ካልእ ኣኼባ ማእኸላይ ኮሜቴ ህወሓት?

  Рет қаралды 20,785

Tigrai Press

Tigrai Press

6 ай бұрын

Analyzing the Latest TPLF Central Committee Meeting: Insights and Developments!
Please join this channel to get access to perks: / @tigrai_press
Please consider supporting Tigrai Press through Zelle at 480-729-0588
Email: TigraiPress@gmail.com
Twitter Page: / tigrai_press
Facebook page: / presstigrai
Facebook Profile: / bisrat11
#Ethiopianews #Eritreanews #SeifuOnEBS #Tigraitv #BBC #VOA #EAL #JawarMohammed #KushMedia #OMN #CNN #Somalinews #Somaliland #AsmaraEritrea #IsiasAfewerki #TheHeritageFoundation #GetachewReda #DebretsiyonGebremichael #Biden #GeneralWorede #GeneralTsadkan #AwrambaTimes #DawitKebede #DrShinn #LidetuAyalew #StalinZaraMedia #EthiopianAthleticsFederation #EphraimIsaac #RedSea #Asmara #Mekelle #DiasporaAgainstChildHunger #InternationalCommissionofHumanRightsExperts #TigrayanChurch #EOTC #OromiaChurch #TPLF #TigrayGovernment #IntremAdminstrationofTigray #TDF #DawitWeldegiorgis #OLF #ENDF #TDF #SudanWar #StateDept #WaElaTigray #TigrayGlobalProtest #AmharaProtest #FestivalTigray2023 #Ashenda2023 #Amhara #EthiopianParliament #Weyane #ZeresenayAlemseged #EmperorHaileselassie #MengistuHaileMariam #MelesZenawi #HaileMariamDesalegn #TigraiPress #UAE #SaudiArabia #KingCharles
If you're interested in enhancing your social media experience with StreamYard software, please click the link below. Want to create live streams like this? Check out StreamYard: streamyard.com/pal/d/48265866...

Пікірлер: 269
@yohannesestifanos9504
@yohannesestifanos9504 6 ай бұрын
ኣነ ከም ኤርትራዊ ክዕዘበኩም ከለኹ ተጋሩ አዞም መራሕትኹም ኣብ መጨረሻ ነንሕድሕዶም ክቃተሉ አዮም፡ አቲ ህዝቢ ትግራይ ግን ኣምላኽ ይታዓረቆ።
@kidanehaddish
@kidanehaddish 6 ай бұрын
ፖለቲኮ ካብኡ ንላዕሊ መሪርዩ ብኣፈሙዝ ግን ኣይፍታሕን ። ንቃተል ተንኾን ቀደምዩ ኔሩ ሕዚ ድኣ ብዙሕ ሶጊምናኮለና ሓወይ። እቶም ተጋሩ ዝመስሉኻ ከም ኢሳያስ ሸዋውያን ተጋሩዮም ነቒሕናሎም ውሑዳትዮም ተሳዒሮምዮም።
@eldanaliyalewamkidstv7587
@eldanaliyalewamkidstv7587 Ай бұрын
Besrat Tigray press, I am proud of you You are hero Tigrawai Go ahead brother….
@user-fs7uo1hd7w
@user-fs7uo1hd7w 6 ай бұрын
ዝረብኡ ከየዋዳእካዮ ፣ካልእ ጥያቄ ምቅራብ ካብ ሓቂ ንምህዳም እዩ እምበር ፣ዘረበኡ ኣይተቃርፆ እባ? ብስራት ኣማረ ኣታ ጅግና ተጋዳላይ እቲ ሓቂ ዘርግፎ።
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 2 ай бұрын
ምፅራፍ ዶ ጅግነት ድዩ?ብፅሊኢት
@A.abraha3712
@A.abraha3712 6 ай бұрын
ብሰራት ጋዜጠኛ ጠያቂ መሲልካ አይተዳናግር
@eldanaliyalewamkidstv7587
@eldanaliyalewamkidstv7587 Ай бұрын
Tigray press is the best and best media You are very conscious and articulate media
@mebrahtugebrwubet7871
@mebrahtugebrwubet7871 6 ай бұрын
Good and Tigray people centered Q&A. ተባረኹ ኣሕዋተይ.
@Erifutuer
@Erifutuer 6 ай бұрын
PIA SAYING HEXBO WEYANE ONES FOREVER. THE GAME ALREADY OVER.
@zewde2708
@zewde2708 6 ай бұрын
ስለምታይ ተዐንቅፎ ክዛርብ ከሎ ነዓኻ ዝምቹ ድኻ ክዛረብ ደልኻዮ ብስራት ዓዳሚ ነጋዴ ሚድያ ተገጥምካ ኣለኻ መን ምኻንካ T.p.L.F 100%
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 2 ай бұрын
ህወሓት ሙኻን እኮ ጅግንነት እዩ ነጋዴ ክትብልዮ ሱቕ ኢሉ ክሰምዕ የብሉን ሓቂ ከውፅእ አለዎ ሚድያ
@tigestlemlem1531
@tigestlemlem1531 6 ай бұрын
LONG LIVE THE TPLF.
@teweldenugusse175
@teweldenugusse175 6 ай бұрын
What kind of activist is he, you have to listen and give him a chance to explain. Don’t make your listeners bored. Thanks
@eldanaliyalewamkidstv7587
@eldanaliyalewamkidstv7587 Ай бұрын
Tigray press is hero’s media
@waltazinabu9203
@waltazinabu9203 6 ай бұрын
ንምንታይ ዘይትሰምኦ
@waltazinabu9203
@waltazinabu9203 6 ай бұрын
ትኽክል እዩ ስለ እቲ ፓርቲ እዩ ዘጨንቐካ ዘሎ ስምአዮ እንዶ እመ አነውን ክከታተለኩም
@user-gm1pw4dt5l
@user-gm1pw4dt5l 6 ай бұрын
First who invite Generals to participate in the meeting.
@user-us8db1sf5x
@user-us8db1sf5x 6 ай бұрын
respect, give enough time your expert guest.
@geezStandard
@geezStandard 6 ай бұрын
Bisrat Kebede you have to give him a chance or time to clarify his point of view, after he finishes you can confront his idea.
@eldanaliyalewamkidstv7587
@eldanaliyalewamkidstv7587 Ай бұрын
Tigray is the best media
@aregawigidey9364
@aregawigidey9364 5 ай бұрын
ብስምዒትን ብፅልእን ሓሳብካ ምግላፅ ንአና ትምህርቲ ኣይህበናን! ተጋደላይ ብስራት ካብስምዒት ነፃ ኾንካ ኢኻ ሓሳብካ ንህዝቢ ክተቕርብ ዝግባእ! ተዘይኮይኑ ተራ ፅልኢት ጌርካ እዩ ዝውሰድ፡፡ ንህዝብና ድማ ጠቓሚ እዩ ኢልና ኣይነኣምንን
@hadushgebrezgiher1431
@hadushgebrezgiher1431 6 ай бұрын
ንስካ እውን ንገሊኦም ወኪልካ ኢካ ትዛረብ ዘለካ ኣቶ ብስራት🔥🇻🇳🔥🇻🇳🇻🇳🔥🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@user-tm9uh2ns9d
@user-tm9uh2ns9d 6 ай бұрын
ሓታቲ መን እዩ ተሓታቲስ መን እዩ?
@yemanemeles2988
@yemanemeles2988 6 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣያና ተጋ/ብስራት።
@user-qv7hn3rv2d
@user-qv7hn3rv2d 6 ай бұрын
Tegadalay Besrat, hats off to you, sir, True grit, a legend
@gimjaamare509
@gimjaamare509 6 ай бұрын
Thanks Tegadalay Bisrat Amare. Your analysis and clarification is excellent. God bless you.
@user-us8db1sf5x
@user-us8db1sf5x 6 ай бұрын
the guest looks expert, give him enough time to speak. dont interrupt him.
@danieltesfai5112
@danieltesfai5112 6 ай бұрын
Bisrat dont lnterrupt.
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 5 ай бұрын
ይበል ብስራት ከበደ ንገሮማ ብፅሊኢት እዩ ዝዛረብ
@user-yc6fv8dt1l
@user-yc6fv8dt1l 6 ай бұрын
ቆንጆ ሀሳብ ለትግራይ ልጠቅም
@hamelmalkahsay1535
@hamelmalkahsay1535 6 ай бұрын
አኸባ አኸባ ታይ እዩ መዓቱ አይአክሊዶ ? ስራሕ ዶ አይመሐሸይ ?
@negassiabraha6724
@negassiabraha6724 6 ай бұрын
You are not journalist .you don't have to argue to Bsirat just ask him in different angle.
@sebkunmedia2
@sebkunmedia2 6 ай бұрын
ዋይይይይ ብስራት ግን😅😅 ዓቕልን ዶ ንእሽተን ተሓባበረና፣፣😅😅
@soloda6917
@soloda6917 6 ай бұрын
ጥዕና የብሉን እዚ ሰብአይ ምስ ከምዚኦም ዝበሉ ሰርዓት ዘይብሎም ሓሳቦም ክዛረቡ እምበር ናይ ሰብ ሓሳብ ክሰምዑ ትዕግስቲ የብሎምን።ንሰብ ክብሪ ዘለዎ አይመስልን።ብስራት ከበደ ቀፅለሉ ክብራህራህ ዝግበኦ ከብራህርህ አለዎ ተዘይኮነ ናይ ባዕሉ ሓሳብ ብቻ ተዛሪቡ ክኸድ የብሉን
@Hantiya03
@Hantiya03 6 ай бұрын
Finally, It was an awesome interview
@user-ze8kw4fx8g
@user-ze8kw4fx8g 6 ай бұрын
Bsrat kebede you have to read bro
@mesgnawabebe3071
@mesgnawabebe3071 6 ай бұрын
Is Biserat the bold man politician pro Gebrewahed or journalist 🤔?
@tigraionline
@tigraionline 6 ай бұрын
ኣብዪ ኣሕመድ ብህዝቢ ዝተመረፀ መንግስቲ ትግራይ ኣፍሪሱ መንግስቲ መስርቱ ክብል ኣይኽእልን ከምኡ እንተዝኸውን ድሕሪ ውዕል ፕሪቶርያ 60-90 ማዓልቲ ሓፈሻዊ መረፃ ምተገበረ ኔሩ
@adisu323
@adisu323 6 ай бұрын
Bistat press is frightened ,have confidence
@teklitgebremeskel5934
@teklitgebremeskel5934 6 ай бұрын
ደንቆሮ ህንፃ ምህላውን ዘይምህላውን በዕድሜ ዓብዪ ወይ ንእሽቶ ብዝብል ድንዙዝ ኣተሓሳስባ ኣይሰርሕን ፍልጠት ክእለት ሓቅነት ጥራሕ እዩ መመዘኒ በዓል ስልጣን ክኮን ዝግበኦ
@andemariam1763
@andemariam1763 6 ай бұрын
Bsirat Anare banda
@danielg.michael6594
@danielg.michael6594 6 ай бұрын
አንታ ርእሲ ዕንጉለ ዝኮነ አረጊት ።ማእከላይ ኮሙቴ ክፈትሖ ዘይ ካአለ ደአ መን ይፍትሓዮ?
@bird1144
@bird1144 6 ай бұрын
ማርክሲዝም ካብ ሙሉል አለም ጠፈው አብ ትግራይ ግን አሎ
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 2 күн бұрын
ባባ ብስራት 40 ቁስሪ ዳይቨር ተጠቐሙ አብ live እናሃለኩም ከይምልጠኩም!!!!!!!!!
@fitsumtesfay4327
@fitsumtesfay4327 6 ай бұрын
ደናቁርት...ልሙፃት ርእሲ አይተፅሙሙና
@haftamumengistu8436
@haftamumengistu8436 6 ай бұрын
ጀግና በተለይ ኩሉም ነጋድየ አሎዎ ዝበልኻዮ ጉጅላው ሚልኽ ልማት ዘስገኦም እዮም ስርናይ ልመና ዝጀሀሩ ዝሰርቁ ዘይሰርሑ ዘይአስርሑ
@getachewhailu6828
@getachewhailu6828 6 ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ብስራት ኣማረ
@meseretabrham4008
@meseretabrham4008 6 ай бұрын
ሃዳሚ
@romankushite4116
@romankushite4116 6 ай бұрын
HEh, b'id sheyttawnti do kqtel nerwo?
@GTesfa-yj9cd
@GTesfa-yj9cd 5 ай бұрын
ህወሓት ክፈትርስ ዝደሊ የለን። ግን ህወሓት ክትህደስ እቲ ዓቅሚ ዘይብሉ ፈፃሚት ክወርድ ብሓዱሽ ወልዶ ክትካእ ድሌት ኣብዝሓ ትግራዋይ እዩ።
@rimeydejen4140
@rimeydejen4140 7 күн бұрын
ሕገ ውን ከምዙዩ ክኽውን ዘለቀ ኢሉ ክውሰን ይደሊ አሎ. ጠላም ሞራልን ሓላፍነትን የብሉ። ብሰራት እትቦ ህዝበ ዝጠቅም ሐሳብ የለን።
@user-cv2mh6yc3d
@user-cv2mh6yc3d 6 ай бұрын
ብስራት ከበደ ትደማመጹ ንሰም ደሞ አወድዐየም
@aregawigidey9364
@aregawigidey9364 5 ай бұрын
ንሕና ናይ ህወሓት ጉድለታት/ጥፍኣታት ጠፊኡና ኣይኮነን፡፡ ብጎኒ መፂኻ ንሕና ኢና እንፈልጠልካ ህወሓት ወጊድ በል ዝብል ወይ ባንዳ እዩ ወይ ድማ ግዝያዊ ገንዘብ ተኸፊልዎ ዝሰርሕ እዩ፡፡ ንሕና ህወሓት በመረፃ ጥራሕ ክትእለ እንተዘይኮይኑ ብጉልበትን ዋጭዋጭን ኣይንቕበልን፡፡ ጀነራላት እውን እዙይ እዮም ዝበሉ፡፡ ንስኻ ንዘይብላዕ ስልጣን ዓገግ ኣይትበል፡፡ ህወሓት ምንባርካ ድማ ኣይትኽሓድ፡ ከኹረዐካ እዩ ዝግባእ!
@disneychannel9115
@disneychannel9115 6 ай бұрын
Are you Journalist or a detective police. You not asking questions you are arguing with Bisrat Amare.Just ask him and listen to him. Bisrat Kebede you just nuts.leave him explain the issue. You just like pumping head.
@tigestlemlem1531
@tigestlemlem1531 6 ай бұрын
Party procedures not designed for criminal traitors, Tigray fortunate to have selfless Generals.
@danielg.michael6594
@danielg.michael6594 6 ай бұрын
መንኦም እዮም መናእሰይ እቲ ናይ ዉስኪ ጉጅለ ??????
@gebregziher
@gebregziher Ай бұрын
ብስራት ኣማረ ናይማን ኣሪጉ ወይ ድማ ግልፂ ዝኾነ ልኡኽ ብልፅግና ዝተሰከመ ይመስል!
@user-hj1gl1sm3h
@user-hj1gl1sm3h 6 ай бұрын
Aytchekul
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 2 ай бұрын
ብስራት እኮ አዲስ አበባ 1-2 ዓመት ጥራህ እዩ ነይሩ።ቀታሊ ክክክክ አታ ብመን እዩ ዝዝረብ ዘሎ
@user-sw8mv6in1y
@user-sw8mv6in1y 5 ай бұрын
Debretsion is Alem gebrewhid horse
@kiGG-p7f
@kiGG-p7f 5 ай бұрын
What are the Generals doing there???
@negasiberhe9513
@negasiberhe9513 6 ай бұрын
ብስራት ጅግና እዚ መላጥ ወዲ ግን ሸሓነ ሓፃቢ ናይ ሕወሓት እዩ ነይሩ ይመስለኒ እንበር ካብ ኣዲስኣበባ ዝወፅሉ ምኽንያት ንትግራይ ጆኖሳድ ንምፍፃም ኢልካ ይዝረብ ድዩ ኾይኑ መን እዩ ኣፈፂምዎ እቲ ዕጥቂ ጆነሳይድ መፈፀሚ መን ድዩ ሂብዎ ሕወሓት ኣይኮነን ኣብ ኢድ መን ነይረን እተን ታንክታትን ኣየራትን አብ ኢድ ሕወሓትዶ ኣይኮናን ነይረን ገዲፈምዎን ንመቀለ ዝመፁ ጋሕታፍ መላጥ ዝሕሱ ዘሎ ሓሳዊ
@tigestlemlem1531
@tigestlemlem1531 6 ай бұрын
It's criminal to blame Debretsion for genocide in Tigray.
@berhanetesfu1087
@berhanetesfu1087 6 ай бұрын
The party tplf doesn’t allow other parties gain power and become government.
@hadushgebrezgiher1431
@hadushgebrezgiher1431 6 ай бұрын
ኣቶ ብስራት ወሪዱ እንካብ ሻቢያ ዘይሕ (ንውድባት ወኪሊ እዩ ዚዛረብ ዘሎ እዚይ ነት ዎርክ ይባሃል ኣቶ ብስራት ንባዕልካ ሓንጎልካ ኣፅሪ እሞ ካኣ ተጋዳላ እዩ ባሃላይ ::🔥🇻🇳🔥🇻🇳🇻🇳🔥🇻🇳🔥🇻🇳
@hadushgebrezgiher1431
@hadushgebrezgiher1431 6 ай бұрын
ኣማረ ብስራት ዘራጊ ዝወረደ ዘራጊቶ እዩ ኣማረ ብስራት ነት ወርክ ሕዙ እዩ ዘሪጋ ሳላሳ ዓመት ዝበስበስ ዘሪጋ🔥🇻🇳🔥🇻🇳🇻🇳🔥🔥🔥🇻🇳🇻🇳🔥
@berheteklehaimanot9489
@berheteklehaimanot9489 6 ай бұрын
ብስራት ኣማረ ሱቕኢልካ ኣብ ሕወሓት ዘለካ ጽልኣት ተዋጻእ፤ ብዛዕባ ደደቢት ሚዲያ ተዛሪብካ፤ ኣብ ቅድሚ ደደቢትን ዶክተር ኃይለን ጠጠው ክትብል ግና ዓቕሚ የብልካን።
@meseretabrham4008
@meseretabrham4008 6 ай бұрын
እዚ ሰበርይ ዕድመ እምበር ርእሱስባ አይበሰለን ዝከሓነ ቂሙ ንክዋፃእ ዝፍትን ረሳሕ ሰብ ኢዩ
@hadushabayu
@hadushabayu 6 ай бұрын
ተጋዳላይ ብስራት ብሱል ሰብ
@tsegahunkahsay4903
@tsegahunkahsay4903 6 ай бұрын
አቶም ከዳዓት ሐዚ ሕዋሓት ህወሓት ሰለ ዝሓመመት እናመፁ ዝፈኩሩ ዘለው ከዓርዩ ዝይኩኑሰ ክድዓቶም ትክክል ከመዝነበሩ ከመስሉ ሀተፍ ይብሉ አለውም ሰማዒ የብልኩምን በልዎሞ ከዳዕ በቃ ከዳዕ እዩ። ብሰራት አማረ ቡዙሕት ውድባት እናመስረት ሰብ ሕድሪ ዝብል መርዝ ብሑቡእ አናመኮረ ፅኒሑ ሐዚ ጉልባቡ ቀሊዑ መፅዩ አሎ።
@ttek9180
@ttek9180 6 ай бұрын
ብስራት ዘይትፈልጦ አይፈልጦን ምባል ነውሪ አይኮነን። ጉባኤ ዝለዓለ ስልጣን ናይ ውድብ ኢዩ። ንማእከላይ ባይቶ ይመትጽ። ዝተመርጸ ማእከላይ ባይቶ ካብ ውሽጡ ፈጺሚ አካል ይመርጽ። ፈጻሚ አካል አብ ስሩዕ አኼባ ማእከላይ ባይቶ ብኸፊሉ ይኹን ብምልኡ ፈጻሚት አካል ክቕጽል ወይ ክወርድ ይኽእል። ስልጣን ፈጻሚት አካል አብ መንጎ ክልተ ስሩዕ አኼባ ባይቶ ዝለዓለ ስልጣን አለዎ። ማእከላይ ባይቶ ብዝሐንጸጾ ስትራተጂ አብ ግብሪ የውዕልን የፈጽምን። እዚ ኢዩ እቲ አገባብ። ብውርዲ ንታሕቲ ክወርድ ከሎ ዝለዓለ ስልጣን 1- ውድባዊ ጉባኤ 2- ማእከላይ ባይቶ 3- ፈጻሚት አካል ኢዮም።
@kiGG-p7f
@kiGG-p7f 5 ай бұрын
Bisrat Amare is so intelegent. He knows what TP's mission is.
@tesfaigabre-kidan8227
@tesfaigabre-kidan8227 6 ай бұрын
God save Tigrai.
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 6 ай бұрын
ሕዚ እውን ውስሉት ሕቶ ቀሪቡ ኣሎ::ብስራት ኣማረ ይኹን ካልእ ትግራዋይ ህወሓት ትጥፋእ ኣይበሉን::ተስተኻኽል እንተዘይ ኣስተኻኺላ ግና ዝመረሮ ዝኾነ ይኹን ኣካል ከጥፈኣ እዩ ኩሉሻብ ዝበሃል::ፍትሓዊት; ዲሞክራሲያዊት; ማዕርነታዊትን ዘበናዊትን ትኹን:መንግስትን ፓርትን ትፍለ: ኣብ መንግስታዊ መዋቅር ኢዳ ኣይተእቱ ኢና እንብል ዘለና::
@user-fs7uo1hd7w
@user-fs7uo1hd7w 6 ай бұрын
ህወሓት ናይ ትግራይ ፀገም ዘጋድድ ውድብ እዩ። ካብ ህወሓት እንፅበዮ ለውጢ ኩናት ወይከ ስርቂ ጥራሕ ኢና እንፅበዮ ዘልመደና።
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 2 күн бұрын
ብስራት ዓብይ ንህዝብን ንዓድን ዝጠቅም ሓሳብ የብሉን ዓሻ ደንቆሮ ብቂምን ቅርንትን ዘአረገ ዕድመልክኡ ዓጀውጅ እናበለ ዝነበር ሰብአዩ
@danielg.michael6594
@danielg.michael6594 6 ай бұрын
በየነ በኩሩስ ወጣት ተባሂሉ፣ ህንፀ የቡሉን ተባሂሉ። ከመይ ዝበለ ሐሳዊ እዩ።
@AnkroReview
@AnkroReview 6 ай бұрын
Salute tegadaly Besrat Amare.
@user-sg7kf2jd4x
@user-sg7kf2jd4x 6 ай бұрын
ጉበዝ 18/18ከምዚ ሸግር እንትፍጠር ጉባአ እዩ ዝፅዋእ ደጉማ አይኮነነ
@user-gj8bv6kf6w
@user-gj8bv6kf6w 5 ай бұрын
እዚኦም ረሳሐት እድዮም ሑዉሐት ዘይጠፈአ ትግራይ ትቀንዕያ አታ ዓለታዊእድዮም ልምታይ እዩ ብሽምግልና ዝባሃልሎ
@MahamedNuguse-mc9tv
@MahamedNuguse-mc9tv 5 ай бұрын
ኽነፋልጥ አቲቁሮፁኡ
@romankushite4116
@romankushite4116 6 ай бұрын
Trust that n'aakka meselti tegaru eyom ndhhrit zmelsuna. Eti z'aabeye tsgem ke'a the magiority of our ppl are like you, gazettegna eye bahalay, n'aakka eye
@Hailay572
@Hailay572 5 ай бұрын
ብስራት አማረ ሓሳዊ እዩ
@bisratyehun9557
@bisratyehun9557 4 ай бұрын
አጀውጀው እዩ ዝኮነ ኮይኑ ከልቢ ይነብሕ ግመል ይስሕብ ስለዝኮነ አብ ደገ ኮይኖም ይነብሑ ተፀረፍቲ ድማ ህዝቢ ከድሕኑ ይቃለሱ አለው።
@andemariam1763
@andemariam1763 6 ай бұрын
Bsirat banda
@user-dw2tf9bn2cሉል
@user-dw2tf9bn2cሉል Ай бұрын
ተልፋስ ሚድያ
@almazabraha6198
@almazabraha6198 6 ай бұрын
ብስራት❤️💛👍
@berhaneberhane7241
@berhaneberhane7241 6 ай бұрын
ብመጀመርያ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ተጋዳላይ ብስራት አማረ ካብንእስነት ተቃሊስካ በቲ ገባቲን በዝባዝን ጉጅለ ተጋገኒካ ዝደምካሉን ዝቀሰልካሉ ቆስልኻ ከሐወየ ክስደድ ገይሮሙኻ አብስደትን እንተኾነ ብህዝብኻን ብዓድኻ ካብ ሻቅሎት አይአዕረፍካ ካብኡ ዝለዓለ ቡሩህ አእምሮ ስለለዘለካ ጅኦ ቦሎቲካ ትትንትን ትቃለስ ዓድኻ ስለትፈቱ ትቃለስ ፅቡቅ ልቦና ስለዘለኻ ዝድገፍ ትድግፍ ዝክነን ትኹንን ክብሪ ነያነ ብስራት ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ
@KK-iv9gt
@KK-iv9gt 6 ай бұрын
ብቁፅፅር ኮሚሺን አካቢነት ጉባኤ ንኹሎም ክጉህፎም ሰልጣን ናይመጨረሻ ባኣልዋና ጉባኤ ዕዩ እዙ ገዲም ተጋዳላይ እየ ባሐሊ ሓሳዊ ፅልዒ ዘዕበዶ ቀናዕ ዕዩ ካብዙይ ታይ ንማሐር ከምዘለና ግልፂ ዕዩ ባዕሲ አብ ክልተ ዝኸፍል ቅሰቀሳ ዕዩ ብዙህ ግዜ ተኸታቲለዩ አብ ወፃኢ ኸይኑ ከባዕሰ ተኸኽ ዝብል እን ባአል ጀኔራል ፃድቃን ብኻዜራ ክጋደሉ ንሱ ብመልሐሳ ህዝብና ክብትን ነን ርዕሰና ከቃትል ድቃሰ ዝሳአነ ሓሳዊ ብዙህ ግዜ አክሱማዊት ሚድያ ምሰቱ ለይበሰለ ዑንግለ አዘጋጃዊ ኸይኖም አብ ኣጀውጀው ዕዬም ዝውዕሉ
@user-nt2ki9bs4b
@user-nt2ki9bs4b 6 ай бұрын
አበይ ዝነበረ ጋህታፍ" ዩ?እዙይ ከ?
@bisratyehun9557
@bisratyehun9557 4 ай бұрын
አበይ ዝነበረ ዕሉል ባንዳ እዩ ? ርግፀኛ ዝሰብ እዙይ ታሪኩ እንዳትዝፅናዕ ሰሪቁ ዝተባረረ/ብባንዳነት ዝተሰጎገ እዩ ዝመስል ፣ አብ ዝኮነ ቦታ ተፀጊዖም ፅልኦም ጥራሕ እምበር ህዝቢ ትግራይ አይረኤዮምን ዱኩማት ስለዝኮኑ እዩ።
@mekonnenGebru
@mekonnenGebru 5 ай бұрын
ሓታታይ ቃለ መሕትት ኣካይዳ ካብ ስታሊን ተምሃር ከይሰማዕኻ ኣይተኳልፍ ።
@SolomonHailemariam-pi5tr
@SolomonHailemariam-pi5tr Ай бұрын
አንታ እዚ ሐሳዊ እዩ ከይትለቆ ዓወፅ ዓወፅ እዩ ዝብል
@user-wj1lj3dk1g
@user-wj1lj3dk1g 6 ай бұрын
ብሰራት ካብ ገፅ ምድሪ ክነጥፈአካ ኢና ዝተወሰነ ግዘ ተፀበ
@temesgenhaile2754
@temesgenhaile2754 6 ай бұрын
Nmenedeka ktetfao leyba
@berhaneyebeyen5
@berhaneyebeyen5 6 ай бұрын
ካብምድረገፅ ዝጠፍእ ፀላኢ ስኢንካስ ንብስራት?
@negassiabraha6724
@negassiabraha6724 6 ай бұрын
Tigrai people starving
@eldanaliyalewamkidstv7587
@eldanaliyalewamkidstv7587 Ай бұрын
Please weed the weeds.
@meseretabrham4008
@meseretabrham4008 6 ай бұрын
ብስራት ዕቡድ ከልቢ
@romankushite4116
@romankushite4116 6 ай бұрын
Wow, here you are writing again. . .wonder who you are?
@berhaneberhe4222
@berhaneberhe4222 6 ай бұрын
Tigray currently doesn’t have an elected government nor a counsel. Given this fact how is it that the interim government has taken over the political decision making of that region. Is this constitutional? Also isn’t what is trying to be done in Tigray in contrary of what is happening at the feral govt. Abiy is the prime minister of Ethiopia and also prosperity. Why is Tigray different and allowing this type of change mandated by the federal govt specifically Abiy. I feel as though Tigray is being set up to be powerless
@gebremedhinnegash9898
@gebremedhinnegash9898 5 ай бұрын
Bsrat Amare and Aregawi Berehe they are the same person weradatate eyom Thank Tigray press Besrat Please do not give to Besrat Amare is not a good person He is a coricoro!!
@teclemichaelhailemichael8434
@teclemichaelhailemichael8434 6 ай бұрын
ብስራት ዓብይ ካብቅሬታ እንትወፅእ ፀላዋይነትካ ምዓበየ ነይሩ።
@waltazinabu9203
@waltazinabu9203 6 ай бұрын
አበይ ክንረኽቦ ንኽእል እቲ መጽሐፍ
@user-on6th7wj1z
@user-on6th7wj1z 6 ай бұрын
ኣብ ውግእ ዘይውዓለስ በሊሕ ይብሓል ከምዝናትካ። እውግእ ኣይተሳዓርናን? ወይ ጉድ። ጸኒሕናስ ጉድ ክሰምዕ ኢና።
@user-kt5vf8tj5b
@user-kt5vf8tj5b 2 ай бұрын
ብስራት ከበደ አዳሞጸኦ
@weldekirosmiruts9887
@weldekirosmiruts9887 6 ай бұрын
ካብብስራት ኣማረ ሓድሽ ንትግራይ ዝጠቅም ሓሳብ የብልካን ምስ ኢሳት ተሰሊፋ ዝነበረ እንታይ መፍትሒ ከምፅእ ኣይክእልን ማንም ሰብ ናይማንም ውድብ ኣባል ምዃን ይክእል ካብ ብስራት ንላዕሊ ባንዳ የለን።
@user-fo3sl1vy2v
@user-fo3sl1vy2v 6 ай бұрын
ቁማር ብህዝቢ ጠጠው ይበል
እንደዚህ አይነት ሀገር አይቼ አላውቅም ያስገርማል
18:35
Abel Birhanu የወይኗ ልጅ 2
Рет қаралды 3,2 М.
39kgのガリガリが踊る絵文字ダンス/39kg boney emoji dance#dance #ダンス #にんげんっていいな
00:16
💀Skeleton Ninja🥷【にんげんっていいなチャンネル】
Рет қаралды 8 МЛН
УГАДАЙ ГДЕ ПРАВИЛЬНЫЙ ЦВЕТ?😱
00:14
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 4 МЛН
🤔Какой Орган самый длинный ? #shorts
00:42
Donald Trump speaks for the 1st time on the assassination attempt
14:17
FOX 9 Minneapolis-St. Paul
Рет қаралды 10 МЛН
Edward Snowden: How Your Cell Phone Spies on You
24:16
JRE Clips
Рет қаралды 18 МЛН
Tipping Point: Colorado River Reckoning
1:36:10
PBS NewsHour
Рет қаралды 42 М.
La emociones de Bluey #歌ってみた #bluey #burrikiki
0:13
Bluey y BurriKiKi
Рет қаралды 27 МЛН
Spot The Fake Animal For $10,000
0:40
MrBeast
Рет қаралды 156 МЛН
Summer shower by Secret Vlog
0:17
Secret Vlog
Рет қаралды 3,5 МЛН