ለበዋ ኣለኒ እንተሰሚዖሙኒ

  Рет қаралды 103,702

JOSIAS DENDEN TUBE

JOSIAS DENDEN TUBE

2 жыл бұрын

ለበዋ ኣለኒ እንተሰሚዖሙኒ
VISIT AT JOSIASS DENDEN
- FACEBOOK PERSONAL Josiass Denden
/ josiassdenden
- FACEBOOK PAGE 1 Josiass Denden / josiassdendentube
- FACEBOOK PAGE 2 Josiass Denden
/ josiassdendentechno
- INSTAGRAM Josiass Denden
/ josiassdenden
- TWITTER Josiass Denden
/ josiassdenden
- TIKTOK Josiass Denden
www.tiktok.com/@josiassdenden...
#Tekleandemariam#MullerTes#Eritrean

Пікірлер: 569
@JosiasDenden
@JosiasDenden 2 жыл бұрын
Instagram ብኢንስተግራም ሰዓቡና ንሓጸርቲ መሃርቲ ቪድዮታት👇 instagram.com/josiassdenden/
@samuelberhe7286
@samuelberhe7286 2 жыл бұрын
Hey
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 2 жыл бұрын
Tebareku tsbuk lebewa eua❤Tsnat yhabka mengste semay yewaren nweladitka Amen
@kiflamafamweldegabr888
@kiflamafamweldegabr888 2 жыл бұрын
@@samuelberhe7286 ⁰⁰
@miliy9468
@miliy9468 2 жыл бұрын
Bemta kerkbka ykile fb natka nesht goday neratniy
@rahwattrahwatt3358
@rahwattrahwatt3358 2 жыл бұрын
ተክለ ሓወይ ለባም ኢካ እግዛብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ብሓቂ መግለጺ የብለይን 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@user-ji8hx8tk5w
@user-ji8hx8tk5w 2 жыл бұрын
ተክለ ሓውና ንወላዲትካ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ጽንዓት ይሃብኩም ባሕቂ ስነልቦናካን ትሕትናካን ለባምን መስተውዓልን ቁንዕ ሰብ ኢካ 'ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
@semrethaile2370
@semrethaile2370 2 жыл бұрын
ብሓቂ ለባም ሰብ
@user-du2bf2bl6s
@user-du2bf2bl6s 2 жыл бұрын
ተኽለ ግን ብጣዕሚ ኢካ ለባም ሓፍተይ ምሃብኩካ ንዓኻስ ብሓቂ መግለጺ ስኢነሉ ልቦናኻ
@Esey380
@Esey380 2 жыл бұрын
ተኽለ ሓውና መግለጺ ሲኢናልካ ናይ ብሓቂ ለባምን ኣርሒቁ ዝሓስብን ሰብ ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ! ክብሩ ሓው
@meazatesfagaber5672
@meazatesfagaber5672 2 жыл бұрын
ተክለ ብሐቂ ለባም ናይ ክብርቲ ወላዲትካ ጽንንዓት ይሃብካ
@jonhap29
@jonhap29 2 жыл бұрын
ሕጂ እዛ ጓል ፍሉጥ ኢዩ። ከም በዓል ተኽለ ዝመሰሉ ለባማት ገዲፋ ምስ ሓደ ትሩፋ፣ ሰራቒ መደናገሪ ስራሕ ዘይብሉ ብ መንግስቲ እንዳተመወለ ዝነብር ኮንቶ ፍቕሪ ክትጅምር ኢያ። ሁከት
@samrisamri3521
@samrisamri3521 2 жыл бұрын
Nusu endyu zeghyeka
@sgrbietna374
@sgrbietna374 2 жыл бұрын
እቲ ዘምጽኣ ሰብ ከ ከመይ ትሩፋ ድዩ መሲሉካ። ነዚ ለባም ወዲ ገዲፋ ደኣ ናብዚ ቀዳድ ገረወኛ ምመጽአት? ሕጂ'ውን ምስ ሓደ ትሩፋ'ያ ትህሉ።
@samrisamri3521
@samrisamri3521 2 жыл бұрын
@@sgrbietna374 ja awald ay nemazaznn ena
@jonhap29
@jonhap29 2 жыл бұрын
@@sgrbietna374 እዚ ዘምጽኣ እሞ ድሓን ፉሉጥ እንዲዩ፣ ኣደ ኣርባዕተ ደቁ ሓዲግ ደርብዩሲ ተገምጢሉ ድማ ሰበይተይ ጠፊኣትኒ ይብል ድምሱስ። ሐራይ ገበረቶ ንዑዑ ደኣ። እቲ መስኪን ወዲ ደኣ ተጎዲኡ እምበር።
@jonhap29
@jonhap29 2 жыл бұрын
@@samrisamri3521 alewa ba lebamat yehwatna. ezia da ekey koiyna ember
@firstoflove6828
@firstoflove6828 2 жыл бұрын
ቅኑዕ ዘረባ ተክለ ሓውና ፈጣሪ ጽንዓት ይሃብካ፡ እቶም ብዘይ ፍቃድ ዋና ስእሊ ይኹን ካልእ ትዝርግሑ ዘለኹም ብክብረትኩም ደምስስዎ ሂወት ኣሕዋትና ከይተባላሽው ኩሉ ግዜ ንዕኡ እንዳ ረኣዩ ኣብ ጣዕሳ ከይነብሩ። ንትሓባበሮም
@awetdomoz2838
@awetdomoz2838 2 жыл бұрын
Tekle a very respectful and smart guy’s. May God bless you
@abiwediasmerom4079
@abiwediasmerom4079 2 жыл бұрын
ኣጆካ ተክለ ሓወይ ኩሉ ፍቓድ እግዚኣብሔር እዩ ። ንኣዴና ካኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሰን ንስድራ ካኣ ጽንዓት ይሃብኩም።
@zerfayesf6745
@zerfayesf6745 2 жыл бұрын
Amen
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 2 жыл бұрын
Amen
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 2 жыл бұрын
Josiasss ወደይ ኮፍ በል መዓረይ ክንደይ ግዜ ጠጠዉ ኢልካ ከተስተናግዶም ኢኻ ግን ክብረት ይሃብካ
@sweetheart3383
@sweetheart3383 2 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣
@helenweldu4612
@helenweldu4612 2 жыл бұрын
Ab serhu kebri sele delwo yu ane kea betami ye dednqo kemzie geru sele desrhalu
@almazaskale7593
@almazaskale7593 2 жыл бұрын
Wa wwwwwww
@shalomshalom4661
@shalomshalom4661 2 жыл бұрын
Gezau eba kenreayo keme beale tv, lampa kkkkk 😊😊🤣
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 2 жыл бұрын
@@shalomshalom4661 እቲ ደገድስ ገዝኡ ኣይኮነን ልቦንኡን ክብረት ኣቀራርብኡን ዩ ምሩጽ ናይ ዘመንኩም እሩም ብዓል ሕልና መንእሰይ ዩ። ገዝኡ ዋላ ብክሻ ዝተሰርሔ ይኹን ልቦንኡ እዩ ዘገድሰና ።
@okubittekle4741
@okubittekle4741 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ለባም ሰብ ተኽለ ሓወይ ንኣዴና ክኣ መንግሰተ ሰማይ የዋርሰን ጽንዓት ይሃብኻ ኣጆኻ 🙏🥰
@user-lq1eh3dc8y
@user-lq1eh3dc8y 2 жыл бұрын
ለባም ኣምላክ ድሓሽ ይፍጠረልካ ኣጆካ ጽቡቅ ምምናይ ን ዝበደለካ ስብ ምልክት ኣቢ ምካንካ ዩ ሓወይ 🙏🏼👍
@zmoney828
@zmoney828 2 жыл бұрын
ተኽለ ሓወይ ብጣዕሚ ለባም መንእሰይ ኢኻ: ብሓቂ መግለጺ ስኢነሉ ልቦናኻ !!! ንኣዴና ክኣ መንግሰተ ሰማይ የዋርሰን ጽንዓት ይሃብኻ ኣጆኻ !!!
@theeverlastingfather1111
@theeverlastingfather1111 2 жыл бұрын
ጽንዓት ይሃብካ ሓወይ, ብሓቂ ብሱል መንእሰይ ከማካ ለባምን ዓቃልን ይብዛሕ።
@Kdkdhehjdje
@Kdkdhehjdje 2 жыл бұрын
Tekle hawey xinat yahabka nie adena kaa megste semay yewarsen ajoka kulu fkad amlak eyu ktkono zeleka eka tkewn habibi
@merhawitgoje2967
@merhawitgoje2967 2 жыл бұрын
Xnat yhabka ezihawey lebam zeyftewelu gzye koynu
@dekirubanateare1906
@dekirubanateare1906 2 жыл бұрын
ን ኽብርቲ ወላዲትካ መግስተ ሰማይ የዋርሳ ንዓኻ ከኣ ፅንዓት ይሃብካ ተኽለ ሓውና ❤❤❤🙏🙏🙏
@nhanha9915
@nhanha9915 2 жыл бұрын
ፅንዓት ይሃብካ ተኽለ ሓወይ ንወላዲትካ ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሰን 😭😭😭😭😭😭
@lentesehayliab7910
@lentesehayliab7910 2 жыл бұрын
ክቡር ሐውና ናአይ ክብርቲ ወላዲትካ ጽንዓት ይሃብካ እዚ ገጢምካ ዘሎ ናአይ ሂወት ሐርጎጽጎጽ ሐደ መዓልቲ አምላክ አብ ዝፈቀዶ ክውዳእ እዮ ግን ሐደራካ ከምዚ ብሽግርካ ኩሉ ሰብ ሕማቅ ተሰሚዕዎ ዘሎ ነዚኩሉ ስጊርካ ቅሱን ሂውት ምስ መስረትካ ተመለሰና ሐጎስካ ክንርኢ ስለንደሊ
@mebrhithadish3195
@mebrhithadish3195 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ለባም ኢካ መግለጺ ሲኢነልካ ዛሓወይ ጽንዓት ያሃብካ ነደካ መንግስተ ሰማይ የዋርሰን
@erieri8672
@erieri8672 2 жыл бұрын
ጽንዓት ይሃብካ ኩቡር ሓው ኣጆካ ኩሉ ፍቃድ ኣምላክ ኣዩ ተስፈ ኣይትቁረጽ እምነት ዘለዎ ሰብ ተስፋ ኣይቆርጽን እዩ።
@meld569
@meld569 2 жыл бұрын
ወዲ ኩቡራት ፡ወዲ ለባማትን ,ውርዙያትን ዝበሃል ደኣ ተክለ እንድዩ። እግዚኣብሀር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወላዲትካ ኣብ የማኑ የስፍረን
@mgm4286
@mgm4286 2 жыл бұрын
ኩሉ ሰብ ክምርዖ ምስ ዝደሊ ፋራን ናይ መዛምራን ኢና በሃልቲ ጠቕሊልኩም ግደፉወን:: ስለዚ ዕዋላ ፓሪስታ እያ ንሓዳር ትኸውን ምኽንያቱ ሂወት ወዲኣቶ እያ:: ንዓኻ ጽቡቕ ሓዳር ክትገብር ትኽእል ሰብ ክኣ ንሳ ጥራሕ እያ::
@007dc7
@007dc7 2 жыл бұрын
ጴንጠ ኣሸገርቲ እየን.. ኩለን ኣይኮናን.. ብዙሓት ግን ኣሸገርቲ እየን.. ምጽሓፍ ቁዱስ ፈሊጥና ብሃልቲ... ብኡኡ ክዛረባ ጦቅ የብላካ ጠባይ የብለንን እቲ ዝምህሪኦ ን ግብሪ ኣንጻር እዩ
@ftwi9191
@ftwi9191 2 жыл бұрын
ኣይጸላእኩካን ኣለኩ፡ ክንዘውር ዝሕለፍናዮ እታይ ሕማም ኣለና ከይፈለጣ ክምርዓዋና ሚሽ። ኣምላክ ቀጺዑ ይሃብካ በር ነዋሕ ኣይብል ቀጣን መዛምር ኣይብል ዓለም እምነትስ።
@shkorinabowey7958
@shkorinabowey7958 2 жыл бұрын
Eti barista eko serahe eu Denkoro Eti Hangolkumr aserehewo kidime Haymonoten Tebay wedi seb yefelale eu Haymanote betekustyan mikade Tebayka aylewetene Tefetero Tefetero eu!!!!
@bibi-vr5zf
@bibi-vr5zf 2 жыл бұрын
@@007dc7 gual j Keshi eya za gual astewl
@bibi-vr5zf
@bibi-vr5zf 2 жыл бұрын
HUV
@dawitbeyene5470
@dawitbeyene5470 2 жыл бұрын
Tekle great man. I appreciate your polite and the way talk respect ✊
@isaiasgebre4361
@isaiasgebre4361 2 жыл бұрын
ተኽለ ሓውና ልቦናኻ መዳርግቲ ተሳኢንዎ። ለባምን፡ ሓዳግን ከምኡ ውን ኣውንታዊ ሰብ ኢኻ። በዚ ኣጋታሚ መምህር ዓቕልን፡ ሕድገትን፡ ሰናይ ድልየትን ንብዙሓት ሰባት ኰንካ ኣለኻ። ኢግዚኣብሄር ሰናይ ይሃብካ። ንወላዲትካ ድማ መንግስተሰማይ ይሃብ።
@eliamgebrezgi4348
@eliamgebrezgi4348 2 жыл бұрын
He is very wise man. God bless you and be great as usual
@vjr7453
@vjr7453 2 жыл бұрын
አነስ 5ተ ደቐቓ ጠጠው እንተ እለ ስ ይደኽመን ክንደይ እልካ ጠጠው ትብል ኮፍ እልካ ኣዘራርቦም ናይ ወለድና ክብር እንድዩ ግን ከይደኽመካ እለ እየ ስለ' ቲ ክብርኻ ዕድመን ጥዕናይ ይሃብካ ክቡር ሓውና🙏🙏❤
@fil_Po
@fil_Po 2 жыл бұрын
Waww best free lesson . Great idea without payment 👍👍👍👍🙏
@yordanossimon9772
@yordanossimon9772 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ለባም መስተዉዓልን ኢኻ ክቡር ሓዉ ❤️❤️❤️
@romanamohammed1685
@romanamohammed1685 2 жыл бұрын
Nay baheqi
@merry_media
@merry_media 2 жыл бұрын
ሰላም ኩቡራት ኣሕዋት ገጽ ወለድኹምን ዓድኹም የርእኹም ሰላም ይፍጠረልኩም መደባተይ ሪኢኩም ሳብስክራይብ ክትሕግዙኒ ብትሕትና ይሓትት ❤️
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ተክለ ሓውና ዓቀን ኣልቦ ኣጆኻ አቲኣ ናትካ ዝበላ ፈጣሪ ኣንቢርልካ ኣሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነደና ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሰን
@ftwi9191
@ftwi9191 2 жыл бұрын
ንፉዕ ለባምን መስተውዓልን ኢኻ፡ ኣብ ዛ ምድሪ ብዙሕ መከራን በደልን ክወርደካዩ ጸኒዕካ ተቐበሎ ዓስብኻ ኣብ ሰማይ ብዙሕ ዩ።ብዝኮነ በርትዕን ብላሕን ነዚ ጉዳይ ክትኣልዮ ክጽበየካየ። ብሩኽ ሓወይ ኣዚካ በርትዕን ተወጨፍን። ተክለ ተክሊ ለባማት
@ghenetabrha3834
@ghenetabrha3834 2 жыл бұрын
Ajoka, be strong God will be with you all the way
@hosinatey6041
@hosinatey6041 2 жыл бұрын
አዚ ተኽለ ዝብሃል ሓቂ ምሰኡ አያ ዘላ ለባም ብጣዕሚ ንዓኻስ ከሲራትካ አያ አቲ ምለር ግን 2 ዘረባ አዩ ተዛሪቡ ካብ አዘራርብኦም መን አዩ ሓቀኛ ክትፈልጥ ትኽአል ኢኻ
@NatanAser
@NatanAser 2 жыл бұрын
bihake mulue kurub yihwitit alo
@marawigide9478
@marawigide9478 2 жыл бұрын
ተኪለ ሓዊን ንፉዕ ኣጆካ ናይ ባሓቅ ጥዕና ዘለዎ ዘረባ
@elastunning6759
@elastunning6759 2 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ዋላ ኣብ እግርኻ ወዲቐ ክልምነካ ነቲ ሙለር ዝበሃል ወዲ መሊስካ ከይተምጽኦ ኔው በሎ ዚወዲ ጥዕና የብሉን ኣዛርብኡ።ከም ቀርና ዝተሃርመት ጤል ጸለለይዩ ዝብል።መእሰሪ የብሉን ዘረብኡ
@simonabrehale604
@simonabrehale604 2 жыл бұрын
ተክለ ሓወይ ኣምላኽ ጽንዓት የሃብካ ኣደና ከኣ ኣምላኽ ሕቅፈ ኣብርሃም ያዕቆብ የጽብሪ ።ንጣዕሚ ከኣ ኣጅካ ዝሓወይ
@teberehhabte2280
@teberehhabte2280 2 жыл бұрын
ኣጀኻ ተክለ ሓዊና እግዝኣቢሄር ኣምላኽ መንግስተ ሰማይ ይዋርሰን ንኽብሪ'ቲ ወላዲትና !! ተክለ ሓዊና ኣግዚኣብሄር ኣምላኽሲ እቲ ዝበለጸ ሓዳር ክህበካ'ዩ ኣጀኻ።
@erilove6287
@erilove6287 2 жыл бұрын
Bravo tekle hawena ajoka amlak msaka yekun adna ka byemanay edy yeqbelen fetari semay so forsa
@user-fg2ot8ff1k
@user-fg2ot8ff1k 2 жыл бұрын
ክቡር ሓዉና ንክብርቲ ኣዴና መንግስተሰማያት የዋርሳ)
@Most-funny-Videos_
@Most-funny-Videos_ 2 жыл бұрын
እንጀራ ዓለም ብላዕ ድዮም ዝብሉ፡ ዝብላዕ ቑምነገር ዘለዎ ዘረባ ብሓቒ ዝነኣድ , ጽንዓት ይሃብካ ንተክለ ሓውና ከኣ ኣጆካ ዝሓወይ ብሩኽ መድህን ኣለም ምሳኻ ይኹን!!
@eyobzeaki5317
@eyobzeaki5317 2 жыл бұрын
Bzi hlef wedi eri edmen tena yhbley nameta adina knmles ina ajona 🙏🙏🙏💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hgkodxzx1378
@hgkodxzx1378 2 жыл бұрын
እግዛኣብሔር ኣምላክ ፅናዓት ይሃብካ ተክለ ሓውና ናይ ባሓቂ ለባም እካ
@tedrostesfalem3104
@tedrostesfalem3104 2 жыл бұрын
Tekle you are very respectful guy i admire you a lot i wish you to have joyful and bright feature may rest in peace for your mother too.
@mussietesfay2469
@mussietesfay2469 2 жыл бұрын
ብራዘር ምስ ይቅሬታ ካልእ እንዳማሃረ ዘዘናግዕ መደብ እንተትደዋውር ኣይምሓሸን ጥልመት ኣብ ሰባት ወላ እኮ ትቅበሎ ነገር ኣይኹን ዝነበረ ዘሎ ኢዩ ካብዚ ትረኽቦ ነገር ክኣ ገለ ዘየመዛዝን ሰብ ካብ ዓድና ወይ ከኣ ኣፍሪቃ ከይዱ ሓዳር ንኽገብር ኣየተባብዕን ኢዩ ፎርማ ናይ ሰብኣይ ከኣ ተባሃለ ክብል ደስ ኣይብልን ኢዩ
@rahelnegede2703
@rahelnegede2703 2 жыл бұрын
ዋይ ሐወይ ፅገም ተደራሪቡ ንጽቡቅኻ ይኹን ኣዴና መንግስተ ሰማይ የዋርሰን
@forgivebeforeyoupray6053
@forgivebeforeyoupray6053 2 жыл бұрын
I should say we have seen each corner of your home so far. Very nice 👍🏾 and well decorated.
@kiflomghedam8035
@kiflomghedam8035 2 жыл бұрын
ነዴኻ መንግስተሰማይ የዋርሰን ንስድራ ጽንዓ ይሃብኩም ኣጆኻ ሰበይኻን ጫማኻን ኣብ ሽግርካ ይጠልሙኻ ኢሎምዮም ወለድና ኣብ ጎንኻ ኮይና ክንዲ ተጸናንዕ ጎንኻ ወጊኣትካ ድሓን ሕነ አገለ ዘይብል ኣምላክ ኣሎ ባዕሉ
@aronhaile362
@aronhaile362 2 жыл бұрын
ብጣዓሚ ዝወሓት ዘረባ እዩ ተክለ ሓወይ ንመዋትት ከኣ መንግሰት ሰማይ ይዋርሳ ።
@meharennahabtemariam1637
@meharennahabtemariam1637 2 жыл бұрын
Excellent Host Man.
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 2 жыл бұрын
Tekle hawna ka nweladitka mengste semay yewarsen
@JOKER-gt6vh
@JOKER-gt6vh 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ተኽለ ካብዚ ዝበልጽ ክፈጥረልካ ኢዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጥራይ ፈጣሪ ፡ እንተ ሙለር ለመጭ ግን ወዲ ሑልኩስ ወኻርያ ዋሒድ ኣይትስማዓዮ ዓሰርተ ኢዩ መልሓሱ
@danielmekonen6031
@danielmekonen6031 2 жыл бұрын
Wisely Man Ezi Muller zbehal gn tegele zelewo aykonen. Ab zhalefe video n sdra enda boy Keshi kemzehserom koynu n Tekle yzlfo neru. Nay behaqi gn nsu xexubuqu tray eyu zizareb neru. So nezi Muller zbehal gn nay edu eyu rekibu. Y'amna eye zbelo kea tentinato keyda. Thanks Tekle abuy seb nay behaqi
@playstoreapp6213
@playstoreapp6213 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ተኽለ ሓወይ ብልቢ ዘይትኽስር ስብ እኻ ከስራትካ ብዝኾነ እዝጋብሄር ናትካ ትኸዊን ለባምን መስተዉዓልትን ባዓልቲ ቤት ይፍጥረልካ እንታይ ይፍለጥ ንጽቡቅካ ይኸዊን እዚ ኩሉ መስናኽል በርትዕ ብልሕ መንእስይ ብሓቂ ኣድንቀካ ንኪብርቲ ኣደና ካኣ ኣምላኽ ኣብ የማናይ እዱ ይቀበላ ናዓኻን ጽንዓት ይሃበካ
@shalomkiflay8659
@shalomkiflay8659 2 жыл бұрын
እስካ ፍልይ ድበልካ ለባም ኢካ ጎይታ የባርካ ተክለ ሐውና አጆካ አምላክ ምሳካ አሎ። አምላ ጽንኣት ይሃብካ
@samielsolomun
@samielsolomun 2 жыл бұрын
Josiass Denden Tube entay tgebr aleka seb keykibeka ezi tgero zeleka xbuk aykonen 🇪🇷🏴󠁧󠁢󠁥󠁮󠁧󠁿🤘🤘🤘
@ahmadoeritreasahotv1319
@ahmadoeritreasahotv1319 2 жыл бұрын
ክቢርቲ ወላዲትካ መንግስቲ ሰማይ የዋሪሰን። እዚ ኣጋጥሙካ ዘሎ ጠቃሚካ ይገበረልካ ። ተስፋ ኣይቱቅረጽ !!
@marawigide9478
@marawigide9478 2 жыл бұрын
ወይ ሓወይ ጺንዓት ይሃቢኩሚ ተኪለ ሓዊና ነዴካካኣ መንግሲት ሰማይ የዋሪሳ
@hadnetentertainment487
@hadnetentertainment487 2 жыл бұрын
Takle hawey n Mama mengstesemayat yewarisen neaka kea megletsi yebleyin amlak natka hizilka alo emo aytsekef🙏🙏🙏
@ga7903
@ga7903 2 жыл бұрын
ብጣሚ ለባም ዝውሃጥ ዘረባ። ከሙ ይሃይሽ፡ ጻዕዳ ይጽንሓያ።
@semrethaile2370
@semrethaile2370 2 жыл бұрын
ተክለ ብጣዕሚ ለባም ዓብዩ ሰብ ዘረባኻን ምኽርኻን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣምልኽ ካሕሳ ይሃብካ ክምኡውን ንዓኻን ንምሉ ስድራ-ቤት ጽንዓት ይሃብኩም
@user-hn6tp5hw3d
@user-hn6tp5hw3d 2 жыл бұрын
Btami zgerem nadena mengste semay yewarsa hawuna ka ajoka btiami adinqeka bravo
@MartaMarta-lf5ub
@MartaMarta-lf5ub 2 жыл бұрын
Xnat yhabka Tekle hawna ajoka ztegefe ayhasmon eyu Tekbrekan Thalyelkan mefarytkan mebalytkan mexamidi yhabka fetari 💪💪💪💪💪
@aminegirmatsion1870
@aminegirmatsion1870 2 жыл бұрын
ትክለ ሓውና መጀመርያ ኣምላክ ሙሉእ ምጽንናዕ ይሃብካ፡ ኣጆካ ፡ዓቢ ልቦና ኣለካ ኣምላክ ድማ ምሳካ ኢዩ ንሓብትና ድማ ካብ ጌጋኪ ተመሊስኪ ንዝበደልክዮም ስበት ይቅሬታ ብምሕታት ዝተረፈ ዘመን ሂወትኪ ሰናይ ይኽነልኪ ተስፋ ይገብር ብዙሕ ሰብ ክመሃር ካብዚ ናትኪ ጌጋ
@temesgenamlakey2848
@temesgenamlakey2848 2 жыл бұрын
Eway Tekle hawey btaemi ika lebam seb. Nadiena kea egziabiher amlak byemanay idu ykebela.Egziabiher lebam kalaytka yfterelka ajoka hawey natey kulu ntxbuka iyu.Jossi hawna kbret yhabelelna.🥰🤲🙏
@romanande169
@romanande169 2 жыл бұрын
Ajoka zhawey Egziabiher amlak edmen tenan hibu hasabka yesmrelka natka zbelo Egziabiher hizulka alo Nkbrti weladitka kea mengste semay yewarsen nmlue sdrabetn fetewtun tsnat yhabkum Fetari
@shabaymahder6329
@shabaymahder6329 2 жыл бұрын
ተኽለ ሓውና ኣምላክ ምስ ቑኑዑ ሰብ እዩ ኣጀኻ ነደኻ ካኣ መንግሰተ ሰማይ ይዋርሳ ናዓኻ ካኣ ጽንዓት ይሃብካ ፈጣሪ
@muluabeba4416
@muluabeba4416 2 жыл бұрын
God bless you tekel Amlake msaka Eyu .
@MesmerBAylay-sl1pf
@MesmerBAylay-sl1pf 2 жыл бұрын
My Brother I have been following your story you seem such a wise and a Gentleman, I can imagine how much you are hurt How ever What can we do life is always up and Dawn including our love life. How ever it’s time to heal your wounds. Stay Strong and life Goes on continue your daily life it should not be affected . I wish you happiness and Joy on your next Relationship and Love Life God Bless
@senaitgebrehiwet2851
@senaitgebrehiwet2851 2 жыл бұрын
Nay bhaki Tekle hawey zebenka ybareke 🙏🙏
@MerryMerry-dh5gs
@MerryMerry-dh5gs 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ለባም ኢኻ ።ኣብ ኣዘራርባኻ ትሕትናኻ ዝጎድልካ የብልካን ።እምበር ኢቲ ሙለር ዝብሃል ሲ መትሓዚ የብሉን ዘረብኡ ።2 ዘረባ ኢዩ ድዛረብ
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 2 жыл бұрын
Tekle I wish you the best, but if you need privacy about this issue you guys shouldn’t put in social media, now everyone is talking about it. The best outcome is hopefully learning from this incident, showing her pictures will put her safety in danger, I hope you all 3 people move on and live your life happy. May your mother also RIP.
@fachefache7058
@fachefache7058 2 жыл бұрын
That is true. I really appreciate you👍.
@nayhmameyrecord3639
@nayhmameyrecord3639 2 жыл бұрын
Nfue. Egziabiher nweladitka ab gentu yenbren 🙏
@pauloshabte4878
@pauloshabte4878 2 жыл бұрын
Naybhaki Tekle hawey hmak Rekibka kulu gn Nay Egziabhir Amlak Srah eu Tsnat yhabka Nedena Mengste Semay Yewarsa Nmlua Sdrabet Tsnat yhabkum Amlak !!!!! Tekle hawey kea Egziabhir Axfn Drbn Geyru kdbseka eu Nezikulu neger Fetena nkulu natey elka Btbat tekebelo Egziabhir Amlak Nzfkro Eu Ziftno zikone neger keysmaka hadera zihawey Nay lemi Sebat Mexaena Etay eu Anfeltn ena kemza zelekaya Lbka ahdayo eka Josi hawey kea nagremengedey kemesgenkuka Ayhalfn eye NaybhKi Tgebro zeleka Senay Neger Bamlak rkebo zihawey kexlo kmzi zelekayo Tmhrti natka hagez ndeksebat eu Mexhaf Kudus etay Ybl Doktor kab Mengsti eu Zikfel Mhwayn Tewhbon gn nay Egziabhir eu::
@merhawitkeleta5905
@merhawitkeleta5905 2 жыл бұрын
ክቡር ተክለ ለባም ኢካ እሞ ከማካ ይፍጠረልካ ነደካ ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ አጆካ አምላክ መሳካ ይኩን ሃወይ መኣረይ
@mhretgebru8657
@mhretgebru8657 2 жыл бұрын
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
@okbanegassi3797
@okbanegassi3797 2 жыл бұрын
Tebarek
@hddgf4574
@hddgf4574 2 жыл бұрын
Behki lebam wedi kemti Senay hasbka Amlk senay Yehbka Xenat ka yehbka 🙏❤🇪🇷
@oneday2086
@oneday2086 2 жыл бұрын
Na dane megsta samye ywarsan 🙏🏻hwena ka ajko kerstayna tesfa aykrtna ey emo ajko bory 🙏🏻🙏🏻
@bitsumalakasgedom2898
@bitsumalakasgedom2898 2 жыл бұрын
Betami betami betami desss zebel Lebam zereba Lebamat kulu yesaltelka buruk ajoka ab amlak emen.
@sababrhane8815
@sababrhane8815 2 жыл бұрын
Eway ezi wedi Respect 100% und Ajoka ka
@user-xq6tj5jg1y
@user-xq6tj5jg1y 2 жыл бұрын
and
@sababrhane8815
@sababrhane8815 2 жыл бұрын
@@user-xq6tj5jg1y wie meinst du?
@user-xq6tj5jg1y
@user-xq6tj5jg1y 2 жыл бұрын
@@sababrhane8815 ክክክክ ኖሩዱእ
@user-qx3ku6gz5n
@user-qx3ku6gz5n 2 жыл бұрын
@@user-xq6tj5jg1y and bGermen und eyu Debas
@kidanetesfay4171
@kidanetesfay4171 2 жыл бұрын
Bmegemerta selam nakum ykun qexile , tekle nmamaka mengste semayat yewarsen , naka kea xnat bsemayn bmdrn yhabka zhawey, qexile josi hawey megemerta nezi neger ktgmru keleka metenqeqta serihka ezi neger ms gemerkayu nirka, qexile eza seb tefiatna emo adalyuna mbal aymegedesen, selezi, abzi neger amlak srhu ysrah, qexile selam, fqri, qnena, ynges, selam.
@issakabraham933
@issakabraham933 2 жыл бұрын
Thanks for talking brother
@freweynihailemichael3750
@freweynihailemichael3750 2 жыл бұрын
Hawey nateyy nedena egziabher amlak y Byemanay edu ykebelen nkulu sdrabet kea xneat yhabkum
@rahwaderdar6304
@rahwaderdar6304 2 жыл бұрын
Bitaemi lebam seb eka proud of u brother!!!
@saraasefaw3459
@saraasefaw3459 2 жыл бұрын
እዋይ ሓወይ ሕማቅ ረኺብካ ንኣዴና ኣብገነቱ ኣምላክ ይቀበለን ንዓኻ ከ ጽንዓት ይሃብካ
@sarahpfeil8628
@sarahpfeil8628 2 жыл бұрын
Tekle Hawuna abi seb bravo Amlak msaka yikun
@dubesyeyob637
@dubesyeyob637 2 жыл бұрын
Abi seb aygodeakan yu btaem seb eka tray ye zbleka tekila hawi nice guy!
@amazamazryan3916
@amazamazryan3916 2 жыл бұрын
Yekle hawey nay bahaki qudus zereba tebarek
@user-uq1lc4pp8m
@user-uq1lc4pp8m 2 жыл бұрын
Waaawww smart zkone wedi tekle ktkesro ayneberan 🙏
@abogida669
@abogida669 2 жыл бұрын
I know it's not easy but stay be positive brother 🙏
@fanotekle3824
@fanotekle3824 2 жыл бұрын
ተኽለ ናይ ብሓቂ ለባም ዓቢ ሰብ ዘለናዮ ግዜ ንቕኑዕ ወይ ሓቅኛ ሰብ ሓጋዚ ኣይኮነን
@mihrettesfay3630
@mihrettesfay3630 2 жыл бұрын
Tekle hawuna btami leban abi seb ygerm eyu gele gele sebat alena zekbren wey wun eta haqena nhadaran ab fqran txena aytfelun aynfeltn ena kndey alena denaqur emo ayne lbona ykfetelna kabzi kemzi wun ysewurena nkbur hawuna wun ajoka xnat yhabka debesa eiyob ydebskun emebrhan ms weda byemana tequma fetari xnat yhabka kab kulu zweredeka 🙏
@meksebhalefakulu9297
@meksebhalefakulu9297 2 жыл бұрын
Tekle hawna btaemi lebam seb eka be strong ndena mengstesemay yewarsen .
@babawi.aslawi715
@babawi.aslawi715 2 жыл бұрын
God bless yo bro samrt
@kikidebesay48
@kikidebesay48 2 жыл бұрын
ተኽለ ምቁልል ትሑት ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን እንቋዕ ኣይበደልካያ እምበር ናዓኻ ንሰናይካ እዮ ኣጆኻ
@habtemichaelgebreab5257
@habtemichaelgebreab5257 2 жыл бұрын
ንተኽለ ከአ ነዴኻ መግስተደማይ ንስድራቤት ኲሉዂም ከአ ጽንዓት ይብኲም ፈጣሪ ፡ ተኽለ ነዓኻ ከአ አምላኽ ምሳኻይኲን ። ጆስ አነ ካብቶም ብሃንቀውታ ዝጽበዩዃ ኢየሞ ፡ ምስቲ ጽፉፍ አቃራርባኻ ፡ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ አምየን ።
@tirhasmedhanye8668
@tirhasmedhanye8668 2 жыл бұрын
Adme yhabika mukur hawna
@yonas6681
@yonas6681 2 жыл бұрын
ማማ ሚያ አዚ ወዲ ልበንኡ ገሪሙኒ wawww
@habentekabo2729
@habentekabo2729 2 жыл бұрын
Abousultely fact tekle hawena .kulu.ezi.zetfesema.naka nexebkua eiu.Godbells u.josi hawena ka 1Q so much.
@yergalemmesfin3555
@yergalemmesfin3555 2 жыл бұрын
መንግስተ ሰማያት የዋርሰን:: ብኩሉ ፅንአት ይሓብካ:: አምላክ መዋፂኡ ናትካ ትከውን ይሓብካ::
@samiabrha9467
@samiabrha9467 2 жыл бұрын
Goed job bro
@gechemeche6258
@gechemeche6258 2 жыл бұрын
Eway Josi Hawey nay Bihaqi tiestenan aqaln eka emo tiena edmen yhabku kubur hawey
ሕጂ ዉን ጌና ይብለናሎ Josias denden
11:26
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 40 М.
ሓቢእኪ ኣጠምቕዮ ኢዮም ኢሎማ Josias denden
25:43
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 60 М.
Задержи дыхание дольше всех!
00:42
Аришнев
Рет қаралды 3,7 МЛН
НРАВИТСЯ ЭТОТ ФОРМАТ??
00:37
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 8 МЛН
No empty
00:35
Mamasoboliha
Рет қаралды 10 МЛН
ጓልካ ኣይኮነትን ኢላትኒ Josias denden
25:42
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 86 М.
ከምዛ ናተይ ከይተጋጥመኩም ተጠንቀቑ  Josias denden
11:38
የእኛ ቀናት #192 ልጆቼ ሰርፕራይዝ አድርገዉ አስደነገጡኝ::
13:02
የገኒ ቤተሰብ Reality Show
Рет қаралды 29 М.
ደላላይ ኢድ ከይሃለዎ ኣይተርፍንዩ Josias denden
13:39
Задержи дыхание дольше всех!
00:42
Аришнев
Рет қаралды 3,7 МЛН