ዕላል ምስ - ድምፃዊ ተጋዳላይ ሰለሞን ተስፋይ (ኣይሰምዕንየ) - 1ይ ክፋል / Desta show - solomon tesfay - tigrigna music

  Рет қаралды 70,719

Desta ደስታ Show

Desta ደስታ Show

Жыл бұрын

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ዕላል ምስ - ሰለሞን ተስፋይ ( ኣይሰምዕን'የ ) - 1ይ ክፋል / Desta show - solomon tesfay - tigrigna music
Copyright ©2023: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Пікірлер: 927
@user-sr5hg8nc3u
@user-sr5hg8nc3u Жыл бұрын
ሶል ክገልፀካ ቃላት ይሓፅረኒ እዩ ጎይታዋይ❤❤❤❤❤ግን እንካዕ ዓይንኻ ረአኹ ኩረዓትና
@VanaVanaa-qn4nw
@VanaVanaa-qn4nw Жыл бұрын
ሶል ጅግና እንኳዕ ሰላም መፃካ ክቡር ሓዉና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ❤❤❤
@blessed4880
@blessed4880 Жыл бұрын
Emo da Asmara atika do wey hawey ab hlmi eka zeleka 😂😂
@NEVERGIVEUP-wu9wi
@NEVERGIVEUP-wu9wi Жыл бұрын
መንደላይ shabia gin Asmi uka iyu bereka asfiruka jobayden uww misbekum shelel iluka
@suge2370
@suge2370 Жыл бұрын
ሰሌየ my king ❤ፀረ ባራዪ😂ብጣዓሚ እየ ዘድነቀካ❤❤
@semerenegash3935
@semerenegash3935 Жыл бұрын
Nkulen agame asmara entezyatye elu arasinu ,,,tebiswen,,,kell koynkn agame teref dron😂
@Rshanmebrahtom
@Rshanmebrahtom Жыл бұрын
ሰሌ ጅግና ወዲ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃካ 💛❤️
@emanuelabrham7134
@emanuelabrham7134 Жыл бұрын
Wedi my telamite
@alishummahmudalishum7279
@alishummahmudalishum7279 Жыл бұрын
Mendelay alahiyuka do
@BilaleHussenAbkadrAbkadr
@BilaleHussenAbkadrAbkadr Жыл бұрын
Eri talya Tay belka
@Germay602
@Germay602 Жыл бұрын
😂😂😂😂😂 Shabya komue ena ngebr ... zesereka shabya u 😅
@rehasetesfalem8680
@rehasetesfalem8680 Жыл бұрын
ኡውይ ኡውይ ኡውይ ኣቱም ሰባት ከመይ ዓይነት ሓንጎል ዮም ዝውንኑ ብጣዕሚ ዩ በቃ ዝገርመኒ ነቲ ዓለም ሙሉእ ትፈልጦ ጅግንነት ህዝቢ ኤርትራ ብቕልጽሙ ን 30 ዓመት ተቓሊሱ ናጽነቱ ዘራጋገጸ ሲ ንሕና ኢና ሓጊዝናዮም ንሕና ኢና ናጻ ኣውጺናዮም ኢልካ ኣሎ ዘረባ ኣንታ ቁሩብ ሕሰቡ ፕሊስ ይሕሶ ዩ ተበሉኹምስ በቃ ትም ኢልኩም ዘየለ ዘይተገብረ ዶሮን ዶሮን ትብሉ ከም ሎሚ ማዓልቲ ተገሪመ ኣይፈልጥን የ ዋላ ን ኣስመራ ባዕልና ኢና ስም ኣውጺናላ ኣበይ ኮይንካ ማራ ኢኹም ፎኮስቲ ሰላም ዘይትደልዩ ካብ ዝሓለፈ ነገር ከማን ኣይትማሃሩን ሕጂ ውን ንነግር ትጽሕትሩ ኣለኹም ፕሊስ ከክብርና ሓሊና ደዶባትና ኣኽቢርና ብሰላም ክንነብር ሓሶት ግደፉ ልብኹም ኣቕንዑ ሓሳዳት ኣይትኹኖ ሓንቲ ምኽሪ ክህበኩም እምበር ካ ብ ትዕቢት ተወጢርኩም መን ከማና ስለ ትብሉ ከመይ ጌርኩም ምኽሪ ክትቅበሉ ዘየለ ዘይኮነ ነገር ካብ ምዝራብ ስቶፕ ጠጠው ኣብሉ ታሪኽ ኣይተባላሽዉ ዝእመን ነገር ሓስው ፎእ ኤፐ ዓልም 9 ዘይትመልእ 10 ከመይ ጌሩ ካሓልፈልና ኩሉ ግዜ ሓሳድ ጎረቤትና እንከሎ ዳሓር ክኣ ኣስመራ እንተዘይ ኣትየ ኣይትግራዋይን የ ኢልካ ደሪፍካ ኔርካ ክክክክክክክክ እቲ ኣብቲ ዶብ ዘሎ ተውለ ሰራዊት ኤርትራ ትም ኢሉ እንባባ እናነጸገ ድዩ ከሕልፈካ ዋላ እናመትኩም ኢኹም ትፍክሩ እቲ ጋዜጠኛ ካኣ ትም ኢሉ ፌራ እወ ሓቅኻ ይብሎ ክልተ ሓደ ብዝኾነ ናትኩም ተዛሪብካ ኣይውዳእን እዩ ከም ገለ ድኣ ሓደ ንፉዕ መራሒ ነታ ክልል ትግራይ እሞ ምስ ጎራባብቱ ሰላም ጌሩ ዝኸይድ ብሓይሊ ፈጣሪ ካብኹም ሲ ተሪፍና ኢና ዕድሜኹም ሙሉእ ሕማቕ ናይ ኤርትራ ክትሓስቡ ጻሓይ ዓሪባትኩም
@ffanuscom2699
@ffanuscom2699 Жыл бұрын
ሰለ ሓወይ እንቃዕ ብሰላም ወጻእካ ካብዚ ኩሉ ጊፋዕ ንሕና ከኣ ኣዚና ኢና ንፈተወካ ከምቶም ኣረመናት ህግደፍ አይኮናን ደገፍትኩም ኢና ክንደይ ጉህና ሕጂ ግን ንዓኻ ርኢና ተሓጉስና ♥️♥️♥️
@ffanuscom2699
@ffanuscom2699 Жыл бұрын
ኣብዚ ዝሓለፈ ክንደይ ካብሰብ ዝረሓቑ ርኢና ንሕናግን ምሳኻትኩም ንሳቐ ጸኒሕና ሕጂከኣ ምሳኻትኩም ተሓጉስና ብፍላይ ናይ ሰለ ኣይሰምዓንየ ትብል ደርፍካ ልዕሊ ተጋሩ ንሕና ሰምዓናያ ቀድሎ ኣጆኻ በርትኣ ኩሉግዜ ምሳኻትኩም ኢና ዝሓወይ ንመጻኢ ሃገረ ትግራይ ክርኢ ተስፋ ይገብር ❤️❤️❤️
@lulu-rv6id
@lulu-rv6id Жыл бұрын
Entay🤔 Asmera entezy atey mebalo deio dese elki/elka entay alewo eio Asmera keato☹️ nesekom tedgfewo dea xeboke aykonen selam mesbake eio ety zeblxe ,merasenty aytkoneo bejakom teref junta
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም ኣምላክ ኣውፀአካሰሎሞን ሓወይ ኣጆኻ ንፉ ሰብ እዩ ዝፍተንኣጆኻዝሓወይ ንፅቡቕካ እዩ።
@user-zn4rq4sx4b
@user-zn4rq4sx4b Жыл бұрын
ጀግና ወዲዞም ጀጋኑ ኮሪዕናልካ ሰሌ❤❤❤❤❤❤
@titigaltigray
@titigaltigray Жыл бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃኻ ሰሌየ ጅግና ❤️❤️❤️❤️❤️
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ሰሌ ጀግና ወድ ዓበይት ኣምላክ ምሳኻ ይኹን ጸላእትኻ ካብ ምድረ ገፅ የጥፈኤልኻ ንሕና ተጋሩ ብጣዕሚ እና ንፈትወካ ነኽብረካ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ_
@rehasetesfalem8680
@rehasetesfalem8680 Жыл бұрын
ኡውይ ኡውይ ኡውይ ኣቱም ሰባት ከመይ ዓይነት ሓንጎል ዮም ዝውንኑ ብጣዕሚ ዩ በቃ ዝገርመኒ ነቲ ዓለም ሙሉእ ትፈልጦ ጅግንነት ህዝቢ ኤርትራ ብቕልጽሙ ን 30 ዓመት ተቓሊሱ ናጽነቱ ዘራጋገጸ ሲ ንሕና ኢና ሓጊዝናዮም ንሕና ኢና ናጻ ኣውጺናዮም ኢልካ ኣሎ ዘረባ ኣንታ ቁሩብ ሕሰቡ ፕሊስ ይሕሶ ዩ ተበሉኹምስ በቃ ትም ኢልኩም ዘየለ ዘይተገብረ ዶሮን ዶሮን ትብሉ ከም ሎሚ ማዓልቲ ተገሪመ ኣይፈልጥን የ ዋላ ን ኣስመራ ባዕልና ኢና ስም ኣውጺናላ ኣበይ ኮይንካ ማራ ኢኹም ፎኮስቲ ሰላም ዘይትደልዩ ካብ ዝሓለፈ ነገር ከማን ኣይትማሃሩን ሕጂ ውን ንነግር ትጽሕትሩ ኣለኹም ፕሊስ ከክብርና ሓሊና ደዶባትና ኣኽቢርና ብሰላም ክንነብር ሓሶት ግደፉ ልብኹም ኣቕንዑ ሓሳዳት ኣይትኹኖ ሓንቲ ምኽሪ ክህበኩም እምበር ካ ብ ትዕቢት ተወጢርኩም መን ከማና ስለ ትብሉ ከመይ ጌርኩም ምኽሪ ክትቅበሉ ዘየለ ዘይኮነ ነገር ካብ ምዝራብ ስቶፕ ጠጠው ኣብሉ ታሪኽ ኣይተባላሽዉ ዝእመን ነገር ሓስው ፎእ ኤፐ ዓልም 9 ዘይትመልእ 10 ከመይ ጌሩ ካሓልፈልና ኩሉ ግዜ ሓሳድ ጎረቤትና እንከሎ ዳሓር ክኣ ኣስመራ እንተዘይ ኣትየ ኣይትግራዋይን የ ኢልካ ደሪፍካ ኔርካ ክክክክክክክክ እቲ ኣብቲ ዶብ ዘሎ ተውለ ሰራዊት ኤርትራ ትም ኢሉ እንባባ እናነጸገ ድዩ ከሕልፈካ ዋላ እናመትኩም ኢኹም ትፍክሩ እቲ ጋዜጠኛ ካኣ ትም ኢሉ ፌራ እወ ሓቅኻ ይብሎ ክልተ ሓደ ብዝኾነ ናትኩም ተዛሪብካ ኣይውዳእን እዩ ከም ገለ ድኣ ሓደ ንፉዕ መራሒ ነታ ክልል ትግራይ እሞ ምስ ጎራባብቱ ሰላም ጌሩ ዝኸይድ ብሓይሊ ፈጣሪ ካብኹም ሲ ተሪፍና ኢና ዕድሜኹም ሙሉእ ሕማቕ ናይ ኤርትራ ክትሓስቡ ጻሓይ ዓሪባትኩም
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
ሕሪር ኹምትር ድይልኹም ድቅ ኡሱ ከምኡ እና ተጋሩ no more ላሓስስ ቐራፅት እና ኣይንድልየኩምንንን ዋሓጥያ ክሮሎኪስ ገይረኽ።
@rehasetesfalem8680
@rehasetesfalem8680 Жыл бұрын
@@akezaberhe6216 እዋይ ጉድ ሕማቕ ስማዓ ኣበይ ኣለኻ ዘይበልዎ ሲ ኣብዚ ኣለኹ በለ ድዩ ዝባሃል መን ከ ደሊኩም ካባኹም የድሕነና ሰነፋት ንሕና ንብል ዘለና ሰላም ጌርኩም ኪዱ ኣይታሓስው ዘየለ ዘይተገብረ ነገር ኣይተውርዩ ኢና ንብል ዘለና ብዘይካ ፈኸራ ድኣ እንታይ ቁምነገር ኣለኩም እስከ ፕሊስ ከይተዛርብና ሰክቲ ባእ ሃላኽ እዚ ፈራዕ ፈራዕ እንዶ ግደፍዎ ኣበይ ዩ ከብጽሓኩም
@asmaerasmaer9441
@asmaerasmaer9441 Жыл бұрын
@@akezaberhe6216 Gexab Adgis Belia belia Neada. 😂😂😂😂😂😂
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
ወድ ኣስመራ ቡዳ ጋሕ በል እንታይ ነፍሑካ ካብ ሓሳድ ጎረቤት ካብ ዕሸኽ ምድሪቤት ይምሓረና ኣምላክ
@elsatawolde1249
@elsatawolde1249 9 ай бұрын
ስሌዋይ መዓረይ ግርማ ትግራይና ዝሓወይ ብጣዕሚ እና ንፈትወካ 💛❤❤❤✊
@reir2557
@reir2557 Жыл бұрын
ንመን ድያ ትኣምን ትግራይ ኣታ ጅግና ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ❤❤❤❤❤❤
@senaytesfaldet9404
@senaytesfaldet9404 Жыл бұрын
Ewaa ata entay eyuu zebel zelo shabiya hzbi eritrea eyu dero atiuu si kmzi kbel jemiru😔😔 😔
@asitifasitif9478
@asitifasitif9478 Жыл бұрын
Ata abey ekum poletica temahirkum
@mebratbeyene2650
@mebratbeyene2650 11 ай бұрын
I love desta show. This show is very important to record our history 🎉🎉
@almaz9888
@almaz9888 Жыл бұрын
Asmara keytemelska way Hawey😂😂😂😂
@kiroswalker7444
@kiroswalker7444 Жыл бұрын
Asmers dea, enkuan do sebis 🐑 ekua zeytinebro. 😆
@almaz9888
@almaz9888 Жыл бұрын
Asmara Asmara yelene bay.......
@semerenegash3935
@semerenegash3935 Жыл бұрын
​@@kiroswalker7444 agame dea kumal hizulna kymex😅😅😅😅agame msta komal tigray zmchoo,,,,,agame wegerti dekom
@lulbahri
@lulbahri Жыл бұрын
መርሓባ Solomon ንመንዲያ ትኣምን ትግራይ is my favorite song ever .thank you for your service .🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤we love you so much. We are waiting for your concert abroad 🎉🎉❤❤❤🎉🎉. And thanks DESTA SHOW for bringing this smart guy,❤️💛💛🧡🧡🌹🌹🌷🙏🙏🙏
@yonitesfe4478
@yonitesfe4478 Жыл бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ሓውና እዩ ፡ሃየ ቋንቁኡ ከምናትና እዩ፡ ሃየ፡ እቲ ካልእ ቋንቋ ከ?😂😂 ዝተማህረ ኤርትራዊ ትግራዋይ ምዃኑ ይፈልጥ እዩ ፡ሃየ ባዕሎም ኣይኮኑን ናጽነት ኣምጼማ፡ኣቦታትና እዮም፡ ሃየ ኣስመራ ናትና ሽም እዩ ፡ሃየ እቲ ዝነቕሐ ኤርትራዊ ትግራዋይ ምዃኑ ይፈልጥ'ዩ፡ ሃየ እቲ ዘይነቕሐ ኤርትራዊ፡ ኣነ ኤርትራዊ'የ እዩ ዝብል፡ሃየ ሓደ ኢና፡ ሃየ ሓደ ክንከውን እንተኼና እቲ ስርዓት ክጠፍእ እንኤዎ😂 😂😂😂😂 እሞ ንሕና ከኣ ኢትዮጵያውያን ኢኩም ንብለኩም ኣለና፡ ካብ ሕሉፍ ዘይምሃር ከ ኣሎ ድዩ ወደይ ።
@Asefaalsa
@Asefaalsa Жыл бұрын
ሶልዬ ጅግና ካብ ካሊእ ልላዕልሲ ዙናሳሓካ ተዕልሎ ዕላልካ እዩ ጅግንነትካ ልገልፅ ኣይዘካ ኩሉ ለፅቡቅ ክኮን ይክእል እዩ ❤❤❤
@neymarteame6888
@neymarteame6888 Жыл бұрын
እንኳዕ ብ ሰላም መፃእኻ ኣንታ ጅግና ❤️👍🏽💪🏽
@tigraweti6377
@tigraweti6377 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤ እንካዕ ዳሓን መፃእካ ሰልየ ጅግና ❤❤ ደስታ ሓወይ እዉን ቀፅለሉ ❤❤❤❤
@user-we9ps6fw4o
@user-we9ps6fw4o Жыл бұрын
ሶለይ ዘኽብረካ ዝፈትወካ❤
@asmerthabte2492
@asmerthabte2492 Жыл бұрын
Enda sereka dika da a asmara ktatu ata gernaw seraki
@ali-yx5ne
@ali-yx5ne Жыл бұрын
welcome bac ስሌ king of king ጅግና ወዲ ጀጋኑ 💛💊💪ሰላምካ ይብዛሕ ማራ ኢና ንፈትወካ ወዲ ትግራይ መዓረይ ግን አዚኣ ህዝቢ ኤርትራ የሕዋትና ትብል ቃል ግደፋ በጃኻ ጎረቤትና ጥራይ ይኣኽል አዩ የኽብሮ አየ ነቲ ህዝቢ ኸም ጎረቤት ክትብል ኣለኻ አምበር አዚኣ የሕዋትና ትብል ቃል ብጣዕሚ አያ ተሕምመና ብሓቂ ብዝተረፈ ሰላምካ ይብዛሕ ❤️❤️❤️❤️❤️l respect you so thank you❤
@nalemna
@nalemna Жыл бұрын
Fetha serau 10000000 atifika werada
@eyobgezai243
@eyobgezai243 Жыл бұрын
Kilae fesam hasawi
@kiserizergabr7241
@kiserizergabr7241 Жыл бұрын
Anta zey hafru ftret do tre eka fekerti
@user-kv1mf1mr1m
@user-kv1mf1mr1m Жыл бұрын
We love you " Solomon " 💛❤💪
@brhanzetigray
@brhanzetigray Жыл бұрын
እንቋዕ ብሰላም መጻእካ ሰሌ ሓውና: ብሓቂ ብምእሳርካ ብዙሕ ሰብ ጉህዩ እዩ ግን ድማ ከምዚ ብጽቡቕ ፍሽኽታ መጺእኻ ስለ ዝረአናካ ደስ ኢሉና! 🕊
@fetawihaki3672
@fetawihaki3672 Жыл бұрын
Lokmax Hasawi Donkoro mealtika texebe Kunet 4y kifal keriba ala shaebiya b higi xubuk gerka kitrieyo eka kondaf ahwatka dle Demenatatna ekum. We're Shaebiya 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪
@nalemna
@nalemna Жыл бұрын
Fetha serau debay guhef emo zemetsaka asemera hasawiti kkk halemeti gena behji zelo yekhefi bezi resha melaskum serhakum
@user-nx6bj7fu6x
@user-nx6bj7fu6x Жыл бұрын
SOL JEGNA , thank lots for all you did for Tigray 💛❤💛❤💛🙏🙏✌✌✊
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 Жыл бұрын
Jegna TDF Solomon Tesfay - great to see you. You are our hero, we love jegna tigraway. Aysemeanye!!! We will never forget your famous song "Aysemeanye"!!!
@user-vs2ww6vr7m
@user-vs2ww6vr7m Жыл бұрын
ውይይይይ ተመስገን ተፈቲሕካ ስለዝረኣኩካ ደስ ኢሉኒ❤
@user-zh8bk4xc9f
@user-zh8bk4xc9f Жыл бұрын
ሶሊ ብጣዕሚ ኢና ንፎትወካ ሓደ ማዓልቲ ክንክሕሰካ ተስፋ ይገብር ናይና ኩርዓት♥️💛💫✊
@habtemariamdebesay2559
@habtemariamdebesay2559 Жыл бұрын
Guhaft belo
@zemselie1897
@zemselie1897 Жыл бұрын
Ane ke Eritrean eye bel shabiya 🐅🐅🐅🐅
@mohammedabdela3667
@mohammedabdela3667 Жыл бұрын
Mhret yewrdelkum Asmera ktblu ktxlelu ekum
@jewharmohammed771
@jewharmohammed771 Ай бұрын
😂
@user-ve5ej9gb8t
@user-ve5ej9gb8t Жыл бұрын
ሰሌዋይ ጅግና ❤❤❤
@qatardoha5290
@qatardoha5290 Жыл бұрын
ዋይ ጸገም ነብስካ ከም ስነ ጥበባዊ ጥፈልጣ ካብ ዓዲ ዕዉራት ሓደ ዓይኑ ይነግስ
@ezra22764
@ezra22764 Жыл бұрын
😂😂😂😂
@hanayemane4360
@hanayemane4360 Жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@slamasooso9970
@slamasooso9970 Жыл бұрын
ሰሌየ ጅግና ኣጆኻ ኣብ ጉንኻ ኣለና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ 💊🤴😚ጽረ ህግደፍ♥️
@user-qg5pu4xy3o
@user-qg5pu4xy3o Жыл бұрын
ሰሌየ ጅግና እንኳዕ ሰላም መጻካ❤
@nuguseberihu9649
@nuguseberihu9649 Жыл бұрын
seriku eu tasiru
@zerudemmelash1214
@zerudemmelash1214 Жыл бұрын
Eritreawian yedstna mankia Leboch.
@teklitberhe8738
@teklitberhe8738 Жыл бұрын
ኩርኩር ናትካ ግበር!
@zerudemmelash1214
@zerudemmelash1214 Жыл бұрын
@@teklitberhe8738 yetalian trafi.
@eframboss7505
@eframboss7505 Жыл бұрын
ኣይተቋርፆ ደስትሽ ኣብዘይ ኾነ ሰዓት እውን ኣይትስሓቅ ብዝተረፈ ቀፅለሉ ሶል ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኻ 🥰🥰
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Жыл бұрын
Laughing is okay, but he interrupt Solomon while he is talking so often.
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ammanberrhaai6912
@ammanberrhaai6912 Жыл бұрын
ከምዝሰማዕክዎ ተኾይኑ ምስተገረፍካ ሰሚዕካ
@gazella2867
@gazella2867 Жыл бұрын
Entay eu ke eti gexu lemani nay xirgya dimesl😂😂😂😂
@michaelmelake9719
@michaelmelake9719 Жыл бұрын
Kkkkkkkkkk nahatu hibkayo abaq agame gexab gex adgi
@rehasetesfalem8680
@rehasetesfalem8680 Жыл бұрын
ኡውይ ኡውይ ኡውይ ኣቱም ሰባት ከመይ ዓይነት ሓንጎል ዮም ዝውንኑ ብጣዕሚ ዩ በቃ ዝገርመኒ ነቲ ዓለም ሙሉእ ትፈልጦ ጅግንነት ህዝቢ ኤርትራ ብቕልጽሙ ን 30 ዓመት ተቓሊሱ ናጽነቱ ዘራጋገጸ ሲ ንሕና ኢና ሓጊዝናዮም ንሕና ኢና ናጻ ኣውጺናዮም ኢልካ ኣሎ ዘረባ ኣንታ ቁሩብ ሕሰቡ ፕሊስ ይሕሶ ዩ ተበሉኹምስ በቃ ትም ኢልኩም ዘየለ ዘይተገብረ ዶሮን ዶሮን ትብሉ ከም ሎሚ ማዓልቲ ተገሪመ ኣይፈልጥን የ ዋላ ን ኣስመራ ባዕልና ኢና ስም ኣውጺናላ ኣበይ ኮይንካ ማራ ኢኹም ፎኮስቲ ሰላም ዘይትደልዩ ካብ ዝሓለፈ ነገር ከማን ኣይትማሃሩን ሕጂ ውን ንነግር ትጽሕትሩ ኣለኹም ፕሊስ ከክብርና ሓሊና ደዶባትና ኣኽቢርና ብሰላም ክንነብር ሓሶት ግደፉ ልብኹም ኣቕንዑ ሓሳዳት ኣይትኹኖ ሓንቲ ምኽሪ ክህበኩም እምበር ካ ብ ትዕቢት ተወጢርኩም መን ከማና ስለ ትብሉ ከመይ ጌርኩም ምኽሪ ክትቅበሉ ዘየለ ዘይኮነ ነገር ካብ ምዝራብ ስቶፕ ጠጠው ኣብሉ ታሪኽ ኣይተባላሽዉ ዝእመን ነገር ሓስው ፎእ ኤፐ ዓልም 9 ዘይትመልእ 10 ከመይ ጌሩ ካሓልፈልና ኩሉ ግዜ ሓሳድ ጎረቤትና እንከሎ ዳሓር ክኣ ኣስመራ እንተዘይ ኣትየ ኣይትግራዋይን የ ኢልካ ደሪፍካ ኔርካ ክክክክክክክክ እቲ ኣብቲ ዶብ ዘሎ ተውለ ሰራዊት ኤርትራ ትም ኢሉ እንባባ እናነጸገ ድዩ ከሕልፈካ ዋላ እናመትኩም ኢኹም ትፍክሩ እቲ ጋዜጠኛ ካኣ ትም ኢሉ ፌራ እወ ሓቅኻ ይብሎ ክልተ ሓደ ብዝኾነ ናትኩም ተዛሪብካ ኣይውዳእን እዩ ከም ገለ ድኣ ሓደ ንፉዕ መራሒ ነታ ክልል ትግራይ እሞ ምስ ጎራባብቱ ሰላም ጌሩ ዝኸይድ ብሓይሊ ፈጣሪ ካብኹም ሲ ተሪፍና ኢና ዕድሜኹም ሙሉእ ሕማቕ ናይ ኤርትራ ክትሓስቡ ጻሓይ ዓሪባትኩም
@gazella2867
@gazella2867 Жыл бұрын
@@rehasetesfalem8680 Natnael asmelash eu dihashe beqa
@rehasetesfalem8680
@rehasetesfalem8680 Жыл бұрын
@@gazella2867 ናትናኤል ድኣ መዳርግቲ ዘይብሉ ዝሕግዞ ሲኢኑ እምበር
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 Жыл бұрын
melalye targa nay tigraway
@asmerthabte2492
@asmerthabte2492 Жыл бұрын
Derho agame belia n agamia
@Fagi-24
@Fagi-24 Жыл бұрын
ሰሌ ጂግና እንቃዕ እሞ ብሰላም መጸኻና❤️ እታ ' ተሓንጋራይ' ትብል ተዳልያ ዘላ ደርፍኻ ኣዚና ብሃንቀውታ ንጽበያ ኣለና: እሞ ኣብ ቀረባ ግዜ ሒዝካልና ደበኽ ክትብል ንጽበ:: ኣርእስታ ደስ ክትብል.. ትኽክል ህግደፍ ተሓንጊሩ እንድኣሉ ኣትዩ እምበር በይኑስ 20 ዓመት እንጋ ጠጠው ኢሉ ተዓዚብናዮ
@rachelgirmay1290
@rachelgirmay1290 Жыл бұрын
God bless you and all TDF.
@user-qp7ku2yc7l
@user-qp7ku2yc7l Жыл бұрын
እንኳዕ ሰላም ወፃካ ሰልየ🥰
@happyboy8798
@happyboy8798 Жыл бұрын
Hakka endika dea asmera ente zey atye aysemen eye ktbl nafkot Asmera endika moitka 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@rehasetesfalem8680
@rehasetesfalem8680 Жыл бұрын
ኡውይ ኡውይ ኡውይ ኣቱም ሰባት ከመይ ዓይነት ሓንጎል ዮም ዝውንኑ ብጣዕሚ ዩ በቃ ዝገርመኒ ነቲ ዓለም ሙሉእ ትፈልጦ ጅግንነት ህዝቢ ኤርትራ ብቕልጽሙ ን 30 ዓመት ተቓሊሱ ናጽነቱ ዘራጋገጸ ሲ ንሕና ኢና ሓጊዝናዮም ንሕና ኢና ናጻ ኣውጺናዮም ኢልካ ኣሎ ዘረባ ኣንታ ቁሩብ ሕሰቡ ፕሊስ ይሕሶ ዩ ተበሉኹምስ በቃ ትም ኢልኩም ዘየለ ዘይተገብረ ዶሮን ዶሮን ትብሉ ከም ሎሚ ማዓልቲ ተገሪመ ኣይፈልጥን የ ዋላ ን ኣስመራ ባዕልና ኢና ስም ኣውጺናላ ኣበይ ኮይንካ ማራ ኢኹም ፎኮስቲ ሰላም ዘይትደልዩ ካብ ዝሓለፈ ነገር ከማን ኣይትማሃሩን ሕጂ ውን ንነግር ትጽሕትሩ ኣለኹም ፕሊስ ከክብርና ሓሊና ደዶባትና ኣኽቢርና ብሰላም ክንነብር ሓሶት ግደፉ ልብኹም ኣቕንዑ ሓሳዳት ኣይትኹኖ ሓንቲ ምኽሪ ክህበኩም እምበር ካ ብ ትዕቢት ተወጢርኩም መን ከማና ስለ ትብሉ ከመይ ጌርኩም ምኽሪ ክትቅበሉ ዘየለ ዘይኮነ ነገር ካብ ምዝራብ ስቶፕ ጠጠው ኣብሉ ታሪኽ ኣይተባላሽዉ ዝእመን ነገር ሓስው ፎእ ኤፐ ዓልም 9 ዘይትመልእ 10 ከመይ ጌሩ ካሓልፈልና ኩሉ ግዜ ሓሳድ ጎረቤትና እንከሎ ዳሓር ክኣ ኣስመራ እንተዘይ ኣትየ ኣይትግራዋይን የ ኢልካ ደሪፍካ ኔርካ ክክክክክክክክ እቲ ኣብቲ ዶብ ዘሎ ተውለ ሰራዊት ኤርትራ ትም ኢሉ እንባባ እናነጸገ ድዩ ከሕልፈካ ዋላ እናመትኩም ኢኹም ትፍክሩ እቲ ጋዜጠኛ ካኣ ትም ኢሉ ፌራ እወ ሓቅኻ ይብሎ ክልተ ሓደ ብዝኾነ ናትኩም ተዛሪብካ ኣይውዳእን እዩ ከም ገለ ድኣ ሓደ ንፉዕ መራሒ ነታ ክልል ትግራይ እሞ ምስ ጎራባብቱ ሰላም ጌሩ ዝኸይድ ብሓይሊ ፈጣሪ ካብኹም ሲ ተሪፍና ኢና ዕድሜኹም ሙሉእ ሕማቕ ናይ ኤርትራ ክትሓስቡ ጻሓይ ዓሪባትኩም
@honestmama2687
@honestmama2687 Жыл бұрын
@@rehasetesfalem8680 ይገርመካዩ ተጋሩ ማለት ሰብመሰል ኣጋንንቲ.
@rehasetesfalem8680
@rehasetesfalem8680 Жыл бұрын
@@honestmama2687 ማራ ኣብዚሖም ሕጂ ሲ ባእ ቁሩብ ሕልና የብሎምን ሕልና እኮ ኖ እዚ ትብሎ ዘላኻ ጌጋ ዩ ይብለካ ዩ ብውሽጥኻ ደኛ ዘይደሊ ፈራዲ ዩ ሕልና ናይዞም ተጋሩ ሕልና ግን ካብ ስራሕ ወጻኢ እያ ለሚጻ ያ ኣይተማዝዝንን ያ ስለዚ ዮም ክኣ ኩሉ ግዜ ሓሶት ጃህራ ፈኸራ ፈራዕ ፈራዕ ዝብሉ ተወሳኺ ንዓይ ዝገርመኒ ክኣ እቶም ኣብ ደገ ድያስፖራ ዝቕመጡ ተጋሩ ዋላሓንቲ ኣይነቑሒን መሊሶም ይድግፍዎም ጀጋና ጀጋና ይብልዎም መሳኪን መንእሰያት ኣብ በረኻ ተምቤን ኣጥፊኦምም መጽዮም ሲ ነዚኦም ጀጋና ክትብሎም ንዓና ከማን ለኪሞሙና ኣለዉ ብሉጻት መንእሰያት ከፊልና ከይፈተና ተገዲድና ድሕሪ መረጻ ሓዲኣ ኣላ ብዛላምበሳ እናበሉ የዳኽሩ ኔሮም ኣብ 2019 ቅድሚ ኩናት ምጅማሩ እንታይ ስለ ዘሎ ብ ዛላምበሳ ዮም ኮምኡ ኢሎም ዝደርፉ ኔሮክ ሩዱእ ዩ እዛ ከዳሚት ናይ ምዕራባውያን ጁንታ ውድብ ሕውሓት ያ ብ ፕሮፖጋንዳ ነፊሓ ዘየለ ጽውጽዋይ ብዛዕባ ሰራዊትን ህዝብን ኤርትራ ኣጸሊማ ን ኩናት ተዳልዎም ኔራ ሕጂ ክኣ ተገምጢሎም ይድግፍዋ ኣለው ብዘይካ እቶም ሓደ ክልተ ለባማት ገዲፍካ ተደልዮም ድሕሪ መረጻ ሓዲኣ ኣላ ናብ ኣዲስ ኣባባ ኢሎም ዘይደርፉ ካብ ምስ ኤርትራ ነገር ዝጽሕትሩ ጽቡቕ ጌርና ስለ ንፋለጥ ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ ግን ዋላሓንቲ ዘምጽዎ ለውጢ የለን ግዜና ድኣ የባኹኑልና ኣለው ኣብቲ ዞባና ሰላም ሰፊኑ ጉዳይ ሃገርና ከይንገብር
@tdf.4046
@tdf.4046 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@mowdave9578
@mowdave9578 Жыл бұрын
Anta ezawedi hijiwin kitgosma eya tetsebeyi beli tsibah suwa endaseteki kenkitsuki eyom shabiya
@mimomm9582
@mimomm9582 Жыл бұрын
ሰሌዋይ ጅግና እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ንኮርዐልካ ነዛም ረሳሓት ኤርትራውያን ፅሕፃሕ ብፅሕፃሕ ገይርካዮም ኢካ አታ ጅግና ንበረልና❤❤❤❤❤💛💛💛💛💪👌
@legsentekle5083
@legsentekle5083 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ😁😁😁
@semerenegash3935
@semerenegash3935 Жыл бұрын
Eritrawyan dea asmiomkum endyom ,,,nsu keman semuu😂 ,,,agame kohafat ab kulu agfihnakum ,,,kemuu ena ngebr eritrawyan ,,, asmara hlmi addis abeba ,,,hlmii
@dejenfessehaye4518
@dejenfessehaye4518 Жыл бұрын
Anta abeyenyti asmera dika tkmet nerka ewa beka hasot natkum eyu
@samrigaltigray6853
@samrigaltigray6853 Жыл бұрын
ሰሌ ጅግና እንኳዕ ብሰላም ወጻኣካ ንፈትወካ እና💛❤
@saragbramariam4116
@saragbramariam4116 Жыл бұрын
Exakt 🙏🙏🙏
@AzuGere
@AzuGere Жыл бұрын
Well come sele❤❤❤
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃእካ ሰሌ ጀግና❤🎉
@sarahfahad2269
@sarahfahad2269 Жыл бұрын
ሰሌ ሓወይ እንኳዕ ብሰላም መፃካ ደስታ እዉንናብዚ ብምቅራብካ ብጣዕሚ ነመስግን
@mesijfgjvjcfzf6426
@mesijfgjvjcfzf6426 Жыл бұрын
ስሌ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ❤❤❤❤
@danieltsegay1413
@danieltsegay1413 Жыл бұрын
ክክክክክክ ኣታ ኣበይ ረኪብዎ እዚ ታሪክ ዋጥኡ ዘይዋጢ ትም ኢሉ ክክክክ
@yirgishy3830
@yirgishy3830 Жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂
@mowdave9578
@mowdave9578 Жыл бұрын
Kkkkk Weyley ezawedi nay abotata endiya dea degimato tilmet Asmara temahiras Wedilemanit
@merilovr5981
@merilovr5981 Жыл бұрын
ሰሌ ሽኮር ኩሉ ስራሕ ካ ቆንጆ ቡሉፅ እዩ አድናቒትካ እየ ነበረልና ውሕዳትን ጥሉላትን
@user-en9rb2kq3t
@user-en9rb2kq3t Жыл бұрын
ሰሎሙን ሓላል❤🙏
@gazella2867
@gazella2867 Жыл бұрын
Trnafe sihtet abet tigrina moyte 😂😂😂diye Gele haxar melai koblile zeytibl tekal tgrinakum
@solomonbeyan-zv5mp
@solomonbeyan-zv5mp Жыл бұрын
መክሲ እንቃዕ ብሰላሞ መጻካ ❤❤❤❤
@mekonnengurmesa4121
@mekonnengurmesa4121 Жыл бұрын
ሶል እንኳዕ ብሰላም ወፃኻ ብጣዕሚ ፅቡቕ ቃለ መሕትት ፅቡቕ መብርሂን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አጆኻ በርትዕ
@michaelmelake9719
@michaelmelake9719 Жыл бұрын
Wedi kahadam agame
@weldemichalgebretnsae647
@weldemichalgebretnsae647 Жыл бұрын
Ata aray wdaq hasawi, Hzbi Eritrea musiqa semio kemzeyfelts b telmedien saesiu tbl. Alietkum ttfae qurhat sefer hasot.😢😢😢😢
@selamgirmay6110
@selamgirmay6110 Жыл бұрын
Demhit eyom zisiesue nerom eko
@berhinhaile1889
@berhinhaile1889 Жыл бұрын
Wedi 11 amet keleka kedkas ab eritrea eye abye lokmax tigray ekia abeka😂
@askiaksumawit5420
@askiaksumawit5420 Жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእኻ ሶልየ ጀግና
@loveelroi4453
@loveelroi4453 Жыл бұрын
Dima Aytihafrin.. Asmara entezeyAtye .. dongika mendelay kideliyeka n tigray mexiu ..
@hanayemane4360
@hanayemane4360 Жыл бұрын
Shaebya ne botatka sre yetkwom sy Asmera weyane nxa awxywa ktbl aythfrn dka bgmtlu dyom mhromukum ay agame thznu
@filmontezare4613
@filmontezare4613 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪
@indriastewelde8765
@indriastewelde8765 Жыл бұрын
GELE....GELEMELE.....nay ERITRAWYAN EYU. gzae mzae nay TIGRAY.
@danielhalefom392
@danielhalefom392 Жыл бұрын
Thanks Desta for bring him on the media.
@eritreanalgebra7704
@eritreanalgebra7704 Жыл бұрын
Seb dika wela tigrawai zibehal alo 🤣 🤣 🤣 🤣 🤣 🤣 🤣 🤣 🤣
@hermelahermela4135
@hermelahermela4135 Жыл бұрын
እንዃዕ ብሰላም ወፃኻ
@binyamtekeste8501
@binyamtekeste8501 Жыл бұрын
eyes:ተረወእቲ ዓጋመ: ሕጂ ኸ ስሚዕካ ዶ
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@hirmela hirmela ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ሓፍተይ
@hewitsayfo2728
@hewitsayfo2728 Жыл бұрын
እንኮዕ ብሰላም ወፃካ ❤
@user-ir7ql2pw8f
@user-ir7ql2pw8f Жыл бұрын
ሴሌ ኮኾብ ትግራይ i lov you marey ❤💛
@fthawimulugieta4851
@fthawimulugieta4851 Жыл бұрын
ብ ኣብ ኤርትራ ዝተምሃርካዮስ ንኤርትራ ኸኣ ከተጥቅዓሉ በሊዑ ኣሉ
@godisgood1751
@godisgood1751 Жыл бұрын
Ygerim Eyu eziaom ayeimenun eyom Eritrea tibihel yelan elika zereba alo ezi kulu amihirika shemi full
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g Жыл бұрын
የቀንየልና ደስትሸይ ነዚ ጀግና ተጋዳላይ ሰሌ ስለ ዘምፃካልና ❤️ ሰሌዋይ ጀግና ብጣዕሚ ንፈትወካ ጀግና ወዲ ህዝቢ እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን ምስ ኩሎም ብጾትካ TDF ❤️
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 Жыл бұрын
Dimsawi keyani Solomon hawna enqae Selam mesaka edme mis tiena temeniyelka niberilna ❤❤🙏🙏💖💖💕💕💚💚🤎🤎❤️❤️❤❤
@tigraylove4084
@tigraylove4084 Жыл бұрын
ኣሰይይይይይ ደቂ ዓደይ ጀጋኑ ክብሩ ነኣኪም ደቂ ህዝቢ ❤🧡🙏🥀
@gazella2867
@gazella2867 Жыл бұрын
Anta fara gesim tidegma kea aleka eza derfi ayfegedkan gnuf 😂
@Gabriella7521
@Gabriella7521 Жыл бұрын
Asmara Kab aynu miwtsae Abyato ezi qomal Agame
@Gabriella7521
@Gabriella7521 Жыл бұрын
Chenawi Agame ab Badme 20 amet kof ilkum atina adna kinmelis
@Gabriella7521
@Gabriella7521 Жыл бұрын
Agame netsanetna b demna ya metsya. Ezi wedi ab meqele dyu zelo?
@Gabriella7521
@Gabriella7521 Жыл бұрын
Another million kitwsku ikum delikum qomalat
@Gabriella7521
@Gabriella7521 Жыл бұрын
Emo kid eto
@geregebre2742
@geregebre2742 Жыл бұрын
ቶስታስ ሃዳሚ መዓልትኻ ተጸበ ታ ትሓስብዋ ከኣ ተግብርዋ ዋግኣ ካብታ ናብ በረኻ ዝሃደምኪማ ንላዕሊ እያ።ኣቦታትካ ደኣ በጀካ ስርቂ ሓሶት እንታይ ኣለዎም።ሰፈርካ ክትጽይቕ ኢኻ ወዲ ጠንቃሊት።😊😊
@danielhalefom392
@danielhalefom392 Жыл бұрын
Finally i am happy to see him. So sorry for this heroes!
@mkkm60
@mkkm60 Жыл бұрын
ሰሊየ ጅግና እንዃዕ ብሰላም ወፃካ
@ffanuscom2699
@ffanuscom2699 Жыл бұрын
💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹♥️❤️♥️
@essayasgebremichal4132
@essayasgebremichal4132 Жыл бұрын
😢😢😢 ኣስመራ ሰብ ዝገበርትካ ኣስመራ ተዘይ ኣትየ ኣይትግራዋይኔ ክትብል ትም ኢልና ኣይኮናን ሽሕ ግዜ ተኮነ ሕያዋይ ኣይትእመን ትግራዋይ ዝበሃል ከምኡ ውን ልቢ ትግራይ ዝባሃል ጽቡቅ መገዲ ኣለና 😢😢😢
@almemu1214
@almemu1214 Жыл бұрын
ዓሳክት በላዕቲ ሰብ ተመንን ኤርትራውን ሓደ እዩ ድሕሪ ሕዚ ንዓና ርእሱ ምቅጥቃጥ እዩ ግዜ ይንዋሕ እምበር እንኳን አስመራ ካልእ እውን ክንበፅሖ ኢና መዓዝ ብዘየግድስ😡😡😡😡
@nalemna
@nalemna Жыл бұрын
Aye atiman tegraway kemresha hasade eyu zefelet mesakin kab tegray zeweled kefelet ewen ayedelin eyu funfunat
@jklmnk9596
@jklmnk9596 Жыл бұрын
Mestelahayke teseme eyu melsey..Eritreawi men mukanu zeyfelte Fesawi TDF..
@fregoitom6568
@fregoitom6568 Жыл бұрын
Selam jegna wedi Tigrai 🐅 hawey ❤❤❤
@HabenTikabo-nx4gs
@HabenTikabo-nx4gs Жыл бұрын
ኣታ እዚ ወዲ ደኣ እዝኑ ኣስሚዕዎ ዶ
@yoniwedi6239
@yoniwedi6239 Жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣aymeslenn
@rutayemane9397
@rutayemane9397 Жыл бұрын
እዋእ ዓጋመ አንታይ ተቐባሊ አደልዩ ናብ ኤርትራ አንድኩም ትስደዱ ተምካ አምበር ክትልምን ሰራቒ
@hgf6568
@hgf6568 Жыл бұрын
ሶል ሸኮር እንኳዕ ብሰላም ወፀካ 👍
@Halamadr146
@Halamadr146 Жыл бұрын
5 mealti yehlife teasire iseyas eu asirika eid sheabiya newh eu kab lomi tetenkek
Haha😂 Power💪 #trending #funny #viral #shorts
00:18
Reaction Station TV
Рет қаралды 16 МЛН
3M❤️ #thankyou #shorts
00:16
ウエスP -Mr Uekusa- Wes-P
Рет қаралды 11 МЛН
Неприятная Встреча На Мосту - Полярная звезда #shorts
00:59
Полярная звезда - Kuzey Yıldızı
Рет қаралды 7 МЛН
በመፈንቅለ መንግሥት ተሳቦ እነማን ሊቀረጠፉ ይሆን?
38:57
Addis Compass Media / ACM / አዲስ ኮምፓስ ሚዲያ
Рет қаралды 7 М.
"ደንበ ፀላኢ በጣጢሳ ዘምለጠት ዘይተዘመረላ ዋዕሮ!"
57:21
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 48 М.
EriPlanet :- Interview with artist Tesfay wata /Last Part/
47:22
Eritrean Old School Mix Music 2021 - DJ TEDDY
29:08
DJ Teddy
Рет қаралды 399 М.
Say Mo - LIL BIT & 1 shot 2 (Waysberg Music Remix)
2:43
Waysberg Music🇰🇿
Рет қаралды 226 М.
Kobelek
4:11
6ELLUCCI - Topic
Рет қаралды 344 М.
Serik Ibragimov - Сен келдің (mood video) 2024
3:19
Serik Ibragimov
Рет қаралды 1,2 МЛН
Iliyas Kabdyray ft. Amre - Армандадым
2:41
Amre Official
Рет қаралды 458 М.
Sardor Tairov - Sen meni yeding (Official Music Video)
5:02
Sardor Tairov Official
Рет қаралды 2,6 МЛН
BABYMONSTER - ‘FOREVER’ M/V
3:54
BABYMONSTER
Рет қаралды 38 МЛН