ክሳብ ክንድዚ ድየን ደቀ'ንስትዮ ዝሽገራ ዘለዋ?

  Рет қаралды 36,609

Aklilu H.michael

Aklilu H.michael

3 ай бұрын

#eritreamovie #eritreamovie2023 #aklilu #akliluhabtemichael #tigrignamusic

Пікірлер: 279
@edenessayas669
@edenessayas669 3 ай бұрын
እዚ ድኣ ሽግር ዘይኮነ መቕጻዕቲ ናይ ኣምላኽ ኢዩ ብሩኽ ሓወይ ንሕና ኣዋልድ ኢና ክንጥቀቕ ዝግብኣና ፡ኩሎም ኣወዳት ሓደ እዮም ።ሕጊ ኣምላኽ ኢና ነፍርስ ዘለና ድንግልና ኣገዳሲ ነገር ኢዩ አይተቃልሎ ሓወይ እንተ ኪኢልካ ነዘን ናኣሽቱ ኣሕዋትና ምኸረልና ማዓደልና።
@asmerayem8777
@asmerayem8777 3 ай бұрын
እሞ በጃኽን ደቂ ኣንስትዮ ስጋብ ትምርዓዋ ኣይትቕረባኦም 100 ካብ 100ዝበሃል የለን 😢 እቲ ደሻቕለኒ ነገር እዩ ኣደ ኣዋልድ ስለ ዝኾንኩ😢
@habenandebrhan9983
@habenandebrhan9983 3 ай бұрын
ወዲ ተባዕታይ ናይ ፋይናንስ ጸገም እንተ ኣጋጢምዎ ኣብ ሓዳር ኣዝዩ ኮንፊደንሱ ስለ ዘጥፍእ ብዘይ ጠቅም ነገር እዩ ዝጫቓጨቅ ብፋይናንንስ ጽቡቅ ውጺኢት እንተ ኣሎ ኩሉ ነገር እዩ ዝዕረ ወላ ኩሉ እንተ ዘይበልና ብምእታዊት
@temieestif9533
@temieestif9533 3 ай бұрын
Really haki kemzea haki zerba semea ayfeltn
@samrawitsolomon9783
@samrawitsolomon9783 3 ай бұрын
Haki
@helenwelday2248
@helenwelday2248 3 ай бұрын
Haki
@user-sz4lg3nx2e
@user-sz4lg3nx2e 3 ай бұрын
ንረብሓ ኢለን ወይ ደገ ንምካድ ኢለን ዝምርዓዋ ደቀ ኣነስትዮ ክብረት ክረክባ ኢለን ምሕሳብን ዮ እቲ ጌጋ ።" ኣብ ካምፓላ ዘልዎ ኣወዳት ኣይረብሑን" እዮም ኣብዚ ሓዳር ክትገብር"።ኢለን ከይሓፈራ እየን ዝዛረባ።እቲ ዝገርም ግን ኣብ ኣፍሪካ ዝነበረ ኣይረብህን ዮ ዝተብሃለ ወዲ ደገ ከይዱ ተመሊሱ ይምርዓወን ስለዘሎ።ምስ ጊዜ እዚ ኩሉ ጌረልኪ ኢሉ ተተዛረበ ኣይግረምክን። ምስቲ ምሳኩም ዘሎ ትፈልጥዎ ሓዳር ንክትገብሩ ፈትና ኣብ ኣፍሪካ ዝነብሩ ናይ ሓዳር ድሌት ዘለዎም ኤርትራውያን ደቂ ተባዕትዮ ብዙሃት እዮም።
@user-vf5nm4nr9m
@user-vf5nm4nr9m 3 ай бұрын
እዚ ናይ ድንግላ ፊትካ ጸሊኢካ ዚኣተካዮ ብናይ ሑሉፍ ኪትዛረብ ገበን ኢዩ ። ኣብ በዓሊቲ ሓዳርካ፡ ቀጽለ ክብሎ ደልየ ዘለኩ ጊን ኣክለ ሓወይ እዚ ኩሉ ኣብ መርዓን ውላድን በጽሕካ ክብር ሰብኣ ኪትሕሉ ኣለዋ
@sabayoutube7945
@sabayoutube7945 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ሓበሻ ክንዲ ንቕድሚት ንስጉም ንድሕሪት ንጉተት ኣለና😢 ብፍላይ ኣብ ሓዳር ምስኣተኻ እንታይ ያዓብሰልካ ሕሉፍ ነገር፤ ወይ ዘይምጅማር እንተጀሚርካዮ ድማ ብፍቕርን ብስኒትን ንሕለፋ እዛ ዓለም ሕቡሸይ ምዓረይ🙏
@user-jc2jd9ft2t
@user-jc2jd9ft2t 3 ай бұрын
💙💙💙 sister 🫶🏿💙
@jacktom5686
@jacktom5686 3 ай бұрын
ንፍዕቲ ሓፍተይ " ኣብ ጥፉእ ኣይትዛረብ ክፉእ" ኢሎም በላሕቲ ኣቦዋትና። ከይተማህሩ ምሁራት! ኣብ ሕሉፍ ኣይንበርን'ዩ፡ ሂወት ሓጻር'ያ ብዘለካን ፈጣሪ ብዝሃበካን እናመስገንካ ብሰሓቅን ሓጎስን ክትሓልፎ ኣዝዩ ምሕሳብ ዘየድልዮ ኩነት ዩ። ወዲ ሰብ ግን ድሌታቱ ገደብ የብሉን
@medhanittesfu1222
@medhanittesfu1222 3 ай бұрын
It’s a self confidence issue when a man talks repeatedly about something that hurts his partner
@rezantewelde5279
@rezantewelde5279 3 ай бұрын
Thank you ሐው አክሊሉ ክንደይ ጉድ እዩ ዘሎ ግን መትንፍሲስለዝክንካና ኣዚና ነመስግን ❤❤❤
@tmnit-tv360
@tmnit-tv360 3 ай бұрын
ኣኪለ!! ኣብዚ ጉዳይ ፥ደቂ - ኣንስትዮ በቲ ንዐአን ዝጥዕመን እየን የዕሊለናኻ ዘለዋ፣ ምድንጋጽ ንኽረኽባ። ብዝኾነ እቲ ቐንዲ ሽግር ኣብአን 'ዩ ዘሎ። ምድንጋር ከይፍጠር። እቶም ደቂ - ተብዓትዮ ብዘይ ምኽንያት ኣይኮኑን ከምኡ ዝብልወን ዘለዉ ። ምጉተይ ነዚ ዝስዕብ 'ዩ ዝመስል ። ንኣብነት ፥ ኣነ ድንግል ክትጸንሕ ኣለዋ ንዝብሉ ደቂ ተባዕትዮ የሕዋተይ ብትሪ ዝኹንን ዝነቅፍን'የ ኔረ። ሎሚ ግን ምኽንያቶም ይርድኣኒ እዩ። ምኽንያቱ፥ ክሳብ እዛ ዕለት 3 ደቂ - ኣንስትዮ ሰብ ሓደር ከለዋ፡ ምሳይ ጸወታዊ ርክብ ዝፈጸማ ይፈልጥ እየ። [ ኩለን ሰብኣይ ከም ዘለወን ኣይፈልጥን'የ ኔረ፣ ከይትምዓቱኒ!] ሕጂ ንዓይ እቲ ዝዓበየ ጸገመይ እንታይ ኮይኑ ኣሎ፧ እስኪ ገምቱ፧ ደቂ ኣንስትዮ ፈጺምካ ክእመና ዘይብለን ፍጥረት ምዃነን ኣሚነ ኣለኹ። ናይዚ ዉጽኢት ካኣ፥ ኣሚነ ሓዳር ክገብረላ ዝኽእል ጓል ክረክብ ተጸጊመ ኣለኹ። ሓደ-ሓደ ግዜ ዉን ጽምም ኢለ ሂወት በይነይ ክዉድኣ ክሓስብ ጀሚረ ኣለኹ😢። እታ ድሕሪ ግዜ ሓዳር ዝገብረላ ድንግል እንተዘይ ጸኒሓትኒ ኻኣ፥ ዋላ ኣብ መጀመርያ ድንግል ዘይምጽንሓ ዘየገድሰኒ ይምሰል፡ ኣብ ጉዕዞ ሓዳር እናቐጸልና ገለ ደስ ዘይብለኒ ምልክት ምስ ዝርእየላ፡ ድንግልንኣ ኣጥፊኣታ ዝጸንሐት፡ ኣሚነ ሓዳር ይገብረላ ምህላወይ ከዘክራ ድሉው እየ። ምኽንያተይ ግን፥ ከሰቅቓ ስለ ዝደሊ ይመስለኩም ፧ >> [ኣይኮነን] እንታይ ዳኣ፧ ነቲ ኣንቢረላ ዘለኹ እምነት ከይትኸስሮ ንምዝኽኻር እዩ። እምነተይ ኣብ ልዕሊኣ እንተ ኣጥፊአ ኻኣ፥ ዝቕጽል ሓዳር ከምዘይ ህልወና ንምጥንቃቕ እየ። ስለዚ እዘን ሎሚ ኣስቂቖምና ኢለን ዘማርራ ዘለዋ ደቂ- ኣንስትዮ ፥ ምኽንያት ሰብኡተን ከምዚ ናተይ ከይከዉን ፈትሸንን ተረዲኤንን፡ ድንግልአን ዓቂበን ብዘይ ምጽንሐን ዝኸፍልኦ ዘለዋ ዋጋ ብጸጋ ይቀበልኦ ፣ ካልእ ፍታሓ የለን። ዋላ ወዲ ይቐይራ ከምኣ እያ። (ኣብ ሓበሻ ኣወዳት) ኣርእስቲ ድንግልና፡ ጉዳይ ምትእምማን እዩ። ምስ ንቕሓትን ድንቁርናን ኣይነትኣሳስሮ። 2ይ . ኣብቲ ክንደይ ዓመት ቀሊበኪ ... ገለ ገለ ዝብልዎ ዘለዉ ዉን፥ ሓቆም እዮም። ምኽንይቱ፥ ደቂ- ኣንስትዮ ብሓደ ወዲ ወይ ሰብኣየን ንዝተገብረልን ጽቡቕ ነገር፡ ዉሁብ ጌረን ዝሓስብኦ ብዙሓት ተዓዚበ ኣለኹ። ከምኡ ግን ኣይኮነን ክኸዉን ዝግብኦ። ኣብ ክንዲ ምስጋና ኻኣ ፣ ካብ ኤርትራ ተሰዲዶም ኣብ ኤዉሮጳ ሒዞማ ካብ ዝጸንሑ ጎጅኦም በንስቶም ናብ ጎዶና ዝስጎጉ መሳኪን ብቑጽሪ ዉሑዳት ዘይኮኑ ደቂ -ተባዕትዮ ይፈልጥ እየ። እንታይ ጌሮም ብዘየገድስ ፧ እቲ ዝገብርኦን ዘማርርኦን፡ ምስቲ ዝኸፈሉሎን ዋጋ ፈጺምካ ዝዳረግ ኣይኮነን፣ ፍሉያት ተሓለቕቲ ወይ ተዳንገጽቲ ደቅንስትዮ ክንመስል ፡ሓቂ ቀቢርና ሽግራት ክምዕብሉ ኣይንሓግዝ። እቲ ሓቂ ንንገረን፣ ብሃላይ እየ። እዚ ማለተይ ግን ፡ ደቂ - ተብዓትዮ ኩሉ ዝገብርዎ ጌጋ፡ በቲ ዝኸፈልዎ ዋጋ ይሸፈነሎም ማለተይ ኣይኮነን። እቶም ደቂ- ተብዓትዮ ማዕረ ክንድኡ የዉሃት ከምዘይ ኮኑ ስለ ዝፈልጥን ዝኣምን'የ ከምኡ ዝብል ዘለኹ። ኣብ 3ይ ተጠቒሱ ዘሎ ጸገም ፥ ብ'ወገነይ መብዛሕትአን ኤርትራውን ደቂ -ኣንስትዮ ከይተማህራ ዉን ኣዝየን ትዕቢተኛታት እየን፣ ክብሪ ሰብኣይዝብሃል ቋንቋ ካኣ፡ ዝርድአን ኣይኮናን ። ጥዑማት ንኹሉ ሐራይ ዝብልወን ሰብኡት እንተረኺበን ካኣ ፡ኣዝየን እየን ዝምዝምዝኦምን ዝንዕቐኦምን። ስለዚ ካብ ባህሪኤንን ፡ ጉድለት ኣብ ሰብኣይ ዘለዎን ክብረትን ክኸዉ ይኽእል እዩ። ነብሰን ክፍትሻ ክምከራ ኣለወን። እንበር፥ ስለ ዘምሃርወን፡ ዝሓገዝወን ..ወዘተ(" ኣብዚ ኣብጽሔክ' ስ ክትንዕቕኒ ጀሚርኪ " ) ክብልዎን ፈጺምካ ዘይእመን እዩ። ድሓር፥ እንታይ ኮይና ኢና ኣወዳት ልዕሌና ምህርቲ ጓል ዘይንደሊ ፧ ሕተቱና እስከ በጃኹም። ይቕሬታ !! ንኹሉ ዝነጽግ ርእይቶይ ኣስፊረ ዘለኹ፡ ንደቂ-ተባዕቲዮ ክጣበቕ ኢለ ዘይኮንክ'ስ ፡ ተመኩሮይን ትዕዝብተይን ስለ'ዘይፈቐደለይ እየ። ነዛ ርእይቶይ ኣንቢብኩም ዝወዳእኹማ፥ ዝጀመርክሞ ናይ ምውዳእ ጽቡቕ ልምዲ ዘለኩም ኢኹም ። (ብነብስኹም ተሓበኑ) 100 ካኣ ጽሓፉለይ ክፈልጠኩም። የቐንየለይ!
@atakltielias
@atakltielias 3 ай бұрын
ዋው ግዝየ ሂብካ ስፍሕ ዝበለ ርእይቶኻ ምስፋርካ ብጣዕሚ ኣድኒቐካ፡ ክሳብ መዋዳእታ ጽሑፍካ'ውን ስለዝመሰጠኒ ነቢበ ወዲኤዮ "100 " ቀጽሎ ❤፡ ኣብታ ናይ ግንግልና ዛዕባ፡ ናተይ ርእይቶ፡ ደቂ ተባዕትዮ ነብስና ቅድም ንፈትሽ፥ ኣብ ፎቕድኡ ንዘውር ኔርና ድንግል ክንጽበ ፈጺመ ኣይቅበሎን'የ፣ ዜረ እምበር ድንግል ኣይፈተንኩን ወይ ኣየጋጠመንን ዝብል ሞገት ውን ቅቡል ኮይኑ ኣይስምዓንን'ዩ፡ እንተ'ቶም ስጋብ'ታ ዕለተ መርዓና ምስታ ናትና ብዓቕሊ ዝጸናሕና ግን ብዘይ ቀልዓለም ድንግል ክንጽበ ምኽንያታውን ግቡእናን'ዩ እብል የቐንየለ።
@natsnetbereket3686
@natsnetbereket3686 3 ай бұрын
100
@natsnetbereket3686
@natsnetbereket3686 3 ай бұрын
ብዝኮነ ኣነ ከማን መሲጣትኒ አዛ ሪኢቶካ ኣንቢበ ወዴዮ። ግን ክንደይ ኢሙናትን ፍርሃት አግዚኣብሄር ዘለናን ኣክበርቲ ንሰቡኡትናን ኣለና አሞ ኣዋልድ ኤርትራውያን ኢልካ ኣትለክመና ንኩላትና።🤩😅
@selam-yi2op
@selam-yi2op 3 ай бұрын
💯 % ኣንቢበ ወዲአያ ናይ ብሓቂ ድንግልናኻ ዓቂብካ ምጽናሕ ከመይ ክብሪ ይመስለኩም። ተመስገን ፈጣሪ ምስ ክብረይ ነብሰይ ኣኽቢረ። ኣወዳትና በዚኣ ኢዮም ዘሳቕዩኻ
@nurhssinahmed952
@nurhssinahmed952 3 ай бұрын
100 ኣነ እሞ ብጣዕሚ ኢየ ኣድኒቀካ እትምንታይ ኣዚካ ኢካ ገሊጽካየን እሞ ብርዕካ የሳስኖ ዝሓወይ እንበር ብዛዕባ ደቀኒስትዩስ ገሊጽካ ኣይውድኣን ኢየ ሓዳር ይሃልዋን ኣይሃልዋን ኩለን ሓደ ኢየን
@tsegazeababraham9689
@tsegazeababraham9689 3 ай бұрын
ኣኪለ ሓወይ ወዲ ሰብ ፍርሓት እዝግኣቢሄርን እንተዘይብሉ ባህርያቱ ከም ነፋሒቶ ኢዩ ዝቃያይር ካብ ወዲ የብሉ ካብ ጋል ብሕልፊ ኣብዚ ስደት መምዘኒ ዘይብሉ ጉድ ኢኻ ትርኢ ልቦና ውን ዝጎድለና ዘሎ ኮይኑ ይስማዓኒ
@aziebukbay5653
@aziebukbay5653 3 ай бұрын
ጸጋኻ የብዝሓዮ ኣኪለ ሓወይ እቲ ናይ ምምማይ ስነ ልቦናና ኣበይ ከም ዝኸደ እንድዒ ኣምላኽ ልቦናና ይምለሶ❤
@fidelityentertainement5491
@fidelityentertainement5491 3 ай бұрын
ፅቡቅ ሓሳብ ኣቅሪብካ መምሃሪ እዩ ግን ክንደይ ደቂ ተባዕትዮ እዉን ዝተበደሉ ኣለዉ። ኣነ ኣብ ሂወተይ ደቂ ኣንስትዮ ብዙሕ በደል ክበፅሐን ይዕዘብ ነይረ ነቶም ሰባት ብቀጥታ ይፀልኦም ነይረ።ሕዚ ግን ኩሉ እኳ እንተዘይበልኩ መብዛሕትኡ ምኽንያታዊ እዩ። ዓለም/ሂወት መሸገሪት እያ።ብኣጋጣሚ ኢኻ ትነብር ፣መሪፆም ዝነብሩ ኣዝዮም ዉሕዳት እዩም ሸፈጥ፣ምትላል፣ሰሰዐ፣ደሕረት፣ምጉዳል ግልፀነት፣በለፅ፣ኣነነት..... ከም አብነት መልዐሊ ነዚ ጎነፅ እዮም። መፍትሒ ዝኾን 1.ስልጡን ምዝርራብ ብዘይ ሳልሳይ ወገን ፦ ሰብ ሓዊስካ ልዝብ ከም መፍትሒ ምሕሳብ ዕሽነት እዩ 2.ፍትሕ
@fishiktaameley2645
@fishiktaameley2645 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ክቡር ሓውና ስለ ናይ ደቅንስትዮ ወኪልካ ትዛረብ❤Big respect dear brother❤
@majortmajort4767
@majortmajort4767 3 ай бұрын
ኣብታ ቀዳመይቲ እካ ጽቡቅ ኣለካ እንተ ኣብ ካለኣይቲ ግን ክንጽረልካ ዘለዎ ነገራት ኣሎ ፡ እቲ ኣዕሚቁ ከይተፋለጠ ዝሙርዖ ናቱ ብድሆ ኣለዎ እቲ ስድሩኡን ካልእ ትምህርቱን ገዲፉ እዚኣስ ነዓይ ትኮውን ያ ዝበላ ካላኣይተይ ኢሉ ዘእተዎ ግን፡ ብሰንኪ ዘይ ረብሓ ዓርከ ማሓዛ ሓዳረን ዝብትና ዘለዋ ዉሑዳት ኣይኮናን፡ ስለዚ ጽቡቅ ጌርካ መርምሮ መንእሰይ ግዝየ ስለ ዝረከበ ገንዘብ ስለ ዝበዞሖ ኣይኮነን እፍሪቓ ከይዱ ዝምርዖ። ወ ድሓንካ !
@rutahagos1514
@rutahagos1514 3 ай бұрын
🎉🎉Thanks so much my best brother 💎👑❤👈Always I'm proud of u 💐GBU all your family ❤keep going 🙏🏻 ✌️
@awettekle5542
@awettekle5542 3 ай бұрын
ጽቡቅ ኣለኻ ኣብዚኣ ግን ክብላ ዝደሊ ካብ ዝያዳ ክንርደኣ ዘለና ካብ ተረዲኡልና ምሳና ቅርርብ ዝፈጠረ ሰብ ሃነይነይ ዝብለልና ግዛዊ ነድህብ ስለ ዝኾናዩ ኣብ ካልእ ኣጋጣሚ ከኣ ካቡ ዘይሰንፍ ምስ ካልኦት ኮሙ ይፍጠር ምስትውዓል የገድስ ኮይኑ'ዩ ዝስምዓኒ ክብርታትካ ምዕቃብ ከኣ ዝመስሎ የለን ዝርደኣኒ ኣይስእንን እየ እልካ ከኣ ኣብዘይ ትኸብረሉ ዘይምውዳቅ ይበልጽ
@hiwethabteslase
@hiwethabteslase 3 ай бұрын
Ane wn hanti kbten gdayat ye ygerm yu.wshtey kosilu active dneberku denzize.gin kndey tiuyat Kea alewu.
@BusyLine-dh2og
@BusyLine-dh2og 3 ай бұрын
አከለ ሐወይ ናይ ባሐቅ ደሰ ይብል ንማሀረ አለና
@ProofFact
@ProofFact 3 ай бұрын
ወዲ ሰብ ኣብዛ ብሓጥያት ዝተቃመጥዐት ዓለም ናብ እግዚኣብሄርን ናብቲ ሓቀና ወንጌል ወዲ ኣምላኽ ገይታና የሱስ ክርስቶስ ከይመጸ ዓመጽን ቅጥለትን ዝሙቱን . . . ወዘተ ብፉጹም ኣየቃርጽን እዩ።
@brhanagerye815
@brhanagerye815 3 ай бұрын
Haki brukey
@medhaniekesete5588
@medhaniekesete5588 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ ነገር ግን ብሰብኣይ ን ብሰበይትን ጉድለት ስለ ዘሎ ሓበራዊ ነቅፌታ ሕዝካ እንተ ትመጸና ጽቡቅ ነይሩ ይብል ካብ ደቀ ተባዕትዮ ረኪቦሞ ዘለዉ ካብ ደቀነስትዮ ረኪበነኦ ዘለዋ ዝብል ኣርእስቲ
@user-yd6zg3zh5h
@user-yd6zg3zh5h 3 ай бұрын
ሐቂ ይሃቢካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 3 ай бұрын
👍, እቲ ኣምሂረያ ክብሉ ኸለዎ እቶም ደቂ ተባዕትዪ ፡ ነቲ ክትምሃር ትደልዮ ኣይከልከልክዋን ማለቶም እዩ፡ ምኽንያቱ ክትምሃር እንተዳኣ ኾይና ናታ ጻዕሪ ድኻም ድልየት እዩ ወሳኒ። ኣነ ዝፈልጥ ነተን ክምሃራ ዝደልያ ክኽልክልወን እዩ፡ ምኽንያቱ ኮንፊደንስ ስለዘይብሎም። ሓደ ጊዜ ሓደ ሰባይን ሰበትን ሓደ ውላድ ዝነበሮም ፡እታ ሰበይቲ ክትምሃር ክትወፍር ምስ ጀመረት ምጻር ሲኢኑዎ ድሕሪ ባእስን ገልጠምጠምን ትፋቲሖም፡፡ ንሱ ሓንቲ ቨትናሚዝ ተመርዕዩ ንሳ ስጋብ ማስተርስ ዲግሪ ጌራ ንኻልእ ተመርዕያ ። ኣትን ደቂ ኣንስትዮ በጃኽን ቕድሚ ኹሉ ተማሃራ። እንተ እቲ ድንግል ኣይኮንክን ዝብል ደንቖሮ ኣቱም ዕብይ ዝበልኩም ማዓድዎ፡ ኣቲ ከምዚ ኢኺ ኢሉ ዘሳቕየኪ ዘሎ ፡ በዛ ነገር እዚኣ እንተኣልዒልካ ኣነ የሳቕየኒ ስለዝኾነ እንተዘይገዲፍካዪ ክንፋላለ ጥራሕ እዩ ዘለና በልዮ ፡ እንተገደፎ ጽቡቕ እንተዘይገደፎ ግን ምፍልላይ ይሕሸኺ፡።
@betuyezyada5038
@betuyezyada5038 3 ай бұрын
Eza nay tmrti zbelkaya wey zbelkya naybahaki kanser eya tkonom emo kea entetemaharkas wielu hadiru nieom eyu ko eti hagez gn men yhsebo😢
@temesgengoytay6043
@temesgengoytay6043 3 ай бұрын
Thank you kbur hawey kab welfi shigara bkemey ktwexe tkeil video srhlna bejaka
@trhastsige2295
@trhastsige2295 3 ай бұрын
ክብረት ይሃብካ ዝሓወይ 🙏🙏🙏
@Alekubani12
@Alekubani12 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ኢና ነመስግን መምህረይ ❤😍
@e.t.777
@e.t.777 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ክቡር ሓውና ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@asmeraroyalcafe
@asmeraroyalcafe 3 ай бұрын
ኣኽሊሉ ኣብዛ ናይ ደንግልና ዘበልካያ ab ውዕይ ፍቅሪ ከለዉ አሞ አታ ጋል ደንግል ኽም ዘይኮነት አንዳ ፈለጥካ ፍቅሪ ሒዙካ ኣብ ሓዳር በጺሕካ ኣለካ ኣብ ሓዳር ፍቅሪ ምስ ተወደአ ድሓር አዩ ድንግል ኣይጸናሕክነን አንዳ በልካ ርእሳ ርእሳ ክትጭፍጭፋ ጌጋ አዩ ኣውዳት ከ ቅድሚ ሓዳር ምስ ክንደይ ኣዋልድ ድዮም ርክብ ዘገብሩ አዚ ከ ኣብ ግመት ይኣቱ ዶ?? ሓደ ዓርከይ ኣብዚ ተመርዕዩ አታ ጋል ንእሸተይ አያ ምስ ደንግልናኣ ጸንሓቶ ተመርዕዩዋ ሓዳር ገሮም ምስ ጀመሩ ሓደ ግዜ ብኣሽካዕላል አንታይ አሉ ክዛረብ ጀሚሩ ኽላእ ወላሓንቲ ኣይትፈልጥን አያ ኣብ ርክብ ፈጺማ ወላሓንቲ ኣይትኽእልን አያ አንዳ በለ ምስ ሰብ ይሓምያ አዚ ኩሉ ምስ ድንግልናኣ ጸኒሓ ክብረት ኣይህባን ውን ሕጅስ አቶም ዘረክቡኩም ተጻረፉ አቶም ዘይረክቡኩም ውን ትጻረፉ ኣየ ናይ ሓበሻ ኣተሓሳስባ ድሕሪት አዩ ወላ አዞም ሙሁራት ዝባሓሉ ኩሉ ደናቁር ካብኦም ዘይተጸብዮ ዘረባ ይውጽእ
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 3 ай бұрын
ዝገርም'ዩ
@iamselina7200
@iamselina7200 3 ай бұрын
Ja
@rahelw4920
@rahelw4920 3 ай бұрын
OMG ጥራይ እየ ክብል ዝክእል
@aziebukbay5653
@aziebukbay5653 3 ай бұрын
እወ ኣለዉ ናይ ሰብ ድኣ ክንደይ ክትብሎ ዋላ ከምዚ ንግበር ኢላ እንተ ሓቢራቶ ወይ እቲ ንዓኣ ዘዕግባ እንተ ገሊጻትሉ ካበዴኺ ለሚድክዮ ዝብሉ ኣለዉ ዋላ ድንግል ጸኒሓቶም ከላ ❤
@sabaredie7455
@sabaredie7455 3 ай бұрын
Bkulu methazi ayterekbomn
@Slasie
@Slasie 3 ай бұрын
Egziabhier ymesgen xbuq kemey qenika Kbur hawna Aklilu. Enkaa bselam mexaka.
@tedroskiflezghi2518
@tedroskiflezghi2518 3 ай бұрын
እዚ ኩሉ ጸገም ቀንዲ መበገሲኡ ንቅሓትን ፍልጠትን ስለዘየብልና ኢዩ። ለባም ሰብ ንሕልፍ ታሪኽ ናይ ሓንቲ ጋለ ኣንሰይቲ ኣብ ግምት ኣየእቱን ኢዩ። ከምይ ኣለኻ ድኣ እምበር ከመይ ኔርካ ኣይኮነን። ስለዚ ድንቅርና ዘምጽኦ ሰበብ ኣብ ዱሑር ኣተሓሳስባ ንነብር ኣሎና። ስለዚ ጽቡቅ መነቃቅሒ እዋናዊ ትምህርቲ ኢዩ።
@Elaria769
@Elaria769 3 ай бұрын
Tanks you akile
@meazakrstos3209
@meazakrstos3209 3 ай бұрын
Selam selam bruk Ak. Ezi tblo zeleka haqi eu 80 % eu ab mengo sebayn sebaytin eti zhalfeo Godena sile zeyrdeom eu giguy aredada eu. Eti bahli dingl Gal Ansteyti Emnti sile zmeslom eu. Eri deqi Tebatyo Europa metsia ezi kulu kigebro kelewi eto mitrtar ab wushtom ztsrnha eu Dingl sile zey tsenhat zey kone. Emnet wesani eu God bless u 🎉
@melesyibetit1992
@melesyibetit1992 3 ай бұрын
Big respect 🙏 brother akile great job always 👏 👍 👌 keep it up. 💯
@1979amanuel
@1979amanuel 3 ай бұрын
ኣኪለ እምበርዶኸ ሓራሙና ጽቡቕ ጌርካ ትፈልጠን ኢኻ
@mihretmihreteab955
@mihretmihreteab955 3 ай бұрын
Thank you, Teacher. 👍 job ❤❤❤❤❤
@kisanethabtemariam293
@kisanethabtemariam293 3 ай бұрын
Thank you bro ❤❤❤
@seble12329
@seble12329 3 ай бұрын
Thanks so much memhrey
@user-dj5sz3hz1l
@user-dj5sz3hz1l 3 ай бұрын
Neakas newih edmen tenan yhabka fetari❤❤❤❤
@user-dy4bq2it8k
@user-dy4bq2it8k 3 ай бұрын
Well come Barichoye ❤
@aidatadesse9193
@aidatadesse9193 3 ай бұрын
Wow Amlak ybarka
@ghebremichael5965
@ghebremichael5965 3 ай бұрын
ኣይበጻሕካዮን ኣለኻ'ቲ ሓቂ ሓው ኣኽሊሉ
@jonmichael8595
@jonmichael8595 3 ай бұрын
Bravo 👏 Ab Africa koynu kemu kibl zeykewn eyu… kkkk.
@dermashow
@dermashow 3 ай бұрын
Thanks 🙏
@muluefisehaye2468
@muluefisehaye2468 3 ай бұрын
እንታይ ዩ እቲ ሓቂ ስቕ ኣይትበል ዳሕዳሓዮ ብርኽ ዘርኢ ሰብ ክማሃረሉ ዝኽእል እንተኾይኑ ?
@nebiatmussie8798
@nebiatmussie8798 3 ай бұрын
Kbret yhabelna kulu zelenayo u ab yehwatna gorebabtna😢
@MRG87248
@MRG87248 3 ай бұрын
መጀመርታ ብዙሕ ዘይድፈር ኣርእስትታት ኣልዒልካ ምዝራብካ ኣዝየ የድንቀካ፡ቀጺለ ሓንቲ ክትደፍራ ዝደልየካ ሸፈፍ ኢልካ ትሓልፋ ከዘክረካ ምደለኩ፡ብዙሕ ወዲተባዕታይ ካብ ኣፍሪቃ ክምርዖ ከሎ ብስክፍታ ከምኡ እንድዩ እሞ ዝግበር ብምባል ናብ ህልም ዝበለ ክሳራ ኢዩ ዝኣቱ እተን ደቀንስትዮ ውን ብዘይ ንሕስያ ኢየን ዝምዝምዝኦም እዚ ክብለካ ብዛዕባ እተን ናይብሓቂ ጽጉማት ገዲፈ ብዙሓት ኣሕዋተን ዘሕለፋ ደገ ንከውጽወን ክሳብ 20000 ዶላር ከውጹለን ክሸባሸቡ ዝጸንሑ ዝሓታ ተተረኺቡ በቃ ካብኡ ጀሚሩ ክቅልባ ስድርኣ ካብ ዓዲ ብወጻኢታቱ ኣምጺኡ መርዓ ክገብረላ ስድርኡ ረኪቦሞ ዘይፈልጡ ሓለፋ ክገብረላ ኣሕዋታ ኢዶም እግሮም ኣጣሚሮም ይዕዘቡ ንምንታይ ስድራ ጓል ጓሎም ከምስሉዋ መሰል የብላን ድዩ እቲ መርዓስ እስከ ድሓን ወዲ ይግበሮ ከም ተዓዳማይ መጽዮም ብወጻኢታት መርዓዊ ንባዕሎም ተሓጺኖም ይምለሱ መርዓውን ስድርኡን ከኣ ሰብ ከይዕዘቦም ጥራይ ሕጉሳት ኮይኖም ይሓልፍዎ እዚ ኩሉ ዝገበረ ወዲ እንታይ ክጻወር ትጽበዮ፡እስከ ክንደይ ስድራ ጓል ኢዮም በታ ዘላቶም ንጓሎም ተወፍዮም ዘምርዕዉ ንሰን ውን እኮ ርእሰን ከቅንዓ ግቡአን ክግበረለን ኣለዎ እቲ ምእላይ ውን ድሕሪ መርዓ ዘይኣኽሎ ብሓቂ ኣኪለ ወዲ ዝውጽዖ ዘሎ ሃየንታ ኢዩ ጓለን ባዕለን ዘሐጽና ኣዴታት ማእለያ የብለንን መርዓት ደኣ መዓስ ኢያ ምስ እንዳሓሙኣ ክትወሃሃድ በጃኻ እቲ ዘይባህልና ከም ንቡር ምስ ተወስደ በለጽ ከኣ ከም ብልሒ ተወሲዱ ነዚኣ እስከ ኣብርሃልና በጃኻ ከምቲ ኣወዳት ኣዋልድ ውን ኣሕዋት ኣለዋና ኩሉ ዘዝግብኦ ይግበር ቅድሚ መርዓ ኣትሒዙ ባርያ ኢዩ ዝከውን ሎሚ ኣፍሪቃ ከይዱ ዝተመርዓወ።
@akberetafom7234
@akberetafom7234 3 ай бұрын
ብሓቂ ጽቡቅ ኣለካ ሓወይ ክንደይ ጥዕያት ኣወዳት የሕዋትና ጨፈፍፍ ኢሎም ዝኣከብዎ ንመርዓትን ስድርኣን ኣሽሓት ገንዘብ የጥፍኡ ምስ ኣተዋ ከኣ ጠንጢነንኦም ይከዳ በሓቂ ሕማቅ ዘበን በጺሕና
@Habeshafusionhub
@Habeshafusionhub 3 ай бұрын
Excellent explanation
@MRG87248
@MRG87248 3 ай бұрын
@@akberetafom7234 እዚ ጉዳይ ሓብተይ ኩሉ ከይብሉኒ ክብል ብፍርሒ ኢዩ ዝሓልፎ እንበር ናብርኡ ብቀይቀይ እናሓለፎ ብዕዳ እንዳሓምኡ ከሖጉስ ስድራኻ ሓደ መዓልቲ ኣዛዊርካዮም ዘይትፈልጥ ጃርጃር ትብል ትብዓት እኳዮም ዝስእኑ ሰብ ጌሩዎ እናበሉ ዝጠፍኡ ኣነ ብሓቂ ብድፍረት ዝዛረበሉ ሰብ የድሊ ኣሎ እዚ ጉዳይ።
@selemuntesfamariam2028
@selemuntesfamariam2028 3 ай бұрын
ብክብረት ክበር እናወሰኽካ ደኣ ንበር ንስኻስ፡ልቦናኻ የስፍሕ ናይ ልበይ ዘሕምመኒ ነገር ኢኻ ረኺብካያ ። ሓደ ካብቲ ዝኸፈ ኣብ ህይወት በለጽ"ዩ ፡።
@tekleab9462
@tekleab9462 3 ай бұрын
ጽቡቅ ኣለኻ ግን ሕጂ ኣነ ምስ ብዙሓት ዝዞረት ጓል ክምርዖ ኣይድልን አየ
@filips9899
@filips9899 3 ай бұрын
ጹቡቅ መደብ
@user-hq7gd7kk3s
@user-hq7gd7kk3s 3 ай бұрын
"ድንግልና ምዕቃብ ናይዚ ዘለናዮ ግዜ ይመስለኒ ኣይነበረን" ዝበልካዮ ተጋጊኻ ኣለኻ። ካብ ናትና ሕብረተስብ ውጽእ ኢልካ መጽናዕቲ ግበር። ድንግልና ምሕላው ቀደም ኔሩ፡ ሎሚ ኣሎ፡ ንዘለኣለም ድማ ክህሉ'ዩ። ወዲ ይኹን ጓል ንጽህንኦም ክሕልዉ ጽቡቕ'ዩ። ናይ ጓል ግን ይፍለ'ዩ። "እዚ ቆልዓ ወድኺ ምዃኑ ሓቂ'ዩ፡ ወደይ ምዃኑ ግን እምነት'ዩ" ዝብሃል ምስላ ኣሎ። ሰበይትኻ ወሊዳ ዝሃበትካ ብእምነት ተቐቢልካ ኢኻ ተዕብዮ፡ ድንግልና ሻላ ኣብዝርኣየሉ ዓለም ግን ደቂ ተባዕትዮ ይብደሉ ኣለዉ። ኣብ ኣመሪካ ንኣንስቶም ስለዘይኣመኑወን DNA መርመራ ናይ ዝገብሩ ሰባት 90% ዘይደቆም ኮይኖም ይጸንሑ። ካብቲ ዝገርም ነገር ድማ ኣብ ጸለምቲ ኣመሪካውያን ካብ ዝውለዱ ቆልዑ እቶም 80% ካብ 20% ኣቦታት ዝተወልዱ'ዮም።
@SaronYemaneh
@SaronYemaneh 3 ай бұрын
Nay bhaki haki temrti eyu ezi❤❤❤❤❤
@wegahtateklebrha1166
@wegahtateklebrha1166 3 ай бұрын
Edmen tenan yehbkan fetari hawey ❤
@bereketgebre4685
@bereketgebre4685 3 ай бұрын
ኣብ ሂወት ቡዙሕ ውግእ ኢዩ ዘሎ ንኣብነት ተቃዋማይ ደጋፋይ : ኣዝማሪኖ ፋራ :ደቂ ተባዕቲዮ ምስ ደቂ ኣንስትዮ . . . ወዘተ ደቂ ኣንስትዮ ኣስተብሂልክን ብሚእታዊት % ሪኢቶ ሃባ , እዞም ከምዚ ክትብሎ ዝጸናሕካ ዝገብሩ(ዝብሉ) ካብ ምንታይ ተበጊሶም ኢዮም ከምዚ ዝብልወን መጽናቲ ዘድልዮ ኢዩ: እቲኦም ክቆጻጸርወን( ማሕኩማ ) ክገብሩ ክብሉ ከምኡ ዝገብሩ ክንደይ ይኾኑ ብሚእታዊት%
@user-zo7xe9td7o
@user-zo7xe9td7o 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤Tanks so much
@shewitsgem8495
@shewitsgem8495 3 ай бұрын
ምህርቲ ኣደ ምሁራት ቆልዑ እያ ተዕቢ ግን ሕብረተ ሰብና ኣይርድኦን እዩ:: nabnet hkmna wey Fermasi keyda zhabwa medhanit brdeit kthbom tkiel zeytemahret gn qurub kbd ybl eu
@Kisanettesfay-qq5zr
@Kisanettesfay-qq5zr 3 ай бұрын
Kbret yhabelna kubur hawey ❤❤❤
@Gl.f
@Gl.f 3 ай бұрын
ዋይ ሃለውለው መን ኢዩ ኣብ ኤውሮጳ ድንግል ኣይጸናሕክንን ኢሉ ከሳቕያ ከፋራርሓ ዝበዝሑ ደቂ ተባዕትዮ ከይከድኦም ከም ቁሪ ኢዩ ዝፈርሕ ። ድንግል ደኣ ኣሎ ድዩ ኸ ምናልባት ትሕቲ ዕድመ እንተ ዘይኮይነን ወረ ብዘይ ድን ግልንአን ይውለዳ ኮይኮና
@jacktom5686
@jacktom5686 3 ай бұрын
ክክክክክክ
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 3 ай бұрын
ንዓይ ወይ ንዓኻ ኣይጋጠመናን ማለት ንኩሉ ሰብ ኣያጋጠሞን ማለት ኣይኮነን። እዚ ቪዶዮ ናይ ብሓቂ ዘጋጠመ ፍጻሜታት እዩ።
@user-fq6bo4of5t
@user-fq6bo4of5t 3 ай бұрын
Aytmelselom Akile etom kemu zgebru eyom abzi metsyom zeegergru, just like habom des kblom, hadar zeytdeli gual ansteyti darga yelan! ​@@aklilu.Hmichael
@tesfie
@tesfie 3 ай бұрын
You're brilliant 👏 👌
@semerehaile96
@semerehaile96 3 ай бұрын
True interested bro .
@kbra5959
@kbra5959 3 ай бұрын
Thank you bro❤❤❤
@alganeshasfaha3525
@alganeshasfaha3525 3 ай бұрын
Please talk about rights and equality for women in your next presentation to make them aware hopefully that will help them to understand 🎉
@degoldessie1826
@degoldessie1826 3 ай бұрын
Thank you Akile Hawna. I have a comment; why don't give a name to your Channel?
@zewditesfazion9441
@zewditesfazion9441 3 ай бұрын
Kbri habka haki gelitskayo❤
@akberetafom7234
@akberetafom7234 3 ай бұрын
ኣክሊሉ ሓዉና በሓቂ ጽቡቅ ኣለካ እንተኮነ ናይ ሎሚ ደቀንስትዮ ውን ምስ ክብርካ ምጽናሕ ፍርነት እዩ እናበላ ከምድላየን ኢየን ዝዓብዳ ዘለዋ ኮምኡ ተበሉ ሲ ሓቆም እዮም
@lichikiflom4740
@lichikiflom4740 3 ай бұрын
What!
@akberetafom7234
@akberetafom7234 3 ай бұрын
ምስ ክብረትካ ምጽናሕ ዋላ ሰብ ተዘየክበረካ እግዚአብሔር የክብረካ እዩ።
@okbanegassi3797
@okbanegassi3797 3 ай бұрын
Tebarek Tebarek Tebarek
@asmeretgebregzibher4199
@asmeretgebregzibher4199 3 ай бұрын
Atum sebat ab sidet kelena ahwatoom minbarna geloom kibri gual yeblomn 'ezi ka atababiyana u wedi egru ab salon sekilu gual jeansom nefihfih' Geloom Awodatna nezi timrti be melkee kitabet teziwosdiwa tibla edkin haf abla...thank u akile for the wise advice ' most of our brothers have grown up with low selfsteem they lack great leadership in marriage
@iamselina7200
@iamselina7200 3 ай бұрын
Thinkyou ❤❤
@Zebehermede
@Zebehermede 3 ай бұрын
Zbezhu bdkimetka gegatatkan tray. Eyom kihzuka zdelyu mebzahtiom
@alganeshasfaha3525
@alganeshasfaha3525 3 ай бұрын
Very nice work and I thank you for sharing this topic I think they are uneducated and grown up with out family and discipline also they don’t realize that they have sisters
@ZebibMehari
@ZebibMehari 3 ай бұрын
Thank you
@tesfalemhagostesfamichael5347
@tesfalemhagostesfamichael5347 3 ай бұрын
Akile Bitami de zifetwekaaa. Kulu zibelkayo esemamalu ye.
@aidaeritrin7944
@aidaeritrin7944 3 ай бұрын
ብዛዕባ ኣወዳት ልዕሊኦም ዝተማህረት ጓል ዝምርዓዉ ወይ ምሁራት ኣዋልድ ዘይተማህረ ወዲ ዝምርዓዋ ሓደ መዓልቲ ገለ በለና
@salemaraya9182
@salemaraya9182 3 ай бұрын
Takk❤❤❤❤
@jacktom5686
@jacktom5686 3 ай бұрын
❤ Good job bro. 100%
@Salem20205
@Salem20205 3 ай бұрын
ኣብቲ ናይ ሲደት ምስ ኣተዋ ካብ ገዛ የውኦም ዝበሃል ዘሎ ርኢቶይ ክህበሉ ምክንያቱ ብቀረባ ዝፈልጦ ጉዳይ ስለ ዝኮነ።ሓንቲ ጓል በዓልቤታ ኤሮፓ ስለ ዘምጻ ጥራይ ብዛዕባ ዝኮነ ደስ ዘይ በላ ጉዳይ አንተ ተዛሪባቶ በጅካ ማህረምቲ ካልእ የለን እመኑኒ ወላ ዝደቐቀ ነገር ናብ ማህረምቲ ጥራይ ንሱ ዝብሎ ከኣ ኣነ እኮ ከምዚ ከፊለ አየ ኣምጸኪ ከምዚ ገረልኪ እንዳ በለ የሳቅያ ኽሳብ ብነብሰጾራ ሂወታ ዝፈታተን ማህረምቲ ማለት ዩ ፡ከተረዶ ፈቲና ጺዕራ ውን አቲ ቐንዲ ጸገም ካብ ሰባ ሓዳራ ዘይትደልን ዘይተክብር ኮይና ኣይ ኮነትን አቲ ጸገም አዚ ዩ።እዚ ኮይኑ ከብቅዕ ዝኮነ ጸገም ከየምጻትሉ ገዛ ሃቡኒ ካብዚ ኽወጽእ ኢላ ንመንግስቲ ሓቲታ ንሱ ዩ ዝወጽ ቖልዑ ሒዝኪ ንዓኪ ዩ ዝምልከት ኢሎም ካልእ ገዛ ምሃብ ኣብዮማ ።ካብ ገዛ ኣውጸዮ ኢላ ዝተሳቀየቶ ኣብዘይ ሕማማ ውን በጺሓ😢።ስለዝዝ ንምንታት ኢኩም ካብ ገዛ ኣውጺኣቶ እንዳ በልኩም ኩሉ በደል ናብታ ጋልኣንሰይቲ ጥራይ ትገብርዎ ናበይ ዳኣላ አሞ ክትከይድ እስኪ ንገሩኒ ትተሓረድ ትቐተል፧፧???😢😢
@miliontekali3534
@miliontekali3534 3 ай бұрын
ኣወዳት ዝጥቐሙላ ሜላ ኣላ ምስ ወለደት ናብ ተብሎ የብላን እልካ ሰበይትኻ ዘይምኽባር ጌጋ ኡኳ ድኣ ደቕኻ ምስ ኣሕቖፈትካ ዝያዳ ክትከብር ይግባእ።
@bereketrussom9444
@bereketrussom9444 3 ай бұрын
Natna deki Anstyo Sorry ayfeltean eyen wela tegagyen kolewa.
@FilimonTemesgen
@FilimonTemesgen 3 ай бұрын
ኣነስ ድንግል እየ ክምርዖ ዝደሊ
@Itsmewedigere
@Itsmewedigere 3 ай бұрын
Nay bhaki agedasit aristi Akile bro blux medeb kab blux seb
@yemanemobatsion-ov3pt
@yemanemobatsion-ov3pt 3 ай бұрын
Good work.
@user-kx7ix7iq9l
@user-kx7ix7iq9l 3 ай бұрын
Akelilew hawey haky eika Kexelo seb xbuk geyru nenebsuen gebuew meqanune keflt alewo
@mihretmihreteab955
@mihretmihreteab955 3 ай бұрын
Great job ❤❤
@muluemehari6914
@muluemehari6914 3 ай бұрын
ጽቡቕ ኣርእስቲ ኣኪለ ቀጽሎ
@danieltewelde9900
@danieltewelde9900 3 ай бұрын
Aklilu ezi kemzietat ariesti nmulue hbreteseb zwikil aykonen seb ab nenatu geza nenatu xegem alewo so kemzi aytbelu kemzi aytigberu aytgibera elka kitizareb mesel ykun fkad yeblkan kisab etom seb hadar baeilom nkulu xegematom teredieom zeyfethiwo
@weletekidanknweletkidanse2342
@weletekidanknweletkidanse2342 3 ай бұрын
እህ እዚ ዳኣ መድሃኒት ኣልቦ ሕሚም ናይ ብዙሓት ዩ 89%ኣሎ ።
@fanaazbaha4077
@fanaazbaha4077 3 ай бұрын
ክቡር አክሊሉ ብዙሕ እየ ዘደንቀካ I love all you show keep going I wish you all the best 👍🏾 ብክብረትካ could you explain virginity is not by sex you lose it sometimes you lose it naturally 😢😢thanks
@Hani-jy6cg
@Hani-jy6cg 3 ай бұрын
ብሉጽ ሰብ ኣኽለ ሓውና 😊😊😊😊
@user-es6lh9kq5d
@user-es6lh9kq5d 3 ай бұрын
Akile hawey blux seb ajoka koxlo zawey bflay kemzi ayinet
@tsehaytekle1947
@tsehaytekle1947 3 ай бұрын
Arki zhazas eko nmen ms men eyen yflta hanti zegnfelt kea alena gn bdnglna ayxenhanan ksab hji nbeki alena
@user-qg5ev1xd2e
@user-qg5ev1xd2e 3 ай бұрын
Ane zfeltom bzhat
@lunaFesseha
@lunaFesseha 3 ай бұрын
It is because most of them, especially the ones who talk about it, don't have self-respect and confidence. They just appreciate negative talk and criticism. A wise man is not alone in talking about it. He can't even think about it because he will be too busy to create a special family and home.🙃🙃🙃🙃
@Henikiflu09
@Henikiflu09 3 ай бұрын
Mexexex zeykone si abta marathon eyu. Seb zmzen Awald ane kab zreakwen , Robet eyen nay gezae resen deep emotion yeblenn b kebabien eyen zxlewa ...entrfo eten qrub mhro zxegeba Emotional intelligence yeblenn ... Kulu sebay kbret kem zdeln , endhr kbri hbkayo kulu kem zhbekan Ayrdenn eyu ... Basic neger eyu xegemen
@felixweigel7730
@felixweigel7730 3 ай бұрын
👍👍
@siempipo
@siempipo 2 ай бұрын
FKRI Media 🇪🇷 coll music ❤
@user-gt1ib7hp2t
@user-gt1ib7hp2t 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-xf1zo4oo3n
@user-xf1zo4oo3n 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-zo6pt3rc1u
@user-zo6pt3rc1u 3 ай бұрын
good 👍
@ZulaNetwork
@ZulaNetwork 3 ай бұрын
🤔Akile ketemhra halafnet sdra abaka wediku b economi leytn ketrn serhika nsa ms temharet neti econimicali halafnet zeytskem tekoyna kabti domz msgemeret nnabra ktmakelom atom abeyti wetsitat nmakelom ktbla keleka shu u ati shigr zfter slezi temhira n halafneta antefelitatom ati nabra bmare tsbuq ykewn thabaya nab naywlka alama mtgebro ati domza gen ati shigr yfter.
@user-dc5mu9fh3w
@user-dc5mu9fh3w 3 ай бұрын
❤❤❤
@Tigray122
@Tigray122 3 ай бұрын
ብሓቂ ክብሪ ይሃብካ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@user-cc3hw4ci4z
@user-cc3hw4ci4z 3 ай бұрын
Good 👍
@akberetbahta2864
@akberetbahta2864 3 ай бұрын
ሓቂ ኣወጸእካያ ኣኪለ ተጨወና ኢና ዘለና
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x 3 ай бұрын
❤❤❤😊
@user-cn2wv8sv1t
@user-cn2wv8sv1t 3 ай бұрын
ja. Ja
@user-un7vd6ux9o
@user-un7vd6ux9o 3 ай бұрын
@fishiktaameley2645
@fishiktaameley2645 3 ай бұрын
ክቡር ሓውና ብጣሚ እየ ዘክብረካ❤
@user-jc2jd9ft2t
@user-jc2jd9ft2t 3 ай бұрын
🙏🏿🙏🏿🙏🏿🤗
@haragozana3340
@haragozana3340 3 ай бұрын
ሰጀመር ቅዱሰ ሐዳር ክከውን አእነተኮይኑ ሐደ ብሐደ እንተዝከውን ፅቡቅ ነይሩ በብዘመቸዎካ ትፀገኒሕ እሞ ዳሐር ምቁሰሳል እንታይ አምፅኦ
መጠንቀቕታ ን ተቐመጥቲ ዩጋንዳ !
18:49
Aklilu H.michael
Рет қаралды 3,5 М.
5 ካብ ሂወትና ከነርሕቖም ዘለና ዓይነት ሰባት
18:33
Slow motion boy #shorts by Tsuriki Show
00:14
Tsuriki Show
Рет қаралды 6 МЛН
50 YouTubers Fight For $1,000,000
41:27
MrBeast
Рет қаралды 168 МЛН
Хотите поиграть в такую?😄
00:16
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 3,6 МЛН
ካብዚአን ብዙሕ ዘምልጥ የለን!
18:50
Aklilu H.michael
Рет қаралды 9 М.
ኣብ ስደት ዘዳኽማና ዘለዋ 6 ነገራት
23:15
Aklilu H.michael
Рет қаралды 53 М.
My daughter always appears at the most critical moments
0:35
昕昕一家人
Рет қаралды 10 МЛН
Waka waka #4 🤣 #shorts
0:15
Adani Family
Рет қаралды 11 МЛН
え、、、!
0:11
美好秋人
Рет қаралды 14 МЛН
Playing hide and seek with my dog 🐶
0:25
Zach King
Рет қаралды 30 МЛН
Кот Оказался В ЗАПАДНЕ🙀☠️
0:38
ИССЛЕДОВАТЕЛЬ
Рет қаралды 11 МЛН