No video

ከምዚ’ውን ኔሩ ወላድን ውሉድን ኣብ ነንበይኑ ዕላማ ኣቦኡ ክቕንጽል ዝተኣዘዘ ውፉይ

  Рет қаралды 46,187

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

Күн бұрын

Пікірлер: 140
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 5 ай бұрын
መሳጢ ታሪኽ ጽንዓትን ጅግንነትን፣ መትከል ሓያል ኢዩ❤❤❤❤❤
@russomsemere7088
@russomsemere7088 4 ай бұрын
Eritrea for ever 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️👍👍
@natnaeldesale9707
@natnaeldesale9707 5 ай бұрын
😢😢😢eieh zehzn tarik elaman zmdnan Ab wushtu yrbshwo yhlwu. MESKINAY.
@naboobsprit5638
@naboobsprit5638 5 ай бұрын
ብኤርትራ ጸወታ ዝባሃል የለን መን ይኩን ብዘየገድስ አብ መትከል ጹኑዕ ህዝቢ
@abedeteklay2544
@abedeteklay2544 4 ай бұрын
Mesati tarik eu,,, AB anabiba gna tkolalif aloka kem rieto ember nekefta aykonetin👍🙏🙏🙏
@user-mh9em3vk7y
@user-mh9em3vk7y 5 ай бұрын
ተወፋይነት ዕላማን መትከልን ፍቅሪ ሃገር እዚ እዩ.ህ.ግ ጀግንነት ትብዓትን ተወፋይነት እዩ .
@karamara9641
@karamara9641 5 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@user-lx7hu8ri5m
@user-lx7hu8ri5m 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ዛንታ ። ቑጽሪ ቴሌፎንካ ስደደለይ ። ኣነ ብዙሕ ክሕግዘካ ይኽእል ኢየ ።
@mussiefshatsion9433
@mussiefshatsion9433 5 ай бұрын
እዚ ኩሉ ታሪኽ ዝፈጸመ ህዝቢ ኣብ ስደት ክነብር ካብዚ ዝኸፍእ ታሪኽ የለን
@emanuelgebrehiwet1872
@emanuelgebrehiwet1872 4 ай бұрын
እቶም መራሕቱ ዝባሃሉ ካብቲ ህዝቢ ዘይምኳኖም ውሽጣዊ ሚስጥር ዝኣከቦም ብነብሰምትሓት ዝሳቐዩ ድኹማት አንጻር እዚ ህዝቢ ተንሲኦም እዮም
@emanuelgebrehiwet1872
@emanuelgebrehiwet1872 4 ай бұрын
ፍቕሪ ውድብ ሲ ልዕሊ ቤተሰብ? ክክክክ ድንቁርና
@yosephhabte565
@yosephhabte565 4 ай бұрын
​@@emanuelgebrehiwet1872ካበይ ድኣ’ሞ መጺኦም ኤርትራዊ ዘይነበርካ ኤርትራዊ ኮንካ። ደቂ ሕዝቢ ሰለ ዝኮኑ እንዲዮም በረኻታት ስንጭሮታት ተጋዲሎም ኤርትራ ትባሓል ሃገር ኣብ ካርታ ኣሲፊሮማ አለም ፈሊጦማ ዘለዉ
@brotherhood7899
@brotherhood7899 12 күн бұрын
​@@emanuelgebrehiwet1872 ካብ ህዝቡ ውድቡን ዝኸድዐ ሰብ ምስ ተቀትለ ዘይኮስ ነቲ ነገር'ቲ ምስ ሓሰቦ እዮ ዝሞተ።
@user-zl2ut6uk3u
@user-zl2ut6uk3u 5 ай бұрын
ጽቡቅ ኣቃራርባ ኣጆካ በርትዕ ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ዝበልጽ ኣቃራርባ ንጽበ
@eyobteklu7486
@eyobteklu7486 4 ай бұрын
ጽቡቅ ታሪክ ግን ኣናብባ አንተተመሐዪሽ ደስ ምበለኒ።
@temporary995
@temporary995 4 ай бұрын
ድንቁርና ሃገራውነት ኤርትራ፣ ውሉድ ንወላዲኡ ዝቐትለሉ እዋን
@dawitkeflay2118
@dawitkeflay2118 5 ай бұрын
በጃካ 2ይ ክፈሰል ዘይብላ ደሊካ ርኮቦ ❤❤❤
@Warsay4565
@Warsay4565 5 ай бұрын
ዘስደምምን ጽንዓት ኣብ መትከልን ታሪኽ ኤሪትራኣውያን እዩ!!
@fevenalem647
@fevenalem647 5 ай бұрын
Bay behakie fkrie hagern hzbaui gnbarn kmzi eyu ❤❤❤❤❤❤❤
@alidege301
@alidege301 5 ай бұрын
Kemziom zbelu sebat eyom hji hager dhrit melisoma zelewu. Ezi elama aykonen anxar tefetro mklas yu
@yonas5644
@yonas5644 5 ай бұрын
😂😂😂
@aneskendileteyteklay9800
@aneskendileteyteklay9800 3 ай бұрын
Yes nay bhak kemti abue n hawu zehaleylu nsu ke nebue maer kndzi
@alexanderhabtom7539
@alexanderhabtom7539 4 ай бұрын
ኢዱ እዩ ረኪቡ እዚ ህ.ግ ማዕረ ክንደይ ሩኹስ ምንባሩን ሙዃኑን ኣንጻር ሃይማኖትን ክብርታት ሕብረተሰብናን ዳ ከደ መጽዩ ብከሙ ከኣ ይቅጽልን ኣሎ ወለድካ ኣክብር ትብል ትእዛዝ ጢሒሱ ብሂወቱ ከኣ ይቅጻዓላ ኣሎ ሞ ከኣ ንዑኡ ዘይትከዉን ንዓና ዘይትከውን ናጽነት ኣምጺኡ ንሱ ኣብ ስደት ንሕና ኣብ ስደት ዘሕፍር ታሪኽ።ናይ ሓሳብ ፍልልይ ዘይምቅባል ዘምጾኦ ዕንወት!።
@luwamteklu6416
@luwamteklu6416 4 ай бұрын
Kabzom andenet dika konka
@tekghebru
@tekghebru 4 ай бұрын
ብዕላማ ምስ ወለላዲኡ ተፈላልዩ ዝቐተለ ምድናቅ'ከ እንታይ ክበሃል'ዩ!
@user-yg3fg9ep6s
@user-yg3fg9ep6s 4 ай бұрын
መርገም!
@brotherhood7899
@brotherhood7899 12 күн бұрын
ጅግንነት ይበሃል
@godislove7204
@godislove7204 4 ай бұрын
ኩሉ ንዕላማ። ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 🙋🏽‍♀️🕌🇪🇷⛪️🐪
@teweldeteklay5452
@teweldeteklay5452 5 ай бұрын
ጽቡቅ ኣቃራርባ የመስግነካ ኣብ ኤርትራ ዘይተነግረ እምበር ዘይተገረ የለን ጽንዓት ጅግንነትን ህዝቢ ኤርትራ ነባሪ እዩ ዓወት ንሓፋሽ
@YohannesHagos-nw9uf
@YohannesHagos-nw9uf 5 ай бұрын
መወዳእቱኡ ሲ ኣብ ስደት በልዩ ኢዱ እያ
@meharifrezghi6854
@meharifrezghi6854 5 ай бұрын
ኣብሰውራ ኤርትረያ ዘይተነግረ እምበር ዘይተነግረ የለን'ሞ ኩሉቲ ንፈልጦ ታሪክ ጅግንነት ሰኒድናዮ ንሕለፍ ወለዶታትና ክምሃሩሉ።
@tesfa6273
@tesfa6273 5 ай бұрын
ሓሰዉቲ :ታሪክ ከም አዘንታዊኡ ይባሃል:ጨወይቲ ታሪክ ባአኩም ዝደናገር ወሎዳ የለን።
@awelkernuru5077
@awelkernuru5077 5 ай бұрын
Nay habsha xerfi keytrf d u
@yonas5644
@yonas5644 5 ай бұрын
ካብ ሕወሓት ዶ ከይከፍአ😂😂😂😂😂
@user-wz6vm1pr4f
@user-wz6vm1pr4f 4 ай бұрын
Wawww btami jigna ab seatu
@TewdrosHintsa
@TewdrosHintsa 4 ай бұрын
ዝገርም እዩ
@tesfaymeles4614
@tesfaymeles4614 4 ай бұрын
ጽላለ፡እዩ፡ዝባሃል።
@emanuelgebrehiwet1872
@emanuelgebrehiwet1872 4 ай бұрын
ልዕሊ እዚ ዘሎ ስርዓት ጸላኢ ኤርትራውያን የለን !
@rimgebru5552
@rimgebru5552 5 ай бұрын
Wowowow nay bahki zgerm u
@LIFEstudy777
@LIFEstudy777 5 ай бұрын
Sound system eba gele gbereo ❤❤❤
@Blackcomander6
@Blackcomander6 4 ай бұрын
Great job bro
@zeggaimichael5132
@zeggaimichael5132 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@AbduNurahmed-vh3fl
@AbduNurahmed-vh3fl 5 ай бұрын
Wawwww hager & seb hada eyu so 🩵🩵🩵🩵🩵🩵🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@merhawitesfameskel2757
@merhawitesfameskel2757 4 ай бұрын
ሕማቅ አዲል አዪ አዚስ የህዝን ምስካናይ
@medhaniekflay9813
@medhaniekflay9813 5 ай бұрын
Waww zegerm zanta eiu❤
@user-bj8ks6jf4j
@user-bj8ks6jf4j 5 ай бұрын
ታሪኽ ህዝባዊ ግምባር ክጸሓፍን ክዝንቶን ብሃንቀታ ንሰምዖን ንከታተሎን እኳ እንተ ኮነ ግን ነዚ ምስጢራዊ ዛንታ ጸላእትና ማለት ብፍላይ ተጋሩ ከይማሃሩሉ የሰክፈካ ዩ። ታሪኽና ኣባና ክሕጸር ኣባና ጥራሕ ክውቀጥ እንተ ደለና ውን ታሪክ ዘይብሎም ከይንበሃል ንስከፍ ኣብ መንጎ ክልተ ነገር ተቀርቂርና በቃ በስማኣም።
@user-wm9jf3tu3i
@user-wm9jf3tu3i 5 ай бұрын
ኤ😂
@YohannesHagos-nw9uf
@YohannesHagos-nw9uf 5 ай бұрын
ኣህ 😂😂😂
@settieritrea1991
@settieritrea1991 5 ай бұрын
ምሽ ዶ😅 በየናይ ርእሲ ሰብ ዶ ክኾኑ :: ተጋሩ ደኣ full time አብ ክፍኣትን ሕስድናን እንድዮም ዘሕልፍዎ : ቁሩብ እንተ ዝምሃሩ ካብ ህውከት መዕረፍና ::
@user-bj8ks6jf4j
@user-bj8ks6jf4j 5 ай бұрын
@@settieritrea1991 ብታሪክና ተማሂሮም ሓያላት ክኮኑ ኣነ ብውልቀይ ኣየፍቅድን የ።
@settieritrea1991
@settieritrea1991 5 ай бұрын
@@user-bj8ks6jf4j ለባማት ክኾኑ ባ ንደሊ ሰብ ሰብ ክጨንዉ 😊
@teklitfecadu9306
@teklitfecadu9306 5 ай бұрын
ቅኑዕ ዩኩን ጌጋ ቅድሞ ኤርትራ 🇪🇷🩸💪🏾❤️🕌🇪🇷⛪️❤️🇪🇷🩸💪🏾❤️☝️
@natutewelde8912
@natutewelde8912 5 ай бұрын
How can I trust that this is real
@AkliluTsembel
@AkliluTsembel 4 ай бұрын
It is fiction
@brotherhood7899
@brotherhood7899 12 күн бұрын
ቅያ ህዝባዊ ግንባር ዘይተዘንተወ እምበር ዘይተገብረ ይለን።
@natutewelde8912
@natutewelde8912 12 күн бұрын
@brotherhood7899 noee yenaesom aykonkun zeleku....gna history is history
@mhretabghrmay6736
@mhretabghrmay6736 4 ай бұрын
Nay Bihaqi Jigna Qdmi Kulu Hager Thalu. Eta Qendi Gega Koyna Ztesemaetni Gn Eti Awtista Ms Aboka Krshen Neruwo. Muknyatu Ms Ahwatkan Ms Betesebkan Ktxalae Zgebere Nsu Eu.
@rimon1238
@rimon1238 4 ай бұрын
ርጉማት ዘርኢ
@temesgenasrat5005
@temesgenasrat5005 4 ай бұрын
Welcome
@filimontsegay6660
@filimontsegay6660 4 ай бұрын
Aresti nayza Film entay tbl
@AbelAbraham-zk2pm
@AbelAbraham-zk2pm 4 ай бұрын
ኣንቢብካ እካይካ ዘይትክእል ከመይ ዝበለ ታሪክ ሕምስምስ ኣቢልካዮ
@lovemeasyourself6148
@lovemeasyourself6148 4 ай бұрын
kemzi aynet tarik shapbiya degagmena kibri niswuatna
@YohannesHagos-nw9uf
@YohannesHagos-nw9uf 5 ай бұрын
ዶናቁር እዚ ታሪክ ኢልኩም ኣምጺኩሞ 😢😢😢
@emanuelgebrehiwet1872
@emanuelgebrehiwet1872 4 ай бұрын
ናይ ሓሶት ዛንታ ምኳኑ ዝኾነ ሰብ ክፈልጦ ይኽእል ሕጂ ኣዝዮም በሊሖም ንባዓል በየነ ርእሶም መጸናንዒ እዩ ክክክ
@amanielu4216
@amanielu4216 5 ай бұрын
ኣቡኡ ንኢሰያስ ኣፎርቂ ማሕበር ኣንድነት ኢዩ ኔሩ ክሳብ ዝመውት ስለ ምንታይ ድኣ ኢሰያስ ኣፎርቂ ብየሕዋቱ ጌሩ ነቡኡ ዘይቀተሎ ? ሕቶ ኣለኒ ነዞም መትከል እንዳ በልኩም ሑሉፋት ሃገራውያን ክትኮኑ ትፍትኑ ዘለኹም ዘይስንኻ ሑጻ ቆርጥመሉ ይብሉ ኣቦታት ክምስሉ ብዝኾነ እዚ ነቡኡ ክቅንጸል የሕሊፉ ዝሃበ ሰብ ብጣዕሚ ሕማቅ ማዓልቲ ውዒሉ ።
@yonas5644
@yonas5644 5 ай бұрын
ሸንካ ደቅስ ሕልኩስ ሓሳዊ
@Ayngage
@Ayngage 4 ай бұрын
N ANDNET ZENEBERU AYKRTLUN EYOM NEYROM. MIS DERGI ZTEHABABERU NZENEBERU? YES!
@israelloveisraellove125
@israelloveisraellove125 5 ай бұрын
ሕጂ ተዝኸውን ኣኮነን ኣቦኻ ክትቀትል ነዛ ረሳሕ ውድብ ኣይምተቃለስካላን እንታይ ፈድያትካ ኣብስደት ክትበሊ ፈሪዳትካ ስድራኻ ኣስኢናትካ
@settieritrea1991
@settieritrea1991 5 ай бұрын
ወይ ታሪኽ 😢 ዝገርም ብጣዕሚ ዝገርም እዩ :: ኣጆኻ ሓወይ ምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ስድራኻ ኢና :: |🇪🇷 R. E. S. P. E. C. T 🇪🇷|
@Zeytenebemexhaf
@Zeytenebemexhaf 3 ай бұрын
Mergem snku eyu zbahal ezi,ab ktlet abou edu ketu ayneberon.b kaliot kifxem zgbae,
@TarikEri
@TarikEri 4 ай бұрын
Hade barya Hawobo Aleni neay ka😭💙🌿
@soliyoki9175
@soliyoki9175 3 ай бұрын
Wedi meslsha seray
@TarikEri
@TarikEri 3 ай бұрын
Mlsha srnay kemzi iyu dxhaf​@@soliyoki9175
@user-ok6ow6if3l
@user-ok6ow6if3l 4 ай бұрын
Eti kedae sebay xubuq nere blasfa bzey fre hzbawi tenbar
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat 4 ай бұрын
😂😂😂😂😂 paw nebeu ketilu si kem jignnet mesilwo emo hji etom zmkhalom zelo kabti Abeu zgebero ንላዕሊ ይገብሩ ምህላዎም ይርድኦ ይከዉን ሕጇ
@honeygere5988
@honeygere5988 4 ай бұрын
Azi klu trik geiru ab sdet 😢
@duhberhe9991
@duhberhe9991 5 ай бұрын
Kemza channele eza wegenawit rie ayfeltin ye ab Eritrea tarik hizbawi gmbar tray aykonen neru gin eskum Bergen ztelaetetkum sle zkonkum nay hizbawi gmbar tray ekum tdelyu tehznu
@user-kw3eg4fd6m
@user-kw3eg4fd6m 4 ай бұрын
Anabbaka neti tarik abalashwo
@macherhiintertaiment7160
@macherhiintertaiment7160 3 ай бұрын
Elama hsum u nay bhaki ezi kulu tarik menti eza halal hagere sematat u wetru hagerey ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@henokabrham8782
@henokabrham8782 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AlemsegedTeame
@AlemsegedTeame 5 ай бұрын
Kkkkk denqero neboka tqetl
@tesghazeremariam3887
@tesghazeremariam3887 5 ай бұрын
❤❤
@solomonengdom1155
@solomonengdom1155 3 ай бұрын
ታሪክ ክድዓትን ጅግንነትን ዝሐለፎ ገድሊ ኤርትራ ሐቀኛ ፍጻመ ናይቲ ገድሊ ዝሐለፎ መስገደል ክትጽሕ ሐያል ዝገብሮ ብዙሕ አለዎ ምናልባት ምስ ግዘ ይጸሐፍ ይከዉን ግን መሕረቅን መሐጎስን ታሪክ አለዎ ።
@lulamozulo5358
@lulamozulo5358 4 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷abssa Eritrwent kebur menent
@yonimiki1020
@yonimiki1020 5 ай бұрын
ሱቅ ኤልና ኣይኮናን ሸፋቱ ንብሎም ሕጂ አዚ የሕዋቱ ኣዘክትሙ ኤሙን ባርያ ኢሰያስ ክኸውን ይገርም ዘሕፍር ታሪክ
@yonas5644
@yonas5644 5 ай бұрын
ታሪክ ሕወሓት 😅😅😅😅😅
@user-uo8pr3oj5g
@user-uo8pr3oj5g 5 ай бұрын
ክክክክ እቲ ዝተቀትለ ኣቦኻ ድዩ ኾይኑ ክንድዚ ኣሕዚንካ😅😅😅
@LaganaEritrea
@LaganaEritrea 5 ай бұрын
ውውው❤
@temesgen8650
@temesgen8650 4 ай бұрын
Please anabbaka gna ameararyo mesati aykonen 🙏🙏🙏
@bentekle2642
@bentekle2642 3 ай бұрын
ኣብቲ ታሪኽ እንተ ኣተኮርና ይሓይሽ
@user-ol1ru5ep6h
@user-ol1ru5ep6h 4 ай бұрын
is it true 🤔🤔🤔
@SleepyElephant-qs4lj
@SleepyElephant-qs4lj 5 ай бұрын
Shebyaa arawit hawie hafeti abo ade Sebyti sebaey endafelaleyu fah betaen aetmula eyom. Eti zehzenka kaa zeytinberla mekanu eyu . Ezi naey jegnent aykonen ezi naey denqurena eyu . Ayhafern kaa abuu qetilus behiwet yenber alo😢
@yonas5644
@yonas5644 5 ай бұрын
አምኒ ትድርቢ ዘለካ ኣይተረደኣካን ማለት ዱ
@user-rt7gs1st6h
@user-rt7gs1st6h 5 ай бұрын
ሃገራዊ መትከል ሓያል እዩ። ብተወሳኺ በዞም ዕንጩሉቒት ከድዓት ኣይትገረሙ። በዓል ጆን ብላሽን በዓል ሰይጠነን በዓል በነነ ሊስትሮን. ...ወዘተ። ከዳዓት ዝነበሩን ዘለዉን እዮም። ግን ወትሩ ሓፋሽ ኤርትራ እዩ ዝስዕር።
@mestewalie6479
@mestewalie6479 4 ай бұрын
ውፃእ ተካል ገፅካ አቦይ ቀተልኩ ሰበይተይ አብ ጉድጓድ የሕሊፈ ምሀብ መርዛማት
@user-fc8jq3mu1l
@user-fc8jq3mu1l 4 ай бұрын
Gual diki Wala wedy naka wen ab gudguad kenetweka ina
@sh.1528
@sh.1528 4 ай бұрын
እዚ ዝተረኽካዯስ ልቢወለድ ድዩ? ክእመን እንተድኣ ደሊኻስ ልክዕ ስም ናቲ ከዳዕ ንገረና:: ካልኣይ ነገር ከኣስ: ከምዚ ዓይነት ምስጢራዊ ሰብ ኣብ እንዳባር ርኽብ ኣቢሉካስ እዚ ኩሉ ምስጢር ናይ ስሪሒቱ ከምዚ ጌሩ ክነግረካ ዘይእመን እዩ:: ኣይትተሃመል ስማዒ ኣብ ስውራ ብዙሕ ነገ ተጌሩ እዩ እንተ ተባህለስ ከምዚ ጌርካ ፈጠራዊ ታሪኽ ግን ኣይግድን
@samsonberehe7421
@samsonberehe7421 4 ай бұрын
Ooooo maoo
@luwamnatey245
@luwamnatey245 4 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷❤❤
@kokobbrhane9674
@kokobbrhane9674 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@robelnegassi7791
@robelnegassi7791 4 ай бұрын
Xbuk tarik gun qrub qdmi mzrgahka chek gbero qrub ab Mnbab
@teklebarey5922
@teklebarey5922 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@ghirmaihaile7910
@ghirmaihaile7910 5 ай бұрын
The cheapest one
@aminegebreyo4660
@aminegebreyo4660 5 ай бұрын
ሻዕብያ ዝኣመነን ማይ ዝሓቆነን ኩሉ ሓደ
@Robielghilay-fp1dg
@Robielghilay-fp1dg 5 ай бұрын
@Robielghilay-fp1dg
@Robielghilay-fp1dg 5 ай бұрын
@yonas5644
@yonas5644 5 ай бұрын
ሕወሓትካ ሒዝካ አልግስ ቆማል
@hansgebre2712
@hansgebre2712 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@meseretberhe2964
@meseretberhe2964 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ኢኻ ተሕዝን!! ከሙኡውን እቶም ነዞ ከም ቅኑዕ ሓሲቦም ዘድንቁ ዘሎዉ ፡ድኹማት ርእሲ፡ ቅሩብ ሕስብ እሞ ኣብልዎ፡ ንወላዲኡ ኣሕሊፉ ዝሃበ ከም ይሁዳስ፡ ጅግንነት ትብልዎ እንተኾንኩም፡ ንስኹም ምስ ምንታይ ትቑጸሩ? ህግደፍ ሕጂ ውን ጌና ካብ ርእስኹም ኣይወጸን፡ ህዝብኹም ኣብ ስደት ኣስፊሩ ጠንቂ ድኽነት ዝገበር ስርዓት ክትድግፉ፡ ብጣዕሚ ዝገርም ኢዩ። እዚ ርሙስ ስርዓት ምስ ተኣልየ ግን እንታይ ክትገብሩ ኢኹም?
@okubaybrhane3762
@okubaybrhane3762 4 ай бұрын
@Ayngage
@Ayngage 4 ай бұрын
MEASS EYU KIELE? DHRI SALSAY WEGE ALEM? (AFTER 3RD WORLD WAR?)
@user-ch9cl6mv1q
@user-ch9cl6mv1q 4 ай бұрын
ንስኻ ክትድገም ዘይግባኣካ ጸረ ደቂ ሰብ ምጭዋይስ ዳሓን ናይ ዕላማ ምበልናዮ ኣቦኻ ኣቤሎ ዘይምፍላጥካ ግን ሓደ እንቅርቢዒት ታኣሊኻላ እዛ ሃገር
@AlmazTekie-kc9vm
@AlmazTekie-kc9vm 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Salemlove2016
@Salemlove2016 4 ай бұрын
እንታይ ዝሕብን ታሪክ ኮይኑ እዚ ሓተላ ታሪክ እምበር ታሪኮም ይቦቆስ በላዕቲ ሰብ & እንተ ንስካ ግን please ናብ ቀዳማይ ክፍሊ ተመሊስካ ኣናብባ ክትምሃር ኣለካ
@Merhawi-rn3go
@Merhawi-rn3go 4 ай бұрын
ክምዚ ኢዩ ታሪኽ ደቂ ኤረይ ንሕናን ንሕና ኢና ደቂ ታሪኽ ደቂ ጅጋኑ ❤❤❤ 10፡00
@asterhabtemariam4176
@asterhabtemariam4176 5 ай бұрын
Tareik eritrean gelxeka zaywedea
@user-cj4zv3gf3f
@user-cj4zv3gf3f 4 ай бұрын
🇪🇷💪🇪🇷🫶🇪🇷❣️🇪🇷✌️
@amoratubeeagle7627
@amoratubeeagle7627 5 ай бұрын
Is it real 😢😢😢😢😢omg
@mestewalie6479
@mestewalie6479 4 ай бұрын
ሻዕብያዊ አተሓሳስባ ስድራኻ ንምቕታል ብስሚ ብጎዞሞ አመና ዝሓለፎ ዕሽነት ድዩ ገለ ዐይነት ሕብረተሰብ
@karamara9641
@karamara9641 5 ай бұрын
ምስ ኣቦኻ ክትከዉን ነሩካ ምስ ሸፋቱ ሳሕል ምዉጋን ተጋጊኻ ሸፋቱ ሳሕል ኣንጻር ፉጡራት ዮም
@emanuelgebrehiwet1872
@emanuelgebrehiwet1872 4 ай бұрын
ናይ ሓሶት ታሪኽ እዩ ክክክክ መን ኢልካዮም እኳ እገለ ኣይብሉኻን እዮም ናይ ሓሶት ታሪኽ
@biniamberaki8513
@biniamberaki8513 4 ай бұрын
መርዛማት ሰብ ዘይኮኑ እዞም ሻዕብያ ሰበይትኹም ደቅኹም ኣቦኹም ንመን ትገድፉ ሓሰዉቲ
@user-lq8dm9qh9k
@user-lq8dm9qh9k 5 ай бұрын
ባህጉ ወታሃድር ክእከዉን ዩ ትሚቱ ቱርጉም ዉትህድርና ግን ይፈልቶ ኣይ ነበረን ወታሃድር ክእከዉን ንወላዲኡ ቀቲሉ ሕጂ ካ ኣደዳ ጋሂ ኪይኑ ሕማክ ታሪክ
@HabenMeseret
@HabenMeseret 4 ай бұрын
Ny bhakti des zebel trariek
@Senaytemene234
@Senaytemene234 5 ай бұрын
ሕቶ ኣለኒ ግን ብምንታይ ክረክበኩም ይከኣል ዝከኣል እንተ ንትኩም ኣድራሻ ጸሓፉለይ
@Ayngage
@Ayngage 4 ай бұрын
Comment ayebbun eyom. AYTDKEM.
@AffectionateArmadillo-wq4gd
@AffectionateArmadillo-wq4gd 5 ай бұрын
ገጽኩም ትርሓቅ ንኣቦካ ምቅታል ሲ ምውፋይ ንምንታይ ዲካ ትቃለስ ንስካን ወለድካን ህዝብካን ክቀስን ዘይኮነን ።
@teklehabtemicheal7741
@teklehabtemicheal7741 5 ай бұрын
Aygermekan dhri Familie wala hawi zeyataw dhreka dhri Familie btami ayu zehzn
@user-mh9em3vk7y
@user-mh9em3vk7y 5 ай бұрын
ልዕሊ ኹሉ ሃገሮም አፍቂሮም ብተወፋይነት ነዛ ሃገር ዘረከቡና ክብሪ ይግብኦም.
@henokabrham8782
@henokabrham8782 5 ай бұрын
መጋል
@user-uo8pr3oj5g
@user-uo8pr3oj5g 5 ай бұрын
ኣይ ደንቆሮ ኣቦ እኮ ቀታሊ ሰብ እዩ እንታይ ደኣ ክገብርዎ ደሊኻ
@solotess5624
@solotess5624 4 ай бұрын
Liars😂😂😂
@eyobsemhar694
@eyobsemhar694 4 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@Maly105
@Maly105 4 ай бұрын
😢😢😢😢😢
@YohanaEstifanos-mt8sx
@YohanaEstifanos-mt8sx 4 ай бұрын
Ehi entay koñka wedi dergi sle zkonka dika
@NatnaielAndemikaiel-iu4wl
@NatnaielAndemikaiel-iu4wl 4 ай бұрын
Herqan enber tarikom zeykone bro
@eyobsemhar694
@eyobsemhar694 4 ай бұрын
@@YohanaEstifanos-mt8sxኢሂ ወድዛ ደንቆሮ ነቡኡ ቀቲሉ ሃገር ከምጽእ ዝኽእል ሰብ የለን፡ ምስ ናትካ ሰብ ብምርድዳ እምበር ብምቕትታል ዝግበር ዓመጽ እዩ ፡መቀጸልታ ናቱ ድማ ነንሕድሕዶም ተጣፊኦም ህግደፍ ቀተልቲ ሰብ።
@emanuelgebrehiwet1872
@emanuelgebrehiwet1872 4 ай бұрын
ሓሶት ሓሶት !
А ВЫ УМЕЕТЕ ПЛАВАТЬ?? #shorts
00:21
Паша Осадчий
Рет қаралды 1,9 МЛН
what will you choose? #tiktok
00:14
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 6 МЛН
Люблю детей 💕💕💕🥰 #aminkavitaminka #aminokka #miminka #дети
00:24
Аминка Витаминка
Рет қаралды 499 М.
Meet the one boy from the Ronaldo edit in India
00:30
Younes Zarou
Рет қаралды 19 МЛН
ኢራብ እታ ተባዕን መልክዐኛን ሰላዪት ሻዕብያ
51:51
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 57 М.
ጉዕዞ ናጽነት - Guezo Natsinet
38:05
Eri Meskerem
Рет қаралды 9 М.
А ВЫ УМЕЕТЕ ПЛАВАТЬ?? #shorts
00:21
Паша Осадчий
Рет қаралды 1,9 МЛН