Рет қаралды 2,681
ካብ ኢሎን ማስክ እንታይ ንመሃር
ኣብዛ ቪድዮ እዚኣ ካብ ኢሎን ማስክ ናይዚ ዘመን እዚ ዝዓበየ መሃዝን ፡ መሃንድስን ፡ ኣንተርፑነርን ፡ በዓል ሃብትን እንመሃሮም 4 ነገራት ክንርኢ ኢና ሳብስክራብ ስለ ዝገበርኩም ነመስግን።
ቶም ናይ 4 ሰሙን ወፍሪ ኣብ ክሪፕቶን ብሎክቼይንን ትምህርቲ እትደልዩ ሰባት በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ ናይ ዋትሳፕ ክትረኽቡኒ ትኽእሉ ኢኹም ወይ ውን ኣብ ኮመንት ክትጽሕፉለይ ትኽእሉ ኢኹም።
www.quantemschool.com
Message Crypto Academy on WhatsApp. wa.me/message/RUUEGPLBITXEB1
facebook: / samokubay
instagram: / wedi_okubay