ዝኹሉ ጠቐነ ጀነራል ፃድቃን ንምንታይ? ግዝኣትን መንግስትነትን ትግራይ መን የውሕሶ? ብመንግስተእብን መርስኤን

  Рет қаралды 17,401

Axumawian Media Network

Axumawian Media Network

14 күн бұрын

#tigraybwne
Donate- donorbox.org/amnsatellitefund
To be a member- / axumawia
AMN educates on the Horn of Africa, addressing its history, politics, and socioeconomics, while also advocating for democracy and exposing human rights violations in Tigray, Ethiopia, and Eritrea. Tackling the misinformation and disinformation in the world.
Follow Axumawian Media Network on:-
KZfaq, youtu.be/ @AxumawianMediaNetwork
Twitter- @MediaAxumawian
Instagram - / axumawianmedia
Telegram- t.me/axumawianmedia

Пікірлер: 152
@user-gi5cv5xx4b
@user-gi5cv5xx4b 11 күн бұрын
I really appreciate Mengestabe his political analysis. I believe such intellectual tigrians will have essential role in rehabilitating political, economical, social and psychological development.
@birhanetesfamariam7200
@birhanetesfamariam7200 12 күн бұрын
Axumawian media is one of the best-unbiased medias entertaining deep and strategic ideas to bring democratic political transformation in Tigray. Keet it up, Gidey.
@mekelleshikor2368
@mekelleshikor2368 12 күн бұрын
መንግስታኣብ ንፍእ ተንታናይ ❤
@Yome-hb3bh
@Yome-hb3bh 12 күн бұрын
must listen it is a great political analysis thank you all
@haftuzbelo1922
@haftuzbelo1922 12 күн бұрын
Mengstab👍👍👍👍👍
@aredomhaile9469
@aredomhaile9469 12 күн бұрын
መርስኤ ግን ንግዚያዊ ምምሕዳር ሕመቓት ትገልፅተሎ እቲ ኣብ መሬት ለሎ ሓቂ ምንም እዩ ርድኢት ለለዎ ኣይመስለንን
@zuryashkassa4177
@zuryashkassa4177 9 күн бұрын
እወ ንኻሊእ ንምድጋፍ ኣዘዝዩስ ክልቲኦም ኣብ ሓደ ሚዛን ከታኣኻኽል ይፍትንሎ!😂
@berrihunkebede269
@berrihunkebede269 12 күн бұрын
General Tsarkan is best leader
@Weyni-lm1hv
@Weyni-lm1hv 12 күн бұрын
❤ንጀጋኑ ተጋዳልቲ ተጋሩ ምስ ህዝቢ ትግራይ አጋጪካ አቦ ወይ ብቅዓት መሪሒነት ዘየብላ ትግራይ ንምግባር መራሕታ ምፅልእላእን አውራጃውነትን ፥ አዳኪምካ ህዝቢ ትግራይ ረግፅካ ምግዛእ ትግራይ ምብትታን እዩ እቅድ ፅላእትና❤
@user-bc8hn4cn2d
@user-bc8hn4cn2d 11 күн бұрын
Temhar
@user-lx6vg7rz6w
@user-lx6vg7rz6w 12 күн бұрын
ብጣዕሚ :ዕሙቅ ዝበለ ሙሑራዊ ትንታነ ዓብይ ትምሕርቲ ነቲ ሓቀኛ ሕዝብ ትግራይ ስለዘሕለፍኩም :ክብሪ ይግበአኧኩም ። ካሊዕ ፀለመ ጀነራል ፃድቃን ኮነ ተባሒሉ ዝውዛዕ ዘሎ ካብቶም። ናየ ኳኳዃት ዓቅሊ ፅበትሓሶት እዩ ።ናይ ብስባሰአኦም ድሕረቶም ጉጅለአዊ ሕርፋኖም መግለፂ እዩ ።
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 12 күн бұрын
ምሁር ይስደድ; ሓኪም እውን ከምኡ; መምህር; ነጋዳይ; መንእሰይ ካልእን ካብ ትግራይ ክወፅእ ይስደድ ኣሎ:: ናይዚ ኩሉ ፀገም እዚ መበገሲ ትግራይ ጎዲሉዋ ዘሎ: ኣብ ደገ ይሃሉ ኣብ ውሽጢ: ሓደ ኣዚዩ በሊሕ; ብርቱዕ; ንምንም ነገር ዘይፈርሕ ጠንካራን ሓያልን በሳል ሰብ ስኢና ኣላ:: ሲንጋፑር ወሲኽካ መብዛሕቲአን ናይ ደቡብ ምብራቕ ኢስያ ሃገራት ብሓያላት ውልቀ ሰባት ዝጀመረ ናይ ለውጢ መንገዲ እዩ ናብ ዕብየት ኣሰጋጊርወን:: ስለዚ ወዲ ጅግና ህዝቢ እየ እትብል ሓደ ትግራዋይ ኣብ ዝኾነ ቦታ ንበር; ኣበይ ኣለኻ????::
@user-ou2rd8oz1t
@user-ou2rd8oz1t 10 күн бұрын
መንግሥተአብ እንጀራ ዓለም ብላዕ። ንህዝቢ ትኽክለኛ ሓበሬታ ዘቕረብካ።
@user-tt1sn4su2s
@user-tt1sn4su2s 11 күн бұрын
Good conversation
@mebratbeyene2650
@mebratbeyene2650 12 күн бұрын
Yes he came for his daughter's graduation.
@GrmaBru
@GrmaBru 12 күн бұрын
አብ ትግራይ ፍትሒ ጽልኡ አብዛአለም ፍልይ ዝብል ጀንራት አለዉ ዝፈልዬም ከአ ሸቃጦን ሰረቅቲ እዬም
@netsawalta9078
@netsawalta9078 12 күн бұрын
ብኽብረትኩም ብጉዳይ ዕዮ-ገዛኹም ተቓለሱ። ኩሉ ጠንቅታትን ሳዕቤንን ናብ ሻዕብያ ኣይትደርብዩዎ። ሻዕብያ ቀንዲ ዕላማኡ፡ መሬቱ ኣምሊሱ ምስ ህዝቢ ትገራይ ናብ ንቡር ምምላስ ኢዩ። ድሌት ህዝቢ ኤርትራ'ውን እቲ ብዓለም ለኻዊ እተነጸረ ዶባቱ ተኸቢሩ ምስ ጎረበ ህዝቢ ብሰላም ክነብር ኢዩ ደምዳሚ ዕላማኡ። ሻዕቢያ መሬታ ከተምልስ ኣንጻር ወያነ ናብ ውግእ ኣትያ።
@M12-l8e
@M12-l8e 8 күн бұрын
መንግስተአብ ብዝበለፀ ገሊፅዎ
@yemanebirhane
@yemanebirhane 12 күн бұрын
ደሓር ምረኸብዎ ንእከለ ምሓተትክዎ ገለ ምባል ንበዕሉ ጠበቃዶ አየምስለካን ግደይ
@M12-l8e
@M12-l8e 8 күн бұрын
መርስየ ብትኽክል ገሊፅካዮ ኢኻ
@wassieabay6868
@wassieabay6868 12 күн бұрын
መርስኤ የሚያቀርበው ሀሳብ አልፎ አልፎ ጥሩ ነው በዬ ብወስድም ዞሮ ዞሮ ያቀረበው ሀሳብ መፍትሔው ከዝህ በፊት ህውሃታውያን ሰጠቀሙበት የነበረው ነገሮችን ስር ነቀል ለውጥ ከማምጣት ባሻገር በተድበሰበሰ መንገድ ስልጣናቸውን ማስጠበቅ ነው ። በኔ አስተሳሰብ መንግስተ አብ ያቀረበው ሀሳብ አሁን ትግራይ ያለው አጠቃላይ ችግር ላይ ትኩረት ማድረግ ተገቢ ነው እንጅ አንድ ሠው ጋር ማተኮር ተገቢ አይመስለኝ ።አሁን በህወሓት ላይ የተነሳው የመታደስ ትግል በእውቀትም ሆነ እንበለ እውቀት የትግራይ ሕዝብ ትግል ላይ ውሃ መቸለስ ነው ። አቶ መለስ በግለሰብ ደረጃ አይታሙም ግን ትተውብን ያለፉት ስርዓት ግን ሁለም ያውቀዋል ።----one party system በተረፈ አክሱማዊያን አመሠግናለሁ ።
@getnetalemayohu1277
@getnetalemayohu1277 10 күн бұрын
You know what I see Mersa have no idea what is happening in tigray .
@user-vt4hu3hi9z
@user-vt4hu3hi9z 12 күн бұрын
በላሕቲ ..
@HaftomKidane-ns2yf
@HaftomKidane-ns2yf 12 күн бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ ሓሳብ ይወሃብ ኣሎ።
@user-do8zv2gp2n
@user-do8zv2gp2n 8 күн бұрын
ዕድመ ያሃብካ ኣኩስማዊት ካሳ ሃለማርያም ዘየለ information ዝውዝዕ መቐበሊ ዳይፐር
@rahwag.6888
@rahwag.6888 12 күн бұрын
ትኽክል ን ጻድቃን ን ትግራይ ይጠቕማ ኢዩ የድልየና እዩ
@HagosHalhal
@HagosHalhal 12 күн бұрын
ትግራዋይ ደጊም ኢትዮጲያ ክመርሕ ኣይትሕለሙ ዓጋሜዋ ጠባይ ጌርኩም ሃርሱ ብርጌድ ልሓመዱ
@mebratbeyene2650
@mebratbeyene2650 12 күн бұрын
It is regrettable Kassa writes this.
@mebratbeyene2650
@mebratbeyene2650 12 күн бұрын
Wedi Ashebir also came for his private matters. He openly said it in the Wa'Ala.
@DestaRedahegn-zj3ij
@DestaRedahegn-zj3ij 12 күн бұрын
Tigray=Herro
@mebrahtutsehay9536
@mebrahtutsehay9536 12 күн бұрын
አክሱማውያን ጽቡቅ ፕሮግራም ግን ኣርእስቲ ዝተዘባረቀ ኮይኑ መርስኤ ጽቡቅ ገሩ ኣቀሚጡዎ ጌታቸው ውሳነ ክገብር ኽእለት ዜሮ ናይ ዓብይ ኣጀንዳ እዩ ዘቃላጥፍ ንይ ሽኩል ሽኩል ስራ አብ ፀለምትን ራያን ርኢናዮ ነተን $10 ቢልዮን ንክፍነወሉ የቀላጥፍ እዩ ዝገብር ዘሎ ትማሊ ኣብ ብራኽ ሸው ዝቀረበ ናይ ጌታቸው ካብኔ እዩ ስምኣዮ ::
@selamselam2754
@selamselam2754 12 күн бұрын
100%👌
@zinabuabreha7110
@zinabuabreha7110 8 күн бұрын
Great analysis mengistab❤ and I totally disagree the intention of mersea.....especially the way he categorize getachew's qualities same as alem, menjerino and debretsion.....
@abebakebede1270
@abebakebede1270 8 күн бұрын
እግዚአብሔር ይገስፅኪም።
@eriblood803
@eriblood803 7 күн бұрын
Tigrai is a small, poor, desolate, dirty, landlocked, feudal, and violent region situated in the northern part of Ethiopia 🇪🇹
@berhanetesfu1087
@berhanetesfu1087 12 күн бұрын
Tigray is decayed and now way to stand as a state unless Ethiopia is dissolved.
@DestaRedahegn-zj3ij
@DestaRedahegn-zj3ij 12 күн бұрын
Banda Hamashen (Hashker Tilian)!!¡
@SolomonDirar-tz9ex
@SolomonDirar-tz9ex 12 күн бұрын
ኣክሱማውያን ን ፃድቃን ሓሊኹም ኣይመስለንን ነቲ ኣኽራሪ አኽሱም ዝኾነ ሓሳብኩም ደጋፌ ድልያ እዪዩ ኣክሱም አክሱማውያን ኣለዎም ዓድዋ ትግራይ ፕረስ ዛራ ደደቢት ተምቤን ተምቤን ቲቪ ዓጋመ ቁፅሪ ዘይ ብለን ሚድያታት ኣለወኦም ሎሚ ብትግይ ይሓስብኣለኹ ዝብል ሓሳዊ ጥራይ እዩ ደቂ ሽረ እንደርታ ራያ ህዝብኹም ኣንቅሑ
@MelatyohannesMaramawit-cr4ol
@MelatyohannesMaramawit-cr4ol 8 күн бұрын
❤️❤️❤️
@demekechkassahun8628
@demekechkassahun8628 12 күн бұрын
ንትግራይ ሀድነት ዘምፅጽእ እምበር ብግለሰባት አፈላላይ ዝምጽእ ሃሳባት ተዘይተምጽኡ ይሃይሽ? ንሕብና ዝጠቅም አይኾንን ንሕዝቢ ትግራይ ሐድነት! ከምታ ናይ ምክተ ግዜ ካብዘለዎ ሸግር ንምውጻዕ!!! ጅነራል ጽድቃን ጅግና ትግራዋይ ምዃኑ ማንም ይፈልጦ ጽቡቅ ኑሮ ገዲፋ ዝተጋደለ፥ዘጋደለ፥ዝመርኅ እዩ፡፡ ምፍላይ እንተምጺእና ጸላእትና ይህጎሱ ድልየቶም እሱ እይ! ክንደይ ገንዘብ እናፍሰሱ ክፈላሉዩና አይኮነሎምን፡፡ ኩሎም መራሕትና ከምተጋሩ ጌርና ንርእዮም፡፡ ጸላእትና እንዃን ንጠቀነ ክብ ምድር ግጽ ንክጥፉዑና ዶ አይኮኑን ዝምኡ!!! እቲ ለዋህ ሕዝብና ሰላ ጸሎቱ ክይጸነተን ላይ ወጽኡእምበር፡፡
@millainfo-life9938
@millainfo-life9938 5 күн бұрын
እቲ ጠቀነ ናይ ህወሓትን ደገፍቶምን እዩ። ምኽንያቱ ድማ ቦታ ወይ ስልጣን ንኸይለቁ ስግኣትን ፍርሒን እዩ። ርዱእ እዩ።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 8 күн бұрын
እግዚአብሔር ይገስፅኩም 8
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe 10 күн бұрын
👍👍👍👍👍
@user-bu8iw5eh3g
@user-bu8iw5eh3g 12 күн бұрын
#StopFascistTsadkan.
@Amen-vh8pt
@Amen-vh8pt 12 күн бұрын
@@user-bu8iw5eh3g Stupid Shabia
@samsam-nm1cp
@samsam-nm1cp 11 күн бұрын
Shame on you
@YemaneAbebe
@YemaneAbebe 10 күн бұрын
አታ ድርባየ ሰምዐዮ ግደይ ጨነዊ
@user-vt4hu3hi9z
@user-vt4hu3hi9z 12 күн бұрын
እቲ ዓብይ ፀገምማ አቶም ህወሓት ነቲ ጊዚያዊ መንግስቲ ምቅዋም ግምት ተቐባልነት ክስእን ኣብ ሞንጎ ህዝብን ነቓዕ ክፍጠር ስለዝገበሩ እዩ።
@user-vj6dy9vn1t
@user-vj6dy9vn1t 12 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rettadebesu525
@rettadebesu525 10 күн бұрын
ከምቲ መርስኤ ዝበሎ እቶም ናይ ህወሓት መራ ሕትን ደገፍቶም ስለዝበልፆም እዩ እቶም ካልኦት ድማ ዘለዎ ዓቅሚ ስለ ዝፈልጡ ህዝቢ ትግራይ ብዘይ መራሂ ክተርፍን አብ ኢድ ድኩማ ክትወድቅን ንምግባር እዩ ::
@Eritreana1991
@Eritreana1991 12 күн бұрын
ሻዕቢያ ሻዕቢያ ኤርትራ🤦🤦🤦
@zafuamare7710
@zafuamare7710 11 күн бұрын
ጀነራል ፃድቃን ዘለዎ ባህግን ድልየትን ንህዝቢ ትግራይ ምድሓን ጥራሕ ዩ።
@eriblood803
@eriblood803 7 күн бұрын
Aye agame cenewuti komalat ghembi funfunat fitret...wala enda motkum tihisuwu 😅😅😅
@tnbiteselomon-vj4ps
@tnbiteselomon-vj4ps 8 күн бұрын
መርሰኤ ብጣዕሚ ትንታነኻ የሕጉስ አኩሱማውያን ምድያ ከምዚኦም ዝበሉ ሰባት አቅርቡልና ጀ/ል ፃድቃን አኮበሳል ዓለም ዝደልዮ ንህዝቢትግራይ ክጠቅም ዝኽአል ሊደርሽፕ ክፈጥር ዝኽል አዩ አቶም ሕጂ አብትግራይ ዘለዉ አመራርሓ ልቢ ኢልኩም መዝንዎም ፀለመን ዘይኮነ ጠቀነ ን ንህዝብና አይጠቅምን
@daerotigray8377
@daerotigray8377 12 күн бұрын
Bravo, Mengesteab! Great analysis.
@user-dw2tf9bn2cሉል
@user-dw2tf9bn2cሉል 12 күн бұрын
ስካብ ማዓዝዩ ብዓቕሚ ንዝበልጸካ ሰብ እናጸለምካ ክንበር ፈራሓት።
@zafuamare7710
@zafuamare7710 11 күн бұрын
ፅቡቅ ሓሳት ተላዕሉ ኣለኹም ።
@meresagirmay2637
@meresagirmay2637 11 күн бұрын
ንመርስኤ ክሓቶ: ብዛዕባ ጀነራል ፃድቃን ዳርጋ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ልኣምኖ ጅግናና እዩ ።ግን ኣብታ ምስ ኣሜሪካ ብምልዛቡ ኩሉ ግዜ ዶ ክንድግፎ ይግባእ? ንኣብነት ውዕሊ ፕሪቶሪያ ክፈርስ ኣይኽእልይ ዶ?
@t.b4065
@t.b4065 9 күн бұрын
ንፃድቃ ፃቅ ጌርካ ኣይተቅርቦ ካሳ ሓቂ ሒዙ ይዛረብ ኣሎ፡ጀረናል ፃድቃን ዝእመን ሰብ ኣይኮነን ንትግራይ ኢሉ ዘኮነስ ንስልጣን እዩ
@razamedianetwork-rmn3633
@razamedianetwork-rmn3633 12 күн бұрын
ወዲ ኣሸብር እውን ሓዳሩ ኣብ ኣሜሪካ እዩ እንበር ስልጣን ደልዩ ኣይከደን።
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho 12 күн бұрын
ለፍለፍቲ
@gebreamlakhabraha6898
@gebreamlakhabraha6898 12 күн бұрын
ግደይ ጸገም ዘለዎ ሓው ዩ ኩሉ ግዜ ንሕዋሓት ክጸርፍን ክዝልን ዝዉዕል ዘሕዝን ሰብ ዩ ሕዋሓት ክትዋጋእን ክትኻሻሕን ዝጸነሓት ግደይ ኣብቲ እዋን ሓንገርቨር ዝምሳሕ ዝድረር ዝነበረ ሕጂ ዓርኪ ብስራት ኮይኑ ዝምድር ዘሎ ሰብ ዩ
@user-ou2rd8oz1t
@user-ou2rd8oz1t 10 күн бұрын
ትግራይ ብ Idiolog ሕውሓት ወላ ሓንቲ ለውጢ ክመፅእ ኣይኽእልን። ውነ ዘለዎ ትግራዋይ አክሱማዊ መሰረት ዘለዎ ፖለቲካዊ አታሓሳስባን ሓድሽ መሪሕነት አብ ትግራይ ክመፅእ ምግባር እዩ እቲ እንኮ መዋፅኦ።
@zeraihagoshailemariam5496
@zeraihagoshailemariam5496 12 күн бұрын
Please we have to trust the visionery and strategic elits specially just like General Tsadkan, it will save as any one alse. General Tadkan represents the whole Tigrians, he is Political and Military leadership that includes the exposure of wholistic Diplmat, Economic Development and Public adminstration. He would benefits the whole Tigrigna rather than some localities.
@abebegirmay3327
@abebegirmay3327 11 күн бұрын
Kassa nay Hiwahat kadre eyu haqey? Kulu zetsehefom tsehufat eko mes Hiwahat zetetehahaze eyu, wala officially abal aykhun ember nay Hiwahat wana kadre eyu selezi nesu ayneretsee ember
@abebeharegot4671
@abebeharegot4671 11 күн бұрын
መርስኤ ኣብ ጌታቸው ምውራድ ኣዚዩ ትኹረት ገዬሩ ብኔትዎርክ ጠሊፎም ከምዘይሰርሕ ከምዝገበርዎ ግን ጠፊእዎ ኣይመስለንን። አብ ምድሓን ትግራይ ቅኑዕ ቅዋም ነይርዎ ቅድሚ ሐጂ ሐዚግን ሓሳቡ ቀይሩ ዘርባዕባዕ ኢሉ ክሰምዖ ሓዚነ። መንግስትኣብ ግን ቅንዕናኻ ቀፅለሉ
@kiflomberhe112
@kiflomberhe112 7 күн бұрын
Isnt it a right to support the T.P.L.F ?
@M12-l8e
@M12-l8e 8 күн бұрын
ጀነራል ፃድቃን ጅግናን ትኽክለኛ ንትግራይ ብዝበለፀ ዝተቓለሰ እዩ እቶም አብ ቆሙሽ አደይታት ተሓቢኦም ዝተረፉ ግን ሐዚ ውን ሐፂንመፂንን ካልኦት ስርቅታትን, ካፍቶም ብኸባቢነት ሕዝብና ንክሳቐይ ዝዳረግዎ ዘለዉ ጉሩፕ ስለዘይኮነ እዩ
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 9 күн бұрын
ጻድቃን እሾኽ ናይ ትግራይ እዩ : 1.5 ሚሎን ድኻ ትግራዋይ ዘህለቀ ሰብ እዩ :
@MehariAfro
@MehariAfro 11 күн бұрын
Gidey nay kasa ztsahafu nhzbi Tigray aytekmn elkayo bbkfalu zkrbkayo nay jone mengag ke nhzbi Tigray zetekm dyu
@rettadebesu525
@rettadebesu525 10 күн бұрын
መንግስት አብ እትዋና ፀገም ስልጣኑ ም ጥቃም ዘይምክአሉ እዩ ከም ኃይለማርያም
@abrahamworke4903
@abrahamworke4903 12 күн бұрын
ግደይ ከም ናይ አምሓራይ ጋዜጠኛ ሕተት ግን መልሲ ናይ ግድን ንስኻ ትደልዮ ኣይኮነን። ከምዚ በለለይ ምባል ናይ በዓል መሳይ መኮነን ስራሕ ኢዩ። ንስኻ ትደልዪ ሚድያ ኣለካ በይንኻ ዳሕዳሓዮ። ሰማዒ ተረኺብካ።
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 12 күн бұрын
ጠቐነ እንተድኣሃሊዩ ምፍፃሙ እንታይ ስለ ዝተደልየ እዩ? ዝብል ሕቶ መልሲ ናይዙይ ግልፂ እዩ:: ጠቐነ ኣብ የትም ዓለም ናይ ዓማፂ ኣካል መስርሕ ስለዝኾነ እዩ::
@baherunegash6934
@baherunegash6934 7 күн бұрын
Don’t blame Getachew. Getachew is controlled by MLLT groups. Blame the whole group who brought us to this conundrum.
@FitsumHailemariam
@FitsumHailemariam 12 күн бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ሙሉእ ናይ ኣተሓሳስባን ፖለቲካን ድንቁርና ዝተላበሰ ህርፈት ስልጣን ኣለዎ ይብሉኻ????? ኣነ ኣብዛ ርእሲ እዚኣ ብድምፂ ሓሳብ እንተዝህብ ክንደይ ደስ ምበለኒ ጀጋኑ ኣሕዋት!!!
@degafigodifey1264
@degafigodifey1264 12 күн бұрын
ኣነ ኣብዚ ኩልና ብፍላይ ንስኻ ግግይ ክንሕዞ ልግበአና እዚ ኣብ ልዕሊ ጀኔራል ፃርቃን ልቐርብ ለሎ ብደገፍቲ ህወሓት ወይ ስብሓት ልቀርብ ለሎ ግለፂ ተቓውሞ እምበር ጠቐነ ከምለይክነ እዩ። ምኽንያቱ እቶም ናይ ህወሓት ደገፍቲ ፦ -ጀኔራል ፃርቓን ህዝቢ ቀጥታ መረሔቱ ክመርፅ ኣለዎ ልብሎ ኣይክሕድዎን ህዝቢ መረሕቱ ክመርፅን ከውርድን የብሉን ኢልም እዮም ልቃወሙ እምበር። -ጀኔራል ፃርቃን መንግስትን ውድብን ክፈላለዩ ኣለዎም ልብሎ ኣይክሕድዎን መንግስት ውድብን ክፈላለዩ የብሎምን ኢሎም እዮም ልቃወሙ እምበር፤ -ጀኔራል ፃድቃን ውዕሊ ፕሪቶሪያ ከምልፈረመን ንህዝቢ ትግራይ ከምለድሐነን እቶም ፀለእቲ ብትንትኖም ክወፅኡ ከምልገበረን እቶም ደገፍቲ ህወሓት ኣይኽሕዱውን እቲ ውዕሊ ከፍረም ኣይነበሮን ኤቲ ውግእ ክቕፅል ነይሩዎ ኢልም እዮም😅 ልቃወሙ ለለው እምበር ወዘተ። ስለዚ እቲ ክብሃል ዘለዎ እዚ ተቃውሞ እዚ ትክክል ድዩ ትክክል ኣይኾነን ልብል እዩ ካካተዐና ልግባእ።
@rahwag.6888
@rahwag.6888 12 күн бұрын
ንምንታይ ኩሎም መራሕቲ ሕወሓት ዘይወርዱ ሓድሽ ወለዶ ሐድሽ ሐሳብ ሒዙ ዝመጸ እዩ ንትግራይ ዘድልያ እዞም መራሕቲ ን 27 አመታት ሪኢናዮም ኢና ለውጢ የብሎምን ንትግራይ ዝሰርሑ አይኮኑን ን ሙሉዕ ኢትዮጵያ እዩ
@user-vt4hu3hi9z
@user-vt4hu3hi9z 12 күн бұрын
ኣዉራጃዊ ዘይመዀንካ ( ክሳብ ሐዚ ኣይረአኹን) ንኢደካ ኣለኹ። ፀቢብነት ኣዉራጃዊነት ዘጥቅዖ ንማንም ኣይኸዉንን ያ።ብዛዕባ ፃድቃን ዘልዐልኩሞ ድማ ነቲ መሪሕነትን ህዝብን ቀዲምዎ ስለዝኸደ እዩ። ኣብታ መርስዔ ዝበላ ተወሳኻ ኣነ ድማ ኣብቲ ስርቂ ሓፂነ መፂን ዝሃቦ ሓሳብ ደጊምኩም ክትሪኡ ይዕድመኩም። ንሱ ነገራት ብትካላዊ ኣሰራርሓን ሲሰተምን ከዕረ እናተዛረበ አቶም ካልኦት ዝብሉዎ አንቺ መንቺ...ብዘይ ትካላዊ ኣሰራርሓ ድማ ዝመፅእ ለዉጢ የለን። ህወሓት ድማ ኣብ ኣኼባ እዩ ዝኣምን።
@MyShigurty
@MyShigurty 11 күн бұрын
You sound like completely arawit shaibia
@belaywelu8678
@belaywelu8678 10 күн бұрын
ግደይ ጎጉዳሞ ግዳ ትእክብ ወድኣሸብር ናብ ዋዕላ'ዩ መፂኡ ድዩ ዝብል ዘሎ እዚ መንግስትኣብ? ወድኣሸብር ግን ኣጋጣሚ እኹም ተረኸብ ኢልኩምኒ'ዩ ዝበለ ዶስ እትዝበልካዮ ዘይኮነስ ደስ ዝበለና ኢና ንዛረብ ዲኹም ትብልዎ ዘለኹም? መርስኤ ብክልቲኡ ወገን ፀለመ ኣሎ ምስበለኸ እንታይ ግደይ ወዲ? ሕደግ ነቲ ሓደ ዝፅለም ከይትነክእ ዝዓይነቱ ብዛዕበኦም ካሊእ ግዜ'ያ🤔
@BountyHunterZORO-t4r
@BountyHunterZORO-t4r 8 күн бұрын
ነቲ ግመት ንከይሰርሕ ዝገብር ዘሎ ህወሓት ናይ ደብረፅዮንን መንጆሪኖን እንድዮ 40 ዓመት ለውጢ ዘይፈልጥ ኣብ ጥሮታ ዕድመኦም እንታይ ክውስኹ
@kiflomberhe112
@kiflomberhe112 7 күн бұрын
Isn t Gebresadikn Gebretensay the GeneraI the TPLF produced and finished ?
@user-ib2sh3bv6z
@user-ib2sh3bv6z 12 күн бұрын
ይቅሬታ መርሴ ዘይኮነስ ሐሳበይ ስለዘይደገፍካ አየ ሰዓት ዝኸልኸልኹኻ ኢልካ ብግልፂ ተዛረብ።
@mebratbeyene2650
@mebratbeyene2650 12 күн бұрын
Sure it is Tekene. The main opposition of TPLF is he tightly believes the party and government should be separated. TPLF wants everything, i think they want to control all the resources. Sebhat is leading the TPLF from here.
@gebremedhintimo6695
@gebremedhintimo6695 12 күн бұрын
ንሕና ብውዕሊ ፕሪቶርያ ኢና ንመሐደር እናበልና ብኸመይ አብኢትዮጵያ ስልጣን ንሕዝ በይናይ መለክዒ
@user-ed4xp3gs3q
@user-ed4xp3gs3q 8 күн бұрын
Wueli Pretoria entay dyu zibil....finally erqi tefetiru...wukilina Tigrai ab Federal yimiles koeyu zibil
@Zkassa
@Zkassa 12 күн бұрын
ዋሕሲ ትግራይና ህዝብናን ውድብ ህወሓትን'በር ውልቀ ሰብ /ጻድቃን ኣይኾነን
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 11 күн бұрын
ቤይዛ ህወሓት ኺድ ባሃም ኩሉ ግዜየ ፃግዓተኛ ኣነ ክመሪሕ ኣለኒ ደማ ከይታብል ህወሓት እናበሊካ ደግሚካ ወሎዶኻ ተጥፊኢ እንበር😕
@baherunegash6934
@baherunegash6934 7 күн бұрын
1 second ago The political situation of the Horn is Tuned by colonial interests and ambitions. Those who are on the political from Eritrea to Somalia their political mentality is based on colonial interests knowingly and unknowingly they are tearing the country by creating conflict among all ethnic groups. Those political groups main political strategy has been by eliminating capable leaders control the people. So far they have been successful.
@gemeleyemedia1325
@gemeleyemedia1325 12 күн бұрын
ጽግዕተኝነት ዘርብሕ እንድሕር ኮይኑ ፥ ስለምንታይ ሬሳ ኮይና እዛ ክልልኩም ? ምስ ሓያል ሃገር ተወሺምኩም ናትኩም ድሌትን ርእይቶን መን ስለ ዝኮንኩም ክትግብረልኩም ትሓስቡ ? ንኣብነት ኣሜሪካ ትደልየኩም ፥ ዶላርን ብረትን እንዳሃበት ፥ ብሕጊ እንዳ ደገፈት ንኤርትራ ምድኽም'ዩ ። ካልእ ካባኹም ዋላ ሓንቲ ረብሓ የብላን ። ብኣንጻሩ ግን ኤርትራ ምስ ኣሜሪካ ዝሰማማዓሉ ግዜ ምስ መጸ ፥ እዚ ናይ ሕጂ ኮሸምሸምኩም ዓቢ ዓቢ ዋጋ ከኽፍለኩም'ዩ ። ኣሜሪካ 'ውን ምስ ኤርትራ ኮይና ክትልክመኩም እያ ። ኣብ ትግራይ ሙሁሩ ጓሱኡ ኩሉ ሓደ'ዩ ።
@user-gt9ud8wi6w
@user-gt9ud8wi6w 12 күн бұрын
ፅቡቅ ሓሳብ
@luluaual1873
@luluaual1873 11 күн бұрын
You from Eritrea! It’s not your business:: 41:22
@user-ed4xp3gs3q
@user-ed4xp3gs3q 8 күн бұрын
Wedi Ashebir 1991 E.C 20th para-commando division ab egri mekel ab mejemrya semun Megabit aetiyu zewede'a, dahar te'asiru, wetaderawi sigumti kiwusedo kibil, b Meles Zenawi kifitah tegeyru. Btaemi kushetwi, network fetawi seb eyu.
@AkliluFsha
@AkliluFsha 12 күн бұрын
ኣኽሱማውያን ሚድያ ከምዚ ዝበለ ሓሳብ ቀፅሉሉ👍
@kaprino
@kaprino 23 сағат бұрын
ክላ ለምንቲ ቆማላት
@aregawigidey9364
@aregawigidey9364 12 күн бұрын
አታ ግደይ ወይ እቲ ሓበሬታ ብደምቢ አፅሪኻ ተረዳኣዮ እንተዘይኮይኑ ንትግራይ ዝኸፋፍል ሓሳብ ካብ ምቕራብ ተቖጠብ በይዛኻ፡፡ ንምንታይ ኢኹም መራሕትና እናነፃፀርኩም ፈላላዪ ሓሳብ እተቕርቡ፡፡ ብሓቂ እንተመፂኻ ፃድቃን ከምቲ መጀመሪያ ዝኸዶ ዝነበረ ክያዶ ኣይኮነን ዝኸይድ ዘሎ፡፡ "ሩባ እናተሳገርካ ፈረስ አይቕየርን" እትብል ፍልጥቲ ምስላ ነስታውሶ ኢና እሞ ሐዚ ደኣ እቶም ፀላእትና ስዒርናዮም ዲና ኾይና /ሩባ ሰጊርና ዲና /? አመራርሓ ነውግድ፣ አረግቶት ነውግድ፣ ሓዱሽ ሓሳብ የድልየና ወዘተ እናበልና ናብ ክልተ ሰለስተ እንኸፋፍሎም ዘለና፡፡ ካብቶም ፀላእትና እንዕዘቦም #Reaction ከ ትምህርቲ ክንወስድ ዘይከኣልና ንምንታይ እዩ፤ ብሓፈሻ ግን ተጋሩ አደዳ በላዒ ከይንኹን ከቢድ ስግኣት አሎ
@user-ib2sh3bv6z
@user-ib2sh3bv6z 12 күн бұрын
አንታ ሐሳድ ቲራ ሚራ አይትበለና ግምትከ ታይ ሰሪሑ ይመስለኒ ኢልካ አይዝረብን 😂
@rahwag.6888
@rahwag.6888 12 күн бұрын
ናይ አብይ አጀንዳ ሒዞም ጠቐነ ዝገብሩ ዘለዎ ኩሎም ኣብ ጽቡቕ ናብራ ኮይኖም ንትድኻ ሰላሙ የስእንዎ አጀንዳ ተቐበልቲ ኮይና ተሪፍና የሕዝን
@GrmaBru
@GrmaBru 12 күн бұрын
መርድእ ሀሳባትካ ምንት ኮለል እዩ
@yemanebirhane
@yemanebirhane 12 күн бұрын
ጋዘጠኛ ግደይ ብቀዳምነት ባህልና ዘመን ጠሓሰ አካይዳ ትኸድ ካልኣይ ዘይሸራዊ ምድያ ኢና እናበል ውግንናኻ ብግልፂ ተርኢ ኢኻ ስለዚ ከምአነ ከምቲ አብመእተዊኻ ንምድኻ ዘፋልካዮ እንተዝኸውን መሐሸ ይብል
@user-qf3hm4io9t
@user-qf3hm4io9t 12 күн бұрын
መንግስትኣብ ብትኽክል እዩ ተንቲንዋ ኣብ ምምቕቃል ትግራይ ልዕሊ ዝኾነ ሻዕብያ እዩ ዝሰርሓላ ዘሎ
@abrhateklu-jg5sr
@abrhateklu-jg5sr 10 күн бұрын
ኣክሱማይት ሚድያ ንምንታይ ኢኹም ኩሉ ግዜ ወሲንኩም መድምደምታ ሒዝኩም ንስምዑልና ትመጹ? ንኣብነት መርስኤ በቲ ሃናጻይ ዝኾነ መገዲ ክኸድ እንትፍትን ንስኹም ግን ናብ እተድልይዎ ክትደፍእዎ ትሙኩሩ። ብዝኾነ ኣነ ውልቀ ሰባት ትኹረት ምግባር ስለ ዘይፈቱ እምበር ንጻድቃን በቲ ንስኻትኩም ስኢልኩም ኲሒልኩም ተቕርብዎ ዘለኹም ኣይኮነን ኣይርኦን ንኣብነት ኣብ ኢንተግሪቱኡ ኣብ ስትራተጂካዊ ኣጣማምትኡ ሀዚ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝገብሮ ዘሎ ሕቱኽቱኽ ወዘተ ብዝኾነ ንስኹም ካብ ወገንተኛነትኩም ነጻ ተዝኾኑ። በዚ ኣካይዳኹም ጸገም ህዝቢ ትግራይ ካብ ምብዛሕ ዝፍይድ ስራሕ ኣይተሰርሑን ዘለኹም።
@AxumawianMediaNetwork
@AxumawianMediaNetwork 10 күн бұрын
@@abrhateklu-jg5sr ኩሉ ግዜ ትብል’ኳ ልክዕ ኣይመስለንን። ኣብ መእተዊ ገሊፀዮ እየ፤ ብዝተኸኣለ መጠን ክንርዳእ ፈቲንና እቲ ዝበሃል ዘሎ ጠቐነ እዩ ኢልና መርገፂ ሒዝና ኣለና። ጠቐነ ኣይኮነን ናይ እማን እዩ ትብል እንተኾንካ ቅረብ።
@haftuzbelo1922
@haftuzbelo1922 12 күн бұрын
Zuhawma gn ahaya forto dawla eyu zmesl menjorino gedifkaw getachew mwkas mizan zgodolo eyu👎👎👎👎👎👎
@elizabethgebremedhin9819
@elizabethgebremedhin9819 12 күн бұрын
ሎሚ ንሕና ተጋሩ ዝኸፋፍለና ሓሳብ ዘየኮነስ ተወቃቀቒስና ናብ ሓደ ትግረዋይነት ዝምጥን ሓሳባት ክንዓስለ እዩ ዘድልየና። ኩሎም ናትና እዮም እንተግዕዝዩ ህዝቢ ትግራይ ክፈርዶም እምበር ንፀላአኢ አሕሊፍና ክንህቦም ኣይመስለኒን።
@mikyhandsam3579
@mikyhandsam3579 12 күн бұрын
Ajokum axumawian tsebuk alekum Kem tmh,and dedbit midia keytkonu
@yitbarekt438
@yitbarekt438 12 күн бұрын
ክላ በጃኹም!ኣክሱማዊ ሚድያ ገና ከም ሚድያ እግሪ እንተይተኸለ ሓሻኽር ውልቀስባት ኮይኑ::እሞ ኣብ ሞንጀርኖ:ደብረፅዮን:ጌታቸው:ዓለም:ዝግበሩ መፀለምታታት ከ ኣብ ሚድያኹም ክተቃልዑ ዲኹም??መሕዘኒ እዩ::ንምንታይ ኣብ ሓሳባት ክትዕ ዘይትገብሩ?ንስኻትኩም ብሓቂ ን ረብሓ ትግራይ እትግደሱ እንተትኾኑ:ጎይታና ተፀሊሙ ኢልኩም ሓፍ ኮፍ ኣይምበልኩምን::ናይ ውልቀ ሰብ ምስሊ ክትቑሉሉ ድቃስ ስኢንኩም::ኣብዚ እዋን ብዙሕ ኣጀንዳ ትግራይ እንዳሃለወ:ጎይታይ ተተንኪፎም ክትብሉ ህራስ ስኢንኩም::ሕሉፍ ሓሊፉስ ንፃድቃን ዝነቐፈ ፀረ ህዝቢ ትግራይ እዩ ትብሉ ኣለኹም::ኣቤት ናይ ናይ ፖለቲካ ትንተና!!ጎበዛት ሓሻክር ኢኹም::ኣክሱማዊት ሚድያ ጠበቓ ውልቀ ሰባት ምኻኑ ተረጋጊፁ ኣሎ::
@elizabethgebremedhin9819
@elizabethgebremedhin9819 12 күн бұрын
የቀንየልና ከም ተግራወየቲ መርስኤ ነዘቕረብካዮ በሱል እዋኑ ዘምጥን ሚዛናዊ ርእይቶ፣ እንተ ኣክሱማዊያን ሚድያ ግና ሓውና ግደይ ናይ ውልቀይ ሓሳብ አኢልካ ከተቕርብ ትኽእል አኢኻ እንተ ሚድያ ግና መንጎኛ ኮይኑ ክሳብ ዘይቀረበ ናይ ህዝቢ ሚድያ ዘይኮነስ ናይ ውልቀ ንውሱን ጉጅለ ዘገልግል እዩ ዝመስለኒ ።
@user-ed4xp3gs3q
@user-ed4xp3gs3q 8 күн бұрын
guahafat deqi Adwa, hezi wedi raya slezimetse, chenikukum...30 amet bsenkikum nab quinat atina....b TPLF kab nmirah, Tigrai wala tibeten
280: ስብርባር ዜና - Broken News - أنباء متناثرة
19:56
Scary Teacher 3D Nick Troll Squid Game in Brush Teeth White or Black Challenge #shorts
00:47
孩子多的烦恼?#火影忍者 #家庭 #佐助
00:31
火影忍者一家
Рет қаралды 52 МЛН
Now THIS is entertainment! 🤣
00:59
America's Got Talent
Рет қаралды 36 МЛН
Cat Corn?! 🙀 #cat #cute #catlover
00:54
Stocat
Рет қаралды 15 МЛН
Bill Gates on AI, Elon Musk & Why 2050 Climate Goals Still Possible
24:07
Bloomberg Television
Рет қаралды 62 М.
ከይዲ መፈንቅለ ጌታቸው ረዳን ዘለዎ ሳዕቤንን!
2:16:50
Axumawian Media Network
Рет қаралды 10 М.
Scary Teacher 3D Nick Troll Squid Game in Brush Teeth White or Black Challenge #shorts
00:47