ጓዕጓዕ - ኣሸናፊ ብርሃነ (ዲጄ ኣሹ ትግ ትግ) - ሓድሽ ጓይላ ሂፕሃፕ - Dj Ashu Tig Tig - New Tigrigna Guayla Music 2023

  Рет қаралды 903,536

ላዛ ሪከርድስ Laza Records

ላዛ ሪከርድስ Laza Records

Жыл бұрын

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited

Пікірлер: 920
@tdfwahesey7651
@tdfwahesey7651 Жыл бұрын
ኣሹየ ጅግና ራፐር ትግራይና ንኣሹ ዝፎቲ ላይክ ይግጨየኒ💕💕💕💕💕💗💚💚💚💚💚
@ilovemyself9522
@ilovemyself9522 Жыл бұрын
*ምሉእ ሰላም ይግበረልኩም ተጋርዋይ ። ፈጣሪ ሆይ ድሕሪ ደጊም ስቃይ ህዝቢ ትግራይ ከይተርእየኒ* 🙏 Much respect from 🇪🇷
@vjr7453
@vjr7453 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ክብርቲ ሓፍቲና/ ሓውና ህዝበይ የዋህ ፈቃር ወናም💊❤❤💊❤
@SalamSalam-ut2bo
@SalamSalam-ut2bo Жыл бұрын
😭🙏😭
@merihaftigerefedayhne8307
@merihaftigerefedayhne8307 Жыл бұрын
ኣሜን 🤲🤲🤲ልኩላትና ብሩኽ ሰብ ወዲ እግዚሄር 🙏🏻🥰
@samieyob1057
@samieyob1057 Жыл бұрын
ertrawi Kusmak terway barya talyan
@danitekeste7277
@danitekeste7277 Жыл бұрын
Amennnn amennnn amennn
@kifikifi6305
@kifikifi6305 Жыл бұрын
ኣብ መላእ ዓለም እትረከቡ ተጋሩዋይ እንኳዕ ንብዓል ልደት መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ብሰላም ኣብፀሐኩም👏👏👏♥️🥀 ኣሹ ሓወይ እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ናይ ኩሉ ግዜ ብሉፅ❤🤗
@rahielmehari
@rahielmehari Жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰❤💛🤍🤍🤍🤍🤍🤍🤍🤍🤍🤍❤💛❤💛🙏🙏
@cucumberoct1156
@cucumberoct1156 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ወድኖ💕❤
@lovemama7634
@lovemama7634 Жыл бұрын
ግርም ለውጢ ንባዕልካ መሲልካ አዩ, አንቃዕ ሕንብርተን ሰለፈን ከፊተን ኣይቀረባ 🙏 ባህሊ ብኣዋሊድ ይደምቅ ይብከል አውን ሕጂ ድማ ደሚቅኩም💖💖💖
@Mamiye_alemey_21
@Mamiye_alemey_21 Жыл бұрын
ኣታ እዚ ወዲ ከፀልለኒ እዩ ዋውውው ከመይ ዲካ ናይ ልበይ ይመችካ አሹየ king of king በሉፅ ኮኮብ ትግራይና⭐️❤️💛
@abrhaeberhae708
@abrhaeberhae708 Жыл бұрын
GC
@user-ts2no1ff8r
@user-ts2no1ff8r Жыл бұрын
ለለ መፅዩ ጥዕሙ ድምፂ ❤💛💪
@tsegawezam1814
@tsegawezam1814 Жыл бұрын
ንኹላኹም ኣብ ውሽጢ ዓድን ኣብ ወፃእን ዘለኹም ተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩን ፣ እንኳዕ ንበዓል ልደት ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ህዝብና ዓድናን ሰላም ይግበረልና!❤🙏 በቢዘለናዮ ካብ ኩፍእ ነገራት ይሓልወና🙏🙏
@Tigrigna_Entertainment99
@Tigrigna_Entertainment99 Жыл бұрын
❤ ሰላም ፀጋ በዚ ኣጋጣሚ ተጋሩ የሕዋተይ እዛ ቻነል subscribe ብምግባር ቤተሰብና ኹኑ ናይ ሓበሻ ቀሚስ ናይ ወዲ ናይ ጓል ተደሊኹም አበዚ ቻነል ኣለኩም
@tsegawezam1814
@tsegawezam1814 Жыл бұрын
@@Tigrigna_Entertainment99 እሺ ምቅርተይ💗❤
@sofiat3079
@sofiat3079 Жыл бұрын
አብ ጸልማት ዝኩላዕ ህዝቢ ሰላምኩም ይብዛሕ ብርሃንኩም መሊኢ ይብራህ ርሑስ በዓል ልደት ተጋሩዋኒ🙏🙏💥💥💥🔥🔥🔥🔥❤💛❤
@Tigrigna_Entertainment99
@Tigrigna_Entertainment99 Жыл бұрын
❤ ፁበቅ ሰራሕ ድጄ ኣሹ በዚ ኣጋጣሚ ተጋሩ የሕዋተይ እዛ ቻነል subscribe ብምግባር ቤተሰብና ኹኑ ናይ ሓበሻ ቀሚስ ናይ ወዲ ናይ ጓል ተደሊኹም አበዚ ቻነል ኣለኩም
@meramera8447
@meramera8447 Жыл бұрын
Biravo ashu
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 Жыл бұрын
ሰናይ ባዓል ልደት እንኳዕ ኣብፀሐኩም ተጋሩ ኣሹዋይ ጎይታ ጥበብ እንኳዕ ብሰላም መፃኻ
@user-ir7ql2pw8f
@user-ir7ql2pw8f Жыл бұрын
ፁቡቅ ስራሕ ምስ ናይ ባህሊ ኣከዳድና 💖💛💖
@WegahtaChanel27
@WegahtaChanel27 Жыл бұрын
ብሩክ ብዓል ልደት ይግበረልና/ከም ንኩለኩም ህዝበ ክርስትነያን ኣብ መላእ ዓለም ዘለኩም ኣብ ዉሽጥ ኣብ ደገን ዘለኩም ሰናይ ትምኒተይ ክገልፀልኩም ይደሊ🌿🌿🌿❤❤
@user-jo8jb1uu6c
@user-jo8jb1uu6c Жыл бұрын
ኣሹዋይ💛❤💛❤ሰናይ በዓል ልደት ተጋሩዋይ ዘመንና ይባርኸልና💒💒💒❤❤🤲
@gjbj1996
@gjbj1996 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 😘😘
@magiman5683
@magiman5683 Жыл бұрын
ከመይ ዲካ ተከይፈኒ ቀፅለሉ
@atsedegher5234
@atsedegher5234 Жыл бұрын
አሜን
@Tigrigna_Entertainment99
@Tigrigna_Entertainment99 Жыл бұрын
❤ ፁበቅ ሰራሕ ድጄ ኣሹ በዚ ኣጋጣሚ ተጋሩ የሕዋተይ እዛ ቻነል subscribe ብምግባር ቤተሰብና ኹኑ ናይ ሓበሻ ቀሚስ ናይ ወዲ ናይ ጓል ተደሊኹም አበዚ ቻነል ኣለኩም
@zizi-jv4cp
@zizi-jv4cp Жыл бұрын
ለለ መፂካና በቲ ጥዑም ላዛካ ኣሹ ጅግና ተጋደላይ 🙏ደሰ ዝብል ሰራሕ 💖ኣብ ፀልማት ዝበርህ ህዝቢ ፀገም ይኩን ችግር ዘይብግሮ ናይ ተምሳሌት ተፃዋራይነት ክከውን እዩ ይከኣል እዩ በሃላይ ህዝቢ ትግራይ ።🙏ሰላምካ የብዘሐልካ ሓላል ህዝበይ 💛❤️🙏🙏🙏
@suzisuzi8558
@suzisuzi8558 Жыл бұрын
ጹቡቅቲ ስራሕ እዛ ትግራይና ክንደይ ሓቦኛ ኣለዋ 💛❤ ✊
@user-wx3zo4yn4x
@user-wx3zo4yn4x Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፂእካ ኣሹዋይ ሙሉእ ሰላም ይግበረልና🥰🥰🥰🥰
@user-qd3rc3in9m
@user-qd3rc3in9m Жыл бұрын
ፅብቅ ስራሕ እዮ ትግራይ ንዘልኣለም ትንበር 🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️🔥🔥😘😘😘😘
@user-gr4mu4pe5c
@user-gr4mu4pe5c Жыл бұрын
እንኳዕ ብደሓን መፃካ ኣሹዋይ 🥰 ርሑስ ብዓል ልደትን ምሉእ ሰላምን የውርደልሉ ንውፅዕ ህዝበይ 🥺❤️🙏
@user-up3rc4ke5v
@user-up3rc4ke5v Жыл бұрын
ኣይከም ሽምካን ባህልካ መክበሪ ኣሹ ጅግና ቀፅለሉ ወዲ ትግራይ❤❤
@hshshdjd7827
@hshshdjd7827 Жыл бұрын
አሹየ ጅግና ርሐሱ ባዓል ልደት ይገበረልን ተጋሩወይ ህዝብና ለ ምሉኡ ሰላም ይግበረለና 🕊🦋🦋🥰🥰🥰
@user-kb1ru9ft2w
@user-kb1ru9ft2w Жыл бұрын
ኣሹዋይ ዝፈትወካ ጅግና ናተይ❣️💛🔥
@haftomgebretsadik2773
@haftomgebretsadik2773 Жыл бұрын
ተጋዳላይ ዲጄ ኣሹ ይሞቸካ ደስ ልብል ስራሕ❤💛✌️
@GgGg-nb5kb
@GgGg-nb5kb Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@selamtgraweyti7209
@selamtgraweyti7209 Жыл бұрын
ኣሰይ ዝሓወይ ❤️plis like ግበርሉ
@expm1605
@expm1605 Жыл бұрын
ጀጋኑ ተጋሩ ፁቡቅ ስራሓ ኣሹየይይ🥰🥰🥰🥰💛❤
@tdftdf5811
@tdftdf5811 Жыл бұрын
ዝገርም ስራሕ ኣሹየይ ቡሉፅ ኩሉ ጊዜ እንኳዕ ኣብጸሐኩም ተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩን ብፍላይ ድማ ሰራዊት ትግራይ🥰💛❤✊
@user-ef1ub5co2x
@user-ef1ub5co2x Жыл бұрын
🇪🇷ይሕዋት ኤርትራዊ እየ ብትግራይን ተጋሩን ዘለኒ ፍቅሪ ግን ንዘልኣለም ኣይወጽእን እዩ ናተይ ናይ ኩሉ ግዜ ብሉጻት ብመሰሎም ዘይደራደሩ ጀጋኑ.....በተረፈ ዝጽሕፈልካ ዘለኩ ወዲ ኩን ጉኣል ኣፍቃሪተይ ክረክባ ሓግዙኒ ሓደራ
@tdftdf5811
@tdftdf5811 Жыл бұрын
@@user-ef1ub5co2x ኣበይ ድያ ዘላ'?
@user-ef1ub5co2x
@user-ef1ub5co2x Жыл бұрын
@@tdftdf5811 መቀለ ስልካ ኣይሰርሕን ዘሎ
@fnangebrhiwet
@fnangebrhiwet Жыл бұрын
@@user-ef1ub5co2x ኣጀኻ ክትረኽባ ኢኻ ክቡር ሓወይ
@samieyob1057
@samieyob1057 Жыл бұрын
@@user-ef1ub5co2x barya talyan ,, BYE BYE BYE we dont have mouse at home 😎 move BYE bye
@Friday-fq3db
@Friday-fq3db Жыл бұрын
He’s the top off singer Tigrigna Much Respect ❤️💛
@AskalAgmawit
@AskalAgmawit Жыл бұрын
Welcome ጅግና ተቃላሳይ ናይዚ ዘመን ድምፃዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ😍❤️
@Hareg675
@Hareg675 Жыл бұрын
ኣሹየ እንቋዕ ዳሓን መፃእኩም ምሓት ሓይልኩም ሓይሊ ሓፂን ይኩን ቡሩካተይ😍😍😍😍
@wedihailu8837
@wedihailu8837 Жыл бұрын
እረ ጅግና ኢካ👌👌👌👌 ዝግርም ስራሕ @dj ashu teg teg ደቂ ሓላል መሬት ተጋሩ እንዃዕ ናብ ባዓል ልደት ኣብፅሕና ንህዝብና ድማ ሙሉእ ስላም ይግበረልና🙏🙏🙏
@user-vz8pf7vt9f
@user-vz8pf7vt9f Жыл бұрын
ዌል ኣሹየ ዝፈትወካ ጅግና ናተይ🤗😍😘
@asugaltigray1659
@asugaltigray1659 Жыл бұрын
ተጋዳላይ ድጄ ኣሹ ትግ ,ትግ እንካዕ ብሰላም መፃካ ቡሉፀይ እንካዕ ኣብፀሐኩም ተጋሩዋይ❤️💛🙏
@Orthodoxsawit1
@Orthodoxsawit1 Жыл бұрын
Another amazing music by the one and only Dj Tegdly Ashu Tig Tig. We love you ዕድመን ጥዕናን ኹርዐትና 🙏🏽 my little girls love his all music “Ashu Tig Tig, we call him in our home”!
@robelkahsay243
@robelkahsay243 Жыл бұрын
I love may peoples and my ethnic ❤️❤️💊 Fkri selam rahwa ykunelna From🇪🇷
@maergmlessis1299
@maergmlessis1299 Жыл бұрын
ኣሹ ዝፈቱ እስከ ላይክ ተጋሩ እዋይ 😍
@user-pj1wk6fq7m
@user-pj1wk6fq7m 7 ай бұрын
Tigray always a big region,long live for our Tigray,thanks ashu❤🧡❤💛
@yashikonju8805
@yashikonju8805 Жыл бұрын
አሹዋይ አብየት ድምፅ አብየት አከዳድና አዋልድ ታይሞ ክዎፆኦ ይበል ይበል አጆኻ ቀፅለሉ እዚ ሓወይ ቡሱሩ በተለይ አዋልድ እነታተን ክመስላ ፅቡቅ ኽዳን ክኽደና ትገዉሮ ዘለኻ ስራሕ ብጣዕም ብጣዕም ድንቅ እዩ ቀርትዕ አጆኻ ቀፅለሉ አብ ጎንኹም አለና ሼር ላይክ ንገብር እና ትግራይ ንቅድምት ❤️💛🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@kebedekassaa5096
@kebedekassaa5096 Жыл бұрын
Beautifully done! The professional lady dancers look like they have no bones. They are also beautiful. Ashu tig tig you are cool👍
@djmiecomadeinethiopia
@djmiecomadeinethiopia Жыл бұрын
DJ ASHU is a creative and the most talented Dj,Songwriter,Producer,arranger,director and Patriots Young Boy!!! as a Friend and Dj I Know Dj Ashu's past drops No One Can Stop Him from being on TOP African DJ!!!!
@user-yv2eg5yh3d
@user-yv2eg5yh3d Жыл бұрын
ጅጋኑ TDF 💛❤❤😘
@robelnimial
@robelnimial Жыл бұрын
Good job 👏👏
@haftayshla9417
@haftayshla9417 Жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ዜማ 100 ኣካዳድና ባህል ትግራውነት 100 ድምፅ 101 ኣብ ባህልን ክብረት ህዝቢ ትግራይ ከይተወፁ
@user-dy1vk4ir6o
@user-dy1vk4ir6o Жыл бұрын
ኣሹዋይ እንካዕ ሰላም መፃኻ ሰናይ ብዓል ይገበረልና💛♥
@cucfyxdyv6763
@cucfyxdyv6763 Жыл бұрын
ኣሹ ሓቢቢ እንኳዕ ብሰላም መፃካና
@Tigrigna_Entertainment99
@Tigrigna_Entertainment99 Жыл бұрын
❤ ፁበቅ ሰራሕ ድጄ ኣሹ በዚ ኣጋጣሚ ተጋሩ የሕዋተይ እዛ ቻነል subscribe ብምግባር ቤተሰብና ኹኑ ናይ ሓበሻ ቀሚስ ናይ ወዲ ናይ ጓል ተደሊኹም አበዚ ቻነል ኣለኩም
@user-kj9jo5oj3e
@user-kj9jo5oj3e Жыл бұрын
እሽ 🙏
@jggehgd6433
@jggehgd6433 Жыл бұрын
እሺ
@Aaa-kx1kb
@Aaa-kx1kb Жыл бұрын
ይበል ስራሕ ኣሹ ሓወይ♥️♥️♥️🥰🥰
@Samuel20258
@Samuel20258 Жыл бұрын
አንቱም ተጋሩዋይ ሰብዶ ብባህሉን አሕዋቱን ይቀንእ እዩ ? ኩሉ ነገርናስ መሀነኒ ♥♥♥♥♥
@samiladu4274
@samiladu4274 Жыл бұрын
እንካዕ ኣብፀሐኩም ንኣመንቲ ክርሰትና ♥ ድጄ ኣሹ ይሞችካ!!!
@user-uy3nd5qb5r
@user-uy3nd5qb5r Жыл бұрын
እንኳዕ ብዳሓን መፃእካ አሹ ሓውና ❤💊 ደስ ዝብል ስራሕ❤💊🌿🌾 ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ💊❤🌿🌾
@helulve1698
@helulve1698 Жыл бұрын
#እንኳዕ ኣብፀሓኩም ንበዓል ልደት💛❤️🙏 ተጋርዋኒ ሰላም ንውፅዕ ህዝብና ❤️♥️ ኣሹተይ Miss you 💛❤️👌
@ove6164
@ove6164 Жыл бұрын
ኣሹ ትግ ትግ👑💙 ከምቲ ልሙድ ጽቡቅ ስራሕ ሓዱሽ ፈጠራ ብባህላዊ መንገዲ🔥 ትክእል ኢካ በቃ⭐❤
@peacea5192
@peacea5192 Жыл бұрын
Great song!. Thank You, Dj. You're a world-class singer!.
@hagushmebeahatom
@hagushmebeahatom Жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ኣሹየ ❤️💊
@MGT04
@MGT04 Жыл бұрын
ዌል ኣሹ ሓወይ ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልና ንኩላትና ተከተልቲ ሃይማኖት ክርስትና💚🙏
@user-nv6mn1nj3g
@user-nv6mn1nj3g Жыл бұрын
አሹየ ጀግና ለለ መፂኻና❤️💛 🥰
@atiramalah8198
@atiramalah8198 Жыл бұрын
DJ ashu ናይና ጅግና ኢኻ ብሓቂ 💪 ሓደ ግዜ ንጀርመን ኮንሰርት ትመፀና ትኸውን ኣጆና 🙏🏿 ርሑስ ባዓል ልደት ንመላእ ተጋሩ😘❤️💛
@kiroswoldu9447
@kiroswoldu9447 Жыл бұрын
Nguse Abady embor Nguse 🙏✊❤️💛 I can never get enough of this song! I salute you my hero🙏❤️
@bettyboo7783
@bettyboo7783 Жыл бұрын
ኣሹ ብጣሚ ደስ ዝብል ደርፊ ጀጋኑ ደቅቷም ጀጋኑ ህዝቢ ትግራይ
@avielavi990
@avielavi990 Жыл бұрын
DJ Ashu always surprising us with great Tigrigna music thank you
@meri.tigraweti
@meri.tigraweti Жыл бұрын
ተጋሩ💊 ደመይ ምስረታ ሃገረ ትግራይና የረእየና አምላክ
@fnangebrhiwet
@fnangebrhiwet Жыл бұрын
እንኳዕ ኣብፅሐኩም ንብዓል ልደት ደቂ ዓደይ ደቂ ዓበይ ትግራይ ሰላምን ራህዋን ነቲ ውፅዕ ህዝብና ኣሹ ጅግና ናይዚ ዘመን ቡሉፅ ደራፊ ቀፁሎ ሉ ወዲ ዓደይ 🇻🇳💪
@letaygabreklros4086
@letaygabreklros4086 Жыл бұрын
ኣሹየ ጅግና ወዲ ህዝቢ እንኳዕ ብደሓን መፃካ በዓል ጥዑም ዜማ ::
@seluAdokalu8121
@seluAdokalu8121 Жыл бұрын
እንኳዕ ናይ መድሀኒና እዩሱስ ክርስቶት ልዓመታዊ ክብረ በዓል ልደት እንኳዕ ብሰላም ኣብፀሐኩም ተጋሩዋይ ንህዝብና እውን ዝተከበረ ዝተቀደሰ ሙሉእ ሰላም ዝኮነ ሉ ወፊሩ ስሪሑ ዝኣትየሉ ዝተፋላለየ ዝእከበሉ ዝሓዘነ ዝደሰተሉ ዝሞተ መንግስተ ሰማይ ዘዋርሰሉ ኣውዳኣመት ይገበሮ
@user-ey3hi8ic5p
@user-ey3hi8ic5p Жыл бұрын
ኣሹየ❤🥺🔥
@user-ih3ks1iz4j
@user-ih3ks1iz4j Жыл бұрын
ተጋሩዋይ👌❤
@user-nf7ir2qt6j
@user-nf7ir2qt6j Жыл бұрын
ተጋሩዋን ሰላም ናዓኹም እሰይ ኣሹ ጅግና ቀፅለሉ ፅብቅ ሰራሕ ትግራዋይነት ክቡሩ መንነት 💛❤🙏29/04/2015ዓ.ም 🌱ርሑስ ባዓል ልደት አምላክና መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ይግበረልና ንመላእ ህዝበ ክርስቲያን🍀 በረኸተ ሰጋን ነብስን ንረክበሉ ህዝብና ካብ መከራ ዝወፀሉ ሰናይ ባዓል ይግበረልና👏
@alshaday7332
@alshaday7332 Жыл бұрын
You did it again man 😎🔥
@djmiecomadeinethiopia
@djmiecomadeinethiopia Жыл бұрын
DJ ASHU I LOVE YOU FOR your usual amazing drop bigger up and never give up dropping amazing beats Finally gua gua guyla hiphop turns 100%+++++ DJ ASHU LONG LIVE I believe on you and on your WORK🙏🙏🙏
@tigray_adey
@tigray_adey Жыл бұрын
Welcome ኣሹዋይ💚 ሰናይ ባዓል ልደት ምሉእ ሰላም ይግበረልና ተጋሩዋይ😘❤️
@beriha105
@beriha105 Жыл бұрын
አሽዋኒ ዝፈትወካ ብጣዕሚ ፅብቅዐ ዝበለፀት እዚአ ክዓ♥️♥️ቀፅለሉ ማዓሰይ❤🥀♥️🥀🦋🦋
@mkm4736
@mkm4736 Жыл бұрын
ህዝበይ ሓላል ሙሉእ ሰላም ይግበረልኻ❤💛👏😢
@selamgebre4802
@selamgebre4802 Жыл бұрын
Thank you ashu good job 👏 👍 🙌 👌
@hghbghh9255
@hghbghh9255 Жыл бұрын
ኣሹ ሽኮር ቀፅሉ ፍቅረይ መዓረይ ወዲ ትግራ100 🥀🌹🌹🌹🥀❤❤❤❤🌷🌹🇻🇳
@rhohrhoh1855
@rhohrhoh1855 Жыл бұрын
አሹየ ጀግና ወዲ ትግራይ 💖💖
@shumeygeberemedhin2146
@shumeygeberemedhin2146 Жыл бұрын
Dj Ashu an inspiration for Tigrinya Music ኣገንዕ❤
@tekleabi8033
@tekleabi8033 Жыл бұрын
ኣሹየ ጅግና 😘💊🙏
@abebachanal1036
@abebachanal1036 Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእክ እሹ ኣጆና ኣምላክ ምስ ህዝብና ይኩን ሙሉእ ሰላም ይግበረልና
@Fanstube774
@Fanstube774 Жыл бұрын
ዋላ ኣብ ኽባ ኣቲናስ ክሊፕ መን ከም ትግራዋይ🥰ይሞቸኻ Dj Ashu🙏🙏
@leliandtib8722
@leliandtib8722 Жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ❤🥰
@hierugaltigray4719
@hierugaltigray4719 Жыл бұрын
ኣሹየይ ጅግና እንካዕ ብሰላም መፃኣካ💪💊💊💊💞💛
@roseadem6059
@roseadem6059 Жыл бұрын
Beautiful people with beautiful heart and minds ♥️ the tigraians mother's for life respect 🙏 ❤️ ♥️ 💖 love
@zufanzigta4355
@zufanzigta4355 Жыл бұрын
Young and talented💛❤💛❤
@mosesberhe682
@mosesberhe682 Жыл бұрын
Thank you bro. You did it again elelelelellllll ❤
@user-fy3fr5vj1t
@user-fy3fr5vj1t Жыл бұрын
Smart music Ashuye
@AaAa-pd5xx
@AaAa-pd5xx Жыл бұрын
ናይና ዳንስ አብና አሹ ስራሕ ስለ ልረአኹኹም ደስ ኢሉኒ እዩ ድሕሪ ሰላም ዳንስና ክንቅፅሎ ተስፋ ይገብር ሰላም የራኽበና ኣሹዋይለ ደስ ልብል ስራሕ ይሞችኻ 💜💜✌️
@user-cv3cz2zm4i
@user-cv3cz2zm4i Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ጀግናና ኣጆካ♥️💛
@user-qo4ux5nm4e
@user-qo4ux5nm4e Жыл бұрын
ርሑስ ብዓል ተጋሩዋይ ምዓረይ ❤️💛❤️🍀
@magitigraweyti579
@magitigraweyti579 Жыл бұрын
ተጋርዋይ ሰላም ንዓኹም ይኹን ኣብ መላእ ዓለም ዘለኹም ደቂ ሪመይ ሩሑስ ባዓል ይኹነልኹም ኣሜን(3)💛❤🙏⛪😘
@natiman6677
@natiman6677 Жыл бұрын
Wellcame back ashu bro
@titiiove5413
@titiiove5413 Жыл бұрын
ኣሽዋይ እንኳዕ ኣብፀሐካ ንባዓል ልደት ሰናይ ልህዝብና♥️
@newuaq1125
@newuaq1125 Жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ደቂ ሀገር ትግራይ ሰላም ሀገርና ትግራይ ራህዋ ህዝብና የርእየና🙏🙏🙏❤️❤️🕊🕊💛💛🕊🕊❤️❤️🌿🌿🌿🌹🌹🌹
@alyoella6002
@alyoella6002 Жыл бұрын
ቅድሚያ እንካዕ ኣብፀሓኩም ንበዓለ ልደተ ክርስቶስ ተጋሩን ፈተዉቲ ተጋሩን ከምኡለ ዲጄ አሹን
@user-qi4pu4ft5d
@user-qi4pu4ft5d Жыл бұрын
ኣሹዋይ ጅግና እንካዕ ብሰላም መፃካ♥️🌕
@user-tu6pi1mr7d
@user-tu6pi1mr7d Жыл бұрын
ኣሹዋይ ጅግና ትግራይ ዓደይ ሰላም ናዓኪ🙏💊💊💊
@lauradavidson3630
@lauradavidson3630 Жыл бұрын
Wow thanks bro God bless you all ጀጋኑና
@fevenbeyene9449
@fevenbeyene9449 Жыл бұрын
Good job brother Thank you so much God bless all
@selamtigraweyti3202
@selamtigraweyti3202 Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኻ አሹየ🙏 ብጣዕሚ ፅብቕቲ ሰራሕ ቐፅለሉ ድማ🥰 ተጋሩዋይ ፈተዉቲ ዓዶም ብሓበራ ፊትዉ'የ ዘብለኩም💖🥰
@yrguyrgu2707
@yrguyrgu2707 Жыл бұрын
ኣሹየይ ፅብቅ ስራሕ 💛❤
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын
ኣሹየይ ጀግና ወዲ ህዝቢይ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ትግራይ ሓላል ሰብ
@user-lp7yk6pg6m
@user-lp7yk6pg6m Жыл бұрын
ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ምሉእ ይግበሮ❤🙏🙏🙏
@user-jo5ce8bs8m
@user-jo5ce8bs8m Жыл бұрын
#ኣሹ_ትግ_ትግ ❤️💛 ደቅ ሪመይ ሰላምኩም ይብዛሕዮ ኣብዝሃለኩም ሃልኩም 🙏🥰🥰
@beana3912
@beana3912 Жыл бұрын
አሹ ጀግና best music as usual 👏👏👏👌👌👌👌👌👌💛❤️💛❤️💛❤️
Jumping off balcony pulls her tooth! 🫣🦷
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 26 МЛН
ОБЯЗАТЕЛЬНО СОВЕРШАЙТЕ ДОБРО!❤❤❤
00:45
Best KFC Homemade For My Son #cooking #shorts
00:58
BANKII
Рет қаралды 69 МЛН
Mom's Unique Approach to Teaching Kids Hygiene #shorts
00:16
Fabiosa Stories
Рет қаралды 36 МЛН
Jumping off balcony pulls her tooth! 🫣🦷
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 26 МЛН