No video

ኩሉ ሰብ ክፈልጦ ዘለዎ! ኣባት ነፍሲ ክቕይር ይኽእል ዶ? ( ኣዳላዊ ሥልጣን ከሰተ)

  Рет қаралды 17,361

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Күн бұрын

Пікірлер: 233
@user-tf8dn2iw8o
@user-tf8dn2iw8o 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ስላጣኑ ሓወይ
@user-rv3jc5dp4z
@user-rv3jc5dp4z 2 жыл бұрын
እግዚኣቢሔር ይመስገ ሰላምካ ይብዘሐልና ክቡር ሓውና ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚኣቢሔር ኣምላክ ኣብ ቤቱ የንብርካ ብምቅፃል ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ንሕና ኣብ ዓዲ ዓረብ ዘለና የሕዋትካ ኣብ እዋን ፆም ክከውን ከሎ ንፀውም ኢና ይኩን ድኣ ምበር ኣብ እዋን ስዕረት ክከውን ከሎ ድማ እቲ መን ከም ዝሓረዶ እንታይ ኢሎም ከም ዝሓርድዎን እንታይ ከም ዝሓርዱን ዘይፍለጥ ስጎኦም ሓቢርና ምስኦም ንበልዕ ኢና ኣብ ዓዲ ተጠንቂቅካ ኣይ ትጥንቀቅን ምክንያቱ ተጠሓሒኑ ኣብ ቡዙሕ ነገራት ስለ ዝኣቱ እና ሓውና ስልጣን ሓውና ጊዘ እንተረኪብካ ገለ በለና
@rahelsolomon7893
@rahelsolomon7893 Жыл бұрын
Malt kulena kedr mtmakna ayterfen kun gen etu mgebiy nay arb sega derho mnam zyethadgyo malt blkiy mgebiy tserh entkinkiy shero bbrsen bketa bdensh enagebrkiy ayttkmiy malt an hjiy mgebiy aserhen gen beliy serhe ey zble ena naytom ayblen malt ayftwun el ngeryom kab b atekltiy nger ytkm xom kkewun kle atkltiy seert kkewun klo dema b enkulal enA kmziy an ztkmo ttekmiy yhysh
@user-yf3zl5zd4k
@user-yf3zl5zd4k 2 жыл бұрын
አሜን (፫) ቃለ ህይወት የስምዓልና ኩቡር ሓውና ስልጣን ይቅርታ ኩሉ ግዜ አብ ሓሳባተይ እናተመላለሰት ተጨንቀኒ ሕቶ እያ እና ክትምልሰለይ ብትሕትና ይሓትት እና ናብ ሕቶይ ክኣቱ አነ ዘለኹዎ ኣብ ሱዕዲ እዩ እና አፍቃሪ አለኒ ምስ አፍቃርየይ ድማ በሓደ ኢና ማለተይ ንራከብ ኢና ኩሉ ግዜ ግና ቀለበት አይኣሰርናን አብ ስደት ኢና ተፋሊጥና አነ ግና ሐጂ ናብ እግዚአብሔር ክንምለስ ደልየ እናስ ከይገድፎ አነ እውን የፍቅሮ እየ ንሱ እውን የፍቅረኒ እዩ ከይንቅፅል ከምዘለናዮ ድማ ሓጥያት ፈሪሐ እናሲ ኣብዚ ዘለናዮ ኮይናሲ አቨነብሲ ክንሕዝ ዶ ንክእል ተነሲሕናከ በሓደ ዶ ክንቅፅል ንክእል ክሳብ ዓድና ሰላም ኮይኑ ናብ ዓድና ከይድና ቃል ኪዳን ንኣስር አብ ቤተ ክርስቲያን እንታይ ክንገብር ኣለና ተገዲስካ ንክትምልሰለይ ድማ ብትሕትና ይሓትት አነ ሓጥያተኛ ሓፍትካ እና አብ ፆሎትኩም ድማ ዘኩሩኒ ✝️✝️✝️🤲🤲🤲
@user-cl6rl2yf5z
@user-cl6rl2yf5z 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ነክብረካ መምህርና ፀገኡ የብዝሐልካ አግዚኣብሄር ይመስገን ኣብ ልብና የሕድሮ ❤❤
@user-qi7de1hp2h
@user-qi7de1hp2h 2 жыл бұрын
ቃላት ይብለይን ናዓኻ ዝኾን ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጋኡ የብዘሐልካ ዕድመጥዕና ይሃብካ ብምቅፃል ሓት ነገር አላትን ንሳ ድማ መፅሓፍ ቅድስ አብ ዓድ ዓርብ ምሓዝ ይፈቀድ ድዩ ወይስ ርኽሰት እዩ አብ ዓድ ዓርብ መፅሓፍ ቅድስ መሓዝ ሓጥያት እዩ ስለ ዝብላ እንህባ እንታይ ትብላና ንክትምልሰለይ ድማ ብትሕትና ይጥይቅ ሰላምኻ ይብዘሐልና ብክርስቶስ ካባኻ ብዙሕ ያትማሃር የና ፀጋ በረከቱ ያብበሐልኻ ክብር ሓውና🙏🙏🙏
@user-pp1hi6we7s
@user-pp1hi6we7s 2 жыл бұрын
በአወነት ቃለ ህይወት የስመዕልና ሰልጣን ሓወይ ፅጋኡ የብዘሐልኻ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@AkezaHagos
@AkezaHagos 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣን ሓወይ
@ttttigray3981
@ttttigray3981 2 жыл бұрын
እንኻዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣን ሓወይ
@TesfahalemWoldegabriel
@TesfahalemWoldegabriel Ай бұрын
ከይትፈርሕ ኣምላክ ፍራሕ ኣቦና መናፍቅ ኣይኮኑን እኮድኣ ንእምነቶምን ንሓቅነቶምን ስቃይን ሞትን ዝተጻወሩ እዮም ክንዮ ምንባር ጥራይ ንኪድ ንሱ ድማ ጥበብ እዩ ስጋብ ሞት እሙን ምኮን ጥራዩ 💙🌍💙🌍💙🌍💙❤️😍❤️
@musemamilove4519
@musemamilove4519 2 жыл бұрын
ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃኢካ ክቡር መምህርና አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ እግዚአብሔር አምላክ ይባርኸልካ ኩሉ ዝተምሃርናዮ ኣብ ልቢና የሕድሮ ። ስለ ቃላቱ ስም እግዚአብሔር አምላክ ዝተኸበረን ዝተመስገነን ይኹን አሜን ፫
@user-wr4ur6qm3u
@user-wr4ur6qm3u 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህወይት የስምዐልና ነክብረካ መምህርና ፅገኡ የብዝሐልካ እግዚኣብሔር ይመስገን ኣብ ልብና የሕድሮ እስመ ኣልቦ ነእግዚኣብሔር ዘይሳኣኖ “ካብቶም ዝኣመኑ ኸኣ ብዙሓት ነቲ ዝገበርዎ እናተኣመኑን እናነገሩን መጹ።” - ግብረ ሐዋርያት 19፥18
@teklithagos5481
@teklithagos5481 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ዲያቆን ሐወይ ዝተረፈ ዘበንካ እግዚአብሔር ፀጋኡን በረከቱን የብዘሐልካ
@dgeg9434
@dgeg9434 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመሰገን ክብር ሓወይ እንኳዓ በሰላም መፃኻ ቃለ ህይወት ያሰመዐለና ጸጋኡ ያብዘሕለካ
@user-bf4tr8df3s
@user-bf4tr8df3s 2 жыл бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃካ ስልጣን ሓወይ በሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ኣሜን ስልጣን ሓወይ ሓንቲ ሕቶ ካሓተካ ኣነ ዓዲ ዓረብ እየ ዝርከብ እሞ ኣነ ፆሎት ብዝተካኣለኒ ኣብ ዘዐረፍኩሉ ሳዓት ፆሎት ሰይፈ ስላሴ እና ውዳሴ ማርያም ሰነ ጎልጎታ ይፅሊ ድው ኢለ እየ ዝፅልዮ ኩሉ እና ኣብ መንጎ እቲ ፆሎት ማዓልቲ ኣሎኒ ሓደ ማዓልቲ ምንም ከይኮንኩ ኩሉ ፆሎተይ ይውድእ ሓደ ሓደ ማዓልቲ ካዓ በቃ ደው ኢለ ናሃለኩ ብውሽጠይ ይርበሽ ካዓ ደው ምባኣል ይሳኣነኒ የዝረኒ እሞ ኣዚሩኒ ኢለ ኣይገድፎን ከይ ወዳኣኩ ዋላ ከፍ ኢለ እየ ዝውደኦ ሞ ከፍ ኢልካ ፆሎት ምግባርስ ሓጥያት ድዩ ችግር ከ ኣለዎ ዶ ስልጣን ሓውይ ምስ ይቅርታ ተገዲስካ መልሰለይ።
@amanuelteklu6884
@amanuelteklu6884 2 жыл бұрын
ሰላም ንዓኻ ሱልጣን ሓዉና ስለ ኣቲ ክሉ ሰናይ ትምህርትኻ ኣምላኽ ኣቦይ ጸግኡ የብዝሓልካ ንዓና ካአ ድሰምዐ ኣዝንን ደስተዉዓል ልቦናንን ይሃበና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏❤🙏❤🙏❤
@tsegaanday2089
@tsegaanday2089 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስምዓልና ስልጣን ሓዉና ጸጉኡ የብዝሓልካ እግዚኣብሔር 🤲🏽🤲🏽🤲🏽
@thfgfygdh2619
@thfgfygdh2619 2 жыл бұрын
እግዚአብሄር አምላክ ይመስገን ክቡር ሓውና ስልጣ ሰላምታካ ብክርስቶስ ይብዛሕ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ቅዱስ እግዚአብሄር አምላክ ዝተምሃርናዮ ኣብ ፅላት ልቦናና የሕድሮ ፈጣሪ 🤲🤲🤲
@user-ei2qg6pz9m
@user-ei2qg6pz9m 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ክብር መምህር ስልጣንይ ሓውና ቃል ህይወት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን አሰይይይይ ተመስገን አምላኬ ብሓቃ
@user-bx5tq5sr1g
@user-bx5tq5sr1g 2 жыл бұрын
_አስይይ ተመስገን ፈጣሪ ኣቦይ ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ መምህረይ_
@hayatmohammed4869
@hayatmohammed4869 2 жыл бұрын
ፀጉኡ የብዘሐልካ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ ትምህርትካ ብጣዕቢ እዩ ዝምስጠኒ ዘክብረካ ሓወይ
@user-gy2uk5vn1u
@user-gy2uk5vn1u 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ እንኳዕ ብሰላም መፃኻ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዝኸበረን ዝተመስገነን ዩኹን ኣሜን 🙏🙏🙏💜💚💜💚💚💚💚💚💚😘😘😘
@user-xs9ln5cr1j
@user-xs9ln5cr1j 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ ክቡር መምህርና ፀጉኡ የብዘሐልካ ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላክ ክብረተይ አሜን🙏🙏🙏
@salmeabrha6562
@salmeabrha6562 2 жыл бұрын
ክቡራተይ ናይ መምህር ሰልጣን ሰልኪ እባ ተሓባበራና ኩሉ ግዜ እየ ዝፅሕፍ ግን ከረክብ ኣይካኣልኩን ኣሕዋተየ👏
@user-yd7er8fu7o
@user-yd7er8fu7o 2 жыл бұрын
ኣነ ውን ይደልዮ ነይረ ግን ኣይረኸብኹይ ማዓሪተይ
@kaikidantmanot7558
@kaikidantmanot7558 2 жыл бұрын
ናይ fb ስምኪ ጸሓፍለይ እሞ ንዒ ቡኡኡ ርከብኒ ካብኡ ኣነ ክብበኪ
@user-kf4rh8ls8g
@user-kf4rh8ls8g 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና
@zufanynardiyoutube519
@zufanynardiyoutube519 2 жыл бұрын
@@kaikidantmanot7558 ሰላመ እግዚአብሔር ምስ ኩላትና ይኩን ክቡራተይ ይቅርታ ዋላ ኣነ ብጣዕሚ እየ ስልኪ ናይ ስልጣን. ዝደሊ ለአክለይ እባ ምስ ይቅርታ
@user-np2yd8cp7k
@user-np2yd8cp7k 2 жыл бұрын
ይቅርታ አነ እውን ደለየዩ ነይረ እግዚአብሔር ፍቃድ እንተኮይኑ
@user-cu9xn8sg4e
@user-cu9xn8sg4e 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ አነስ ብናሃትካ ትምህርት አዙ ልበይ ይሕጎስ አብ ሂወተይ ልዕሊ 5 አርእስትስ ሕቶ ኮይኖምኒ ንመን ክጥይቅ እለ ምሕሳብ ክጅምር ከለኩ ብዘይ ውዓል ሕደር ምልስ ብአካ ተሰሩሓ ይመፀኒ በእውነት እግዝአብሄር አምላክና ዝተመስገነ ይኩን👏👏👏👏
@user-bn7vg5dh5d
@user-bn7vg5dh5d 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት ይስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኻ ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ የክብረልና
@malliwedigerye246
@malliwedigerye246 2 жыл бұрын
ብሓቂ ብጣዕሚ ደሥ ዝበል ትምህርቲ ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣብ ልብና የሕድሮ እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ስልጣን ሓውና
@user-lk9ov1px9j
@user-lk9ov1px9j 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሥልጣንይ ቃል ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ በረከት ያብዘሓልኻ💒👏
@user-rx8hc1gn2b
@user-rx8hc1gn2b 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውናን መምህርናን ሰልጣን ከሰተ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚኣብሄር ኣምላክ
@hdgf2950
@hdgf2950 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህረይ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኻ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫
@user-kv9cn1zn3q
@user-kv9cn1zn3q 2 жыл бұрын
ባሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኻ ክብር ሓዉና ሰልጣን እና ናይ ኹሉና ጥያቐ እዩ ነይሩ እግዚአብሔር ያሃበልና🙏🌹
@user-jq6ps9pi2g
@user-jq6ps9pi2g 2 жыл бұрын
እንካዓ ብስላም መጻእካ ስልጣን ሓውና ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሓልካ እግዚ ኣብሔር ኣምላኽ ኣሜን
@weynimebrhten8755
@weynimebrhten8755 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመሰገን ክብር ሓወይ እንኻዓ በሰላም መፃአካ ቃል ህይወት የሰመዐልና ❤️❤️❤️
@hfhffggh1244
@hfhffggh1244 2 жыл бұрын
ብሓቂ እግዚኣብሔር ኣምላክ የክብረልና ክብረይ ስልጣን ሓወይ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ኣምላክ ፍትው ኣክብር እና ነብለካ ክብረይ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💕💕💕💕💕💕💕💗💗💗💗💗💗💗💖💖💖💖💖
@user-cu9xn8sg4e
@user-cu9xn8sg4e 2 жыл бұрын
አታ ደቀይ እዙ አምላክናስ ስለ እቲ ኩሉ ውዕለቱኡ ብዘይ ተመስገንስ እታይ ይክፈሎ እልልልልልልልልልልል አነስ አባት ንስሃይ አብትግራይ እዮሙ ከብ ዘይ ረክቦም 9ወርሒ ገረስ እታይ ክገብር እለ ኦ አምላከይ ንዝገብሮ ነገር ምሳይ ኩን እለ አብ ስደት አቦ ሕዘ ግን ብውሽጠይስ ሓጥያት ዶ ይከውን እናበልኩ ነረ ንዝሕስበኒ ዝነበረ መልስ ስለ ዝረከብኩሉ ግን እግዝአብሄር አምላክና ዝተመስገነ ይኩን ስልጣን ሓወይ ዕድመን ፀጋን ፈጣሪ አብዝሑ ይዓድልካ አምላክና ተመስገን ተመስገን ተመስገን
@GgGg-mx7lb
@GgGg-mx7lb 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ስልጣን ሓወይ እንኾዓ ሰላም መፃካ
@ሳምሪ
@ሳምሪ 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጋኡየብዝሐልካ ኩቡር ሓውና👏👏👏
@user-gg1de6nh9v
@user-gg1de6nh9v 2 жыл бұрын
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ ኣገዳሲ ትምህርቲ እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ካብ ሓጥያትና ክንምለስ ይሓግዘና
@gsysgg2911
@gsysgg2911 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓና ሰላም ናዓኩም ይኩን ኣነ ኣብ ስዑድ ዓረብ እየ ዝርከብ በዚ ናይ ሃገርና ኩነታት ብዘለኒ ሓጥያትን ኣዝየ ኣየ ዝጭነቅ መንፈሳዊ ትምህርቲ ክማሃር ሓጉዝኒ ኣባት ነብሲ እውን የብለይን ንክህልኒ በጃኩም ታሓባበሩኒ ምንባረይ ትረጉም ሲኢነሉ
@user-gz7lq8rm5u
@user-gz7lq8rm5u 2 жыл бұрын
ሰላምኽ ይብዛሕ ክብርት ሓፍተይ ስልክኽ ፅሓፍለይ ማ ናብ ማሕበር ካእትወክ ሓፍትኽ ጋል ትግራይ አብ ስዑድ ዓረብ እመ ብርሃን ትሓግዘና ንኹልና
@gsysgg2911
@gsysgg2911 2 жыл бұрын
@@user-gz7lq8rm5u ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏 ኣዜየ እየ ዘምስግነኪ ሓላለይ ናይ f,b mamit mimi
@user-vo9ud5nv4k
@user-vo9ud5nv4k 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ናይ ኹልና ሕቶ እያ መምህረይ ንህዝብና ውን ሰላም ይሃበና ብምሕረቱ ይጥምተና አሕዋተይ ናብ ቤቴ ውን ቅልቅል በሉ ስብስክራያብ ግብረሉይ ደቂ ትጋሩዋኒ
@afarisafari2833
@afarisafari2833 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰምዐልና ሰልጣን ሓውና
@umsaad6493
@umsaad6493 Ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ስልጣን እግዚኣብሔር ፀግኡን በረከቱን ያብዘሐልካ❤❤❤❤❤
@user-jw9tk6mh8q
@user-jw9tk6mh8q 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እንዃዕ ዳሕና መጸእካ ክቡር መምህረይ ኣሜን ቃል ሂወት የስመዕልካ ጸጉኡን በረከቱን ያብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ መምህረይ💟💟💟🕊🕊🕊✝️
@user-fd4cq2qv1d
@user-fd4cq2qv1d 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር መምህርና
@fregaltgray9663
@fregaltgray9663 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና ኩቡር መምህረ ፀጉኡ የብዘሐልካ ፈጠሪ
@smeraakrbt4682
@smeraakrbt4682 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ጸጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ እግዚአብሔር አምላክ ይባርከልካ አሜን፫
@fromtgray6076
@fromtgray6076 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓና ስልጣነይ ጸጉኡ የብዝሓልካ መቀረት🙏👈
@selamkahsay44
@selamkahsay44 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና ክብር መምህርና ፀግኡ የብዝሓልካ
@salm5893
@salm5893 2 жыл бұрын
ብጣዓሚየቀኔልናስልጣንሓውናእግዝብሄርምሳካይኩን
@zyz9862
@zyz9862 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐል ክቡር መምህርና🙏🙏🙏
@zufanynardiyoutube519
@zufanynardiyoutube519 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓወና ስልጣን በሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀግኡ የብዝሕ
@user-wq8xr8ms1m
@user-wq8xr8ms1m 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህረይይ
@user-xg8cv2uk2p
@user-xg8cv2uk2p 2 жыл бұрын
እግዛኣብሔር ኣምላኽ ይመስገን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስማዓልና ክብር ሓዉና ጸግኡን በረከትን የብዛልካ እግዛኣብሔር ኣምላኽ ኣብ ልብና የሕድረልና👏🍀👏
@user-nh9ju9vb6e
@user-nh9ju9vb6e 2 жыл бұрын
ኣሰይ ገና ከይሰማዕኹዋ ተሓጊሰ ፀግኡ የብዘሐልካ ኩቡር ሓዉና
@user-ov3eo9ku9p
@user-ov3eo9ku9p 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን 👏👏👏❤❤ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህረይ 👏እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዘሐልካ 👏
@gfugufyfuf8409
@gfugufyfuf8409 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዖና 🙏🙏🙏
@user-wf6he3nt4e
@user-wf6he3nt4e 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጋ እግዚአብሔር አምላክ የብዝሕ መምህረይ ዝተምሃርናዮ አብ ልቦናና የሕድሮ ንሃገርናም ሰላሙ የውርደልና
@user-gz7lq8rm5u
@user-gz7lq8rm5u 2 жыл бұрын
ናይ ኩላትና ሕቶ እያ ነይራ
@user-lo5ky2gg1s
@user-lo5ky2gg1s 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ስላምካ ይብዛሕ ክቡር መምህርና እንኳዕ ብስላም መፀካ አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና 👏👏👏
@medhini7477
@medhini7477 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ መምህረይ🌹🌹🌹🌹
@segenseltan793
@segenseltan793 2 жыл бұрын
ኣሜን ቃኣል ሂወት የሰመዐና
@user-vp8pj9mm1o
@user-vp8pj9mm1o 2 жыл бұрын
ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና 💖🙏🏽🙏🏽🙏🏽ኩቡር ሓውናን መምህርናን እንኳዕ ብፍጹም ሰላም ልዑል እግዛብሄር መጻካ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽ብሓቂ ደስስስ ዝብል ኣርእስትን ኣገላልጻን እዩ ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ እግዛብሄር 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@sertyty6400
@sertyty6400 2 жыл бұрын
Amen ame amen tage ybzehelkum memhrna
@user-fs8pn8jv9m
@user-fs8pn8jv9m 2 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን አምላክ እስራኤል ሕቶይ ብጉቡኡ ተመሊሱለይ የቀንየልና ክቡሩ ሓወይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡሩ ሓውና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ ናይ አገልጉሎት ዘመንካ ይባርከልካ እግዚአብሔር አምላክ ፆሮይ ተራጊፉለይ ተመስገን ሓሳብ ለበይ ሰሚሩለይ ተመስገን አምላክ ኣብ ኣገልጊሊካ ሓዲርካ ዝመከርካኒ🤲🤲🤲
@user-ki8th7fn7p
@user-ki8th7fn7p 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ
@samerahsamerah6871
@samerahsamerah6871 2 жыл бұрын
ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን::ሰልጣን ሓወይ ::ኣሜን፫ ናይባሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና::ናዓይ እዉን ሕቶይ እያ ነይራ::እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይኽብረለይ::
@molimoli6068
@molimoli6068 2 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመስገን ሰላምካ ብእግዚኣብሔር ኣምላክ ይብዛሓልና እንኳዓ ብሰላም መፀካና እንምከሓልካ መምህርና ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክንደይ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይደርበልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ስልጣነይ ክብረት ይሃበልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይባርከልካ ስልጣነይ
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 2 жыл бұрын
Amen. Amen. Kale. hiwet. yesmealna. ⛪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🕊️💝
@user-kr9tx8mv5g
@user-kr9tx8mv5g 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን
@user-wr3jj9kt7h
@user-wr3jj9kt7h 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ስልጣን ሓወይ❤⛪
@gebremedhinkeshi7116
@gebremedhinkeshi7116 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ መምህር ብዙሓት....ብሓቂ ኣዝዩ ደስ ዘብል ትምህርቲ እዩ እግዚኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ...ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልኻ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምእንታን ንዓና ክሕሸና... ስለ ዝመሃረና ስለ ዝገሰፀና ንእግዚኣብሔር ይኹኖ ምስጋን ንእግዚኣብሄር ይኹኖ ምስጋና ስለ ዝመሃረና ስለ ዝገሰፀና ንእግዚኣብሔር ይኹኖ ምስጋና ንእግዚኣብሔር ይኹኖ ምስጋና ብሓቂ ነዚ ህያው ዝኮነ ቃል ክንሰምዕ ዝገበረ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይክበር ይመስገን... ንዓይ ንሓጥእ ሓውኹም ኣብ ፀለትኹም ደግፉኒ ድክመተይ ከይረ ኣየ ኣምላክ ሓይሊ ክህበኒ... ስልጣን ሓወይ ደሞ ሰላም ወሰናይ ኣብ ሂወትካ ይምነየልኻ... ኣብ ዝጥዕመኻ ግዜ ክትድውለለይ ድማ ብትሕትና ብስም እቲ ልዑል ኣምላኽ ይልምነኻ ከም ናይ እግዚኣብሄር ቅዱስ ፍቃድ ይኹን ኣድረስ ናተይ 00966551342431 እዩ ብኢሞን ዋትስ ኣብን
@lave9644
@lave9644 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓና ክቡር መምህርና የቀንየልና ብልቢ እና ነመስግን ስልጣን ሓወይ ተገዲስካ ስለ እትህበና ምኽርን ማዕዳን እግዚአብሔር ኣምላኽ የክብረለይ ፀግኡ የብዛሓልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 👏👏👏
@zaidmedhanie3326
@zaidmedhanie3326 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስዘብል ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜካ ይባርከልካ እግዚኣብሔር ኣሜን(3)❤❤❤
@user-bj1md1eb5n
@user-bj1md1eb5n 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሐልካ ቃል ህይወት የስመዐልና ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ
@user-ji5rd2fb2h
@user-ji5rd2fb2h 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክና ይክበር ይመስገን ክቡር መምህርና እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ብሓቂ ቃለ ቃለ ሰናይ የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዝሕ
@titigaltigray7118
@titigaltigray7118 2 жыл бұрын
ብቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚኣብሔር አምላክ ክቡር ሓዉና ስልጣን ❤️
@user-nl5nb6nd2l
@user-nl5nb6nd2l 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመሰገን ቃል ህይወት ያሰመዐልና ክዉር ሓዉና ስልጣን ናይ ሰደት መምህርና አነ ሕቶ አላትኒ አብ ሰደት አብ ሰዕድ አረብ እየ ዘነበር አባት ነብስ አማሓረይ እዩም እነ ግና ካናጉሮም ከለኩ ጸቡቕ እዩም ግን ኩሉስብ ስለ ምንታይ አማሓራይ ተሕዝ ይወልን አለዎ ካዉኡ ደማ አቦታትና ደማ ናይ አማሓሩ ትምህርት ኹነ ወይስ አባት ነብስ ዘሓዘ ወጉዝ ይኹን የዎለዎ አለዎ ስልጣን በዘ ምኽንያት እንታይ ትመኸረን ጨንቑንባ ገለ እባ በለን 🙏🙏🙏
@user-eu6vq8ql1t
@user-eu6vq8ql1t 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና ስልጠነይ ፀጉኡ የብዝሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን
@user-jl3md6im5p
@user-jl3md6im5p 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም
@askalegebreluul8950
@askalegebreluul8950 2 жыл бұрын
Kalehiwet yesmalna kubur hawna sltan egzabiher amlak nay agalgulot zemenka ybarkelka edmen tienan yhabka fetari 🙏🙏🙏
@djvfgffjbc6321
@djvfgffjbc6321 2 жыл бұрын
ክብር ሓወና በሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና መመህርይ. ናይ ዋትስኣብ ቁፂሩኩም ለአክለይ መመህርይ
@user-yx9hu4pw6q
@user-yx9hu4pw6q 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያሰምዒልና 🤲🤲🙏🙏🙏🙏
@user-gk6gl6oj9h
@user-gk6gl6oj9h 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመሰገን ሰላምኩም በክርሰቶሰ ይብዛሕ ደቂ አመብርሃን እሕዋትይ ብሓቂ ቃል ህይዉት ቃል በረከት ያሰመዐልና ክቡር ሓውና ሰልጣኑየ ፀጋኡ ያብዛሕልኻ ቅዱሰ እግዚአብሔር አምላክ
@adhanomfrezghi8659
@adhanomfrezghi8659 2 жыл бұрын
Amen (3) qale hiwet yesmaalna siltan hawna. Egziabiher xegiu yebzahalka
@ghadi1022
@ghadi1022 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና መምህረይ ፅጋኡ የብዝሕኩም
@user-df5fw6zt7h
@user-df5fw6zt7h 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ ይብዝሐዮ 👏👏👏💐💐💐💐
@shishaykidanemaryam616
@shishaykidanemaryam616 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ሓውና ስልጣን ዕድመ ጥዕና ይሃብካ እግዚአብሄር አምላክ
@user-gg1de6nh9v
@user-gg1de6nh9v 2 жыл бұрын
ስልጣን ሓወይ ኣነም ብዉሽጢ ፅሒፈልካ ነይረ ግን ኣነዉን ዳርጋ ዓመተይ ገይረ ካብ ዘይረክቦም ናተይ ግን ኣብ ዉጪ እዮም ኣብ ትግራይ ኣይኮኑን ደሃዮም ሲኢነ ታይ ክገብር ይክእል ምክርካ ለግሰለይ
@user-yc6hf6ld7u
@user-yc6hf6ld7u 2 жыл бұрын
እንኻ ብሰላም መፀካ ስልጣን ሓወይ ብምቅፃል ኩሉጊዜ ሞዝሙር ክሰምእ ከለኩ ይነብዕ የባሃቁ ድቃስ ይመፀኒ ዝኮነ ቃል ኣምላክ ክሰምዕ ከለኩ ብጣዓሚ ይህከየኒ ብሓይሊ ተዳመፅኩ ድማ ኣይርዳኣንን ሕጅስ በጃኩም ተሓባበርኒ ክብራት ይሕዋተይ ዝገብሮ ጨኒቅኒ😭😭🙏🙏
@amiatek5089
@amiatek5089 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalina dikeney Egizabheri Amlak Teguue yebzhlukom
@ngsti8856
@ngsti8856 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ብሓቂ ክቡር ሓውና መምህርና
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም መምህርና ፡ ዝተማሃርናዮ ቃል ኣብ ልብና የሕድረልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ ኪዳነ ምህረት ኣዴና ትሓልወና ኣሜን ።
@awetteame2816
@awetteame2816 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesemealna
@user-to9oi2hj5e
@user-to9oi2hj5e Жыл бұрын
አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር የክብረልና ናይ ኩለና ሕቶ እዩ ነይሩ ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ
@sarasaera4813
@sarasaera4813 2 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፀካ ስልጣን ሓወይ ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ክቡር ሓዉና ኣብ ፀሎትኩም ዘክሩን ወለተ እዝጊ እናበልኩም ሕማም እናተዳራረበኒ ተሸንፈ እግዛብሄር ኣምላክ ካብ ሕማም ንክፍዉሰኒ ኣነ ድክምቲ እየ ኣብ ፀሎትኩም ዘክሩን ስድራ እግዛብሄር👏👏🥰
@ishopbarouk6878
@ishopbarouk6878 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰
@ttyy7566
@ttyy7566 2 жыл бұрын
ኣምላክ ይምስገን ክብር ሓወይ እንዃዓ በስላም መፃኻ ቃለ ህይወት ያስመዕለና ❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-jf9ex3si2c
@user-jf9ex3si2c 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂይወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ኣሜን።ኣነ ኣብ ትግራይ እየ ወለደይን ኣሕዋተይን ኣባት ነብስንክረክብ ኣይካኣልኩን ብሰንኪ ሽባካ ስልጣን ሓወይ ኣብ ከባቢካ ብዘለዉ ኣቦታትና ኣቅሽቲ ተሓባበረኒ መልኣክቲይሁዳ ምዕራፍ1 ቁፅሪ23 ንገሊኦም ካብ ሓዊ መንጢልኩም ኣናግፍዎም እዛ ሪኢካ ኣናግፈኒ ስልጣንሓወይ ብምንታይ ክረክበካ ይክእል ቁፅሪ ኢሞ ወይ ድማ ዋትስኣብ ላኣከለይ
@user-mi5sx5mt7q
@user-mi5sx5mt7q 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስምዐልና ፀጋኡ ያብዝሐልኻ ኩቡሩ ሓዉና ዕዲመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ፈጣሪ 👏👏👏
@user-jl9wr3zo7v
@user-jl9wr3zo7v 2 жыл бұрын
ሰላም እንካዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረኸቱን የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክቡር ሓውና ብዕድመ ብጥዕናን ይሓልወልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ
@user-kh1eu4je4j
@user-kh1eu4je4j 2 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ሰላምካ ብክርስቶስ ይብዛሕ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልካ🙏🙏🙏
@user-zg4sx8ve1y
@user-zg4sx8ve1y 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህረይ
@user-uj6zx6oc3g
@user-uj6zx6oc3g 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት
አምኃ ምስለ ስብከት / ሰባት ንወዲ ሰብ መን ይብልዎ?
28:17
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 2,8 М.
ነቢይ ዘውጽኦ ምሥጢር ስምዑ!
23:43
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 9 М.
Идеально повторил? Хотите вторую часть?
00:13
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 18 МЛН
How I Did The SELF BENDING Spoon 😱🥄 #shorts
00:19
Wian
Рет қаралды 36 МЛН
Чёрная ДЫРА 🕳️ | WICSUR #shorts
00:49
Бискас
Рет қаралды 4,6 МЛН
managed to catch #tiktok
00:16
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 38 МЛН
ዓበይቲ ኮሜድታት
19:28
Kokob Semay Tube
Рет қаралды 1,2 М.
Orthodox tewahdo sbket ናባይ ተመለሱ / Sltan Kesete
23:12
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 5 М.
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,2 МЛН
ገስጽዎም እምበር ኣይትሕበርዎም። ኤፈ 5፥11
21:15
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 12 М.
ከይትሓልፈኩም! ተጠንቀቑ ,ተጠንቀቑ!
18:56
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 23 М.
Идеально повторил? Хотите вторую часть?
00:13
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 18 МЛН