ከዘክረካ ብ ተስፉ ክሮስ (ግራይ) ምስ ዓይኖመ

  Рет қаралды 103,569

Hidmona

Hidmona

5 ай бұрын

HIDMONA TV is a channel broadcasting video clips, music, movies, series movie, comedies, interviews and other entertaining & informative arts, from people to people.
We would like to request you to like, share and subscribe to see and enjoy our media progressively.
Thank you
Hidmona

Пікірлер: 874
@Ibrahimwedisaho
@Ibrahimwedisaho 5 ай бұрын
🦁💪🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Eritrea is a country of heroes a country of king's 🤴 and queen's 👸 awet n hafash ✊🏾🦁 🇪🇷👑💒♥️🕌
@user-hw9yx4jx3x
@user-hw9yx4jx3x 5 ай бұрын
ኤርትራውነት ክቡር መንነት። ኣብግዚኣ ዓይኖመ ጂግና ግራይን ጂግናን ኣብ ግዚኣ ኢያ ኣብጺእኩማ ጆጋኑና።ክብርን ሞሳን ንሓይልታት ምክልካል ኤርትራ። ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 5 ай бұрын
ክብርን ማገስን አናብስ ንስዋአቱና , ሰራዊትና , መንግስትና ,ህዚብና ነዛ አልማዚ 💎🇪🇷💎🇪🇷💎ኤርትራና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ልኡላዊት ሃገር ዚገበርዋ እምላክ ባርከልና ንኤርትራና 🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽💎💎🇪🇷🇪🇷🦁🐪🇪🇷🇪🇷❤️🕊️❤️🕊️
@Sdeddtd2565
@Sdeddtd2565 5 ай бұрын
ዓይኖመይ ይካኣሎ ግራይ ዋርሳይ ደቂ መሬት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤
@AfwerkiRussom
@AfwerkiRussom 5 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AfwerkiRussom
@AfwerkiRussom 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AfwerkiRussom
@AfwerkiRussom 5 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇬🇪🇷🇩🇯🇩🇯🇩🇯🇩🇯🇩🇯🇩🇯
@Sdeddtd2565
@Sdeddtd2565 5 ай бұрын
@@AfwerkiRussom 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹
@dahabilyrics
@dahabilyrics 5 ай бұрын
MUCH LOVE❤ERITREA🇪🇷FROM SOMALIA🇸🇴🔥🔥🇸🇴🇪🇷
@mebrahtuhadgu7215
@mebrahtuhadgu7215 4 ай бұрын
We love you much too ower somalian Brothers and sisters, we will never forgett what the Somalia peopel have done for os during our struggel. 💪🇸🇴🇸🇴🇸🇴💪💪🇸🇴
@eyobhabtom
@eyobhabtom 5 ай бұрын
ዋርሳይ ንሓመዱ ይሃንጽ ኣሎ ዓዱ ።❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-eh4nr5ko3i
@user-eh4nr5ko3i 5 ай бұрын
ብሓቂ ዓቢ ስራሕ ግራይ ሓወይ ኸምቲ ሉሙድ ዐይኖመ ሓወይ ኣብ ግዚኣን ሳዓታን proud to be erirean 🇪🇷🇪🇷💪💪
@alemaraya4000
@alemaraya4000 5 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ ሐላላት ❤🙏🏼🌹ዘለአለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታት ኤርትራ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 💪🏽❤️🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷😘😘😘
@nahommichael2306
@nahommichael2306 5 ай бұрын
❤❤❤ only Eritrean are capable of doing this miracle Thank you EDF glory to our soldiers Telamat kea texebeyu
@abdalkarimhazot1254
@abdalkarimhazot1254 5 ай бұрын
الله يحفظ وطنا الغالية من كل شر يارب العالمين 🤲💖🇪🇷💖🇪🇷💖🇪🇷
@rorazara9117
@rorazara9117 5 ай бұрын
YES!!! Eritrea wins as usual !! Eritrea forever!!!!!
@terhasmehari6491
@terhasmehari6491 5 ай бұрын
We are proud of you 💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Peace and prosperity to Eritrea people and Victory to EDF 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@saraafewerki647
@saraafewerki647 5 ай бұрын
Wow deki erey ❤❤❤❤❤❤❤
@user-ui8eo6rv8x
@user-ui8eo6rv8x 5 ай бұрын
ናይ በሃቂ ክብርን መጎስን ንህዝቢ ኤርትራ❤❤❤❤❤
@simontsegay2661
@simontsegay2661 5 ай бұрын
መወዳእታ ዘይብሉ ውግእ! ሰላም ወርደልና!
@Eritrea91.
@Eritrea91. 5 ай бұрын
ጅግናታት ደቂ ኤረ ሳላኹም ሃገር ኣላትና ኢልና ንሕበንን ንኾርዕን።ራዛ ናይኣቡኡ ሓዛ ኢዩ እሞ ውረስ ተወራረስ ኮይኑ።ካብ ይካአሎ ናብ ዋርሳይ ካብ ዋርሳይ ክኣ ናብ መንደላይ 🤝👍🏽❤️💐🇪🇷🐪✊💪🇪🇷🇪🇷🐪 So proud of you of you our hero’s
@biniambeyene9556
@biniambeyene9556 5 ай бұрын
ዕይኖመይ ምስ ግራይ ኩሉ ነብስኩም ታሪክ ክብሪ ይሃብኩም
@luwamnatey245
@luwamnatey245 5 ай бұрын
ኤርትራዊነት ኩብር መንነት 😍❤ ሰራዊትና ዋሓስ ሃገርናን ህዝብናን 🇪🇷 ❤
@saidabdella8036
@saidabdella8036 5 ай бұрын
ኤረይ ሽሕ ግዜ ህግደፍ ይበድለና ኤርትራዊ ጅግንነት ኹሉ ግዜ ክንዝምረሉ እና ኽንዕቅቦ እና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ህ.ግ.ሓ.ኤ for ever
@tesfalemredaetesafai2054
@tesfalemredaetesafai2054 5 ай бұрын
Ehi entay gearka hgdef tbl kabananlalie Mengsti u tebedilu shgir rekibu nzeyrdalu gn xubuk aleka
@michaeltewelde3646
@michaeltewelde3646 5 ай бұрын
@saidabdella8036 ስዒዶም እስኪ ንገረኒ ህግደፍ ዝበደለና ብጭብጢ፡ደሓር ከኣ ኮነ ኢሉ ድዩ ወይስ ብጸላእትና ጸገም ምስ ወረዶ ኢዩ❤
@saidabdella8036
@saidabdella8036 5 ай бұрын
@@michaeltewelde3646 ዝበደለና ብዙሕ ኢዩ መንእሰይ ኤርትራ ንሃገሩ ክብጆ ኣብዝኾነ ስዓት ድሉው ኢዩ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኢልካ ዕድመ ንእስነቶም ምሉእ ኣብ በረኻ ወይ ሃገር ኣይማዕበለት ወይ እሶም ንነብሶም ኾይኖም ሓዳር ገሮም ደቆም ኣየምሃሩ ኹሉ ዘሮ... ክተት ተኾይኑ ኸም 98 ሰብ ብሓይሊ ብፍታዉ ዝኸይድ ነበረ ምከተትና ኣብዚ ዝሓለፈ ኣይ ሰላም ኣይኩናት ክንደይ ድዩ ካብ ንሃገሩ ምግልጋል ምኩብላል መሪጹ በርከ ኣብቲ ኣሃዱኻ ወላ ሓንቲ ትገብሮ የብልካን እቲ ድፋዓት ተኾኑ እኹል ገድፍካ እቲ ተረፈ ንነብሱ ክኸዉን ዘይተገብረ why....2. ንሕና እኮ ንስለ ሃገር ዝሰንከሉ ንርሽንን ዝተረፉ ኸም ሳርድን ኣብ ቃንዮ ይኹን ኣብ ኻልእ መዓስከራት ነንብር ዘለና ህዝቢ እኮ እና ሕጂ መንግስቲ ነዚኦም ዝኾውን መባኦታዊ ናይ ህወት ነገራት ከማልእ እገዳ ከልክልዎ ድና ክንብል ገዝኦም መድሃንቶም ትምህርቲ ንደቆም ዘመናዊ ዓረብያ ወርሓዊ መሻርፍ ክንገብር ዘይክኣልና ህዝብን መንግስትን እና እኮ እቲ ህዝቢ ምኣኸሎ ነዚ ነገር ከይገብር ግን ኹሉ ግዜ ዝሓላልኾ መንግስቲ..... እዚ እንዳ ርኣኻ ኸመይ ኢልካ ኢኻ ኣብ ዓዲ ኾፍ ክትብል ወታሃደር ኮንካ ወይ ልምዓት ሃገር ከይትገብር ወላ ሓንቲ ዝግበር የለን ኩናት ኣቲኻ ከይትስንክለላ ዝሰንከሉ ዝረኽብዎ ዘለዉ ንርእዮ ኣለና ስለዝስ ኣኣብ ንቕመጠን ሃገራት ዘለዉ ስንኩላን ብሃገሮም ዝግበረሎም ንርእዮ ኣለና...ነዚ ምኻን ንስእን ኻልእሰብ ብዘይ ፍርድ እስርቤት... ሓደ ኣብነት ክህበካ ብተወደድ ሽሕ ግዜ ገበን ይግበር 27 ዓመት ዘእስሮ ገበን መቸም ኣይገብረን እንታይ ኢዩ እዚ ሕጂ ዓመታት ንሃገር ኣብ ቃልሲ.... ናጽነት ምስ መጸት ዓመታት ኣብ እስርቤት.... እዚ እቲ ገ ገዚፉ ኢዩ
@YaAb2016
@YaAb2016 5 ай бұрын
Best song thank you yehwatey❤🥰🙏 God bless our beautiful people and contry 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yikaalobokure482
@yikaalobokure482 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ኤረይ ሃገረይ ንበሪይ ክበሪይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ሰራዊትና ጅግና ናይ ጀጋኑ ጎብለል ኣፍሪቓ❤❤
@aduliszula7991
@aduliszula7991 5 ай бұрын
Yes I remember 1998 to 2000 the defensive of Warsay Ykalo heroes fought against all odds but the strength of Eritrean military is amazing onley few countries can own like Eritrean defences.
@hareguyemane9075
@hareguyemane9075 5 ай бұрын
God bless Eritrea and Eritrean People Glory to our martyrs Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@edentecle818
@edentecle818 5 ай бұрын
Eritrea home of free because the bravest warriors ajokum deki eri jeganu, Awet nhafash peace for Eritrean people 🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@gegerbashay719
@gegerbashay719 5 ай бұрын
መርሓባ ጀጋኑና ደቂ ሪመይ ሓላላት❤❤❤
@selam8217
@selam8217 5 ай бұрын
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ግጥሚ ብጣዕሚ ማሃሪት ንኩላትና ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ብሐድነትና ሸጥ ምዓጣ ሕጃዉን ብሐድነትና ሃገርና ኤረትርያ ስብ አለዋ ናይ ብሐቅ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@gegerbashay719
@gegerbashay719 5 ай бұрын
ኩላኩም ደቂ ኤረይ ላይክን ኮመንትን ከይገበርኩም ከይትወጽኡ ብሽም መንደላይ የዛኻክረኩም ኣለኩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ሸር ክኣ ከይንርስዕ
@Eritrea91.
@Eritrea91. 5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ሸር ኣይንረስዕ ጀጋኑና ሂዎቶም እንዳሃቡስ ነዚ ክንበቅቕ💪✊🤝💐🇪🇷❤️🐪
@abdetsied4702
@abdetsied4702 5 ай бұрын
Thank you ግራይ ምስ ዓነሞይ ክሉ ነብስኩም ጥበ ብ እዩ አሞ ቀጽሉዎ ዘልኣለማዊ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ👍
@merateyjohn7209
@merateyjohn7209 5 ай бұрын
ደቂ 9 ብሄራት 🇪🇷⛪🕌❤ ጀጋኑና ንበሩልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፡ደቂ ሪመይ
@user-lf1ib5jf7s
@user-lf1ib5jf7s 5 ай бұрын
ሃገረይ ሐላዊኪ ዘይድቅስ ዘይታከስ እዩ ኩሉ ግዜ አብ ጸልተይ አብ ልበይ አለኺ ❤❤❤
@CapitanEri
@CapitanEri 5 ай бұрын
ይበል ብሉጽ ስራሕ ሃብተስላስ (ዓይኖመ)፡ ምስ ተስፉ (ግረይ) ኣዝዩ ተዘካሪ ብሉጽ ስራሕ ምስ መሳጢ ኣርትዖት ❤። ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስርሓት ምስ ኣብ ስጡም መስርዕ ። ንበሩልና ክበሩልና በሃራት።
@Azeb4Eritrea
@Azeb4Eritrea 5 ай бұрын
በየናይ ርሶም ክዝክሩ ባዓል ሓንጎል ደርሆ ግዳ ሳላኹም ሳላ ጀጋኑና ስዒራ ወጽያ ኤርትራና ክብረት ይሃብኩም ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻል ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ👍💪💯🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷❤
@alazargebil8045
@alazargebil8045 5 ай бұрын
❤ ❤ ምርሓባብኩም ዓይኖመ ዎ ተስፋይ ውላድ ፋርሶታት ! ።
@Kokob100
@Kokob100 5 ай бұрын
We are proud you deki erey ❤❤🇪🇷🇪🇷
@muluberhe9749
@muluberhe9749 4 ай бұрын
❤❤🇪🇷🇪🇷🐅🐅💪🏽💪🏽ትዓወት ትዓወት ትዓወት አንታ ጅግና ወዱ ኤረየ አንበሳ 🎉🎉🎉🐅💪🏽👏🏿👏🏿🇪🇷🫶🏾🫶🏾⛪️⛪️🇪🇷🇪🇷🐅🕌🕌✅️✅️✅️✅️✅️✅️❤️🫶🏾🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️❤️❤️
@tesfatesfaghiorghis707
@tesfatesfaghiorghis707 5 ай бұрын
Glory to Our Martyrs Eritrea b deqa tekebira tneber!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 kiberu nberu Jeganuna!!!❤❤
@adhanomkahsay
@adhanomkahsay 5 ай бұрын
Very good song ❤❤
@ghenetasmerom631
@ghenetasmerom631 5 ай бұрын
We are lucky and proud to be Eritrea for enemies Eritrea kubur mennet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏾👍🏾💪🏿💪🏿💪🏿💐💐💐🥛👈🏾🥛👈🏾🥛👈🏾💎💎💎💎🕊🕊🕊🕊🕊
@kiflezereabruk6492
@kiflezereabruk6492 5 ай бұрын
We are proud to be Eritrean honour identity ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@ehabhaile467
@ehabhaile467 5 ай бұрын
Thanks Hidmona great chanel love you. 🇪🇷❤️🇪🇷
@yonaskahsu238
@yonaskahsu238 5 ай бұрын
Wawwwwwwwww absolutely Excellent Job❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@aronteame6013
@aronteame6013 5 ай бұрын
ታዓወት💪 🎉🎉🎉🎉ኤርትራዊ 🌹🌹🌹🌹
@fn7619
@fn7619 5 ай бұрын
ካብዚኦም ምኳንካስ ሕብን ኩርዕ ትብል ደቂ መትከል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amlakiesmani3149
@amlakiesmani3149 5 ай бұрын
ታሪክ አቦታትናን አያታትናን ዘይርሳዕ ናይ ጂግንነት ታሪክ ዩ ንዘላለም ክአ ታሪኮም ክስነድዩ አሰሮም ክአ ንወሎዶታት ክወራረስዩ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪👍👍👍
@nebu5224
@nebu5224 5 ай бұрын
Yes 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🥰👌
@Dan-Drar1991
@Dan-Drar1991 5 ай бұрын
Gray & Aynome great job. Glory to our heroes. Victory to the masses 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@GoboWeriez-nn8zo
@GoboWeriez-nn8zo 5 ай бұрын
ጀጋኑ ፡ ጀጋኑ ናይ ብሓቂ ፡ ጀጋኑ ብተግባር ፡ አውረስቲ ኻኣ ፡። ኤረትሪን ፣! አየ እዚ ጀግንነትኩምን ስሬኹምን ፡ እዞም ጎረቤትና ዓጢቆሞ እንተዝኾኑስ ነዛ መሬት ምገልበጥዋ ። ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ኤርትራ ።
@tesfayhabtemicael2024
@tesfayhabtemicael2024 5 ай бұрын
ተስፉ ኪሮስ ኣቦ ጥበብ ጥራሕ ዘይ ኮነስ ንባልካ ጥበብ ኢኻ ሞ ኣምላኽ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን
@user-xu2hl8ll5k
@user-xu2hl8ll5k 5 ай бұрын
Hager salkum dew ila ala. Amlak kulu gize misakum ykun. 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷291
@eseywedieriyyy834
@eseywedieriyyy834 5 ай бұрын
We are proud to be Eritrea Honour Identity!❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🩸🩸🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Eritreans91.
@Eritreans91. 5 ай бұрын
النصر للجماهير، ዓወት ንሓፋሽ።
@user-cs8jb6wu8o
@user-cs8jb6wu8o 5 ай бұрын
ዓሽ ዓሽ ዓሽ ዓሽ ዓሽ ዓሽ ዓሽ ድምጺ ቀደም ሰሚዕና፡ ኣጆኹም ወትሩ ጀጋኑ ኣራካናት ዛ ሓላል መሬር ዓደይ ኤርትራ ትንበረለይ ትቐጽለለይ ንዉሉድ ዎሎዶታት ንዘመናት ን'ኣእላፍ ኣሽሓት ሚልዮናት ዓመታት! ኣጆኹም ኣያታት ሰራሕቲ ቅያታት ስንጮር ምስ ኩርባ ደየብቲ ጎቦታት፡ ደኺምና ዘይወጾም ፍጹም ኩላሳዕ ወናማት ደኺማ ዘይወጾም'ዎ ኩሉሳዕ ወናማት ዕድመን ጥዕናን ንዓሙም ኣያታት ዓይኖመን ተስፉን
@senait4255
@senait4255 4 ай бұрын
ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS 🇪🇷 ♥️ 🕌 🙏🏽 ⛪️ ❤️ 🇪🇷 ♥️ 🇪🇷🤩🇪🇷💞💟🇪🇷💗🇪🇷🥰👑🇪🇷👑🇪🇷💝‼️‼️
@nebu5224
@nebu5224 5 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤሪ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ኣምላኽ ምስ ህዝብናን ሰራዊትናን ይኹን 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰❤️🥰❤️💪✊️
@zeromgebretensae9025
@zeromgebretensae9025 5 ай бұрын
መርሃባ ዓንዲ ማእከል ጀጋኑ ስብ መትከል🇪🇷❤️🌹ንበሩልና ክበሩልና ዕድመን ጥዕናን
@user-ik5mi2dp4z
@user-ik5mi2dp4z 5 ай бұрын
ኤረይ 🇪🇷🇪🇷ሰብ ኣሎዋ 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
@temesgenhadgu5707
@temesgenhadgu5707 5 ай бұрын
Good job ኣሕዋተይ 🌹🇪🇷🙏
@NHM291
@NHM291 5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ❤❤❤❤
@CapitanEri
@CapitanEri 5 ай бұрын
ወዴ ሪመይ ንሓመዱ ኣብ ሓመዱ, ታሪኽ ኣቦታቱ ነቅ ከየበለ ንመጻኢ ኣቀሚጥዎ ይቅጽል ኣሎ። ኣቤት ኤርትራዊ ምዃን, ❤
@user-hm5nv2wl5n
@user-hm5nv2wl5n 5 ай бұрын
Mbel 2yy ❤❤❤🎉🎉 yxhf aleku wellcome deki Erey 🎉🎉🎉
@sobr1677
@sobr1677 5 ай бұрын
❤❤❤ ጀጋኑ ደቂ ሃገር ሓዊ ናትናያ ።
@wobatwaldy5852
@wobatwaldy5852 5 ай бұрын
Eritrea live for ever god bless eritrea 🇪🇷
@Eritreaforeritreans_4131.
@Eritreaforeritreans_4131. 5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ኣናብስ ግራይን ዓይኖመን ክብርን ሞገስን ንሓይልታት ምክልኻልን ህዝቢ ኤርትራን ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ኣምላኽ ሃገርናን ህዝብናን ይባርኽ።
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 5 ай бұрын
ዎው ጥዒም ምዚቃ ❤️❤️🎵🎵🎵❤️❤️❤️❤️❤️🎵🎵🎵👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼
@user-wi3mw9vk3t
@user-wi3mw9vk3t 5 ай бұрын
❤❤
@letinaabraha2856
@letinaabraha2856 5 ай бұрын
ተዓወቱ ደቂ እዛሓላል መርየት ሓቂ ዝዕጣቅኩም ኩሉሳዕ ስዓርቲ ሕጽባት መዓንጣ ደቂ ሓደ ልቢ 💖🇪🇷💖🇪🇷💖🇪🇷💖💪💪💪 ዓወት ንህዝቢ ኤሪትራ💪🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ🙏🙏🙏
@Eritrea455
@Eritrea455 5 ай бұрын
ሰስኑ ደቂ’ዛ ብርኽቲ ዓደይ ኤርትራ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@user-yr6vb5gc3k
@user-yr6vb5gc3k 5 ай бұрын
ኣታ ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@misgnakiflezghi5435
@misgnakiflezghi5435 5 ай бұрын
ክብርን. ሞጐሰን. ንሐይልታ ት. ምክልካል. ኤረትራ. ሃብተስላሰ መቅሰን. ኩሉ. ሕጉሰ. ሰላም. ንህዝቢ. ኤረትራ
@loveeritrea9621
@loveeritrea9621 5 ай бұрын
ኣዲኡ ዘይሃርም ንሓመዱ ኣብ ሓመዱ። ሕጂ ውን ኣሎ ኢቲ ሓየት በዓል ሓሞት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@michalemichale5880
@michalemichale5880 3 ай бұрын
We are grateful for your sacrifices our beloved family for making the impossible possible!
@starthegunners7089
@starthegunners7089 5 ай бұрын
ኣዘኪሮም እስኪ እምበር እኳ ኣበይ ክርስዕዎ ከምዘይርስእዎ እንዲና ጌርናዮም:: እቲ ጅግንነት ዋርሳይ ካብ ይክኣሎ ተረኪቡ ዋርሳይ ንመንደላይ ኣረኪቡ ተወራረስ'ዩ ጅግንነት ኤርትራውነት❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷✅
@user-nc4qd2mh7m
@user-nc4qd2mh7m 5 ай бұрын
ደቂ ኤረይ ሰብ ሙሉእ ሓሞት🥰🥰🥰❤️❤️❤️
@mebrahtubeserat5742
@mebrahtubeserat5742 4 ай бұрын
አቱም ጀጋኑ ሕጹባት መዓንጣ ሕቡናት ደቂ ኤረይ ዓይኒ አባይኩም ይደፈን መቅሰናት ❤
@zewdifesshay7081
@zewdifesshay7081 5 ай бұрын
Deki erey jegnuna ❤🇪🇷🥰🥰👍👍👍💪💪💪❤️❤️🥰🇪🇷🇪🇷
@wedimonguda4417
@wedimonguda4417 5 ай бұрын
እምባሕ ንበል ! ሻዕብያ ምስተፈጥረትዩ እቲዓወት ጀሚሩ ።
@lulakiflemariam4258
@lulakiflemariam4258 5 ай бұрын
I'm so proud to be Eritrean and proud of you my dear Eritrean heroes 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yonathanyohannes2853
@yonathanyohannes2853 5 ай бұрын
How on earth are you willing yourself to associate with evil invaders is beyond my comprehension
@tekleafewerki5437
@tekleafewerki5437 5 ай бұрын
Thanks deki Eri.
@weinibrhane2868
@weinibrhane2868 5 ай бұрын
Yes weskuna bejakum tarkina ..tarik jignenet ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eyasubahta2272
@eyasubahta2272 5 ай бұрын
esey esey abet jigenent deki hagerey. proud to be eritrean❤❤❤❤
@aziebberhane563
@aziebberhane563 5 ай бұрын
ኣናብስ ደቂ ኤረይ ጽቡቅ ስራሕ ኣዘኪርካዮም ወ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@RuftaTsegay
@RuftaTsegay 3 ай бұрын
ኤረትራዉነት ክቡር መንነተ❤❤❤❤❤
@wedihadege1483
@wedihadege1483 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ኤረትራውነት ኪቡር መንንተ❤❤
@GirmayGedam5632
@GirmayGedam5632 5 ай бұрын
Thanks deki erie 🇪🇷💯👍👍💯gray jigna 🤙
@Mike-eritrea291
@Mike-eritrea291 5 ай бұрын
ኩሉ ንዓደይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@meronkuchi
@meronkuchi 5 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ!!❤🇪🇷
@dl4055
@dl4055 5 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤ aye ewe jeganuna kbrn megosn nserawitna,edmen tenan yhabkum fetari terfulu gzie yhabkum er❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@KemalSeid-ks5oq
@KemalSeid-ks5oq 5 ай бұрын
❤❤❤❤ really good work 👏👏👏❤❤❤❤ proud of u 💯👏💯💯💯💯💯💯💯💯💯
@bereketestifanos4604
@bereketestifanos4604 5 ай бұрын
Nice job thank you kiros and aynom
@Feruzmedia
@Feruzmedia 5 ай бұрын
Wow 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑👑
@user-ng2gs6zv3b
@user-ng2gs6zv3b 4 ай бұрын
Kbren mogsen njegnuna wetru Awet Nhafash 🇪🇷🇪🇷💪💪❤️❤️
@EritNatna
@EritNatna 5 ай бұрын
Welcome deqi abeyti❤❤❤
@erena-africa5909
@erena-africa5909 5 ай бұрын
God-bless you, brother 🎵🎶🎶💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-bg6to3cc8f
@user-bg6to3cc8f 5 ай бұрын
alena ajoki eriy لسع هيا في قلوبنة إريتريا 🇪🇷🥷
@asgedomtesfay2290
@asgedomtesfay2290 5 ай бұрын
ብሓቂ ሸፋቱ ሳሕል ኣብ ዓቕሊ ፅበት ተሸሚሞም !! ቀንጠብጠብ ከይትብላ ኢድክን ከይቲቑረፃ !! ሰረቕቲ ጀሪካን ።
@dana.j9062
@dana.j9062 5 ай бұрын
Deki Erey Tsaeda deki halal Meriet!! 💚❤️💙
@KbreKdusan-un3rl
@KbreKdusan-un3rl 5 ай бұрын
ጀጋኑ ሃገረይ ቅሰኑለይ❤❤
@jemanejemane91
@jemanejemane91 5 ай бұрын
Eritrawnet kubur mennet ❤❤❤ U deki Erey abgrayn aynomen blux sirah.
@onelove4923
@onelove4923 5 ай бұрын
በለው መጺዮም ❤❤❤
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ Sabia Sabia Nizehleme Eritrea 🇪🇷 Wedi Afomo Nizehleme anekaratte Eritrea 🇪🇷
@rozinayigzaw6682
@rozinayigzaw6682 5 ай бұрын
Proud of you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
@habtemariamdebesay2559
@habtemariamdebesay2559 5 ай бұрын
Nice deki ere jeganu
@lameksamra
@lameksamra 5 ай бұрын
ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷❤️🇪🇷
ዳማ ብ ኣወል ስዒድ / DAMA BY AWEL SAID
1:10:12
Hidmona
Рет қаралды 232 М.
I’m just a kid 🥹🥰 LeoNata family #shorts
00:12
LeoNata Family
Рет қаралды 18 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
00:25
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 5 МЛН
Did you believe it was real? #tiktok
00:25
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 6 МЛН
Tom & Jerry !! 😂😂
00:59
Tibo InShape
Рет қаралды 57 МЛН
አያ ጆኬር ሓዳሽ ደርፊ
23:28
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 238 М.
#ኣወል_ስዒድ_ይኣክል_2020
11:59
Hidmona
Рет қаралды 485 М.
ስርሒት GAME OVER/ኣወል ስዒድ
45:31
Hidmona
Рет қаралды 421 М.
Пугает людей игрушкой аллигатора в воде
0:14
Короче, новости
Рет қаралды 3,2 МЛН
Khi em gái tôi đắp mặt nạ || Mask of joy #shorts
0:11
Linh Nhi Shorts
Рет қаралды 3,3 МЛН
Пугает людей игрушкой аллигатора в воде
0:14
Короче, новости
Рет қаралды 3,2 МЛН
Арестовали наглых мошенников 🤯
0:52
Фильмы I Сериалы
Рет қаралды 2,7 МЛН
Respect 🤯💯 || Look This 👰🏻#shorts
0:29
GOJU Amazing 99+
Рет қаралды 19 МЛН