"ክትነብረለይ እናተመነኹ ንሳ ግን ኣይነብርን´የ ኢላትኒ" ዕላል ምስ ኣገራሚ ሂወት ዘሕልፍ ዘሎ ገዲም ስነጥበበኛ ሰለሙን ዮሃንስ (ባርያ ) Part 1

  Рет қаралды 114,421

ARARAT Entertainment

ARARAT Entertainment

3 жыл бұрын

👇🏿👇🏿👇🏿👇🏿👇🏿
ዓቢ ምጉዳል ዋጋ - MyCall Global Eritrea 50% ጎዲሉ
ቀጥታ ዓማዊል ንሙዃን ነዛ ጥብቆ ጠውቁ👇👇
bit.ly/2N9shGs
ንዝኾነ ሕቶ ወይ ሓገዝ ድማ ኣብዚ ጠውቁ
docs.google.co...
📱 45568277📱
ዝኸበርኩም ተኸታተልትና ነዚ ቅርሲ ሃገርና ዝኾነ ገዲም ስነጥበበኛ ብሞራል ኣብ ጎኑ ኮይንኩም ደገፍኩም ክትገልጽሉ ንእትደልዩ በዛ ቁጽሪ ተለፎን 002917132520 ክትረኽብዎ ከም ትኽእሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ ። Welcome to Ararat Entertainment Official KZfaq Chanel . © Copyright: Ararat Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. ℗ © ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም እትርከቡ ተኸታተልቲ መደባትና፣ ኣራራት ኢንተርተይመንት ኣብ ዝተፈላለዩ ስነጥበባዊ ስርሓት ጸቂጣ እትሰርሕ ኮይና፣ ሓደስቲ ፊልምታት፣ ኮሜዲታት፣ ደርፍታት፣ ከምኡ"ውን ኣብ ስነጥበብን ኣብ ካልእ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ዝሳተፉ ኣብነታውያን ሰባት ብመልክዕ ቃለምሕትት ብዝተፈለየ ኣቀራርባ ከሺና ናባኹም እተቅርብ ሕጋዊት ቻነል እያ። ስለዚ ክቡራት ተኸታተልትና ነዚ ኣብዚ ቻነል እነውርዶ ቪድዮታት ዳዉሎድ ብምግባር ኣብ ዝተፈላለዩ መራኸብቲ ብዙሓን ብምውራድ ንረብሓኹም እትትቀምሉ እንተድኣ ሃሊኹም ን ስነጥበባውያን ሃሳዪ ስለ ዝኾነ ብኽብረትኩም ካብዚ ቻነል ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ዘይፍቁድን ኩልኩልን ሙዃኑ ክንሕብረኩም ንፈቱ!! #AraratEntertainment #MorkaShow #Barya

Пікірлер: 546
@fazumazuzaki9223
@fazumazuzaki9223 3 жыл бұрын
B Sele Barya hubun zkone tray like 🤗🤗🙏
@dawitagodofai5236
@dawitagodofai5236 3 жыл бұрын
👍❤👍👍✌✌✌
@Akriyawi
@Akriyawi 3 жыл бұрын
Zaki arkey yahoo nay kedem seb ❤
@fazumazuzaki9223
@fazumazuzaki9223 3 жыл бұрын
😂❤❤Meri arkey
@tesfyeabrham4676
@tesfyeabrham4676 3 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት እዚ ኣብራሃም ኩሉ ጊዜ ብሉጻት ሰባት ጥራይ ከምጽእ God bless you bro🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@tesfalemhaile6968
@tesfalemhaile6968 3 жыл бұрын
ወወወ ዘገርም ድምጽ 69 ዓመት ዘገበረ ድምጻዊ እስከ ላይኸ ሃብለይ
@kahsaytekiegebremedhin7230
@kahsaytekiegebremedhin7230 3 жыл бұрын
1959 September eyu tewlidu ezi malet wedi 62 amet eyu .
@eritreawiye3861
@eritreawiye3861 3 жыл бұрын
62
@user-zm3tq7ej9j
@user-zm3tq7ej9j 3 жыл бұрын
ቁጽሪ ኣይተማሃርካን ዲካ😁 62 እዩ ጌሩ
@zakariamera3601
@zakariamera3601 3 жыл бұрын
62 ዩ ጌሩ ዘሎ ዕድሚኡ ካብ 59 ክሳብ 2021 ንመአረምታ ።
@funnyman9051
@funnyman9051 3 жыл бұрын
He is 62 years old bro
@nimrodgabriel2266
@nimrodgabriel2266 3 жыл бұрын
ኣብርሃም ቡሉጽ መንእሰይ፣ ጽብቅ ሰራሕ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰሰናዮ ይምነየለካ፣ኣብርሃም ሐወይ እዝ ትሰርሖ ዘለካ ኣዝዮ ረዝን ሰርሕ እዮ ታርክ እካ ትሰንድ ዘሎካ ኣብርሃም ሐወይ፣ ቀጽሎ ጽባሕ ክንረክቦም ዘይንክእል ኣቦታት እካ ተቀርቦም ዘሎካ ታርኮም እካ ትሰንድ ዘሎካ ብህይወት ከሎው እሞ ቀጽሎ ጽብቅ ሰራሕ እካ ትሰርሕ ዘሎካ
@abrheabrhe3252
@abrheabrhe3252 3 жыл бұрын
Nay kedem seben nay gedem derfe ayrkebun eyo so thank yau bro
@user-uq9mz2tc9e
@user-uq9mz2tc9e 3 жыл бұрын
Nay behaqiy fetary msaka ykun Abrham Hawuna
@meronwelday6437
@meronwelday6437 3 жыл бұрын
ሰሎሞን ባርያ ኣለካ ገና ብ ሰላም ተመለሰና ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ምሳካ ይኩን ፈጣሪ
@natantkue6388
@natantkue6388 3 жыл бұрын
I know you're right.
@natantkue6388
@natantkue6388 3 жыл бұрын
God bless him with his family.
@natantkue6388
@natantkue6388 3 жыл бұрын
Can anyone has his phone number .
@luwam158free9
@luwam158free9 3 жыл бұрын
Ahwat bejakum tesfa nhabo like nhgzo abe hadish serhu, tesfa u zedaly kabna
@user-el5pp1wq8h
@user-el5pp1wq8h 3 жыл бұрын
ከምዚኦም ኣምጻልና ኣብርሃም ሓወይ በዚ ናይ ሎም ደርፊ ጸሚምና ኣለና
@efremkidane6597
@efremkidane6597 3 жыл бұрын
ብሓቒ ፍሉይ ድምጺ ምስ ብዝሕ መልእክቲ ባርያ " ምንእስ የማነ ብሓቒ ደርፊ ቐደም ፍሉይ መቀረት ኣለዎ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።
@michaelalazar2765
@michaelalazar2765 3 жыл бұрын
ኣነስ ብልቢ ተመስገን ኣምላክ ኢለ ደጊመ ስነ ጥበብ ሃገር ከም ቀደሙ ተመሊሱ ብምርኣየይ፡ ስሌ ባርያ ኮኾብ ኢካ ምስጋና ይብጻሕካ፡ ኣቅረብቲ መደብ ምስጋና ይብጻሕኩም፡ ሰሱንለይ ዓምብቡለይ ደቂ ኤረይ
@lewhatlbey7483
@lewhatlbey7483 3 жыл бұрын
ኣስመራ ወ ኣደ ኹልና ዓሌት ኣውራጃ ሃይማኖት ኣይትሓቲን ንኹልና ኤርትራውያን ብሓደ ትሓቅፍና ርሑስ ቅንያት በዓል ናጽነት ይግበረልና ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mebrhatomestifanos8732
@mebrhatomestifanos8732 3 жыл бұрын
Barnet do natsnet hawey wey haftey Eritrean merita enber hazba natsnet ayrekeben ruhu beal barnet belo
@habtomyemane6572
@habtomyemane6572 3 жыл бұрын
ኣበይ ዘሎ ናጽነት አዩ ቁሩብ ሕፍር ዘይትብል ሓወይ መጻወቲ አሰያስ ኮይኑ አባ ነቦይ ኣርኪብዎ በይነይ ተርፈ ኣብ ባርነት ኣሕሕሕሕሕሕ አዛ ሃገር አዚኣ ኣምላኽ ግምጥል የብላ
@tslatmeqomia177
@tslatmeqomia177 3 жыл бұрын
@@habtomyemane6572 Hager dea entay gieratka tedelika eseyas yigemtel zeytbl please bsmit aytzareb ewae
@user-ed6ci5gb2i
@user-ed6ci5gb2i 3 жыл бұрын
@@habtomyemane6572 ግምጥል ዘይትብል ግምጡል
@user-ed6ci5gb2i
@user-ed6ci5gb2i 3 жыл бұрын
@@mebrhatomestifanos8732 እቲ ናጽነት ዘይምልከተካ እንተ ኾይኑ ኣፍካ ሓዝ
@eelias3043
@eelias3043 3 жыл бұрын
ስነጥበባዊ ሰሌ ባርያ ዕድመን ጥዕናን፡ እንቋዕ ብሰላም መጻኻ ንሰማዕቲ ክሕሸና። ጸሚምና ኢና ብጥሪምሪም ናይዞም ምስ ንፋስ ዝነፋሱ ናይ ዘመንና መዞቕቲ
@fetawiselameye3982
@fetawiselameye3982 3 жыл бұрын
Kkkkk nay bhaki zereba kabzom abeyti temahirom kea tuum yesmuena ygberom enber kab misimae si hadimina ena nerina
@msganahabtom4141
@msganahabtom4141 3 жыл бұрын
ሰሌ ባሪያ ባዓል ጥዑም ድምጺ እንኳዕ ዳሓን መጻኻ አብርሀም ሽኮር ነዞም ዝጠፍኡ ከምዚ ጌርካ ምቕራብካ ብጣዕሚ ጽቡቕ ቀጽሎ ሙሉእ ጥዕና ይምነየልኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@biniamhabte7197
@biniamhabte7197 3 жыл бұрын
ባባ ሰሌ እዳበከኩ የ ዝርኣ ዘለኩ። በዞም ሃሳዳት ደቂ ብዳማ ባ ናብ ሃንቲ ቁሽት ቀይሮማ። ባባ ሰሌ እድመን ጥእናን ምሰደቅካ ይምነየልካ።
@abelgere106
@abelgere106 3 жыл бұрын
መደብ ማለት ከምዚ አዩ ሳብስክራይብ ኣብዚ ተገበርካ አዩ አንበር thanks ኣራራት ። ባርያ ብጣዕሚ ድፈትዎ ምዝቀና
@maranatamaranata9274
@maranatamaranata9274 3 жыл бұрын
እንቋዕ ብ ሰላም መጻኩም ፍቱዋተይ። ን ባባ ስልየ ክጽበ ትጽቢት ነዊሑኒ ቀኒዩ we Love Baba selye & Abrihimo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕
@fjjcdifth961
@fjjcdifth961 3 жыл бұрын
ባባ ሰለሙን ሓቅኻ ኢኻ ኣያ ዝብለና ስኢና ወ ሓቅኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና 🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@samfsehazion8197
@samfsehazion8197 3 жыл бұрын
He is born to sing 🎤 😍
@rthagos635
@rthagos635 3 жыл бұрын
Indeed!!!🥰
@michaelalazar2765
@michaelalazar2765 3 жыл бұрын
ብሓቂ ብሉጽ ስነ ጥበበኛ ሃገርና ኢዩ ሰሌ ባርያ
@teamemedia
@teamemedia 3 жыл бұрын
Bro subscriber gberuley keytetseweni please
@Kemalemeye
@Kemalemeye 3 жыл бұрын
ኣንበሳ ኣብርሃም ነዞም ታሪኽ ጀጋኑ ኤርትራ ምስ ተጋሩን ናይ ኢትዮጵያ ኣንድነታውያንን ኮይኖም ክህሱሱን ከባላሽውን ዝሰርሑ ዘለው እዚኣ መደብካ ተፍርሶም ኣላ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ደቂ ኤርትራ
@rasitilebego8826
@rasitilebego8826 3 жыл бұрын
Thank you abrhimo to interview this legend 💯 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 BABA BARYA! We love you 😍 BARYA
@hazekaasmera1414
@hazekaasmera1414 3 жыл бұрын
Wow he still have golden voice ❤️
@tsegaberhe6742
@tsegaberhe6742 3 жыл бұрын
Agkum deki er
@lidiagebreyewhanes8789
@lidiagebreyewhanes8789 3 жыл бұрын
Ni bihaqy hi the king of kings Yemane (barya)enqae brhan getsu enqae rakuka ni bihaqy thgse ♥️🇪🇷🙏
@zementesfay5935
@zementesfay5935 3 ай бұрын
ምቁር ዕላል 👌ባርያ ጎይታ ጥበብ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ❤️❤️
@user-qf2rn8rm5g
@user-qf2rn8rm5g 3 жыл бұрын
ዋዉ ሰለሙን(ባርያ) ጅግና ወዲ ኤረይ ባዓል ጡዑም ድምጺ ንበረልና ክበረልና ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ።
@arkobkobayent6797
@arkobkobayent6797 3 жыл бұрын
Let we help our father selie. 🙏🙏
@luwam158free9
@luwam158free9 3 жыл бұрын
Yes you are right, let’s support him
@amlakiesmani3149
@amlakiesmani3149 3 жыл бұрын
ወትሩ ተሓጎሱ ደቂ ኤረይ ሺኮሪናታት ዓይኒ አባይኩም ይደፈን
@wediteages7950
@wediteages7950 3 жыл бұрын
keep it up abrihimo shikor nice interview with our legend selie(Barya)🇪🇷🇪🇷🇪🇷💓💓💓🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@barakbarak5472
@barakbarak5472 3 жыл бұрын
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰሌ ኣጆኻ ኣብሪሂሞ ክኣ ጽቡቅ ስራሕ ብጣዓሚ ክትድነቅ ዝግብኣካ ንፈትወካ ጋዜጠኛና ኢኻ ሞ ንዓኻ ውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@sibhatokbamichael599
@sibhatokbamichael599 3 жыл бұрын
Good job Solomon and Abraham, God bless you guys
@Abi..2Hani
@Abi..2Hani 3 жыл бұрын
🇪🇷💜 Ararat media ab zelekumo selam tenan.... awet ab serahkum neakum 💙 🇪🇷 mara tehagesnaa ..
@zbanayakulu
@zbanayakulu 3 жыл бұрын
ባርቺ ኣለኻ ከምቀደም እዋእ ኩሉ ቲ ሕመርቱ ስ ከስተማቕሮ ደልየስ ምፍላዩ ድማ ሲኢነ ። ድምጻዊ ሶሎሞን ካብ ጋዘጤኛ ኣብረሃም ካብ ሃረምቲ ሙዚቃ ቅጠታ ኣይመስልን ጠቕላላ ኣብ ተባዕታይ ዝኮነ ስቲድዮ ዝተመልአ ናስትሮ ዩ ዝጥዕም ። ስነ ጥበብና ስነ ጥበባዊያና ንዓና ሂወት ዘሪእኩምልና ኣራራት ኢንተርመንት።ቀጽልዎ እቲ ክፋል ምግባር ግን ኣይተሕጽርዎ እንዳበልኩ ጥዑም መደብ ኣየድክመካ ኣይርብሸካ ። ርሑስ በዓል ናጽነት ኤርትራና🌿🍀🇪🇷🇪🇷🙏🙏👏👏👍👍
@asmeromtesfay8652
@asmeromtesfay8652 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ክቡር ስነ-ጥበባዊ ኣያናን ኣቦናን ሰለሙን ዮውሃንስ(ባርያ) ጥበብካ ይዓምብበልና።
@asmerinonatey3503
@asmerinonatey3503 3 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መጻእኻ ኩቡር ኣቦና ብሃንቀዉታ ንጽበ ቀኒና
@hagosyohannes5376
@hagosyohannes5376 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ገልጽካያ ነስመራ ሕጂ ካ ባባ ሰለ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ
@zakariamera3601
@zakariamera3601 3 жыл бұрын
ዋውው ኣየ ሰለሙን ባርያ ካብቶም ኣለውና ንበሎም ዘመናዊ ደርፊ ዝውንኑን ዝደርፉን ዩ ።ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ንእትገብሮ ዕቤት መዚቃ ንተኸታተልትኻ የቐንየልና ።ኣብ ዝሓለፈ እዋን በዓልቲ ቤቱ ተጎዲኣቶ ኔራ ሞ እንቃዕ ካብ ሓዘን ናብ ሓጎስ ተሰጋገርካ ።ኣብርሃም ድማ ዕድመ ይሃበካ፣ጽቡቕ ጌርካ፣ነዊሕ እዋን ዝናፈቐናዮ ዘራኸብካና የቐንየልና ።
@medachelim897
@medachelim897 3 жыл бұрын
ኣቦና ሰሌ ኣቦ ጥበብ ዕድመንጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏
@yordanostafla4557
@yordanostafla4557 3 жыл бұрын
Asmera Asmera always inside my deep heart. Every day I miss Asmera shikor.
@fuzumghebrehiwot2943
@fuzumghebrehiwot2943 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሰሎሞን ባርያ ንጽበየካ ለና ብተስፋ ካልእ ክትውስኸና።
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 3 жыл бұрын
ኣነ ስቱድዮ እንተዝህልወኒ ን ብጻይ ሰለሙን ባርያ ኣብ ስቱድዮ ዓጽየ ን ኹሎም ስርሓቱ ብዘይ ሙዚቃ ብ ድምጹ ጥራይ ብምምላእ ን መጻእቲ ወለዶ ክኸውን ኣብ ዝግባእ ቦታ ምዓቀብኩዎ:: ድምጺ ሰለሙን ብዙሕ ዓይነት ሙዚቃ ክስርሓሉ ይኽእል እዩ:: ኣብዚ ዕድመ እዚ ላዛ ድምጹ ከየጥፈአ ምዕቃቡ ዝገርም እዪ::
@lamatteklay7978
@lamatteklay7978 3 жыл бұрын
God bless you 🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@messineymar2807
@messineymar2807 3 жыл бұрын
ኦዉ ገጽ ንፈትዎ ኣያና ድ. ሰለ ምቅራብካ ከየምስገንካ ክንሓልፍ ኣይንደለን ኣቢ ሓወይ። ሕቶ ኣላትኒ ሰሎሙን ባርያ ኣብ ተሰነይ ምስ ኣዲኡ ከም ዝተቀመጠ ዕላል ካብ ዓበይቲ ይሕዋተይ ኣለኒ ብገለ ሰባት ድማ ንኣዲኡ ክርእይ ይመጺ ነይሩ እምበር ምቅማጡ ኣብ ካሊእ ኢዩ ቢሎም ይዕሊሎምኒ እሞ ክትውከሰለይ። ዕድመን ጥዕናን ድማ ይሃብካ ጸሊም ዳይሞን ድ. ሰለሙን
@merrytedros8487
@merrytedros8487 3 жыл бұрын
ባባ ሰሌ ጅግና።
@majormajor4628
@majormajor4628 3 жыл бұрын
ጡዑም ደርፊ ጹቡቅ ተዘኩሮ
@makdaweyni4743
@makdaweyni4743 3 жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻካ ኩቡር ስነጥበበኛ ባርይ ኣጆካ ኩሉ ሓላፋይ ኢዩ ሕጂ ከኣ ተበገስ ንሕና ከኣ ኣብ ጎንካ ኣለና
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 3 жыл бұрын
Xbuk srah Asmera our Capital city respect❤
@efiteykm3832
@efiteykm3832 3 жыл бұрын
Wawwwww btemie kief zelewo medeb thanks Ararat 🙏 & thanks for everyone 🙏👌✌👏🎆🔥.
@elsaemahastyon6457
@elsaemahastyon6457 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹
@mikalmikaleytefalem2051
@mikalmikaleytefalem2051 3 жыл бұрын
Welcome deki Erey🇪🇷❤️👈
@tsegieredafesshaie9031
@tsegieredafesshaie9031 3 жыл бұрын
Asmeraye Asmara my all time favorite song!! Golden voice. You both God bless you and my all eritrean where ever you're.
@SabagualEri
@SabagualEri 3 жыл бұрын
Solomon legend Eritrean musician welcome to the stage. Abraham thank you for entertaining us keep it up
@24Reem
@24Reem 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ባርያ ንድሕሪት መሊሰካና እዞም ዲሰ ላይክ ጌርኩም ዘለኩምሲ እንታይ እዩ ጸገምኩም ኢድኩም ትሰበር ምበልኩኩም ክጻረፍ ግን አይደልን እየ
@ertufrchiibfghcvjkbcgjkcxd4024
@ertufrchiibfghcvjkbcgjkcxd4024 3 жыл бұрын
Yegrm eqai eyu eza gastrayty Mara tegmrne bunet hasot kiymsill
@natsnettesfay8557
@natsnettesfay8557 3 жыл бұрын
አብሪሂሞ ንኩል ትገብሮ ብጣዕሚ ዝምስገን እዩ ዕድመን ጥዕናን ይህብካ አያና ወላዲናን ሰሌ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@kahsaytekiegebremedhin7230
@kahsaytekiegebremedhin7230 3 жыл бұрын
ን Ararat Entertainment ብልቢ ኢየ ዘድንቀካ ብምቅጻል ጋዜጠኛ አብርሒሞ ምስ ኩሎም ተላሓይቲን ሙዚቀኛታት ባክእስቴጅን፥ ነዚ ተቅርቡልና መደብ ክንደይ ድኻምን ጻእርን ከምዝሓለፎ እቲ አቀራርባን ጽፈትን ባዕሉ ኢዪ ዝነግረካ፣ ነቲ አብ ኩሉ ኤርትራዊ ዝንኣድ ብቅኣቱ ዘመስከረ እሞክኣ ጠፍዪ ዝነበረ አርሓ ጥበብ ሰሌ ባርያ ብምርኣይና ተመስገን ፈጣሪ ዘብል ኢዪ፣ ጥበብ ኤርትራ ኣብዝልኣለ ደረጃ ክበጽሕ ትገብርዎ ቃልሲ ሕጂውን ክብሪ ይግባኣኩም ኢዪ፣ ኣብ ቀጻሊ ውን ንጽበየኩም ኢና።😍🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷😂🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-uq9mz2tc9e
@user-uq9mz2tc9e 3 жыл бұрын
selomun baiya Edimen teina yhabelna... Gex nfetyo zerayena fetariy kea nemesgin
@wedeb4ever.
@wedeb4ever. 3 жыл бұрын
ሰምዒካ ዘይትምኖ ብርቂ ደርፊ!!!
@fidelpe3570
@fidelpe3570 3 жыл бұрын
ሓርበኛ ሰለ ንበር ክበር 🇪🇷✍️💪
@habtomgebremical2500
@habtomgebremical2500 3 жыл бұрын
Thanks qedamnet abrhihmo and baba solomn admet tanan yhabka mes deqka
@sulusghebreamlak2613
@sulusghebreamlak2613 2 жыл бұрын
Abraham fetari edmen tienan yhabka. N Solomun dma ajoka amlak ab kulu guzoka msaka ykun.
@kdstilaryaadeybarkniasmeretbrh
@kdstilaryaadeybarkniasmeretbrh 3 жыл бұрын
ብሓቂ ኣብረሃም ንፉዕ ሰብ ኢካ እዚ ከኣ ንኩሉ ግዜ ሰነድ ዝከውን ዩ ብፍላይ ሙዚቀኛታትን እቶም ናይ ቀደም ሳዕሳዕትን ሳዕስዒትን ምምጻእካ ከምዚ ኢሎ ክገልጾ ኣይክእልን የ ቀጽሎ ጥራሕ የ ክብለካ
@miktes4503
@miktes4503 3 жыл бұрын
Thank you very much #Abrihimo❤️❤️❤️ to interview Barya Legend👌👌👌👌👌👌👌
@nuramahmud3248
@nuramahmud3248 3 жыл бұрын
Good job, Selie amazing voice God bless u dear
@lunarussom8758
@lunarussom8758 3 жыл бұрын
Abrshey wedi erey 🇪🇷 niska eka Morka 🦁 kulu gize mes belux srahatka 👌😘
@wt7061
@wt7061 3 жыл бұрын
ባርያ ጸሊም ዑንቂ 🇪🇷🇪🇷👍👍
@gualasmara7770
@gualasmara7770 2 жыл бұрын
Thanks my dear Abrshi,
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 3 жыл бұрын
ባባ ሰለሙን ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ንፈጣሪ .
@ghenetghebremicael7226
@ghenetghebremicael7226 3 жыл бұрын
ሰሌ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጌና ጌና ኣለኻ ቡዙሕ ክንጽበየካ ኢና 🇪🇷♥️🌹
@tesfomtekleab1120
@tesfomtekleab1120 3 жыл бұрын
ክብር ኣቦ ስነ-ጥበበ ሃገርና ሰሌ ኤርትራዊ ኣቦ ማለት።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Rakibella17
@Rakibella17 3 жыл бұрын
ብርቂ ጋዘጤኛ ብርቂ ድምጻዊ ብርቂታት ሙዚቀኛታት ዘደንቕ ተበግሶ ቀጽልዎ ሓበን ኩርዓት ባህልን ክብሪታትን ሃገራውነትን ሱዓብትኹም ይብዝሑ ቀጽልዎ ቀጽልዎ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅
@ghebremeskelsolomon2269
@ghebremeskelsolomon2269 3 жыл бұрын
Great as always Abrhimo go ahead with Legant Artist Selye and all your work teams.God bless u all
@fn7619
@fn7619 3 жыл бұрын
ዋውውውው ሰሌ ጽቡቅ ርኢናካ ናይ ብሓቂ መረዋሕ ድምጺ አብ ቦቱኡ አሎ አዳለውቲ ድማ የቀንየልና ፍቅርኩም ይሰስን ደቂ ኤረይ።🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕
@Mun0022
@Mun0022 3 жыл бұрын
Waaaaaaw 💯💯💯💯 meglexi zkewn aqmi qalat yebleyn 😍👌❤️🇪🇷❤️ Edmen tenan yhabka Legend 😍
@eden1364
@eden1364 3 жыл бұрын
Waww thank you Abrihimo n kibur snetbebawi Selie Baria zekrebkalina. Asmara azekirkani anbiekani nay nafkot nibeat. Thank you.
@erina6917
@erina6917 3 жыл бұрын
Edimeni tinan yihabika 👃🏿👃🏿👃🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯🌷🌹🌷🇸🇪
@nahomberhane4004
@nahomberhane4004 3 жыл бұрын
ባባ ሰሌ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ
@feveng6758
@feveng6758 3 жыл бұрын
Asmeraye 🥺🥺 what a legend
@efiimekseb1671
@efiimekseb1671 3 жыл бұрын
Waww btaemi des zibl medeb tefiu zinebere SEB zikirkum mzkarkum Egziabher yzekrkum brukat yehwatey am proud Ararat entertainmnet
@user-gm9ju4le9g
@user-gm9ju4le9g 3 жыл бұрын
Thanks for the great job God bless you my brother
@fithawitsegid1251
@fithawitsegid1251 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ድምጺ ደቂ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 3 жыл бұрын
አያና ሰሌ እንቃዕ ድሓን መጻካ።
@fanuelfasil6691
@fanuelfasil6691 3 жыл бұрын
Good 👍eritrean music 🎶🎵👌🙌👏❤
@Abi_unitedfan10
@Abi_unitedfan10 3 жыл бұрын
Ja Asmera konjo nic nic deki Eritrea shekorinatatey edmen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👌👌👌👌🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@yonkib9402
@yonkib9402 3 жыл бұрын
ሰለሙን ከም ሰሙ ጥበበኛ በዓል ጡዑም ድምጺ ጣዕሚ ዜማታቱ ብዝኽሪ ንድሕሪት መሊሱና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤️🇪🇷 ሙዚቀኛታት ናይ ብሓቂ ዝናኣድ ስራሕ ውህደት ዝመልኦ ሱጡም ስራሕ ❤️🇪🇷 Abrihimo keep it up ❤️🇪🇷
@ukbamichaelmengstiab4479
@ukbamichaelmengstiab4479 3 жыл бұрын
Sela BARya zey mno derftatika kexlo🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@alemberhe4020
@alemberhe4020 3 жыл бұрын
Amlak edme yweska selye hawna n abi kea nay bhaki mesganay wesen yeblun kemzi gerka blutsat ztefeu derftna dhay ab megbar hasew tbel 👍🙏
@michaeltecleab1364
@michaeltecleab1364 3 жыл бұрын
Wow i cant wait to see Solomon
@robeltesfabrhanwediatie6201
@robeltesfabrhanwediatie6201 3 жыл бұрын
ኣብርሃም ከም ስሙ ቃላት የብለይን ንዓካ ዝከወን keep it up bro ✊✊✊🤙🤙
@senaitgermay
@senaitgermay 3 жыл бұрын
Nay bhaki zdneq eyu bkulu gedim tegadalay kber neber seley barya btahmi eza derfi blbey eye zfetwa❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesfomtekleab1120
@tesfomtekleab1120 3 жыл бұрын
መርሓባ ደቂ ኤረይይይይይይይ ወትሩ ብድሓን ምጹና ምስ ክብራት ስነ-ጥበበኛታት ሃገርና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@milkiyasyemane2518
@milkiyasyemane2518 3 жыл бұрын
Baba seli abi seb u its good time
@senaittesfay4460
@senaittesfay4460 3 жыл бұрын
ባርያ ሓወይ መጀመርያ እንቃዕ ብድሐን መጻካና፣ አነስ ንባርያ በዘን ሙናየ አስመራየ ዝብላ ደርፉ አብ ትቢ ኤረይ ክደርፍ ከሎ እየ ከም ሰበይ ዝፈልጦ ነይረ ባርያ ገዲም ተጋዳላይ እዩ አነ አባል 5ይ ዙር እየ ድሕሪ ጊዘ ግን አብ ድፋዕ ብዝያዳ ብአካል ተላልየዮ መን እዩ ባርያ ክአ ፈሊጠ ሰለሙን ባርያ ስነጥበባዊ ጥራይ ደይኮነስ ጅግና ተቃላሳይ አያና እንኮላይ እዩ አብ ድፋዕ ካልአይ ወራር አብ ብዓል ብያራ ጎሶሞን ኮለና ምሳና ምስ ሓይልታት ነይሩ ሞራሉ እንዳ ሃበ አጆክን እንዳ በለ ካብ እግርና ከይተረፈ ናይ ከቢድ ብረት አስቶካሽ ኮይኑ ተቃሊሱን አቃሊሱን እዩ እዚ ኩሉ ወራራት ናይ ወያነ ሕጂ ንባርያ ክርኢ ከለኩ ስ ንድሕሪት ተመሊሰ ብዙሓት ምሳና ዝነበሩ ሕጂ ብሂወት ዘየለዉ መቃልስትና ዝነበሩ ስለ ሃገር በጃ ዝሐለፉ የሕዋተይን አያታተይን ጀጋኑ ተራእየሙኒ እህህምምምም ባርያ ሓወይ ውጻእ ምዓት እንቃዕ ብሂወት ሃለካ ንበረልና ። ዘልአለማዊ ዝክርን ሞጎስን ነቶም ዕሸላት አብ ቅድሚ ዓይነይ ዝወደቁ ጀጋኑ ቅጅል እንዳበሉ ድሰአሉኒ ወትሩ ካብ ዓይነይ ደይርሕቁ ሰማእታተይ ይኩን ባርያ ሓወይ I LOVE YOU
@binsadadi9628
@binsadadi9628 3 жыл бұрын
Nskhi wn wxae meat ekhi emo enkuae nezi kittrkhi abkeaki
@margarettesfamichael5930
@margarettesfamichael5930 3 жыл бұрын
voice of gold Solomon Wedi Eriy thanks for service to all Eritrawiyan people in word have long life our legend happy 30yers independence!!!🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Momnateyalemey
@Momnateyalemey 3 жыл бұрын
We are lucky to have you Legend Baba Solomon yewhanes ( barya) 💓❤️💖💞 thanks Abi bro 😎
@bebzelenayo9201
@bebzelenayo9201 3 жыл бұрын
Amazing it took me back early 90s
@brhanemichael5942
@brhanemichael5942 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ኣብርሃም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣቦና ሰሌ ስደት ሕሱም ሕምስ ኢልና ብናፍቆትኩም
@modeleyabofikiri4169
@modeleyabofikiri4169 3 жыл бұрын
Wow well come solomun barya enkua bselam mexaekim thx abrhom hawey abi seb
@awettesfandrias3395
@awettesfandrias3395 2 жыл бұрын
Wawwwwwww my God Muna Se Eritrea 🇪🇷 eye oh 😮 my God Naybhaki Muna ewe
@betty1252
@betty1252 3 жыл бұрын
What a wonderful show ❤ 😍 👏. I am proud to be Eritrean. Thanks Abrhimo hawna and legend Solomon baria.
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 3 жыл бұрын
ጅግና ኣያና ዕድመን ጥዕናን ብጣዕሚ ደስ ዘብል ❤️🇪🇷🙏🏿
@elsamirach6680
@elsamirach6680 3 жыл бұрын
Welcome barya hawey edmen tenan yhabka🙏♥️🇪🇷👌👌👌👌👌
@timbem9189
@timbem9189 3 жыл бұрын
Wow I been waiting for you thank you
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 3 жыл бұрын
i miss my sweet home Asmara 🇪🇷🇪🇷🙏🙏❤️❤️
@MT-kg1dl
@MT-kg1dl 3 жыл бұрын
Thanks Ararat! Eway demtsi kemea elu u zelo! I really appreciate the musicians too!
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
00:40
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 37 МЛН
Kids' Guide to Fire Safety: Essential Lessons #shorts
00:34
Fabiosa Animated
Рет қаралды 12 МЛН
Это реально работает?!
00:33
БРУНО
Рет қаралды 4,3 МЛН
Kind Waiter's Gesture to Homeless Boy #shorts
00:32
I migliori trucchetti di Fabiosa
Рет қаралды 6 МЛН
zerit tezarb
31:15
Hedri Media 1
Рет қаралды 13 М.
ህግደፍን 1ይ ጉባኤን
13:50
AAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 2,1 М.
ISSEI & yellow girl 💛
0:33
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 14 МЛН
Девушка НЕ ЧУВСТВУЕТ горячего 😱 #shorts
1:00
Лаборатория Разрушителя
Рет қаралды 1 МЛН
Happy birthday to you by Tsuriki Show
0:12
Tsuriki Show
Рет қаралды 3,3 МЛН
Так я уходил ведь 😏🤔
0:20
МУРАД ГУНИБСКИЙ
Рет қаралды 2,6 МЛН
Лев получил по-заслугам! 😱
0:31
КиноСклад
Рет қаралды 3,5 МЛН
变身! #小丑#shorts
0:16
好人小丑
Рет қаралды 7 МЛН
SCHOOLBOY. Последняя часть🤓
0:15
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 11 МЛН