ዝኹሉ ፀርፊ ሂወተይ ስለ ዝተረፈ ስለ ዘመስገንኩ ንኽትኣምኑ ሰብ ክሞተልኩም እኒአዎ መምሰልቲ ኢኹም😱😭

  Рет қаралды 16,143

Selam Tsegay Smile:)

Selam Tsegay Smile:)

Ай бұрын

#smile #habesha #tigrignamezmur #duet #tigray #vlog #habesha

Пікірлер: 431
@selamtsegaysmile9152
@selamtsegaysmile9152 Ай бұрын
ሰብ ምስ ሞትኻ ዋየ ብቻ እዩ ልኽእል🤔kzfaq.info/get/bejne/fNuWjcqexN_bpIU.htmlsi=fieB72QLjFcTj5QW
@MmN-vi1yy
@MmN-vi1yy Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ኣጆኺ ሰብ ሎሚ ናትኻ ሕማቅ እምበር ፅብቅኻ ኣይደልን ብሽም ቅዱስ ገብርኤል ብዘይ ምንም ምኽንያት እስኺ ስብስኽራይብ ግበሩለይ ናይ ሰብ ፅብቅ ትምነዩ ብቻ ላይኽ ግጨዩ🙏🙏✝️💛❤️ንታሓላለ።
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤
@hymiyoutubechanel6651
@hymiyoutubechanel6651 Ай бұрын
ልኽትኣምንባ ኽትሞት ነይርዋ ማለት ድዩ ዋላ ጓል ርእሳ ኣድኒና ልኽትከድ😢 ሰሉየይ ኣጆኺ❤
@slam4790
@slam4790 Ай бұрын
ኣነስ ተመስገን ኣምላከይ ሪአዮ ትማሊ ወዲ ወይን ዝብል ሸር ኢልዋ ኣብ ካሊእ እውን ሪአዮ ምንም ኣይፃሓፍኩን ከሞንት የንብብ ነይረ ግን በስማኣም ኩሉ ፀርፊ ነይሩ😢ብዝኮነ ሰላመይ 1 ንምንታይ ገዛ ተጋሩ ፖሲትካዮ ትብልዮ ዘለኪ ናይ ሚድያ ከሳብ ዝኮንኪ ግድን እዩ ስብ ሸር ክብለኪ ክፀርፈኪ 2ተ እቲ ትዛረብዮ ዝነበርኪ ዋላ ዳኣ ሓቂ ይኩን እምበር ቀልብኪ ናብ ካሊእ ከይዱ እዩ ነይሩ ታዳናጊፅኪ ዋላ ትኮኒ ትክእሊ ኢኪ ሕውስውስ ዝበለ እዩ ነይረ ንኣብነት ኣነ ዝተዓዘብክዎ ንቶም አሕዋትኪ ሽሞሞ ትፅውዕዮም እም ኣንደገና ብራዘር ትብሊ ክልቲኡ ብሓደ ትፅውዕዮ ነይርኪ ባሓቂ እንተመፂእና ኣበኪ እውን ጌጋ ነይሩ እዩ 3ኣቱም ትፃረፉ ትፃረፋ ተጋሩ ደማ ሕማም ገሬቤት ሓሊፍኩም እዩ ይመስለኒ ሓደ ሰብ እንተተጋግዩ ቀስ ኣቢልኩም ኣረድእዎ በቃ ዳውን ምግባር ብሓደጊዘ መላሓስ ዓፅሚ የብላን ዓፅሚ ሰብ ትሰብር ከም ዝባሃል ዋላ ኣብ ሚድያ ወፂኣ ናይ ሰብ ዘረባ ኣየሐመንይ እንተበለት ብውሽጢ አእምራኣ ትትንከፍ እዪ ፀርፊ ሰብ ይቃትል እዩ 4ሰላመይ ስለሰብ ኣይግደስን ኣይትበሊ ክቡር ስነጥበብ ኣብራሃም ኣፈወርቂ ደቂ ሰባት ኢልና ነማርር ግን ምስ ደቂ ሰባት ኢና ንናብረ ኢሉ ኣነ ሰላመይ ንሕማቅ ንፅቡቅ ናይ ምድያ ሰብ ከሳዕ ዝኮንኪ ንኩሉ ተቃበልዮ እና ኣጆኪ ሰላመይ ኣቱም መሪሰንቲ ኣብ ዝከድክምዎ ሓቂ እንዳበልኩም ትፅሕፉ የሕቅቅኩም😂😂ተጋርዋይ ይፈትወኩም እየ ነቀፌታ ኣይቃትልን ንቀፍዋ እምበር ኣይትፅረፍዋ🙏💖💖💖
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma Ай бұрын
ደምርን🥰
@jegaaesba1855
@jegaaesba1855 Ай бұрын
ተን ዝፃረፋ ዝቃናኣልኪ እየን ንቅዲምት ብቻ ኣጆኪ❤😘💪💪
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤
@ethiopiaislovelove9620
@ethiopiaislovelove9620 Ай бұрын
Nay Bhaki Ayeki Seluway
@user-ng7nn5ih6q
@user-ng7nn5ih6q Ай бұрын
ብዛዕባ ሰብ ታይ የገድሰኪ ስራሕኪ ዘይትገብሪ ቅንዕና ተትህልወና ነንባዕልና ምተሓለለና ምተከባበርና ዓድና ስኣን ሓቂ ምንጋር ትግራይ ምድሪ ሲኦል ኮይና ዓድና ፀሊእናዮ ስደት ተፀላእናዮስ ዓድናለ መዕረፊ ዘይብላ ኮይና እስዋኣትና ተመሊሳም ኣይርአይዎ😢😢😢😢 እስኪ ግን ቅዱስ ጭርቆስ እንኳዕ ናብ ምስክርነት ኣብቀዐኪ❤❤❤❤
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z Ай бұрын
😘😘😘
@herilove7188
@herilove7188 Ай бұрын
❤❤❤❤
@samerasamer3870
@samerasamer3870 Ай бұрын
አሜን❤🎉
@selam801
@selam801 Ай бұрын
ሓሳበይ ገሊጽኽለይ ሰሉዋይ ለለ እምነትኺ አብ ከም ኹሉ ግዜ አብ ፈጣሪ ይኹን❤
@alemdesta454
@alemdesta454 Ай бұрын
እወ ተመስገን ውቅሮ ማይ ወቂዖም አነም ደዊለ ነይረ ሰናይ ክራማት ይግበረልና💝 እና "ታይ ትገብሪ ግዜ ሂብኪ ነዚኦም ትምልሲ አለኪ ሰሉ🤔እዚ ከምዚ ስራሕኮ ዝጠፍአና ወይ ጌጋ ምዃኑ ጠፊኡና አይኮነን ከመይ ጌርካ ንሰብ ርእሱ ተናውፆ እዩ እና ንስኪ ነቲ ዘለኪ ስራሕ ብቻ ተትሰርሒ "ምክንያቱ እንበአር ሰብ ይስመዖ እዩ ገለ ኢሎም ብሕማቅ ቃላቶም እዮም ዘራስኑ እና ከምዚታት " ዋላ ከምዘይረአክዮ ተትሓልፊ😏
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma Ай бұрын
ደምርን🥰
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤
@Selamatsbha
@Selamatsbha Ай бұрын
Nay seb aytsmei selu haftey hezi ewu degime. Enkae. fetari. Awi tsakimarey gn aytnadadi seluway marey. Futuwu eye zebleki❤❤❤❤❤
@HgFv-iv9xe
@HgFv-iv9xe Ай бұрын
እቶም ከምኡ ዝብሉ መንነቶም ሓቢኦም ስለ ዝመጹ ኣይትገደስሎም ኣምላኽ ዓድና ሰላም የውርደላ❤❤
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma Ай бұрын
ደምርን🥰
@mili12619
@mili12619 Ай бұрын
ድሓን ሰሉየይ ሓፍተይ እግዚአብሔር ሰለቱይ ኩሉ ነገገር ዝገበረልኪ ኣመስግኒ እንበር ሰብስ ምስ ሞትካ እዩ ዝኣምነካ
@gumashame
@gumashame Ай бұрын
ዋይ ነሲ ኣብዛ ናይ ይሕዋትኺ ኣረስቶ ሰሪሒኺ ናወሰድክሎም ሽዑስ ፈሪሐ ኣብዚ ሕማቅ እዋን ኣይትውፂ ቀትሪ ይኹን ለይቲ በይንኺ ኢለ ፅሕፈ ኔረ ካኣው ከምዚ ኣጋጥሙኒ ምስ በልኺ ብጣዓሚ እየ ደንግፀ ዋ ትሰብ እባ እንታይ እዩ ኮይኑ ከምዚ ዝብል ኣጋጢሙኒ እንዳበልካስ እሞ ትግዜ ንሪኦ ኣለና ንምንታ ከሙኡ ንብል ብዝኾነ ኣጀኪ ሰሉ ሓፍተይ ፈጣሪ እንኻዓ ማሓረኪ ደቂ ሰባት ልብና ተደፍኑ እዩ ዘሎ ንዛረቦ ኣይንፈልጦን
@ofifus6514
@ofifus6514 Ай бұрын
አይ ስብ 😢 ብጣዕም ይሕዝን እግዚአብሔር አምላክ እንኳዕ ብስላም አውፅእክ ድአ ናዩም አይትገደስለም ❤️
@keseteberhe4988
@keseteberhe4988 Ай бұрын
ኣምላኽ ሰላሙ ይልኣኽ ህዝቢ ትግራይ ጽቡቕ ኣይረኸበን ከምኡ ደቂ ኣንስትዮ ሰላም ሓብተይ ኣብዚ ግዜ ካብ ሰብ ቡዙሕ ጽቡቕ ኣይተጸበይ ሰብ ካብ ኣምላኽ ሪሒቑ አዩ
@user-np5ni1cw5i
@user-np5ni1cw5i Ай бұрын
ስለምዋይ ስብ እካ ኩሉ ዋዮ እዩ እንካዕ ብስላም ተረፍኪ እምበር ኣጀኪ ጋል ዓደይ❤😘
@user-ek9eo4mc3z
@user-ek9eo4mc3z Ай бұрын
ሰሉየይ ኣነስ ከይታተለኪ ድኣ ተጠቀቂ ናሰብ ነገር ምስ ሞትካ እዩ ቁንጅና ለብዝሐልካ ❤❤❤
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma Ай бұрын
ደምረን🥰
@Askal7942
@Askal7942 Ай бұрын
ኣይትገደሰሎም ናይ ሰብ ኩሉ ነገረ 😢ጨካን ሩጉም እዩ ኮይኑ ዘሎ ሰሉየ ❤❤❤
@sesensesen8025
@sesensesen8025 Ай бұрын
ዝሓፍተይ ምጥርጣር ጽቡቕ እዩ እሳቶም ሊኢኾምዎ ክኾን ስለ ዝኽእል ተጠንቀቒ
@mery7174
@mery7174 Ай бұрын
ስሉየ ኣይትገስሎም እንኳዕ ብሰላም ተረፍኺ መዓረይ
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 Ай бұрын
አይዞኪ ሰላመይ ንሕና ድቅ ሰባት ከምኡ እና እንካዕ ተረፍኪ ዛእምበይተዋይ♥♥♥
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 29 күн бұрын
ኣጆኪ ሰልዋይ ኣይትገደስሎም ሰብ ማ ምስ ሞትካ እዩ ዝኣምን😢😢 ግን እግዚአብሔር ኣሕሊፉ ኣይህብን ❤❤❤
@hdfu4095
@hdfu4095 Ай бұрын
ኩሉ ዘራባኺ ዓጀውጀው እዩ ነይሩ ሓቆም እዩም ሓሻዊት ክብልኺ እንታይ እኺ ባ ልዋ ልዋ ክትብሃሊ ብቻ ደስ ዝብለኪ 🤗🤗
@DestaAbad.
@DestaAbad. Ай бұрын
ሰላምይ እንካዕ እግዚአብሔር አውፀአኪ እንበር ናይ ሰብ ዳአሙ ስቅልካ እዩ😢
@Tsgab-Tube
@Tsgab-Tube Ай бұрын
ኣይትገደስሎም ናይ ሰብ ነገር ሰላመይ ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ምክንያቱ ሓቅ ዘለዎ እዩ ናትኪ መደብ ኣነ ኩሉ ግዘ እየ ዝካታተለልኪ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለንምቅሪተይ😘💕💕💕💕
@user-lz7jt2hm1b
@user-lz7jt2hm1b Ай бұрын
ሰሊየይ ብዛዓባ ሰብ አይትገደሲ ዝያዳይ ሰብ እኮ ዘይተነበበ መፃሓፍ እዩ
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v Ай бұрын
መጀመርታ ካብያ ፀዋይኡስ ደጋሚኡ ኢለናኒ ኢለሙኒ እናበልኪ ንምንታይ ልብኪ ትሓሪ ኩሉ ግዜ ክትውደሲ ኣይትድለዪ ሰብ ዝመሰሎ ይፅሓፍ እንድሕር ዘይሓስውኪ ንምንታይ ልብኪ ትሓሚ ንፅቡቅ እምበር ንሕማቅ ኣይትርአዪ ዓቅሊ ግበሪ ሕማቅ ኮመንት እንተሪኢኪ ሸለል ምባል ልመዲ ኣብ ሚድያ እንተሃሊካ ፅቡቅን ሕማቅን ክትረክብ ናይ ግድን እዩ ነቲ ሕማቅ ገዲፍካ ነቲ ፅቡቅ ረአዪ ንሕና ኣይኮንናን መድሃኒ ኣለም እውን ኣብዛ ምድሪ ኣይጥዓሞቶን
@668-tj6oz
@668-tj6oz Ай бұрын
ሰሉዋይ ስለ ስብ ኣይትገደሲ ሓላለይ ለጋጠመኪ መምሃሪ ኢኪ ተዛሪብኪ ኣቶም ሕማቅ ኮሞንቲ ትዛረቡ ሰባት ግና እግዝብሔር ይፍረድኩም ዋይ ታዩ ፀርፊ ፅፅቡቁ ንሕሰብ
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma Ай бұрын
ደምርን🥰
@mili6964
@mili6964 Ай бұрын
ዋላ ኣነስ ብጣዕሚ እየ ተገሪመ ሰሉ ሓፍተይ ገሊአን እኮ ተብሃለ ኢለን እየን ዝፅሕፋ እምበር ሓሳዊት ዝተብል ሲ ዋላ ሓንቲ ኣይነበረን እና ኣይትገደስለን ሰሉየ ማዓረይ ንስኪ ብቻ ጠንኪሪ ኣብ ምድያ ዘሎ ሰብ ቡዙሕ እዩ ዝባሃል ዝጠቅመካ ናወሰድካ ንጋሓፍ ናጋሓፍካ እዩ እና በርትዒ❤
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py Ай бұрын
ኣጆኪ ሰሉየይ ኣይተገደስሎም እቶም ተሓባበርቲ ናይቲ ገበን እዮም ዝፀርፍኪ ዘለው❤❤❤
@Yrgu692
@Yrgu692 Ай бұрын
ስሉ ሓፍተይ ትዛረባ ባዕልኪ እኪ ኣብልሽክዮ ዘራብ ተዛርብዕዮ ነይርኪ ሰላም እለዮ እቢይ እለዮ እልኪ ብኡኡ እዩ ሰብ
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤
@galweyenti8890
@galweyenti8890 Ай бұрын
አይትገደስሎም ሰሉየ 🥰
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤
@user-xi9en4qu3c
@user-xi9en4qu3c Ай бұрын
ሰሉዋይ ሰላምክ ይብዛሕ ስለ ሰብ ኣይትገድስ ክብርተይ ብሰብ ካድኾነ ኹሉ ነገር ወዲ ሰብ ደው ቡሉ ኣይምኸደይ ነቡሩ ብምሕረት አምላክ እምበር እና ኣይዛኽ ❤❤❤
@BekiWeldu-xh2by
@BekiWeldu-xh2by Ай бұрын
ሰሉየ ኣይትገደስሎም እንኳዕ ብሰላም ተረፍኺ ማዓረይ
@TtYy-pi6wk
@TtYy-pi6wk Ай бұрын
መጀመርያ ሰላምታ ኢዶ ይዓብን ሰላም ከይበልኪ ዲኪ ትዛረቢ😮 ደሞ ሰላሰብ ኣይትገደሲ ሰብ ሰባብ እዩ ዝሕሺ ሰብ እዩ ዝፉቶ ሓቂ ዝዛረብ ኣይፎትን❤
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤
@user-rr7tl9zh4f
@user-rr7tl9zh4f Ай бұрын
ተሓሪቕካ ኩሉ ይጠፍኣካ ትብል እናሓሰብካዉን ዝበልካ ዝመስለካሎ🥺🤭
@Tsega-ent-27
@Tsega-ent-27 Ай бұрын
ሰሉዋይ እዚአም ሕደጊዩም መርኣያ ክንዲ ልካንኪ 🎉🎉🎉እስኪ ትራሕ ቀፅሊ 🎉🎉
@salamsalam1464
@salamsalam1464 Ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ሰሉዋይ አይትገደስሎም ናይ ሰብ መትሓዝይ ይብሉይ😢❤❤
@user-sc2di1uv7s
@user-sc2di1uv7s Ай бұрын
ኣየ ሰብ 😢 ናይ ሰብ ነገር ኣትግደስ ሰሉዋይ መዓረይ❤❤❤ እንኳዕ እግዚአብሔር ኣምላኽ ካብ ክፊእ ኣድሕነኪ እንበር ❤❤❤
@user-re4ug6nt2g
@user-re4ug6nt2g Ай бұрын
Seluwani nay seb bthuh eyu maarey Ena Ajoki Enkae Bselam Terefki Ember Deki Sebat Daa Bhiwet EnaHaleka Tsbuk Theynnager Msmoto Eyu Bthuh Thnager Ena Ajoki❤❤
@user-hy8ik7od1w
@user-hy8ik7od1w Ай бұрын
አይዘክ ዛቤተይ ንሕና ንሰብ ምስ ሞተ ኢና ፅቡቁ ነዉፅኦ ተሎስ አይመስለናን እንኳዕ እግዚአብሔር ፈተወኪ ንሱ እዪ ዝድለ❤
@selam801
@selam801 Ай бұрын
ሰላመይ አይትሓዝሎም ሰብናኮ ካብ ሕልና ወጻኢ እዩ ኾይኑ ዘሎ እቲ ዝገርም ከኣ ተን ዝጻረፋ ዝበዝሓ አጓላት ምኳነን እዩ😢
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd Ай бұрын
ሰብ ልኽኣምነኻ ኣይኮነይ ሶልየ ጥንቃቄ ግበሪ ጥራይ ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ጋልነይ 🙏♥️ ኣይትገደስሎም ዝያዳይ ❤
@tigray_adey
@tigray_adey Ай бұрын
ኣብዚ ዓዲ ዘለና ብቻ ኢና ንፈልጦ ሰሉዋይ ንባዕለይ ለ ስለ ዘጋጠመንስ ሓቅኪ ኢኪ ኣብዚ ወርሒ እዙይ እዩ መርየት ብቀትሩ ወይ ሞባይልኪ ሃቢ ወይ ንቀትለኪ ኢና እዮም ኢሎምኒ እና ዘጋጦሞ እዩ ዝፈልጦ
@user-kl7cl9ww9d
@user-kl7cl9ww9d Ай бұрын
ሰላም ባዕልኺ ኢኺ ወግዒ ጠፊኢኪ ሰላም ኢለዮ እምቢ ኢለዮ ላብደገብሪአል ሞንጨለት ለለ ላብ ጭርቆስ ከይደ ትብሊ መጀመርያ ክትለቂ ከለኺ ብትኽክል ዘጋጠመኪ ኣመሓላለፊ ዘርባዕባዕ ኣይትበሊ😌😌😌
@mirimiri3396
@mirimiri3396 Ай бұрын
Nay bhaki👍
@ggcf1371
@ggcf1371 Ай бұрын
ዋ ጌጋ መፋጥርትና ኡዩ ደሞ ወዳ እያ ናፃወተት
@user-xz2eu1wo2g
@user-xz2eu1wo2g Ай бұрын
ዋላ አነ አይአመንኩን ምክንያቱ ዘረባአ ላፍቲ ላፍቲ ትብል ነይራ ። ሓቂ ተኮይኑ ሓንቲ ዘረባ እያ ክትዛረብ ነይራ እያ🎉
@user-kl7cl9ww9d
@user-kl7cl9ww9d Ай бұрын
@@ggcf1371 ጌጋኮ መፋጥርትና ኣይኮነን የበልኩይ ግንስ ጌጋኦ ተረዲእዋ ኣብ ክንዲ ምስትኽኻል ከምዙይ ኢለናኒ ፀሪፈናኒ ኢላ ትዛረብ ሰብለ ዝተረአዮ እዩ ዝዛረብ🥺❤
@salamaa668
@salamaa668 Ай бұрын
❤✅
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x Ай бұрын
ግደፍዮም ሰሉየይ ናይ ዓድና ነገርሲ ጠፊኡና ድዩ እንኳዕ ብቀሊሉ ገበረልኪ ዳኣምበር ኣብ ህዝብና ዝበፅሕ ዘሎ ፀገምሲ 😢
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma Ай бұрын
ደምርን🥰
@SalmSalm-nv9qw
@SalmSalm-nv9qw Ай бұрын
ኣይትገደስሎም ማዓረይ እንኳዕ ተረፍኪ ጥራሕ ዘጋጠመኪ ነገር ንስክን ፈጣሪክን ጥራሕ ኢኩም ትፈልጥዎ ሓሰውቲ በልዮም መዕነውቲ ዓዲ 😢
@user-fs3lg8om1g
@user-fs3lg8om1g Ай бұрын
እግዚአብሔር እንኮዕ ኣውፀኣኪ ግን ደሞ ሓዚ እውን ስሕተትኪ ተምሃሪ ቅዱሳን ኣይትዘንጥሊ ቅዱስ ገብርኤል በሊ ዋ ትማሊ እውን ብዙሕ ሰብ ነግርኪ ይቅርታ ግበርለይ ከም ሓፍተይ ዝለ ዘቅረብኩኪ እየ ቅድስት ክዳነምህረት ትሓልኪ ማጨሎትኪ ምስ ኣሐዋትኪ ምስ ሰባኣይኪ ኮይኪ ተሓፀቢ በይንኪ ኣይትክዲ😢
@user-js9nf4uf9y
@user-js9nf4uf9y Ай бұрын
ኣነሰ ክፅሕፈሎም ኢለሰ ክፅሕፍ ኣይካኣልኩን ግን ኮሜንት ኣንቢበ ገሪሙኒ እንታይ ይኮንለዉ ኢለ ሰብ ክልተ መልሓሱ እዩ ኣብ ናትኪ ፅቡቅ ፅሒፎም ኣብቲ ሕማቅ ይፅሕፉ 😢😢
@Mizan3091
@Mizan3091 Ай бұрын
ኣትገደስሎም ሰልየይ ፈጣሪ እንካዕ ኣትረፈኪ❤
@SabiyaLadgh
@SabiyaLadgh Ай бұрын
ስልየይ መዋፅእቲ ኣንካዕ ፈጠሪልኪ ናይስብ ኣትገደሲ❤❤❤❤❤
@slam4790
@slam4790 Ай бұрын
ኣጆኪ ሰላመይ ዋላ እንተተጋገኪ ንእርመኪ እምበር ኣይንፀርፈከይ ሓፍትና እንዲኪ ንመን ዶ ክንህበኪ ኢኒ❤❤ እንታይ ድየ ዘኪረን ተጋሩዋይ ሃፍቶም ዝወዲ ኤረትራ ዝተጎደአ ሓመዱ የቅልለሉዋ ኣነ እንተሞይተ እገለይ እገለይ እዮም ናይ ሓንጎለይ ፕራላይዝ ገይረምለይ ምስ በለ እቲ ዝፀረፍውስ ናብ አእምሩኡ ሰሪፅዎ ብጣዕሚ እዩ ሕማቅ ፀርፊ😢😢😢
@user-me7wk1yf6d
@user-me7wk1yf6d Ай бұрын
ተንዝፃሪፍ,ዝቃናኣልኪእየን🎉🎉ብቻኣጆኪ
@user-tt2tl8tp8w
@user-tt2tl8tp8w Ай бұрын
ብሓቂ ሰላየይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይነ ልቦናና ይኽፈተና ይገርም እዩ ካብ ፀርፊ እንታይ እና ንኸሰብ እዩ ኣነ ዝገርመኒ እና ኣጆኺ ኣብ እግዚአብሔር ብቻ እምነት ንግበር
@GalGerye-em2fp
@GalGerye-em2fp Ай бұрын
ስለ ናሰብ አይትገደስሎም ዛሓፍተይ ዋና ነገር እግዚአብሔር አምላክ ምስ ኩሎም ቅዱሳን መላእክቱ እንኳዕ ብሰላም ወፃእኪ ወላዲት አምላክ ቅድስተ ቅዱሳን አብ ጎንኪ ትኩን ዛሓፍተይ❤
@amanithupia1201
@amanithupia1201 Ай бұрын
Seluway Enkaema Terefklna❤❤Nay Seb daemo kndey😢😢
@user-qt1sp2hh4j
@user-qt1sp2hh4j Ай бұрын
ሰሉ ሓፍተይ እንቃዕ እሞ ብሰላም ተረፍኪ እቲ ማሕበር ተጋሩ ስዑዲ ዓረብ ዝብል ግን ንሕማቅ ሓሲቡ እዩ ፖስት ኢልዎ ኢለ ኣይሓስብን ንመምሃሪ ኢሉ እዩ ሕማቅ እዉን ኣይፀሓፈት ንሱ እንታይ ደኣ እቶም ሰብ ኮሜት ዝፅሕፉ ዝነበሩ እምበር ማሕበር ተጋሩስ ኩሉ ግዜ እዩ ፖስት ዝገብረኪ ኔሩ ብጌጋ ከይትቅየምዮ ኢለ እየ እና ሰለ ሰብ ኣይትገደሲ❤❤❤
@hagosWedikeshi
@hagosWedikeshi Ай бұрын
ሰሉ ሓፍተይ ንስኪ ጅግና ኢኪ ስለሰብ ኣይትጨነቂ
@LovelyHotDog-ec5uv
@LovelyHotDog-ec5uv Ай бұрын
ግደፍየም ሰሉ ሓፍተይ እቲ ዝበልክየ ኣይኮነን ዶ ሐዚ ግዜ ከፊኡ ሰላም እንኮሎ እኳ ብጣዓሚ እዩ ዘፍርሕ ዝቦታ ኣምላክ እንኳዕ ካብ ኩፉእ ነገር ኣትረፈኪ ዛሓፍተይ ደቂ ሰባት ንሱ እዩ ዓቅሙ
@user-wt5gh5ub2l
@user-wt5gh5ub2l Ай бұрын
ባህርያታ ስለ ዘይትፈልጥዎ ኢኩም ኣብ ይቱብ ከም ቤተሰባ እያ ተዉግዐና እያ እየ ኢለዮም ኣነስ ባህርያትኪ ስለ ዘይፈልጥዎ እዮም ዝኮኑ ኣብ መገዲ ላከድኪ ስለ ዝተዛረብክዮ ኮፍ ኢልኪ ስለ ዘይተዛረብኪ ዶ ይኮን😮 ሰላመይ❤
@user-jv7yg4jz9h
@user-jv7yg4jz9h Ай бұрын
ስለ ሰብ ኣይትገደሲ ሰሊተይ ሶ ሰላምን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ❤❤❤🙏🙏🙏
@user-uh6ky7oe3x
@user-uh6ky7oe3x Ай бұрын
ኣይ ስዳድ ሎሙስ ተጋሩ ንባሃል ብጣዕሚ ንሓምቅ ኣለና ዝሮ ግን ንስኺ መልሲ ኣይትሃቢ ዛሓፍተይ ኣታ አምላክ ኣቦይ ሃሞኻ ባዓልካ ብዓይኒ ምሕረትኻ ጠምተና ኡፍፍፍፍፍ 🥺🥺🥺🥺🥺🥺
@user-qp2qo9dc9r
@user-qp2qo9dc9r Ай бұрын
ሰብ ዝበልዖ እምበር ዝዛረቦ ኣይሰእንን እና ኣጆኪ ሓፍተይ🙏🥰🥰🥰
@user-gf4ze4ez1s
@user-gf4ze4ez1s Ай бұрын
ሰብ ሎሚ ኩሉ ወዮ እንኳዕ ዳኣ ተረፍክልና ሓፍተይ ናተይ ዝቀደመ ኣይግበርካ ዘይኩርምትካስ ሑፃ ሕየከሉ እዩ ናይ ሰብ ነገርዋ
@user-si1ph1lc4w
@user-si1ph1lc4w Ай бұрын
Tikikl nay gal ansteyiti tselaeit gal ansteyiti eya most of time wehatia ezia! Ena tay diue mesiluki care ayitgberilom, do not waste your time please 🙏 enqae egziabher awetseaki🙏❤
@titihabeshawit9087
@titihabeshawit9087 Ай бұрын
ለለ ኣጋላት እየን እኮ ዝጻረፋ ዝነበራ ዊ ግደፊየን ሰሉዋይ እንካዕ ብሰላም ወጻኪ 🙏🥹
@user-xr1vr6rk8m
@user-xr1vr6rk8m Ай бұрын
አይትገደሲ ሰሉዋይ ሰባት ዳኣ ስቅ ኢለና ኢና ትሞት ዝደልየካ ሰብ ሰለ ዘሎ ኣይትገደሲ😢
@EradaErada-yy7pv
@EradaErada-yy7pv Ай бұрын
ኣጆኪ ሰሉ ሓፍተይ ሰብ ዝበልዖ እምበር ዝዛረቦ ኣይስእንን
@ethiopiaislovelove9620
@ethiopiaislovelove9620 Ай бұрын
Enqae Daa Selam Konki Seluway Gdefyen Nski Zelekyo Zeyelewa Eyen Ztsarefa Mkrtey
@hiwilove7088
@hiwilove7088 29 күн бұрын
አጀኺ ሰሉዋይ ፅሪተይ❤❤❤❤
@user-tm4pk3nl4r
@user-tm4pk3nl4r Ай бұрын
ሰብና ኩሉ ወዮ እዩ ሶሊየ ኣጆኺ 😮
@user-rb5zz8jx2t
@user-rb5zz8jx2t Ай бұрын
❤❤❤❤ኣጀኪ ሰሉይይ ናይ ስብ ኣትገደስሎም ክብረተይይ😢
@user-wy3dk9gc6i
@user-wy3dk9gc6i Ай бұрын
አጆኺ ሰሉየ አይትገድስሉ ሰለ ናይ ሰብ ነገር ከምኡ ኢና ኮ ንሕና መቃበጠርት ኢና😢
@aboduhaftu9140
@aboduhaftu9140 Ай бұрын
❤❤❤ከም ሰብ ማ ብዶዉና ምድረ ሃዋሕጠና ነቡሩ ዋ ከም እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱ ዶአማ ሰሉዋ ማዓረይ❤❤❤
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh Ай бұрын
ሰሉየይ እንኳዕ እግዚአብሔር አውፀአኪምበር ተአመነ ንባዕሉ ተለይ አመነ ንባዕሉ ሐቂ ተተናጊርካ ብዝሕ ክቃወመካ ይክእል እዩ ንባዓልኪ መሲልኪ ንበሪ ነቲ ዝጠቅመኪ እምበር ዝጎድአኪ አይትሰምዒ አይትገደስሎም አሜን ንኩልና ይቅር ይበለልና ይቅር ዝብል ይቅር ይባሀሉ እዩ ሐቅኪ ዓዲ ዓዲ ሸፈቱ ዓዲ ዓመፃ 😢😢 አጀኪ ፅጋበይ ❤❤
@hxfj9339
@hxfj9339 Ай бұрын
ኣይትገደስሎም ሰሉየይ ናይ ሰብ ነገር ብዝሕ እዩ 😔
@HxgDhsg
@HxgDhsg Ай бұрын
ሰብና ኩሉ ወዬ እዩ ሰሉዋይ ኣጆኺ ዘሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሰሉየይ
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma Ай бұрын
ደምረን🥰
@ggcf1371
@ggcf1371 Ай бұрын
እንኳዕ ኣምላክ ኣውፀአኪ😢
@merryzebrabruk1527
@merryzebrabruk1527 Ай бұрын
ታይ እዩ ኩሉ ስብ ሃልውለው ዝብል ዝሎ ስላምታ ይቅድም ጋልኖ ኩሉ ስብ ሓድ ኣይኩነይ ዋ ትራጋጊዒ
@user-iu9xb4uv6d
@user-iu9xb4uv6d Ай бұрын
አይ ሰብ አይትገደሰሎም ሰሉየ🥰
@user-fp4ly2tg6y
@user-fp4ly2tg6y Ай бұрын
እንኳዕ እግዝኣብሄር ኣትረፈኪ
@user-xr5bj8sf8k
@user-xr5bj8sf8k Ай бұрын
ኣይይ ሰሉሲ ስለናይ ሰብስ ታይ ገድሽኪ እዩ፡ናይ ባዕላቶም ገበን ሰለዝተጋለፀ ዳእኾነይ ፡ናይ ሰብ ትርጉም የብሉን፡መድሃኒኣለም እንዃዕ ኣውፀአኪ እንበር❤❤❤❤
@AbdoMohammad-ok8ii
@AbdoMohammad-ok8ii Ай бұрын
ሰሉ ሓደ ሓደ ሰብ ፍቅሪ ይናፍቅ ብአንፃሩ ኻዓ ፅልኢ ይናፍቅ አረ አይትገደሲ ሰብ ንኸይርሰዐካ ወይ አብ ሕልናኡ ኽትሰፍር እንተደሊኻ በዱሎ ጥራይ ኹሉ ግዘ ኸዝክረካ እዩ ናትና ሰብ ሕልና አልቦ እዩ ትግራይ +ፍቅሪ=0000 ዝም ጥራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MuluGermay
@MuluGermay Ай бұрын
ግድን እዩ ሰላመይ ፈጣሪ ይሐልኪ እምበር ሚድያላይ ተሀሊካ ዝጋጥም እዩ አሕዋተም ሰረቅቲ ዘለዎም እዩ
@lemlemnegusse2934
@lemlemnegusse2934 Ай бұрын
እንቃዕ እግዛብሄር ኣውጻ ኣኪ
@user-le6mc1mj8q
@user-le6mc1mj8q Ай бұрын
ዋላ አነሰ በጣዕሚይ ገሩሙኒ ኮሞተ ከንብብ ከይደ አብዝይ ፅብቅ ይፅሕፋ ኣፉቱ ገዛ ተጋሩ ክይዶም ይፃረፉ መጣቃዕቲ 😂😂😂😂
@user-or7fs3wl4l
@user-or7fs3wl4l Ай бұрын
ኣየ ተጋሩ ሓሳዳት ቀተልት ኣሕዋቶም 😢 ሰሉየ ኣጆኽ እዘን ዝፀርፋኽ ዝነበራ ፈስቡክ ዝበዝሓ ደቅ ኣንእስትዮ እየን ኣብ ስዕድ ዓረብ ዝነብራ እየን ዝፀርፋኽ ዝነበራ ብጣዕም ገርሙን ንሓፊትኻ ክንድዝ ፀርፊ ደንቆሮታት ኣፊት ፈስቡክ ሰብ እናፀረፋ እዩ ሙዓለን ኣይትገደስለን ስለትበልፅየን እዩ ቀናኣት ናዓኽ ግን እንኳዕ ፈጣር ኣዉፀአክ ❤
@GalTgrayyouTube
@GalTgrayyouTube Ай бұрын
ናይ ባሓቂ ተጋሩ መምስልቲ እና ስብ ብሂወቱ እንከሎ ብጣዕሚ እና ንናዓዓቅ ምስ ሞትና ዋይ ዋይ ኢና ንብል ኣብ ክንዲ ከይ ኮነ ምስ ኮነ እዩ እና ንዛርብ❤
@user-mx3nv3ik3k
@user-mx3nv3ik3k Ай бұрын
ኣይትገደስሎም መዓረይ እንዃዕ ዳኣ ፈጣሪ ኣፅለለልኪ እምበር ሰብ ናብ ኣረመኔ እዩ ተቀይሩ ዘሎ😭😭
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma Ай бұрын
ደምርን🥰
@Yrgutube
@Yrgutube Ай бұрын
ሰብ ምስ ሞትካ እዩ ዝኣምነካ ኣነ ብጣዕሚ እዩ ገሪሙኒ ክዕዘብ እየ ውዒለ ሰብ ግን ከውድቐካ እዩ ዝፅዕር ከይትግደስሎም
@user-mz7wf5nu6u
@user-mz7wf5nu6u Ай бұрын
ኣጆኪ ሰብ ከይሞተ ፅቡቅ ኣይዝረበሉን ንምንታይ ግን እንድዒ 😢
@HH-pf8vr
@HH-pf8vr Ай бұрын
ሰሊ ሸኮር የሰው ነገር አንደዚህ ነው ለማንኛውም አንቺ አንኳን ደህና ሆነሽ የኔ ማር ፈጣሪ አምላክ ከኩፉ ነገር ሁሉ ይጠብቀን የአኛ ነገር እንደሱ ነው ❤❤😢😢
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma Ай бұрын
ደምርን🥰
@SosoH-t1g
@SosoH-t1g Ай бұрын
አይ ሰሉ ሸኮር ንአምነኪ ኢና ኮብዚ ዛሓፍተይ❤❤❤
@SalamSalo
@SalamSalo Ай бұрын
ኣይትገደሲ ሰሉ ሓፍተይ ዋላ ኣነ ብጣዕሚ እየ ተገሪመ ኣብ ዩቲብ ፅቡቅ ፂሒፎም ኣብ fb ግን ገሪሙኒ ማርያምን ግን ስጀመር ተጋሩ ሓደ ፅቡቅ ተፂሒፉ ተርር ይብሉ ሓደ ሕማቅ ተፂሒፉለ ሕማቅ ይፅሕፍ ከምኡ እዩ ሱቅ ኢሉ ደንባር ልኮነ ህዝቢ እዩ ዘለና ።
@user-zo3fo1rm4j
@user-zo3fo1rm4j Ай бұрын
ባዕልኽ እኽ ትዛረብ ተለኽ ሃለዉለዉ ኣትበሊ በቃ እታ ቀንድ ነገር ኣማሓላልኽ ዉፂ ምድያ እዩ ግድን እኽ ክትፅረፍ የይይይ
@saddvzx9822
@saddvzx9822 Ай бұрын
ናሰብ አይትገደሲ ስሉየይ ፅሪቲ❤❤❤❤
@user-sk2bw7gl6w
@user-sk2bw7gl6w Ай бұрын
ኣቲ ቆላዓ ስቅልኪ ሓዳርኪ ግበሪ ከመቲ ከተንብቢ ተዲ ከይዘብጠኪ ❤❤❤
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x Ай бұрын
🙄😂
@bbv2877
@bbv2877 Ай бұрын
በጃካ ዘይኮነ ሓበሬታ አትምፅኢ ወግዕኪ ሃጠዉ ቀጥዉ እዩ ዝመስለኒ ይቅርታ እምበር
@hgf6568
@hgf6568 Ай бұрын
ሰሊተይ አይትገደስሉም ሰብ ካብ ምዝራብ ዓዲ አይውዕልይ 💔😢ናይ ለሚ ሰባት አምሰሉ ብቻ እዩ ኮይኑ ዘሉ
@user-dv9kg2ru6d
@user-dv9kg2ru6d Ай бұрын
ሰሉ ልክኣምኑ ልዙ ሃንጊ ዝገበረኪ ቆልዓ ኣምፂኪ ቃለ መሕትት ግበርሎም😮 ግን እግዚአብሄር ኣምላክ ካብ ጨካናት ይሰዉረና✝️
@AbxhdBsjs-fl2ec
@AbxhdBsjs-fl2ec Ай бұрын
ኣትገደስለን እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ እምበይ የትስምዕየን ዘይበፅሖ ይምከሐልካ እዩ😢😢😢
@jegaaesba1855
@jegaaesba1855 Ай бұрын
ተገምጠላ በሊየን😌❤
@user-lp4zd3jg1u
@user-lp4zd3jg1u Ай бұрын
ኣይትገደሰሎም መፅለኦ እዚኦም ሰሉየ
ዮአዳን (ክፍል 18)
32:27
ለዛ
Рет қаралды 40 М.
Женская драка в Кызылорде
00:53
AIRAN
Рет қаралды 488 М.
Как бесплатно замутить iphone 15 pro max
00:59
ЖЕЛЕЗНЫЙ КОРОЛЬ
Рет қаралды 8 МЛН
Amazing weight loss transformation !! 😱😱
00:24
Tibo InShape
Рет қаралды 60 МЛН
World’s Largest Jello Pool
01:00
Mark Rober
Рет қаралды 84 МЛН
ለሽምግልና ቀናቶች ሲቀሩ ሮቤል ሌላ ፍቅረኛ እንዳለው ታወቀ።
19:32
LIYA SHOW ሰላም Circle
LIYA SHOW
Рет қаралды 713
አቲ ንሜሪ ኣጥኒሱ ዝካሓዳ ወዲ ኣዛራሪቦዮ 😢
13:50
muez & selam (ሙኡዝ & ሰላም)
Рет қаралды 23 М.
Женская драка в Кызылорде
00:53
AIRAN
Рет қаралды 488 М.