ፀለምቲ ልዝብ ጀሚሮም | ተጋሩ ወሳኒ ዓወት ኣመዝጊቦም |ሰረቕቲ ማይቡምባ ተፈሪዶም

  Рет қаралды 29,767

Tigray Broadcast Service

Tigray Broadcast Service

24 күн бұрын

#ጌታቸው #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #ቆቦ #ኣላማጣ #ራያ #zena_tigrigna #tbstig #ሑመራ #ወልቃይት #ፖለቲካ #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #ኣገው #ዊልያምሩቶ #ኬንያ
ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
Thank you!

Пікірлер: 42
@GersieGebrelibanos
@GersieGebrelibanos 16 күн бұрын
ብጣዕሚ ፅብቅ ኣይትጥፈኡና!!!!
@haftishgebre2775
@haftishgebre2775 23 күн бұрын
❤❤❤
@user-cy4do2lq8t
@user-cy4do2lq8t 22 күн бұрын
ብጣዕሚ የመስግን ኩሉ ግዘ ተከታታሊኩም እየ ሓቂ ሓቁ ጥራሕ ኣቅርቡ
@ThugLife-pe4re
@ThugLife-pe4re 23 күн бұрын
Selam
@kasihaile1969
@kasihaile1969 22 күн бұрын
ፅቡቅ ጅማሮ
@HiwetAberha
@HiwetAberha 22 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ በሪትዑ ሐሪፍ አእዩ
@anisaany6039
@anisaany6039 23 күн бұрын
❤❤❤💯💯💯✅
@user-td4xn8ex9c
@user-td4xn8ex9c 22 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@abadikidane9078
@abadikidane9078 23 күн бұрын
ወድያቱ ንመራሕቲ ግምት መፃወቲ ጆኮር ገይርዎም ብዝግባእ ይፃወት አሎ
@toyotaw2500
@toyotaw2500 23 күн бұрын
ክቡር ሐው ጸለምቲ ማለት ስግር ተከዜ ሑሞራ ማለት ድዩ በየን ሸነኽ እዩ???
@asefaw4345
@asefaw4345 23 күн бұрын
ኣየ መራሕቲ ትግራይ ይሕዝኑ ይጻወተሎም ኣሎ
@barakbintigray1379
@barakbintigray1379 23 күн бұрын
ፍርዱ: ብጣዕሚ: ንኢሱ:እዩ**!! ይግባይ**!!
@yhrahdesta7577
@yhrahdesta7577 22 күн бұрын
🩵🩵🩵🩵🩵
@getachewsioum
@getachewsioum 23 күн бұрын
🎉🎉አነ፡ዝብል፡ጌታቸው፡ረዳ፡አይእመንንዩ።
@yhrahdesta7577
@yhrahdesta7577 22 күн бұрын
ህዝቢ ትግራይ ዕጭኡ ንድፍአ ድፍ ኣዮ ከይ ከውን TDF ከምቲ ቅድሚ 2 ዓመት ዝነበረ ኣካይድኡን ጥምረቱን ዳግም ከረጋግጽ ይግባአ
@tsegatsega1930
@tsegatsega1930 23 күн бұрын
Beredkiset beretbert zerekoio Redet hezbv tigeray Zeserkio leytgawehu
@misginamusazgi6166
@misginamusazgi6166 23 күн бұрын
ተመስገን ካሕሳይ ሰብ ረኺብኩም ዲኹም ዓሰርተሳዕ ተምጽእዎ ዘለኹም ዘሕዝን ዩ
@mekidana315
@mekidana315 23 күн бұрын
እቲ ስራሕ ከም ምዝራብ ቀሊል ኣይኮነን ነገራት ኣይተጎሃህሩ።
@user-fh4in7bt5u
@user-fh4in7bt5u 22 күн бұрын
ብዙህ እድል TDF ወያነ ነይርዎም አቢይ ከብሰልጣን ከባርሩዎ ግን አይገበርዎን ልምንታይ እን ደብረጽዮን አመራርሃ ልሙስ ሰለዝነበረ እዮ። እዚ ስንፍና ናየ ወያነ ንትግራዋይ አብ እንክሊል አእቲዎ።
@kidanehaddish
@kidanehaddish 22 күн бұрын
ሕዝውን ንሰራዊትና ናብዘይንኸስበሉ ኺናት ኣይተእትውና ። ምኽንያቱ ሰራዊትና ክቕፅልን ዘይክቕፅልን እትወሳናይ ኣብይ ወይ ጌታቸው ዘይኮነስ እንኮ ወሳናይ እቶም (ሳልሳይ ወገን) ጥራዮም እዚኣ ድማ ናይ ፖለቲካ እንካ ሃባን ተዓፃፃፊነት ጥራዩ። ካብዚ ወፃእ ዘሎ ኣካይዳ ውዕሊ ኘሪቶርያ ኣፍሪሶም ባዕሎም መሬት ተቖፅፂሮም ኢሉ ሃደሽደሽ ከብሎ ዕድል ማሃብን ክሳራ ንሰራዊትናን ምንዋሕ መከራናንዩ ክኸውን።
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 23 күн бұрын
he is trying to frustrate TDF. ሕጅ እውን ፅንዓት።
@user-md6tu2vy9d
@user-md6tu2vy9d 23 күн бұрын
Rebha hizbi zeyekedm party lomi ykun tsibah Kem tigray aykedlyenan,,,,
@tesfaygebru6712
@tesfaygebru6712 22 күн бұрын
እዚ ኹሉ ዝርዝር ብዝምልከቶ አካል እንተዝመላለፍ'ዶ አይመሐሽን?
@user-vt2uk8xy4c
@user-vt2uk8xy4c 23 күн бұрын
ቢቢሲ ፀረ ተጋሩ መጋበርያ ጆኖሳይደር እዩ
@kebedetilahun7940
@kebedetilahun7940 23 күн бұрын
መንግስቲ ኢትዮጵያ ንግምት ከም አሻንጉሊት/ባንቡላ ይጻወቶም አሎ
@haba11
@haba11 23 күн бұрын
ና ሠራዊት እንቅስቃሰ በኽንዱዙይ ልክእ ምዝጋብ ንፀላጊ መረጃ ምቅባልዶ ኣይኾንይ??
@tbstig
@tbstig 23 күн бұрын
ካብ ናይ ቢቢሲ ጸብጻብ ወጻኢ ዘቕረብናዮ ምንቅስቓስ ሰራዊት ዝምልከት የለን። የቐ
@ilovejesus1480
@ilovejesus1480 21 күн бұрын
መንግስቲ አብይ ዝፃወቶ ዘሎ አይተረደአናን ንትዲኤፍ እተው ይብል መሊሱ ነም'ሓሩ ኡይ በሉ ይብሎም እዛ ዕርቂ ፈትዩ አይአተዋን ኢኮነሚኡ ከስተኻኽል እምበር ስለዙይ ዘዋፀአና ሽርኢ አብይ ንዓለም አብ ምግላፅ ክንጥንክር አለና እዛ ዕርቂ ንኽትፈርስ ሃህ ኢሎም ዝፅበዩ አርባዕተ አካላት አለው እታ ቦምቢ አብ ትግራይ ክትፍንድእ አብይ ይፅዕር ከምዘሎ ንረዳእ
@kebedetilahun7940
@kebedetilahun7940 23 күн бұрын
እቲ ህዝቢ እንታይ ገበረኩም ተሀንጥውዎ
@user-si2hl6gz3g
@user-si2hl6gz3g 23 күн бұрын
አረ አብ ጎኒ ህዝብኩም ኩኑ ባች
@1birryoutube
@1birryoutube 22 күн бұрын
ሓንቲ ሓበሬታ ሐፂራቶ ናካልአይ ወያነ ተጋደልቲ ሰለፊ ዘይወፁ ወይም ዘየማረሩ ስለዝኾነ ዝተጠቐሙ ከይመስለካ ። ዝበለፀ ጉድአት እዩ ዝገጠሞም ከመይ እንተበልኩም በጣዕሚ በዘግርም ንደርጊ ምስደምሰስና በ 1985/6 ዓ/ም ትግራዋይ በዚሑ ኢሎም መለስ ብመነጨዎ እኩይ ሓሳብ ትግራዋይ ዝበዝሖ ወታደር ሒዝና እንተቀፂልና ህዝቢ አይፈትወናን ኢሉ ነዓመታት ዝተጋደለ ጅግና ብ 3000 ብር ቀጠታ ቀኒስዎ አብ ምዕራብ ትግራይ ናይ ሕርሻ መሬት ባዕሉ ቆጥቂጡ ክጦቀም ኢሎም ግን በንፃሩ ዓሶ ተታሒዙ ሰአን ሕክምና ሃሊቁ እዩ ። ንሰልፍን ፀርፍን ዘይወፀሉ ኩነታት ሓደ ሽዑ ሚድያ የለን 2ይ ትዕግስቱ ካብ መጠን ንላዕሊ ኔሩ ፀይርዎ ሓሊፉ እዩ 3ይ ሽዑ ከምዛሕዚ ሰልፊ እንተዝወፅእ ቀጥታ መለስን ሓሻኽሩን ያአሰርዎ ብዙይን ካሊእን እዩ ዘይተፈለጠ እንበር አነ ባዕለይ ምስክር እየ ድፍን 31 ዓመት ተጋዲለ አለኹ ካብቶም ሐደሐደ ንኡሽተይ ዘሓሽኩ እንተኾንኩ ውን ግን ንሕና ብዝለፋዕናሉ ውሑዳት ሚሊየነራት ኮይኖም ብዙሓት ግን አለና አነ ሕዚ ናይባዕለይ ገዛ እኳ የብለይን አብክራይ እየ ዝነብር ስለዚ ሓሳብካ ፅቢቕዩ ግን አብ ተጋዳላይ ዝበፅሕ በደል ካብ ቀደሙ እዩ ንምባል ዩ ሓደሐደ ሓበሬታ ምስ እትደልዩ ስ/ቁ 0907309292 BK ኢሉ ዝኾነ ሰብ ይደውለለይ ።
@isurafelkif
@isurafelkif 23 күн бұрын
ኮነ ኢሎም ሰራዊት ትግራይ ሞራሉ ልክሰብር ዝገብሮ ዘሎ ባንዳ ካብኔ ትግራይ ኢዩ ጌታቸው ረደ ጉጀለታቱ ዝሰርህዋ ኢዮም ዘይአትው ዘይወቁኡ እሰካዕ ማኣዝ ኢዩ አበሰ ቀደሰ ትብልዋም ጀነራላትና ዝይጅምርዋ ይኣኽል
@EyobGebreyohannes
@EyobGebreyohannes 21 күн бұрын
የዚህ ሚዲያ ባለቤት ራስህን ግልጽ ማድረግ አለብህ በትግራይ ስም ሚዲያ መክፈት የሚችል የትግራይ ተወላጅ መሆን አለበት ። ኤርትራውያን ከትግራይ ህዝብ ራስ ውረዱ። ይህ ሁሉ የትግራይ ህዝብ መከራ ከአረመኔ ኤርትራውያን ምቀኝነት እና ተንኮል የተነሳ ነው።
@slime12-so5mx
@slime12-so5mx 23 күн бұрын
ዛ ኩሉ ግዜ ትደጋግምዋ ዘለኹም ተሰልቺ ኮይናላ!! ቀጥታ ናብሐበሬታ/ዜና ምእታው ይሐሸኩም!! ዶሰ ካሊእ ቢዝነሰ ኣለዋኮይና ያ፡፡ ከምኡ ዘበለኒ ኣብዚ ግዜ ማንም ትግራዋይ ብፍላይ ፕሮፎሽናል/ትግረዋይ ንዓዱ/ንህዝቡ በቅንዕና ብሓቂ ክቃለሰን ክሕለቅን ሰለዘይተዓዘብኩ እየ፡፡ ኣብነት ኣብ መራሕትና ዝረአ ዘሎን ከምኡ ውን ከም በዓል ግእዝ ባንክ እኹል ናይ ተጋሩ ብልሸውና ዘረአየ ዩ፡፡ ብሓጺሩ ፕሮፍሺናልነት ተጋሩ ንርኦለና!!
@1birryoutube
@1birryoutube 22 күн бұрын
ተስፋ ዘለዎ ፅቡቕ ሚዲያ ኢኹም ጀሚርኩም ዘለኹም እሞ ብዝበለፀ ቀፅልሉ አጆኹም ።
@hagarawinet2088
@hagarawinet2088 22 күн бұрын
You shameful . You quoting temesgen as Eritrean but he is tigrayan don’t spread false information
@AfariMadSleuthExportedSalt
@AfariMadSleuthExportedSalt 22 күн бұрын
ቀውስ ውሻ
@isurafelkif
@isurafelkif 23 күн бұрын
ጌታቸው ረዳን ጉጅለታቱን ኢዮም አሰተውእል ህዝቢ ትግራይ ምሰ አብዪ ዝሰርሆ ዘሎ ኢዩ ዘተ ኢሉ ተኸደ ጋውናጌታቸው ረዳ ናይ ሓሶት ኢዩ ኩሉ ምሰ አብዩ ዘወዶኦ ኢዩ ከመሰል ኢዩ
@abebeh.8145
@abebeh.8145 22 күн бұрын
ባንዳታት ሻዕብያን ልተጋሩ ክትከፋፍሉ ለይትፍንቅልዎእምኒ የለን ኣይሳኽዕልኩምን መራሕቲ ትግራይ ኣብ ዓላሞኦም ስጡማት እዮም ብሓሳብብ ምፍላይ ናግድን እዩ ካም እዳሻዕብያ 15 ኣብጉድጋድ ኣይኣትውን ተጋሩ ብተጋሩ Never ever will happen just keep dreaming to divide us !!
@sdyy5416
@sdyy5416 23 күн бұрын
ቀደም ሰራዊት ኤርትራ ሰርቖምና ትብሉ ኔርኩም,, ሕጂኸ መን እዩ ዝሰርቕ ዘሎ? ኣየ ንስኹም ዓለም ሙሉእ ፈሊጣትኩም ሓሰውቲን ሰረቕቲን ሙኻንኩም ዋላ እታ ረዲኤት us aid ከልክላትኩም,,
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 23 күн бұрын
ሕጅስ ሰረቅቲ እንድኹም🤨😕
I CAN’T BELIEVE I LOST 😱
00:46
Topper Guild
Рет қаралды 99 МЛН
ОДИН ДЕНЬ ИЗ ДЕТСТВА❤️ #shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 9 МЛН
Was ist im Eis versteckt? 🧊 Coole Winter-Gadgets von Amazon
00:37
SMOL German
Рет қаралды 34 МЛН
I CAN’T BELIEVE I LOST 😱
00:46
Topper Guild
Рет қаралды 99 МЛН