Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 43 December 24 - 2021

  Рет қаралды 48,324

Tv Sened Eritra

Tv Sened Eritra

2 жыл бұрын

Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 43 December 24 - 2021
ቃል መሕተት ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ካብ ጦዖ ንዓዲ ኣቡን (ትግራይ) ክፋል 43 ታሕሳስ 24 - 2021
Support - Tv Sened Tv Sened Eritra is an Independent media, sharing the eritrean common history, to bring positive and constructive ideas to improve and promoting truth and understanding.
Tv sened run programs on KZfaq since 2007 and now it is time to support. Thank you for your contribution in advance.

Пікірлер: 180
@johnhaile4682
@johnhaile4682 2 жыл бұрын
The thing I liked about this interview today was the humor they had and I love when B/G Tekeste laughs in between his living past memories. As always he is a living hero moreover to his flawless memories. Thanks for every effort you do to tell us our history. In addition I would like to thank Antonio for his time and effort. Keep the good job you doing!!!!
@johnhaile4682
@johnhaile4682 2 жыл бұрын
Merry Christmas for both of you and your families.
@hailetekeste9112
@hailetekeste9112 2 жыл бұрын
ካብ ተኸስተ ሃይለ። ክቡራት ኣሓትን ኣሕዋትን ብሓበራ ርሑስ ሓዲሽ ዓመትን ናይ ሰላም ግዜን ይግበረልና። የቐንየለይ !
@ruthbfser1052
@ruthbfser1052 2 жыл бұрын
ኩቡር ኣቦና ብርጋዴር ጀነራል ተከስተ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነዓና ክሕሸና እግዚኣብሄር እዚ መስተንክር ታሪክ ን ክትነግር ውጻእ መዓት ጌሩ ስጋብ ሂጂ ብ ሂወት ምጽናሕካ ክብሪ ን እግዚኣብሄር እሞ ኣነ ካብ መጀመርታ ስጋብ ሂጂ 43 ከየቃረጽኩ እንድየ ዚከታተል ዋላ ምስጋና ን ክጽሕፍ ሲ ዓቅሚ ይስእን እንታይ ኢለ ከመስግን ከየጉድለልካ ወይ ስሚዒታዊት ኮይነ ነቶም ዝጻረፉ ከይጻረፍ ይፈርሕ ምክንያቱ ኣብቲ ናቶም ደረጃ ክወርድ ኣይደልን ሕማቅ ኮመንት ክጽሕፉ ከለዉ ብ ጣዕሚ እየ ዚሓዝን ግን ነዓካ ድምብርጽ ስለ ዘይብለካ ዲማ ይኮርዕ ትማል ዝበላዕናዮ ዘይንዚኪር ናይ ዓመታት ታሪክ ከምዚ ኢልካ ከተውርሰና ብ ጣዕሚ ዩ ዚገርመኒ ቀጽሎ
@abelasmerom2725
@abelasmerom2725 2 жыл бұрын
Exactly , He is very decent and Smart father.
@drwizy8779
@drwizy8779 2 жыл бұрын
ብ/ጀ ዘይኾነስ ምሉእ ጀነራል እዩ ዝግብኣካ ወዲ ሃይለ👍
@michaelmedhaniehabte7968
@michaelmedhaniehabte7968 2 жыл бұрын
ርሑስ ባዓል ልደት፡ሰናይ ሐድሽ ዓመት መሪሕካና ብጥዓናኻ ናብታ ፍትውትን ለዋህ ህዝባን መሬታን ብሓባር ካብ ስደት ነብቃዓሉ ዓመት ይግበረልና። ብ|ጀ ወዲ ሃይለ ምስ ብጻይኻ አዳላዊ።
@tsegaykahsay5289
@tsegaykahsay5289 2 жыл бұрын
ክቡር ብ/ጆ ተከስተ ሃይለ ርሁስ ልደትን ሃድሽ አመትን ይግበረልኩም ናይ ሎም ቃለ መህተት ደስ ዝብል ነይሩ ፍሽክታ ዝተሃወሶ ብደሃን ከአ ተመለሰና
@user-xg7mu8nq1s
@user-xg7mu8nq1s 2 жыл бұрын
መርሓባ ቲቪ ሰነድን ምሕደሪ 1000 ብሪጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ። ብህርፋን ንጽበዮ ህያው ታሪኽ ኤርትራን ህዝባን። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ሃይለ መሕደር 1000 ኢለካ ኣለኹ።ብግብሪ ክኣ ከምኡ ስለ ዝኮንካ።
@user-xg7mu8nq1s
@user-xg7mu8nq1s 2 жыл бұрын
ሰላም መሕደሪ 1000 ብርጌደር ጀነራል መደብካ ብዕቱብ ካብ ዝካታተሉ ሓደ እየ። ኣቐዲመ ኣብ ሂወትካል ስድራ ቤትካን ምሉእ ጥዕናን ሰላምን ቅሳነትን ይምነየልካ። ርሑስ ሓድስ ዓመት ንኹልና። ኣብ መብል 42 ክፋልን 43 ክፋል ኣብታ መጀምርታ ንሓርበኛ ተጋዳላይ ወዲ ቐሺ ካብ እንዳ 52 ዝተሳሕበ መራሕ ቦጦሎኒ እዩ መስለኒ ስሙ ኣይጥቐስካዮን እሞ ምናልባት ብዙሓት ደቂ ቀሺ ስለ ዘለዉ ስሙን ስም ኣብኡን እንተ ትጠቕሰልና ጽቡቕ ኔሩ። ምናልባት ሓርበኛ ወዲ ሃይለ እንተ ዘይፈሊጥካዮ ኣብታ ኣሃዱ ዝነበርኩም ሓርበኛታት ተጋደልቲ ክትሕብሩና ብትሕትና ንሃትት።
@samiwedi2444
@samiwedi2444 2 жыл бұрын
Yeknelna BG tekeste haile keab part one atehiza zefetwa medab lenken gen dengukomna xhifa aye felaten eya zekbro BG kea edman tenan yehabka mes min favorit journalister.
@wediali8024
@wediali8024 2 жыл бұрын
ሰረናይ ዝዘረኤ ስሪናይ ያዓጽድ ወዲ ሃይለ ካኣ ወደቡኡ ወድህዝቢ እካ እሞ ህጠር ተቀዲሑ ዘይነጽፍ ፍለግ ዕድመን ጥዕናን ይምነይልካ ።
@kiflomhabtemariam4643
@kiflomhabtemariam4643 2 жыл бұрын
ናይ ባሐቂ ክሳብ ሕጂ ምክትታለይ አየቃረጽኩን አጆኻ ወዲ መሬት እምባሕ በል ንስኻን ቡጾትካን ንዘለአለም ታሪኽኩም ይዘከር
@teweldemedhinmogos3259
@teweldemedhinmogos3259 2 жыл бұрын
ሰላም ዝኸበርካ ብ/ጀ ተከስተ ሃይለን ኣንቶንዮ እዚ መድብ ፍጽም ካብዘይምልጠኒ መደብ ተመሲጠ ዝኸታተሎ እዩ። ነዚ ድም ክብ ዝበለ ምስጋና ይብጻሕኩም። ኣብ ነፍሲ ወከፍ ጉዑዞ ግጥም፡ መታን እዚ ወለዶ ዝተኸፈለልና ዋጋ ክንፈልጦ፡ መጠን መስዋእቲ፡ ብቢጽፍሑ ብሓርፍፍ እንተትገልጾ እውን ጽቡቅ ሙኻነ
@medhanieteklemariam8282
@medhanieteklemariam8282 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሃርን ኣገዳስን መደብ፡ የቐየልና!! ርሑስ በዓለ ልደት ንዓኹምን ስድራ ቤትኩምን፡ ብሰላም ተመለሱና፡
@yohanneshabte7598
@yohanneshabte7598 2 жыл бұрын
ዝከበርካ ክቡር ብ ጀነራል ተከስተ ሃይለ ስለቲ ጹፉፍ መግለጺታትካ የመስጊነካ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ተንቲንካ ኢንተኮነ ጊን ቁሩብ ዘሊልካዮ ተራን ኣበርኩቶን ናይ መካናይዝድ ኣሃዱና ካብ ብርጌድ 73 ሓንቲ ሓይሊ ታንከኛን ሓንቲ ሓይሊ ረሻሽን ኣይተቐስካዮን ብተወሳኺ ዝነበሩ ሓለፍትና ወዲ ገረዝጊሄርን ተክለ ኣቺዶ ወዲ ፋጊርን ኔሮም'ዮም
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 2 жыл бұрын
አንቃኦ ብሰላም መጻኹም ኣብዛ ሓዳስ ዓመት ብሓባር ኣብታ ምጭውቲ.ሃገርና ንጣራነፈላ ይግበረልና (ወዲ ሃይለ ጅግና ብሃንቀውታ አየ ዝጽበየካ) ኹሉ አቲ ጅግንነትካን ሐሎትካን ናይ ሜዳ ስለ ዝዝከረኒ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍
@ak4ever818
@ak4ever818 2 жыл бұрын
Merry Christmas B/G wedi haile. Anthonio and all Eritreans.
@t.tesfamichael5384
@t.tesfamichael5384 2 жыл бұрын
The heroism, the truth, the courageous BG Tekeste Haile. Thank you for your overall contribution to Eritrea.
@fshabsrat761
@fshabsrat761 2 жыл бұрын
ይቕረታ ወዲ ሃይለ ገለ ቦጦሎንታት ካብ ግንባራት ዝመጻ ኔረን አነ አብ ናይ ራያ ቦጦሎኒ እየ ኔረ ካብተን ቦጦሎኒታት አነ ብኑጹር ዝዝክራ. ካብ ክፍለ ሰራዊት 61 ኔራ መጨረሹኡ ውን ምሳና ንደንከል ከምዝኸደት ይዝክር ካልእ ጹቡቕ ዘለኻ ግዜ ውን ነዊሑ ዘይምዝካ ከጋጥም ውን ግድን`ዩ ቀጽሎ ጥራሕ ክብለካ ይፈቱ
@amanurltesfagabir6822
@amanurltesfagabir6822 2 жыл бұрын
Selam B.J wedi haile.Bmejemeria zeleni adnakotin akbrotin lille eyu zeleka bkiet ktiekbo kae ylabeweka. Ketsile Habereta eyu. Bzaeba B.J Tekle Andu dhri 1988 nadow nab barentu amahadari eyu temedibu. Dhri natsnet kae kyar B.J ghrmay mahari enda w.taelim kem laeleway merahi eyu temedibu hatsir habereta eya. Yekenyeley.
@abdullahimaybetot9851
@abdullahimaybetot9851 2 жыл бұрын
I hope that i am with the right man.
@tsigeslasiegebremichael6821
@tsigeslasiegebremichael6821 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ዝድነቕ ኣገላልጻ ክቡር ኣቦና ጅግና ናይ ጀጋኑ ነዚ ዝስገር ዘይመስል ሰጊርኩም ኣብዚ ምብጻሕኩም ኣብ ስደት ክትስደዱ ሓዘነይ ብጣዕሚ ይኸብድ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ርሑስ በዓል ልደት ንኹሉ ።
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 2 жыл бұрын
Amen 🙏 amen happy holidays all thank you BGTH you are making history for now and generations to come. Thank journalist Antonio.
@yonasamanuel7667
@yonasamanuel7667 2 жыл бұрын
እዚ ሰብኣይ ብጣዓሚ እዩ ዘደንግጸኒ በጃኹም ኣትጽረፍዎ ዳሓር ሓቂ እዩ ድዛረብ
@amanuelberhane6897
@amanuelberhane6897 2 жыл бұрын
አንታይ ኮይንካ ትድንግጽሉ ክትኮርዓሉ ኢዩ ዝግባአ ዝድንገጾም ጉጅለ ህግደፍ ኢዮም ።አዚ ጅግና ኣቦና ክንሕበነሎምን ክንኮርዓሎምን ኢዩ ዘለና አቲ ምንታይ ኣብ ግዚኦም ሃገር ትጠልቦ ኣማሊኦም መስዋአትን ስንክልናን ከፍሎም ከብቅዑ ነቲ ገባትን ኣማጽን ስርዓት ቃልስና ነዚ ኣይኮነን ነይሩ ኢሎም ቃልሶም ከየቃረጹ ኣብ ጨምለቕለቕ ናይቲ ስርዓት ኢዶም ብዘይ ምሕዋሶም ክንኮርዕን ክንሕበንን ይግባኣና ሓወይ ናተይ
@abelkibrom2035
@abelkibrom2035 2 жыл бұрын
ከም ኩሉ ግዜ ዕድመን ጥዕናን ይምነይልካ ክቡር ኣቦና ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ከምኡ ውን ጋዜጠኛ ኣንቶንዮ ተስፋይ: ርሑስ ሓድሽ ዓመት ክኾነልና ድማ ይምነ! ክልተ ሕቶ ኣለዋኒ ንሳተን ድማ ጃልነት/ ጃላነት እንታይ ማለት እዩ ብምንታይ ቃንቃ እዩ ኸ ብ ወታሃደራዊ ሳይንስ ድዩ ወላስ ብልምዲ ህዝባዊ ግንባር ዝጥቀመሉ ዝነበረ ቃል እዩ ከምኡ ውን ኮልቦ ዲሰሎ ማለት ከ እንታይ ንማለት እዩ? የቀንየለይ🙏🏾! ተምሃራይካ ኣቤል ክብሮም!
@betizehabeniagube.3997
@betizehabeniagube.3997 2 жыл бұрын
ሰላም ወዲ ሃይለ ብታሚ በሃንቀውታ ክጽበየኩም ቀኒየ ብዛባ መሲሕ ርእሶም ደሃይ ክረክብ። ተለፎን ብንታይ ከስደልካ ይክእል ኣንቴኖ ሓወይ ደጊምካ ክትምልሰለይ ተስፋ ይገብር።
@dendennakfa52
@dendennakfa52 2 жыл бұрын
ሻብ ዓዲ ኣቡን ዝገብርኩሞ ግጥም ኣብ ናይ ውገንን ጽላእን ክሳራ መስዋእትን መውጋእትን ወገን ክምኡ ውን ናይ ጸላኢ ገለ ተጋደልቲ ናይ ሕውሓት ነብር ንኣብርክቶ ተጋድልትና ከቃሽሽዎን ከንኣእስዎን ይርኣዩ ኢዮም ። ብዝዓብዚ ተዝክሮታትካ ከተትንብሃልና ።
@rafaelgebre8907
@rafaelgebre8907 2 жыл бұрын
Honestly I wait every episode eagerly. Thanks BG Tekeste, wish you healthy life.
@onetow9425
@onetow9425 2 жыл бұрын
He know how to tell a story. Very interesting thank you General.
@ygghebreyohahannes793
@ygghebreyohahannes793 2 жыл бұрын
ሰላም ኩቡር ጀነራል ተኸስተን ኩቡር ጋዜጠኛ ኣንተንዮ ተስፋይ። ሩሑስ ኣውደኣመት ንኹላትኩም። እዛ ኣብ 1:15:00 ዝሓተትካያ ሕቶ ማለት " ንተደጋጋሚ ግዜ፡ ኣብ ሓድሽ ተበግሶታት እንተስ ምስ ኣሃዱኻ፡ እንተስ ሓድሽ ኣሃዱ ሒዝካ ንሓዱሽ ተበግሶታት ትምዘዝ ነርካ'ሞ ስለምታይ? እስኻ ጥራይ ዲኻ ወይ ከማኻ ነይሮም እዮም" ትብል ኣቐዲማ ክትሕተት ትዝግባኣ ዝነበራን ኣገዳሲት ሕቶን እያ። ብዝኾነ ውጻእ ማዓት ኢኻ። ዋጋ ከርተትኩምን ንእሰነትኩም ኣብት እንምነያ መጻኢት ኢርትራ ክትከሓሱ ይምነየልካ።
@natnaeltekleab243
@natnaeltekleab243 2 жыл бұрын
Thank you general our beloved hero all time merry Christmas and happy new year to you and your family plus tv sened
@teshememsgane3008
@teshememsgane3008 2 жыл бұрын
ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ ተኸስተ ሃይለ 1000%
@jonnyleo5355
@jonnyleo5355 2 жыл бұрын
Good to see you guys..ባባ ተከስተ Merry xmas and happy new year. ናተይ ባህጊ አብታ ዝተወለዳካላ አዲ ዝተቃለሰካላ አዲ ደምካ ዘፍሰስካላ አዲ Eritrea ከቢርካ ዝተረፈ ህይወትካ ተሀጉሲካ ክትነብር ባባ ይምነየልካ ማራ ኢየ ዝፈትወካ Thank for your service 🌷❤️👍
@habenerihabeneri
@habenerihabeneri 2 жыл бұрын
🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤️
@destaftwi5229
@destaftwi5229 2 жыл бұрын
Ayana wey abona zeytible kab baba tibl
@berea.5579
@berea.5579 2 жыл бұрын
Really amazing as always,Merry christmas to u both too General and Antonio.you doing an immense job keep it up hopefully the book comes soon in time
@yemaneyebio9629
@yemaneyebio9629 2 жыл бұрын
M Xmas Brigader T Haile thnkes. GREAT TO HEAR YOUR VOICE AND HAPPY NEW Y
@creatchannelamanuelmuhtsun5260
@creatchannelamanuelmuhtsun5260 2 жыл бұрын
43 ሓደ ካብቲ ደስ ዘንል፡ ብቐንዱ እቲ ትሕዝቶ ዋላውን ተኾነ፡ ንሰማዕትኹምን፡ ንጋሻን ክብረት ንምሃብ ጽቡቕ ክዳን ምግባርካ ጽቡቅ ስለዝኾነ ፡ ክብረት ይሃብካን ይልመድካን። ጽቡቕ ወዲ usa
@peaceforall
@peaceforall 2 жыл бұрын
All time hero.exceptional fighter !!
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 жыл бұрын
ኩቡር ብሪጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ እግዝኣብሔር ድኣ ንዳሓረይ ኢሉካ እምበር። ኣብ ሜዳ ኤርትራ እኮ መን ኣበይ ይምደብ ፉሉጥ እዩ ኔሩ ምስ ቅንዕናኻን ተባዕነትካ ኣዛሚደ እየ ዝዛረብ ዘለኹ።
@yonaskeshi1863
@yonaskeshi1863 2 жыл бұрын
ታይ ኢኺ ክትብሊ ደሊኺ ኣብርህ ኣብልያ ኩሉ ሰብ ጽሑፍኪ ክርዳኣልኪ ኣነ ግን ነቲ ሓተላ ኣታሓሳስባኺ ተረዲኤዮ ኣለኹ
@yonaskeshi1863
@yonaskeshi1863 2 жыл бұрын
ታይ ኢኺ ክትብሊ ደሊኺ ኣብርህ ኣብልያ ኩሉ ሰብ ጽሑፍኪ ክርዳኣልኪ ኣነ ግን ነቲ ሓተላ ኣታሓሳስባኺ ተረዲኤዮ ኣለኹ
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 Жыл бұрын
@@yonaskeshi1863 እዋይ እንድሕር ተረዲእካዮ ድኣ እንታይ ክሓቁን እየ ዘብርሃልካ በቲ ተረዲእካዮ ዘለኻ ኪድ ካውኡ ኣይትሕለፍ እዩ መብርህየይ ንኣኻ። ካልእ ብሕልናኡ ነቲ ዝብሎ ዘለኹ ዝርድኦ ግን ውሑድ ዘይምዃኑ ይርዳእ እየ። ብዛዕባ እቲ ሓተላ ኣተሓሳስቢኺ ንዝብል ድማ ኣተሓሳስባይሲ ካብ ብንግሆኡ ንጹህን ጹሩይን እዩ። እቲ ዝሓተለ ኣተሓሳስባን ሕልምን ዝነበሮ ኣካል ግን እነሆልካ ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ ኣብ ድቕድቕ ጸልማት ሸሚሙዎ። ንስኻ እውን ካብኦም ኣይትፍለን ትመስል ።
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 жыл бұрын
ብሰላም ተመለሱና
@a.o8991
@a.o8991 2 жыл бұрын
Selam antenyo Kemey Aleka mejemerta msgana ygbeaka . Zkeal tekonu gn bzeba ezi sebay.abo.harbena kulu smn kbrn zgbo seb. Zfeltwo sebat adimka gbru kbru kezetwlna tetedmelna xbuq neru Thanks
@mabu198
@mabu198 2 жыл бұрын
ልዑል ክብሪ ኣሎኒ መምህር ።ጥዕና ይሃብኩም
@tsegabutsamlak9976
@tsegabutsamlak9976 2 жыл бұрын
Selam b general tekeste hayle selakulu zenberen zelon aborketoka nemesgen ane kehato delya zelku bezaeba tegadelty teray enber menem abesa zeybelom civilian zereshanu nerom be abenet hayle tesfageaber (wedi sharow aketatela kab gezeu wesdom ab aderso reshnom)hayle zeytekebelon zeyhabhabon wegue seweue aynebern ab ala kedmu bezuhe agafeom dehare yom reshneomo kedae u ka elomo gen nesu aynebern mo be kuburunetka ketegelxo yelemenaka
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 2 жыл бұрын
I salute you sir, General.
@ghirmaihaile4419
@ghirmaihaile4419 2 жыл бұрын
ንኽትሰምዖ ዘቐንዙ ታሪኽ፣ከምዚአ ኢላ ዝመጸት ናጽነት መጻወቲ ካልኦት ኮይና ኤርትራ ዓሕ።
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 2 жыл бұрын
*Merry Christmas and Happy New year* ሰላም እንቋዕ ደሓን መጽእኩም ዝኸብርኩም B/G ተኸስተ ሃይለን ከምኡውን ጋዘጠኛ ኣንተንዮ ተስፋይን። መደብኩም ሰሓቢ ኢዩ ጽቡቕ ከኣ ንከታተሎ ኣሎና። ኣብቲ ዝጠቐስካዮ ናይ ቦታ ስም ንእሽቶ መኣረምታ ኣላትኒ፡ ካብ ራማ ናብ ዓዲ-ኣቡን ወይ ናብ መስመር ዓድዋ ክትከይድ ከለኻ ዘላ በራኽ ታሪኻዊት ዓዲ ብጌጋ *ዓዲ-ዳዕሮ* ኢልካ ጠቒስካያ ኣለኻ፡ *ዳዕሮ-ተኽሊ* ተባሂላ ክትእረም ብትሕትና እሓትት። *ዓዲ-ዳዕሮ* ትብሃል ዓዲ ካብ ሽረ ናብ ሸራሮ ዘሎ መስመር ኣብ ምዕራብ ትግራይ ኣብ ኣድያቦ ከባቢ ዓዲ-ነብሪኢዲ፡ ዓዲ-ሃገራይ ኢያ ትርከብ። ኣብ መወዳእታ 1989 ዓ/ም ጸላኢ ካብ ኤሪትራ ናብ ትግራይ ከይሰግር ንሓለዋ ካብ ዝተፈላለያ ኣሃዱታት ተዋጺእና ንሕና ካብ ከባቢ ሺዕብ፡ ማይ-ኦልዮ፡ ላባ፡ ቢሰስ ተበጊስና ናብ ከባቢ ራማ፡ ዳዕሮ-ተኽሊ፡ ዓዲ-ኣቡን፡ እንቲጮ ___ ወዘተ ተንቀሳቒስና ኔርና። ጸላኢ ካብ ኤሪትራ ናብ ትግራይ ከይሰግር ኣብ *ዳዕሮ-ተኽሊ* ኣብ ተዛማዲ ዕርዲ ንሓለዋ ሒዝናሉ ኣብ ዝነበርናሉ እዋን እታ ዓዲ ኣብ ከባቢ 1935 ዓ/ም ብኣቆጻጽራ ኤውሮጳውያን እቲ ኣስፋሕፋሕቲ ኣምሓሩ ዝምክሑሉን ዝፍክሩሉን ግን ከኣ ዘይተሳተፍሉ *ዓወት-ዓድዋ* ወራሪ ጣልያን ብጅግና ህዝቢ ትግራይ ዝተሳዕረላ ታሪኻዊት ዓዲ ምዃና ብሰብ ጸጋ ዕድመ ናይ'ታ ዓዲ ዛንታ ተነጊሩና ምንባሩ ክዝክር እደሊ!።
@ramadanmohamed8176
@ramadanmohamed8176 2 жыл бұрын
ኡንቃዕ ብደሓን መጻኩም ብ/ጀ ተክስተ ሃለን ወድ ሃይለን ትቭ ሰነድ ጋዝጥኛ ኣቶ ኣንተንዮ ተስፋይን!
@ramadanmohamed8176
@ramadanmohamed8176 2 жыл бұрын
ብ/ጀ ተክስተ ሃይለ ወድይ ሃይለ! ሕቶ ኣብ 1977 ኣብ ከተማ ነፋሲይት ካብ ላዕሎዎት መራሕትይ ናይ ሹዕይ ዘበነ በራግድ ኢኩም ነርኩም!? ኢሞ ንብነት ስውእ ብ/ጀ ዓብዱ መጥረ ተዊግዩ ማ/ቦሊኒ ነሩ ትወግይዩ ከሙኡ ዊን ማ/ብርገድ 44 ነበር ኣብ ሸይዽይ ተወግዩ ። ዝተሰውዩ ኸ?
@yohannesyemane8701
@yohannesyemane8701 2 жыл бұрын
ወዲ ሃይለ ኩሉ እቲ ዝነበረ ገሊጽካዮ እንዲኻ። ኣብ ልዕሊ 'ዚ እንታይ ክንምልእ ከነባላሹ እምበር።ንምዝኽኻር ግን እዛ ኣብ ትግራይ "ዓዲ ዳዕሮ " ዝበልካያ ዳዕሮ ተኽሊ ኢያ ትብሃል። ዓዲ ዳዕሮ ዝብሃል ዓዲ ግን ሽረ ሓሊፍካ ንሸራሮ ክትከይድ ከለኻ ንሸነኽ የማን እትርከብ ዓዲ ኢያ።
@dendengebrengus289
@dendengebrengus289 2 жыл бұрын
Wel come Brigadier General T.Haile. Thank you again for your historic contribution to our modern and beloved land Eritrea. Thank you Antonio hawna.
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 2 жыл бұрын
ንዓኹም ውን ምስ ስድራቤትኩም ርሑስ ኣውዳኣመት ይግበረልኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@abdelmienmohamed7831
@abdelmienmohamed7831 2 жыл бұрын
ወዲ ሀይለ ጂግና ዕድመን ጥዕናን
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 2 жыл бұрын
ክቡር ብጻይ እዚ ናይ ወየነ ዝገብርኩሞ ዓቢ ሃገዝ ክምዚ ሕጂ ዝገብርዋ ጥልመትሲ ትግሞትዋ ዶ ንርኩም መራሕቲ ህግሐኤ ?!? እንታይ ክ ይስማዓካ?
@michaelestifanos4467
@michaelestifanos4467 2 жыл бұрын
I said & I said again you are best of the best all the time 🇪🇷👍🇪🇷👌🇪🇷 B/G Wedi Haile🇪🇷🇪🇷👍
@FASEAful
@FASEAful 2 жыл бұрын
Merry Christmas and Happy new year both of you!!
@joehatu7130
@joehatu7130 2 жыл бұрын
🌹🌹🌹Merry xmas 🎄 Wedi haile & Antonyo Tesfai 🌹🌹🌹..may you guys live healthy for years to come!!!
@hailetekeste9112
@hailetekeste9112 2 жыл бұрын
Hi Joe nice to see your encouragement comment. Thanks
@wediansebaxaeda9020
@wediansebaxaeda9020 2 жыл бұрын
ሰላም ኩቡር ኣቦና general ወዲ Haile ኣብ ህዋትካ ሙልኡ ጥዕና አብ ስራሕካ ኣሳልጦ የምነየልካ አንታይ ከሓተካ መደለኹ ገለ ካብ ሕውሕት ኤርትራውያን ዝገበሩልና የብሎምን አዮም ዝብሉና አሞ ነዚ ሓድሽ ዎሎዶ ህዝቢ eritrea & ህዝብትግራይ አንታይ ኑትጹር ታርክ ክትምህሮ ዎይ ከትማሓላልፈሉ ትኽእል ኑሶም ድዮም ሓግዞሙና ዎላ ንሕና አና ሓግዝናዮም አንተ ሓግዞሙና ኮኢኖም ከ ብዘይ ናቶም ሓገዝ ናትጽነት Eritrea ግዜ መዋሰደ ዶ Thank uu ምስ ሙሉአ ኣኽብሮት ካብ ብልቢ ዘክበረኻ ዝካታተለካን አየ
@erimanreefs8191
@erimanreefs8191 2 жыл бұрын
ጀነራል ወዲ ሃይለ ኩሉ ነብስኻ ጅግንነት ኢያ ። የቐንየልና ፤ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ዘርኢት እናበልካ ትዝክሮ ዘለካ ሓላፊ ወዲ ኢማም ድዩ ፥ ብሓፈሻ እንተትገልጸለይ ደስ ምበለኒ ። ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
@joehatu7130
@joehatu7130 2 жыл бұрын
Wedi haile & Antonyo, which way should I submit my question? Can you tell me the easiest way how?
@abdullahimaybetot9851
@abdullahimaybetot9851 2 жыл бұрын
The great leader, dear Healy, thank you for your efforts and more in the service. Is the secret organization still there or is it over? Thank you
@eyobtes5588
@eyobtes5588 2 жыл бұрын
ብቀዳምነት እዛ ከም ወትሩ ብሃንቀውታ ክንጽበያ ዝቀነና መደብ ሒዝኩም ኣብ ግዚኡን ሰዓቱን እንቛዕ ብደሓን መጻእኩም ! ( ኣቶ ኣንተንዮ ተስፋይ ከምኡ'ዉን ሓርበኛ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ) ። ቀጺለ ሕቶ ን ጅግና ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ፡- ካብ ግምባር ጊንዳዕ ንወፍሪ ደንከል ፡ እንደገና ናብ ትግራይ ብሃንደበትን እሞኸኣ ናባኻ ጥራይ ብተደጋጋሚ ዘልዕልሉ ምኽንያት እሞ ኸኣ ዝቀደመ ሕቶኻ ከይተመለሰ ዝግበር ዝነበረ ስለምንታይ ኢዩ ፧
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 2 жыл бұрын
ሕጂ እዛ ሕቶኻ ብምንታይ መልክዕ ኢያ ክትምለሰልካ ኣቃውማ ቃላት ሕቶኻ ቶንኮለኛ ይመስል
@nabeyeuanfetey7675
@nabeyeuanfetey7675 2 жыл бұрын
ሰላም ክቡራት የሕዋት፡ክቡር ጅግና ኣቦና ጀነራል ተከስተ፡መጀመርታ ጥዕና ይምነየልካ። ባንዴራ ህዝባዊ ግንባርን"ባንዴራ ህግደፍን ፈላሊካ እባ ግለጸለይ ኢካ። ንትምልሰለይ ግን ኣቀዲመ የመስግን።
@berhaneokbab3438
@berhaneokbab3438 2 жыл бұрын
1st up to 42 history kab desss eluni kab zketatel eye Merry Christmas and happy new year both of you
@filimontsegay9289
@filimontsegay9289 2 жыл бұрын
SUPER ERITREAN HERO GENERAL TEKESTE HAILE WISH YOU TO PRESIDENT OF ERITREA AND DEFENCE MINISTER AT THE SAME TIME THE POWER MUST BE HELD BY YOU .YOU DESERVE IT MORETHAN ANY ONE BECOUSE YOU STILL STRUGGLE FOR DEMOCRACY WITH PURE HEART NOT FAKE FIGHTER LIKE OTHERS COWARDS AMD CORRUPTED.
@yonasfissehaye6294
@yonasfissehaye6294 2 жыл бұрын
Merry christmas and happy new year b/G tekeste hayle und Antonio.
@bereketkeshimeasho7464
@bereketkeshimeasho7464 2 жыл бұрын
መርሓባ እንቃዕ መዝጻእኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@habtetewelde4614
@habtetewelde4614 2 жыл бұрын
Merry Christmas and happy new year TV sened wedi haile
@abrahammsgna4395
@abrahammsgna4395 2 жыл бұрын
Selam Selam Wedi haile adnaqoteyn tiena mnioteyn ab botiu koynu hitoy bzaeba hayelom moboqol sdrabetu kab eritrea ybehal haqinetu kemey u
@risomlegese387
@risomlegese387 2 жыл бұрын
ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ሰላም ኣንቶንዮ እውን ሰላም። ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ ኣፍቅደለይ? ምስ ምሉእ ኣኽብሮት መኽኒያቱ ንስኻ ኩቡር ሰብ ኢኻ! ናብ ሕቶይ ክኣቱ=1, ኣብ ውድብ ህ -ግ ሓጋጊ ኣካል ድዩ ዝላዓለ ታራ ኔርዎ እቲ ፈጻሚ ኣካል እዩ ? ኣብ ንናጽነት ዝተ ገብረ ምሉእ ቃልሲ ማለተይ እየ።
@binamsultan8801
@binamsultan8801 2 жыл бұрын
ሰላም ኩቡሩን ሕፉሩን ጅግና ጀነራል ተኸስተ ሃይለ (ወዲ ሃይለ) ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን የሕልፊካ ክትኸውን በዓል ሙሉእ ተስፋ ኢየ። ብምቅጻል እቲ ትህቦ ዘሎኻ ታሪኽ መሳጥን ሳሓብን ዝኾነ ብልቢ የመስን ብምቅጻል ሓደ ግዜ ብዛዕባ ለማ ገረዝግሄር ኮማንድስ ተዛሪብካ ነይርካ እሞ ብዛዕብኡ እባ ኣስፍሕ ኣቢልከካ ግለጸሎይ ዝፈልጦ ኣሎ እሞ ንሱ ተኾይኑ ከረጋግጽ ስለ ዝደሎኹ ኢየ
@dtg4658
@dtg4658 2 жыл бұрын
Welcome 🙏 our hero
@tesfaldetlibse8755
@tesfaldetlibse8755 2 жыл бұрын
ሰላም ወዲ ሃይለ ከምኡ ውን ወዲ ሃይለ ብትገብሮ ዘለካ ሑሉፍ ታሪክ ጀፋኑ ውሎቶም ኣብ ምትራክ ኣዝየ የመንግነካ ምክንያቱ በቲ ጀሚርካዮ ዘለካ ቀጽሎ ካልኦት ውን ኣሰርካ ክስዕቡ ንዝፈልጥዎ ውለታት ጀጋኑ ክትርኩ መታን ኣሰርካ ክስዕቡ ዘተባብዕ እዩ እሞ ኣጀካ ቀጽሎ ካልእ መብርሂ ብዛዕባ ሱውእ መናጃ ብተደጋጋሚ ትሕተት ኣላ እሞ ኣብ ልዕሊ እቲ ዝሃብካዮ መብርሂ ትኸውን ኢያ ዝብላ መስዋእቲ ሱውእ መናጃ ኣብ ዓሰብ ማለት ኣሞንጎ 37 ኪሎ ሜተርን 48 ክሎሜተርን ዘሎ ቦታ ኣብ ፀጋማይ ሸነኽ ግንባር ዓሰብ እዩ ተሰዊኡ ኣብ ከባቢ ሰዓት 8-10 ዘሎ ግዝየ ኣታሓሕዛ ድፋዓት እንዳኮሎለ ከሎ ብቕርጭሕሙ ተሃሪሞ ከምተጸወእ ከዛካክረካ ይፈቱ ድሕሪ ናቱ መስዋእቲ ምእታው ዓቃቢ ሰላም እዩ ኣምርሑ እቲ ክናት ደው እዩ ኢሉ ንሕና የማናይ ግንባር ሒዝና 491 ከኣ ጸጋማይ ሸነኽ ሒዞም ከለዉ እዩ መስዋቱ ኣጋጢሙ. ካልእ ሕቶ ዘላትኒ ብርጌትካ ብባሕሪ ጌካ ንኽትጋዓዝ ሽቶ ተዋሂብካ ኣባይ ቦታ ተጻንካ ኣበይ ቦታ ንኽትወርዱ ሽቶ ተዋሂብኩም ቦታታት ኦንተገለጽካዮ ዝያዳ መቐረት ይህልዎ ኮይኑ ይስማዓኒ? 2 ይ / ብዛዕባ መስተ ናይ ውጩ ኣብ ገምጋምኩም ተነቕፍሉ ዶ 3ይ ታራ ብትወደድ ኣብራሃ ክሳብዛ በስሕካያ ዘለካ ኣይተገልጸን እሞ ታራ ብተው እንታይ ኔሩ?
@yonishikor6257
@yonishikor6257 2 жыл бұрын
እዚ ኩሉ ቓልሲ ብዘይ ፍረ ካብ ኣምላክ ርከቦ
@joyo1470
@joyo1470 2 жыл бұрын
ሰላም ብርገደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ፣ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ኣብ ህዝባዊ ግንባር ዕለት መስዋእትን ወርሕን ዓመተምህረትን ተመዝጊቡ ከብቅዕ ቦታ ወስዋእቲ ዘይጠቅስ ካብ ምንታይ ክኸዉን ይኽእል ትብል ናብነት ኣብ ክፍለሰራዊት 52 ዕለት መስዋእቲ24/08/1985 ቦታ መስዋእቲ --ትብል ። ቦታመስዋእቲ ክርከብ ይከኣል ዶ ትብል፧ thank you
@thomgood2278
@thomgood2278 2 жыл бұрын
Would you leave the link about tesfamhret's story?
@habenerihabeneri
@habenerihabeneri 2 жыл бұрын
ዕድመን ምስጥዕና ይምነየልካ ብ/ጀነራል🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@timwalker4122
@timwalker4122 2 жыл бұрын
Please Eritreans don't talk shit to him regardless what he was an E. P. L. F fighter and he will remember. Merry Christmas and Happy New year for all Eritreans.
@tesfayehaile7728
@tesfayehaile7728 2 жыл бұрын
ወዲ ሃይለ ጅግና ቀጽሎ
@tekieanday2113
@tekieanday2113 2 жыл бұрын
What happened to the next part of the interview? Antonio, aren't you supposed to announce any change of plan or if something went wrong? We are still waiting for the closure of this narration. Thanks!
@OBO994
@OBO994 2 жыл бұрын
ጅግና ኣያና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@yonatanfessehaye2678
@yonatanfessehaye2678 2 жыл бұрын
Wellcome my Hero 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Beli940
@Beli940 2 жыл бұрын
Jigna nay bhaki entay emo ygeber alem kedae hanti moya zeyneberom eba yeshkaelilu alewu
@aronmeda494
@aronmeda494 2 жыл бұрын
Kemey aleka wedi Haile. Jag bor i Sverige och kan du skicka ditt telefonnummer.
@eritreanman6922
@eritreanman6922 2 жыл бұрын
We are waiting our hero and Brother Antoniyo please don’t let me down come back
@ghirmaihaile4419
@ghirmaihaile4419 2 жыл бұрын
I love the this program which is well elaborated.
@yacobdebsuy1514
@yacobdebsuy1514 2 жыл бұрын
Kubur abona B/G Tekeste Haile Selam neaka kehateka delye zeleku s Kolbo Diselo Kemey u zegebreka eske Example girka negerena
@mulugetaembaye4259
@mulugetaembaye4259 2 жыл бұрын
Wedi haile me speechless bro the same feeling
@amanurltesfagabir6822
@amanurltesfagabir6822 2 жыл бұрын
Hei b.Tekeste haile kulu enda adneqku. Eta tselae hizwa znebere bota adi Daero zbelkaya nay sm gega alata ktierem ametan. Daero Tekli tebahila ktierem. Bzterefe gn jigna qetsl.
@teweldenagasi5010
@teweldenagasi5010 2 жыл бұрын
ናይ ብሓኪ ጺብክ ታሪክ ጊን ዲምጺ ኩሩብ ወስኩሉ
@beshe6275
@beshe6275 2 жыл бұрын
ብመጀመሪያ ድምቅ ሰላምታ ከቅሪበልኩም ይፈቱ ከም ካልኣይ መወሳኽታ ንመጀር ብርጌደር ወዲ ሃይለ ከመስግኖ ፡ይደል ክሳብ 'ዛ ሎሚ ኣብ ትገብሮም ይካታተለካ 'የ ታርኽ ሰፍሕ ናብ ናኣሽቱ ወለዶ ክተማሓላልፍዎ ብድጋሜ የመስግነካ ሓንቲ ሕቶ ክትምለሰለይ ምደለኹ ኣብ ብዓል ሰፍኣ ብዓል ሻንብቆ ተኮንብያ ኣብ ባዳ ዝነበሩ ክፍለ ሰራዊት እንዳ 18/37 መን ይብሃል ነይሩ። ጠቅላሊ እንዳ 37 ኣብቲ ዝነበረ ኩናት ሳልሳይ ወራር እቲ ረሳታት ንመቃብር ሓርበኛታት ባረንቱ ኣትዩ ዝብሃል ሓበሬታ ክትህብኒ ምደለኹ!
@jossyaferhom305
@jossyaferhom305 2 жыл бұрын
I salute 👏 General Tekeste Haile
@yohannesyemane8701
@yohannesyemane8701 2 жыл бұрын
እቲ ኣብ ትግራይ ዝገበርናዮ ውግእ ክሳራታቱ ምስ ናይ ምድረ በዳ ደንከል ክወዳደር ኣይኮነን። ጢዖ ንምሓዝ ዝኸፈልናዮ ዋጋን ኣብ ትግራይ ዝኸፈልናዮን ኣይነጻጸርን ኢዩ። ብዙሕ መስዋእትን መውጋእትን ኣጋጢሙና ኢዩ ኣብ ትግራይ። እቲ ምኽንያት ብዙሕ ኢዩ። ኣብዚ ምዝርዛሩ ኣድላይነት ስለዘየብሉ።
@yonaskeshi1863
@yonaskeshi1863 2 жыл бұрын
@eritrean love hagerey ብልክዕ ታሪኽ ክቕበር የብሉን
@teklezewde5680
@teklezewde5680 2 жыл бұрын
የውሃንስ ብዛኣ ርክበን ኢካ።
@teklezewde5680
@teklezewde5680 2 жыл бұрын
ዝክበርካ ኣዳላዊ ናይዝ መደብ ብስናይ ይቅረታ ኣነ ኣብዛ መበል 43 ዘላ መደብ ብዛዕባ ኣብ ቦጦሎን ናይ ውዲ ክዳነ ዝነበረ ወዲ ብርሃነ ወይ ተስፋይ ብርሃነ ኩነታት መስዋኢቱ ምገልጽካልና ዶ ነርካ።
@teklezewde5680
@teklezewde5680 2 жыл бұрын
የውሃንስ የማነ ኣብ ዝጠዓመካ ግዝየ ክትረክበን ትኪኢል ኢካ ኣነ ካብታ ሓይል ናይ ወዲ በርህ ጋንታ ተክለብርሃን ሃይላ መስርዕ ወዲ ኣብረሃ ኢየ ነይረ።
@amanuelberhane6897
@amanuelberhane6897 2 жыл бұрын
ቡዙሕ ንሰምዕ ኢና ቑሩብ ካብኡ ኣብ ናይ ሚንስተር ብርሃነ ገብረዝጋቢሔር መጽሓፍ ከም ዝገልጾ ወያነ ብፍላጥ ጌጋ ሓበሬታ አንዳ ሃቡ ኣብ ሓደጋ ክትወድቁ ይገብሩ ከምዝነበሩ ኣስፊርዎ ኣሎ አዚ ግን አቶም ኣብኡ ዝወዓልኩም አንተ ዘይተዛሪብኩም ወይ አንተ ዘይጽሒፍኩም ካልአ መልክዕ ክሕዝ ሰለ ዝኽአል ክትዛረብሉ ኣልኩም ወላ ኣብዚ ቻነል አንተ ዘይተዛረብኩምሉ ነቶም ዩቱበራት ክትነግርዎም ይግባአ አንተ ዘይኮይኑ ንሕና አዞም ናኣሹቱ ወለዶ ክንፈልጦ ኣይንኽልን ኢና
@tedrosgebremaryam3101
@tedrosgebremaryam3101 2 жыл бұрын
Hei jigna bg. General wedi hele megemera happy mery Christmas kemwn new year nakan kulom sidrabetkan beti tekreblna zelka tarki kia bitam ena nmsignek 👍🌹
@michaelfre9840
@michaelfre9840 2 жыл бұрын
Welcam wedi haile enka bselam mesaka
@eyobfishaye8754
@eyobfishaye8754 2 жыл бұрын
Welcome wedi haile Gigna
@danielwater1321
@danielwater1321 2 жыл бұрын
Wedi Haile ykun bzuhat arkanatna Ezi sltan zi azyu yu zn'esom Gn Entay ygber? Bhafesha selamta ayresaekun Wedi Haile arkan zeynexf zeydgem tarik gdlawi guezo Eritrea, Kem'au wn harbena Antenio Tesfa Edmen Tienan yhabkum qenyulna Tarikna ksefh.
@abelasmerom2725
@abelasmerom2725 2 жыл бұрын
ሰላም ክቡር ወላዲና ጅግና ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ (ወዲ ሃይለ) ። ብመጀመርያ ምዉቅ ሰላምታ ከቅርበልካ ይፈቱ ምስ ክቡር ወላዲ ጋዜጠና ኣንተንዬ። ብፍላይ ጋዜጠኛ ኣንቴንዬ ብልቢ የመስግነካ: ንክቡር ኣቦና ወዲ ሃይለ ብክብሪ ተኸናኺንካ ነዚ መደብ ታሪኽ ንኡስ ወለዶ ንኽፈልጦ ኣብ ቻነልካ ዝዓደምካዬ። ብሓፈሻ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም። ቃልስኹም ቃልሲ ህዝቢ ምኻኑ ከኣ ዓወት ይምነየልኩም። ከም ለበዋ ክቡር ወላዲ ብ/ጀ ወዲ ሃይለ ነዘን ሕቶታት ክትምልሰለይ ይጽበ። 1. ኣቶ ዘምህረት ዬዉሃንስ ምስ ዱሩዕ ናይ ስጋ ዝምድና ኣለዎም ክብሃል ይስማዕ ሓቂ'ዱ? ዘምህረት ዬዉሃንስ ከ ከም ብጻይካ ኣብ ቃልሲ ከም ሰብ ከመይ ትገልጾ? 2.ኣብ ህ.ግ ዝተዓደለ ማዕረግ ብልክዕ ነይሩ'ዱ ትብል? ብግድምና ድዩ ወላ ብኣበርክቶ ኢዪ ነይሩ? ወይ መዐቀኒ ሚዛን ማዕረግ እንታይ ነይሩ? 3. ኣብዚ እዋን ጀነራል ዘሎ ፊሊፓስ ወልደዬዉሃንስ (ነቀዝ) እዚ ተዋህብዎ ዘሎ ማዕረግ ይግቡኦ'ዶ ትብሎ? ነዚ ሕጂ ዘለዎ ጽፍሒ'ኸ ምስቲ ዝገበሮ ኣበርክቶ ኣብ ሜዳ ይምዘን'ዶ? ከም ሰብ ከመይ ትገልጾ? 4. ኢሰያስ ንኤርትራ ኣብዚ እዋን ብፈደረሽን ወይ ኮንፈደረሽን ክቁርና ዓቅሚ ይህሉዎ'ዶ?ብናትካ እንታይ ምገለጽካዬ? 5. ኣካይዳ ህግደፍ ንምንታይ ዕላማ ኢዪ ትብል? መወዳእትኡ'ኸ እንታይ ኢዪ? 6.ኣብ ሜዳ ከለኻ እሰያስ ዲክታቶር ክኸዉን ወይ ከኣ ምስሊ ህ,ግ ለቢሱ ዕላማታቱ ክፍጽም ጥርጣረ ዝነበሮ ነይሩ'ዶ? 7.ብሓፈሻ ኢሰያስ በዚ ዝኸዶ ዘሎ እንታይ ኢዪ ዕላምኡ ክትብል ትኽአል?
@abelasmerom2725
@abelasmerom2725 2 жыл бұрын
ንትብዓትካን ቆራጽነትካን ከኣ ብልቢ ይድነቅ ።
@gideonamanuel6559
@gideonamanuel6559 2 жыл бұрын
Happy New Year to both of you
@abdallahagos1890
@abdallahagos1890 2 жыл бұрын
How are you are doing guys we miss your history when will you guys well be back
@zemenesigntir1736
@zemenesigntir1736 2 жыл бұрын
Selam yblekum selam ms mlue tiena ena temeneku Plss 3 semun koynu tegiekumna kbl yfetu Kburat abotatey ayatatey
@yonasfesha4490
@yonasfesha4490 2 жыл бұрын
ኣብ ዝሓለፈ ራሕባ ዝብል ሰብ ተጸዊዑ ኔሩ እሞ ራሕባ መን ኢዩ፧
@eliasdebesai8633
@eliasdebesai8633 2 жыл бұрын
Wel come DEAR
@resomoscar6112
@resomoscar6112 2 жыл бұрын
The only person alive that knew iseyas Afewerqis secret is mesfun Hagos Please interviewed him. General Tekeste Haile is also great to tell us the truth I wish you all the best .
@eritreanman6922
@eritreanman6922 2 жыл бұрын
Welcome Birgadar general Tekheste
@user-ei8zs7ep7x
@user-ei8zs7ep7x 2 жыл бұрын
ብመጀመርያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ጀነራል ወዲ ሃይለ ብምቅጻል ዘይተበርበረ ታሪኽ ኤርትራ ኢኻ ወዲ ሃይለ ተባዕ መራሒ ወላዲ ተዋጋኢ አዋጋኢ ብሓቂ ኢኻ። ራያ ኮነሬል ሙልጌታ መራሕየይ አዩ ኔሩ ተባዕ ተዋጋኢ አዋጋኢ አዩ ኔሩ ግን ዘይዕጋበት ኔርዎ አብቲ ስርዓት ዳሕራይ መስተ ብቀጻሊ ይሰቲ ኔሩ አብ ባርንቱ ብሓደጋ መኪና ተሰዊኡ። መምህርና ታሪኽ ኤርትራ ኢኻ አሞ ጎይታ ዕድመ ይሃብካ። ቲቢ ሰነድ ኤርትራ ድማ ብጣዕሚ ነመስግን ታሪኽ ትስንድዎ ምህላዉኩም። መረሕትና ኪናት ጥበብ ምጥቃም ወታደራዊ ቅርጺ መሬት ። ብዉሕድ ዓቅሚ ዓቢ ዓወት ምምዝጋብ ጥበብኛታት ኪናት ኢኹም። ሕዋሓት ዉዕሎ ህግ ክኽሕዱ ከለዉ ዝገርም አዩ አሞ ብትኽክል ታሪኽና አቦታትና ንስኹም ስለ ትገልጽዎ ቀጽሉዎ ይብል። ኤርትራዊ ክቡር መንነት። ጀነራል ይግብኦ ጥራሕ ዘይኮነ ማርሻል አዩ ቦትኡ። ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2022 ክቡር ጅግን ጀነራል ወዲሃይለ።
@mebryemebrye9282
@mebryemebrye9282 2 жыл бұрын
Nay bhaki xibuk tentena tarik wedi hayle
@danielgoytom7749
@danielgoytom7749 2 жыл бұрын
Welcome
@danielgoytom7749
@danielgoytom7749 2 жыл бұрын
Kuber General hanti hito alatini bzaeba wedi hambir kunetat meargu wey halafnetu kemey neyru miknyatu wuchu kislef kelo nsu kemztekebelo welawin kebabi 300 birr kemzhagero nwuchu bealu wuchu ab interview tarik hiwetu gelitsiwo dehar gin kemey ger halfnetu tihtiu koynu yserih neyru abrahaley entekielka .
Tv Sened  BG Tekeste Haile Interview Part 44   February 5  2022
1:14:05
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 35 М.
100❤️
00:19
MY💝No War🤝
Рет қаралды 23 МЛН
Double Stacked Pizza @Lionfield @ChefRush
00:33
albert_cancook
Рет қаралды 73 МЛН
Looks realistic #tiktok
00:22
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 105 МЛН
What it feels like cleaning up after a toddler.
00:40
Daniel LaBelle
Рет қаралды 70 МЛН
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 24     July 10-2021
1:14:36
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 35 М.
Tv Sened  BG Tekeste Haile Interview Part 26    July 23-2021
1:16:27
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 43 М.
Tv Sened Eritra BG Tekeste Haile Interview Part 15      May 1- 2021
1:26:18
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 50 М.
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 51   May 28 - 2022
1:13:15
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 64 М.
Tv Sened  BG Tekeste haile Interview   5 March 2022    Part 47
1:24:00
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 42 М.
100❤️
00:19
MY💝No War🤝
Рет қаралды 23 МЛН