኣብ ኮንዶሚነም ተካሪዪ ንኢትዮጵያ ኣትዪ ኢልኩም ዜና ኣይትስሩሑ ካብ ኢትዮጵያን ገይሹ እልኩም ዜና ምስራሕ ይሕሸኹም
@abrahamtsebeke6685
@abrahamtsebeke6685 15 күн бұрын
ማይክ ሃመር ንመን ክልል ዳኣ ኩናት ክእውጀላ ከደ
@galetigray12233
@galetigray12233 15 күн бұрын
Welcome kb
@tsegayteame729
@tsegayteame729 15 күн бұрын
Entay deliyu eyu ezu hasema ni Ethiopia zmalales
@RasTeferian-m6s
@RasTeferian-m6s 15 күн бұрын
Neo colonialism at work.
@tesfaytewelde8499
@tesfaytewelde8499 15 күн бұрын
ኢትዮፕያ ፡ኒምንታይ ኢያ ምስጎሬቤታ ምልዛብገዲፋ ምዞም በላዕቲክልተስጋ ምዕራብያዊያን ትጛናባሕ ኣይ ዘይሓልፈላ ኣፍሪካ ኣብዚግዝየዚ ምዕራባዊያን ናይሰይጣን ስርዓተሕጊ ሕጃእትጛዓዝዘላ ኩል ሽጣራኣ ኣብእንዳፈለጣዝመጽእዘሎ የሕዝን ኢዩ❤
@RobelTekia
@RobelTekia 15 күн бұрын
Kkkkkk halay deka hangol deka genzeb nakasi tem eu zexbklka gahaf entadka da nabom ketkyed hiwetka tekfel aleka mekan seb da ayqonequmen enber xelem hangol buda hasad habesha
@Surbana15
@Surbana15 15 күн бұрын
Mikel.hamer ኣትዩ ትብሉና መዓስ ተመሊሱ ኣይንፈልጥን,ገዛ ተኻሪካ ኮፍ በል በሉልና እስከ ትግርኛ ተማሂሩ ስለዘሎ ይሰምዓኩም እዩ
@YosepheYehdego-cc8zw
@YosepheYehdego-cc8zw 15 күн бұрын
Political panic attack and American for new agrochemicals input. Joseph Biden is Okey.
@Habrom
@Habrom 15 күн бұрын
ማይክል ሃመር ወይ ሚኪኤለ ማርተሎ ፕረዚደንት ኢቶፕያ
@simontsegaygebre4196
@simontsegaygebre4196 14 күн бұрын
ማይል ሃመር X ማይክል √ ኣርእስቲ
@tesfaeusnkey
@tesfaeusnkey 15 күн бұрын
እንታይ ክገብር ኢዩ ማይክል ሃመር ክመጽእ ኢቶጵያ ናይ ሃገሮም ጉዳይ ባዕሎም ዘይፈትሕዎ ኣቢ ንምንታይ ድዩ ፕራይ ምንስተር ኮይኑ ኣፍሪቃ ጻዓዱ ከየወገደት ካብ ኩናትን ድክነትን ኣይትወጽእን ኢያ
@Giftmedia1997
@Giftmedia1997 15 күн бұрын
Welcome KB big man,, የሐዋት ቁሩብ ምትብባዓ ይደሊ ኣለኩ'ሞ::ኣብ'ዛ ናተይ ቻነል ኣቲኩም ክትሕጉዙኒ ይዕድመኩም ኣለኩ::❣️🕊❣️🕊❣️🕊
@asmerthabte2492
@asmerthabte2492 15 күн бұрын
Aye Ethiopia
@rezenetekleab9207
@rezenetekleab9207 15 күн бұрын
Joe Biden ke fetare kab mas yfelet, exom sheytan abey alo inte elkaiom yehberoka iyom Fetare abey alo inte elkaiom fetare ke men u iyom zeblo. Alem be klo mazena hawi keskisomula zelewo.
@ha800
@ha800 15 күн бұрын
ኬቢ ኣቶ ሚኪኤለ ማርቴሎ ኣማሓዳሪ ክልል ትግራይ ወኪል ብዕልግና፡ ናብ ኣመርካ ጌሹ ኔሩ ናብ ሃገሩ ተነሊሱ እዩ ዝበሃል
@tsegazeabzemichael3784
@tsegazeabzemichael3784 15 күн бұрын
ገብረሃመር ድኣ እንታይ ኣምበሳደር ወይ ፍሉይ ሉኽእ ቀርኒ ኣፍሪካ፡ ኢስት ኣፍሪካ ኢትዮጲያ ጥራይ ድያ፧ ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጲያ እምበር፡ ምናልባት ብገለ ወገን ናይ ኢትዮጲያ ወግእ ንምኽፋት ባጀት ሒዙ መጺኡ ይኸውን፧ ድሓር ገብረሃመር ንዘይ ትፈልጥዎ ቅድሚ ገለ ዓመታት ፍሉይ ልኡኽ ኤመሪካ ኣብ ሪፓፕሊክ ዲሞክርሲ ኮንጎ ዝነበረን ንሪ.ዲ.ኮንጎ ናብዚ ሕጂ ዘላቶ ደረጃ ዘውረደ ደም ኮንጎውያን ዝሰተየ ገበል እዩ ሕጂውን ደም ኢትዮጲያውያን የሕዋትና ይሰቲ ኣሎ ቀንዲ ልኡኽ ናይ ዓለምና ሰይጣን ጆርጅ ሶሮው እዩ። ኩሉ ፍይናንስ ብእኡ እዩ ዝምወል። ጆርጅሶሮው ዝኣተዋ ሃገር ከኣ ምፍራስ እዩ ዕድላ ቅዲሚ ገለ ኣዋርሕ ጆርጅ ሶሮው ኣብ ኢትዮጲያ ኣትዩ ነይሩ ። እዚኦም መጸይቲ ደም ኣፍሪቃውያን እዮም።
@user-xk9vj3de6s
@user-xk9vj3de6s 15 күн бұрын
እንታይ ኣምላኽ ኣሎካ ገይ ዝህብን ፋቃድ ሂቡ ዘተግበር ኣምላኽ እፈልጥ እየ ምድንጋር እንተዘይ ኮይኑ ጉዳዩ ካልእ እዩ
@muleberha7722
@muleberha7722 15 күн бұрын
ማይክ ሃመር አንታይ ሒዙ አዩ አቶፕያ ዝመጽአ መግቢ ማይ ድዩ ዘመላልስ ይገርም አዩ 😂😂😂😂
@GgG-vw7pq
@GgG-vw7pq 15 күн бұрын
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብናይ ደገ ሓይሊ ትኳሸምን ትምብርከኽን ሓውሲ ሃገር የላን
@kelatiteweldemedhin6613
@kelatiteweldemedhin6613 15 күн бұрын
እዚ ወዲ ብዳማ ኢሰያስ ሃብቲ ኤርትራ ሰሪቁ ጸጊቡ ምስ ብዓል ኣመሪካ ክሳፈ ኣይሓፍርን ንኤርትራ ሃብታን መሬታን እምበር ሰባ ኣየድልየንን እንዳበለ ከም ኢትዮጵያውያን ኣቦታቱ
@user-sb2rs6gy9n
@user-sb2rs6gy9n 15 күн бұрын
❤❤
Red❤️+Green💚=
00:38
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 75 МЛН
That's how money comes into our family
00:14
Mamasoboliha
Рет қаралды 12 МЛН
Happy 4th of July 😂
00:12
Alyssa's Ways
Рет қаралды 63 МЛН
Red❤️+Green💚=
00:38
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 75 МЛН