ለባም ሰብኣይ ዝሰኣንኪ ለባም ሰበይቲ ምዃን ስለዝኸበደኪዩ

  Рет қаралды 233,423

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

7 жыл бұрын

Пікірлер: 588
@mnbarbtesfa9880
@mnbarbtesfa9880 6 жыл бұрын
እዚ ክላሲካል ተምጽኦ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ። ብዛዕባ ለባምን እሙንን ግን ሓንቲ ዘንበብክዋ ኣላ። "እሙን ሰብ ክትደሊ ኮለል ኣይትበል ንስኻ ሞ እሙን ኩን ደሓር እሙን ሰብ ባዕሉ ክመጸካ እዩ"
@tititsegaytsegay1220
@tititsegaytsegay1220 6 жыл бұрын
Mnbar B Tesfa exactly thanks zhawy
@teweldebrhankeshizeray1210
@teweldebrhankeshizeray1210 7 жыл бұрын
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ አምላክ:አሜን! « ሓዳር ሕዳር» እግዚአብሔር ብዛዕባ ሓዳር ከመይ ዝበለ ኣተኩሮ ከም ዝገብር ኣብ (ዘፍ 2:18) ከምኡ ድማ ኣብ ሓድሽ ኪዳን (ዮው 2:1) ዝተቀደሰ ሓዳር መታን ክኾነሎም ባሪኹ ክህቦም ከሎ ኢና ንርኢ። እቶም ኣብ ሓዳር ዝተቆረኑ: ብኸመይ ዝበለ መንፈሳዊ ምድግጋፍ ናብ እግዚአብሔር ክበጽሑ ከምዘለዎምን: ክርስትያናዊት ስድራ-ቤት ምምስራትን ካብቲ ቀንዲ ዕዮ ወንጌል ዕውት ዝገብር ረቛሒ ሓደ ኢዩ። ነዚ ነገር እዚ ስለዝኸሰርናዮ ኢና ድማ መልክዕ ሓዳር(መውስቦ) ኣንፈቱ እንዳቀየረ ዝመጽእ ዘሎ። ከምቲ ወለድና ዝብልዎ «ሓዳር ዘይኮነ "ሕዳር" ኮይኑስ: ሎሚ ዘመን እዞም ሰብ ሓዳር ኢዮም ንሓዳር "ሕዳር"ኮይኖሞ ዘለዉ» ምኽንያቱ እቶም ዝተመርዓኹም: ንሓዳር እንዳ ኣፈራራሕኩም ኢኹም ትነብሩ ዘለኹም። እቶም ዘይተመርዓና ድማ «ሓዳር እንተጌረስ ከምዚ‘ዶ ትገብረለይ ኮንካ» እናበልና ንሓዳር ጠለባት ንድርድረሉ። እሞ ኣብ ሓዳር ምስ ኣተኹ እዚ ነገራት እዚ ዘይማልኣለይ እንተኾይኑስ,,,,,,,, ኢልካ: ንፍዔት ተረኺቡለይ ሓዳር ብታህሪብ(ብዘይ ሕጋዊ) ይጅመር። «ኣመጻጽኣና ታህሪብ:ኣነባብራና ታህሪብ» ደቂ ሰባት ዝተቐደሰ ሓዳር ንምምስራት: ከም ሞት ዝ‘ፍርሖ ዘመን በጺሕና! ኢድናን እግርናን እንተ ንእክብ‘ከ ጸሊእኩም‘ዶ?? ዓይኒ ሄዋን ናብ ዕጸ በለስ ኣዳም ይጥምታ: ኣእዳው ኣዳም ድማ ኣዕይንቲ ሄዋን ካብ ምንባዕስ ኣይተቖጠባን። በዚ ምኽንያት ድማ ሰማይን ኣብኡ ዘለዉ ኩሎም ፍጥረታትን ምድርን ኣብኣ ዘለዉ ኩሎም ፍጥረታትን ኣይተሓጎሱልናን። ብዓቢኡ ኸኣ ፈጣሪ እዛ ዓለም: ክንምለሶ ኢዱ ዘርጊሑ ብምሕረት ይጥምተና ኣሎ። ቅዱሳን ኣቦታት ዓቢ ኣተኩሮ ሂቦም ካብ ዝጸሓፍሉን ዝመሃሩሉን ሓደ:ዝተቀደሰት ስድራቤት ምምስራት ኢዩ። ዝተቀደሰ ሰብኣይን ዝተቀደሰት ሰበይትን እንተ ረኺብና:ውሉዶም ድማ ዝተቀደሰ ኢዩ። ከመይ ጉንዱ ጽቡቕ እንተኾይኑ ፍሬኡ‘ውን ጽቡቕ ኢዩ ዝኸውን። ነዚ ንምግባር ግና ሓጎሶም ብሓንሳብ ዝሕጎሱ:ቃንዛኦም ድማ ብሓንሳብ ዝቅንዘዉ ሰብ ሓዳር ምህናጽ የድሊ። ዕላማ ምምስራት ሓዳር *ምድግጋፍን *ካብ ዝሙት ንምህዳምን *ዘርኢ ምቕጻልን ገለ ካብቶም ቀንዲ ዝጥቀሱ ኢዮም: ምድግጋፎምን ምትሕግጋዞምን ግና ስጋዊ ምድግጋፍ ጥራይ ኣይኮነን። ምድግጋፎምሲ: ተደጋጊፍካ ናብ እግዚአብሔር ምብጻሕ ኢዩ።እዚ ምድግጋፍን ምጽውዋርን እዚ እምበኣር ኢዩ ንስድራ_ቤት ክልውጣ ሓይሊ ዘለዎ። ዝተለወጠት ስድራ_ቤት ምስ መስረትና:ዝተለወጠ ሕብረተ_ሰብ ድማ ክንምስርት ንኽእል። ናይ ሎሚ ወለዶ ግና «ሓዳር ማለት ስጋዊ ርውየታትካ ሓቢርካ ምፍታሕን ናይ ቁጠባን ገንዘብን መሻርኽቲ ኬንካ ምስራሕን»ማለት ገይሩ ኢዩ ንሓዳር ዝገልጾ። ንምዃኑ እታ ብሕጊ ኣምላኽን ሕጊ ሰብን ዘየምጻእካያ ሓፍትኻ ጓል ሄዋን ከመይ ኢልካ ኢኻ በዓልቲ ሓዳረይ ክትብላ ትኽእል??? ኣይ ሃይማኖትና ኣይ ባህልና ገለ መጺኡና ሎሚ ዘመን!!!! ኣብዚ ዘመና ባቢሎን(ድብልቕልቕ) ተቐይራትሉ ዘላ ዘመን: ክንደይ ብሕጊ ኣምላኽ ተማእዚዞም ሓዶሮም ዝገብሩን: ሓወይ/ሓፍተይ እናተበሃሉ ዝደጋገፉን ንኻልኦት ኣብነት ዝኾኑን ሰብ ሓዳር መንእሰያት ከም ዘለዉ ድማ ኣይዘንጋዕኹን። ካብ ነቲ ጽቡቕ ምንኣድ ንላዕሊ:ነቲ ሕማቕ ምንቃፍ ስለዘገድስ ኢየ ኣብኡ ኣተኲረ። «ሓዳር ማለት ም‘ም‘ልላእ ምዃኑ ዝኣመኑ ሰባት ጥራይ ኢዮም ኣብ ሓዳሮም ዕውታት ክኾኑ ዝኽእሉ»! ሎሚ ውን ነስተውዕል ዝሃበና ኣይንዛረብ እቲ እግዚኣብሔር ዝሃበና ቅዱስ ዝኮነ ተፈጥራዊ ህያብና ንእግዚኣብሔር ዝተቀደሰ ጌርና ንሓዝ ብሕጊ እግዚኣብሔር ዘይቅየድ ኩሉ ኣፍራሲ ሕጊ ጽድቂ ኢዩ ።
@alganeshgoitom9405
@alganeshgoitom9405 6 жыл бұрын
Teweldebrhan keshizeray Amen amen amen msnai jukuen amlak iber.
@solomuntewelde3517
@solomuntewelde3517 6 жыл бұрын
Teweldebrhan keshizeray amen hakika entay emo kingebr amlak akilo yhabena
@bisratyemane4602
@bisratyemane4602 5 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስመኣልና።ናይ ብሓቂ ደቂ ተባዕትዪ ናታተን ዩ ጌጋ ክብሉ ፡ደቀነስትዪ ናታቶም ባ ።ክንብል ዘይኮና ከምቲ ቃል ኣምላክ ዝብሎ ናይ መጀመርያ ጥበብ ፍርሃት እግዚኣቢሄር ዩ ሞ ብፍርሃት አግዚኣቤሄር ሓዳርና ክንመርሕ ይግባና ። ን እግዚኣብሄር ኣብ ማአከልና ተዘይ ጌርናዪ ግን ከመይ ጌርና ቅዱስ ሓዳር ክህልወና ዪከአል፧?
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 2 ай бұрын
ካብ ንሳትና ንፈራረድ ክብራት አሕዋተይ ዝተባረከ ሓደርና ክከነና ምስ እግዛብሄርና ንተዓረቅ ብፅምን ፀለትን ንለምኖ ንኮን ከመይ ወለድና አምላክ እምን እዩ እንተለምንናዮ ዓይነ ልበና ይክፈተና ሰደትና አሕፅሩ ከመይ አያትትና ከመይ አደታትና ክንከውን አምላክ ይሓግዘና ብፅም ብፀለትና ዘይፈታሕ ነገር የለይን አሕወተይ
@wedixorenashikorbrgxselamk6868
@wedixorenashikorbrgxselamk6868 6 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣለኻ ንኹሉና ድያ ትልሕጸና ለባም ሰባይ ዘሳነኪ ለባም ስለ ዝአይኮንኪ እዩ ናይብሓቂ ኣድኒቀካ ንፉዕ ባዕላ ፍኾስኮስ ክትብል ከም ክዳን ቀይራቶም ትኸውን ዋእ መሲባ መዚናን ኣስተውዒላን ዘይትኸይድ ዓሻ
@kesetearaya5787
@kesetearaya5787 5 жыл бұрын
Fnan the great! ቡኡነት ፍናን ሓወይ ሓደ ሓደ ግዜ ነቲ ምቅሉል ኣስተምህሮኻ ብልቢ የመስግን! Vielen danke!!!!
@Mo-Mo-Na
@Mo-Mo-Na 7 жыл бұрын
ጽቡቕ ግምታት እዩ ግን እዛ ሰብ መንነታ ክሳብ ዘይተፈልጠ፡ ኣበየናይ ደረጃን ዕድመን ከምዘላ ዝፈለጣ የሎን ኣነ ክብሎ ዝደለኹ ግን ፋኑ ኣብ'ቲ መጀመርታ እታ "ለባም ሰበይቲ መን ይረኽባ" ዝብል ቃል ብመሰረት ቃል ኣምላኽ እዩ ነይሩ። ሕጂ ግን እታ ጽሕፍቲ ኣንፈታ ትቕይር ኣላ መስለኒ። እምበር እቲ ኩሉ ዝተነበ ርእሱ ዝኸኣለ ክትዕ እዩ። ስለ'ዚ በቲ ፋኑ ዝጀመርካዮ እንተኾይኑ ግን፡ ርእሲ ሰብኣይ ክርስቶስ ርእሲ ሰበይቲ ድማ ሰብኣይ፡ ሰብኣይ ትእዛዝን መንገዲ ኣምላኽ ኣኽቢሩ ክኸይድ፡ ሰበይቲ ንሰብኣያ ምእዝዝትን ተሰካሚት ሽግሩ ማለት ጎደሎ ናቱ ክትምልእ እያ፡ ሄዋን ካብ ጸጋማይ መሰንገለ ኣቦና ኣዳም ኣምላኽ ዝፈጠራ። ብክሊቲኡ ወገን ናይ ኣረዳድኣን ማሕበራውን መንፈሳውን ተመላሊኡ ንኽኸዱ 'ዩ እቲ ዕላማ። ብሄዋን ዝፈረሰ ብቅ፡ድንግል ማርያም ዝተነድቀ ናይ ሂወት መንገዲ እውን ስለደሎ እዩ። ስለ'ዚ ሰብኣይ ንሰበይቱ ከፍቅራን ከኽብራን ከምደለዎ እቲ ድሑር ዝተባህለ ናይ ኣፍሪቃ ባህሊ ዝተባህለ ድማ ባህሊ ከይኮነ ሃይማኖታዊ እዩ ኣዴታትና መስተውዓልቲ እየን፡ ነዚ ተረዲኤን ድማ ኣሰቡኡተን ኣኽቢረን ይነብራ ዝያዳ ፍቕሪ ድማ በሰብኡተንን ብደቀንን ኣለዎን ማለት እዩ። ማዕርነት ዝተባህለ ድማ ናይ'ዚ ዘመን ኣምጽኦ ደቂ ሰባት ተፈጥርኦም ክቕይርሉ ኣብ ዝጓየዪሉ፡ ደለዉ ሁመት እዩ። ማለት ማዕርነት ናይ ሎሚ እቲ ከተልዕሎ ዘይድፈር ሰይጣናዊ ባህሊ ወይ ኣነ ሰብኣይ እየ ክብላ ሰብኡት'ውን ሰበይቲ እየ ዝብልሉ ሙዃኑ እዩ።
@berhaneshkorghebremichael3500
@berhaneshkorghebremichael3500 7 жыл бұрын
ጸጋ በርሀ enjera alem bilie ezgi afleteki
@user-xd8ef5fy3y
@user-xd8ef5fy3y 5 жыл бұрын
Edmia ab 30 eya zela
@asmeromhabtai182
@asmeromhabtai182 6 жыл бұрын
ብሓቅ ኩቡር ሃወይ ጹቡቅ መግልጽ ሂብካያ ክብሪ ዪሃብካ ኩሉ ረስዓቶ ናይ ኣዴታት እምበር ኣበይ እላቶ።መችም እዘን ኣሕዋትና ኒካባበር ኪበሪት እይ ናይ ዘንተእልት ኒብረት። ባህልካ እዩ መኒነትካ
@abrahamokbay9088
@abrahamokbay9088 5 жыл бұрын
Enjera alem blai wedi Adi keyh hawey gin ezi kibleka kololku gin eti zekirebkayon ztezarebkayon ko tekebileyo endi gin kulu gudlet nay harmu trah gerkayo hnan arkey kindey ka alena eba harmu nebalshu awdat ka ko bahaki ane haki mzrab kifeto maet eya kiyaro konka mhkay eu tom wela amlaki zfetwo wela seb zfetwo enber kemza zgebrkaya lomi shwiya tesemiatni ale so tanks arketeyy
@ngstiaraye9025
@ngstiaraye9025 4 жыл бұрын
በትክክል ወንድመይ ኹለና ደቀ ኣነስትዮ ሓደ ኣኾንናን ልትምህርትኻ ብጣዕሚ የቕንየልና👍👍👍👍👍👍👍👍💖💖💖💖💖💑💑💑💑💑💑💑💑💘💘💘💘
@eritrearedsea3241
@eritrearedsea3241 7 жыл бұрын
Werky hasab des zibil agalalitsa finan hawna sean wihlinetkin kulu yterfekin tebahilu. Slezy fekas haftina mis nebsa eya alaliatna. Thanks so much fanu zigbaa melsy eka hibkaia.
@hidatteklom2411
@hidatteklom2411 7 жыл бұрын
Nay bahlna kre kelo,sebay tmkhti yeri Eyu,sle,Ezi sekti ab lili deki anstio zelo,Eya sekiha,koynu gin Fnan nska win gudlet deki tebatio,aygeletsika.thank you.
@haqieyu
@haqieyu 6 жыл бұрын
So far I have viewed some of your videos. I impressed by the way you narrate the stories and present the opinions , ideas etc well done. This video is also full of constractive advice, or recomendation .How ever it seems a bit defensive argument. Thanks once again.
@tesfalem5676
@tesfalem5676 6 жыл бұрын
Bejakum kulu gogodletu alewe gudlet zeyblu ftur yelen amlak ykre ybelelna fnan hawna
@henokmhretab6409
@henokmhretab6409 6 жыл бұрын
Nay behaki kenan ferdi tray elka fnan hawy betami eye adenikeka tanx so bro kexlo eka kea 👍
@user-dc2yn3jn9j
@user-dc2yn3jn9j 7 жыл бұрын
ኣነ ከም ዝመስለኒ አቲ ጊጋ ኣብ ኩላትና አዩ ወድና፡ ጋልና አቲ አካ ንሕና ኮና ግደፊ፡ግደፍ ዝብል ደይ ብልና ብኣቢኡ ስደት አዩ ጊዲኡ ጊሩ ስለዚ ኣበር ወይ ጊጋ ደይ ቡሉ የለን ንሕና ንሕሰብ ከመይ ጊርካ ኣበርካ ትወሓሓት አበር ንሕና ንነቅፈን ንሰን ይነቅፋና አሞ መን ደኣሉ አቲ በደል ክስኮሞ ብነቡሱ አዚ ኣዲ ክብድ ዝበለ አዩ ስለዚ ኩቡራት የሕዋተይ ፡ኣሓተይ ንወሓሓት ንከኣኣል ኣምላክ ኣካአሎ ይሃበና አቲ ሓቀና ፍቅሪ ኣነ አየ ተጋጊ አዩ ዝብል ኩሉና ነብስና ኣይነዉጽአ ወዳሓንኩም ናይ ፍቅሪ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን።
@ZAKN579
@ZAKN579 7 жыл бұрын
You are right
@alganeshgoitom9405
@alganeshgoitom9405 6 жыл бұрын
ያ'ኣነሽኮርየ አበረመጠን ቱዕም ሰበ Amen amen amen msnai jukuen Amlak iber 😃😀😁🙋🙌👪👪✋✋👋👋👍👍❤💗💖💟💙💜💛💚💙💖❤🌏🌎🌍🌏🌎🌍🌏🌎🌍🌏:
@selamselam1996
@selamselam1996 6 жыл бұрын
ያ'ኣነሽኮርየ አበረመጠን ቱዕም ሰበ effff hader ney belw zhewy
@tedrosalem7218
@tedrosalem7218 6 жыл бұрын
ጸሎትኪ ኣስተካክሊ ቅድሚ ጥዑይ ወዲ ሓበኒ ጥዕይቲ ጛል ግበረኒ በሊ ሽኡ.,፨፨
@fsheyewediyhiwet150
@fsheyewediyhiwet150 6 жыл бұрын
Btamiy adniqeka thenks
@nouhiritirya6992
@nouhiritirya6992 5 жыл бұрын
Engera ezgi blae wedey halima ktkewn alewa merci beaucoup fne
@tesfitweditewelde3336
@tesfitweditewelde3336 7 жыл бұрын
you are super fanan bro so God bless you today and always
@fsheyewediyhiwet150
@fsheyewediyhiwet150 6 жыл бұрын
Ezia barista eya Nara Kabten zey aleten zgayeya Mbale mesilwen kabian eya
@user-to7fb4jk3b
@user-to7fb4jk3b 7 жыл бұрын
እሺ ኩቡራት የሕዋት ኣሓት ከመይ ኣለኩም። እሺ ከም ፍቃድ ኣምላክ ኣነ ሓንቲ ሪኢቶ ኣላትኒ ንሳ ድማ ናብዚ ኩቡር ኣቅራቢ መደብን ናብዛ ኣቀድም ኣቢላ ዝጸሓፈት ሓትናን። ከመይ ዶ ትብሉ ኣለኩም፧ ኣነ ዋላ ኳ ነዊሕ ኣይኩን ንዝተወሰነ ጊዜ ናይዚ መደብ ተካታታሊት የ። እዚ ክብል ከለኩ ኣዝዩ ሃናጽን ኣብ ሂወተይ ውን ዓቢ ተራ ዘለዎ ነጥብታት ንክመሃር የ ናብዚ ዝመጽእ።ካብታ እታ ኣብ መጀመርያ ዝቀረበት ለባም ሰበይቲ መን ይረክባ ትብል ነበረት ኣትሒዘ ካሳብ ዛ ናይ ሎሚ ሪኤያ የ። ይቅረታ እምበር ካብ ኩለን ዝበለጸትን መሃሪትን ግን እታ ናይ መጀመርያ ያ ነራ። ከመይ መጀመርያ ብመሰል ዛንታ ካላኣይ ኩውን ነገር ሙኳና ኣነ ብነብሰይ ንበዓል ቤተይ ከመይ ኢለ እምንቲ ከም ዝኮነሉ ኡአ ዝሓስብ ዝነበርኩ እምበር ነቲ ሓሳብ ኣይነጸግኩዎን። ምክንያቱ እቲ ሓሳብ ንኩላትና ዩ ዝውክል ማለት ንስካትኩም ውን ደቂ ተባዕትዮ የሕዋትና ከምቲ እቲ ወዲ እሙን ዝኮነ ኡሙን ክከውን የ ኢልኩም ምስ ነብስኩ ክዛታዩን። ገለ ክትመሃሩን ይግባኣኩም ዩ። ማለት ንሱ ኡሙን ስለ ዝኮነ እቲ ሓደ እሙን ማለት ኣይኮነን። እታ ሓንቲ ጠላም ስለ ተባህለ ውን እታ ሓንቲ ጠላም ማለት ኣይኮነን። እንታይ ዳኣ ኩሉ ነናቱ ዓይነት ጠባይ ዝወከለ ስለ ዝኮነ ንኩሉ ጉዳትካ ካኣ እንተ ሸፈንካዮ እምበር እንተ ቀላዕካዮስ ትርጉም የብሉን። ምክንያቱ እግዛቢሄር ኣምላክ ንክሊቲኦም ጎዶሎታት ሙካኖም ፈሊጡ ዩ ንክዳጋገፉ መርዓ ሰሪዑሎም። ኣይኮነን ዱ፧ ሰብኣይ በይኑ ክከውን ጽቡቅ ኣይኮነን እሞ ደገፊት ክገብረሉ የ። (ዘፍ 3፥) ስለ ዚ የሓዋተይ ጓል በደለና ዋላ ወዲ ዓመጸኛ ምባል ንግደፎ ምፍጣርና ንምድግጋፍ ካብ ኮነ ስለ ምንታይ ዳኣ ጉድና ንደገ ከነውጽእ ልብና ነሓምም። ኖ ዳኣ ንበሎ። ኣዋልድ ከም ኣደታትና ርዝን ኢልና ትሕት ንበል ኣወዳት ድማ ከም ኣቦታትኩም ኩኑ ርእሲ ሰበይቲ ሙኳንኩም ረሲዕኩም ነታ ካብ መሰንገለኩም ዝወጸት ተካናከኑ። እዚ ማለት ትዕምጹ ኣለኩም ኣይኮንኩን ዝብል ዘለኩ በጃኩም ኩላትና ኣሰር ወለድና ንሓዝ። ካብ ኩሉ ካብ ኩሉ ነንሓድሓድና ኣይንዋናጀል ንትሓላለ ንፋቀር ስጋይ ስጋካ እንተ በልካ ዩ ዝርሁ። ብፍላ ድማ ነቲ ዝመጽእ ወለዶ ንሕለየሉ ተማሃራይ ንመምህሩ፡ ቅልዓ ድማ ንወላዲኡ እና ረኣየ ዩ ዝዓቢ ሞ ደቅና ምዕራባዊ ባህሊ ሲሒቡ ኣብ ዘይተደለየ ከየውደቆም ከሎ። ባህሎ ንዓቅበሎም ብፍቅሪ ብስኒት ብሓልዮ ዝጸነሐ ባህሊ ዪ። ኣብ መወዳእታ ኩላትና ብፍላይ ድማ እዞም ክልተ የሕዋተይ ክትማላለሱ ዝጸናሕኩም ካብዛ ናይ ሕጂ ናይ ክሎተኩም ብዘይቀልዓለም ዋላ ሓንቲ ኣይተማሃርኩን ምክንያቱ ንሳ ጎዶሎኩም ጸብጺባ ንሱኩም ውን ኮሙኡ ከምዚ ክከውን ግን ኣይግቦኦን ንስኩም ጊድና ንሕና ድማ እንተ ኪኢልና ጉድኩም ክንታዓቋቆር ዳኣ ዩ ዘለና እምበር ንንፋስ ጎደና ኣይንወሃሃብ ዞም የሕዋተይ ዘረባ ኣብዚሐልኩም። ፍናን ሓወይ ድማ ኣዝዩ ጽቡቅ ዝኮነ ትምህርቲ ኢካ ተማሓላልፍ እሞ ኣብ ከምዚ ናይ ሎሚ ግዜካ ኣይተጥፍእ። ነቲ ሰናይ ትምህርትኩም ሃረር ንብል ኣለና ሰናይ ነገር ክትምህሩናን ከትማሓላልፉልና ሰናይ ፍቃድ ኣምላክ ይግበረልና ኣሜን ብዙሕ ስለ ተዛረብኩ ድማ ይቅረታ ብሩክ መዓልቲ።
@loveeri3168
@loveeri3168 7 жыл бұрын
ኦ እግዛቢሄር ንዓይ ንባርያካ ከም ሳህሊካ መሕረኒ btami meharie rieyto u thank u
@user-vx5qp4qr6q
@user-vx5qp4qr6q 7 жыл бұрын
ኦ እግዛቢሄር ንዓይ ንባርያካ ከም ሳህሊካ መሕረኒ bhaki zhaftey tsbuk rieto hibki amlak selamu yebzhalna
@tekle9
@tekle9 6 жыл бұрын
ኦ እግዛቢሄር ንዓይ ንባርያካ ከም ሳህሊካ መሕረኒ ናይ ብሓቂ ናይ ለባማት ለባም ሓሳብ
@maryameymezmureykerstosaml3497
@maryameymezmureykerstosaml3497 6 жыл бұрын
ኦ እግዛቢሄር ንዓይ ንባርያካ ከም ሳህሊካ መሕረኒ Ja,senay hasab zehabtay berkti ,ewaniu gedi baxihu nehadehdena mekesess koinu terifiu serahna ,amlak da kabti zeyewdae mehertiu yekaawelna ember endiii.
@abrisheydelayifkri3084
@abrisheydelayifkri3084 6 жыл бұрын
ኦ እግዛቢሄር ንዓይ ንባርያካ ከም ሳህሊካ መሕረኒ bhaqi haftey natey btaemi maharn hanaxn zkone rito yu kem seb meten gudlet kemzelena mechem tshtyo aymeslenin slezi ka nezi hanaxi reitoki kenbbo kslchiweni nerwo nay gn bzey qelealem haxiratni keman eti mntay haqi kulu gzie haqi yu slezi thank you kablbi kbleki yfetu kbrti haftey btaemi abay seb
@mekdatsega277
@mekdatsega277 6 жыл бұрын
Wonderful messages...
@user-xz2cx3yi4q
@user-xz2cx3yi4q 7 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ዩ ፍናን ሓወይ ብምቅጻል ታይ ድየ ክብለካ ደልየ እዛ ክላሲካል ከመይ ክረክባ ይክእል Please ተገዲስካ መልሰለይ።ማራ እያ ደስ ትብለኒ ገለ ተዘክሮ ኣለኒ።
@mieroneynafiqe6940
@mieroneynafiqe6940 6 жыл бұрын
እንጀራ ዓለም ብላዕ, ንለባም ኣምተሉ ክንደየናይ ከይስሕቶ,ንዓሻ ደርጋሓሉ ክንደየናይ ከይፈልጦ ኢሎም መሲሎ,ሞ እዮም ለባማት ወለዲ ንበዓል ከምዚኣ ዝኣመሰላ እዩ ተመሲሉ።ካብ ዝገርመካ በዚ ተዋሂብወን ዘሎ ጸርፍን ምኽሪን,ውን ዝማሃራ ኣይኮናን እንትርፎ ክስሕቃ።ኣብ ዓራት ጥራይ ደይባ በለን ነዚኤን,ሲ።
@habeshaschow7210
@habeshaschow7210 6 жыл бұрын
Thanks mulua melsi hibkaya
@rezeneweldegebriel6196
@rezeneweldegebriel6196 4 жыл бұрын
Nska tekrbo medebat ksab mewedaeta semia ayxegbon eye thanks bro
@mifi3823
@mifi3823 7 жыл бұрын
Thanks fnan
@semere7388
@semere7388 6 жыл бұрын
Fnann app infot ናይ ብሓቂ "ለባም ሰብኣይ ዝሰኣንኪ ለባም ምዃን ስለ ዝኸበደኪ'ዩ"
@myrifernas5586
@myrifernas5586 5 жыл бұрын
ለባመይ ቀፅለሉ
@mahanshohabtemikael
@mahanshohabtemikael 7 жыл бұрын
ከመይ ኢጌራዝጊ ብላዕ ጻባ ኣስቲካና ናተን ሂብካየን ዘለቅለቅ ኢካ ኣይትብለን ዕድሜካ ነዊሕ ድራርካ ገዚፍ ይግቦሮ ኩቡር ሃውና የቀኒየልና ኣ,፡።ብ,,,,,፡ሽ,,፡ርካ
@tekieweldit1228
@tekieweldit1228 6 жыл бұрын
Behaki Xubuk frdi afalalay zeybulu jegna Wed jeganu kexulo
@user-vo1yy3vi1k
@user-vo1yy3vi1k 6 жыл бұрын
ፍናን ሓወይ እንካዕ ብሰላም መፃካ . ብመጀመርታ ሰላምታይ ይብፃሕክም ኩቡራት የሕዋት ብዝኮነ ከምዚ ፋንን ሓውና ዝብሎ ዘሎ. ለባም ስብአይ ዝሳአነት ሰበይቲንሳ ዋላ ትጋገያ አላ ትከውን ግን ክቡራት የሕዋተይ እዚ ግዜ ድዩ ከፊኡስ ውይ ንሕና ኢና አክፊእና ብፍፅም አይርደአካን ምክንያቱስ እቲ አብ አውሮፓ ዘሎሰብ ጋል አንስተይቲ ንቲ ዓድ ገዲፉ ብጭንቀት ዝነብር ዘሎ ወዲ መኪና ፣ገዛ ወዘተ አለካዶ ትብሎ አላ እቲ ወዲ ከ ከምኡ ይብላ ማለት ድዩ ይገርም የሕዋት ናይ ስደት ከይገድድ ናይዚ ገደደና ከብኡ ድማ አብ ስዕዲ ዝትነብር እንተኮይና እውን ገዝ ገዚእክዶ ክንደይ. ዝከውን ብር ከ አለኪ ይብልዋ. እሞ ናይስደታ ከይአክላ ቀትርን ለይትን ዕረፍቲ ዘይብሉ ስራሕ. ከምዚ ኢልካ ምዝራብ የብቅዕ. ኩላትና ወዲ ጋል. ሓፍትን ሓውን ዘይንከውን. 👉👉ሓቀኛ ፍቅሪ እውን. ብመኪና ብገዛ ብብር ወይ ካዓ ብቀይሕ ዕምበባ👈👈 አይኮነን ዝግለፅ የሕዋተይ ማዓረይ ካባኩም ፈሊጠ እንተይኮንኩስ ዝፈለጥክዎ ክናገር ስለዝደለኩ እየ. ሓቀኛ ፍቅሪ ነዊሕ ፣ሓፅር፣ቅይሕ፣ፀልም፣ድካ፣ሃብታም አይብልን ቅንዕና ናይ ክሊትኦም ፍቁራት ልቢ ሓደ እንተኮይኑ እዩ እቲ ሓቀኛ ፍቅሪ ሙቁራተይ ብዝኮነ አሕዋተይ ማዓረይ ንፍቅሪ ብብር አይንመዝኖ ሓንቲ ዝተጋገየት ጋል አንስተይቲ እንተሃልያ እውን ኩላተን ከምአ ገይርኩም አይትውሰድዎ ወዲ ተባዕታይ እውን ከምኡ ኩሉ ሓደ አይኮነን. ካብ አፃብዕቲ አእዳውና. ንተዓዘብ ኩለን ሓደ አይኮናን ኩሉ ሰብ ካዓ ንናይ ባዕሉ አተሓሳስባ አለዎ. ስለዚ ንፍቀር ከምዚ ምባል ይአክል ሰላም እግዛቢሄር ካአ ምስ ኩላትና ይኩን ቡሩካት አሕዋተይ
@user-wq6tw8hj9z
@user-wq6tw8hj9z 6 жыл бұрын
ጋልቶም ብውሕዶም ዝሓበሩ በትክክል እዩ
@fhjfhffhfu9369
@fhjfhffhfu9369 10 ай бұрын
ብሓቂ ማዓረይ መስተወዐሊ ልቦና ይዓድለና ፈጣሪይ🙏
@mimijhon4038
@mimijhon4038 6 жыл бұрын
Fnan nfuae kelekas beza nay hji zetezarebkaya des aibelenn wedi seb mulue zebehal yelen Slezi besenki hanti gual tegagiya elka nkulna tezeilekemkana tsebuk eu. Dhar kea nsa tegagia elka aitegage tekielka kabbgegea arma thanks 👍
@habtomghirmay5411
@habtomghirmay5411 7 жыл бұрын
So please yehiwat azikum hinqaqe mhab kea tsibuq aykonen so nekibren dea ember aynfrhayen sorry gin zereba abzihe
@seareteklay2720
@seareteklay2720 7 жыл бұрын
habtom ghirmay aybzahkan u r right bro
@user-ip2qp5mf4c
@user-ip2qp5mf4c 7 жыл бұрын
ሰላም አግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ቡሩኻት ኣሓዋተይ ። ኣነ ንሽቶይ ሪኢቶ ኣላትኒ ኣብዛ ናትኩም ጉዳይ ይቅረታ ግን ! ሓወይ ቡሩኽ እቲ ዝበለቶ ኩሉ ዝተጋነነ እካ አንተ ኮነ ንስካ ድማ ካብኣ ንላዕሊ ኣካፊእካዮ ስኒ ብስኒ ዓይኒ ብዓይኒ ጌርካዮ ከማን ሲ ሓደ ዓይኒ ብክልተ ኣዕንቲ መሊስካየን ኩሉ ሰብ ነናቱ ጉድለት ኣለዎ ብ % ክረአ አንከሎ ውን ዳርጋ ኣውዳትን ኣዋልድን ማዕረ አዮም ኣዋልድ ናይ ኣዴታትና ክንሓድግ ከለና ክንደይ ወዲ አዩ ናይ ኣቦታቱ ዘጽነዐ ኣፍንጫኦም ኣእዛኖም ይስቆሩ ጸጉሮም ውን ይቁነኑ ኣነ ግን ክብሎ ደልየ ዘለኩ አዚ ዝበልካዮ ሓቂ ኣይኮነን ዘይ ኮነ ማዕረ ክንዱ ኣይ ኮነን አቲ ዝበለቶ ውን ጹቡቅ ኣላ ከሙኡ እኩም ብልክዕ ከሙኡ ውን ትሓስቡ እኩም ኩሉ ግን ከኣ ማዕረ አቲ ዝበለቶ ኣይ ኮነን ። ስለዚ ኩልትና ነናትና ጉድለትን ክፋኣትን ንፈትሽ ነናይ ኣዒንትና ጉንዲ ንእለ ሹዑ ለባማትን ውሑሉላትን ክንከውን አና ኣውዳትን ኣዋልድን ማለተይ አየ።
@efiephipeacewithall2510
@efiephipeacewithall2510 6 жыл бұрын
Akberet Mebrahtom eski keykonku aykiterfin eki eza gal ezi kulu tblyo deleku ezinom teshequrom wala xegurom anwiham eskin ke abey dey teshekorkin ab hinbrtikin ab melhaskin ab kenferkin ab kistaykin keman tshikora alekin kulu ab wedi gele aytbeli jelae ketezaribna deliki eki
@goodluck825
@goodluck825 6 жыл бұрын
ዝከበርኪ ኣኽበረት ሓብተና ተዛሪባ ኣዛሪባትና ለባም ሰብ እንተኾይና ንሰብኣያ ናብቲ መገዲ የማን ክትመልሶ ጸገም የብሉን ። ሓዳር ቤት መኣሰርቲ እዩ 'ዶ ክትብላ ትውዕላ ኣየለኽንን። ለባም ተሳኢኑ ክትብል እንከላ መጀመርታ እዛ ሰብ እዚኣ ምስ ቡዙሓት ትዘውር ስለ ዘላ ንሓዳር ዝቀርባ ሰብ ከመይ ኢሉ እዩ እስከ ቁሩብ እሞ ንሕሰብ !ከም'ኣ ምስ ብዙሓት ዝዘወረ ሰብ ኣብቲ ናታ ዓለም ዘሎ እዩ ዝቀርባ ወይ ክኣ ንጸቢብ ኣታሓሳስባ ንግዝዊ ረብሓ ጥራይ ይቀርብዋ ።ካብዚ ተበጊሳ ከኣ እያ ለባም ተሳኢኑ ትብል ዘላ በይና ዓለማ ሓብትና ኣብ ክንዲ ትስተር! መጀርታ እዛ ሓብትና ቆልዓ ንምእላይ ድልውቲ ድያ ? እዛ ሓብትና ትደልዮ ዘላ ወዲ ናይ ክሽነን ናይ ደገን ኩሉ በዓሉ ክዓሞ ዝደለየት ትመስል ካብ ጹሑፋ! መጀመርታ ሓዳር ማለት ምጽውዋር ማለት ምኻኑ ዝዘንግዕት ትመስል! አረ እቲ ናይ ተፈጥሮ በዓልኻ ቆልዓ ውለድ ከይትብልና በይና ዓለማ ሓብትና ። ፍቅሪ ናይ ኣቦኽን ኣዴኽን እስከ ተመልስኪ ቁሩብ ዘክሪ ። እስከ ቀሊል ኣብነት ክህበኪ ኩሉ ሰብ ብሳህራ ተሳጊሩ መጺኡ በዚ ሳህራ ዘምጽእዋን ኣዋልድ የሕዋትና ሕጹያት ይኩና ምርዕዋት ክንደይ ካብ % እየን ጠሊመንኦም ክንደይ እየን'ከ ጸኒዓን ? እዚ ሕቶ ነታ ለባም መልሓስ ዝተዋሃበት ሓብትና ክገድፎ ?ስለዚ እቲ ሓቂ ብኣንጻሩ እዩ ዘሎ። እቲ ምኽንያት ከኣ መጀመርያ" ክርጽና ካይበላሸወና ቖልዓ እንተወልድና "ዝብል ቃል ናይ ድኹማት ደቂ ኣንስትዮ ኣታሓሳስባ ኣውግዲ ። ኣቦታና ክምስሉ "መን ምኻንካ ክነግረካ ምስ መን ከም ትኸይድ ንገረኒ" ድዮም ዝብሉ ንስኺ ክኣ ምስ ከማኺ ድኹማት እናከድኪ ከምኺ ድኹማት ዕላማ ዘይብሎም ዋይ ክኣ ዘይብለን ስለ ትኸዲ ለባም ሲኢንኪ ብሕጂ እውን መንፈስኪ እንተዘይ ተቀይሩ ኣብኣ ትደኺ !!
@user-ip2qp5mf4c
@user-ip2qp5mf4c 6 жыл бұрын
Efi Ephi seb kesibe ata burukey mearey entay dea tegagye dye abti azerarbay wey abti melektey mejemerta selam medhaniealem msaka ykun efi hawey kabu halife hmaq ente ele yqreta ktermeni enber ktxerfeni entay bedileka dye jelae gele si ay tmlketenn eya neay anyway kekem lbna gbrna yhabena
@user-ip2qp5mf4c
@user-ip2qp5mf4c 6 жыл бұрын
Wedi Gheri merhaba kubur hawey ane zbelkwo do terediuka eti nsa zbeleto kulu eko haqi aybelkun gn kea wala etom awedat si kemey alewu ezia emo melseley buruk kab tfetweka habtka akberet
@goodluck825
@goodluck825 6 жыл бұрын
Akberet Mebrahtom ዝኸበርኪ ሓብተይ እዚ ትብልዮ ዘለኺ ኩሉ ሓቂ እዩ ብዛዕባ ልባሳትን ዝግበር መጋየጽን ወዘተ ኣይቓወመክን እየ ኣነ ግን ብዛዕባ እምነት ኣብ ቃልኪዳን እየ ዝዛረብ ዘለኹ
@lulaalembrhan7520
@lulaalembrhan7520 5 жыл бұрын
Wow good job bro keep it up i really like that
@fishtumzgi8811
@fishtumzgi8811 6 жыл бұрын
ክብር ሓውና ማሃሪ መክበሪ ባህሉን መክበሪ ሃይማኖቱን ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልካ
@Bergadenhamedu
@Bergadenhamedu 6 жыл бұрын
Naybhaqi meliskala nay kulatna gierka so thanks fani
@mewaelasefa7353
@mewaelasefa7353 6 жыл бұрын
Selam kbur haw mejemerya b etekrbo medeb bsm kulom teketatelti ezi medeb ymesgneka.bmkxal ab mewedaetas aykemtexebekwan kem nata hasab eka degimkalna. any way xibuk srah ajoka kexlo kbleka efetu good luck!!!.
@awetgerie4486
@awetgerie4486 7 жыл бұрын
Thanks fkus keman elni hjs fnan tag
@shewitmekonen9232
@shewitmekonen9232 6 жыл бұрын
Xelolo melkay aykon hawey mebzhtom hemki yehsbue eyom
@lulaalembrhan7520
@lulaalembrhan7520 5 жыл бұрын
Thank you again for posting this
@jong.mariam1732
@jong.mariam1732 6 жыл бұрын
In some locals, credit rating is a break/make issue.
@dawittewolde2261
@dawittewolde2261 6 жыл бұрын
You are amazing!!!
@Sami-js9ll
@Sami-js9ll 6 жыл бұрын
Ya bejaka nska lebam eka melstatka kulu bruh koynu ysmeani really i like you bro 👍🏼
@shewitasmerom6399
@shewitasmerom6399 6 жыл бұрын
Kemey amsika hawey kabza ksema zxenahku fluy neger ayrekebkun kulu ab mealtawi ntfetatna netegbro eyu ane gen kbleka zdeleku eza gal giga alewa maere kndzi gen harqika mzrab ayedln eyu kulatna godolo zelena sebat eya bflay ab eropan awald 🇪🇷🇪🇷 hmak bahri yereya alewa zeynatna gen balmama ab eropan zelekn elka mxraf xbuk aykonen kendey kea alewa bahli aden hizen zgeaza bzkone xbuq tmhrti aythmequ thanks
@lbeymeaduley4075
@lbeymeaduley4075 7 жыл бұрын
ኣብታ ርእሰ ምልዓል ዝበልካያ ነዓይውን ማራ እያ ገሪማትኒ
@abrherberh7929
@abrherberh7929 5 жыл бұрын
ሓዋ ንሰበይቱ ኣቦኣ ንድኣ ዘይቅስኑ ተኮኑ ከ ብሪግፅ ኩሉ ወዲ ናዓይ ማዕረ ኣይኮነን ሓደ ወዲ ንሓንቲ ጓል ዘይበደለ ኣሎ እለ ግን ኣይሓስብን የ ስለዚ ላዕሊ ሙካን ንስካ እውን ኣይገደፍካዮን
@tesfieselie3606
@tesfieselie3606 7 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ፍናን ሓወይ ግን እቲ ንሳ ዝበለዮ ናይ ብሓቂ እንዲኻ ገሊጽካዮ ተኾነ ግን ኣብዚ ሕጂ ዘለና ወለዶ ካብቲ ክንነብሮ ንላዕሊ ንነብር ዝመስለና ወሎዶ ኢና ዘለና ምኽንያቱ ደቂ ተባዕትዮ ኣብ እዝንና ሓጺን ኣብ ርእስና ቀለማት ጸጉሪ ተሰኪምና ካብ ንኸይድ ውሑድ ኣይገበርናን ናታተን ክንሪኦ ከለና ኸኣ ካብ ናትና ብዘይ ፍለ ሕንብርተን ተስቂረን ይኸዳ ኣለዋ ጠንቂ ናይዚ ግን ታይ ዩ ተኢልና ኣርሒቅካ ዘይምሕሳብን freedom nay 1ይ ዓለምን ዩ ምበልኩ ከም ሓሳበይ ናይ መወዳእታን ቀንድን ከኣ ፈጣሪ ረሲዕና ናይ ብሓቂ ግን ከየድነቅኩኻ ክሓልፍ ኣይደልንን ኣምላኽ ይሓግዝካ ቀጽሎ
@hazomotv1561
@hazomotv1561 7 жыл бұрын
Tesfie Selie bhaqi qelixkana
@robwedidemsasembadero2045
@robwedidemsasembadero2045 6 жыл бұрын
Tesfie Selie yep u are right but don’t follow them selfish people any time be strong bro
@abelweldensea7614
@abelweldensea7614 6 жыл бұрын
Aye gbremelsi nktsemio zebhig gelaynitytt
@user-jd2yq8py2x
@user-jd2yq8py2x 7 жыл бұрын
ብመጀመርያ ሰላም ነዓካ ይኩን ግን ንሳ ተጋግያ ክትከውን ትክእል እያ ግን እቲ ናህታ ጉድለት ክትመክርዋን ክትምዕድዋን እዩ ዝግባእ እምበር ንስካ ብተመሳሳሊ እንተመሊስካላ ዳኣ እንታይ ኢና ዳኣ ክንማሃር ?
@gigihazard1156
@gigihazard1156 7 жыл бұрын
That is true bro
@sologrande2317
@sologrande2317 6 жыл бұрын
ነጨይ ሓፍቲ ኪሮስ btikikil
@amanielyordanos2486
@amanielyordanos2486 6 жыл бұрын
Danke mein Bruder
@moskotawet7593
@moskotawet7593 7 жыл бұрын
ጽብቅቲ መልሲ ፡ ወሓለ ኢካ ።
@yemanesemere9664
@yemanesemere9664 2 жыл бұрын
Fnan 100 ente habkuka ywhdeka do you are great
@snittube3875
@snittube3875 7 жыл бұрын
ኣይንካሰስ አቲ ዝበለጸ ኮይኑ ዝስምዓኒ ከም ኣሕዋት ክንመዓድ አዩ ዝበለጸ ምክንያቱ ንሱ አዩ። ብዝኮበ የከንየልና
@kelabhaile554
@kelabhaile554 7 жыл бұрын
Wawww gele aynet gtmi fnan app infotech kexlo
@amanielabrhaleghulbet7315
@amanielabrhaleghulbet7315 7 жыл бұрын
Selam Hagos Ezi zbelkyo ybelxe endyu yegdas ktmeda keleka zeyestewela ahwat hadehade alewana mo xegem yeblun kemzi gieru tegesexena wn
@snittube3875
@snittube3875 7 жыл бұрын
Amanuel Abrhale ane eka zey rdae seb alo ele ayamnn eye dhar kea ymodena aykonen zelo ente zeytegagyes neti nata gbremelsi eu hade tegagu elna mggay kbul aymelenn bzkone aynsaan eza youtube bayto adna do gernaya kkkk
@user-xo3mt7lh2y
@user-xo3mt7lh2y 6 жыл бұрын
ጅግና ኢለካ ኣለኩ።you are hero
@fsheyewediyhiwet150
@fsheyewediyhiwet150 6 жыл бұрын
100 persent heqka qedimkani ember aneewn kzareba hesibe nere
@habtomeyasu2445
@habtomeyasu2445 5 жыл бұрын
ZeArkey tkikl astemhro semaee ezni hilnan yehaben
@fsheyewediyhiwet150
@fsheyewediyhiwet150 6 жыл бұрын
Anta ezia shilu eya men hedar kgebrela fnfan slezkonet eya
@hagertesfay5636
@hagertesfay5636 6 жыл бұрын
ካብ ምውጃልን በለጽን ርሒቅና ብሕልናን ምክብባር ተከድና ይምረጽ☝🏾
@hailehabtom8163
@hailehabtom8163 7 жыл бұрын
Wawwwwwwwww fanu hawey kulu gize mesehegosikani higi emo 1000% yekeniyeley neza sebi eziasi ygibaa eiu
@siyamahmed9907
@siyamahmed9907 5 жыл бұрын
Can you do what a list of character of lebam women have
@michealitelos6332
@michealitelos6332 5 жыл бұрын
selam brother fnan , selam sebaiy weyselam sebeytei iykonein tesaenu, bezeimeslenei etei hade neihadarei keideleiyo kelo eteihade kea gena neisunetu iymenewein keiteble teireie hadaru gedeifu moisten zeiatewa zeiwesa keikoleil teireie, kebzei keiblekelekugein keindey kuburate dekeitebateiyo kemeizelewo iysehatein eyou, at the end mulei seb yelein tesewaweirka eyou eteiguzo zeikeisele meslenei yekeneiyelna.
@negishtube3519
@negishtube3519 6 жыл бұрын
Wiy zimibileki Atekebatir ye zariye enikan buzum Ayinefam
@shishinotse9397
@shishinotse9397 6 жыл бұрын
Yes correct my brother keep it up. Gale zeamene mayi zehakon kulu hade eyo Selezei kea abezey lemoey awalede dea sebe zeykonas aganeneti andeye selezey kea keep it up all my brother"s with grils not contact.
@yohannesnesereab3094
@yohannesnesereab3094 7 жыл бұрын
wawww fnan hawey you are true kexilo 👌👌👌
@hadishhaileslase4836
@hadishhaileslase4836 7 жыл бұрын
Tkkl Fani hawna
@abrahamabraham9053
@abrahamabraham9053 6 жыл бұрын
ጅግና ይበል ግጥሚ: ኣበይ እሞ ክርደአን "ዩ እዘን ርእሲ ኮዮ።
@mulugetmuluget5947
@mulugetmuluget5947 Жыл бұрын
ክክክክክ ናይ በሓቂ ርእሲ ኮዮ
@Filmontesfa
@Filmontesfa 6 жыл бұрын
ሓቂ ይሓይሽ መደባትካ ይከታተሎ እየ ኔረ ሕጂ ግን ኣይግድን። ምኽንያቱ ዓቅምኻ ኣብ ምንባብ ድኣ እምበር ኣብ ምርዳኣን ትንተናን ኣይግድንን። ፊሊ ተስፌ
@awelkeribrahim3480
@awelkeribrahim3480 6 жыл бұрын
nay bahaqi kubur hawey eta zemxeato kulu semieayas kireata tesemiuni malet kemti zibelkay b1/2 nikzlom kitlikimena aygidin bzikone mehari hasabat hibkaya yemesgineka bifilay dma simiet zeyblu gelax gerka bimeqrabka nay bahaqi niedeka kubur haw qexilo 💐🌸🌺🌷🥀
@mengistesfai3441
@mengistesfai3441 6 жыл бұрын
Nice nufue anbabay🤙🤙🤙🤙🤙🤙
@user-ut7jh5qd3x
@user-ut7jh5qd3x 6 жыл бұрын
ሕጂ ኣይኮነን ወልቕ ዘለቕ በለን ድኣ ፍናን ሓውና ንዝርድአን ዓቢ መልእኽቲ'ዩ።
@lwamhani4718
@lwamhani4718 6 жыл бұрын
ናይ ባሃኪ ነከፊታ ጽብክ አዩ ። ሃወይይይ
@meleshadgu3230
@meleshadgu3230 6 жыл бұрын
We are all brothers and sisters so take care of your brothers and sisters
@lulrbahri
@lulrbahri 7 жыл бұрын
haqa Eya mebzahtiu
@sebds7218
@sebds7218 7 жыл бұрын
genau so wie du gesagt hast dass, macht man nur in türkischen Film du bist der Hammer man
@samigym6784
@samigym6784 5 жыл бұрын
Really Fani bro nice job!
@msgnazekarias9061
@msgnazekarias9061 6 жыл бұрын
Selam koynu eu hji awedat ab adna kinkebir ena toba dhri degim
@brhanehaile3738
@brhanehaile3738 6 жыл бұрын
nay bhaki fnan app lebam sebeity keb egzaabiher enber kab kalues ay rkebn wedi tebaatey wun lukue kemue nay bhaki maharit eya thanks
@delinarasi5062
@delinarasi5062 6 жыл бұрын
Keep it up bro
@tesfitweditewelde3336
@tesfitweditewelde3336 7 жыл бұрын
Fanan hawey nesika bteami eka bealih so ana amsegena ayxsgebkan eya
@seareteklay2720
@seareteklay2720 7 жыл бұрын
Fnan ajoka nmeaAd dea kemzi gerna
@dawaman6681
@dawaman6681 7 жыл бұрын
Hakiii weledina nufue sebiayi dihreeu nifieti sebeyit ala kibehali haftey nebsa dea tihteti enber amilak yhagza🙏🏼🙏🏼
@user-fu6vb5yd8o
@user-fu6vb5yd8o Жыл бұрын
የቀንየልና ክብር ሓውና ግን ኩልና ሓደ ይኮናይ😂
@abelhayelom8943
@abelhayelom8943 3 жыл бұрын
Thanks bor xabkte zant
@weiniamine3510
@weiniamine3510 7 жыл бұрын
ሰላም ንዓኩም፡ፍናን ሐወይ እዚኣ ዳኣ ኣነ እየ ንፉዕ ኣነ ኮይና፡ንምንታይ ሚዛናውያን ዘይንከውን ክንደይ ኣወዳት ብኣዋልድ ዝተበደሉ ክንደይ ኣዋልድ ውን ብኣወዳት ዝተበደላ ኣለው ኢና ነቲ ነገራት ክንፈልዩ ዘይንፍትን፡ኣነ ዝብሎ ኣለኒ፡ኩሉ ወዲ ንፉዕ ሰብኣይ ወይ ኣቦ ክከውን ኣይክእልን እዩ፡ኩላ ጓል ንፍዕቲ ሰበይቲ ወይ ኣደ ክትከውን ኣይትክእልን እያ እንታይ ዳኣ ተማላሊኢካ እዩ፡ኣዴታትና እስከ ንረኣ ንሕማቅ ሰብኣይ ሰብኣይ ዘምስለኦ ለባማት ስለ ዝኮና እየን፡ኩላትና ሰብ ጉድለት ኣለና ፡እታ ሕማቅ መጺኣ ዘለና ግን ኣብዘይሃገርና መጺኢና ምስሉያት ክንከውን ንፍትን ስለ ዝኮና ኢና፡ሐንቲ ግን ኣላ ኣዋልድ ንወዲ ውጻኣለይ ይብሎኦ ኢልኩም፡ኣወዳት ከ እንታይ ይገብርወን ትብሉ ዶ፧ንሰብ ልቢ ድየን ስኢነን ወይ ብግዜ ተታሊለን ወይ መሪርወን ዝፈልጥ ሐደ ኣምላክ እዩ፡ኣወዳት (ወዲ) ክሳብ ሂወተ ናይ ምሕላፍ እንታይ ኣምጸኦ፡መቸን ክሳብ ሎሚ ኣይሰማዕኩን ጓል ንሰብኣያ ቀቲላ ዝብል ንሰበይቱ ኣደ ደቁ ቀቲሉ ግን የእዛነይ ጸሚመን ብምስማዕ፡ኣንቱ ፍቱዋት የሕዋት ንኮኖ ዘለና ዘይንፈልጥሲ ክንውንጅል ንውዕል፡ግደፍዎ እንዶ ኣወዳቶም ኣዋልዶም ካብ ስነ ስርዓት ባህሎም ዝወጹ በቶም ኣዝዮም ለባማት ወድን ጓልን ዘይንዛረብ፡ንኮኖ ዘለና ንፍለጥ ክንካሰስ ኣይንንበር፡ኣብ ሃገርና ይጸብቅ ይሕመቅ ሐዳርካ ጌርካ ኢካ ትነብር ኣብ ፍትሕ እንተበጺሑ ድማ ዓቢ ነገር ምስ ዝርከብ ጥራይ እዩ፡ኣብዚ ደገ ከፊዎ ዘሎ ሰብ እኮ ገለ እንተባዳዲልካ ናብ መንግስቲ ምካድ ፡ገለ ግን ካኣ ኣለው ኣለዋ ብሽማግለ ዝፈትሕዎ፡እስከ ካብዛ ምክሳስ ተውጽእ ገለ ሐድሽ ነገር ንፍጠር፡ኣነ ሐንቲ ዝብላ ድማ ኣወንታዊ ኣታሐሳስባ እንተሃሊይና ክንዕወት ኢና ኣሉታዊ እንተሃሊይና ግን ናብዛ ገደል ኢና ንጸድፍ፡ክብሪ እቶም ኣወዳትን ኣዋልድን ለባማት ንሃስዮም ኣላና።የቀንየልና ፍናን ሐወይ፡
@pawloweldekidan7679
@pawloweldekidan7679 6 жыл бұрын
Lebam sebay zsaenki Lebam sebeyti sele zeykonki eki kkkkkkkkkk
@frehayele5091
@frehayele5091 6 жыл бұрын
selam kubur hawna btami eye zemesgneka mknyat zbla zereba eka tezarbka kemakas achahat yweledu kexlo
@yemanebrhane1347
@yemanebrhane1347 7 жыл бұрын
Kbret yhabka fnan hawey wihdwa kemaney
@habteabeyob7391
@habteabeyob7391 6 жыл бұрын
Wowwwww xbku serha eu fnan app hawey ajke berta xetloe
@mikaelfesshaye
@mikaelfesshaye 7 жыл бұрын
መጀመርታ ሰላምን ጥዕናን ይሃበለይ ኩቡር ፍናን ሓወይ ብምቅጻል እቲ ዝገለጽካዮ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣለካ እበርከስ ሰበይቲ ክትበሃል እንተኮይናስ ኣይዶኣ ዘይትክእል እንተኮይናስ ምስ ምንታይ ትቁጸር ዓሻ ሰበይቲ ሲ በታኒት ሓዳራ ይበሃል ምክንያቱ ሕመቃ ከይትሽፍንሲ ንሰብኣይ ተናእሶ ይብሉ ለባማት ሰባት ንጓል መልካዓ ገጻ ዘይኮነስ ትሕትናኣን ውሕልነታን ኢዩ ጓልመን እያ ዘይኮነስ ሰይቲ መን ትበሃል ። ናይ ኣወዳት ክፋእ ድማ ዘይንስካ ምምሳል እቲ ዝከፍአ ድማ ከም ደቀንስቲዮ ኣብ የእዛንካ ካብ ሓቁ ዝሓለፈ ምስቋር ምቁናን እዝስ ምስ ምንታይ ይቁጽር ሰሬካ ኣብታሕቲ ምዕጣቅ ማዓኮርካ እንዳ ተራእካ ኣቦታትንስ ሰሪኦም ሸጥ ኣቢሎም እዮም ዝዓጥቅዎ እዮም ኔሮም ። መቸም ዘርዚርካ ኣይውዳእን እዩ ብዝኮነ ነተን የሕዋትና ከም ናይኣዴታተን ክብርም ግርማን ክለብሳ ማለት ንኩለን ዘይኮነስ ነተን ናይኣዴታተን ዝጠገአን ከምኡ ውን ነቶምኣወዳት ባህሊ ናይ ኣቦታትኩም ዘይሓዝኩም ብዛዕ ናይዛሓፍትና ድማ ኣብልብኪ ተበለሲ ትዕቢት ከም ዘለኪ ኢኪ ትመስሊ ብመልክዕክን ካብዘን ዝብርጠጣ ከይኮንኪ ኣይትተርፍን
@testeklehaymanot584
@testeklehaymanot584 7 жыл бұрын
Woww kef delewa zanta Thank you
@mehrtabdesta9321
@mehrtabdesta9321 5 жыл бұрын
Wawww fnan hawna ebmen tinan yhabka fetari
@russomberhe6909
@russomberhe6909 6 жыл бұрын
ዝኸበርካ ጸሓፋይ ናይ'ዛ መደብ Fnan App.Infotech. ከመይ ጸባ ስተ ጸባ ኣስቲካና ።ነዛ ጋል ገለ ክንብል ትዕግስትና ገንፊሉ, የእዳውን ኣወጣዊትና ነርና እሞ ከመይ ኣብ ውሽጢ ልብና ጸኒሕካ ዝሃብካያ ማዕዳ ኣብ ልባ የሕድሮ ።ክብረት ይሃብካ ።
@sebrgumtext4047
@sebrgumtext4047 6 жыл бұрын
Wllad xega eu amlak ymesgen dekna yhshena
@habtomweldegebriel
@habtomweldegebriel 5 жыл бұрын
Fnan bro hakika edika dea eza medeb kitserha tsbuk gerka meliskala aleka bro thank u
@merhawibeyin5856
@merhawibeyin5856 6 жыл бұрын
Yes!!!!!!!!
@mulyetesfay4866
@mulyetesfay4866 7 жыл бұрын
btami adniqeka ata wedi ajoka qexlo
@efremefrem9796
@efremefrem9796 6 жыл бұрын
Abzi alo lebam zkone zereba bhaqi mesati sane hasab ya bhaqi eta tam ka kukeluana delin hajis ka kabas telebimley endiyo kemu tebahiluley xelelelu kutblu gizea yhelifas haji memekuniya kutgebrena hasiba zeysenafa sebay ka bkusadu hiziwa
@erumesgen5873
@erumesgen5873 6 жыл бұрын
Fanna hawey Telefon sededley eba Delk alku
@kidanederes9999
@kidanederes9999 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ፍናን ሓውና
@lovehabeshatv5346
@lovehabeshatv5346 7 жыл бұрын
ፍናን ሓወይ ብልቢ የመስግና ነዛ ፈሽራኽ ሓሪም መልኡ መልስ ገስምካያ ሎሚ ግራሰ ሚለ ፍራቴሎ
@mekoneneyasu2145
@mekoneneyasu2145 4 жыл бұрын
Nibhaki kubur hawey naten hibkayen
@tekleabraham1357
@tekleabraham1357 6 жыл бұрын
nay bhaki nhna ena nbdlen mejemrya mknyatu nkonekn elna nzey nkonen
ለባም ሰበይቲ መን ይረኽባ?
18:25
Fnan App Infotech
Рет қаралды 382 М.
ስቅታ ኣብ ሓዳር ወርቂ ኣይኮነን( daniel kbret)
13:55
Fnan App Infotech
Рет қаралды 214 М.
小宇宙竟然尿裤子!#小丑#家庭#搞笑
00:26
家庭搞笑日记
Рет қаралды 12 МЛН
EVOLUTION OF ICE CREAM 😱 #shorts
00:11
Savage Vlogs
Рет қаралды 10 МЛН
Iron Chin ✅ Isaih made this look too easy
00:13
Power Slap
Рет қаралды 36 МЛН
Schoolboy - Часть 2
00:12
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 3,1 МЛН
ለባም ሰበይቲ ለባም ሰብኣይ ከመይ ዝበሉ ኢዮም?
1:13:20
Apostle Hneshim Ethiopia
Рет қаралды 18 М.
ኣብ ኤውርጳስ እምበርዶ ለባም ሰብኣይ ኣሎዩ ?
15:31
ሲንግል'የ ሓቀኛ ዛንታ ዓርኪ የብለይን
19:08
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 71 М.
小宇宙竟然尿裤子!#小丑#家庭#搞笑
00:26
家庭搞笑日记
Рет қаралды 12 МЛН