ዝኹሉ ፍቅርናስ ኣብ ሓዳር ምስ ኣተና ጠፊኡ😔😱🙄😭

  Рет қаралды 21,644

Selam Tsegay Smile:)

Selam Tsegay Smile:)

Ай бұрын

#smile #Selamtsegay #habesha #tigrayan #duet #tigrignamezmur #video #vlog #tigrignamusic

Пікірлер: 464
@gedu8644
@gedu8644 Ай бұрын
ልሰሉ ትፈትው ብቻ👍👍💜
@mariyamey555
@mariyamey555 Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤❤❤
@user-or7fs3wl4l
@user-or7fs3wl4l Ай бұрын
ኣነ ከም ዝመስለን ጓል ኣንእስተይት እያ ንፊቕር ክተዳምቖ ትኽእል ወድ ተባዕታይ ናቱ ምስ ኮንዃ ወንነያ ናበይ ከይትኸይድ እሉ ስለ ዝሓስብ ይመስለን ኣብ ሓዳር ምስ ኣተኻ ግን ናብራ ንምሽናፊ ሓላፊነት ናይ ሓዳር ስለ ዘለዎ ኣብ ስራሕ እዩ ዘሕልፎ ላይፊ ናይ ዓድና ናብራ ብጣዕም ኸብድ እዩ ምስ ናይ ኻልኦት ሃገራት ተወዳድሮ ተለኻ ብጣዕም ዝኸፈአ ዓድና እዩ ስለዝ ወፅእኻ ናይት ክለብ ክትኸድ ክተዘናጋዕ ገንዘብ የድልየካ እዩ ስለዝ ንምንታይ ከምዝ ዘይገበሩ እናበልና ክንወቕሶም የብልናን ኣብ ኣዉሮፓን ኣመርካን ዝነቡሩ ፊቑራት እናረአኽን ንዞም ኣብ ትግራይ ዘለዉ ኣሰቡኡትኽን ከምዝ ዘይትኾኑ ኣይትበልኦም ከምዝመስለን ኣብ ምድያ ትርእዮም ፊቑራት ኣዉሮፓን ኣመርካን ዝቕመጡ እዮም ከምኣታቶም ክትኾና እኽን ትደልያ ስለዝ ምድያ እዉን ፀቕጥ ይገብረልኽን እዩ 👌 ኣብ ሓዳሮም እሙናት ዩኹኑ እምበር እት ዝተረፈ ነገር ባዕልኽን መለአኦ ሓዳር እናተማላለእኻ እዩ ኣደታትና ከመይ እለን ድየን ሸዉዓተ ሸሞንተ ቆልዑ ወልደን ኣንሕና ሰብግዜ ዕድለኛታት እና ቁሩብ ካብአን ፊልይ ንብል እና ስለዝ ሰቡኡትኽን ምስ ኻልእ ኣይተዋዳድሮኦም ሰላመይ ከም ዘለዉዎ ተቐበልኦም ይብለክን ሓፊትኽን ተተጋግየ ይቅርታ ዝመሰለን ርእቶ እየ ፅሕፈ ኣሕዋተይ ❤😌👌
@mashoHaftemele
@mashoHaftemele Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ😢❤
@user-ht5nh8xi1f
@user-ht5nh8xi1f Ай бұрын
❤😍👍
@user-vg6lo8nn2y
@user-vg6lo8nn2y Ай бұрын
ግድን ደገ ወፂእካ ምዝንጋዕ ዘይ ኮነስ ካብ ሰራሕካ ናብ ገዛካ ኣቲካ ውን ንሰበይትካ ንደቅካ ፍቅሪ ምሃብ እቲ ኣብ ደገ ምስ ከልኦት ኣዕርክትካ እተሕልፎ ግዜ ማለተይ እየ ካልእ ልምንታ ከምቶም ናይ ከልኦት ሃገራት ዘይ ኮንኩም ኣይንብልን ታይ ዳኣ ንባዕልኩም መሲልኩም ሲ ፍቅሪ ኣርእዩና ኢና እንብል ዘለና ❤❤❤❤🎉🎉🎉 እምበር ተጋሩዋይ ምስ ማንም ዜጋ ኣይትዋዳደሩን ናዓና ነሕዋትኩም ቡሉፃት ኢኩመረ ፍትዋተይ❤❤❤
@alemalem2233
@alemalem2233 Ай бұрын
ሓሳብኪ ሓቂ እዩ ግን ትፀገም ንሳቶም ናይ ውጪ ናረአዩ ከምኡ ክትኮና ኣለክን እዮም ዝብሉ ከምኡ ንምኳን ከኣ በዝሒ ባጀት የድሊ ባጀት የብሎምን ንሶም እና ከምኡ ከይኮንካ ክትቀሪ ከለካ ናብ ካልእ ኣለሻ ይከዱ ትናብራ ራሕሪሖም መሊሱ ትናብራ ሕሱም ይኮን እሞ ወግሐ ፀብሐ ጭቅጨቅ ይኮን እሎ ሓደ ሓደ ኣጓላት ግና ነብስክን ኣይተውድቃ እኖታትና ከመይለን ሓሊፈን ኣይትበላ ኣብ ናነታትና ዝነበረ ጊዘ ብጣዕሚ ሕማ መፅሓፍ ቁድስ እኳ ዘይፈቅዶ ናብራ እየን ዝነብራ ነይረን ስለዚ ጠንክራ ክብለክን ይፈቱ ወለእላእ ዝብል ኣፍቅሪ ተልዩ ተኣለ በልኡ ንሱ ንዓክን ኣባላሽዩ ፅባሕ ኣብ ዝመቸው እዩ ክሓደር ፅቡቁ ገይረ ስለዘየማሓደርክዋ እያ ተባላሽያ ኣይብልን
@werkeygalbabayge
@werkeygalbabayge Ай бұрын
Bhaki maarey lkee eki❤
@ሳሌም
@ሳሌም Ай бұрын
ሰሉዋይ ኣፍሪሕክና አኮ አዚኣ ሕቶ ምስ ሂወትኺ ምትአስሳር ኣላታ ድያ ዋላስ ብሓፈሻ ንምፍላጥ ዝኣክል ኢዩ ❤️🥰🥰
@TamratTube67
@TamratTube67 Ай бұрын
ሳስክራይብ ግበርለይ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 Ай бұрын
ስለ ሂወታ ካልእስለ ሕቶ ካልእ ሕቶ ምላስ አይመሐሸይ
@Tsriti53
@Tsriti53 Ай бұрын
ኣብ ብዙሕ ዘሎ እዩ
@khngkhan7289
@khngkhan7289 Ай бұрын
ከም መጀመርታ እኳ ኣይቅፅልይ ካብ ንሪኦ ኩሉ ግን ሓዳር እግዚአብሔር ዝባረኮ ስለ ዝኮነ ግድን ደገ ወፂእካ ተሻራሽርካ ኣይኮነን ይብል መስተ ክኣ ኣየብዝሕዎ እምበር ቃዕሞም ተሰተዩ ፀገም የብሉን ደገ ሒዞምና ዘይወፁ ኢልና ንሕናለ ክነካብድ የብልናን ኣደታትና እኮ ብዙሕ ፀይረን እየን ሓሊፈን ግን ዋና ጋል ኣንስተይቲ እያ ጥንክር ትብል ተኪኢልና ብፀሎት ምጥንካር ቤተክርስትያንካ ናከድካ እዩ ንኩሉ ዝክእል እግዚአብሔር ስለዝኮነ ❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@user-do9fx9pl9b
@user-do9fx9pl9b Ай бұрын
። ❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይ ግብረለይ❤❤❤
@LeatishLeatish
@LeatishLeatish Ай бұрын
።❤
@gsas4971
@gsas4971 Ай бұрын
እንታይ ትብሊ ስሉዋይ ከይስማዕኹ ፈረሐ😢😢❤ ካብ ተፍቅሪና ምፍልላይ ዳኣ ይማሓረና 😔
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤
@nfffdt931
@nfffdt931 Ай бұрын
ሰሉየይ ኣብ ኩሉ ዘሎ እዩ ኣብ ፍቅርን ሓደርን ብዙሕ ኣፈላላይ ኣለዎ ኣነ ነባዕለይ ስብኣየይ ቂድሚ መርዓ ዝነበረ ፍቅር ክነግረኪ ኣይኽእለይ ብጣዕሚ ንፍቀር ማዓዝ ትወግሕ ዛምድሪ ንብል ነይርና ምእንታን ክንራክብ ድሕሪ መርዓ ግን ንፍቀር ኢና እግዛቢሔር ይመስገን ክልተ ቆልዑ ወሊድና ኢና ዋላ ካ ስደት ተኾንና ኣለና ብሓደ ግን ኣብ ሓዳር ምስ ኣተኻ ብጣዕሚ ኣፈላላይ ኣለዎ ፈቲኻ ዘይኮንካስ ሰሉየይ እቲ ረብራ ባዕሉ እዩ ዝቃያይረካ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ደምራኒ ክብራተይ❤❤❤❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Ай бұрын
ጥንስቲ እየባ 😉ሳብስክራብ ፀፊዕኹምነ ሕለፉ ተጋሩዋይ ፍትዋተይ😅
@user-sk2bw7gl6w
@user-sk2bw7gl6w Ай бұрын
ኣይ ሓሽኽስ😂😂
@TamratTube67
@TamratTube67 Ай бұрын
ሂወተይ ፈሊጥክስ
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Ай бұрын
@@TamratTube67 ሕደጊ ዓይነይ😉
@mariyamey555
@mariyamey555 Ай бұрын
ሂዊየይ😂😂
@mariyamey555
@mariyamey555 Ай бұрын
​@@TamratTube67ታኣምራተይ ደምርኒ ክምልስ እየ❤❤
@user-gf4ze4ez1s
@user-gf4ze4ez1s Ай бұрын
ፍቅሪ ማለት እግዚአብሔር እዩ ንምንታይ ዝበልክዮ ድማ ብሕጊ እግዚአብሔር ሰለ ዘይምስረት እዩ። ብመልክዕ፣ብገንዘብ፣ብኣጋጣሚ፣ብስምዒት፣ወዘተ ሰለዝምስረት መጀመርያን ሰብ ምክባር እዩ ዘቀድም ክብሪ ተዘይኣቀድምካ ፍቅሪ ክቅፅል ኣይክእልን እዩ
@abdulhashibassamindia7038
@abdulhashibassamindia7038 Ай бұрын
ሰሉዋይ አብኩሉ አዩ ወለላይ ግን ልምንታይ ከምኡ ይኾኑ ይገርመኒ ክንዲ ምክእእል ክንዲ አጆኺ ኢሎም አብ ጎንኻ ዝኾኑ😢😢
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu Ай бұрын
ኣብዚ ተካተተልቲ ዘለክም ብልሓሰብክምወ የስምረልክም ብርካተይ ሰደትና ኣሕፅሩ ምስወለድና የራክበና ደስ ዝበለክም ሳብስክራይብ ግበርለይ ከትሓልፍ ኣትሓስዱ👌❤ተጋሩዋኒ 🎉
@Mhret-
@Mhret- Ай бұрын
ጊረልኪ ኣለኹ ግበርለይ❤
@vinymakkonen5376
@vinymakkonen5376 Ай бұрын
Nfas aytetwe Selamey n Tedi bzuh geze habeyo...beautiful family.
@ugyugyytgty9690
@ugyugyytgty9690 Ай бұрын
በነገራችን ላይ ዓለም ከሰጠህ ፍቅር ያልቃል እግዚአብሔር ከሰጠህ ግን ዘለአለማዊ ነው ሰላምየ ገጠመኝ መምህር ተሰፋዬ አበራ ወይ ኤፍታህ ተሰፋ ሰላሴ ዩቱብ ኢልኪ አዳምፂ ❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@ugyugyytgty9690
@ugyugyytgty9690 Ай бұрын
@@Grmaneshyoutube እሺ ዝያዳይ❤
@Sss-zs7he
@Sss-zs7he Ай бұрын
ተመስገን ማዓዝ እያ ትመፅእ ናበልኩ እየ ዝፅበየኪ ሰሉዋይ ምፅእ ምፅእ በልና ተስፋ ኢኪ ትህብና ዋ ግን አብታ ሓሳብኪ ግን ካብ ኩሉ ነፃ እየ ሰንግል ዕዳ 😂
@TamratTube67
@TamratTube67 Ай бұрын
ሳስክራይብ ግበሩለይ
@TamratTube67
@TamratTube67 Ай бұрын
ደምርኒ መዓረይ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይ ግብረለይ❤❤❤
@greattigray5290
@greattigray5290 Ай бұрын
ዋላ ኣነ ብጣዕሚ እየ ልገርመኒ ኣይ ጓል ትፆሮ😢
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ደምሩኒ ክብራተይ❤❤❤🎉🎉
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@user-si1ph1lc4w
@user-si1ph1lc4w Ай бұрын
As soon as dihiri mera bihade minbar mistejemere tsgem yifiter beka eta hadar nay 1 seb dileyt koyina kof tibil bitaemey yihizin 😢 Kab mejemerta minibab yitefie eue thats the problem 😢😢❤
@SamriSamri-tl1ih
@SamriSamri-tl1ih Ай бұрын
ሰብ ሓዳር እ/ር ኣምላክ ሓዲርክን ይባርከልክን 🎉🎉🙏ስልየይ ጅግና❤❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@TeddyBoss-mr6zk
@TeddyBoss-mr6zk Ай бұрын
ዋ ሰሉ ህድእ በሊ ገበናካ ን ደገ ምውፃእ ዓገብ ብሓቂ
@salamaaa905
@salamaaa905 Ай бұрын
ተጋሩ ኣብ ሓዳሮም ጎቦዛት እዮም ኣተሓሕዛ ሰበይቲ ግን ዜሮ እዮም ሰኪርም መፂኦም እቲ ኣቑሑት ዶካዕካዕ እዮም ዘብልዎ ይገርመኒ እዮ😂😂
@MeriHaylsh
@MeriHaylsh Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂
@user-me4uq7oc6b
@user-me4uq7oc6b Ай бұрын
😂
@user-yi4zl2nz2f
@user-yi4zl2nz2f Ай бұрын
😂😂😂😂
@komaistekle4512
@komaistekle4512 Ай бұрын
😂😂😂
@selamwegahta21
@selamwegahta21 Ай бұрын
ሞይተ😂😂😂
@brigeremeskel1061
@brigeremeskel1061 Ай бұрын
ተጋሩ ጅግንነት አምር ኣፍቅሪ ዜሮ እዬም
@vardamariyam7992
@vardamariyam7992 Ай бұрын
🥰🥰👌👍
@Jgggfgajhvggghhg
@Jgggfgajhvggghhg Ай бұрын
ያ❤
@TamratTube67
@TamratTube67 Ай бұрын
ደምሩኒ ተጋርዋይ
@komaistekle4512
@komaistekle4512 Ай бұрын
😂😂😂
@user-xh1vd4sc6w
@user-xh1vd4sc6w Ай бұрын
Haki
@user-fg8xc4xx7r
@user-fg8xc4xx7r Ай бұрын
ሰሉየይ ህይወት ምርር አያ ሕዳር ፍቅር ባብይና አዩ ምክንያት አብ ፍቅር ሐደ ሐደ ግዜ አብ ስምና አካ ተረክቦ ተናፈፍቃ ኣካ አብ ሕዳር ኩል ግዜ በሐደ ኣካ አብ ሕዳር ወሸጣ ቆልዕ አለዉ ሰብአይ አሉ አዞይ ከእ ናይ ደቀ አንሰቱዮ ፆውረ አዩ ስለዚ ጓል አብ ሕዳር አንተእተይ ናብ ተባለ የበላን ዝበሉ አተሓሰሰብ ዝሕዚ አውድት አለው ጓል ከእ እንታ ወልደሰ ለበይ ስለ ተባለ ኩል ክእሊ ወለ ለፀገም አያ ተንበር ምእንተ ደቃ ከተባለ ስለዚ ህይወት ምርር አያ ከክውን ዘገባ ገና ከወጽኦ ደያ ከተባለ ዝገባእ ጓል አያ ቅደም ሕዳር ምግብር ስለዚ ደቃ አንሰትዮ ኣሕዋተይ ቅደሚ ሕዳር ምግባርና ናሰተወዓል ከብ አብ ሕዳር አቴና ንፍትሕ ን ነፀገምን መጀመሪያ ዓለማ ከህለወን አለው አስተወዓልና ናኦቱ ኣሕዋተይ አብ ንእሰ ዕድሜን ዘይመሰል ከይንመሰል መጀመሪያ ህይወትን ናሰተክክል ናዓን ዝበሉ ፈጣሪ አይንሰእነና♥️ አውደት አብ ዝምሸይሞ ኢዩም ዝሕደሩ ጓል ገና ከመእ ዕድለ የበላይን አብ ሕዳር አትይ ♥️
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv Ай бұрын
ባሓቂ❤❤❤
@TamratTube67
@TamratTube67 Ай бұрын
ሳስክራይብ ግበሩለይ ተጋርዋይ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምራኒ አሕዋተይ❤
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq Ай бұрын
ብሓቂ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ደምራኒ ክብራተይ❤❤❤❤
@user-si1ph1lc4w
@user-si1ph1lc4w Ай бұрын
Ezey zimetsie ema dihri hadar ayikonen wey kea dihri wulad metsieue kab mejemerita zinebere minibab silezitefie eue maletey nihadar dileyt neriwo do wey kea neyrwo do eue ❤❤
@slamsslam740
@slamsslam740 Ай бұрын
እፍፍ ሰላ መዲሕንት ጭንቀትተይ እኮ እንኻዕ ሰላም መፅኪ ❤️🔐
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Ай бұрын
#ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲
@TamratTube67
@TamratTube67 Ай бұрын
​@@user-cm5sp1dv2dገይረልኪ መልሲ መዓረይ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@user-tr7dg3uz8o
@user-tr7dg3uz8o Ай бұрын
ሰሉዋየይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ሓቂኺ አኺ ሰሉዋየይ👌👌👌👌
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 Ай бұрын
ሰሉዋይ ንዓኪ ዶ ምክሪ ተደልዩዋ ግን ከምዚታት ቪድዮ ተለይትሰርሒ ይምረፅ ስብኣይኪ እንተሪኢዎ ፅቡቅ ኣይስምዖን እዩ ካብኡ ከዓ ሓዳር ምስ ኣተው ብዙሕ ሓላፍነት ስለዝበፅሖም ይመስለኒ ላብ እንጀርኦም ደፋእፋእ ዝብሉ እና ኖርማል እዩ ዋላ ኣንሕና መልዐልቲ ሓሳብ ተኮንና ብሃሊት እየ
@shoshok6676
@shoshok6676 Ай бұрын
ትክክክል ይቅየር ኡዩ ሶሉየይ❤
@user-cg6ib9wq1u
@user-cg6ib9wq1u Ай бұрын
ሰሉየይ ነይ ሓዳርኪ ጉዳይ ናብዝይ ኣይተምፅኢ ንባዓልኪ ፅቡቅ ኣይ መፅእን ዳሓር ዛሓፍተይ ብዝተካኣለኪ ናይ ሓዳርኪ ፀገም ናብ ምድያ ምምፃእ ግድፍዮ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@sassagaddd1676
@sassagaddd1676 Ай бұрын
ናዓይ እውን ብጣዕሚ ዝገርመኒ ነገር እዩ ከምቲ ናይ መጀመርያ ተገዳስነቶም ፈፁም ኣይድገምን
@TimtiAbrha-wd1jb
@TimtiAbrha-wd1jb Ай бұрын
ናይ ልበይ ተዛርብክለይ ሰልዋይ ❤
@StarKsa-zz4yy
@StarKsa-zz4yy Ай бұрын
ስባኣይ እማ ሰልየ ማይ ማይ ክጨና የብሉይ❤
@tklhhtklhh9203
@tklhhtklhh9203 Ай бұрын
ሱሉዋ ኩሉ ግዜ ዝገርመኒ እቲ ኣርእስቲ እና እቲ ሓሳብ ብበይኑ way
@user-be8jc9dn8k
@user-be8jc9dn8k Ай бұрын
ብሓቂ ሰላየ ❤
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 Ай бұрын
ባሓቂ ዝዋሓጥ ዘረቦ ሰላመይ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሰሊቲይ እንኳዕ ሰላም መፃኺ ሰሊይቲ ዓባይ ሰብ❤❤❤❤❤❤
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq Ай бұрын
አጀኪ አብ ኩሉ ሂይወት ዘሎ እዩ ግን በዓቅሊ ዓወት ገይርካ መመስስ እዩ ግድን ደማ ለሎ እዩ❤
@user-yc5tb6uc5m
@user-yc5tb6uc5m Ай бұрын
ሰሉዋይ ታይ ዳአ ምርር ኢላትኪይ አጆና አትብሉ ላይከ❤
@lixmony1698
@lixmony1698 Ай бұрын
ሓቅኪ ሰሉየ ናኩልና ሕቶ እዩ ግን ንስራሕ ተኾኑ ዘምሺ ግድን እየ አብ ሓደራ ብዝሕ ሓላፍነት ስለ ዘለወ ቀልዑ ናኮንካ አይትከድይ ብካልእ ተኮኒ ግን ካብድ እዩ😢
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Ай бұрын
ሰሉየ አብ መብዛሕትኡ ከምኡ እዩ አነ ንባዕለይ መጀመርያ ካብ ንፋስ እዩ ዝፈረሐለይ ነይሩ ምስ ጠነስኩ ኩሉ ነገር ተቀይሩ ሐደ መደ አለዎ ድማ ምስወለደት ዝበፀ ዝኽብሩን ዝፈትዉን ዘይተዓደልና ጥራሕ ኢና ዝግልበጡና
@user-mw8wz2qh1u
@user-mw8wz2qh1u Ай бұрын
ብሓቂ ሰላየ💖💖💖
@KvfDtr-ic4cg
@KvfDtr-ic4cg Ай бұрын
ኣይ ስሉዋይ መቀረት ት/ት ኣቦ ይመችስ የኔ ሴት❤😂
@aaff882
@aaff882 Ай бұрын
ኣየ ሰሉዋይ እቲ ዘዘናግዑካ ዝነበረ ኣብ ሓዳር ናብ ሽጉርትን ኮሚዶረ እዩ ዝቅየር ናይ ፍቅር ን ሓዳርን ኣይራከቡን ምክኣል ጥራሕ እዩ ዘድሊ
@user-mc3db6lq1t
@user-mc3db6lq1t Ай бұрын
ኣጀኪ ለባመይ ንዓኪ ኣይጠፈኦክን ምቅርቲይ❤❤❤❤
@user-ne2rs9ix1k
@user-ne2rs9ix1k Ай бұрын
Abey keytbetsh eyom zblu
@BirhanAbraha
@BirhanAbraha Ай бұрын
ስሉየይ ኣብ ኩሉ እዩ በፍላይ ተሞርዒካ እስካብሓደ ዓመት ትገብር ልኮነ ታኣምር ልተፈጠረ እዩልመስለካ ምክንያቱ ኣብመርዓ ወፃእታት ተውፅእ ለለጉጅካ ትወፅእ ኩሉእዩልፃዓነካ ስለዚለለዎ መማረፂ ጓልሰብኣብ ገዛ ኣምፂኡ ከጥምያ ወይ ከዕርቃእይደልይ 24 ሳዓት ክሰርሕ እዩ ተለይሰረሐለ ደገ ወፂኡ ምስኣዕርክቱ ንፋሱ ይውቃዕስለዚሓደ ዓመትክልተ ዓመትእስካብትገብርፀጥኢልካብትዕግስቲምሕላፍእያ👌በተለይ እዳዓረብልተፋቀርክንኣሕዋተይምስናዓድናሰማይይ ምድርይ ፍልልይ እዩ ለለዎሞ ኣብርእስክን ኣእሚንክንኦ እተዋ🫣ሳብስክራይብ ላገጨኩምና ሕለፍዋ😂
@ShheWjwhwu
@ShheWjwhwu Ай бұрын
ናይ ኩልና ሕቶ እዩ ሰሉየ
@albadralbadr945
@albadralbadr945 Ай бұрын
ባሓቂ ዝዋሓጥ ዘረቦ ሰላመይ❤❤❤❤❤
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd Ай бұрын
ሰሉዋይ ሓቅኺ እንዲኺ♥️ ግንስ ግልፅነት እንተልዩ ጌጋኻ ምዝራብ እዚ ተጉድለለይ ኣለካ ምባል ፅቡቅ እዩ ሓደሻብ ኩልሻብ ግን ይድብር እዩ ኢና ብዝበለፀ ኣብ ሓዳር እንተኣትያ ጋል ጀግና እያ ኩሉ ትኽእሎ ካልእ ድማ ኣብ ሓዳር ልዕሊ ኩሉ ቤተክርስትያን ምምልላስ ፀሎት ምዝዉታር ንሓዳር የፅንዖ ኢና እግዚአብሔር ንሰብ ሓዳር ሓዳሮም ይባርክ ንዘይጀመሩለ ጀምሩ ሓዳር ፅቡቅ እዩ ✍️
@FbGg-vp2gg
@FbGg-vp2gg Ай бұрын
ባሓቂ ሰሉየይ❤❤❤❤
@gfjh8228
@gfjh8228 Ай бұрын
..ወዳት ክሳብ ናቶም ትኮኒ እዮም ዝውስልቱ😢😢😢
@nooraine1897
@nooraine1897 Ай бұрын
ትክክል 👌👌👌
@MerhawiBrhan
@MerhawiBrhan Ай бұрын
I am eritrea kemu eyu selam mkrti hadish fkri mewedi ekli endyu hezi ma arigu
@alganeshberhie1249
@alganeshberhie1249 Ай бұрын
You right 😢😢
@AliAli-sg5lc
@AliAli-sg5lc Ай бұрын
አይ ሰሉሓፍተይ ለባመይ ምፍላጥ አብዩናስ ሞኒና (ራርኡ )ሪኢና ገዲፍናዮም😂😂😂😂😂
@user-qd7gr5cw1p
@user-qd7gr5cw1p Ай бұрын
ሰሉ መቀረት🎉❤
@user-gf4ze4ez1s
@user-gf4ze4ez1s Ай бұрын
መብዛሕትክን ዩቱበራት ተጋሩ ግን እቲ ትፅሕፈኦ ኣርእስቲ ስርዓት ግበራሉ ሰብ ኣይተደንግፃ ንክረአየልና ኢልክን ከም ኣፍክን ከይገብረልክን ንስክን ስራሕክን እዩ ንሰብ ግን ስራሕ ተፍትሓ እለክን ንሕና ፅቡቅ ክንማሃር ኢልና ንሪአልክን ዓዘር ቆዘር እናብዛሕክን የፅለአና እሎ
@MeazaTube12
@MeazaTube12 Ай бұрын
ውይ ውይ ጉድ ገይርኪ ሰሉ ሚስጥር ናይ ሓዳር ኣውፂእክለን እተን ንከምስላ ኣብ ፍቅርን ሓዳርን ሓደ እዩ ዝብላ😂 ብዝኮነ ኣነ ፈሪሐ እታ ፍቅሪ ከይ ኣተክዋ 🥺ነገሩ እታ ጓል ኣንስተይቲ እያ ተዳምቆ እምበር ወዲ እንተወኒኑካ 🙅‍♀️🤷‍♀️🤷‍♀️ ብዝኮነ ከምዚ ዓይነት ቪድዮ ቀፅልሉ ሰሉየ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@sunShine-fe3fj
@sunShine-fe3fj Ай бұрын
ብሓቂ😢😢❤😊
@beb-beb1lb7f
@beb-beb1lb7f Ай бұрын
ተጋርዋይ ሳብክራይፕ ግበሩኒ ጀማሪት እየዋ❤❤❤❤
@Lilti-se1rc
@Lilti-se1rc Ай бұрын
ዋላ አነ ብጣዕሚ እየ ልጊርመን አብ ፍቅር ተነፈፍቃ አብ ሕዳር ግን 😏 ሳስክራይብ ግበሩለይ ❤
@Mhret-
@Mhret- Ай бұрын
ጊረልኪ ኣለኹ ግበርኒ ሓፍተይ
@atsedeatsede1325
@atsedeatsede1325 Ай бұрын
ሰለምከመይ
@tahesgabra2015
@tahesgabra2015 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብሓቂ ሰሉይ
@yyghhu9146
@yyghhu9146 Ай бұрын
ብሓቂ ብእውነት❤🥰
@TsediHope
@TsediHope Ай бұрын
ዋ ሰሉ የ ፍቕሪ ኮ ብሕታዊ ናይ ልቢ መጣመሪ ንኽልተ ልቢ ሓደ ዝገብር እዩ" ፍቕሪ ሕንቃቐ ነጻነት በቢመንገድኻ ግን ድማ ተስማዕሚዕኻ ዩ ዝኽየድ፡ ብተሓጋስ ከኣ ትጽንብሮ፡ ሓዳር ግን ነቲ ፍቕሪ ተቐቢሉ ሓላፍነት ተቐቢሉ ቃልኪዳን ሓዚሉ ፡ንዕብየት ንዉላድ ንመጻኢ ጠሚሩ ዝሓዘዩ ስለዚ ከምቲ ፍቕሪ ክቐልል ኣይክእልን ፍቕሪ ቀሊል ኣይኮነን መስዋእቲ ግን ጥዑምዩ። ፦ግን ናይቶም ክልተ ሰባት ሰብ ሓዳር ክስማዕምዕሉ ዝኽእል ባይቲ ተልዩ ድኻሙ ፍቕሩ ኩሉ ምጽዉዋርዩ❤ ቤተሰብለኩኑ ምሳይ ሓፋሸይ😊
@titititi5961
@titititi5961 Ай бұрын
ኣረ በይዛኪ ሓደሓደ ሰባት ስለ ፍቅሪ ደቂ አነስትዮ አፍልጦ ዘይብልና እዩ ዝመስሎም ግን ኑሱ የኮነን ቱ ሓቂ ብጣዕሚ ምክንካንን ግዘ ማሃብን ኢና ንፎቲ ግን መን ይረዳእ እዩ ቱ ነገር ምስ ምህላውን ዘይምህላውን ዘራክብ ውን የቡሉን አብ ገዛ ዘፍረዮ ዘሎ ኳ ሮማንሲ ዝኮነ ግዘ ምሕላፍ ይካኣል እዩ ንኣብነት ደስ ዝብል ክዳን ዘለካ ጌርካ ፍልሚ ምርኣይ ሓቢርካ ወይ ቡና ሓቢርካ ምስታይ ግን እኒ ገሬ ዘበሉ ግን ግዘ የብልናን ይብሉካ😂😂😂😂😂
@AbiGaltigray-ce3yt
@AbiGaltigray-ce3yt Ай бұрын
ኣይተፈራርሓና ጋይስ ደው ኢልና ከይንቀሪ ኣነስ ፈሪሐ ክሞት ኢለ ብስሩ ከመይ ኢለ ደፊረ ይእተዋ ዛሓዳር እዚኣ😥
@user-si1ph1lc4w
@user-si1ph1lc4w Ай бұрын
Sorry baby ❤good luck 👍 focus kidimi mietawuki atika miwutsae waga yebluen wasting money and time😢❤❤
@genet3442
@genet3442 Ай бұрын
ተጋሩ ጀጋኒ እዩም ❤ግን ኣብ ሓዳሮም ግን ዘሮ እዩም ግን ኩሎም ኣይከኒን ሰኪሮም መፂኦም ከርደደርድ 😂ያ ብዝሓት እየም ገረምቲ ግን ሰሉ የይ ጋል እያ ቀስ እናበለት ናብ ሉቡ ትምልሶ ❤ እናተፃወረት እያ ተሕለፎ❤❤🎉 😢❤❤❤❤❤
@pj6930
@pj6930 Ай бұрын
ሓንቲ ኽትርድእዋ ዘለኩም ኹሉ ግዜ ፍቕሪ የለይ።ሓዳር ምስትጅሙሩ ምክብባር እዩ ዝድለ ተተኸባብርካ ሓዳር ይቕፅል እዩ።ታምክብባር ታሃልያ ቱፍቕሪ አይጠፍኢ።ምክብባር ተዘይሃልዩ አብ ሰባአይን ሰበይቲ ፍቕሪ ልጠፍአ እዩ ልመስሎም።ስለዚ አይትነዓዓቑ።አኽብርዮ ንስኺ ውን።ናደገ ላርአና ሓዳርና አይንበትን ቀስ አብልክን አርደኦኦም።
@user-di4lm9vc6w
@user-di4lm9vc6w Ай бұрын
ሰሉየይ ፅቡቅ እድዩ ሓሳብኪ ገና ሰ ናይ መጀመርታ ዝነብርካዮን አብ ፍቅሪን አብ ሓዳር ምሰ ኣተካ ንእሸተይ ክብድ ይብል እዩ ምክንያቱ አብ ሓዳር ሓላፍነት ናይ ገዛ ናይ ቆልዑ ሰለ ትዉሰድ ታሓቲን ላዕልን እና በልካ ናብራካ ንመምሕያሸ ሰለ እተፅዕር እዩ እንበር ፍቅሪ አብ ሓብሻ እካ ይፅንዕ ይጥንክር እና ኮለይ ሰብኣይ ኣብ ሰራሕ ሰለ ዘውዕል ሓደ ሓደ ግዜ አብ ዕረፍቲ ሰዓት ንኪድ እናተባሃሃልካ እዩ እንበር ሰብኣይ ሰለ ኩሉ ግዜ አብ ደገ ዝውዕል ኣይሓሰብን ዝኮን ገና ሰበቲ ባዕላ ንእሸተይ እሰቲ ኣዕርፍ ንደገ ንውፃእ ንዛናጋዕ ክትብሎ ኣለዋ ብፍቅሪን ሓልዮትን ❤
@sarahsar5612
@sarahsar5612 Ай бұрын
haqe iya ❤❤❤
@user-wt4jb3lc3y
@user-wt4jb3lc3y Ай бұрын
ክንፍቀር ባ ግደፊ ብስንግለይ ከይነብር😂😢🎉
@hgf6568
@hgf6568 Ай бұрын
ሰሉ ዓይነይ አነስ ገና እዩ ዝሉኩ አብ ኩሉ የብፃሕኩይ
@sarongaltigaray7336
@sarongaltigaray7336 Ай бұрын
ናብ ይትቨ ኣይ ቅረፅን ሰለ ዝበለኪ እኪ ንሰኪ ወዲ ቅለት ኣይ ፍትን😊
@salamasalam1338
@salamasalam1338 Ай бұрын
ሰሉ ዋይ ትናፋቂት ክፈትወኪ አነስ ወለላይ 💙💙
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@milli12354
@milli12354 Ай бұрын
ተጋሩ ኣወዳት ሲ ተጋደሉ ምግዳል ደኣ በልዮም ብጅግንነት ይዋግኡ😂😂 እንተ ኣብፍቕሪ ሓዳር እሞ ሕደግና እስቲ ሓሪርና ሞይትና ዋና
@user-bq8xi8zk7d
@user-bq8xi8zk7d Ай бұрын
ዋላ ኣነ ብጣዕሚ እያ ትገርመኒ ዛነገር እዚያ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@SlamhSLMH-ws1sm
@SlamhSLMH-ws1sm Ай бұрын
ይቀያየር እዩ ድሕሪ መርዓ ለለ ምስ ወለድካከ ኣብ ኢዶም ልጨበጥካ እዩ ዝመስሎም ናተይ ሕቶ እያ ሰልየይ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d Ай бұрын
ይቅርታ ሰሉዋይ ፍቅሪ ማለት ሰሉ ንዓርስካ ስለ ዝኮነ ምንም ኣይመስለካን ሓዳር ግን ከምዘሎ ፍቅር ጡዑይ ሰብኣይካ ተኮይኑ ምስ ምስደቁ ይዝናንየካ ኣብ ስራሕ ዘምሺ ተኮይ ተገደደ ኣብ ሰሙን ሓደጊዜ ከናፍሰካ ኣለዎ እበር መዓዝ ተዛሪብካ ይውዳእ ዝሮዝሮ ኣብጡዑይ ስብኣይ የውድካ እዩ ሰሉዋይ ከምዚ ናበልክውን ኣይትጨነኪ እግዚአብሔር ይመስገን ናተይ እውን ቅድሚ ሓዳር ኣብ ሓደር ዞሎ ማዕረ እያ ንዓይ ይመስለኒ ምንም ኣይተቀየረንን እና ትጭነቂ ተኮይንኪ ሕማቅ እዩ😢😢😢😢
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d Ай бұрын
@@Grmaneshyoutube እቢ
@AbiGaltigray-ce3yt
@AbiGaltigray-ce3yt Ай бұрын
ኣቢ ፍቅረይከ ኣበይ ትፈልጥዮ መዓረይ😟
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d Ай бұрын
@@AbiGaltigray-ce3yt ማለት
@AbiGaltigray-ce3yt
@AbiGaltigray-ce3yt Ай бұрын
@@user-cn6ip2gp6d ፍቅረይ እዩ ወዲ ኪሮስ ሓቢብቲ😍👌
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx Ай бұрын
ሰሊተይ ናተይ👑♥️💘
@user-uy9ww7so7k
@user-uy9ww7so7k Ай бұрын
ትክክል👌😍
@user-ps3ov9zd9w
@user-ps3ov9zd9w Ай бұрын
ሰሉዋይ🥰
@user-rk7nf6ew8h
@user-rk7nf6ew8h Ай бұрын
ትክክል ❤😢
@GalGerye-em2fp
@GalGerye-em2fp Ай бұрын
ሰሉዋይ ምቅርቲ❤❤❤❤❤
@AzmeraHailay-gc9qf
@AzmeraHailay-gc9qf Ай бұрын
ሰሉዋይ ናይልበይ ተዛሪብኪ❤❤❤ 😂😂
@user-nw1jw1wt6j
@user-nw1jw1wt6j Ай бұрын
ሰንግል እየ 😂 ግን ናቶም ምካና ምስ ፈለጡ እቲ ፀውዖምዋም ዘይፈልጡ መላእክቲ ፀውዖም ረክበምኮስ መልሶም ይብጥረሙልካ ሽቃላ ናይ ማዳም ነይርናስ ሽቃላ ናቶም ለ ይደልይና 😂😂 ምኣስ እዮ እማ ሩፍ ክንብል ይገርመኒ እዮ ግን ኣብ ኩሉ እዮ ከም ዘስተውዕሎሎስ 😂 ሰንግል ንቅድሚት❤❤😂
@HH-pf8vr
@HH-pf8vr Ай бұрын
ለመጀመሪያ አንኳን በሰላም መጣሽ የኔ ማር ስቀጥል ለወንዶች ፈቅር አና ትዳር የተለያየ ነው መጀመሪያ ለፍቅር ሰጠየቅሸ አና ትዳር ዉሰጥ ሲግቡ አበ ፈቅር ግዜ ይለያል አበ ትዳር 0000000 ናቸው የኔ ቆንጆ ፈጣሪ ይጠበቅሸ 🙏🙏🙏❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
@HH-pf8vr
@HH-pf8vr Ай бұрын
እሺ ማሬ🥰🥰🥰
@Blus278
@Blus278 Ай бұрын
ሓቅኺ ኣለኺ ሰላመይ ኣነ በዚ ነገር እዚ ኣብ ሽግር ወዲቐ ኣለኹ 😢😢😢😢
@AbuJj-rk1fd
@AbuJj-rk1fd Ай бұрын
እወ ካሙኡ እዩ.ሰሉዋይ
@BinyemYowhans
@BinyemYowhans Ай бұрын
ናተይ ሓፋተይ🎉🎉🎉
@user-em2cp2je9o
@user-em2cp2je9o Ай бұрын
አብ ኹሉ እዩ ሰሉዋይ ምኽንያቱ እንታይ ምኻኑ እካ ተዘይፈለጥኹዎ ግን ከም አነ ናይ ኹሉ ግዜ ሓሳበይ ወይ አብ በይነይ ድዩ እዩ ዝብል ግን መብዛሕቲኡ ሰብ ደማ ከምኡ ትብል ኢኻ ትሰምዖ
@TamratTube67
@TamratTube67 Ай бұрын
ደምሩኒ መዓረይ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበራለይ አሕዋተይ❤
@FiriHadad
@FiriHadad Ай бұрын
ብትክክል
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ንዳማመር ኣሕዋተይ❤❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@TtYy-pi6wk
@TtYy-pi6wk Ай бұрын
ሓቅኪ ሰሉየይ ኣብ ምጅማርን ተራኪብካን ሓዳር ጌርካን ብዙሕ ኣፈላላይ እዩ ዘለዎ🙄 ኣብ ምጅማር ማራ ኢካ ጊዜ ትወሃሃብ ፍቅሪ ጨዋታ ኣሎ ኣበይሞ ኩሉ ግዜ ከምቱ ኣብ ምጅማር ፍቅሪ ዘሕለፍናዬ ሂወት ከምኡ ኢሉ ተትቅፅል ፅቡቅ ነይሩዋ ግን ኣይኮንን😢
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
@user-ss1iu4nv6e
@user-ss1iu4nv6e Ай бұрын
ወድ ጢስም እዪ ናይ በሕቅ ስሊየ
@Askalgremay
@Askalgremay Ай бұрын
ስባኣይኻ ከም ነብስኻ ገይርካ ተተካባኪቡካዮ ንስዉን ካብ ነብሱ ብላዕሊ የፍቅረካ የኽብረካ ዝደለኻዮ ኩሉ እዩ ዝኮነዉን ስለዚ ስብ ሓዳር ስባኣይክን ተካባከባ🥰🥰🥰
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@Askalgremay
@Askalgremay Ай бұрын
@@user-uy4ek2zj3s ገይረልኪ እየ 🥰🥰
@KvfDtr-ic4cg
@KvfDtr-ic4cg Ай бұрын
ለባም ዓባይ ስብ❤😊
@sarasarha7302
@sarasarha7302 Ай бұрын
Selu❤❤❤❤
@Naxi690
@Naxi690 Ай бұрын
ከምዚ ኢለማ ሓዳር የገብርን በይነይ ዶ ኣይነብርን ሰዲድለይ ዶ ሆ😢😂😂😂
@GgJ-oh9dh
@GgJ-oh9dh Ай бұрын
❤Seluway😮😮
@sarongaltigaray7336
@sarongaltigaray7336 Ай бұрын
ተጋሩ ኣወዳት ከሙእ እዮም ዘም ዓድ ሰለሰተ እዮም ዝኪእሉ
@OnlineWork-jv1gh
@OnlineWork-jv1gh Ай бұрын
ደመሩኒ ተጋሩዋይ❤❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@user-de3zb3en5e
@user-de3zb3en5e Ай бұрын
ደምራኒ ክድምረክን ደቂ መዳም❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ደምረኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@HiwiGaltigray
@HiwiGaltigray Ай бұрын
ግጨውኒ ገጭወኪ እየዋ🙄🤣
@HiwiGaltigray
@HiwiGaltigray Ай бұрын
​@@user-uy4ek2zj3s ግጨውኒ እባ 🙄
@user-de3zb3en5e
@user-de3zb3en5e Ай бұрын
@@user-uy4ek2zj3s ደሚረኪ
@user-de3zb3en5e
@user-de3zb3en5e Ай бұрын
@@HiwiGaltigray ገጭወኪ ሰበይ
@MdKhan-ms9fo
@MdKhan-ms9fo Ай бұрын
ሰሉዊየ የኔ ቆንጀ❤❤❤❤
@TamratTube67
@TamratTube67 Ай бұрын
ሳስክራይብ ግበሩለይ መዓረይ
@mariyamey555
@mariyamey555 Ай бұрын
ናዓይለ ደምርኒ ወለላይ❤❤❤
@sarasoso7541
@sarasoso7541 Ай бұрын
ሓቂኪ.አኪ
ዮአዳን (ክፍል 18)
32:27
ለዛ
Рет қаралды 99 М.
Llegó al techo 😱
00:37
Juan De Dios Pantoja
Рет қаралды 56 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
00:40
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 8 МЛН
Gym belt !! 😂😂  @kauermtt
00:10
Tibo InShape
Рет қаралды 17 МЛН
ይሄ ሁሉ ሴራ ግን ለምን??😭😭😭😭😭
15:39
Emebet Kassa
Рет қаралды 10 М.
ለለ መፃኹ 🙌#ተጋሩ #duet
24:15
Aranshi Show
Рет қаралды 3,3 М.
ለሽምግልና ቀናቶች ሲቀሩ ሮቤል ሌላ ፍቅረኛ እንዳለው ታወቀ።
19:25
Llegó al techo 😱
00:37
Juan De Dios Pantoja
Рет қаралды 56 МЛН