Рет қаралды 334,936
ኣስካርባይ ጎማ ክዳነይ ካኪ
ዓደይ ክዋግኣልኪ
ጭራ ነብሪ ኣቲ ጭራ ነብሪ
ድኻ ዝተዛረቦ ኩሉ ነውሪ
ጭራ ኣንበሳ ጭራ ኣንበሳ
ሃፍታም ዝተዛረባ ኩላ ንሳ
ዓለም ኣይተሕልፋ ቁልቁል ኣፋ
ንኡስ ኣሎ ከም ሸዊት ዝሃርፋ።
ኣስካርባይ ኮዮ ክዳነይ ባኖ
ዓድኻ ዶ ትምኖ
ክላ ኣይከምትን ኣታ ክላ ኣይከምትን
ከብድኻ ዶ ኢሉካ ዝርግ ብትን
ክትርከብ ክት ስእን ዘይትፍትን
ክትረክብ ክት ስእን ዘይትፍትን
ኣንቱም ሰብ ቀደመ ሰብ ቀደመ
ኣይንጣለም እዝጊ ከይጠለመ
ፀላእናኩም ልቢ ምስተሳእነ
ደላናኩም ሰብ ምስተሳእነ።
+=+==
ፀሃይቱ ባራኺ
subscribe here: / @playtigrigna
© HaHu Entertainment. Unauthorized use of this copyrighted work is strictly prohibited.
Follow us @ Facebook / playtigrigna