ካብ ኣሜሪካውያን ኣይሁዳውያን እንመሃሮ 7 ነገራት

  Рет қаралды 26,665

Mosaic Bahli

Mosaic Bahli

Жыл бұрын

ተርጓሚ ኣንገሶም ተስፋሚኪኤል
What Can we learn from American Jewish

Пікірлер: 159
@user-ky4pp5tj6z
@user-ky4pp5tj6z Жыл бұрын
ኣነ ኣብ ኢስራኤል ልዕሊ 10 ዓመት ተቀምጠ ኣለኹ ኩሉ ዝበልካዮ ሓቂ ዩ ልዕሊ ኩሉ ግን ካብ ብንእሽትኦም እወ ወይ ኖኖ ይብሉ። ሓሶት ኣይፈትዉን። ናይምብህሃል ልምዲ ኣለዎም፡ ግሉጻትን እሙናትን ዮም። ኣብጠረጴዛ ኮፍ ኢልካ ምክታዕ ይፈትዉ, ብብዝሒ ኣኼባ የካይዱ ይላዘቡ ኣብ ውሳነ ድማ ይበጽሑ። ብሓፈሻ ኣደነቅቲ ህዝቢ ዮም።
@biniamestifanos7768
@biniamestifanos7768 Жыл бұрын
ፍትሕ ኣብ ሃፍታማት እስራኤላውያን ከ ኣይረኣካን
@brhanehagos1405
@brhanehagos1405 Жыл бұрын
ኣብ ሓደርካን ቃል ኪዳንካን ጸኒዕካ ምንባር ን ጻዕራም ህርኩት ሓላፍነታዊ ሰብ ምኮን ደስ ይብለኒ ይነብሮ ድማ ኣለኩ ሰለዚኣነ ሕጉስ ሂወት ይመርሕ ኣለኩ።
@HR-uf1zn
@HR-uf1zn Жыл бұрын
ብዝኮነ መምህር እዚ ጻሓፊ ንኢስራኤል መጽኡ እንተዝርእያ ንዓለም ቡዙሕ መነገራ። ኢስራኤል ብኹላ ከም ዘላታ ክትቕዳሕ ዘለዋ ሃገር እያ። ብምንታይ እሞ ክጅምሮ እየ። ብዝኮነ ንሕና ኤርትራውያን ካብ ኢስራኤል ክንማሃሮ ዘለና ብዙሕ እዩ። ኩሉ መዓልቲ እዩ ዘተሓሳስበኒ። 13 ዓመት ኣብ ኢስራኤል ተቅምጠ ኣለኹ። ክሳብ እዛ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ ጽሕፍቲ ኣድናቆተይ ኣይተወደኤን። ኩሉ ግዜ ምስ ቀናእኩ እየ። ናብ ብዙሓት ሃገራት ካብ`ዚ ዝተዘርው ኣዕሩኹተይ ኣለው። ኹሓቶም ከለኹ ንኢስራኤል መዋዳድርቲ የብላን። ቡሩቱዕ ቅንኢ ኣለኒ። ሲቪል ስርቫንት ናይ ኤርትራ ናብ`ዚ ኣምጽኻ ብቀልሉ ገለ እንተዝቀስሙ ይብል እየ። ገዶናታት ኢስራኤል ብመካይን ከም ዝሕጸብ እንተነግረኩም መን ይኣምነኒ። ማይ ይትረፍ ነቲ ኣብ ምድረ በዳ ጫካ ዝፈጠረ ህዝቢ ተርፋ፡ ነብሲ ወከፍ ገረብ ኣብ ኢስራኤል ብውሽጢ መስመር ናይ ባዕሉ ትሕቲ መስመር ማይ ዝሰቲ ምኳኑ ትፈልጡዶ። ኢስራኤል ኣብ ምድረበዳ እትርከብ ገነት እያ። ኢስራኤል ዋላ እቲ ኣብ ሰሜናዊ ባሕሪ ኤርትራ ዘሎ ዱር ኣይዋዳደሮን እዩ። ኣብ ኤርትራ ኣብዚ ሕጂ ኩናት ይካዮዶ ኣሎ ዝብሉዎ ዘለው ሰላሞ ዓዲ ዘጸር ፍቅያ ገብረ ዘሎ ባህርያዊ ጫኻ ውን ኣይዋዳደሮን እዩ። ነብሲ ወከፍ ኣብ ኣገልጉሎት ዝወዓለ ኣቃሓ ተመልሱ ኣብ ስራሕ ከም ዝውዕል ስለዝግበር ስቅ ኢልካ ዝድርበ ኣቃሓ የለን። ዝናብ ጥብ ዝበለ ብትሕቲ መስመር ሓልፋ ኣብ መእከብኡ ይዕቖር፡ ንእሽቶይ ቦታ እኩል ምርሬት ንሕርሻ፡ ንመምበሪ፡ ንመዛናግዒ ኮታ ሂወት ኣብ ኢስራኤል ቀሊል እዩ። ኩሉ ዓይነት ቀረብ ምስ ኣማራጽኡ መልኡ፡ ፍጹም ስልጡን ጻዕራም ህዝቢ እዩ። ንሕና ከም ጻዕራማት ክንቆጽራ ከለና ነብስና ይሓፍር እየ። ኣብ ኤርትራ ናይ ስራሕ ግዜ ሰለስተ ወርሒ ጥራይ እዩ። ኣብ ኢስራኤል ማዓልታዊ 8 ሰዓታት ጥራይ ውን ኣይኮነን። ሓደ ኢስራኤላዊ ዕጽፊ ሳዓታት እንዳሰረሔ እዩ ዝነብር። ንሶም ክሰርሕዎ ዝክእሉ ሰብ ኣይገብሩሉን። እቲ ናይ ሓሻሽነት ዝበሎ ጽሓፊ ግን ክሳብ ክንደይ ኣብ ሂወቶም ጽልዋ ዘሎዎ እኳ ርግጸኛ እንተዘይ ኾንኹ፡ ዕዳጋታቶም ኩሉ ግዜ ሁጡር እዩ። ማለት ከምዚ ናይ በዓል ቻይና ናይ ምሕሻሽ ጸገም ዘለዎም ኮይኖም ኣይረከብኩዎምን። ኣብ ኢስራኤል ዝተከፍተ ትካል ብጥፍሽና ዝዕጾ የለን። ሂዎቶም ኣብ ደገ እዩ። ስለዚ ካኣ`ዩ ኩሉ ትካላት ሩቡሕ እቶት ዝረክብ። ምናልባት ኣብ ዓይነት ኣይሁድ ፍልልያት ስለዘሎ ነቶም ኢሽከናዚ ኣይሁድ ዝተመርኮሰ ከይኮውን። እቲ ብዛዕባ ፍትሕ ዝበሎ ውን ኣብኦም ጥራይ`ዩ ኹኾውን ዝክእል መክንያቱ ኣይሁድ ክበሃል ኮሎ፡ብዙሕ ማሕበራዊን ኣቋውማዊ ፍሊልይ ዝጠቃለለ እዩ። ንኣብነት እቶም ካብ የመን ዝመጹ ኣይሁድ ታይመን ኣይሁድ ይበሃሉ፡ ካብ ስም ቋንቋ ማሕበራዊ ውዳቤ፡ ዓይነት ኣናባብራ ኮታ መርዓ ዝተፈልይይ እዮም። ካብ ልብያ፡ ዒራቕ ሞሮኾ፡ ጀርመን፡ ኢትዮጵያ ብዓብኡ ካብ ሩስያ ዝመጹ፡ ቡዙሕ ኣብ ነብሶም ዝተረፈ ናይተን ዝመጹለን ሃገራት ስምዒት፡ ባህሊ, ስርዓተ ክብርታት ቋንቋ ኣብ ሂወቶም ዝንጻባረቅን እዩ። ብዝኮነ ኣብ ልዕለ ቅርጺን ትሕተ ቅርጺን ቃላት ስለዘይብለይ ክሓድጎ ይሓይሽ። ጸጽታ ካኣ ረስዔልካ፡ ኢስራኤል ኩሏ ኣብ ዓይኒ ካሜራ እያ። ሰላምካ ውሑስ እዩ። ብዓብኡ ሮኬት ዝኣክል ተተኩሱ ኣብ ርእስኻ እንዳረኣካዮ መዓስ እዩ ዝወድቕ እንዳበልካዮ ኣይሮን ኣዶም ወይ [ወንጭፍ ዳዊት] ዝተባህለ ምሳይል ጌሮም ኣብ ቅድሚ ዓይንካ ሓምሽሾም ርፍታት እኳ ኣብ ርእስኻ ከይወደቐ ናብ ሓምኹሽቲ ዝቁይሩ ህዝቢ እዮም። መምህረይ ኣብ ሂወትካ ሓደ መዓልቲ ንኢስራኤል መጽኻ ክትርእያ ይምነየልካ። ኣብዚ ዓመት ዘይመልእ እንተዝኮውን ድማ ናይ ምዝዋርን ኩሉ እቲ ኣብ ቁዱስ ጽሑፋት ሰፊሩ ዘሎ ትእምርትታን ቦታታት ናይ ምዝዋር ናተይ ምኮነ……………
@user-xx6cd2qr1g
@user-xx6cd2qr1g Жыл бұрын
ካልኣይ ግዜ ናብ እስራኤል ተመሊሰ ክነብር ንኣምላከይ ብዙሕየ ዝልምኖ።ኣብኡ እንተለካ ክሰበላ ግና ብገንዘብ ዘይኮነ ብፍልጠት።
@HR-uf1zn
@HR-uf1zn Жыл бұрын
@@user-xx6cd2qr1g ዓርኩ ኢስራኤል ብኩሉ መክሰብ ኢያ!!!
@meashoamanuel8215
@meashoamanuel8215 Жыл бұрын
Thank you des zbl agelalxa zhawey aab zelenayo hager xexbuku kedihna tbeb hizna nadna knhanxa tesfa ygebr🥰
@abrhamande7819
@abrhamande7819 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ኢኻ ጅግና ነዚ ኣንቢብካ ምፍላጥካ ንፉዕ ከብለካ ይኽእል ኢዩ ናብ ሰብ ምቅራብካ ግን ካብ ንላዕሊ ኢዩ ብዝኮነ ጽቡቅ ትምህርቲ ኢዩ ኩሉ ጠቃሚ ኢዩ ቀጽሎ
@hayelekidane2069
@hayelekidane2069 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዘስትውዕል ልብን ኣእምሮን ይሃበና ሰምዕና ክነብረሉ እግዚኣብሔር ይሓግዘና ቁጽሪ 7 ይብል ። ምክንያቱ ካብቲ ዝሃብካና ኢና ንህበካ ከም ዝብሃል ኩሉ እቲ ኣታዊና እውን ናይ እግዚኣብሔር ስለ ዝኮነ ካብ ምብራቅ ጽሓይ ክሳብ ምዕራብ ጽሓይ እግዚኣብሔር ይመስገን።
@selam8217
@selam8217 Жыл бұрын
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል የቀንየልና እዝሐወይ ንምምራጸ አሸግሪንስ ኩሉ ማሃሪን መሳጢን ኢዩ ብሕልፍ አብ ትምህርትንስራሕ ዝበለዩ መስጥን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@freeman980
@freeman980 2 ай бұрын
ንግፋዒ ድምብርጽ ዘይምባል ሓታቲ ሙኻን ካብ ኣታዊኻ ንታሕቲ ምንባር ኣንባቢ ሙዃን ኣብ ሓዳርካ ጽኑዑ ሙዃን። ሞዛይክ ባህሊ፥ ኩሉ ግዜ ፍልጠትን ንቅሓትን ንውስኸላ ማዕከን አያ'ሞ መመሊስኩም ሓይሉ ሞካት❤
@user-xs3mv7ry6u
@user-xs3mv7ry6u 27 күн бұрын
ቀፅለሉ ክቡር ሓወይ❤❤❤🎉🎉🎉 ከሉ ተጣቃምን ማሃርን እዩ ኣብ ተግባር ክነውዕሎ ክንብገስ ኣሎና🎉❤
@nahoma309
@nahoma309 Жыл бұрын
ዋው ዋው ብጣዕሚ መሃርን ኣብ ጉዕዞይ ድማ ብዙሕ ሕቶታት ዝነበረንን ተመሊስለይሞ፡ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን
@teweldegodefay9476
@teweldegodefay9476 2 ай бұрын
መምህር ጽቡቕ ዛንታ ተርጊም አንባቢ ኽብረት የሃበልና
@abeltekle3313
@abeltekle3313 Жыл бұрын
ሰላም ንዓኻ የኹን መምህር መኮነን መደባትካ ይከታተሎም ኢየ ካብ ኣናብባካን ኣዛናትዋካን ቱሑዝቶ መደባትካን ብጣሚ እዮም መሃርትን ኣዛናጋዕትን:: ቐፀሎ ካባኻ ቡዙሕ ኢና ነሰርቕ
@abrahamge1736
@abrahamge1736 Жыл бұрын
Thanks!
@berhanemedhanie9583
@berhanemedhanie9583 Жыл бұрын
ዋው ተባረኽ ምስትያትና ኣጉሊሕካዮ መም !!
@alexkfle8345
@alexkfle8345 Ай бұрын
ነመስግነካ ሓወይ ካብ ሃገረ ቤልጁም ሓታትን ኣንባብን ምካን❤🎉❤🎉❤🎉
@eliaslayne6328
@eliaslayne6328 Жыл бұрын
Thanks memhr mekonen kulen teqemtn eye tay kenewxealen
@sosiamalibu4891
@sosiamalibu4891 Жыл бұрын
I appreciate you ‘መምህር ሞኮነን’, your KZfaq Chanel is my audio library.
@tesfalemberhe2383
@tesfalemberhe2383 Жыл бұрын
ምስጋና ዝግብኦ ስራሕ የቀንየልና ሓወይ
@habenabraham5412
@habenabraham5412 Жыл бұрын
ኣብ ዘለካዮ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልካ መምህር ቀጺለ ብጣዕሚ ኣገደስትን ጠቀምትን ሓሳባት እዮም የቀንየልና። ብወድነይ ካብ ሓድሕድ ዝባላለጹ ሓስባት እካ ኣይኮኑን ደስ ዝበልኒ ግን ኣብ ትምህርቲ ዘሎ ኣራኣእያ፡ምጽናዕ ኣብ ሓዳር፡ካብ ፈጣሪ ኣይሰርቁን እዮም ዝብላ ዝያዳ መሲጠናኒ።
@ericoraley7854
@ericoraley7854 Жыл бұрын
ሞኬ ንስኻ ኩሉ ግዜ ፉሉይን ማሃርን ኢኻ ። ተቕርብ Merci beaucoup
@tekia8416
@tekia8416 Жыл бұрын
ጠቓሚ ጽሑፍ የቐንየለና ጸሓፊ ምስ ኣንባቢ! Nr 7 best!
@abrahamabi9921
@abrahamabi9921 Жыл бұрын
Waww degagimka semieka zeymno kulu xbuq kulu tekami ybel tntena thank you Teacher Me
@tecleghebreslasie7782
@tecleghebreslasie7782 Жыл бұрын
ፅቡቅ ትምህርቲ
@tumizghifisshatsion351
@tumizghifisshatsion351 Жыл бұрын
መሃሪ ነገር ከምዚ ክርከብ ከሎ ክንከስበሉ ኣለና ንዓካ ከኣ ክብረት ይሃበለይ መ/ር መኮነን ።
@gebrehiwetokbay4933
@gebrehiwetokbay4933 Жыл бұрын
ዝበልካዮ ኩሉ ሓቂ ኢዩ ❤❤❤
@MebratgalQDstkiDaneMhret
@MebratgalQDstkiDaneMhret 8 ай бұрын
ፀጉኡ የብዘሐልኩም ፈጣሪ ይቅረ ይበለለይ ደስ ዝበለትኒ ንፈጣሪኦም ኣይሰርቁን እዮም 2ይ ኣብ ሓዳሮም ፅኑዓት ማለት ምርድዳእን ግልፅነትን 3ይ ክግፍዑ ከለው ደምብርጭ ዘይብሎም ማለት ካብ ላዕሊ አንተ ወረደ ኣብ ታሕቲ ኮፍ ይብሉ😢
@hbber5548
@hbber5548 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ እንተኾነ ኣብታ ሓዳር ትብል፡ግን ኣይሰማማዕን የ ምስኡ ምኽንያቱ ዝበዝሑ ፍቱሓት ዮም
@kesetesertsu3286
@kesetesertsu3286 Жыл бұрын
Waw btaemi mehari xhuf. Thanks
@user-yp8wp2rq1r
@user-yp8wp2rq1r Жыл бұрын
Wawww betami bulux mkri Tewsaki
@hagossolomon5546
@hagossolomon5546 3 ай бұрын
Kulen mkrtat agedesti eyen memhre mokenen. Thanks nkulu ethbena mkrtat & nezi tergimu b mengedka nabana kbetsh zgebere ka kemu thanks kblo ydeli.nkulu etekrbo medebat des u zbel emo Ab lbna yehdro👏👏👏😘
@merhawibrhane4450
@merhawibrhane4450 Жыл бұрын
Wawwww yeqenyelna memhrey Mthggaz Mnbab Mmhar
@habtomandemichael5745
@habtomandemichael5745 Жыл бұрын
You are the best person & keep it your job and God bless you with your family as well.
@Hlnaaaa
@Hlnaaaa Жыл бұрын
I was living 10 years with them. I will never forget what i heve learnd from the Jewish people. They are the most honest people in this planet, i will always miss isreal . kulu mkrom tsbuk gelixkayo tnks broo
@deju2263
@deju2263 Жыл бұрын
Bzabaom bzuh kfelt deleye bmntay krekbeki/ka ykal
@kubromghebrhanes2091
@kubromghebrhanes2091 Жыл бұрын
ብምልእታ ትምህርቲ ትድርበ ዘይብላ።ክብረት ይሃብኩም ተርጓምን ኣንባብን።
@fanielangosom6071
@fanielangosom6071 Жыл бұрын
Thank you so much please continue we will wait for you
@kibromabede1278
@kibromabede1278 Жыл бұрын
thank you mokie, keep it up
@adonaybein8571
@adonaybein8571 Жыл бұрын
Thanks a lot Rufael for your unique thoughts I've never heard this before I wish I knew early
@user-kp4sq3hr1f
@user-kp4sq3hr1f Жыл бұрын
ብጣሚ ደስ ዘብል እዩ እንተ ኣተግቢርናዮ ድማ ከም ንልወጥ ተስፋ ይግርብር መምህን ድም ብጣዕሚ ነመስግን ቀጽሎ
@gherieshmendi3659
@gherieshmendi3659 Жыл бұрын
ሸውዓቲኤን ብሉጻት ምኽርታትየን። የቐኔልና መምህር ከምኡ ውን ተርጋሚ ዝጽሑፍ።
@tesfit1077
@tesfit1077 Жыл бұрын
Amlak btmhrty btbeb kemom ygberelna nabbet nska hade kabana ab megedom kthlu tesfa ygebr 🙏🌹
@merhawiokubay8186
@merhawiokubay8186 Жыл бұрын
እዘን ዝበልካየን መምህር መኮነን ኩሉን ዝወጸን የብለንን ካባተን ግን ዕሽር ምሃብ ኣብ ሓዳርካ ምጽናዕ ግዛዊ ምዝንጋዕ ናብ ዝኸደካ የብሉን ዝብላ ኣዝየ ደስ ኢለናኒ በቲ ተቅርቦ ትምህርቲ ብጣዕሚ እየ ዕጉብ
@danielfissehaye9653
@danielfissehaye9653 Жыл бұрын
Wawwww thanks
@banoarefayne3910
@banoarefayne3910 Жыл бұрын
ብወገነይ ኩሉ ዝወጾ የቡኩን ግን ትምህርቲ ምክንያቱ ንኩሎም ክተማልእ ትምህርቲ ይሓትት ኣጆካ
@lefayhalefay
@lefayhalefay Жыл бұрын
ብጣዕሚ መሃሪ: ሓታቲን ኣንባቢን ምዃን ሰሪቐየን ኣለኹ። ብጣዕሚ ነመስግን!!
@georgeselman4525
@georgeselman4525 Жыл бұрын
wawwww nice history guys thanks Ange
@kubromghebrhanes2091
@kubromghebrhanes2091 Жыл бұрын
ደጋጊመ ሰሚዐ ምጽጋብ ሲኢነያ።ክብረት ይሃበለይ
@salemjohn195
@salemjohn195 Жыл бұрын
ኣብተን 6 ነጥብታት ይሳማማዕ እየ ኣብታ ፍትሕ ግን ከም ቀደማ የላን።
@mebrahtommlash
@mebrahtommlash Жыл бұрын
Thank you teacher Mokonen
@Solomon2727
@Solomon2727 Жыл бұрын
Very good advice I like your show
@tewentesfaldet7175
@tewentesfaldet7175 Жыл бұрын
Woww nice thanks .
@mekonnenhaile9961
@mekonnenhaile9961 Жыл бұрын
ጽብቕ ስራሕ ሞኽሲ
@ghidetewelday1202
@ghidetewelday1202 Жыл бұрын
Thank you teacher Mekonen.
@habtomyosef6148
@habtomyosef6148 Жыл бұрын
Www thats amazing keep it up bro
@senayhailewedihaile5206
@senayhailewedihaile5206 Жыл бұрын
Thank you mokuye hawey des zeble btame bulx merdaeta eu eta 1 zibelxt eya nai thank you so much
@yeebyotesfa3694
@yeebyotesfa3694 Жыл бұрын
የቀንየልልና ብጣዕሚ ጽቡቅ ነየናይ ክንመርጽ ኢና ኩሉ ኣገደሲ እዩ ካብ ኩለን ደስ ዝበላኒ ግን ኣብ ሓዳር ምጽንናዕን ንፈጣሪ ኣሰርቁን(ዕሽር) ከምዝኸፍሉ ዝብላ እየ ብሓፈሻ ኩለን ጽቡቃት እየ
@lidyafikadu2026
@lidyafikadu2026 Жыл бұрын
Wowwwww xbuk sirhe
@tesfamikaelfseha1749
@tesfamikaelfseha1749 Жыл бұрын
Thanks a lot
@ermile2091
@ermile2091 Жыл бұрын
tanks
@jossijossi9915
@jossijossi9915 Жыл бұрын
Thanks 🙏 number 77
@SamiSami-yx7fd
@SamiSami-yx7fd Жыл бұрын
ሰላም መምህር ሞኮነን ኣቃሪቢ እምበር ጽሓፊ ስለዘይኮንካ ንዓካ ዘይኮነ ነቲ እዛ ጽሕፍቲ ዘቅረበ ኢያ እዛ ሕቶ ኣብ ኣሜሪካ ዝተገብረ መጽናዕቲ ካብ ኮነ ኣብኡ ምናልባት ክኮኑ ይክእሉ ኢዮም ከምዚ ዝብሎም ዘሎ እንተ ኣብ እስራኤል ግን ብፍላይ ኣብ ሓዳር ብዙሕ ዕውታት ውን ኣይኮኑን ክገርመካ ከምኡ ድማ ኣብታ ናይ 2 ሚልዮም ሚኒስተራት ትብል ውን ሕጂ 9 ሚልዮን ከባቢ ኢዮም ዘለው ምስ በዝሑ ደንቁሮም ክንብሎም ኣይንክእል ብፍላይ ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ዳራጋ መበል 5 ግዜ መረጻ የካይዱ ኣለው ከምዚ ብህሎ ናይ ቤንግርዮን ግን ክከውን ነይርዎ ዶ ትብሎ እዚ ኢለ ካልእ ግን ዳርጋ ኩሉ ሓቂ ኢዩ ካብ ዘስተብሃልክዎ ማሌተይ ኢየ
@HappyGym-mb1ov
@HappyGym-mb1ov 3 ай бұрын
Keep up
@SHEWITTV
@SHEWITTV Жыл бұрын
Waw betami belux temhrti zeguhaf yeblun
@sabatewelde2234
@sabatewelde2234 Жыл бұрын
kulu agedasi eyu tebarek
@hmemnbar5774
@hmemnbar5774 Жыл бұрын
ኣነ ብዝያዳ እታ ኣብ ባንኪ ምስራሕ ኣይፍቀደኩምን እዩ ክብሃሉ ከለዉ ዘጥረይዋ ኣተሓሳስባ ብጣዕሚ ኣበራቢራትኒ። ሻቡ ድማ ኢንባሲ ኣይፍቀደኩምን እዩ ንዝብሉና ናትና ኢንባሲ ስለምንታይ ዘይንተክል ኢለ። መምህረይ ኩሉ ግዜ ብትገብሮ ጻዕርታ ብዙሓት ተነቃቅሕ ከም ዘለኻ ክሕብረካ ይፈቱ። የቀንየልና።
@tesfayweldeabzghi5292
@tesfayweldeabzghi5292 Жыл бұрын
Thanks 🙏 🇪🇷🙏
@efremdaniel4058
@efremdaniel4058 Жыл бұрын
ብሉጽ ምኽሪ ❤።
@merimehari2577
@merimehari2577 7 ай бұрын
ጽቡክ ሓሳብ ኣነ ዝፈተክዎ ዘይ ምፍታሕን አሽርን ❤❤
@habtomtezaz398
@habtomtezaz398 Жыл бұрын
I am living in Israel 🇮🇱. You are right ✅️ Thank you 😊.
@knowledgeispower114
@knowledgeispower114 Жыл бұрын
we need more to know about jews our Teacher .thanks more
@azebstefanos8253
@azebstefanos8253 Жыл бұрын
የቀንየልና አንገሶም ሃውና ብጣእሚ መሃርን መሳጥን ትምህርቲ እዩ ::
@adhanommebrihit2282
@adhanommebrihit2282 Жыл бұрын
Btaemi des zebl akararba yekenyelna kubur waw Nay zsahabeni buzuh eyu gn ab terebeza kof eilom gudayom mzrrab: eumunat mukan : guluxunet hasot mxlae: eshr wezete wezete
@vhdbjaihvhzbjzbks9890
@vhdbjaihvhzbjzbks9890 Жыл бұрын
Like
@danialves7515
@danialves7515 Жыл бұрын
ደስ ዝብል ኣብ ትምህርቶም ጻዕራማት ምካኖም ፈትየዮም
@robelabraha2157
@robelabraha2157 Жыл бұрын
መም መኰነን ብጣዕሚ አመስግነካ ከምኡ ውን ንተርጓሚ። ኣዝዩ ሰፍሕ፡ ንቕድሚት ዝመርሕ፡ ኣብ ኣእምሮ ደቂ ሰብ ድማ ብሉጽ ሓሳብ ፅንጺ ክፈጥር ዝኽእል ሾብዓተ ነጥብታት ዝሓዘ፡ ደጋጊም ካ ስምዓዮ ዝመጽኣካ ኰይኑ ረኺበዮ። ኩሉ ኣብ ተግባር እንተ ውዒሉ ዝድርበ የብሉን እሞ ቀጽሎ። ከምዚ ዝኣመሰለ ኣብ ጊዜኡን ምስ ጊዚኡን ዝኸይድ ከም ተቕርበልና ምሉእ ተስፋ ኣሎኒ። በርትዕ።
@merhawiandegergish6416
@merhawiandegergish6416 Жыл бұрын
7 Zmrexa Eye Blux Thzto Alewen Thanks
@eridaeromedia1156
@eridaeromedia1156 Жыл бұрын
ባህ ዝብል ካብ ሕድሕድ ዝበላለጽ ምኽሪ'ዩ። keep going thanks.
@semerearaya7302
@semerearaya7302 Жыл бұрын
Merhaba Memhir 🤛🏻🤛🏻🤛🏻
@michaelberihu3286
@michaelberihu3286 Жыл бұрын
ነመስግነካ ሓወይ ካብ ሃገረ ጀርመን
@teklebrhankahsukahsu3732
@teklebrhankahsukahsu3732 Жыл бұрын
ይበል ኣቀራርባ ፍልጠትኩም የዳብሮ
@mussiedebesay59
@mussiedebesay59 Жыл бұрын
ዝሰሓበትኒ፡ሓተትን ኣንበብትን ምኻኖም
@wedigurum3321
@wedigurum3321 Жыл бұрын
ኣዝያ ዝመሰጠትኒ ሓረግ፣ እንተልያ ❝ኣነ ዝጨለጥክዎ ሓሬት ደቀይ ከቐምስዎ ኣይፈቅድን እትብል እያ❞
@QueenHabesha-bi1bj
@QueenHabesha-bi1bj 3 ай бұрын
Wow
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 3 ай бұрын
ብጣዕሚ የቀኔልና ሃናጽን ማሃርን ኮይኑ ረኪበዮ አብ ልብና ሐዲሩ አብ ምትግባሩ የብጻሐና🙏🙏🙏
@berhanetesfamariam6332
@berhanetesfamariam6332 Жыл бұрын
Tegefigefom zeyestemaslu mkanom !
@JamieSuleiman
@JamieSuleiman Ай бұрын
❤❤❤
@hagerey672
@hagerey672 Жыл бұрын
Bzuh ayfetekwan abti qalat amerarxa, Rufael tefiena.
@michaelmengsteab2716
@michaelmengsteab2716 Жыл бұрын
ንእግዚኣብሄር ዘይሰርቁ ህዝቢ ትብል። ቃል ካብ ኩለን ። ምስ ባህልና ዘይትሰማማዕ ግን ከኣ ኣዝየ ዝፈትዋ ኩሉ እሺ ኢልካ ዘይምቅባል ምዉሳን። ዓብዪ ኢልካ ብዘይ ድልየትካ ምኽባር ዓብይ ተተዛሪቡ ክስማዕ ኣለዎ ዝብል ቃል ጉጉይ ኣተሓሳስባ። ኩሉ ግን ዘይፈላለ ወርቃዊ ቃላት እዩ መምህር። መምህረይ እዛ ቻነልኩም ምስ ናይ ተውህዶ ይእቲ መምህር ኣስመላሽን ሳድግሩን ኣዝየ ዝፈትወን ቻነላት እየን። ። 5 ግዜ ኣብ ዉሽጢ ክልተ መዓልቲ ይሰምዓ ኣለኹ።ብሕጂ 16 ግዜ ተሪፉኒ ኣሎ ሰሚዐ ክዉድኣ። ካብ ልቢ የመስግን ምስ ዑዙዝ ሰላምታይ መምህር ። 1 ናይ በንጃሚን ፍራንክሊን ኣመሪካዊ እባ እቅሩብልና ። ተተኻኢሉ ገለ ጽማቅ ትምህርቱ።
@yemanebahre3065
@yemanebahre3065 Жыл бұрын
ናይ ዕሽር
@semere925
@semere925 Жыл бұрын
Wawww memhrey nay bhaqi bflay niay kmhreni zkiel abi tmhrti eyu nktgbro ke yhagzeni
@user-tj5so8oy6q
@user-tj5so8oy6q 4 ай бұрын
Kulu betami mesti temhrti tankes so mache
@gebrehiwetokbay4933
@gebrehiwetokbay4933 Жыл бұрын
ኩሉ እንታይ ከ ዝጽላእ ኣለዎ የቐንየልና ❤❤❤ ቀጽሎ ንካታትለካ ኢና
@nebitekle-6348
@nebitekle-6348 11 ай бұрын
Yekenyelna hawna btaemi kulu zbelalex aykonen des zbl tmhrti eyu
@user-bt7zo2uq3e
@user-bt7zo2uq3e 5 ай бұрын
👍❤❤❤
@brhanetekleab6391
@brhanetekleab6391 Жыл бұрын
👍💯🙏
@Aduliss
@Aduliss Жыл бұрын
ሓንቲ ኣብና ዘሎ ጸገም ሰብ ኣይሁድ ኢሊ ይጸርፍ ወዬ ዝሓይሉ ሕብረተሰብ እዮም ኣንቛዕ ኣይሰምዑና ኣይሁድ ዝሓየሉ ህዝቢ እዮም ልዕሊ ቛላት ተግባር እዩ ዝዛረብ
@HR-uf1zn
@HR-uf1zn Жыл бұрын
ኣይሁድ ኢልና ኣይንጻረፍን ኢና። ዩሁዳ ኢልና ኢና ንጻረፍ። ኣይሁዱን ይሁዳን ነንብርይኑ እዩ። ኣይህይድ ህዝቢ እዮም። ዩሁዳ ድማ ሓደ ካብቶም 12 ደቂ መዛሙርቲ ጎይታና ኮይኑ ብተተጋጋሚ ንፈጣርኡ ዝካሓደ ተባህሉ ኣብ መጽሓፍ ቁዱስ ዘሎ እዩ። ስለዚ ኢና ድማ ንጣላምን መርገጺ ኣልቦን ሰብ ዩሁዳ እንዳበልና ንጸርፎ።
@user-er8vb9el5v
@user-er8vb9el5v 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-rc9si8zd8b
@user-rc9si8zd8b Жыл бұрын
ኩሉ ዝፍቶ እዩ !! ዝጽላእ ኣይረከብኩን ፡ እታ ዝበለጸት ግን ኣንበብቲን ሓተትን ምኳኖም ብልጫ ኣለዎም።
@filmonkibreab2685
@filmonkibreab2685 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@user-bw6pn3sg9v
@user-bw6pn3sg9v Жыл бұрын
ኣነ ኣብ ኢስራኤል ልዕሊ 12 ዓመት ተቐሚጥ ግን ከምዞም ዝባልካዮም ብጣዕሚ ኣውረስትን ኣሰክምቲ ሕድርን እዮም ::
@tekulutekulu7035
@tekulutekulu7035 Жыл бұрын
jgna wedi
@solomoneskias5181
@solomoneskias5181 Жыл бұрын
GBU 😘
Опасность фирменной зарядки Apple
00:57
SuperCrastan
Рет қаралды 6 МЛН
A little girl was shy at her first ballet lesson #shorts
00:35
Fabiosa Animated
Рет қаралды 8 МЛН
ነብሰ ተአማንነትክህልወካ  ትደልዶ ?
7:10
Robel Wisdom
Рет қаралды 149 М.
ሶቅራጦስ፡  እቲ ንሓቂ ዝሓለፈ ፈላስፋ !
20:52
ስቅ በሃልቲ ኩኑ SENAY AUDIOBOOKS ሰናይ መጻሕፍቲ
38:59
SENAY AUDIO BOOKS መጻሕፍቲ ሰናይ
Рет қаралды 128 М.
🔴👉"ሰለስተ ዓበይቲ መልእክቲ ንምእመናን"
13:30
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 50 М.
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
0:26
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 18 МЛН
Что делать если закрыли на балконе
0:31