ከይትርስዕኒ - ኣብ ሓቃዊ ዛንታ ተደሪኹ ዝተሰርሐ ገድላዊ ጥበብ

  Рет қаралды 6,150

ላዛ ሲነማ Laza Cinema

ላዛ ሲነማ Laza Cinema

Жыл бұрын

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited

Пікірлер: 149
@helenkalaytigraweyti3732
@helenkalaytigraweyti3732 Жыл бұрын
😢😢😢😢ሓደራ ኻልኣይቲ ዘይብላ እታኳ ሓንቲ ክብርቲ ህይወቶም ዝኸፈልሉና ጀጋኑ ኣሕዋትና ሃገረ ትግራይ ኢና ንደሊ ቐፅልሉ ኹሉ ዝተፈፀመ ግፍዒ ብኸምዚ ከስነድ ኣለዎ ተጋሩዋይሚድያና ነዕቢ ነበረታተዐዬም❤🙏
@user-yc4mf5ye4q
@user-yc4mf5ye4q Жыл бұрын
ብሓቂ ክስነድ ኣለዎ😢😢😢😢
@lovefamily846
@lovefamily846 Жыл бұрын
✅✅✅✅✅✅✅✅
@kanarecords1
@kanarecords1 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ታሪኽ ዝፀገበ ግጥሚ መሕዘንን ክንመሃረሉን ድሚ እብህግ።ኣባይካ ህዝበይ❤🙏
@user-gi5nr4bk9c
@user-gi5nr4bk9c Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንናይ ቀደምን ሎምን ንስውአትና😥😥😥😥
@fetawihaki7146
@fetawihaki7146 Жыл бұрын
ኣጆኪ ህዝቢ ትግራት ድሕሪ ጸላም ይወግሕ ብርሃን ንብዓትኪ ዝድብስ ክመጽእ እዩ ሰላም
@newuaq1125
@newuaq1125 Жыл бұрын
ሀገር ምስንኹን ቃንዛና ክድበስ እዩ ክቡር ሓውና ትዓዲልኹም ቅዱስ ቅንኢ ይሕዘኒ ብአኻትኹም ሀማኻትኹም ሀገር ተንኾን ላበልኹ ኹልግዜ የነብዕ
@user-zb1nd3eh5t
@user-zb1nd3eh5t Жыл бұрын
​@@newuaq1125አየናይ ሃገር ሃልይዎም እዩ ዘቕንእ ሰብ ኾይኑ ካብኦም ይምሓሮም😢
@newuaq1125
@newuaq1125 Жыл бұрын
@@user-zb1nd3eh5t እማ ሀማና አባርነት ምንባር ደማ ሐሽ እሳቶምስ ዋላ ስርዓት ህገደፍ ላብ መከራ ተእተዎም ግና ነፃነታ ለወነነት ሀገር አለዎም ናይ ኢሳያስ ስርዓት ትቃሊሶም ድዮም ዋላ ባዕሉ አሪጉ ክገላገልዎ እዮም አታ ሀገረምለለ ካልምዕዋ እዮም እኳን ናይተፈጥሮ ሀፍቲ ለለዎ ኢርትራ ይትረፍ ኢትዮጵያ ኳስ ዓብያ ነይራ ሰለዚ እቲስርአት የትአለይ እበይ ክቅይርዋ እዮም አንሕና ግና እዚኹሉ መስዋእቲ ኻፊልና ካብ ባርነት ለይንሓልፍ ምኻንና ነሕዝን ደም አሕዋትና ትርጉም ለይብሉ ቀርዩ ሳላ ደናቁር ካሓድቲ መረሕቲ
@tsegagaltgray
@tsegagaltgray Жыл бұрын
ኣሕሕሕ💔😭 ኡፍፍፍፍፍ ኣሕዋተይ መዓረይ ብሓቂ ሕድሪ ሰማእታትና ከይንርስዕ💔ኣየ ህዝበይ ንስካ ብኣካል ንሕና ብሕሊናና ኣብ ስደት ሰፊርና ኣብ ዕፁው ገዛ ንሳቀ ኣለና😥
@selamhalefom2121
@selamhalefom2121 Жыл бұрын
ኣሕሕሕሕ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም
@jongebremeskel-od5om
@jongebremeskel-od5om Жыл бұрын
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ዝገርም ደራሲ እዩ ትግራይ ሃፍታም እያ ከም ባዓል ተስፋይ ስብሃቱ (ነቀዝ )ዝኣመሰሉ ጀጋኑ ደረስቲ ክንጥቀመሎም ይግበአና
@hiwothiwot2113
@hiwothiwot2113 Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንስዋአትና
@seniyoutube
@seniyoutube Жыл бұрын
😭😭😭😭ልብካ ዝቅስቅስ😭😭ደቅኖዎይ በረካ እምበር ቀሪኩም በቃ😭😭💔
@aroneyyyyy
@aroneyyyyy Жыл бұрын
ኣይይ😭ጀጋኑዋይ ንዓና ክት ብሉ ደምኩም ዋጋከፊልኩምልና ኣብንኡስ ዕድመኩም ክብሪይግባኣኩም😪🙏
@alskcvcv5889
@alskcvcv5889 Жыл бұрын
እፍፍፍ ከብድካ ዝበል ክብርን ሞጎሰን ንጀጋኑ ሰዋአትና 😭💔💔
@jongebremeskel-od5om
@jongebremeskel-od5om Жыл бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ክዛረብ ቃላት የብላይን
@user-yx5vw1xb6b
@user-yx5vw1xb6b Жыл бұрын
መሊኤ ክሪኦ ኣይክኣልኩን 💔😥😥😥😥 ድሃያ ዘጥፍኤት ሓፍተይ ናፊቐ ሓፍተይ ኩሉ ግዜ ይፅበየኪ ኣለኹ😥
@user-pb3hg1cm7q
@user-pb3hg1cm7q 10 ай бұрын
ሰቃይ ጥራሕ😭ጀጋንና ክብሪ ይግበኣኩም
@galltigray4548
@galltigray4548 Жыл бұрын
😢😢😢😢ኣደይ ወላዲት ጀጋኑ እህህ❤❤❤
@user-wo7zw5hk8l
@user-wo7zw5hk8l Жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍ ኣየ ህዝበይ😢😢😢😢 እዚ ኩሉ ምእንታና እዩ 😢 ክብርን ሞጎስን ይግበኣኩም ጀጋኑና🙏😭😭😭
@user-yc4mf5ye4q
@user-yc4mf5ye4q Жыл бұрын
እፍፍፍፍፍ ህዝብይ ዘይሃስስ ብስላ 😭😭😭😭😭😭☝️☝️☝️
@anisaany6039
@anisaany6039 Жыл бұрын
ብሓቂ😭😭😭💔💔💔 አይይይይይ ትግርይ ዓደይትግርይ ዓደይ😭😭💔💔
@user-nk2hg2hn5m
@user-nk2hg2hn5m Жыл бұрын
ክሉ ትግራዋይ ክሪኦን ክስመዖን ስለ ዘለዎ ኩላትና ሼር ንበሎ😢😢
@user-lt5oc6fs4h
@user-lt5oc6fs4h Жыл бұрын
ኣሕሕሕሕ 💔💔💔😭😭😢😢😢😢😢😢
@embeyteyberhe515
@embeyteyberhe515 Жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ አሕዋተይ ክብርን ሞጎሰን ንዓኹም💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
@alsa8424
@alsa8424 Жыл бұрын
ኣይ እፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ህዝበይ💔😥😥😥😢😢😢😢
@newuaq1125
@newuaq1125 Жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ጀጋኑና አወ አይንርስዒ መንተና ልሓለፍኹም ጀጋኑ አሕዋትና ክብርን መጎስን ልዘልአለም ልአኻትኹም ደበስኹም ናፅነት ትግራይ እዩ ንቃለስ ኢና ሀገረ ትግራይ ካልብሰር 🙏🙏🙏❤❤❤💛💛💛💪💪💪💊💊💊💔💔💔ከይረሳዕ ከይደገም
@rahel7771
@rahel7771 Жыл бұрын
😭😭ብንብዓት ወዲአያ ደሃዮም ዘጥፍኡ ኣሕዋተይ ኣዘኪራ ኣንቢዓትኒ እህህህህ😭😭😥
@hhgk558gdvn8
@hhgk558gdvn8 Жыл бұрын
ትግራይ ዓደይ 😢😢😢😢😢😢💊💔💔💔💔💔💔💔💔
@user-ei7em1fd6h
@user-ei7em1fd6h Жыл бұрын
ኣፍፍፍፍፍፍ😢😢😢😢😭😭😭🖤💔
@zufi1730
@zufi1730 Жыл бұрын
ኣይ ናይና ነገር ቃላት ይበልናን !
@medhindesta
@medhindesta Жыл бұрын
ኣሕ ህዝበይ 😢😢😢😢😢😢😢
@luwamdesta5739
@luwamdesta5739 Жыл бұрын
ሓተይ❤😢😢😢
@user-eg8ye6qb9z
@user-eg8ye6qb9z 8 ай бұрын
ኣየደቅነይ 😭😭😭😭💔💊💊
@xgff1274
@xgff1274 4 ай бұрын
አሓሓሓሓሓሓሓ 😭😭😭😭😭😭ወድ ሓወ😭😭😭😭😭😭😥😥😥💔
@user-fd9kt2pb8w
@user-fd9kt2pb8w 10 ай бұрын
ኣየ ኣነ ወድነይ ኣበይኮን ትህሉ😢😢😢😢
@user-qq6wy5mu1z
@user-qq6wy5mu1z Жыл бұрын
አየየይ ጉዱ😢😢😢
@bhhsswarjun8926
@bhhsswarjun8926 Жыл бұрын
ኣይይይይ😢😢😢😭😭😭😭
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti Жыл бұрын
ክብርን ሞገስን ንዓኩም ጎተተይ ተጋደልትዋይ💔🥺
@user-xg3rz7de6g
@user-xg3rz7de6g Жыл бұрын
አይይይ❤😢😢😢😢😢😢
@jannaibrahim142
@jannaibrahim142 Жыл бұрын
ኣደታተይ😢😢
@habengonetse6179
@habengonetse6179 10 ай бұрын
😢😭💔💔😭💔 ቃንዛ ውሽጢ😭💔ረዚ ን መልእኽቲ .... Please ቁፅሪ 2
@birhanbirhan1074
@birhanbirhan1074 Жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍፍፍ😭😭💔😭😭😭
@HdhdHdhd-di7kf
@HdhdHdhd-di7kf Жыл бұрын
ዋይ አሕዋተይ ክብሪ ይግበአኩም እዩ ነሩ😢😢😢😢😢
@user-oz6sj7bg7z
@user-oz6sj7bg7z Жыл бұрын
ሓደራ ፈጣሪ እታኳ ካልአይ ዘይብላ አዴኻ ንዓኻ ወሊዳ ዝመኸነት አዴኹም አለኹ በልዋ ብሬዋይ😢😢😢
@user-fm2qh5ex3n
@user-fm2qh5ex3n Жыл бұрын
ኣብ ስደት ኮይነ መስዋእቲ ማሓዙተዬ መታዓቢተይ ኣሕዋተይ ክሰምዕ ከለኹ እዙይ ናሰማዕኹ ኣብ ውሸጠይ ዘሎ ከውፆ ይመስለኒ ሞ ወይከ😭😭😭😭😭😭😭
@amriajuniedi1073
@amriajuniedi1073 Жыл бұрын
ወይ ወላድ ትግራይ ዳግነኽዮ መንከራ 😢😢😢💔💔💔
@user-gl4mt9ci5l
@user-gl4mt9ci5l Жыл бұрын
እህምምም😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔
@elsatawolde1249
@elsatawolde1249 Жыл бұрын
ኡፍፍ ኣነስ ኣይከኣልኩን ብብኽያት ጀምረ ብብኽያት ወድአያ ዓሕሕ ህዝበይ ኣሕዋተይ ምንባር እምበር ሓርብትና 💔💊ኣታ ኣምላከይ ያኣክሎኩም በለና ☝️ 😢😢😢😢😭😭😭
@newuaq1125
@newuaq1125 Жыл бұрын
ዓኽኽኽ የዋህ ህዝበይ ለይናኢድኻ ጨካናቲ መንቀኛታቲ በዚሖምኻ ልልወለድኻዮም ላብ ሓዊ ድሕር ኸዚ ግና ይአክል ምስቀተልትና ምንባር ከይደገም 💛💛💛❤❤❤💔💔💔💔💊💊ሀገረይ ትግራይ💊💊💪💪
@user-fl5zm7rj4u
@user-fl5zm7rj4u Жыл бұрын
እዶ ክርሳዕ ብሓቅ አረ ሕዶጉ
@user-ek6me1yl4b
@user-ek6me1yl4b Жыл бұрын
ኣየግየ
@mebrihitkidanu9362
@mebrihitkidanu9362 Жыл бұрын
ኣሓተይ😢
@user-yv2eg5yh3d
@user-yv2eg5yh3d Жыл бұрын
እሕሕሕ ትግራይ 💔ህዝበይ 💔
@hiwothiwot2113
@hiwothiwot2113 Жыл бұрын
አብ ስደት ኮይነ መስዋእቲ መታዓቢተይ ክስምዕ ከለኹ እዙይ ናስማዕኹ አብ ውሽጠይ ዘሎ ከውፆ ይመስለኒ ሞ ወይከ 😭😭😭
@user-id6zw3vc5e
@user-id6zw3vc5e 10 ай бұрын
ኣደይ ማዓረይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@Mqnay
@Mqnay 5 ай бұрын
እዋይ አሕዋተይ
@user-vs2ww6vr7m
@user-vs2ww6vr7m Жыл бұрын
ናበከኩ ወዲአዮ😢😢😢😢😢
@user-jr3nk8or3f
@user-jr3nk8or3f Жыл бұрын
ኣየ ህዝበይ ረካቢ ሽግር እህህህ
@lilihafithalofom270
@lilihafithalofom270 Жыл бұрын
😢😢😢❤❤
@user-zy6bx3hi6q
@user-zy6bx3hi6q Жыл бұрын
💔😢
@user-mt6pw2il9f
@user-mt6pw2il9f Жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍ😢😢😢😢🙏
@user-cv5yn8fc1e
@user-cv5yn8fc1e Жыл бұрын
እህህህህ😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@hhhmmm9501
@hhhmmm9501 Жыл бұрын
💛❤💛❤💛❤❤❤💛💛💛💛
@slama2142
@slama2142 Жыл бұрын
😭😭😭🖤💔💔😢😢
@elenarocca3212
@elenarocca3212 Жыл бұрын
😢
@gulgeralta9450
@gulgeralta9450 Жыл бұрын
ብናይ ቁዝማ ሓለንጊ ዝገሩ ዘለው /ዋ ሓፍቲ ኣቦታተይን ኣኮታተይን ኣሕዋተይንኳ ሓሲበ ነባዕኹ 😢😢
@user-mg5oh4is5h
@user-mg5oh4is5h 4 ай бұрын
😢😢💔💔
@leenaf7639
@leenaf7639 Жыл бұрын
ኣሕሕሕሕ😢😢😢😢😢
@user-ek4rl4co7p
@user-ek4rl4co7p Жыл бұрын
ኣይይይ ድኣም😢😢😢
@user-hiwen
@user-hiwen Жыл бұрын
😭😭😭❤️
@user-yh2pp9xn2z
@user-yh2pp9xn2z 8 ай бұрын
😢😢😢
@tigraweyti7855
@tigraweyti7855 Жыл бұрын
ኣሕዋተይ 😭😭💔
@wediwelday7862
@wediwelday7862 Жыл бұрын
ኣደይ💔😥
@user-jx6wm7sh8x
@user-jx6wm7sh8x Жыл бұрын
ኣሕዋተይ 😢😘
@nezw8150
@nezw8150 Жыл бұрын
❤❤❤❤
@Samsunga535G-we2pr
@Samsunga535G-we2pr 10 ай бұрын
ኣሕሕሕ ልብና ደምዩ😢
@user-qt1sp2hh4j
@user-qt1sp2hh4j Жыл бұрын
ዓሕሕሕሕ ትግራይ ዓደይ 😭😭😭
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Жыл бұрын
💔💔💔💔💔😭😭
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih Жыл бұрын
💛❤💛❤😢😢😢😢
@genethagos9547
@genethagos9547 Жыл бұрын
እህህህህህህህህህህህህህህህ ከምዛ ናይ ገዛና ታሪክ አሕዋተይ አለው ድዮም ጠፊኦ ዘይፈለጥና ብቆላሕታ ጥራሕ አምላከይ እንታይ ኮን እዩ ከስምዐኒ😢😢😢😢😢😢
@user-hy7pn8bc7x
@user-hy7pn8bc7x 9 ай бұрын
እህህህህ ወድነይ ኣሕዋተይ😢
@xgff1274
@xgff1274 4 ай бұрын
😥😥😥😭😭😭😭😭💔💔
@wuchccg6392
@wuchccg6392 Жыл бұрын
ሰላምኪይ ይብዛሕ ዓደይ😥😥😥😭
@ddsd2475
@ddsd2475 Жыл бұрын
ኣሕሕሕ ህዝበይ😢😢😭😭😭😭😭😢😢😢
@Btaddese
@Btaddese Жыл бұрын
🙏🫶🏼🫶🏼🫶🏼TDF Jeganu Wetru Abe libna ekum❤💛✊🏾🕯️
@wdhg7998
@wdhg7998 Жыл бұрын
ደቂነይ
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id Жыл бұрын
አይይይይይ😭😭😭😭ዋይይይ አሕዋተይ ክንደይ ድዩ ሒሊፉ 😢😭😭
@sientayhhorma6183
@sientayhhorma6183 Жыл бұрын
ኣይ ኣሕዋተይ😢😢😢😢
@legislegis5023
@legislegis5023 Жыл бұрын
💔💔💔😢😢😢❤❤❤🙏🙏🙏
@habenh2364
@habenh2364 Жыл бұрын
😭😭😭
@habu207
@habu207 Жыл бұрын
❤️💔😥
@anisaany6039
@anisaany6039 Жыл бұрын
አይይይይይይ😭😭😭😭💔💊
@galtigray5257
@galtigray5257 Жыл бұрын
ኣጃና እሰኪ 😢😢😢
@selamewitgebru9299
@selamewitgebru9299 Жыл бұрын
😭💔🙏
@mfch97
@mfch97 Жыл бұрын
እህህህህህህህህህህህ😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-lt8fp4yi1p
@user-lt8fp4yi1p Жыл бұрын
😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔
@gugttyyrfg8549
@gugttyyrfg8549 Жыл бұрын
😭😭😭😭
@ghdg8490
@ghdg8490 Жыл бұрын
💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x Жыл бұрын
🥺💔😭
@pmmm-yg4ko
@pmmm-yg4ko Жыл бұрын
ክብሪን መጎስን ንዓኩም😢😢😢
@wuchccg6392
@wuchccg6392 Жыл бұрын
😥😥😥😥
@debesegaltewahdo456
@debesegaltewahdo456 Жыл бұрын
😢😢😢😢
@BareBari-iz3uc
@BareBari-iz3uc 9 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢
ሕላገት - ሙዚቃዊ ድራማ
16:47
ላዛ ሲነማ Laza Cinema
Рет қаралды 81 М.
Smart Sigma Kid #funny #sigma #memes
00:26
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 4,7 МЛН
Sigma girl and soap bubbles by Secret Vlog
00:37
Secret Vlog
Рет қаралды 15 МЛН
Каха заблудился в горах
00:57
К-Media
Рет қаралды 10 МЛН
በቃ ኣይትውለዲ
6:13
Telsem ENT (ጠልሰም)
Рет қаралды 4,5 М.
ዝመቀረት ምሸት ምስ ኪሮስ ኣስፈሃ
40:58
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 40 М.
Girmay Haileslassie - Swue Kzikro - ተጋዳላይ ግርማይ ሃይለስላሴ - ስውእ ክዝክሮ | New Tigrigna Music 2023
5:33
ውቅያኖስ ኢንተርተይመንት (Wikyanos Entertainment)
Рет қаралды 142 М.
Smart Sigma Kid #funny #sigma #memes
00:26
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 4,7 МЛН