ክልተ ዳዊት ተኣሲሮም፣ እቲ ሓደ ኣብ ኤርትራ፣ እቲ ሓደ ኣብ ትግራይ

  Рет қаралды 52,799

Raiena

Raiena

Жыл бұрын

💏👉Subscribe, 👍Like Share 👋
ዕላማ ራኢና
ብናጽነት ዝሓስቡን ዝዛረቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብረተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጸኦ ዕንወት ስለዝረኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ከምጽኦዎ ዝኸአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡
ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ከኣ ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳባት ባይታ ከምዝረክብን፡ ኣብ ተግባር ከም ዝውዕልን ባይታ ከተጣጥሕ ከላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ከምጽኦ ዝኽእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተከታተልታ ክትምህርን ከተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶም ብዝየገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ከኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ከተተባብዕን ክትድግፍን አያ።
ራኢና፡ ናብ ዝሓሸ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርከቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኤኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቦ ፈጢራ፡ ብሓደ ንኽምዕብሉን ከምኡውን ሓድሕድ ሽግር ብሓባር ዝዝትይሉን ዝፈትሕሉን ባይታ ከተጣጥሕ እያ፡፡
ኣብ አንገብሮ ሓያል ጉዕዞ ሓገዝኩም ኣይፈለየና!
💏👉Subscribe, 👍Like Share 👋
ዕላማ ራኢና
ብናጽነት ዝሓስቡን ዝዛረቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብረተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጸኦ ዕንወት ስለዝረኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ከምጽኦዎ ዝኸአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡
ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ከኣ ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳባት ባይታ ከምዝረክብን፡ ኣብ ተግባር ከም ዝውዕልን ባይታ ከተጣጥሕ ከላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ከምጽኦ ዝኽእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተከታተልታ ክትምህርን ከተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶም ብዝየገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ከኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ከተተባብዕን ክትድግፍን አያ።
ራኢና፡ ናብ ዝሓሸ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርከቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኤኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቦ ፈጢራ፡ ብሓደ ንኽምዕብሉን ከምኡውን ሓድሕድ ሽግር ብሓባር ዝዝትይሉን ዝፈትሕሉን ባይታ ከተጣጥሕ እያ፡፡
ኣብ አንገብሮ ሓያል ጉዕዞ ሓገዝኩም ኣይፈለየና!
Our Objectives:
People who have a freedom to think and speak have a potential to generate noble ideas that could bring a revolution in a society. We have experienced unprecedented damage on our society caused by a governmental system that did not respect difference. This system has taught anyone who quest for a change but does not respect diversity is a liability for greater damage.
Raiena is a non-partisan and non-profit making social platform that accommodates diverse ideas and opinions. In the process, we believe that Raiena has social responsibility to educate and enlighten its followers by providing an equal opportunity to promote ideas that have a potential to bring positive impact in a society. Also, this platform is dedicated to expose ideas or actions that may have a negative consequence (such as hate, division, discrimination, etc…) among society.
Raiena’s organizational norm appreciates to work with all individuals and organizations who believe in a responsible action by respecting human rights and social values. We welcome people of diverse background and knowledge, encourage by promoting those who fight for their cultural rights (such as cultural heritage, language, and civilizations).
Raiena is open for progressive ideas. It dedicates itself for the social wellbeing, harmony, peace, and prosperity of Axumite (Ag’azians) people by bringing them together by transcending the existing colonial boundaries between countries. It provides a common background to discuss all-rounded social development, nurture common consciousness and resolve any social problem that concerns us as a society.
We value your strong support for our endeavours!

Пікірлер: 134
@weldebrukhadgu2248
@weldebrukhadgu2248 Жыл бұрын
ኤማ ለባም ሰብ ከማኻ ይብዙሕልና ቀጺሎ።❤❤❤❤❤❤
@shewaasfaha546
@shewaasfaha546 Жыл бұрын
Thank you kubur haw bhaki xufuf zereba👌👍
@user-tv4bd7vb5c
@user-tv4bd7vb5c Жыл бұрын
ኣሕ Dave ዓቢ ሰብ
@Raki1204
@Raki1204 Жыл бұрын
Ahhhhhh😢😢😢 Zifetiwo Artist Dawit hawey 😭😭😭 Egzabihr eske mewaxsuo yefterlu 🙏😭
@luwamghile2795
@luwamghile2795 Жыл бұрын
I didn't even know Dawit was arrested. I like that Ashebr gave up a lot of information, but also a lot seems hidden. Thank you for clarifying.
@danielgebrehiwet6316
@danielgebrehiwet6316 Жыл бұрын
ኤማ ሓወይ ብጣዓሚ ኢዩ ዘድንቀኻ! ብእትህቦ ኣስተምሮ።
@Bereket-Helina2003
@Bereket-Helina2003 Жыл бұрын
❤️🙏🕊️✨ሓው ኣማን ጽቡቅ ስራሕ እዮ በቲ ብሉጽ ተባዕ ስነ ጥበባዊ ኣብ ኤርትራ እንከሎ እየ ካብቶም ዘድንቆ ነይረ እዛ ሕድሪ ተጠሊሙ ድማ ብዝግባእ እዮ ስሪሕዋ 100% ሕቶይ ግን እቲ ኣብኣ ከም ኣዛዚ ኮይኑ ዝስርሕ ጸሊም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ተከታታሊ ፊልም ይስርሕ ኣሎ ምስ ብዓል ይርግኣለም እግሪ ሻዕብያ ኣትዮ ክእስር ክጭወይ ክስደድ ኣይረኣናዮን ስለዚ ህግደፍ እንድሕር ነይሩ ዳዊት ወዲ ገርሂ ልባ እዮ ተጻዊቶምሉ ካልእ ብዛዕባ ዓይነታ ን ዮኤል ኪሮስን ናይ ደምበ ፍትሒ ጽልኢ ከሳውሩ ድግዲጊቶም ተዓጢቆም እዮም ኣንጻር ተላዒሎም ዘለውኡ ናይ ዮናስ ጥራይ ዘይኮነ ጸገም ዓይነታ ክጣቃዓሉ attention, sticker እዮ እምበር ወደሽብር ዝፈልጦ የብለይን ኢሉ ክሓልፎ ይክእል ነይሩ እዮ ኣብ life እንከሎ ተከታቲለዮ Comment ጽሒፈ ዓይነታ ጽርውርው ኢላቶ ሽመይ ከይጸወዕ መሊሱለይ ደጊመ ህዝቢ ክርእዮ super sticker ጌሩ ከም ዝቃጸልገይረዮ ብዓለገ ስብ ዓርኪ ምኪእ super stickeኤል ኣራንሺ ምኪኤል ምሕረተኣብ ፈኣድ እንታይ ትጽበይ ናይ ተቃወምቲ ተቃወምቲ ወደሓንካ ዳዊት ሓውና ወትሩ ኣብ ል❤️ና እዮ ኣብ ጎኒህዝቡ እምበር መጋበርያ ከምብዓል ቴድሮስ ሓጎስ ወላ ካሕሳይ በርህ ኣይኮነ ✨ ታሪክ ክዝክሮ ክነብር እዮ ኣመት ስበይቱን ቆልዓን እንተጌርካ ድማ ንስራሕካ ድርዒ ምኮነ ቀጽሎ ሓው ኣማን ስራሕካ ⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️👍
@Erifunny333
@Erifunny333 Жыл бұрын
ወጺኡ'ዩ ካብ ኣዲስ campala eyu zelo
@Bereket-Helina2003
@Bereket-Helina2003 Жыл бұрын
@@Erifunny333 🙏✨ok ኣነ ክኣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ብዓል ይርጋ ኣለም እግሪ ኣብ ተካታታሊ ድራማ ስለ ዝረኣክዎ እየ thanks 🙏
@Erifunny333
@Erifunny333 Жыл бұрын
@@Bereket-Helina2003 welcome bro
@user-tv4bd7vb5c
@user-tv4bd7vb5c Жыл бұрын
ዳዊት በሊሕ መንእሰይ ኣሕ ብሓቂ ኣብ ኢዲ ህግደፍ ተወድቁ ኣምላኣክ መዋጽኦ ይፍጠረሉ። Dave ሽኮሪ
@tirhastesfahannes4783
@tirhastesfahannes4783 Жыл бұрын
ዮናስ ኣብ ዝገበሮ ቃለመ ምሕትት ቢ ስምረት ወገን ኣይተኣሰረን አሉ. ዳዊት ካባና ደስኪሉ ነሩ. ካብቲ ውድብ ወጽዩ ካብ ስራሕ ተኣልዩ ነሩ. ብምንታይ ከም ተኣሰረ ኣይንፈልጥን አና አሉ. ስለዝስ ናይ ሓበሬታ ምትሕዉዋስ ከየምጽእ አለ ኤየ. Thank you. I watched the whole interview og yonas and i wasnot happy about talking individual fighters however i heard here mis information which isnot helpful for the viewers to understand the truth.
@habtombeyene4747
@habtombeyene4747 Жыл бұрын
Ama Arkey wetru kulu geza tekrbo medeb azyu meharin blux eyu 👍👍👍
@gerielaasmerom7798
@gerielaasmerom7798 Жыл бұрын
YOU ARE RIGHT BROTHER ✅ 🙏 AGREE WITH YOU , THEY CAME FOR JUSTICE ⚖ & GOT DETAINED............ THOSE GUYS ARE ANOTHER DICTATOR... WE NEED JUSTICE FOR OUR BROTHERS!!!
@Rut96969
@Rut96969 Жыл бұрын
ኤማ Good job ❤
@efremgrmatsion1153
@efremgrmatsion1153 Жыл бұрын
ብዝዓባ ዳዊት ክሉ ግዜ ይሓስብ ነይረ ወጽዩ ዝብል ግምት ነይርኒ ተባዕ ኣርቲስት
@fanuskesh4838
@fanuskesh4838 Жыл бұрын
Dawitt is innocent just he talking about peace . He never talk about politics . But, “A can do men.”
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 Жыл бұрын
Aman tntenaka des eu zbl ketslulu 👌🏽❤💛
@itechinfoupdates4006
@itechinfoupdates4006 Жыл бұрын
ኣቐዲመ ሰላም እናበልኩ...ኣብታ ናይ ነሽነሽ እዃ ሓሳበይ ሂበ ኔረ ሕጂ እውን ደጊመ ክሕብረኹም ይፈቱ ዳዊት ገብረእግዚኣብሄር ብርግጽ ብሂወት አሎ አብ መንደፈራ ተኣሲሩ ኔሩ ደሓር ግን ስድራ ክርእይዎ ካብ ኣስመራ ስለዝርሓቖም ፈቃድ ተዋሂብዎም ናብ ኣስመራ ቤት መኣሰርቲ ተቀይሩ ኣብ ጽቡቕ ኹነታት ኣሎን ስድርኡ እውን ዳርጋ መዓልታዊ ይርእይዎን ይረኽብዎን ምዃኖም ከረጋግጸልካ ይፈቱ። ሰበይቱን ደቁን እውን ኣብ ኣዲስ ኣባ ኣብ ጽቡቕ ኹነታት ከም ዘላ ክሕብር ይፈቱ። ኣምላኽ ብሰላም ክወጽእ ደኣ ንጸሊ እምበር ከምዚ ዘረባ እናኾማስዓና ንዳዊት ሓውና ኣብ ርእሲ ጸበባኡ ጸበባ ኣይንወስኸሉ በጃኹም። ካብ ሓደ ኣባል ቤተሰቡ እየ ...የቀንየለይ።
@aweterirasta2968
@aweterirasta2968 Жыл бұрын
Seb aytdnger eza nfleta eritrea endya Ab shla hgdef si xbuk alo tebel Masku key werdrka
@itechinfoupdates4006
@itechinfoupdates4006 Жыл бұрын
@@aweterirasta2968 ሓወይ ካብ ምንታይ ተበጊስካ ከምዚ ኢልካ ጽሒፍካ ይርድኣኒ እዩ። ግን የደናግር የለኹን ሓወይ,ወዲ ሓወቦይ እኮ እዩ! ብስምዒት ኣይትዛረብ። እቲ እንኮ ንዳዊት ሓልዮትና እነርእየሉ መንገዲ ብጸሎት ምዝካር ጥራሕ እዩ እሞ ብጸሎት ንዘክሮ። የቀንየለይ
@user-mi3uc5tl3j
@user-mi3uc5tl3j Жыл бұрын
ኤማ ሓወይ ኣብ ትግራይ ዶ መንግስቲ ኣሎ ኮይኑ ማለሊት ዝብሃል ሓሳድ ውድብ እዩ ዘሎ ንውናት ይኩን ንካልእ ዝበጽሖም ዘሎ ባዕሎም እዮም ዝፈልጥዎ ዘለዉ ዳዊት ክፍታሕ ድማ ደለይቲ ፍትሒ ክትጽውዑ ይግባእ ንኩላቶም ዝተኣሰሩ መዋጽኦ ይፍጠረሎም😭🙏
@hawisamru4195
@hawisamru4195 Жыл бұрын
ንዳዊት መዋጸኦ ይፍጥረሉ ቁኑዕ ተቃዋማይ እንተ ነኣኩም እሞ ከማ ተድሌኩም ኣላ ንሓመዱ የእዱግ ናዓል ትግራይ ትስዕር ዋሓይድ
@natantesfaymamnatiboy3290
@natantesfaymamnatiboy3290 Жыл бұрын
Shaebya yahooooo nzdeleyo kab enda sheytan wetotu yemxie kab mekele wexi keman aymtegedefen nska keman tetenkek ata gobez
@amanuelsyoumgebremeskel9230
@amanuelsyoumgebremeskel9230 Жыл бұрын
እታ "ብጻይና ኣይኮነን" ዝበላ ኣባል ስምረት ምንቅስቃስ ኣይኮነን ንምባል ዝተጠቅመላ ኮይኑ ይስምዓኒ:: እቲ ኣብ ምትሓዙ ዘጋነፎ ብጹጽይ ክሳብ ዘይተፈልጠ ከምዚ'ዩ ክብሃል ከቢድዩ:: መዋጽኦ ይፍጠረሉ ሓያል ስነ-ጥበበኛ'ዩ::
@God-db9vp
@God-db9vp Жыл бұрын
ምስኪናይ ዮናስ ኣበር እንድዮም ከውጽእሉ ደልዮም።
@fikrteame6769
@fikrteame6769 Жыл бұрын
Eway dawitey mewaxo yfterelkum
@kabbakabba4344
@kabbakabba4344 Жыл бұрын
ምናልባሽ ስርዒት ህግደፍ ኮይኑ ፀኒሑ ክኸውን ይኽእል ኤርትራውያን መእመኒ የብሎምን ተመሳሲሎም ኣብ ማእኸል ህዝቢ ኣትዮም ክስልሉ እዮም ፀኒሖም
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 Жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭😭
@mebrahtombesrat-ml6ff
@mebrahtombesrat-ml6ff Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏✍️✍️✍️✍️✍️✍️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💓💓💓💓
@gebrittewelde5183
@gebrittewelde5183 Жыл бұрын
ኣሰፋው ካብ መፈጠርያ ተጻቦኦ ወጺኡ ኣብ ውሑስ ቦታ ኣሎ ዳዊት ካኣ ኣብ መቀለዪ ዝነብር ነይሩ
@user-tk6do9du6f
@user-tk6do9du6f Жыл бұрын
ዳዊት ሓውና ብሂወት ክህሉ ተሰፋ ይገብሪ
@aronamanuel4618
@aronamanuel4618 Жыл бұрын
Ab hashferay alo kiedki sltanya abxhlu
@lianaliana9094
@lianaliana9094 Жыл бұрын
ወያነ ደአሞ ንምንታይ ዘየድሐነቶ??? አየ መንደላይ ጅግና እንቃዕ ናትኩም ኮንኩ።🇪🇷🇪🇷👀🐪🐪
@muqursedetena2965
@muqursedetena2965 Жыл бұрын
አዜ ወዲ ገን ደንቆሮ መስ tdf በረኻ ዘይ ከየድ አዩ የበል ያካ.. ኔ ኣሕዋቱ ደዩ ከቀተል
@user-sl4jh2cx6z
@user-sl4jh2cx6z Жыл бұрын
Nmntay gn nfelale ኣይተረድኣን ዓሕ አዋይ ዳዊት ሓወይ ምፍልላይ ግን ኣየርብሓንን አዩ
@samikemey9241
@samikemey9241 Жыл бұрын
nufe zhawey amlake aboy xilalom ykunom
@meharitafere67
@meharitafere67 Жыл бұрын
ንኹሎም መዋጽኦ ይፍጠረሎም እንተ እቶም ስምረት ዝበሃሉ ጉጅለ ግን ኣይግድን
@muluewedimeretasebene4518
@muluewedimeretasebene4518 Жыл бұрын
Ah😭😭. Bebi hade seb wehade koynu baqa
@teamemossur7752
@teamemossur7752 Жыл бұрын
Shabiya Kemey Diu Medahleli.....Ni Tigray Ziatu Zeymeselkum .Esika win meas bizey Gedis Bi Ezinika Wetitu kiwesdeka euu
@handd4215
@handd4215 Жыл бұрын
Nbeal seltene wn hade mealti kedahllom eiu
@teamemossur7752
@teamemossur7752 Жыл бұрын
@@handd4215 : Shabiya Ni Tigray Yiatu Zibehal Gimit Ayenebromin Eziom Ab Gash Barka Fengi ina Axawedu Zeshekuruna Zinebru Ginbar Kunama beal Cheleros Kema Hiziwom mis Biretom.Hgi Kesine firki leyti kab Barentu Ni Tokonbiya Togaize mixiye. Thanks Shabiya
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat Жыл бұрын
@@handd4215 eway hawey entay sle zgeberka eika hmak natu tmne anxar eti sroat sle tezarebe dyu kemeu tekoynu dea nska ewun beza dxehafkaya zkeal tekoynus tetktel si halal eyu niaru malet
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat Жыл бұрын
@@teamemossur7752 emo hji boal ezi hawna dyom fenji dgebru tbl zeleka Ahh Anta Amlak dedliatna endo habena shigr zdeli si abti shigr zeytetrfom
@teamemossur7752
@teamemossur7752 Жыл бұрын
@@fekarwedifekarat Ehi Dea nisatomin kemiomin indiyom kab Weyane axwar Hizom Nab Eri ena Atewu seb Zebasabsu Zineberu. Ehi entay Diyom Zigebru neyrom.Beal Chelelios Nay Kunama Halafi
@amanwediadiqala5007
@amanwediadiqala5007 Жыл бұрын
😭😭😭
@temesghengoita5542
@temesghengoita5542 Жыл бұрын
ኣነ ግርም ዝብለኒ: እንታይ ክጠቕመኩም ኢኹም ምስቲ ዘረባ ደሪብኩም ሙዚቃ ተእትዉሉ? ነቲ መልእኽቲ ክንሰምዖ ዶ እይኮነን ዝድለ ዘሎ: ዘሰናኽል ነገር ምእታው ደኣ ንምንታይ ኣድለየ? ወይስ ከም ናይ መርዓ ቪድዮ: ሙዚቃ እንተዘየእቲኹምሉ ኤዲት ዝገበርኩሞ ኮይኑ ኣይስመዓኩምን'ዩ።
@lesebahigi912
@lesebahigi912 Жыл бұрын
እዞም መሃይም እንድዩም ኣበይ ይንጸፍ ሙዚቓ ወይ ከመይ ከመይ እዩ ዝፈልጡ'ዶ ይመስለካ ይቃወሙ ኣለዎ ኢሎም ይቃወሙ ይገርመካ እዩ መቸም ደሓን ኣብ በረኻ ዘሎ ጸላኢ ዘየርዓዶ ንሕዝቢ ኤርትራ ኣብ ንጹፉን ጻዕዳ ኣንሶላን እንዳ ደቀስካ ከተፍርሖ ኣይ ትሕሰቦ ወይ ድማ ባቡር መኪና ጌርካ እንዳ ተጋዓዝካ ሃገር ክጥገጥም ዕልሚ ደርሆ እዩ 44ነጥቢ
@temesghengoita5542
@temesghengoita5542 Жыл бұрын
@@lesebahigi912 ምቅዋሞም ልክዕ'ዩ። ንዲክታተር ዘይተቓወምካ ድኣሞ ንመን ክትቃወም ኢኻ። ነዓይ ዘዛርበኒ ዘሎ ግን እቲ ናይ ሙዚቃ እዩ።
@sielehabtom1524
@sielehabtom1524 Жыл бұрын
ወይ ጉድ
@tisiontsion777
@tisiontsion777 Жыл бұрын
😭😭😭😭
@yirgaalemsdstu9471
@yirgaalemsdstu9471 Жыл бұрын
ብርግጽ እዚ ወዲ ዳዊት ብሓንሳብ ኣብ ሽረ ምሳና ነይሩ፡ ማእከላይ ቤት ጽሕፈት unhcr ይመላለስ ነይሩ። ኩሉ ነገር ዕጽው እዩ ነይሩ።
@DaniDani-yn8wy
@DaniDani-yn8wy Жыл бұрын
Dawit eti qedamay tslei tegaru zsebere u
@melay222
@melay222 Жыл бұрын
አታ ሐወይ ኤርትራዊ ፀኒቱ እንታይ እና እንገብሮ እቲያ መሬት ንመን ተደሊው።
@Fili12258
@Fili12258 Жыл бұрын
ዳዊት ዝተታሕዘሉ ኣጋጣሚብ ፡እቲ ሓቂ ካብዚ ዮናስ ዝብሎ ዘሎ ወጻኢ ክኸውን ስለ ዝኽእል ፡ ሓደ ክፋል ናይቲ ኣጋጣሚ ከም ዝሰማዕና ኣብ ግምት ነእትዎ።
@samuelmokonen6091
@samuelmokonen6091 Жыл бұрын
Link ba gdefeley
@thomastarekezerasion4515
@thomastarekezerasion4515 Жыл бұрын
Kubur haw ane equa etom interview zgebir znebere ab dawit mswar gele ed alewo eye zbil:: mkniatu dawit anxar mengsti eritrean sle znebere sgab zmexu zxbeyom aymeslenin::
@hagasha4234
@hagasha4234 Жыл бұрын
Men eka neska hasewi
@kidaneghebrekidan4098
@kidaneghebrekidan4098 Жыл бұрын
Ezi wedi halafinet zigodolo eyu zereba eyu tezaribu enber ke wetihader diyu?
@goytomtewelde1385
@goytomtewelde1385 Жыл бұрын
Traurig 😭
@Saymon23
@Saymon23 10 ай бұрын
Hasawi
@gualbahtahagos7001
@gualbahtahagos7001 Жыл бұрын
Hgdef kabzi halifu tay geru da sad kulatna dmtsi nkunom netom teasirom zibhal zelewu ahwatna
@Andebrhane
@Andebrhane Жыл бұрын
ካይመሰየ ዝነቀወ ዝብኢ ________!
@Germay602
@Germay602 Жыл бұрын
Busul mensey eka Tmesl N felemy gizey e Video ka zrio zeleku
@habteghebre785
@habteghebre785 Жыл бұрын
Ezi hawna btami nifue eyu halewtu nmflat nisdrabetu zeythatu
@desiemhreteab2835
@desiemhreteab2835 Жыл бұрын
Ahhhhh
@user-tv4bd7vb5c
@user-tv4bd7vb5c Жыл бұрын
ኣንታ ኣብ ትግራይ እንተተኣስሩስ ይወጽእ ከማን፡ኣብ ኤርትራ እንተተኣሰሩ ግን ቻው
@Eric-xz9ms
@Eric-xz9ms Жыл бұрын
ጠረግ ከነብሎ ኢና ወድጉሓፍ፡ ምስ ትግራይ ዝቐረበ ዘበለ። ነዚ ሓደ ዳዊት ውን ህወሓት ናብ ሻዕቢያ ከተረክበና እያ።
@Tomas-gm4cq
@Tomas-gm4cq Жыл бұрын
Kkkk dawit sleya nay shabya u neyru ab asmera alo hji zhalefe werhi b akal rekibeyo 100%
@muliewedi6528
@muliewedi6528 Жыл бұрын
Kershen alewo
@uzziafom3565
@uzziafom3565 Жыл бұрын
ዶናቁር ትግራዋይ ምእማኖም ንስድሮኦም ኽሕግዙ ዘይተረክብስ ንመን ነጻ ከውጽኡ ደናቁር
@nardos294
@nardos294 Жыл бұрын
እሞ ኽንደይ ትአምኖ ሰላይ ሻዕብያ ዘይምንባሩ ቡዝሓት ብኸምኡ TDF ስለዝተረኸቡ ??? መርተኦ አለና ኹቡር ሓው
@pj6930
@pj6930 Жыл бұрын
ትግራይ አብ እድ ፀላኢ እያ ዘላ ብኸመይ መንግስቲ ትግራይ ትብል?😏
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 Жыл бұрын
ኣብ ጎድንኻ ኣለና፡ ኩልና ዓቕምና ንግበር።
@kulukemkulu5927
@kulukemkulu5927 Жыл бұрын
ኣማኒኤል ዘይበኩዐ ብሑቅ
@tesfietesfaslassie7487
@tesfietesfaslassie7487 Жыл бұрын
እዚ ትብሎ ዘለካ ዘብርሃልካ ኮ ሻዕብያን ህወሓትን ፍልልይ ዘይብሎም ከምኦም ጨቆንቲ ዘፍረዩ እዮም። ንሻዕብያ ጭቋኒ ገይርካ ንህውሓት ነጻ ምግባር ከኣ የውሃነት እዩ።
@fretamaher7215
@fretamaher7215 Жыл бұрын
Kkkkkkk 👌🤑🤑🤑 Mesa Tegrue keanu zeawgom Serwat Eritrea
@alexkahsay3997
@alexkahsay3997 Жыл бұрын
Ezi ayneta kem Gele aynet seb u,nkulu teqelasay b ayni tirtare trah u zrio,nay woyane xlie kemzelewo u zeredaeka,ms men u habiru kqales ayrdeanin u,dehar kulom anxar teqalesti zkonu sebat u ziedem,abzi hji ewan kemzi aykonen zedlyena ageb kbhal alewo teqalasay mesilu Luok hgdef Keykewn kftesh alewo
@nakuragrimay4085
@nakuragrimay4085 Жыл бұрын
እዚ ዘርእየካ ማይሲ ብመንፍት ምሕላፍ ኢዩ ኮይኑ ዘሎ ወላ እቶም ንቃልሲ ኢሎም ዝወረዱ ወይ ዘለው ኣብ ነንሕድሕዶም ምትእምማን የለን ብጣዕሚ ማዕረ ክንደይ ወዲቕና ከም ዘለና ኢዩ ዘርእየካ ሻዕብያ ኣይኮነን ኢትዮጲያ ካብ ከንያ ዩጋንዳ ዓድ ዓረብ ይኹን ኣፍሪቃ ብምሉኡ ቀንጸልቲ ኢዮም ።
@gebrittewelde5183
@gebrittewelde5183 Жыл бұрын
እዛ ኣባልና ኣይ ኮነን ብጻይና ኣይ ኮነን ትብል ዘገረምዪ ልዕሊኡ ዝሰረሐ ዘይ የለሲ እዚ ከምዚ ዓይነት ካብ ተሓታትነት ክሃድሙ ዝገብሩዎ ውዲትዩ
@Mahlet162
@Mahlet162 Жыл бұрын
Kemzi nay Iseias afeweki, sonki nay beret arsinom yeketlewom malet eyu. 🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔
@ahaile5872
@ahaile5872 Жыл бұрын
Haberta ineberomn network ineberomn tehawawiswom eyu keltifom neten ketemat kltifom sle ztekotsatsewo eyu anfetom tefiewom.
@zebibabraham3861
@zebibabraham3861 Жыл бұрын
Hasawi kab ealomo ealka mezrab argagiska tefalto tezarab hataf
@ahaile5872
@ahaile5872 Жыл бұрын
Dawit malet Ahhhh
@tedroskahsay2841
@tedroskahsay2841 Жыл бұрын
ትሕሱ ኣለኻ። ተኣሲሩ ኣሎ ግን ብኣና ኣይኮነን ተኣሲሩ። ድሕሪ ዝኹነታት ብወያነ ተኣሲሩ እዩ ኢሉ። ንሳቶም ብምስግጋር ሰብ ከም ዝኸሰስዎምን እንተኾነ ሕወሓት ከምተኸላኸልሉ ፡ደሓር ግን ባዕሎም ሕወሓት ኣሲረሞም እዩ ኢሉ።ስለዝጸላእካዮም ዘይኮነ ኣይትዛረብ።
@godisloveme2390
@godisloveme2390 Жыл бұрын
Beteri halegi aytegedefen iya ne kulu giza alewo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Tomas-gm4cq
@Tomas-gm4cq Жыл бұрын
Ab mekele kof elu xelihwom ms sebeytu deku so
@dc8625
@dc8625 Жыл бұрын
ኤማ ኣይትጋጋ ናይ ዳዊት ይብራሃ ናይ ኣሰፍዉ ንፍልጥ ኢና።
@eyobhagos4262
@eyobhagos4262 Жыл бұрын
ywesdwo ember entay dia kgebrwo nmntay dikum deme inyny tbahalu ilama zeyblu qalsi inyny
@amenred5124
@amenred5124 Жыл бұрын
U need to have enough evidence to what you are talking about.. Baer on someone’s message.. not answering the main issues
@God-db9vp
@God-db9vp Жыл бұрын
ኣታ ክንደይ ዘረባ ተሽርፉ ኢኩም ፡ ናይ ቃላት ጌጋ ኢዩ ከማን ኣይበሃልን። ተስፋ ቆረጻት ኣብ ገዛኽን ኮፍ ኢልክንሲ ንዝወዓለ ትወራዘያ ኣለኽን በቃ።
@zenawimebrahtom5875
@zenawimebrahtom5875 Жыл бұрын
ዳዊት ተቓዋማይ ከ ኔሩ ድዩ
@akliluokbamcial4343
@akliluokbamcial4343 Жыл бұрын
ንስካ ደአ ብከመይ ወጺካአ ክሕዙካ ነይርዎም
@aronamanuel4618
@aronamanuel4618 Жыл бұрын
Delayu telyu ala keydu yrayo hji gahba
@hailetesfatsion5123
@hailetesfatsion5123 Жыл бұрын
Mining Aytbel mininu
@redbag3453
@redbag3453 Жыл бұрын
Ni ertrawyan ምቅታል ሓጥያት ደዩ ኮይኑ?
@mariatesfagaber4568
@mariatesfagaber4568 Жыл бұрын
Kkkkkkkk xbuq
@abrhamtadese1220
@abrhamtadese1220 Жыл бұрын
ጌና ብወረጦ ክትልቀሙ ኢኩም ካሕዳማት
@wediere2238
@wediere2238 Жыл бұрын
እንታይ ክትዛረቡ ሞ ወያነ ንብዓል ዳዊት ኣይኮነን ንኽንደይ ኤርትራዊ ኢያ ካብ መዓስከር ኣውጺኣ ትቐትል፡ ኩሉ ኤርትራዊ በዓይኒ ዛ ጃንዳ ህግደፍ ኢዩ ። ብግምት ኣይትመድሩ ጽባሕ ከየሕትተኩም እዚኦም ኩሎም ትዛረብሎም ዘሎኹም ስድራ ቤት ኣሎዎም።
@danielweldeyesus3230
@danielweldeyesus3230 Жыл бұрын
ሰላም ሀቡና አብ ሀገሩ ምስ ህዝቡ አሎ ዳዊት
@Hermela-md3ez
@Hermela-md3ez Жыл бұрын
ቀጣፊ ክተዓናቐፍ ደሊኻ ኢኻ ምን እሞ ክሰምዓኻ ዓንጃል
@merihyohanns2585
@merihyohanns2585 Жыл бұрын
እዞም ኩፉኣት ድኣ እንታይ ክገድፉ
@girmaygermeso9094
@girmaygermeso9094 Жыл бұрын
ኬፍ ኣለዎ ልቢናካ gn ሓወይ ሻዕብያ ዝኮነ ከየጻረዮ ኣይሕዙካንዮም ኣብ ዝከውን እዮም ዝHዙካ ብፍላይ ኣብ ፖለቲካ ማለትዩ ኣዝዮም ሓደገናታትዪም ኣብ ጎረበትካ ውዱብ ሻዕብያ ኣሊ ረቀቅቱ እዮም እዚ እናፈለጡ ይጽበይዊም ምካኖም እዩ እቱ ጌጋ ህዝቢ ሆ ኢሉ ኣብ ኤርትራ ንእሱር ምውጻእ ዝበልካዪ ግን ኣይፈለጥካዪምን ሻዕብያ ማለትዩ ብከሙ ዘይሕሰብይይ ኣምላክ ይሓልዎን ጥራት በል ዕልዋ መንግስቲ ትሓሱቡ ኔሩ ኣብ እንዳ ዜና ትዝኪር ተኪንካ እንታይ ገርዎም ሻዕብያ ዘኪር never nሻዕብያ መግደዲኡ ከምዚታት
@Betri-HaqI
@Betri-HaqI Жыл бұрын
ናዓካ ውን ክወስዱካ እየም
@mihreteabkibreab1907
@mihreteabkibreab1907 Жыл бұрын
Meskinay hizbi eritrea beakum hasiru gena,ab raeskum alena hizbawi genbar nikdmit.
@tesfaytesfazgy6502
@tesfaytesfazgy6502 Жыл бұрын
እዚ ከዳዕ ናይ ኢዱ ኢዩ ረኺቡ። ምስ ደመኛ ጸላኢና ወያነ ኮይኑ ንጀጋኑና፣ሰማእታትና፣ታሪኽናን ክብርታትና ታሪኽና ከዋርድን ከጥፍእን ጥራሕ ዘይኮነ ምስ ወያነ ኮይኑ ንኤርትራን ህዝባን ከጥፍእ ምሒሉ ዝሰርሕ ኢዩ ነይሩ ። ክብርን ሞገስን ንጅግና ስራዊት ኤርትራ ። ቪቫ ሻዕቢያ!! ዕድመን ጥዕናን ንጀጋኑ መራሕትና።
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat Жыл бұрын
Wedi kndey amet tkewn wedey tedengex mskinay Abta hager koynus eba kekalao aykeln eyu dhul nskas ab dege konka endika eza xhfti txhfa zeleka abti wshiti hager konka zeyxehafka mekan hangol
@misginaabraha9834
@misginaabraha9834 Жыл бұрын
ኣነ ክምልሰልኻ ኪንዲ ዳውት ኮይነ እቶም ስውኣትና ትብሎም ዘለኻ ኻባኻ ንዳውት ይቀርብዎ ኣንታ አክባጥ እንድሕር ናይ ስውኣት ቃል ክተኦብር ዘይደለኻ ኮፍ ዘይትብል ኣብ ኤረትራ እዞም ንስኻ ጀጋኑ ትብሎም ዘለኻ እዞም ሽፋቱ ናይ ሳሕል ድዮም ሕድሪ ስዋኣት ተጠልሙ ጥራሕ ዘኮነስ ኣብ ጉሓፍ ኣትዩ ዩ ምስ ቅተልት ኣቦታትኻ ኣምሓሩ ዶ ኣይኮንካን ባንደራ ሕዝኻ ትሰዕስዕ ዘለኻ ኣንታ ባርያ ናይ ኢሰያስ 🦍🦍🦍
@tesfaytesfazgy6502
@tesfaytesfazgy6502 Жыл бұрын
@@misginaabraha9834 ሕጂውን ንከማኻ ዝመስል ከዳዕ ወዲ ከዳዕ ዕሱብ ወያነ ጸረ ሀገር ኢድ ሻዕቢያ ነዋሕ ኢያ ።ሻዕቢያ አብ መቀሌ አሎ ። ዘርኣይ ደረስ ( መርሃዊ ) አብ ኢድ ሻዕቢያ አቲዩ ተስፋ እገብር። ብዝተረፈ ግን ጀጋኑ መንደላይ ነቶም ምስ ወያነ ተዓሲቦም ዝነበሩ ዝቕተል ቀቲሉ ዝተሓዝ ብምሓዙ አዚየ ሕጉስ እየ። እዚ ደመኛ ጸላኢና ጃንዳ 100ሺህ ኤር ካብ መላእ ኢትዮጵያ ብጭካነ ክሰጉግ ነቲ አብ ትግራይን አብ ዶብ ንዝነብር ህዝብና ንልዕሊ 20ዓመት ደም አንቢዕዎ ኢዩ። መዓልቱ አኺሉ ሒሳበ አወራሪድናን ሕነና ፈዲና ኢና። ሕጂውን አብታ ዶብ ኢና ዘለና።
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 Жыл бұрын
@@tesfaytesfazgy6502 seq bel banda telaaki mekan hangol
@danielgebrehiwet6316
@danielgebrehiwet6316 Жыл бұрын
@@tesfaytesfazgy6502 ኣታ ጉሓፍ ድርባይ ዳዊት ሰብኣይ ኢዩ ከማኻ ከይ መስልኻ ሃዳሚ።
@edenkidane1625
@edenkidane1625 Жыл бұрын
ሃገር ህዝብን ጠሊምኩም ደአ እንታይ ደሊኹም ወረጌና ኢድ ሰውራ ነዊሕ እዩ ተጸበዩ ኩላ ክትስዕብ እያ ግዲ የብልኩምን
@lesebahigi912
@lesebahigi912 Жыл бұрын
ክክክክክክ ስምዓኒ እንዶ ግመል ሰሪቕኻ ጉምሕ ጉምሕ ኣሎ ድዩ ሃገር ኣሕሊፍካ ምሃብ የለን ኣቱም ደቂ ጠላማት እስኩም ናይ ብሓቂ ናይ ሓሳብ ፍልልይ እንተ ኔርኹም ከምቲ ኩሉ ኤርትራዊ ዝገበሮ ምገበርኩም ። ተዘይ ኮይኑ ከምዚ ናትኹም ሃገር ከጠጥፍኡ ዘይ እካል እዩ 44 ነጥቢ
@mihreteabkibreab1907
@mihreteabkibreab1907 Жыл бұрын
Junta wedi junta
@hawisamru4195
@hawisamru4195 Жыл бұрын
ኢሂ ንዓኩም ደኣ ክንኣምነኩ ዮናስ ሓቀኛ ስለ ዝኮነ ሳዓብቲ የብሉን ይኮውን ሓቀኛ ሰብ ውሕዳት ኢዮም ፈተውቱ
@user-ez7sq6dc7e
@user-ez7sq6dc7e Жыл бұрын
ናይ ኢዱ አዩ ረኺቡ በል ሶውራ ቀሊል ኢድ ደለዋ መሲልዎ
@danieltewelde1015
@danieltewelde1015 Жыл бұрын
Nenay edka tekoynu lomi layti behiwet aymhalkan
@yosefkubrom5227
@yosefkubrom5227 Жыл бұрын
ፈሽራካት ኢኩም ገና ከም ቁማል ክትእረዩ ኢኩም
@warriortom2571
@warriortom2571 Жыл бұрын
Those parts are exactly the same as HGDF 👎
@ahaile5872
@ahaile5872 Жыл бұрын
Dhay sdra dawit Ngber hayal tekalasi eyu..
Эффект Карбонаро и нестандартная коробка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 10 МЛН
小宇宙竟然尿裤子!#小丑#家庭#搞笑
00:26
家庭搞笑日记
Рет қаралды 10 МЛН
Ethiopia - ቱርክ ጠቅላዩን ወጥራ ይዛለች!
10:24
Эффект Карбонаро и нестандартная коробка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 10 МЛН