🟡 ዕላል ምስ ጌታቸው ማኛየ_ ብፕራንክ ዝተማረኸ ተጋዳላይ ኣትሪፈ !

  Рет қаралды 68,436

Unique Show

Unique Show

10 ай бұрын

Unique Show is a KZfaq channel that features interviews with unique people from all walks of life. The channel's host, Semere Birhane and his team, interviews people who have overcome challenges, achieved great things, or are simply living an interesting life. The channel's goal is to inspire and entertain viewers, and to show that anything is possible if you set your mind to it.
Semere's interviews are informative and engaging, and his always gets the best out of his guests. He has interviewed people from all walks of life, including entrepreneurs, athletes, artists, and everyday people who have done something extraordinary.
If you're looking for inspiration and motivation, or if you're just curious about the world around you, then Unique Show is the channel for you. Subscribe today and start watching interviews with unique people from all over the world.
Follow Us
KZfaq ▶ / @uniqueshow.
TikToK▶shorturl.at/beKU7
🔴 ንሓበሬታ Contact us
📶 +251921588398
hanielsami.d@gmail.com
Top Videos
▶ • ዕላል ምስ ተጋዳላይ ፀሃየ ተሾመ ...
ንሸውዓተ መዓልቲ ኣብ ሽንቲ ቤት ዝፀንሐ ተጋዳላይ ▶ • 🔴 ምስ ኣቦይ ኣብ ሽንቲ ቤት ኣ...
ኢድ ካይሃለዋ ኮከብ ተኳሲት ኮይና ዝተመዝገበት ▶ • ካብ TDF ኮከብ ተኳሲት ኮይና ዝተ...
ብዘይ ኢድን እግርን መኪና ዝዝውር ሰብ ▶ • ብዘይ ኢድ_መኪና ዝዝዉር መስተንክር...
ዝኾነ ይኹን ህንፃ ብእዱ ተገልቢጡ ዝወርድን ዝድይብን ▶ • 🛑 " ብኽሳዱ_ መኪና ዝጎትት መ...
🟡Subscribe by clicking the link
✅ Subscribe here 👉shorturl.at/krFUX
#Unique Show #Tigray#Gere emun#GEREEMUN#gereemu#ZARATIGRAY#zaratigray
*Unique show#ሰቐላ ሾው#SekelaSHOW #sekelashow#getachewmagnaye#getache #Tigrat tv news#Dimtsi weyane news #TMH#stalin#ስታሊን#ዛራ_ትግራይ#ዛራ_ሚድያ#Abel birhanu#abelbirhanu
#ዩኒክ ሾው#new year #2016#Hadishamet#Adisametmusic#newyearmusic#New year 2016
##uniqueshow New year2016#todaynews#getachew_atsbha#Getachew_reda#debre_tsyon
#ጌታቸው ኣፅብሃ#Tegadelti#TDF#Amhara Fanao#ethiopian New year#pagumen#ጳጉሜን2016#
#new interview video#eletawi#odayethiopian_news#New tigray music#Tigra media House

Пікірлер: 444
@tijigaletigray3933
@tijigaletigray3933 10 ай бұрын
ኣየ ሰብ ተሰሓቐ ተተጫወተ ውሽጡ ለይፍለጥ ክንደይ ፀገም ለከ ትፃዊሩ ገችዋይ ፅንዓት ይሃብኻ😭😭😭
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 10 ай бұрын
ብሓቂ😢😢😢
@KalabHagos-ue6wo
@KalabHagos-ue6wo 10 ай бұрын
Btaami 😢 tsnat yhabka gecho hawey 😢
@Fanu1951
@Fanu1951 9 ай бұрын
ብሓቂ ኻብደይ በልዑን😢
@samerasamer3870
@samerasamer3870 9 ай бұрын
@trtr7358
@trtr7358 9 ай бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏😢😢😢
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 10 ай бұрын
ኣየ ትግራዋይ ቑስሉ ሓብኡ ስኑ ኽምስ💔😭😭😭😭ጽንዓት ይሃብኻ ጌታቸው ሓውና🙏
@tdflove3582
@tdflove3582 10 ай бұрын
ኣይ ትግራዋይ ኩሉ አብ ወሽጢ ክንደይ እዩ እንኦ. ድቡቁ😢 ገችዋይ ኣይዘኻ ፅንዓት ይሃብኻ😢 ተጋርዋይ ፅርየት ንደጋገፍ ♥♥♥♥
@natsi617
@natsi617 10 ай бұрын
ጅግና ሓወይ ኣጆኻ ንሓፍትና መንግስተ ሰማያት የዋርሳ ጠንካራ ኩን 🙏
@medhin8187
@medhin8187 10 ай бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃእኻ ጀግና ሓዉና ጌች❤ ፅንዓቱ ይሃብካ ክቡር ሓዉና ጉድ እዩ ረኺቡ ህዝብና ። ብሰላም ምፀና #ሰቐላ ኩልና like ክንገብር ድልዋት ኢና❤
@SeluKiros-lu9cv
@SeluKiros-lu9cv 10 ай бұрын
ዋይ ሓወይ ስኒ ጋና ዝባሃል ኣባካ ፈሊጠይ ዝኩላይ ቁስል ፀይርካ ኣጆካ ፅንዓት ይሃብካ ጅግና ኢካ😢😢
@scienceine
@scienceine 10 ай бұрын
እዚ ዝገርም ታሪክ ስለ ዘካፈልኩምና ካብ ልቢ ነመስግን Thanks❤❤❤❤❤❤
@selambuu473
@selambuu473 9 ай бұрын
ቅድመኻ ዳኣነ ጌችዋ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻ ናሓፍትናውን መንግስተ ሰማይት ያዋርሳ😢❤❤❤❤
@mekiyamohamned915
@mekiyamohamned915 10 ай бұрын
ሓወይ ተሰሓቀስ ሕጉስ ይመስል እዝኹሉ ፀገም ፀወሩ አይ ትግራዋይ ሓቦኛ ነፋስ ይምሓር ንሓፍትና😢😢😢😢😢
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 10 ай бұрын
ጌጅዋይ ጅግና መርኣያ ፅንዓት ኣጆካ ፅንዓት ይሃብካ ተባዕ ትግራዋይ😢💛❤️🦁👊
@user-rj6zh1sx5d
@user-rj6zh1sx5d 10 ай бұрын
ኣጆካ ጅግናዬ ኩሉ ዝሳሓቀ ሕጎስ ኣይካንን ፈተና ዘሎ ዩ ኣብሽር❤❤
@mahlitlove4291
@mahlitlove4291 10 ай бұрын
አጀኻ ጅግና ሓወይ ፀገም ሓላፊ ዩ 😥💪💛❤️
@merihaftigerefedayhne8307
@merihaftigerefedayhne8307 9 ай бұрын
ክንደይ ይጥንክር 🥰👍🏻 ብዙሕ ክገልጾ ዝደሊ ሓሳብ ዉሽጡ ኣለዎኣንዉሕ ኣቢልካ ሙሉእ ግዘ ኣይሃብካዮን ዝሓተትካዮ ሕቶታት እዉን ኣዕጋቢ ኣይኮነን ብዙሓት ኣድለይቲ ነጥብታት ክትሓቶ ተፀብየ ኔይረ ብዝኾነ ርሑስ ኣዱሽ ዓመት ይግበረልና / ኹም 🥰🙏🏻
@eiyorsalemhaylemaryam5038
@eiyorsalemhaylemaryam5038 9 ай бұрын
ብጣዕሚ እምበይ ጀግና ኩሉ ፀይሩ ኣብ ውሽጡ ገይሩ ፍሽክ😔❤👑
@user-pl3jn4si8j
@user-pl3jn4si8j 10 ай бұрын
በእዉነት ስን ጋና ገቹየ ኣጆኻ ፃናዓት ያሃብኻ ማሪያምን ብጣዕም የኡ ልብኻ ይትንክፍ😢😢😢😢
@user-zs8pj4ox9i
@user-zs8pj4ox9i 10 ай бұрын
ጽናዓት ያሃብኻ እዝ ሓወይ ሓፍትናለ በገነት ያንብራ🙏
@zed8332
@zed8332 10 ай бұрын
ጌችየዋ ጀግና ወድ ራያ አጀኻ በረትዒ ❤❤ንዝሞታት ሓፊትናለ ነብሳ ባአፀደገነት ያንበረልና😢😢😢💔💔💔
@user-mc2jm1bl8i
@user-mc2jm1bl8i 10 ай бұрын
ውይ ሓወይ አየ ትግራዋይ ኹሉ ኣብኻብዱ ትስሕቕሎስ እዚኹሉ ፀገም ዘለዎ ዘይመስል ኣጆኻ ሓወይ ኣብ ኹሉ ዘሎ እዩና ብጣዕሚ የና ንፈትወካ❤ንሓፍቲናለ መንግስተ ሰማይ የውሪሳ🙏
@user-yo7oy4fb5x
@user-yo7oy4fb5x 10 ай бұрын
ጅግናየ ጥንካሬ ይሃብካ ንአአለ መንግስተ ሰማያት የዋርሳ😢😢😢😢 አነስ ክፈትዎ❤❤❤❤
@salamsalam-kf8lg
@salamsalam-kf8lg 10 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኻ ዝሓወይ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g 10 ай бұрын
ኣጆኻ ጌችየ መዓረይ ፅንዓት ይሃብካ 😥 ለካ ኩሉ ፍሽኽ ዝብልስ ዉሽጡ መን ይፈልጥ 🥺🙏
@Dhhehdh-ri7gb
@Dhhehdh-ri7gb 8 ай бұрын
ዋዉ
@Dhhehdh-ri7gb
@Dhhehdh-ri7gb 8 ай бұрын
ዋዉ
@abrehetlove6269
@abrehetlove6269 10 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኪ ጌታቸው ሓወይ ፧💔😭🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-tb5jb8vn1d
@user-tb5jb8vn1d 10 ай бұрын
ፅቡቅ መደብ ቀፅሉሉ ዘምናትና ጀጋኑና❤🥰
@sindayosindayo4882
@sindayosindayo4882 10 ай бұрын
ሰኑ ሃም ሳሓቕ ሓቅ ይምርስለን ነይሩ ጌችየ ፅናዓት ያሓብኻ 😭😭
@user-qp2qo9dc9r
@user-qp2qo9dc9r 10 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብካ ዝሓወይ😭😭😭😭
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 10 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ተጋሩዋኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@weynigaltewahdo2854
@weynigaltewahdo2854 10 ай бұрын
ኩሉ ሰብ ኣብ ዉሽጡ ገይሩ ክምስ ህዝብይ😢ገች ሓወይ ፅንዓት ይሃብካ 😥🙏
@user-jk3dt7nf6d
@user-jk3dt7nf6d 10 ай бұрын
ጅግና ሓወይ ዕደመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ብጣዕሚ እየ ፍትው ዘብለካ ❤
@negestinina-dg6pi
@negestinina-dg6pi 9 ай бұрын
ንሓፍትና መንግስተ ሰማያት የዋርሶ 😢😢😢😢ኣጆኻ ዝሓወይ ፅንዓት ይሃብኻ ጠንካራ ጅግና❤❤❤❤
@user-te3vf5hl8q
@user-te3vf5hl8q 10 ай бұрын
ጌቾየ ናይ ብሓቂ ጅግና ኢኻ🥺💥⭐️❤😘
@salamuh3253
@salamuh3253 10 ай бұрын
ጽንዓት ይሃብካ 😭😭ዝሓወይ ጅግና ብጣዕም እና ንፈትወካ
@yekaleenat6552
@yekaleenat6552 9 ай бұрын
❤❤❤❤ ሰመረ ጎሮባየይይ እስይ ደስ ምባልኹም ባሓቂ
@01tigray
@01tigray 9 ай бұрын
እግዚአብሔር የፅንዕካ ዝሓወይ 🙏😥
@hdbw9970
@hdbw9970 10 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብካ ዝሓወይ ማዓረይ😢
@user-wm5nr1lc4y
@user-wm5nr1lc4y 9 ай бұрын
አጆካ ጅግና ሓወይ ጽንዓት ይሃብካ ንሓፍትና ደማ እግዚአብሔር ብየማኑ ይቀበላ
@TheCritic101
@TheCritic101 10 ай бұрын
ጌች ጅግና! ኩራዕ ኩላትና ተጋሩ ክነኹረዐካ ኢና ፅንዓት ድማ ይሃብካ!
@user-pz1mk4kk9h
@user-pz1mk4kk9h 10 ай бұрын
ጌችዋይ ወዲ ዓደይ ሰላምካ ይብዛሕ❤❤❤❤❤❤❤❤
@mommommommom9907
@mommommommom9907 10 ай бұрын
ኣጆካ ማዓረይ ጌችዋይ ጅግና ሓወይ 😢❤
@fjgfjfg1826
@fjgfjfg1826 2 ай бұрын
ፅንዓት ያሃብካ ክብር ሓወይ ንባዓልቲ ቤትካለ መንግስተ ሰማይ የዋርሰን😭😥
@asqualedesta9160
@asqualedesta9160 10 ай бұрын
ጽንዓት ይሃብካ ዘሓወይ 🙏💔ንሓፍትለ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ 🙏
@user-yh4js2gn7c
@user-yh4js2gn7c 10 ай бұрын
ማዓረይ ፅንዓት ይሃብካ😢😢😢
@haftayhagos3397
@haftayhagos3397 10 ай бұрын
ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ ጌች ጎብዝ ቀፅለሉ!
@user-nx6bj7fu6x
@user-nx6bj7fu6x 10 ай бұрын
thank Lots for all you did For Tigray Tagadalay 💛❤💛🙏🙏🙏✌✌
@berhanalami806
@berhanalami806 10 ай бұрын
ኣጆካ ዝሓወይ ጅግና ፅንዓት ይሃብካ ልሓፍትና መንግስተ ሰማይ የዋርሳ😢😢😢❤❤❤❤❤
@FikirtGebiregZihabr
@FikirtGebiregZihabr 9 ай бұрын
ጌቼ እግዚአብሔር ያግዝ ጀግና ነህ ሁሉም የትግራይ የትግራይ ወዳጀ ካንተ ጋር ነው ሰላም ይሁን❤
@ameiajuneidi7901
@ameiajuneidi7901 9 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኻ ሓወይ 😢😢😢💔💔💔
@tigrayadey7478
@tigrayadey7478 10 ай бұрын
ገቹ የይ ጅግና ወድ ትግራይ ብጣዕም ኢና ንፈትወካ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@lilihafithalofom270
@lilihafithalofom270 10 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኻ ጌቼዋ😢😢😢
@keduse1821
@keduse1821 10 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብካ ጌች ህዝቢ ትግራይ ዘሕለፎ ስቃይን መከራን እንታይ ኢና ክንፀውዪ.አጆካ ጌችየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጎታዋኒ .Thank you for your service TDF💕💕💕💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️🌼🌼🌼🌼
@ngstik2kahsu699
@ngstik2kahsu699 10 ай бұрын
ብጣዕሚ መሕዘኒ ጎቹዋ ፅንዓት ይሃብካ መንግስቲ ሰማያት ያዋርሳ መሕዘኒ ሓደ ሓደ ሰባት ብላዕለዮም ሪእና ሕጉሳት ሐዘን ለይብሎም እዩ ልመስለና ለካ ህንደይ ሓሊፍካ ኢካ ብሓቂ ፅኑዕ ኢኻ😢
@Tigray122
@Tigray122 6 ай бұрын
ሓወይይይ ጅግና 💎💔💛
@fhfgjg633
@fhfgjg633 10 ай бұрын
አሜንንን መልካም ሓዲሽ ዓመት ይገበረልና
@sawddawd1946
@sawddawd1946 9 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብካ ዝሓወይ 😭😭😭
@lemlemgrzhr4473
@lemlemgrzhr4473 10 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብካ ወዲነይ🙏💔
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 10 ай бұрын
ኣጆካ ክቡር ሓውና ጽንዓት ይሃብካ🙏😥😥😥😥
@user-ph2qf6yu7i
@user-ph2qf6yu7i 10 ай бұрын
ጎይታዋይ ፅንዓት ይሃብካ💔ጠንካራ ኢካ ካባካ ብዙሕ ተምሂርና ብጣዕሚ እየ ድማ ዘድንቀካ😍
@user-gr9lp5ep7x
@user-gr9lp5ep7x 9 ай бұрын
ገቹዋ ኣጆኻ ማዓረይ😢❤
@user-bs5ne3pm9j
@user-bs5ne3pm9j 10 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣር ጂግና TDFy ❤❤❤❤
@Tglove--
@Tglove-- 9 ай бұрын
ጎይታዋይ እንተሳሓቀስ ደስተኛ ትመስል ገችዋይ ትግራዋይ ባዓል ሓቦ እግዚአብሔር ኣምላክ ፅናዓት ይሃብካ ኣንበሳዋይ ልባዓልቲ ቤትካ እዋን ኣብ ሕቅፎ ቅድሳን ይንብራ😭💔
@user-vu4zt2zi3y
@user-vu4zt2zi3y 9 ай бұрын
Betam zedenqka marye
@SamiraHabsh-dx7wk
@SamiraHabsh-dx7wk 10 ай бұрын
ጌች ማኛ ንፈትወካ የና ወዲ ዓበይት ኣይዘኻ ፅናዓት ያሃብካ 😢ኣሸናፍ ደመቀ ደራፋይ ተጋደላይ ኣቅርበልና
@assass8589
@assass8589 Ай бұрын
ጎይታዋይ ጅግና ፅንዓት ይሃብካ ናይና ንሕበነልካ ንሓፍትና ለውን መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ኣይዘካ 😢😢😢😢😢
@user-si6jk6ve6m
@user-si6jk6ve6m 10 ай бұрын
😢 ነፍሶም ይምሐር እህ ህዝበይ ዝረከቦ 😢 ጎበዝ በቃል ኮፍ ኢልካ ክንገር ቀላል ይመስል ጀጋኑ እግዚአብሔር ይመስገን ሕዚውን ሙሉእ ሰላም ይግበረልና
@elsatawolde1249
@elsatawolde1249 10 ай бұрын
ጌችዋይ መዓረይ ኣቦ ፅንዓት ለካ ብዙሕ ቆስሊ ኣሎ ኣብ ውሽጥካ ጅግናየ ኩሉ ክእልካ ፍሽክታ 😢❤ መፃኢካ ብሩህ ይኩን ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልኩም ጀጋኑ ተጋሩ 💛❤
@hagosbeyra4978
@hagosbeyra4978 9 ай бұрын
ኣብ ሕድሕድ ትግራዋይ ክንደይ ዘይተዘረበ ዛንታ ኣሎ😢 ፅንዓት ይሃብኻ ጌቾዋ ሓሳብ ልብኻ የስምረልኻ ተተኻኢሉ ስልኪ ቁፅርኻ ተተቐምጥ ፅቡቕ ነይሩ።ሰላምን ራህዋን ንህዝብና❤
@user-lt8fp4yi1p
@user-lt8fp4yi1p 10 ай бұрын
ዝሓወይ መዓረይ ፅንዓት ይሃብካ 😢😢ውሽጥኻ ሕርር ላበልካ ክምስስ ምባል ለሚድናዮ ተጋሩ😢
@danechannel4602
@danechannel4602 10 ай бұрын
ፅንዓት ይሃቡኻ ጌች😥😥😍😍👍
@user-hm1gw3er5q
@user-hm1gw3er5q 9 ай бұрын
አታ ነዝወዲ ዘይምድናቅ አይከኣልን!!!❤❤❤
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 10 ай бұрын
ዋይ ሓወይ ኣጆኻ ፅንዓት ይሃብኻ ዝሓወይ ኣሕሕ😢😢😢
@embeyteyberhe515
@embeyteyberhe515 9 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኻ ሓፊትናለ መንግሰተ ሰማያት የዋርሳ እፍፍፍ ጀግና ኹሉ ዳዊሸጢ😢😢😢😢
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 10 ай бұрын
ጌቾ ጅግና ሓውና ንሓፍትና መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ፅንዓት ይሃብካ
@user-sk5yf8sj4u
@user-sk5yf8sj4u 9 ай бұрын
😢😢😢😢እወይ ሓወይ ብስማአብ ፅንዓት ያሃብካ ዝሓወይይይ መንግስተ ስማይ የዋርሶ ንባዓልቲ ቤትካ😢
@shewitberhegebremariam811
@shewitberhegebremariam811 10 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብካ ሓወይ
@user-oe3ry9lv8z
@user-oe3ry9lv8z 10 ай бұрын
ውይ ጅግና ሓወይ ፅንዓት ይሃብካ 😢😢
@senaytberhe4604
@senaytberhe4604 9 ай бұрын
ሓወይ ናተይ ፅናዓት የሃብካ ንሓፍትና ካአ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ኣጆካ ዛሓወይ🙏🙏🙏😭😭😭
@hanna838
@hanna838 10 ай бұрын
Nice interview.
@user-hb4gz6cm5y
@user-hb4gz6cm5y 9 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብካ ክቡር ሓወይ ጅግና በሓቂ
@user-pz9ey6hn8n
@user-pz9ey6hn8n 10 ай бұрын
tsenat yehabka gacho jeganuna ekum ahiwatey❤
@uyth8675
@uyth8675 9 ай бұрын
እፍፍፍፍፍ ጌችዋይ ማዓረይ ፅኖዓት ይሃብካ አብ ትግራይ ዘይተነገረ እበ ዘይተገበረ የለን😢
@user-vn6lh5co8f
@user-vn6lh5co8f 10 ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርስ ፅንዓት ይሃብካ ጌች ሓወይ 😢😢😢😢😢😢
@shewitgeremedhin6058
@shewitgeremedhin6058 10 ай бұрын
ኣየ ጅግኒነት ኩሉ ተፃዋሪነት ክብሪን ምስጋናን ናዓኻትኩምTdfeyyyyyyyyyyyyyyyyy
@SaraSara-zu2vl
@SaraSara-zu2vl 9 ай бұрын
😢😢😢 ኩሉ ሰብ ኣብ ዉሽጡ ቡዙሕ ሕማም ኣለዎ ኣጆካ ወዲ ራያ
@user-lw8hw3fc7j
@user-lw8hw3fc7j 10 ай бұрын
ጀጋኑና እግዝኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጌች ጅግና እግዝኣብሄር ምሳኻ ይኹን ፅንዓት ይሃብካ🙏😔
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 10 ай бұрын
Nikulukm enqae Abxehakum jeganuna❤🙏
@amnaslama4484
@amnaslama4484 10 ай бұрын
ኣጀኻ ክብር ሓውና ፅናዓት ያሃብኻ እፍፍፍፍፍፍ ሰብስ ተሳሓቀ ደስተኛ ይመስል ክንደይ ችግር ፀውሩ ይኸይድ😢😢😢😢😥😥😥😥😥
@Ykgxu
@Ykgxu 9 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኻ ጌቺዋይ ንሓፍትና ውን ኣብ ገነት የንብራ😭💔😭
@user-dn7uo2by4q
@user-dn7uo2by4q 9 ай бұрын
ንሓፍትና መንግስተ ሰማያት የዋርሳ ፅንዓት ይሃብካ ዝሓወይ ፅንዕ በል 👏👏👏😪😥
@ftggtt1969
@ftggtt1969 10 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኻ ውድኖዋ❤❤😢😢
@user-bp5ye2rh6f
@user-bp5ye2rh6f 10 ай бұрын
ኣይዘካ ፅንዓት ይሃብካ የኔ ጆግና ወዲህዝቢ😢😢😢
@wakayent
@wakayent 10 ай бұрын
Thanks Ohh ብጣዕሚ ዝገርም ምድላው Thanks💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊👍👍👍👍❤❤
@dassmedia.
@dassmedia. 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም እዩ
@tsadkangalabrha1682
@tsadkangalabrha1682 7 ай бұрын
እዉይ መዓረይ ፀላኢኻ ለከ እቲ ዝስሕቕን ዝጫወትን ሰብ ብዉሽጡ ሓዘን ዝተቐብረ ዩ😢😢😢
@makitigraweyti1623
@makitigraweyti1623 10 ай бұрын
ጎታዋይ ፅንዓት ይሃብኻ😢😢😢😢
@user-ix1sg1kn2n
@user-ix1sg1kn2n 9 ай бұрын
Legerem show keep it up
@user-le4dq9iv9p
@user-le4dq9iv9p 10 ай бұрын
ጅግና ሓዉና🥰❤️
@MG-su4nh
@MG-su4nh 9 ай бұрын
Welcome 🙏
@laylaal7008
@laylaal7008 10 ай бұрын
😢😢እግዚአብሔር ሓይሊ ይክንካ አጅካ ዝ ሓወይ😢
@martahiruy5104
@martahiruy5104 9 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኻ ጌቾ ሓፍትናለ መንግስተ ሰማያት የዋርሳ 😢😢😢
@HyatEbrahem-jb7ji
@HyatEbrahem-jb7ji Ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤ፅንዓትይሃብካ!ጌችዋይ
@fikadushewitgidey1467
@fikadushewitgidey1467 10 ай бұрын
Gech superb
@Solking-23
@Solking-23 10 ай бұрын
ፅናዓት ይሃብካ ሓወይ😢😢😢❤❤
你们会选择哪一辆呢#short #angel #clown
00:20
Super Beauty team
Рет қаралды 50 МЛН
Vivaan  Tanya once again pranked Papa 🤣😇🤣
00:10
seema lamba
Рет қаралды 34 МЛН
ማኛዬ ሾው ቁፅሪ 2 - Megnaye Show Number 2
14:34
GolGol Media
Рет қаралды 34 М.
ጻንሕት ሓድሽ ዓመት ምስ መኳንንት
12:31
Seqela show(ሰቐላ ሾው)
Рет қаралды 15 М.