Рет қаралды 77,267
#destatv #destaentertainment #maryshow #wegihuteame #yosanwegihu
ኣብ ምሉእ ዓለም ትርከቡ ደስታውያን ኣሕዋትና ከመይ ቀኒኩም?
ግዜ ምውሻብ ከመይ ተሕልፍዎ ኣለኩም ከም እቲ ልሙድ ንጽባሕ ቐዳም ምስ ኣብነታዉያን ስድራቤት ኣብ ሆላንድ ዝርከቡ ስድራቤት ወጊሑ ጣዓመ ኣብ ምእላይ ደቆምን ዓወታት ጓሎም ኣብ ትምርቲ ዮሳን ወጊሑን ( ጠቅላሊት ኣምባሳደር ህጻውንቲ ህጻውንቲ ካብ ምሉእ ሆላንድ) ብዓብዩ ድማ ኣታኣላልያ ቖልዑ ኣብ ስደት ብኸመይ መንገዲ ኣብ ባህሎም ምዕቃብን ስነስርዓትን ኣብ ትምህርቲ ደቆም ብኸመይ ዕዉታት ኮይኖም ከም ዝወጹ ተመክረኦም ከካፍሉና ስለ ዝኾኑ ንኽሉኹም ግዱሳት ኤርትራውያን ብኽብሪ ንዕድመኩም::
ጽባሕ ቀዳም ኣብ The Mary Show and DESTA TV ይኩን ቆጸራና::
ኣብ ግዜ ውሸባ ዘዳለናዮም ዝሓለፍኩም መደባትና ኣብዛ ታሕቲ ዘላ መላግቦ ብምጥዋቅ ሓደሽቲ ቪድዮታት ንተዓዘብ::
• Part 1 Live interview ...
ደስታ ቲቪ