"ውዕሊ ፕሪቶሪያ ጠጠው ኢሉ'ዩ" ቃለ መሕትት ምስ ተጋዳሊት ኣረጋሽ ኣዳነ _Interview With Aregash Adane

  Рет қаралды 51,403

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

9 ай бұрын

Well Come To Berakhe Show KZfaq Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrwan_Poletics
#Interview_With_Aregash_Adane
#Tigiray_poletics

Пікірлер: 413
@makdatube8713
@makdatube8713 9 ай бұрын
ክብሪ ይግብኣኪ ተጋዳሊት ኣረጋሽ ❤❤❤💛💛
@baqr4383
@baqr4383 9 ай бұрын
Feger
@michealtesfay9340
@michealtesfay9340 9 ай бұрын
Hero and real fighter Aregash Adane you always my favourite politician as usual ❤
@salihafar2244
@salihafar2244 9 ай бұрын
#ሳላም_ብራኸ_ሸው ምሰ ጋሻኺ ሳላም ይብለኪ👉 አደና አደይ አረጋሸ ብምግባርኪ ብጣዕሚ ፅቡቕ እዩ😍😍😍
@tekiekifle7875
@tekiekifle7875 9 ай бұрын
ኻብ ባድመ ዝጥቀም የለን በጀኻ ሞትን ኽሳራን ግን ብኽልተ ወገን ዞሎ ሰብ ዓዱኡ ሲኢኑ ሕጂ ወን በጀኻ ሜሕንጻጽ ኻልፈውሲ የለን ጽቡቕ ስራሕ ሜድያ
@g.t6746
@g.t6746 9 ай бұрын
I have great respect for ተጋዳሊት አረጋሽ she is so honest thank you ብራኸ ሸው
@tesfaiyohannes8557
@tesfaiyohannes8557 9 ай бұрын
መድህን ኣብ መንጎ ህዝብ ኤርትራን ትግራይን ጽልኢ ክትዘርኢ እንተዘይኮይኑ ዘቀራርብ ድሌት ይብልክን ውያነ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኢርትራ ዝተፈጸመ ግፍዕ ኣብ መዝገብ ኣሎ
@gedlitigray
@gedlitigray 9 ай бұрын
When did you like and respect tigray, all your life you hate tigrean! You committed genocide and now you blame medhin?
@bini2117
@bini2117 9 ай бұрын
@Medhin good job, keeping up
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 9 ай бұрын
መድህን ከም ወትሩ ንወ/ሮ ኣረጋሽ ምስ ትሕትንኡ ብጣዕሚ ፅቡቓት ሕቶታት ተቕርቢ ኣለኺ እሞ ክብሪ ንዓኺ ይኹን!!!
@aregaiw
@aregaiw 9 ай бұрын
ምኽሪ ተጋ/ት ኣረጋሽ ብጣዕሚ እዋናውን ኣገዳስን ዪ፥ መንግስትን ኩለን ውድባትን ክወስድኦ ይግባእ።
@arayaelma1647
@arayaelma1647 9 ай бұрын
ንስኽን ገብሩ ኣስራትን ኩናት ናይ ኤርትራን ወያኔን ብዝጠፍኡ መናእሰያት ተሓተቲ ኢኩም።
@wowo9142
@wowo9142 9 ай бұрын
Aregash and Gebru are the architect of war- Badme was clearly marked in Eritrea.
@solomongebremarim2464
@solomongebremarim2464 9 ай бұрын
You guys are never gone Learn from the past
@user-tt5hs5zq8j
@user-tt5hs5zq8j Ай бұрын
Your resilience is a beacon of hope.
@zengisbagds4223
@zengisbagds4223 9 ай бұрын
መድህን❤ ኩሎም ንትግራይ ዝሓስቡ ኣምፅእልና።
@3NAB_768
@3NAB_768 9 ай бұрын
መድህን ንፍዕቲ ትግራወይቲ ሓፍትና! ንኹሉ ትግራዋይ ፖለቲካዊ ቅዋሙ ብዘይገድስ ዕድል ሂብኪ ሓሳቦም ክድመፁ ምግባርኪ ቐጽልሉ። ምሳኺ ኣለና!!❤
@azebbeyene8978
@azebbeyene8978 9 ай бұрын
አንተጨምላቃ ቆሻሻ ሌባ ቡችላ.አጋሜ ጌታሕ ነው.
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 9 ай бұрын
​@@koala10ishደደብ ፋንድያ እንቦጭ ራስ 👹👹👹
@DestaYbrah-tj5kf
@DestaYbrah-tj5kf 9 ай бұрын
Aregash has been paying incredibly sacrifices for tigrreans I ademayer here forever as monejorno (fetele werki) long live for my lender and sister's !
@yaredtelgel2710
@yaredtelgel2710 9 ай бұрын
ዋዕሮ ተጋዳሊት ኣረጋሽ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ
@goiteomgezaei9066
@goiteomgezaei9066 9 ай бұрын
ፅቡቕ ሓሳብ ወ/ራ ኣረጋሽ
@Bocaca49
@Bocaca49 9 ай бұрын
ኣብ ናጽነት ኤርትራሲ መሰል ኢትዮጽያ ኽሕሎ ዝብል ደንቆሮ ሓንጎል ወትሩ ነቲ ደኽዳኽ (dwarf) ርድኢት ትግራዎት ብትክክል የርኢ። if a nation has its own freedom there is no other nation that can claim it’s right onto it . There could only be a bilateral agreement on how to benefit one from the other on business terms. You are nothing but another female ኣቦይ ስብሓት ። gov Eritrea plz build big permanent wall for not to see these social clique for ever. ትግራይ ቅንፍዝ ዝኾነት ዞባ
@haye5696
@haye5696 9 ай бұрын
Are you sad for giving you what you fought to get Eritrea as a nation I president Esayas will full fill Eritreans wish to go back to their mother country Ethiopia
@amanuelgebrerufael9540
@amanuelgebrerufael9540 9 ай бұрын
ኣታ ደነዝ ውላድ ህግደፍ ንስኻ ፍጥር ክትብል ብድንቁርና ተወሊድካ ኣብ ድንቁርና ዝዓበኻ ግብዝ ፍጥረት ስለዝኾንካ መሕሰቢኻ ኩሉ ጓሓፍ ዝመልአ ክኾን ግድን እዩ ኣብ ጥራሕ መዓኮርካ ዘይምጥነካ ህዝብን ውድብን ክትግምግም ወይ ክትጸርፍ ምፍታንካ ክሳብ ክንደይ ሓንጎልካ ጭቃ መሊኡ ምህላው ኣመላኻቲ እዩ ሰብኣይ እንተኾይንካ መዓዝን ብምንታይን ጣልያን ስረ ወለድኻ ፈቲሑ ክብረ ንጽህነኦም ከራኽስ ከምዝኸኣለ ክትፈልጥ ጻዓር ወይ መርምር ብዝተረፈ ንስኻን ከማኻ ዝበሉ ሩኹሳትን ትግራይን ተጋሩፈን ከልዕሉ ብቅዓት የብሎምን ቆዛሚ ባርነት ዘይምነዎ
@user-tl1ef3zi2e
@user-tl1ef3zi2e 9 ай бұрын
@@amanuelgebrerufael9540halewlew aytibel ata halay tigraway!! Talian sala kabakum hasadat zifeleyena, forever thankful ena kitfelit!! Bi higninetna kea neti Talian zihantsetselna melisna admiknayo ena!!! Entay alekum dea hiji nabta taliyan zifeleya hager teqamutu!! Hasadat
@tesfaldettesfamariam2951
@tesfaldettesfamariam2951 9 ай бұрын
ባድመ ደኣ ቤትፍርዲ ናይ ኤርትራ ምኽያኑ ነጊሩኩም እንድዩ ፡ ነቶም ዝተቐትሉ ወተሃደራት ኤርትራ ጻድቃን ባዕሉ ከምዝኣዘዚም ተኣሚኑ እንድዩ ።
@user-ng9tm6nx1b
@user-ng9tm6nx1b Ай бұрын
Hassot ab Demom izu Seritsu
@arusson6022
@arusson6022 9 ай бұрын
መድህን ቆንጆ ኮንፊደስ 100% ❤❤❤
@NatalBruck1948
@NatalBruck1948 9 ай бұрын
Medhinye♥ my best professional journalist ❗ 🌹💘🌹💘🌹
@wolderufael
@wolderufael 9 ай бұрын
ኩሉሻብ ዝተፈላለዬ ርእይቶን ኣመለኻክታን ምእንጋድ ጽቡቕን መብትን እንድዩ። ብራኸሸው ነዚ የማልእ ምህላዉ ክምስገንን ክነኣድን ይግባእ። ተባዕ በላሕ ጋዜጠኛ መድህን'ውን ክትምስገን ይግባእ። ዝተረሰዔ ታሪኽን ኣመለኻኽትን እንዳልዓልካ ምዝታይ ኣዝዩ መሃራይ እዩ። ሃገራውያንን ናይ ፓለቲካ ተማሃሮን ኣብዚ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪቃ ብዙምሕ ክመሃርሉ ዝኽእሉ መድባት እዩ ዝቐርብ ዘሎ። ሓንቲ ተኸታታሊት ሕቶ ክትሕተት ነይሩዋ ዝብላ እንተልያ፣ ብጋዜጠኛ ውግእ ባድመ ቅኑዕ ዶ ነይሩ ንዝብል ሕቶ መልስ ዝተዋህቢ ካልእ ምርጫ'ውን ነይሩ እዩ። ኣቶ ኢሳይያስ ታንክታት የእትዩ ኣብ ክንዲ ምውራር: ብህኂ ምኽሳሰ ምስተገብኦ ነይሩ: መንግስቲ ኢትዮጵያ'ውን ንጌጋ ብጌጋ ኣብ ክንዲ ምምላሽ ንኤርትራ ብሕጊ ምኽሳስ ይካኣል ነይሩ እዩ። ባድመ ናይ ኤርትራ ክንሳ ዳርጋ ኣብ ትሕቲ ኤርትራ ተመሓዲራ ኣይትፈልጥን ኔራ፣ ማለት ዋላ ኣብ ጥልያን፣ ዋላ እንግሊዝ ዋላውን ፌደሬሽን ይኹን ድሕሪ ውህደት'ውን እንተኾነ። ኢትዮጵያ ብሓይሊ መንዚዓ ውን ኣይወሰደታን ኔራ። ብሰላም ተሓቲታ ምስኣበየት ብሕጊ ክትክሰስ ነይሩዋ፣ አይተሓተተትን። ከምቲ የመን ንኤርትራ ዝገበረታ ብህጊ ክፍታሕ ነይሩዎ። ወዮ ጋሻ ከምዝበለቶ ስምዒት ስዕሩ ናይ ምክልኻል መሰልና ተጠቒምና ውግእ ኣዊጅና ኢላ መሊቫ ዳኣምበር ብሕጊ ምኽሳስ ይካኣል ነይሩ እዩ። ስለዚ ሕቶ ጋዜጠኛ ወዮ ውግእ ባድመ ብኽልቲኡ ወገን ቅኑዕ ኣይነበረን ይብል ኣነ።
@welkaityesewlije8817
@welkaityesewlije8817 9 ай бұрын
Respect 100% your reality Ethiopiawot eke
@abadifetaw3201
@abadifetaw3201 9 ай бұрын
የቅንየልና ኣረጋሽ🎉🎉🎉🎉🎉
@gebreselassiesimon37
@gebreselassiesimon37 9 ай бұрын
ብጣአሚ በጣአሚ ፅቡቅ አጋላልፅ ትክክል ግን ድህር ማይ አባአቲ ካአኑ ግን አምላክ እድሜ የሃብካ አራጋሽ
@tesfaldettesfamariam2951
@tesfaldettesfamariam2951 9 ай бұрын
ባሕሪ ክትብሉ ጸሚምኩም ደናቁር ፡ ኪዱ ብጅቡቲወይ ሶማል ድለዩ ፡ ናይ ብሓቂ ሕማም ዘለዋ ኣረጊት ተመን ፡ ብዛዕባ ኤርትራውያን ካብ ትምልሲ ናይ ነብስኺ ግበሪ ፡ ኤርትራውያን ብዛዕባ ነብሶም ባዕሎም ተሓቲቶም ይመልሱ ፡፡
@belalilula6909
@belalilula6909 9 ай бұрын
👍👍👍👏🏼👏🏼💯👈💌🇪🇷💪
@Apherah
@Apherah 9 ай бұрын
ኣብ ማይዳ ኢኻ ትነብሕ ዘለኻ:: ባሕሪ ምስተብሃለ ቑጽሪ ኣይትባህርሩ:: ጠገለ ዘለዎ ዘረባ እያ ትዛረብ ዝላ እዛ ሰብ:: ሕዚ'ውን ብሕግን ባግባብን ብዛዕባ እቲ ባህርና ወግዒ ክቕጽል እዩ:: መልክዕ ድማ ከነትሕዞ እና::
@gebrehiwotn.5946
@gebrehiwotn.5946 6 ай бұрын
Dear Our heroine Mother. Thank you for your invaluable scarification::
@user-ng9tm6nx1b
@user-ng9tm6nx1b Ай бұрын
What did she sacrificed??
@yacobtewelde466
@yacobtewelde466 9 ай бұрын
ሕቶ ዶብ እንድሕር ኔሩ እሞ ድማ final and binding ዝተፈረመ ስምምዕ ን ፍሩድ መሬት ከመይ ን20 አመት አራጢጥኩም ?
@mesgnawabebe3071
@mesgnawabebe3071 9 ай бұрын
"ፖለቲካሊን ዲፕሎማቲካሊ እቲ ዲያስፖራ ቃልሱ ክቕፅል እኒኤዎ" ቃልሲ ምጅማር ግዳን እላኾነ መፂእሎ።
@GirmayBerhe71
@GirmayBerhe71 9 ай бұрын
RESPECT
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 9 ай бұрын
Aregadh you are my hero
@abdellaahmed4639
@abdellaahmed4639 9 ай бұрын
Now, your studio set up very nice and simple. To follow your interview attracts you.
@YohdegoYosephe-ps1yk
@YohdegoYosephe-ps1yk 9 ай бұрын
❤❤❤. Sister tigray mis Aregashe 💖. You are absolutely right about the fact of ETHIOPIA 🇪🇹 politics really 😑. Because of wrong ideological leaders become a victim of war in ERITREA 🇪🇷. And ETHIOPIA 🇪🇹... weyane free dome fighter are was the best fighter 👏.for the future of ETHIOPIA but they have been suffering from the wrong regime leaders of weyane leaders. They cannot fish the emissions. That is why tigray is in problem. But what is the next tigray future. Tigray people must stand together to solve the problems. Thanks very much very good show. BROTHER ♥❤ from ERITREA 🇪🇷 USA ❤❤❤ 🇺🇸
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 9 ай бұрын
ብሓቂ: ዓባይ ሰብ! Thank you.
@kahsayftsum6952
@kahsayftsum6952 9 ай бұрын
ፅንእቲ!
@jejomikniikida7225
@jejomikniikida7225 9 ай бұрын
ደጊፎም እንተኣላህይዋስ ዘላ ይምመስላ ተጋሩ ዘይትመውት መልሓስ ኣላትኩም
@Godisgood-yd7xv
@Godisgood-yd7xv 9 ай бұрын
Medhn haftey welcome back ❤❤❤❤❤
@gebreselassiesimon37
@gebreselassiesimon37 9 ай бұрын
ትትክክል ነየሩ ትሃሳብ ህዚ ግን ቱሃሳብ ልብና ተይሰሩ ብጣእሚ ሂዚ እኳ አቦቱኡ ተዝምለስ ሃምሊ ምበልእኡ ነየረም ግን እንታይ ብሃል ዘረባ አደይ ሎቱ አይፈር አይእቱ እዮ ካይኑ ዘሎ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 9 ай бұрын
ቂቂቂ ሓደ ዎላይታ ርኹስ ኣምሓርኛ እንተፈሊጡ ቀዳመይቲ ዝገብራ ሰበይቱ ይፈትሓ ጴንጠ ይከውን ሓሳዊ ፈካሪ ጠንቆላ ..... ብሰንኪ ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብኩም ብዙሕ ሰብ ብሰይጣናዊ መንፈስ ክሳቀ ትገብሩ ኣለኹምቭ
@berhehagos6149
@berhehagos6149 9 ай бұрын
A great and honest personality. I met her 1991 in the office of the president, just in the aftermath of the changes. Nothing special happened and I do not remember what we discussed. Gebruasrat had a huge office without any furniture. He was tense and not so communicative. It was tens everywhere and one could read some type of communism in the eyes of the TPLF kadres. They were disciplined but one could observe they did not like some parts of the population, especially the business community.
@kahsayftsum6952
@kahsayftsum6952 9 ай бұрын
ተራር ፀረ ዉልቀ መላኽነት!
@melestesfay5687
@melestesfay5687 9 ай бұрын
ዓረና ኸ እንታይ ይሰርሕ አሎ ?
@dawitstar6325
@dawitstar6325 7 ай бұрын
Aregash an Ethiopia patriot ❤❤❤❤❤
@emanuelabrham7134
@emanuelabrham7134 9 ай бұрын
Tegerawy tegerawy you abi zebazh hatotata hakenat alewa abi mewrdat tegebra zala melsi gen nabi yhawta debrxi😍 keayda
@herihata1823
@herihata1823 9 ай бұрын
Wow she's very sweet አየ በዓል መለስ ናይ ኢድኩም አይትስአኑ::
@erimetera4208
@erimetera4208 9 ай бұрын
tim bel komal agame Teguar tgraway Meles Zenawe is much better than Aregash
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 9 ай бұрын
Thanks medhin ❤❤❤❤
@weliyahussen2120
@weliyahussen2120 9 ай бұрын
Ayni hasad yifenelki blxti gazetegna Medhin Gebreslassie. ❤❤
@zerabrukgigarabera4944
@zerabrukgigarabera4944 9 ай бұрын
ተመሊስኪ ብምርዓየ ደስ ዒሉኒ፤
@nxjdnNckfn-rp8wb
@nxjdnNckfn-rp8wb 9 ай бұрын
ክብርቲ ተ/ይ አረጋሽ አዳነ ብማፍያ ጉጅለ ስብሓትን ፣መለስን ዝገበርዎ ሸርሒ ዝተቃለስኩሉ ዝፀአርኩሉ ቃልሲ ረብሓ ሕዝብትግራይ ንከይዕወት ንናይ ግሊ ረብሓ ንምቅያር ኮነ ኢሎም ብምብራር ፣ኣብዚ ሀዚ ዝበፂሕናሉ ደረጃ ጆነሳይድ ንክበፅሀና መንገዲ ዝኸፈተ ከምዝነበረ ሎሚ ጋሕዲ ኮይኑ ፣ስለዚ ሕዝቢ ትግራይ ይቅርታ ክሓትት ይግባዕ ።
@abelhaile9747
@abelhaile9747 9 ай бұрын
Keep going
@yoseftewelde4319
@yoseftewelde4319 9 ай бұрын
Kkkkkkkkkk bahriy zeymlketkum resahat sala Eritraweyan bota rekiybkum hasewetiy
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 9 ай бұрын
ተጋዳሊት ኣረጋሽ ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂዝኩም ምሂርኩም ንዘመናት ንህዝብታት ኢስጦጵያ ክሳቀዩን መንፈሶም ሸይጦም ኣምሓራይ ዝተቀየሩ ብዙሓትዮም ዘይንናሳሕ !
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 9 ай бұрын
Nice to see you Aregash❤❤ ❤❤❤❤
@habteabteklehaimanot6140
@habteabteklehaimanot6140 9 ай бұрын
ዓዲ ምሩግ ቅድሚ ኩነታት ባድመዩ ነይሩ፡ ወያነ ፍቓድ ሓቲቶም ዓዲምሩግ ኣትዮም ምውጻእ ምእባዮም ቀንዲ ምኽንያት ነይሩ። ባድመ ጠራሮ ዘበገስዎ ኩናት ኢዩ ነይሩ።
@ewnetubelay7856
@ewnetubelay7856 9 ай бұрын
አረጋሽ ደንቆሮ ቃልስኪ ምስ አምሃርይ መረት ምምንጣል ድዩ መህፈሪት
@Gira1995
@Gira1995 9 ай бұрын
ብጣዕሚ በላሕን ለባምን ኣደ
@yirgaabebe9369
@yirgaabebe9369 2 ай бұрын
👏👏👏
@HintsaG-zj4tl
@HintsaG-zj4tl 9 ай бұрын
አደይ አረጋሽ የቀንየልና ኩሉ ሓቂ ኣቀሚጥክዮ ::
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 9 ай бұрын
Yes she is I respect her us Eritrean women I know her from 1987
@Daniel-uc3uy
@Daniel-uc3uy 9 ай бұрын
መድሂን ፈትየኪ ዕም ዝበለ ይተሓጎም ዝጠፈኢ ኣሕዋትና ኣቅርብዮም
@da8387
@da8387 9 ай бұрын
ሕስድና ምዃኑ ድዩ❓️❓️❓️ እሞ ሻዕብያ ንኤርትራ ብኤኮኖሚን ብፖለቲካን ሓያል ሃገር ንክትከውን እንተሰርሕ እንታይ ነውሪ ኣለዎ❓️❓️❓️ ከምዚ ዓይነት ሕስድና ንጁቡቲ ፣ ንኬንያ ፣ ንሶማልያ ፣ ንሱዳን... ወዘተ ከ ትምነዩለን'ዶ❓️❓️❓️ ሕጂውን ልቢ ግበሩ ሕዱር ናይ ውሽጢ ሕማምኩም ፈውሱ❗️ 👉 ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ጥራይ ኮይና ንዘልኣለም ክትቕጽል እያ 💪🇪🇷💪 * እቲ ቀዳማይ ዝገርም ድማ ሓለፍቲ ጃንዳ ሕወሓት ወያ ልዕሊ 20 ዓመታት ዘርብሕዋ ወደብ ጁቡቲ ኣብ ግዜ ዕጽዋይ-ክባይ ኣማዕድዮም እዮም ሪኦማ ላበይ በበይ❓️ * እቲ ካልኣይ ዝገርም ድማ ዝተጻሕፈሎም ንኽፍርሙ ብናይ ኣሜሪካ ላይጽዕነት ማለት ካርጎ ነፋሪት ተሓቢኦም እዮም ረጊጾማ ዕድመ ንመንደላይ❗️
@user-ng9tm6nx1b
@user-ng9tm6nx1b Ай бұрын
Hassadat
@mussiemedhanealem9518
@mussiemedhanealem9518 9 ай бұрын
ተፈናቀልቲ ትብልዎም ዘለኹም ብቀደሙ ካብ ማእኸል ትግራይ እናጋዓዓዝኩም ዘስፈርኩምዎም ተጋደልቲ ዕድዋን ተምቤንን ወዘተ ኢዮም። ወልቃይት ዓዲ አዲኦም አደ አቦኦም አይኮነን። ክንደይ ደቂ ወልቃይት እባ አጥፈእኩም፡ አብ በረኻ ከለኹምን ድሕሬኡን።
@amanuelb8544
@amanuelb8544 9 ай бұрын
ሀደ እግርኪ አብ ጉድጓድ አትዬሎሞ ሀቅ ተዛረቢ
@mesayhailu6989
@mesayhailu6989 9 ай бұрын
She's then best
@sam1f5y
@sam1f5y 4 ай бұрын
ኣረጋሽ ኣዳና ታሪኽ ኣይምሕርን ኢዩ ብጻኣት ሰባት ደቂ ዑናሻሓቅ ሰእለ መንገሻ ገብሪህውት ገረዝጊሂር ጣዓመ ሓጎስ ወዘተ ኣጽኒትኩም ናይ ኩሉ መርገም ጠቅልልኩም ምስ ህዝቡኹም ማዓሙቅ ክትቅበሩ ሪኢና። ውርዙይ ህዝቢ ለኪምኩሞ። ኣረጋሽ ጣዕሳ ይሰማዕኪ።
@sam1f5y
@sam1f5y 4 ай бұрын
መርገም ወለዲና ጠቅሊሉ ህቡኩም።
@testtesfaldettesthabte2581
@testtesfaldettesthabte2581 9 ай бұрын
ሓንካስ እግሪ እምበር ሓንካስ ኣተሓሳስባ ተራእዩ ኣይፈልጥን !ይኩን እምበር እዚ ሓንካስ ( ሓንኳል) ስነ ሓሳብ ኣብ ተጋሩ ንቡር እዩ!!! ተጋሩዋኒ ንዓኪ መድህን እውን ሓዊሰ ገለ ክብል ክግደድ እየ ንሱ ድማ: ታሪክ ቃልሲ ኤርትራውያን " ቃልሲ ጸ ረ መግዛእትን መሰል ንርእሰ ውሳነ " እዩ ነይሩ!!!ታሪክ ተወከስ ባላ ተሞርከስ ይብል ኣባሓጎይ!!! ነቲ ዝነበረ ቃልስ መራሒኡን ቀላሲን ድማ ባዕሉ ህዝቢ ኤርትራ( ብመሪሕነት ተሓኤ + ህግሓኤ ) እዩ ነይሩ!!! ኣብቲ ዝካየድ ዝነበረ ቃልሲ ሓንኳል ተጻብኦን ጥጁእ ሓሳበ-ሳጥናኤል ናይ ተጋሩ ኣይነበረን ማለት ኣይኮነን! ምክንያቱ እዚ ዝመሽመሸ ሓሳብ " ትግራይ ትግሪኚ " ስጋዕ ሕጂ ሒቂቅ የብለኩም ስለ ዘሎ!!ክፍለጥ ዘለዎ ነገር ኤርትራ ሉዓላዊ ግዝኣታ ንጹር ብዝኮነ !ነቃዕ ምጥርጣር ብዘይብሉ ኣገባብያ ተሰሪታ!!!ነዛ ኣክሊል ዝትንክፍ ኣባይ ድማ ዕጭኡ እንታይ ከምዝከውን መጽሐፈ - ዕርበት ወያነ ምውካስ (ምጥቃስ ) ኣካሊ እዩ!!!
@belalilula6909
@belalilula6909 9 ай бұрын
👍👍👍👍👍💯👈🇪🇷💪👈💌💋
@tigraywerki1355
@tigraywerki1355 8 ай бұрын
😂😂😂
@amanuelberhane2068
@amanuelberhane2068 9 ай бұрын
መድህን ዋዕሮ አደ ትሕትና ምስ አዶ ቃልሲ አረጋሽ አዴና
@michealtesfay9340
@michealtesfay9340 9 ай бұрын
Respect you and Medhin
@user-sn5ek6nd1t
@user-sn5ek6nd1t 6 ай бұрын
Xelaeti ኤርትር kulshiab mes ሓፈሩ eyom ኣደይ ዓባይ ቶንኮለኛ
@albadralbadr945
@albadralbadr945 9 ай бұрын
❤❤❤❤
@zaidberhe3638
@zaidberhe3638 9 ай бұрын
Medhen shormuta ate attaret
@tyttyt1271
@tyttyt1271 9 ай бұрын
Kkkkk ygerm eyu tsegem alekuum. Merahti tigray bgegom wn aytasun. Higi alem tufoltu dikum ke
@user-pu7cg5dt4w
@user-pu7cg5dt4w 9 ай бұрын
የቀንየልና ክብርታ ኣደና ተጋዲሊት ወይዘሮ ኣረጋሽ ❤❤❤ህውሕት አክስ በይረዳ እዩ
@asgedomtesfay2290
@asgedomtesfay2290 9 ай бұрын
ኣብ ኣጋ እርጋን ዝርጋን !! ፅይቕቲ !! ኣባል ብልፅግና ብጣዕሚ እዩ ዘ - ሕፍር
@berihukahsay7143
@berihukahsay7143 9 ай бұрын
ትሕሱ ኣለኻ። ኣባል ዓረና እያ። ዓረና ድማ ካብ ሕወሓት ንላዕሊ ንብልፅግና ኣይትቀርብን።
@asgedomtesfay2290
@asgedomtesfay2290 9 ай бұрын
@@berihukahsay7143 ኣብ ቴሌቪዥን ኢትዮጵያ እንዳወፀት እንታ እያ ትብል ዝነበረት
@solomontadele9166
@solomontadele9166 9 ай бұрын
ካብ አረጋሽ ታይ ተማሂርና? ሕ.ወ.ሓ.ት መን እያ ተይለሙና ዓፋኒትን ዓመፀኛ ፀረ ህዝባ ሙኻና እያ በተለይ ኣብተጋሩ። ኸምዚበለትናውን ሸቀተኛ ፓርቲምበ ተቃወምቲ መንነቶም ኣይፈለጠትናን ዓፋኒት ስለዝኾነት። ፅቡቅ ሓሳባት ካብ ዝተፈላለዩ ሰባት ከም ኣረጋሽ ዝበሉ ፍሉይ ኣረኣእያ ለለዎም ግዜ ግን ምስቲ ኹነታት ናረኣኺ ግበርዩ በተለይ ከምኒ የውሃንስ መንጋግ ጀነራል።ፅቡቅዝተፈላለየ ሓሳብ ለለዎም ሰባት አምፂእኺ ሓሳቦም ይግለፁ መድህን ቀፅልሉ። ❤❤❤
@tyttyt1271
@tyttyt1271 9 ай бұрын
Eza sebeyti godelo kem btsota hiwahat koina rekibeya
@yalemrobel2507
@yalemrobel2507 9 ай бұрын
ወ/ሮ ኣረጋሽ ኢድዩ ይኹኑ ካልኦት ውድባት ፍፁም ፀረ ዲሞክራሲ ሰለ ዝነበሩ ምስ ህወሐት ብጥይት እምበር ብሰላም ክፈትሁ ዘይካኣሉ ነህወሓት ከጥፉኡ ዝተቃለሱ ሰለ ዝነበሩ እዩ ተዋጊኦምና ተሳዒሮም።ካልኣይ ኣቲ ዝነበርዮ ኣኼባ መሬት ኣንቀጥቂጥኩም ክትገዝኡ ሓሲብኩም ብምፍርራህን ብምጉጃልን ተወዲቢኩም ንማኸላይ ኮምቴ ብፍላይ ኩላኹም ሰብ ዓብይ ስልጣን ሰለዝነበርኩም ሓቅኺ ኩሉ ጌርኩም እቲ ውህድ ቁፅሪ ምስ ተሳዓረኩም ኣብ ትግራይ ኣኼባ ተፀዊዑ ኣኼባ ረጊፅኩም ብትዕቢት ተወጢርኩም ረጊፅኩሞ ከይድኩም።
@wendmudesalegn8072
@wendmudesalegn8072 9 ай бұрын
❤❤🙏
@habtemariamdebesay2559
@habtemariamdebesay2559 9 ай бұрын
Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk very funn
@tsehayeassefa2282
@tsehayeassefa2282 9 ай бұрын
Thank you Medhn; But what is TPLF ?
@gemeleyemedia1325
@gemeleyemedia1325 9 ай бұрын
እዚ ኹሉ ሓጥያት ዘለዋ ውድቡ ሒዝኩም ፥ ካልእ ክትከሱ መሕፈረኩም ።
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 9 ай бұрын
ሕማሞም እኮ ነብሶም ዘይፈልጡዋ ሙኻኖም እዩ
@erimetera4208
@erimetera4208 9 ай бұрын
​​@@user-dy5kf3dr4h Do you know yourself ? i believe none of us , I think the biggest problem of tegaru is luck of self confidence this is the cause all evils thought
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 9 ай бұрын
Mother say THE TRUTH ENEMY OF TIGRAYAN IS THEMSELVES WHO AMHARIC SPEAKERS!
@HaderaGebreselasie-ih4cz
@HaderaGebreselasie-ih4cz 9 ай бұрын
ይቅርታ ቅኑዓት ተቃለስቲ በዲልና ናይ ኢድና ካዓ ረኺብና
@haylayweldu3427
@haylayweldu3427 9 ай бұрын
ብዛዕባ ድያስፖራ እንድሕር ዘይተረዲኡኩም ድሕረሐዚ ኣብትግራይ ለውጢ እንድሕር ዘይመጽዩ ኦሮማይ... 🙏🙏🙏
@user-im8fs2ob4o
@user-im8fs2ob4o 9 ай бұрын
ገባር እከይ ፣ ብተግባራቱ ተሓንኮለ ።
@tsgheredaokubalidet8791
@tsgheredaokubalidet8791 9 ай бұрын
Eway bog yebilkinin ni sahil tebegisu neru teqlilu eway agame tik entebelu kem maexid besmiam aregit hasawit yetifie
@abadifetaw3201
@abadifetaw3201 9 ай бұрын
ኣብ ህወሓት ናይ ግለሰባት ልዕልነት 1983 ጥራይ ኣይኮነን ጀሚሩ ካብ ዓንተውኡ ህወሓት ናይ ሕገ ደምቡ ተገዛኢ ኣይነበረን ሒዝዎ ዝመፀ ባህሪ እዩ
@onelovehumanityfirst4072
@onelovehumanityfirst4072 9 ай бұрын
Real conscious women especially as women freedom fighter.. I hope she becomes Tigray first president ❤
@tekietafla7602
@tekietafla7602 9 ай бұрын
ሰላም ብዙሕ ጽቡቅ ነገር ኣለኪ ኣብዚ ቃል መሕተታትኪ ግን ኣብ ናይ ኤርትራ ብጣዕሚ ዘገርም እዩ ተጋሩ ሓቃ ካይትዛረቡ ሚሒልኩም ኢኩም ብሕጊ ዝተወሰነ መሬት ሲ ካብ መሬትና ክወጽኡ ኣለዎም ይባሃል ንምንታይ ኢኩም ንህዝቡኩም ተዳናጉሩ ዘለኩም ዝምድናታትኩም ብሓቃ ኣነጽርኩም ሰላም ዘይትገብሩ
@BekTesfa
@BekTesfa 9 ай бұрын
In retrospect she was 💯 right!
@yonas.w
@yonas.w 9 ай бұрын
በዓል ንስኺ ካብ ፖለቲካ እንዳ ሕወሓት ምስተደፋእኹምንዶ መንገዲ ጥፍኣት ህዝባ ትግራይ ዝጀመረ
@yohannisberhane8775
@yohannisberhane8775 9 ай бұрын
kedmi 30 zenbrekalu hiwotekhan hiwot tigrai entai kemzenbre kihideka hezbi tigrai kem etom medihin demtsi ketleti tigrai PP benafekot ayeni kebahebah enda belt kem dreho Kay Kay endabelet tplf zegodet mesilewa ab deki hezbi tigrai tplf kem Baal medinen belati Seb nai enda sewa zetemseretu politicians Ina behalti. Aregsh she is our hero, Long live tplf for ever.seb kekeyayer yekhel tplf metifa zebahal poltica party yehun Media bota yelen. Bezuh tsihife thanks
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 9 ай бұрын
በዓል እዛ ኣረጊት ግን ኩናት ባድመ ክኽፈት ካብ zd🤣ገፉን ዝደፍኡን እያ ኔራ
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 9 ай бұрын
ተጋዳሊት አረጋሽ አዳነ ብዛዕባ ዝሓለፈ ይኹን ዝመፅእ ተዛረብኦ መራሕትና ሰሚዕኹሞ ዶ? ብወገነይ ስምዕዋ ፅቡቕ ሓሳብ/ምኽሪ እዩ እየ ዝብል: ሕውሓት ዝአክል ጠንካራ ውድብ ንወለዶ ንምስግጋር ንንቃሕ: ግዝያዊ መንግስትሞ ብዛዕባ ፍትሒን መሬትና ምምላስን ናይመብዛሕቲኡ ትግራዋይ ሕቶ እዩሞ ይተግበር: አስጢምኹም ተኸራኸሩ ህዝቢ አብጎንኹም አሎ: እዚ አብ መወዳእታ ንሽማግለታት ተፃሕፈ ደብዳበ ደንጉዩስ ኻልእ ፀገብ አብ ኸባቢና ተፈጢሩ ጉዳይና ሰማዒ አይረኸበን: ደጋጊምኹም ፅሓፋ:
@tesstess4591
@tesstess4591 9 ай бұрын
እወ ገዛኩም ቅድም አጽርዬ።
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 9 ай бұрын
ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂዝኩም ምሂርኩም ንዘመናት ህዝቢታት ኣገው ኦሮሞ ጉራጌ ዎላይታ ትግርኛ ስልጤ... መንነቶም ኽሒዶም ክሳቀዩ ዝገበርኩም ርጉማት ዘይትናስሑ ።
@nicebeautiful5830
@nicebeautiful5830 9 ай бұрын
Our hero 💛❤️💛❤️💛❤️💛
@solomongebremarim2464
@solomongebremarim2464 9 ай бұрын
Please try to tell the truth about Eritrea
@Hiwot-fx7yv
@Hiwot-fx7yv Ай бұрын
ትግራይ ልአኺ ብምስኣና ኸሲራ እያ
@brhanuhaile544
@brhanuhaile544 9 ай бұрын
Aregash we lower class elites really understand your sacrifices for the people of Tigray. TPLF?
@fishoimrara
@fishoimrara 9 ай бұрын
ህ.ግ ን ኤርትራ ከም ስንጋፖር ክገብራ: ንኢትዮጵያ ከኣ ዕዳጋኡ ክገብራ ጥራይ ዩ ዝሓስብ ነይሩ! ኢልካ ዘረባ ኣሎ::
УГАДАЙ ГДЕ ПРАВИЛЬНЫЙ ЦВЕТ?😱
00:14
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 3,3 МЛН
What it feels like cleaning up after a toddler.
00:40
Daniel LaBelle
Рет қаралды 69 МЛН
Jul 23/2024 ፕ/ት ኢሰያስ ሚልዮና ን ቢኒ ለበዋ ምሕጽንታ
19:57
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 6 М.
УГАДАЙ ГДЕ ПРАВИЛЬНЫЙ ЦВЕТ?😱
00:14
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 3,3 МЛН